Тёмный

ልኽርስትናይ ጥልፊ 🥰 ደገ ንዘለኽን ዋጋታት ጥልፊ ስደት ዶ ዉሽጢ ዓዲ ኾይንካ ዋጋ ጥልፊ ይኸብር🤔  

Selam Tsegay Smile:)
Подписаться 68 тыс.
Просмотров 65 тыс.
50% 1

#smile #selamtsegay #video #ethiopia #tigray #habesha #youtuber #tigrignamusic #vlog #tigray #habesha #vlog #ትግራይ

Опубликовано:

 

24 авг 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 502   
@selamtsegaysmile9152
@selamtsegaysmile9152 10 месяцев назад
ሰላማት ልፎትየኩም ለኽብረኩም ትህቡኒ ፍቕሪ ብልቢ እየ ለመስግን ኣይትሰኣኑታ🙏🙏🙏 ይፎትየኩም እየ ኣብዚሐ🥰
@user-qe7on9fj3r
@user-qe7on9fj3r 10 месяцев назад
እንኳዕ ብሰላም መፃእኪ ዝያዳይ ኣግኣዝተ ኣለም ስላሴ ናይ ኣብራሃም ቤት ከምዝባረኩ ኣብ ቤትኩም ኣትዮም ይባርክኩም ምቅርተይ እና ሰሉየይ ጣልቃ ኣቲኪ ከይትብልኒ ከም ልምዲ ገይርኪ ዝወስድክዮ ባህርያት ኣጅሬ ኣይትበሊ ሰይጣን ማለት እዩ እና ምስ ይቅርታ ተኪኢልኪ ንክትገድፍዮ ሞኩሪ ዝያዳየይ ደጊመ ይቅርታ 🙏🙏🙏ብጣዕሚ እየ ዝፎትየኪ
@abrehatgebrhansgebrhans9400
@abrehatgebrhansgebrhans9400 10 месяцев назад
ሰላም ሰላም ሰሉ ሓፍተይ ጡጥ ድዩ ሰላመይ ፅቡቕ እዩ ዋጋስ ጡጥ ተኮይኑ የቀንየልና ዘሓፍተይ
@saraberhane4936
@saraberhane4936 10 месяцев назад
Telephone number please
@TsegaGhiwet-qv8fz
@TsegaGhiwet-qv8fz 10 месяцев назад
​@@user-qe7on9fj3r😮😮wa bmntay kanka eiyu sheytanke 😅ajere fara.malet eindyu 😊
@user-qe7on9fj3r
@user-qe7on9fj3r 10 месяцев назад
@@TsegaGhiwet-qv8fz ምቅርተይ ንሰይጣን ኣጅሬ ለ ይበሃል እዩ
@merhawittube16
@merhawittube16 10 месяцев назад
ከመይ ታዓዲልኪ ኢኪ ሰሉየይ ኣብዚ ሐዚ ሰዓት ኣብ ዓዲኪ ምህላውኪ ከመዚ ኸመይ ውቅሮየይ ዝናፈቀ እሰከ ላይክ😢❤
@gene6075
@gene6075 10 месяцев назад
ጎቦዝ ሰሉየ ነቶም ኸምዚኦም ዝበሉ ሰሪሖም ዝኣትዉ ጀጋኑ ኣወዳትማ ስቖም ከምዚ ናገበርኺ ኣፋልጥሎም : እግዚአብሔር ይባርኮም
@rdfgrfv7135
@rdfgrfv7135 10 месяцев назад
ሰሉየይ ፁሩቲ ኩሉ ግዜ ባሓደ ሙፁና ምስ ሰባአይክ ሽኮራት ፊቅሩኹም የብዛሓዮ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-kf1xp8dg5e
@user-kf1xp8dg5e 10 месяцев назад
ሓፍር ወዲ ደስ እዩ ዘብለኒ ጠራዓራዓ ዘብል ውድ ፀላእኩ
@gotoytomberheberhe9842
@gotoytomberheberhe9842 10 месяцев назад
🤣🤣🤣🤣🤣
@user-vm8oq2nm6o
@user-vm8oq2nm6o 10 месяцев назад
