Тёмный

ሲስተር ካሕሳ ሓጎስ ሽልማት ሰላምን ፀጥታን ደቂ ኣንስትዮ ተቀቢላ 

VOA Tigrigna
Подписаться 43 тыс.
Просмотров 186
50% 1

ኣብ ሆስፒታል ዓዲግራት ትሰርሕ ሲስተር ካሕሳ ሓጎስ፣ ፆታዊ መጥቃዕቲ ንዝበፅሐን ደቂ - ኣንስትዮ ብብዘበርከተቶ ሰናይ ተግባር ድጋፍ ኣብ እዋን ኲናት፣ ‘ግሎባል ኣፌይርስ ካናዳ’ ካብ ዝተባሃለ ትካል ፍሉይ ሽልማት ሰላምን ፀጥታን ደቂ ኣንስትዮ ተቀቢላ።
ሲስተር ካሕሳ ነቲ ሽልማት ሎሚ ሰሉስ ኣብ መቐለ ካብ ኢድ ሚንስትር ዓለምለኸ ልምዓት ካናዳ ኣሕመድ ሑሴን ተቐቢላ።
🔵 VOA broadcasts regional and international news and programs to Eritrea, Ethiopia and the rest of the world.
» ሳብስክራይ ድምጺ ኣሜሪካ ቋንቋ ትግርኛ: bit.ly/3u1DtWs
» ንተወሳኺ ቪድዮታት ንናይ ዩቲብ ቻነልና ተኸታተሉ: www.youtube.co...
ድምጺ ኣሜሪካ ሓደ ካብ ዓበይቲ ዓለለኸ መሓውራት ዜና ኣሜሪካ ኮይኑ ዜናን ሓበሬታን ብ40 ቋንቋታት ን236.8 ሚልዮን ሰሙናዊ ሰማዕቲ ይበጽሕ:: ድምጺ ኣሜሪካ ትሕዝትኡ ብራድዮ: ቲቪን መርበብ ሓበሬታታትን ይዝርግሕ:: ትሕዝቶ ድምጺ ኣሜሪካ ብናይ ቴሌፎን ኣፕን ማሕበራዊ መራኸቢ ብዙሃንን’ውን ክርኸብ ይክኣል:: ብተወሳኺ ብሳተላይት: ብቴሌቭዥን ማእከላይን ሓጺር ማዕበል ሬድዮ ይመሓላለፍ::
ድምጺ ኣሜሪካ ኣብ 1942 ዝምስረት ጀሚሩ ኩሉ መዓዝናዊ ሸፈነ ዘለዎ ሓቀኛ ሓበሬታ የመሓላልፍ:: ኣብ እዋን ካልኣይ ኹናት ዓለም:ዝሑል ኹናት: ኹናት ኣንጻር ግብረሽበራ ከምኡ’ውን ኣብ መላእ ዓለም ንዘሎ ቃልሲ ንናጽነት ድምጺ ኣሜሪካ ኣብነት ናጽነት ፕረስ’ዩ::
» ንተወሳኺ ሓበሬታ መርበብ ሓበሬታና tigrigna.voane...
» ማሕበራዊ መራኸቢ ፌስቡክ / voatigrigna
» ኢንስታግራም / voatigrigna
» ትዊተርን / voatigrigna ክትከታተሉና ትኽእሉ::

Опубликовано:

 

6 окт 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии    
Далее
would you eat this? #shorts
00:13
Просмотров 2,3 млн
would you eat this? #shorts
00:13
Просмотров 2,3 млн