ኣብ ናይ ሎሚ መዓልቲ መደብ ሓቂ ሸው ጥቅምታት ኣካላዊ ምንቅስቃስ እንታይ እዩ: ጥዕናና ከመይ ጌርና ንከናከን ኣብ ገዛ ኮፍ ኢልና እንከለና ከመይ ጌርና ኣብ ገዛ ክስርሑ ዝክእሉ ፎከስቲ ምንቅስቃስ ብምስራሕ ኣመት ጥዕናና ክንገብር ዝሕጉዙ ዝርርብ ጌርና ኣለና ሰናይ ምክታታል::
ኣሕዋተይ ንሓድሕድና ሓበሬታ ንለዋወጥ ንደጋገፍ ንተሓላሎን ንተሓላለን !! ኣምላኽ ካብዚ ቀዛፊ ሕማም ይሰውረና ሰላም ነዛ ምድሪ የውርድ ! ኣኣብ ዘለናዮ በበቲ ንኣምናሉ ጸሎት ነዕርግ ገጽ ኣምላክ ንድለ::
ናብ ኩሎም ኣሕዋት ክበጽሕ ሼር ንበሎ::
• DESTA TV - HAKI SHOW -...
3 апр 2020