Тёмный

ATV: ዝርርብ ምስ ገዲም ተጋዳላይ ኣሕመድ ኣልቀይሲ - ድሕረ ናጽነትን እዋን ምስግጋር ናብ መንግስትን Ahmed Al Qeisi - 4ይን መወዳእታን ክፋል 

ATV asena
Подписаться 289 тыс.
Просмотров 24 тыс.
50% 1

Atv - Asena TV is an Eritrean channel that mainly focuses on news, current affairs, and analysis relevant to Eritrea and the Horn of Africa. It also covers global issues in regional context. Atv connects its significant number of loyal followers with the talented and dedicated content producers who use it as a platform. Variety of human interest stories including interviews, panel discussions and poetry are featured on its popular shows.
Support Atv Asena Television ቴለቭዥን ኣሰና ንምሕጋዝ ኣብዚ ጠውቑ
PayPal: www.paypal.com....
GoFundMe: www.gofundme.c....
Bank: Lloyds: Sort Code: 30-96-88 Account Number: 43181260 IBAN: GB41LOYD30968843181260 BIC: LOYDGB21312
Twitter: / atvasena
Facebook: / assenna-2110. .
Facebook: / amanuel.eyas. .
email:aseye.asena@gmail.com
Subscribe, Share, Like ATV to get Atv videos on time - If you miss them, search @ 'Atv asena' on RU-vid.

Опубликовано:

4 окт 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 102   
@abeilhedguhedgu8994
@abeilhedguhedgu8994 4 года назад
Honestly I can her Ahmed 8 hours he is so fantastic and interesting and well prepared Man. thank you so much I hope we'll her again soon form you. 🙏🙏🙏🙏 and thanks for asena the great job 👍.
@fithinkulu7154
@fithinkulu7154 4 года назад
Brother, Fighter Ahmed Al-Kaysi, Thank you so much! for sharing a glimpse of your own experience & memories, frankly, openly, deeply, ohnestly with us. It was so valuable for most of us, specially for the young generation who suffered, under the distorted, dogmatic "history" of Sawa brain-washing machinery. I hope other old fighters will follow your steps & come out with similar good job. I wished long from Fighter Mesfun Hagos, but he was to reserved to share his rich experience until now. There are many, many knowledge carriers who are on the side-line, simply in a state of "hear only mode". I say please COME-OUT ask Asena TV your readiness.
