This is one of the happiest days of my life. I am so happy to see this unprecedented idea has become a reality. Singers and artists from all continents and oceanic regions of our world have paid tribute to Eritrea's icon Weldeab Weldemariam by singing his own composed/translated songs in Mezmur Selam.
My advice to viewers is to watch the video from start to finish on a PC screen.
እዛ መዓልቲ እዚኣ ሓንቲ ካብተን ኣብ ህይወተይ ዘሐጉሳ መዓልታት እያ። እቲ ካብ ንቡር ወጻኢ ዝኾነ ሓሳብ ክውን ኮይኑ ምህላዉ ምርኣየይ ኣዝየ ሕጉስ እየ። ኣብ ኩለን ኣህጉራትን ውቅያኖሳዊ ዞባታት ዓለምና ዝርከቡ መዘምራንን ስነጥበባውያንን ፣ ነተን ኣብ መዝሙር ሰላም ዝርከባ መዛሙር ኣቦና ወልደኣብ ወልደማርያም ብምዝማር ፣ ዘኪሮሞምን ወዲሶሞምን ብምርኣየይ።
ን ረኣይቲ ዝህቦ ምኽሪ ፣ ነዛ ቪድዮ ካብ መጀመርታ ክሳብ መጨረሻ ኣብ ዓቢ ሻሽ (screen) ናይ ኮምፑተር PC ምርኣያ እዩ።
22 мар 2024