😅😅😅😅
@mesi-ug5di
@mesi-ug5di 10 месяцев назад
😅😅😅😅
@fyuuiigt16
@fyuuiigt16 9 месяцев назад
​@@gotoytomberheberhe9842ሓቃ እያ ሓፍር ተኾይንካ hi beleni😂
@user-ey1mn3ol6l
@user-ey1mn3ol6l 9 месяцев назад
😁😁😁😁
@meriweldegbaral4620
@meriweldegbaral4620 10 месяцев назад
ፀቡቁ ጓል ሐወቦየይ ሰሉዋይ OK ናይ አቁሑት እዉን ነገረና ንአብነት ከመ ፍረጀ ÷ተሎቨጀን ÷መዉቀጥ ቡና ÷ ቅሳላ ወዘተ ዛአመሰሉ አቁሕት ነገረና ማምተይ❤
@user-sj9tq9yd4x
@user-sj9tq9yd4x 10 месяцев назад
መዉቀጥ ብና ጸገም የለይ ምስኣተና ንገዝእ😅❤
@samarahabshi4711
@samarahabshi4711 10 месяцев назад
​@@user-sj9tq9yd4xማሽን እዩ ዝኮን ዓይነይ😂
@usren7
@usren7 9 месяцев назад
​@@user-sj9tq9yd4x😂😂😂
@mareyiove8024
@mareyiove8024 9 месяцев назад
መውቀጢ ቡን😂😂😂😂
@Melat____
@Melat____ 10 месяцев назад
ዋእ ኣብዚ ጽቡቅ ኣሎ ዋጋ ብሓቂ ኣብዚ ደኣ ወሪረሙና እኮ 🤣ክንገዝኣሉ ኢና በርትዕ ዝሓወይ💜
@user-dv9kg2ru6d
@user-dv9kg2ru6d 10 месяцев назад
ጥልፍስ ዳሓን እዩ ዋ ቦታከ ክንደይ ኣሎ ኣብ ከተማ ዉቅሮ ሰሉየይ❤❤❤
@greattigray5290
@greattigray5290 10 месяцев назад
❤❤❤❤❤❤ ሰላመይ ዛ ፕራንክ ደጋግሙዋ በጃኪ🎉🎉🎉ርእስና ፍትሕ ነብል ላደጋገምና ኡሱ ላረአና
@Mezmurtewahdoorthodo
@Mezmurtewahdoorthodo 10 месяцев назад
ሙቁራተይ ሳብስክራይብ እባ ግበሩኒ ❤🙏
@trhasgaltewahdo9489
@trhasgaltewahdo9489 10 месяцев назад
​@@Mezmurtewahdoorthodoጌረኪ ኣለኹ ዛማዓረይ ❤
@zaidzaidzaid1419
@zaidzaidzaid1419 10 месяцев назад
ብሓቂ ከዲሳበባ እናገዛእና ንዓዲ ንሰድድ ዘለና ደኣ ብስሩ ንሽወድ ኣለና ደኣ ኮናይ ዓድና ክፅብቅ መዓት ዋጋኡን ገለን ሰሉየ ብልፅቲ❤
@alemdesta454
@alemdesta454 10 месяцев назад
ናፍቆት ውቅሮይ እህ ብሓቂዶ መሬትኪ ክንረግፅ ኢና ተመሊስና😭💔💙
@SelamaAberha
@SelamaAberha 10 месяцев назад
ሰሉየይ ሕድርኪ ተገደሐሰኪ መልሰለይ ናይ ዓበይቲ ወለድና እውን ኣምፅልና❤❤
@ሳሌም
@ሳሌም 10 месяцев назад
ሰላማት ደቂ ዓበይቲ ንኹላትክን ሓራሙ ከምናይ ሰብኣይሰሉ ይዓድልክን ኣሜን 👏❤️❤️❤️
@milli12354
@milli12354 10 месяцев назад
በቃ ኣኣብ ሚድያ ዝረኣኽንኦ ወዲ ኢኽን ልሓዳር ትምነየኦ😂😂😂ኣየ ሰብ ደግኡን ውሽጡን ይፈላለ እዩ
@dwdfdwrf7117
@dwdfdwrf7117 10 месяцев назад
ሰሉየይ ምቅርቲ ንሰብአይ ዘድንቆ እኮ ኮርዕ ዝበለ በቃ ከፍ አለዉ ላብ ካሜራ ክረአ ዘይደሊ በቃ ሰብአይ ማለት ከመዚ እዩ❤❤❤❤❤ ሓዳረኩም ይባረክ❤❤❤❤❤❤