@woldaitesfamariam4950
@woldaitesfamariam4950 4 года назад
ከምቲ ዕድመኻ ምሉእ ፣ ሕሰም መግዛእቲ ንምቕንጣጥ ዘሕለፍካዮ ጅግንነት፣ራህዋን ብልጽግትን ኤርትራ ክትርኢ፣ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ።
@bkh1796
@bkh1796 4 года назад
ክቡር ተቃላሳይ አማኑኤል አያሱ ከም ኩሉ ግዜ የቀንየልና ስለ አትምህረና አንዳበልኩ ከምዚኦም ዝአመሰሉ ምሁራት ብሱላት ተመኩርኦም ኣብ ሰውራ ኤርትራ ንኽምህሩ ከተቅርቦም ከለኻ ንዓና ንህዝቢ ኤርትራ ዓቢ ህያብ አዩ. ትምኒተይ ንተቃላሳይ አማኑኤልን ንተቃላሳይ መሐመድ ኣልቀይሲን ኣብ ፍትሐዊት ኤርትራ ነዚ ህዝቢ ሐደ ጌርኩም ብቅዋም ብፍትሒ ክትመርሑ የብቅዕኹም. ዕድመን ጥዕናን ይሀብኩም. ኤርትራ ንዘልኣልም ትንበር. ንተቃላሳይ መሓመድ ኣልቀይሲ
@samuelson2010
@samuelson2010 4 года назад
ንመርሃዊ ንሞት ዝፈረደስ መን ኢዩ?? ተጋዳላይ መርሃዊ :ሳጉኡ (ፕሮፍሰር ) !! 1)ተጋዳላይ መርሃዊ ኣባል ብርጌድ 58 ምንባሩን ኣብ ኲናት 6ይ ወራር ከምዝሰንከለ ኣብ ታሃድሶ ክፍሊ ሓለዋ ሰውራ ኣብ ዓዶብሓ ብኣፉ የዕሊሉኒ : ኣብ ተሃድሶ ጽቡቅ ዕርክነት ጀሚርና ሳልሳይና ሓደ ተጋዳላይ ነይሩና: እዚ ሳልሳይና ተጋዳላይ ኣብ 1995ኣብ ኣስመራ ብጠጠውና ንሓጺር ግዜ የዕሊልና ከምዚ ክኣ በለኒ መርሃዊ እቲ መነጸር ዝገብር ዓርክኻ ትዝክሮ ዶ ?? እወ ይዝክሮ ይብሎ: እሞ ኣብ እንዳ ዜና ብትእዛዝ ሓላፋ ዜና ኣሕመድ ኣልቀይሲ ቀቲሎምዎ እዚ ዝነግረካ ዘለኹ ንዓኻ ሓዞ ቀተልቱ እገሌን እገሌን ኢዮም ኢሉና: ዝያዳ ኩሉ ዘልቀሰትን ዝሓዘነትን እዛ ሕጂ እስርቲ ዘላ ሚርያም ሓጎስ ኣረ ልጁ ገደሉት እንዳበለት ኣልቂሳትሉ: ኣብዛ ጉዳይ እንታይ ትብል ኣሕመድ ቀይሲ። 2) ኣቦይ ጸጋይ ዝተባህሉ ተጋዳላይ ኣባል ሓረካ ዝነበሩ ኣብ 60ታት ብፖለቲካ ዝተኣስሩ ድሓር ጀብሃ ካብ ማእሰርቲ ዘውጽኣቶም ናብ ሻዕብያ ዝተጋደሉ ምስዞም ሰብኣይ ሌላና ኣብ እንዳ ዜና ኢዩ:ኣብ መንጎ ዕላልና ዓርኰምን መታኣስርቶምን ንመራሕ ጋንታይ ንዝነበሩ ስውእ ኣቦይ ተስፋይ በየነ ከምዝዀኑ ሓቢሮምኒ ንሓጺር ግዜ ጽቡቅን ጥቡቅን ዕላላት ጀሚርና ኔርና : ንስኻን ግሩፖኻን ትገብርዎ ዝነበርኩም ብዕልግና ኣብ ኣፍካ ኣብ ቅድሚ እዚ ኩሉ ተጋዳላይ እዚ ገድሊ እንዳ ሸርሙጣኹም ቀይርክምዎ ሕሉፍ ሓሊፍኩም ነቶም ኣብ ቅድመ ግንባራት ዘለው ተጋደልቲ ኣንስቶም ተባዕልጉሎም ኣለኹም ኢሎም ተዛሪቦም ንስኻን ግሩፖኻን ኣብ ኣኼባ ድሂልኩምዎም ድሕሪ ኣኼባ ቡንብኦም ፈጂሮም ተሰዊኦም እዚኸ ትዝክሮዶ?? ኣብዚ ጉዳይ እንታይ ትብል ኣሕመድ ቀይሲ?? 3)ኢትዮጵያ ስማ ተጋዳሊት (ሓርነት ) እዛ ተጋዳሊት ካብ ዓራርብ ናብ ሃገር እንዳድምጺ ሓፋሽ ክትበጽሕ ደይባ ምስዛ ሕጂ ኤንባሲ ጅዳ ዘላ ወይኒ ገብረዝግኣብሄር ነብሰን ክሕጸባ ኣብ ቀላይ ምስ ከዳ ተሰዊኣ ትብሃል ኣሰዋውኣኣ ብቀረባ ከተብርሆ እታ ዝጠለቀትላ ማይ ዕቋር ኢያ ?? ኣብዚ ጉዳይ እንታይ ትብል ኣሕመድ ቀይሲ?? ኣነ ምስ ኢትዮጵያ(ሓርነት) ሌላና ኣብ እንዳዜና ኢዩ። ዳርጋ ብጃምላ ናብ ሓለዋ ሰውራ ካብ ዝልኣኽካዮም ተጋደልቲ እቲ ስንኩል ስኣላይ ናይ ቅብኣ ረመጭ :ረመጭ ኣብ ሓደ ክፍሊ ኢና ተኣሲርና እቲ ኣብ እንዳዜና ኰይኑ ዝሰርሖ ስእልታት ብሙሉኡ ተዋሂብዎ ኣብ ውሽጢ ቤት ማእሰርቲ ይሰርሖ ነይሩ:: እቲ ኣብ ሰሊና ዝሰንከለ ተጋዳላይ ፍስሃየ :ፍስሃየ ኣብ ሓለዋ ሰውራ ተደጊፉ ኣትዩ ብስትረቼር ተሰኪሞምዎ ወጺኡ: ስንኩል መርሃዊ (ፕሮፍሰር)ድሓር ዝረሸንክምዎ :: ኣውቲስታኻ ፍስሃየ:ምስዚኦም ኣብ ትሃድሶ ብሓደ ኔርና :እንታይ ስለዝበደሉ ኢኻ ሓፍስካ ንማእሰርቲ ልኢኽካዮም :: ንስኻን ብዓል ሻፍትን ካልኦትን ንዓኹም ዝመስሉ ሞካንቦ(ዲስኰቴክ) ቀይርክምዎ ኔርኩም እቲ ቦታ ገድሊ ዘድልያኹም ደቂ ኣንስትዮ ተእትውን ተባዕልጉን ኔርኩም ንዓና ብማሕዮታትኩም ኣብቲ ከባባ ትሰጉና ኔርኩም ተጋደልቲ ነዚ ክጸርዎ ኣይክኣሉን ፍኑው ተቃውሞ ይገብሩ ነይሮም። እቲ ኩሉ ሓጥያት ንትግርኛ ከተሰክም ምፍታንካ ከየግረመለይ ኣይተረፈን ባዕልኹም ኣጻራይት ኰሚተን ፈራዶን ኔርኩምሲ ሕጂ ሓጥያትኩም ክትጉሕፉልና ዓገብ። እዚ ዲክታቶራዊ ስርዓት ኣብታ ሕብእቲ ሰልፍኹም ኰስኪስኩም ተኻናኺንኩም ፈጢርኩምዎ ንኹሉ ናይ ምእራም ተቃውሞታት እንዳጨፍለቅኩም ፍረ ጻዕርኹም ኢዩ እዚ ሕጂ ዘሎ ምብትታን። ከዘክረካ ኣነ ንሓጺር ግዜ ኣብ እንዳዜና ነይረ ንዓይ ብዘይካ ጽቡቅ ምኽሪ ሕማቅ ኣይገበርካንን ኣነ ግን ሕልናይ ክዓርፈለይ እቲ ጉዳይ ናባኻን ናብ ህዝብን የብሎ ኣለኹ። ኢዮብ (ጎጀላ)በይን ኣስፍሃ!! ዘልኣለማዊ ክብርን መጎስን ንጀጋኑ ስውኣትና!!
@waad4054
@waad4054 4 года назад
ክንደ ይ 'ከ ክጥዕም ኢዩ እቲ ዕላሎም. : የቐነይ ል ና ኣቦና ኣልቐይሲ ዕድመን ጥዕናን ይ ሃብካ ፈጣሪ::
@AbrahamIdrisHibties
@AbrahamIdrisHibties 4 года назад
THESE THREE VIDEOS ARE "THE VIDEOS" WE HAVE BEEN WAITING FOR. Thanks Hawina Keisi
@misiambeyene2568
@misiambeyene2568 4 года назад
ዋውው ይበል ኣገላልጻ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ክቡር ኣቦና ።
@AbrahamIdrisHibties
@AbrahamIdrisHibties 4 года назад
The most interesting thing for me personally about Kubur Keisi's interview was reading the comments of the viewers; Over 90% of the commentators response was in the same Line. All of them were very positive and thankful for Keisi's interview. This shows Isaayas and his group are misguiding ERITREAN and ERITREAN Dreams.
@tiebeghebru2649
@tiebeghebru2649 4 года назад
ኣማኒኤል ትገብሮ ዘለኻ ዓበይቲ ገዳይም ተሞክሮ ዘለዎም ከምዚ ኣቦናን ኣያናን መሓመድ ኣልቀሲ ዝገበርካዮ ዕላል ኣዝዩ መሳጢ መሃሪ መደብ ብሓቂ ፍትሓዊ ኣቦ ደስ ዝብል ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ንኹሉኹም የቀንየልና ኤማ ። ክብርና ክምለስ ሓቢርና ንቃለስ 👍❤️
@MohammedIbrahim-uv5wv
@MohammedIbrahim-uv5wv 4 года назад
I don't like long videos... but Al qeisi interview 4 hours were the shortest videos in my RU-vid history & I wished if it extend more. You are a great man, thanx
@keryanoor9085
@keryanoor9085 4 года назад
Tanks 👍👍👍☘️
@herisahussein8290
@herisahussein8290 4 года назад
3am Ahmed Al keyssi thank you so much and wishes you long life!
@ቀንዴልሓርነት-ሸ2ሰ
@ቀንዴልሓርነት-ሸ2ሰ 4 года назад
ቀይሲ ጅግና ትማል ንናጽነት ሰውራ መሪሕካ ኣቲካ ሎም ንሓርነት መንእሰይ መሪሕካ ክትኣቱ ንላበወካ ቀይሲ ኣነ ካብቶም ዝሕበኑልካ ሓርበኛታትና ኢካ ቅኑዕ ሰብ ኣጆካ ሓርነት ናይ ግድን እዪ
@zeb2531
@zeb2531 4 года назад
ኣሕመድ ኣልቀይሲ ቃለ መሕተትካ ብጣዕሚ ምሃርን መሳጥን ኢዩ። ኣብ ጽንኩር ቦታ ኮንካ ብትብዓት ምዝራብካ ዘሕብን ኢዩ። እንተኾነ ግን ንዘለካ ውህሉል ተመኩሮኻ ብመጽሓፍ መልክዕ እንተትስንዶ ሓወልቲ ምኾነ ነይሩ። የቐንየለይ
@zeb2531
@zeb2531 4 года назад
ኣማኑኤል ውን ምስቲ ዘይ ጽንቀቕ ሕልናኻን ጻዕርኻን ጽቡቕ ቃለመሕትት ጌርካሉ። ቀጽሎ
@samuelson2010
@samuelson2010 4 года назад
ንመርሃዊ ንሞት ዝፈረደስ መን ኢዩ?? ተጋዳላይ መርሃዊ :ሳጉኡ (ፕሮፍሰር ) !! 1)ተጋዳላይ መርሃዊ ኣባል ብርጌድ 58 ምንባሩን ኣብ ኲናት 6ይ ወራር ከምዝሰንከለ ኣብ ታሃድሶ ክፍሊ ሓለዋ ሰውራ ኣብ ዓዶብሓ ብኣፉ የዕሊሉኒ : ኣብ ተሃድሶ ጽቡቅ ዕርክነት ጀሚርና ሳልሳይና ሓደ ተጋዳላይ ነይሩና: እዚ ሳልሳይና ተጋዳላይ ኣብ 1995ኣብ ኣስመራ ብጠጠውና ንሓጺር ግዜ የዕሊልና ከምዚ ክኣ በለኒ መርሃዊ እቲ መነጸር ዝገብር ዓርክኻ ትዝክሮ ዶ ?? እወ ይዝክሮ ይብሎ: እሞ ኣብ እንዳ ዜና ብትእዛዝ ሓላፋ ዜና ኣሕመድ ኣልቀይሲ ቀቲሎምዎ እዚ ዝነግረካ ዘለኹ ንዓኻ ሓዞ ቀተልቱ እገሌን እገሌን ኢዮም ኢሉና: ዝያዳ ኩሉ ዘልቀሰትን ዝሓዘነትን እዛ ሕጂ እስርቲ ዘላ ሚርያም ሓጎስ ኣረ ልጁ ገደሉት እንዳበለት ኣልቂሳትሉ: ኣብዛ ጉዳይ እንታይ ትብል ኣሕመድ ቀይሲ። 2) ኣቦይ ጸጋይ ዝተባህሉ ተጋዳላይ ኣባል ሓረካ ዝነበሩ ኣብ 60ታት ብፖለቲካ ዝተኣስሩ ድሓር ጀብሃ ካብ ማእሰርቲ ዘውጽኣቶም ናብ ሻዕብያ ዝተጋደሉ ምስዞም ሰብኣይ ሌላና ኣብ እንዳ ዜና ኢዩ:ኣብ መንጎ ዕላልና ዓርኰምን መታኣስርቶምን ንመራሕ ጋንታይ ንዝነበሩ ስውእ ኣቦይ ተስፋይ በየነ ከምዝዀኑ ሓቢሮምኒ ንሓጺር ግዜ ጽቡቅን ጥቡቅን ዕላላት ጀሚርና ኔርና : ንስኻን ግሩፖኻን ትገብርዎ ዝነበርኩም ብዕልግና ኣብ ኣፍካ ኣብ ቅድሚ እዚ ኩሉ ተጋዳላይ እዚ ገድሊ እንዳ ሸርሙጣኹም ቀይርክምዎ ሕሉፍ ሓሊፍኩም ነቶም ኣብ ቅድመ ግንባራት ዘለው ተጋደልቲ ኣንስቶም ተባዕልጉሎም ኣለኹም ኢሎም ተዛሪቦም ንስኻን ግሩፖኻን ኣብ ኣኼባ ድሂልኩምዎም ድሕሪ ኣኼባ ቡንብኦም ፈጂሮም ተሰዊኦም እዚኸ ትዝክሮዶ?? ኣብዚ ጉዳይ እንታይ ትብል ኣሕመድ ቀይሲ?? 3)ኢትዮጵያ ስማ ተጋዳሊት (ሓርነት ) እዛ ተጋዳሊት ካብ ዓራርብ ናብ ሃገር እንዳድምጺ ሓፋሽ ክትበጽሕ ደይባ ምስዛ ሕጂ ኤንባሲ ጅዳ ዘላ ወይኒ ገብረዝግኣብሄር ነብሰን ክሕጸባ ኣብ ቀላይ ምስ ከዳ ተሰዊኣ ትብሃል ኣሰዋውኣኣ ብቀረባ ከተብርሆ እታ ዝጠለቀትላ ማይ ዕቋር ኢያ ?? ኣብዚ ጉዳይ እንታይ ትብል ኣሕመድ ቀይሲ?? ኣነ ምስ ኢትዮጵያ(ሓርነት) ሌላና ኣብ እንዳዜና ኢዩ። ዳርጋ ብጃምላ ናብ ሓለዋ ሰውራ ካብ ዝልኣኽካዮም ተጋደልቲ እቲ ስንኩል