@user-de3zb3en5e
@user-de3zb3en5e 10 месяцев назад
ፈርኒቸር ኣሪእና ትብላ ኢድክን ንላዕሊ
@samirayirga7736
@samirayirga7736 10 месяцев назад
ሰላመይ በጃኪ ገዛ ከስርሕ ይሓስብ ኣለኩ እየ ዋ ናይ ስሚንቶ ብሎኬት ዝኣመሰሉ ዋጋ ኣምፅልና ኣብሊፀ እየ ዝፈትወኩም❤❤❤❤
@fhydjdg6692
@fhydjdg6692 10 месяцев назад
ፅቡቅ ሰላመይ❤ ታይ እዩ አጁሬ ፃላኢና ይጀርጀር ዋ ፍቅረይ ናተይ ፍትወይ ወዘተ,,..ዘይትብልዮ❤
@user-pj7ge7dh7w
@user-pj7ge7dh7w 10 месяцев назад
😅😅😅😅😅😅😅
@mamaayaalemey1112
@mamaayaalemey1112 10 месяцев назад
ሰሉዋይ ዝሽወጥ ገዛ ኣብ ውቅሮባ ኣመፅልና ህያበይ❤❤❤❤❤❤❤
@geni877
@geni877 10 месяцев назад
ወርቂ ብሪ ከ ❤🎉 ናይ 2016 እስኪ ኣምፅልና😮😊
@A1me1la1y
@A1me1la1y 10 месяцев назад
ሰሉየ መቀረት ብጣዕሚ እየዝፈትወኪ ፍቅርኩም የብዘሓዮ እና ናይ ብሎኬት ቴንዲኖ ጋራጅ መራጅ ፈርንቸር ስራሕቲ አምፅእልና
@user-gf1kd3py6i
@user-gf1kd3py6i 10 месяцев назад
ሰሉዋይ ፅቡቅ ከምኡ ላገበርኪ ዘሎ ዕዳጋትት ኣርኢናዋ ንባዓል ገዛኪ ኣጅሬ ኣይትበልዮ ኣጅሬ ናይ ሰይጣን ኩፉእ እርኩስ መንፈስ መፀዉዒ ሽም እዩ ዝሓፍተይ እና ከምኡ ኣይትበልዮ
@yaredkahentemelsan2950
@yaredkahentemelsan2950 10 месяцев назад
ዋጋ ጥልፍስ ፅቡቅ እዩ ❤ ሰሉየይ ፅሪቲ ፍቅርኩም የብዝሓዮ ❤❤
@ndjs6045
@ndjs6045 10 месяцев назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@gidugidu8085
@gidugidu8085 10 месяцев назад
ሰሉ ናይዚ ጥልፊ ዝሸይጥ እባ ስልኪ ፀሓፍልና
@melatmelat3342
@melatmelat3342 10 месяцев назад
ሰራሚክ (በላጥ ) ናይ ገዛ እባ ኣርእይና ማዓረይ ❤❤
@heru12169
@heru12169 10 месяцев назад
ስሉዋይ ሑቢየይ ደስ ዝብል ዋጋ ጥልፊ ዩ ኣምላኽ ሙሉእ ስላም ይግበረልና ክንገዝእ ኢና ውቅሮና መፂና ውቕሮዋይ ናፊቐያ እህህ😭❤️
@user-xr1vr6rk8m
@user-xr1vr6rk8m 10 месяцев назад
ዕደመን ጥዕናን ይሃበኩም ሰሉየይ ሙቁራት ፍቅርኩም ይብዘሐዮ ፈጣሪ 🥰❤🥰❤
@user-le4dq9iv9p
@user-le4dq9iv9p 10 месяцев назад
❤❤❤❤ምሉኡ ሰላም ይግበረልና ፍቅርኩም የብዛሓዮ ምቁራተይ ንዓናዉን ብሰላም ዓድና ይምለሰና ፈጣሪ
@user-jk1ys1xi2m
@user-jk1ys1xi2m 10 месяцев назад
ስብኣይኪ ክሓፍር❤😂
@JdNc-dl2kk
@JdNc-dl2kk 10 месяцев назад
ወዲ ዓደይ ሰሉየይ ስልኩ እባ ኣምፅእለይ ናይዚ ቆልዓ
@user-wl2bh4sj1k
@user-wl2bh4sj1k 10 месяцев назад
ሰሊተይ ፍቅሪኩም ይብዛሕ ብዚ ለሚ ሳዓት ሓፍር ወዲ ታዓዲልኪ እዩ ዕድመን ጥዕናን ያሃብኩም ❤❤
@smeram4669
@smeram4669 10 месяцев назад
ሰሉ ባዓል ጥልፊ ስልኪን ኣድራሻ ፀሓፍና ለለ ደሞ ላብ ዝደለናዮ ቦታ ከብፅሕ ይክእል ዶ
@mmmmm2701
@mmmmm2701 10 месяцев назад
ቅድሚት ክሪኢለስ ኣሻዓ ቀዲምኩምኒዋይ😁 ኣጆና ክሓልፍእዩ ደቂ ዓደይ ሰላም ልኩሉ ፉጡርየሃበና💓
@Tig12345
@Tig12345 10 месяцев назад
ብሓቂ ዋግኡ ፅቡቅ ያው እዩ ካብቲ ኣብ ኣድስ ንእዝዞ ዘለና ከማን ና ትራንስፖርት ዝያዳ ኣለዎ ኣንኳዕሞ ኣፋለጥክና ቀፃሊ ብኣኪ ከረኽቦ እየ ሰላመይ🙏😍😍
@user-bx2rm3my2i
@user-bx2rm3my2i 10 месяцев назад
❤❤❤ሰላመይ ዕድመ ጢዒና ይሃብኩም ናይ ገዛ ኣቁሑ ኣቅርብልና ካብ ድስቲ ጀሚርኪ ኩሉ ናይ ሰበይቲ ነገር
@user-vj9ld4ni2v
@user-vj9ld4ni2v 10 месяцев назад
ኣነዉን ንሳ እያ ተድልየኒ ዓቅመይ
@skmike5138
@skmike5138 10 месяцев назад
ኣብ መቀለ ዘርእያናን ኣብዝይ ኣፋላላይ ኣለወ ብጣዕሚ እዩ ርካሽ ኣብ ዉቅሮ ክሓተኪ 70 ካርየ ሊዝ ጀሚርዶ ገና ሰሉ ዋላ ኣብዚ ንገርኒ
@dsertfswer5540
@dsertfswer5540 10 месяцев назад
ፍቅርኩም ብዝሕ ትረፍ ይበለለይ ተጋሩዋይ ማዓረይ❤❤❤❤❤❤
@moonebrahiem2788
@moonebrahiem2788 10 месяцев назад
ፍቅርኩም የብዝሓዮ ዝተባረከን ዝተቀደሰን ሓዳር ይግበረልኩም❤❤❤❤❤❤❤❤
@DgfjSelam
@DgfjSelam 10 месяцев назад
ሰልዋይ ዞም ኣሕዋትኪ ግን ይመቸዮም ባሓቂ ናይ ስባኣይክስ ናዕልና እዩ ኽብልኪ ትንፀላ 😂😂😂😂❤❤
@salamtasfay6115
@salamtasfay6115 10 месяцев назад
ሰሉየ ማዓረይ ናይ እቲ ብዓል ጥልፊ ስልኪ
@JdNc-dl2kk
@JdNc-dl2kk 10 месяцев назад
ሓደራ ሰሉየይ ስሉኩ ኣምፅእለይ
@user-vr1bt9wr6f
@user-vr1bt9wr6f 10 месяцев назад
ሰብኣይኪ ክሽኩር 😮ኣቅኒእኹና ቅዱስ ቅንኢ ዘመንኩም ይባረኽ ዝሓፍተይ❤
@titiyetitiye252
@titiyetitiye252 10 месяцев назад
ሰላመይ ማዓረይ የቅረታ ዋኢ ግን ልስባይኪ ኣጅሬ ኣይትበልዮ
@galtgray9459
@galtgray9459 10 месяцев назад
ስልኪ ቁፅሩ ፃሓፍልና ሰሉየ
@fhfgtyyyurt8958
@fhfgtyyyurt8958 10 месяцев назад
ዋው ድስ ባሃሊ❤❤❤❤❤ ስብኣይኪ ኣይትሕፈር በልዮ😂😂😂😂
@user-xb9oy5bw2o
@user-xb9oy5bw2o 10 месяцев назад
ሰሉየይ ምቅርቲ ክፈትወኪ ኣነስ💚🥰
@user-zp3ts9ji1v
@user-zp3ts9ji1v 10 месяцев назад
❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉ኣነስ ክፈትወኩም ሽኮሪናታት ኣይፈላሊኩም ፈጣሪ🙏🙏♥♥♥♥♥🌹🌹🌹🌹💐💐💐💐
@saramm8772
@saramm8772 10 месяцев назад
ሰሉዋይ ንዓኪ የማስለና ኣብ ስደት ዘለና ዉቅሮ ዓድና ጨረዉረዉ ኢላ😢❤❤❤
@DgfjSelam
@DgfjSelam 10 месяцев назад
ሰልዋይ ምቅርቲ ቴድስ ተቀዪሩ ባሓቂ እና ፍቅርኩም የብዛሓዮ ምቅራተይ ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኩም❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-hd4lz1yh7g
@user-hd4lz1yh7g 10 месяцев назад
ሰሉዋይ ገዛክደይ ከምዝሸወጥ ጠይቅና ❤❤❤
@ngstipopo3749
@ngstipopo3749 10 месяцев назад
ፅቡቅ ስራሕ ሰላም ሓፍተይ,, ናይ አቁሑ እውን ኣምፅእልና
@tamenganamleki6088
@tamenganamleki6088 10 месяцев назад
ፉቅርኩም ይብዛሕ ሰሉየይ ፕራንክ ግበርልና ጭንቀት ክንሞት እልና ዎ ፍትሕ ኣብልና
@galtigray-tf8zj
@galtigray-tf8zj 10 месяцев назад
ማህደረ ወዲ ገዛዉትና ሰለ ዘረአክኒ ደስ ኢልኒ ሰሉዋይ ❤❤🎉 ዉቅሮይ ዉቅብቲ❤
@soliana2987
@soliana2987 10 месяцев назад
ዋው ሰሉየ ብጣዕሚ እዩ ደስ ዝብል ከሙ ናገበርኪ ቆንጆ ቆንጆ ቪድዩ ስርሕልና መዓረይ እና ዋግኡ ደሞ ብጣእሚ ሓሪፍ እዩ ❤
@UxYv-mn6fh
@UxYv-mn6fh 10 месяцев назад
ሰሉየ ምቅርቲ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ንኩላትኩም ስድራ😍😍😍ግን ስልኪ ፀሓፍልና ባ ናባዓል ጥልፊ😒😒
@haahaa8114
@haahaa8114 10 месяцев назад
ፅሪየትይይይይይ ፍቅርኹም የብዝሕ
@Sarah-gr6rg
@Sarah-gr6rg 10 месяцев назад
ስሉየይ ማዓረይ ስላምኪ ይብዛሓለይ ሓፍተይ ናተይ ኣቁሕ ገዛ እባ ኣምፅእልና ኣልጋ ኣርማዴየ ምናምን ❤
@user-yy8yx8yn8x
@user-yy8yx8yn8x 10 месяцев назад
ሰልየይ ሽከር እንኳዕ በሰላም መጺኪጨደስ ባሃሊ ከምዚ ናገበርኪ ኣምጽና❤❤
@user-xq4cx8ip7f
@user-xq4cx8ip7f 10 месяцев назад
ቁፅርኪ ደልየ ነይረ ሰላም ሓፍተይ
@Selam7370
@Selam7370 10 месяцев назад
ብጣዕሚ ፅቡቅዩ ዋግኡውን ዝተመጣጠነ እዩ ግን ሶሊተይ ስልኩ ትገድፍልና ነይርኪ
@user-cz1pk3jw2p
@user-cz1pk3jw2p 10 месяцев назад
ሓፋር ወዲ ክምቸወኒ ❤ ሰሊተይ ሽኮር ዓዲልኪ ዕድመን ጢዒናን ይሃበለይ ፈጣሪ
@mulugebreegziabher9544
@mulugebreegziabher9544 10 месяцев назад
አምላኽ አዕዚዙ ይባርኽኩም ሓዳርኩም ይጽናዕ❤
@user-mf6im1qq3s
@user-mf6im1qq3s 10 месяцев назад
ሰልኪይ ፀሐፍልና ማዓርይ
@hagosWedikeshi
@hagosWedikeshi 10 месяцев назад
የቀንየልና ዝሓፍተይ በብመዓልቱ ቢድዮ እናሰራሓኪ ምፅና ዝሓፍተይ
@user-yg3fz3pg6y
@user-yg3fz3pg6y 10 месяцев назад
ቁፅሪ ስልኪ አቐምጥልና ስሉየ
@akezaberhe6216
@akezaberhe6216 10 месяцев назад