ስኣላይ ናይ ቅብኣ ረመጭ :ረመጭ ኣብ ሓደ ክፍሊ ኢና ተኣሲርና እቲ ኣብ እንዳዜና ኰይኑ ዝሰርሖ ስእልታት ብሙሉኡ ተዋሂብዎ ኣብ ውሽጢ ቤት ማእሰርቲ ይሰርሖ ነይሩ:: እቲ ኣብ ሰሊና ዝሰንከለ ተጋዳላይ ፍስሃየ :ፍስሃየ ኣብ ሓለዋ ሰውራ ተደጊፉ ኣትዩ ብስትረቼር ተሰኪሞምዎ ወጺኡ: ስንኩል መርሃዊ (ፕሮፍሰር)ድሓር ዝረሸንክምዎ :: ኣውቲስታኻ ፍስሃየ:ምስዚኦም ኣብ ትሃድሶ ብሓደ ኔርና :እንታይ ስለዝበደሉ ኢኻ ሓፍስካ ንማእሰርቲ ልኢኽካዮም :: ንስኻን ብዓል ሻፍትን ካልኦትን ንዓኹም ዝመስሉ ሞካንቦ(ዲስኰቴክ) ቀይርክምዎ ኔርኩም እቲ ቦታ ገድሊ ዘድልያኹም ደቂ ኣንስትዮ ተእትውን ተባዕልጉን ኔርኩም ንዓና ብማሕዮታትኩም ኣብቲ ከባባ ትሰጉና ኔርኩም ተጋደልቲ ነዚ ክጸርዎ ኣይክኣሉን ፍኑው ተቃውሞ ይገብሩ ነይሮም። እቲ ኩሉ ሓጥያት ንትግርኛ ከተሰክም ምፍታንካ ከየግረመለይ ኣይተረፈን ባዕልኹም ኣጻራይት ኰሚተን ፈራዶን ኔርኩምሲ ሕጂ ሓጥያትኩም ክትጉሕፉልና ዓገብ። እዚ ዲክታቶራዊ ስርዓት ኣብታ ሕብእቲ ሰልፍኹም ኰስኪስኩም ተኻናኺንኩም ፈጢርኩምዎ ንኹሉ ናይ ምእራም ተቃውሞታት እንዳጨፍለቅኩም ፍረ ጻዕርኹም ኢዩ እዚ ሕጂ ዘሎ ምብትታን። ከዘክረካ ኣነ ንሓጺር ግዜ ኣብ እንዳዜና ነይረ ንዓይ ብዘይካ ጽቡቅ ምኽሪ ሕማቅ ኣይገበርካንን ኣነ ግን ሕልናይ ክዓርፈለይ እቲ ጉዳይ ናባኻን ናብ ህዝብን የብሎ ኣለኹ። ኢዮብ (ጎጀላ)በይን ኣስፍሃ!! ዘልኣለማዊ ክብርን መጎስን ንጀጋኑ ስውኣትና!!
@meharigebre2366
@meharigebre2366 4 года назад
Al qaisi you are so great person I wish you leader of your people ( eritrean people) I do have great respect for your sacrifice for us .I wish you long live to see developed Eritrea. God bless you ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏 Thanks
@davidDavid-kn2dq
@davidDavid-kn2dq 3 года назад
For me personally Ahmed Alqjisi by far the most mature politician in Eplf and The most Truthful hero
@solyo3298
@solyo3298 4 года назад
ዝኸበርካ ሓርበኛ ኣሕመድ ኣል ቀይሲ ሰላምን ጥዕናን ይምነየልካ። ኩሉ ዝሃብካዮ ቃለ መሕተት ማሃሪን መተባብዕን አዩ። እሞ ኽኣ ካብቲ ሰላም ዘይብላ ሃገር የመን ኮንካ ቃልስኻ ምቅጻልካን ኣብነት ንኹን ኢልካ ዝገበርካዮ መጸዋዕታ ድማ ምስጋናይ መቀጸልታ ናይ ትማሊ እዩ። እዚ ማለት ድማ ብፍላይ ነቶም ኣብ ውሑስ ቦታ ሰፊሮም ንእተቃለስሉ ህዝብን ሃገርን ሎሚ ኣብ ውሑስ ቦታ ሰፊሮ ብጩቅ ትብል ቃል ምውጻእ ትብዓት ሲኢኖ ዘለው ከቢድ መጸዋዕታ ብምኻኑ ድማ ብልቢ የመስግነካ።
@AbrahamIdrisHibties
@AbrahamIdrisHibties 4 года назад
Obviously: Mesfun Haile ......