_ሰላምካትኹም ይብዝሐለና ክቡራተይ ፍቕርኹም ይብዛሕ ጎበዝ ሓፈር ወዲ ጀግና እዩ።_
@abrehethabu2806
@abrehethabu2806 10 месяцев назад
Aseyyy shikorinatattt ahwatey edmen tienan yhabkum fetari ❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰👍👍👍🌷🌷🌷🌷
@lwambrhane7884
@lwambrhane7884 10 месяцев назад
Hi Selamina thank u sister! B DHL yilek dyu tele xihaflina kulu neger xihaflina nitigebrlina kulu neger nemesgneki🙏❤️
@user-jk1ys1xi2m
@user-jk1ys1xi2m 10 месяцев назад
ዋውውውው ፍቅርኩም የብዘሐዮ❤❤❤❤
@qwqwret4720
@qwqwret4720 10 месяцев назад
ኣትዮ ሰላመይ እሽብልኽማ ኩሉ ግዜ ቭድዮ ስርሕልና ብጣዕም እየ ዝፈትወክ ዋ ዘረባኽለ ከሉ ቁምነገረኛ እዩዋ❤
@dgddvdgd5157
@dgddvdgd5157 10 месяцев назад
ሰሉየይ ናይ ገዛ ማዕፆ ኣምፅአና🙏
@zufangaltewahado7247
@zufangaltewahado7247 10 месяцев назад
ውቕሮ ዓደይ ዕዳጋ ፅቡቅ እዩ ዘሎ❤ ኣብ ስዑዲ ወራር እዩ😂
@merigaltewahdo1460
@merigaltewahdo1460 10 месяцев назад
ብጣዕሚ ኣነ ኣብ ስዑዲ ገዚአ ኣይፈልጥይ😂
@Hetaw1619
@Hetaw1619 10 месяцев назад
ሸቃጦ ስዑዲ ወዲአናና😂
@ANEZEKIRSTOS
@ANEZEKIRSTOS 10 месяцев назад
ሰላመይ ጥልፍስ የኸበረይ ዳሕና እዩ
@user-yy8yx8yn8x
@user-yy8yx8yn8x 10 месяцев назад
ተሰድና ኣኪ ጥዕዮ ሰልተይ
@user-sm9km3vk6h
@user-sm9km3vk6h 10 месяцев назад
ቀፅሉሉ ሰሉየይ🥰
@selam801
@selam801 10 месяцев назад
welcome back ሶሊተይ ምቅርቲ❤😊
@saffdsadsd50
@saffdsadsd50 10 месяцев назад
አሲተይይይይ ፅሩያተይ ናዓኹም የምስለና ሰሉዋይ እረ ብሊኮት ክንደይ ከም ወሎ ሎ ሓብርና ዘይተርፈ😂
@user-cg4vx6py5j
@user-cg4vx6py5j 10 месяцев назад
ሰሉዋይ ፅሪቲ ኣዚየ ኢየ ዝፎትወኪ 💝ስብኣይኪ ከኣ ብጣዕሚ ኢዩ ቱሑት ተዓዲልኪ ፍቅርኹም ይብዛሕ👏💝
@bcffybcccxc9054
@bcffybcccxc9054 10 месяцев назад
ሰብኣይኪ ክሸኮር ግን ኣይትሕፈር ብዝተረፈ ፍቅርኩም ይብዛሕ ፅብቃት❤❤❤
@rfhhffh4334
@rfhhffh4334 10 месяцев назад
ቆናጁ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጢሪ❤❤❤❤
@user-jx6wm7sh8x
@user-jx6wm7sh8x 10 месяцев назад
ዋውው ፅብቅ እዩ ደስ ክብል ውቕሮ ዓደይ ተናፋቒት❤
@user-fy7fh4cm9f
@user-fy7fh4cm9f 10 месяцев назад
እንካዕ ብሰላም መፂእኪም ምቅሬት❤💙💙💙
@tsgetsge3849
@tsgetsge3849 10 месяцев назад