@samuelson2010
@samuelson2010 4 года назад
ንመርሃዊ ንሞት ዝፈረደስ መን ኢዩ?? ተጋዳላይ መርሃዊ :ሳጉኡ (ፕሮፍሰር ) !! 1)ተጋዳላይ መርሃዊ ኣባል ብርጌድ 58 ምንባሩን ኣብ ኲናት 6ይ ወራር ከምዝሰንከለ ኣብ ታሃድሶ ክፍሊ ሓለዋ ሰውራ ኣብ ዓዶብሓ ብኣፉ የዕሊሉኒ : ኣብ ተሃድሶ ጽቡቅ ዕርክነት ጀሚርና ሳልሳይና ሓደ ተጋዳላይ ነይሩና: እዚ ሳልሳይና ተጋዳላይ ኣብ 1995ኣብ ኣስመራ ብጠጠውና ንሓጺር ግዜ የዕሊልና ከምዚ ክኣ በለኒ መርሃዊ እቲ መነጸር ዝገብር ዓርክኻ ትዝክሮ ዶ ?? እወ ይዝክሮ ይብሎ: እሞ ኣብ እንዳ ዜና ብትእዛዝ ሓላፋ ዜና ኣሕመድ ኣልቀይሲ ቀቲሎምዎ እዚ ዝነግረካ ዘለኹ ንዓኻ ሓዞ ቀተልቱ እገሌን እገሌን ኢዮም ኢሉና: ዝያዳ ኩሉ ዘልቀሰትን ዝሓዘነትን እዛ ሕጂ እስርቲ ዘላ ሚርያም ሓጎስ ኣረ ልጁ ገደሉት እንዳበለት ኣልቂሳትሉ: ኣብዛ ጉዳይ እንታይ ትብል ኣሕመድ ቀይሲ። 2) ኣቦይ ጸጋይ ዝተባህሉ ተጋዳላይ ኣባል ሓረካ ዝነበሩ ኣብ 60ታት ብፖለቲካ ዝተኣስሩ ድሓር ጀብሃ ካብ ማእሰርቲ ዘውጽኣቶም ናብ ሻዕብያ ዝተጋደሉ ምስዞም ሰብኣይ ሌላና ኣብ እንዳ ዜና ኢዩ:ኣብ መንጎ ዕላልና ዓርኰምን መታኣስርቶምን ንመራሕ ጋንታይ ንዝነበሩ ስውእ ኣቦይ ተስፋይ በየነ ከምዝዀኑ ሓቢሮምኒ ንሓጺር ግዜ ጽቡቅን ጥቡቅን ዕላላት ጀሚርና ኔርና : ንስኻን ግሩፖኻን ትገብርዎ ዝነበርኩም ብዕልግና ኣብ ኣፍካ ኣብ ቅድሚ እዚ ኩሉ ተጋዳላይ እዚ ገድሊ እንዳ ሸርሙጣኹም ቀይርክምዎ ሕሉፍ ሓሊፍኩም ነቶም ኣብ ቅድመ ግንባራት ዘለው ተጋደልቲ ኣንስቶም ተባዕልጉሎም ኣለኹም ኢሎም ተዛሪቦም ንስኻን ግሩፖኻን ኣብ ኣኼባ ድሂልኩምዎም ድሕሪ ኣኼባ ቡንብኦም ፈጂሮም ተሰዊኦም እዚኸ ትዝክሮዶ?? ኣብዚ ጉዳይ እንታይ ትብል ኣሕመድ ቀይሲ?? 3)ኢትዮጵያ ስማ ተጋዳሊት (ሓርነት ) እዛ ተጋዳሊት ካብ ዓራርብ ናብ ሃገር እንዳድምጺ ሓፋሽ ክትበጽሕ ደይባ ምስዛ ሕጂ ኤንባሲ ጅዳ ዘላ ወይኒ ገብረዝግኣብሄር ነብሰን ክሕጸባ ኣብ ቀላይ ምስ ከዳ ተሰዊኣ ትብሃል ኣሰዋውኣኣ ብቀረባ ከተብርሆ እታ ዝጠለቀትላ ማይ ዕቋር ኢያ ?? ኣብዚ ጉዳይ እንታይ ትብል ኣሕመድ ቀይሲ?? ኣነ ምስ ኢትዮጵያ(ሓርነት) ሌላና ኣብ እንዳዜና ኢዩ። ዳርጋ ብጃምላ ናብ ሓለዋ ሰውራ ካብ ዝልኣኽካዮም ተጋደልቲ እቲ ስንኩል ስኣላይ ናይ ቅብኣ ረመጭ :ረመጭ ኣብ ሓደ ክፍሊ ኢና ተኣሲርና እቲ ኣብ እንዳዜና ኰይኑ ዝሰርሖ ስእልታት ብሙሉኡ ተዋሂብዎ ኣብ ውሽጢ ቤት ማእሰርቲ ይሰርሖ ነይሩ:: እቲ ኣብ ሰሊና ዝሰንከለ ተጋዳላይ ፍስሃየ :ፍስሃየ ኣብ ሓለዋ ሰውራ ተደጊፉ ኣትዩ ብስትረቼር ተሰኪሞምዎ ወጺኡ: ስንኩል መርሃዊ (ፕሮፍሰር)ድሓር ዝረሸንክምዎ :: ኣውቲስታኻ ፍስሃየ:ምስዚኦም ኣብ ትሃድሶ ብሓደ ኔርና :እንታይ ስለዝበደሉ ኢኻ ሓፍስካ ንማእሰርቲ ልኢኽካዮም :: ንስኻን ብዓል ሻፍትን ካልኦትን ንዓኹም ዝመስሉ ሞካንቦ(ዲስኰቴክ) ቀይርክምዎ ኔርኩም እቲ ቦታ ገድሊ ዘድልያኹም ደቂ ኣንስትዮ ተእትውን ተባዕልጉን ኔርኩም ንዓና ብማሕዮታትኩም ኣብቲ ከባባ ትሰጉና ኔርኩም ተጋደልቲ ነዚ ክጸርዎ ኣይክኣሉን ፍኑው ተቃውሞ ይገብሩ ነይሮም። እቲ ኩሉ ሓጥያት ንትግርኛ ከተሰክም ምፍታንካ ከየግረመለይ ኣይተረፈን ባዕልኹም ኣጻራይት ኰሚተን ፈራዶን ኔርኩምሲ ሕጂ ሓጥያትኩም ክትጉሕፉልና ዓገብ። እዚ ዲክታቶራዊ ስርዓት ኣብታ ሕብእቲ ሰልፍኹም ኰስኪስኩም ተኻናኺንኩም ፈጢርኩምዎ ንኹሉ ናይ ምእራም ተቃውሞታት እንዳጨፍለቅኩም ፍረ ጻዕርኹም ኢዩ እዚ ሕጂ ዘሎ ምብትታን። ከዘክረካ ኣነ ንሓጺር ግዜ ኣብ እንዳዜና ነይረ ንዓይ ብዘይካ ጽቡቅ ምኽሪ ሕማቅ ኣይገበርካንን ኣነ ግን ሕልናይ ክዓርፈለይ እቲ ጉዳይ ናባኻን ናብ ህዝብን የብሎ ኣለኹ። ኢዮብ (ጎጀላ)በይን ኣስፍሃ!! ዘልኣለማዊ ክብርን መጎስን ንጀጋኑ ስውኣትና!!
@ghenetwoldeiesusmenghistu923
@ghenetwoldeiesusmenghistu923 4 года назад
Welcome Qeisi ISEIAS Wedi Tembien Mis Yemen Sundan Giubuti Etiopia Kulom kunat Kefitu Kab kul Ni yemen Gorobabtna Selam Zkel Wedi Sebeyti Seytan Amlak Yetifayo Qeisi yeqenyelna.