❤❤❤ቆናጁ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ 🥰🥰🥰🥰🥰🥰
@yordayouteube
@yordayouteube 10 месяцев назад
ሰሉዋይ ክሓተኪ ሞቫይል ኣፎን ኣብ ዓድስ ይሰርሓ ዶ 🙏
@mamaayaalemey1112
@mamaayaalemey1112 10 месяцев назад
ሰሉዋይ ዝሽወጥ ገዛ ኣብ ውቅሮ ኣምፅልና❤❤❤
@efchhg5815
@efchhg5815 10 месяцев назад
ናይ ባዓል ጥልፈ ኣድራሻ ፀሓፈለይ
@ehgtyggis3554
@ehgtyggis3554 10 месяцев назад
ደስ ባህስሊ እእዩ አይከምዝውረይ ❤
@Hayat-sc5ep
@Hayat-sc5ep 10 месяцев назад
ሰሉዋይ ለይጎድእ ፕራንክ ኣምፅእና እነበይትኪ ዉን ኣፉልጥና ኣቱም እልትካታተልዋ ለ ላይክ ሳብስክራይብ ኣይተውሕዱ ነታባበዐያ
@aliciazeriu1810
@aliciazeriu1810 10 месяцев назад
ጅግና
@user-nx2lt4st8m
@user-nx2lt4st8m 10 месяцев назад
ሰላም ሓፍተይ ዋጋ ወርቂ ቀልበት ንወላድየይ ዝኮውን ትፈልጥዬ ክንደይ ይውድእ
@rhdjddirjs1405
@rhdjddirjs1405 10 месяцев назад
ሰልኪ እባ
@MaMa-el7jq
@MaMa-el7jq 10 месяцев назад
ዋጋስ ፅቡቅ እዩ ተጋሩዋይ ሰላምኩም ይብዛሕ❤❤❤❤❤🎉
@LwamLwam-gt5bv
@LwamLwam-gt5bv 10 месяцев назад
ይኣኪ ውቅሮ ናፊቀያ 3 ተ ዓመት ተቀሚጠ እየ ማራ ይፈትዋ እየ
@amlshaamlsha
@amlshaamlsha 10 месяцев назад
ስልኪ ናይዚ ባዓል ጥልፊ ከ
@user-sj9tq9yd4x
@user-sj9tq9yd4x 10 месяцев назад
እግዚአብሔር ይመስገን ስላመይ ጸብቅ ዋጋ እዩ ብሓቂ❤❤
@salamaaa905
@salamaaa905 10 месяцев назад
ሶሉየ ሎሚ ፅቡቅ ስራሕ ጀሚርኪ❤❤❤
@user-eu1wf7pp6n
@user-eu1wf7pp6n 10 месяцев назад
እንቋዕ ደሓን መፃኩም ሽኮራት ትግራይ አትየ እንዳ ጥልፊ ወይ ምግቢ ቤት እየ ክሰርሕ ዝደሊሞ ክሳብ ክንደይ የድሊ የዋፅእዶከ ኢልኪ እስኪ ሕተትለይ ሶሊዬ❤
@selamtsegaysmile9152
@selamtsegaysmile9152 10 месяцев назад
ጨለ መዓረይ
@Akusumawit
@Akusumawit 10 месяцев назад
ሰሉየይ ፅሪቲ የቀንየልና አታ ዞም ጠለብ ሃሊሞምና ደአኮኑን 😢 1000 ርያድ እዮም ዝብልዋኮ ከዚ እዙይ ኩሉ
@etdhvehhfff358
@etdhvehhfff358 10 месяцев назад
ሰሉየይ ምቅርቲ ❤
@agehxhdb6690
@agehxhdb6690 10 месяцев назад
አቲ ግደፊ ገዛ ጠይቅለይ❤
@user-lz9ct2dh9x
@user-lz9ct2dh9x 10 месяцев назад
ናብ ፍርንችር ኪድማ ሰሉዋየ ናይ ሳሎን ሶፋ ምስ ኣልጋ ኣርኢና ዋጋ ድሓን ተኮይኑ ተስፋ ንገብር ዓድና ንኣቱ😊❤
Далее
ጉድ ልኾነ Prank😜 የስኽይ ያ🙄
13:54
Whoa
01:00
Просмотров 6 млн
hi ጋይስዋይ
1:01:42
Просмотров 6 тыс.