@samuelson2010
@samuelson2010 4 года назад
ንመርሃዊ ንሞት ዝፈረደስ መን ኢዩ?? ተጋዳላይ መርሃዊ :ሳጉኡ (ፕሮፍሰር ) !! 1)ተጋዳላይ መርሃዊ ኣባል ብርጌድ 58 ምንባሩን ኣብ ኲናት 6ይ ወራር ከምዝሰንከለ ኣብ ታሃድሶ ክፍሊ ሓለዋ ሰውራ ኣብ ዓዶብሓ ብኣፉ የዕሊሉኒ : ኣብ ተሃድሶ ጽቡቅ ዕርክነት ጀሚርና ሳልሳይና ሓደ ተጋዳላይ ነይሩና: እዚ ሳልሳይና ተጋዳላይ ኣብ 1995ኣብ ኣስመራ ብጠጠውና ንሓጺር ግዜ የዕሊልና ከምዚ ክኣ በለኒ መርሃዊ እቲ መነጸር ዝገብር ዓርክኻ ትዝክሮ ዶ ?? እወ ይዝክሮ ይብሎ: እሞ ኣብ እንዳ ዜና ብትእዛዝ ሓላፋ ዜና ኣሕመድ ኣልቀይሲ ቀቲሎምዎ እዚ ዝነግረካ ዘለኹ ንዓኻ ሓዞ ቀተልቱ እገሌን እገሌን ኢዮም ኢሉና: ዝያዳ ኩሉ ዘልቀሰትን ዝሓዘነትን እዛ ሕጂ እስርቲ ዘላ ሚርያም ሓጎስ ኣረ ልጁ ገደሉት እንዳበለት ኣልቂሳትሉ: ኣብዛ ጉዳይ እንታይ ትብል ኣሕመድ ቀይሲ። 2) ኣቦይ ጸጋይ ዝተባህሉ ተጋዳላይ ኣባል ሓረካ ዝነበሩ ኣብ 60ታት ብፖለቲካ ዝተኣስሩ ድሓር ጀብሃ ካብ ማእሰርቲ ዘውጽኣቶም ናብ ሻዕብያ ዝተጋደሉ ምስዞም ሰብኣይ ሌላና ኣብ እንዳ ዜና ኢዩ:ኣብ መንጎ ዕላልና ዓርኰምን መታኣስርቶምን ንመራሕ ጋንታይ ንዝነበሩ ስውእ ኣቦይ ተስፋይ በየነ ከምዝዀኑ ሓቢሮምኒ ንሓጺር ግዜ ጽቡቅን ጥቡቅን ዕላላት ጀሚርና ኔርና : ንስኻን ግሩፖኻን ትገብርዎ ዝነበርኩም ብዕልግና ኣብ ኣፍካ ኣብ ቅድሚ እዚ ኩሉ ተጋዳላይ እዚ ገድሊ እንዳ ሸርሙጣኹም ቀይርክምዎ ሕሉፍ ሓሊፍኩም ነቶም ኣብ ቅድመ ግንባራት ዘለው ተጋደልቲ ኣንስቶም ተባዕልጉሎም ኣለኹም ኢሎም ተዛሪቦም ንስኻን ግሩፖኻን ኣብ ኣኼባ ድሂልኩምዎም ድሕሪ ኣኼባ ቡንብኦም ፈጂሮም ተሰዊኦም እዚኸ ትዝክሮዶ?? ኣብዚ ጉዳይ እንታይ ትብል ኣሕመድ ቀይሲ?? 3)ኢትዮጵያ ስማ ተጋዳሊት (ሓርነት ) እዛ ተጋዳሊት ካብ ዓራርብ ናብ ሃገር እንዳድምጺ ሓፋሽ ክትበጽሕ ደይባ ምስዛ ሕጂ ኤንባሲ ጅዳ ዘላ ወይኒ ገብረዝግኣብሄር ነብሰን ክሕጸባ ኣብ ቀላይ ምስ ከዳ ተሰዊኣ ትብሃል ኣሰዋውኣኣ ብቀረባ ከተብርሆ እታ ዝጠለቀትላ ማይ ዕቋር ኢያ ?? ኣብዚ ጉዳይ እንታይ ትብል ኣሕመድ ቀይሲ?? ኣነ ምስ ኢትዮጵያ(ሓርነት) ሌላና ኣብ እንዳዜና ኢዩ። ዳርጋ ብጃምላ ናብ ሓለዋ ሰውራ ካብ ዝልኣኽካዮም ተጋደልቲ እቲ ስንኩል ስኣላይ ናይ ቅብኣ ረመጭ :ረመጭ ኣብ ሓደ ክፍሊ ኢና ተኣሲርና እቲ ኣብ እንዳዜና ኰይኑ ዝሰርሖ ስእልታት ብሙሉኡ ተዋሂብዎ ኣብ ውሽጢ ቤት ማእሰርቲ ይሰርሖ ነይሩ:: እቲ ኣብ ሰሊና ዝሰንከለ ተጋዳላይ ፍስሃየ :ፍስሃየ ኣብ ሓለዋ ሰውራ ተደጊፉ ኣትዩ ብስትረቼር ተሰኪሞምዎ ወጺኡ: ስንኩል መርሃዊ (ፕሮፍሰር)ድሓር ዝረሸንክምዎ :: ኣውቲስታኻ ፍስሃየ:ምስዚኦም ኣብ ትሃድሶ ብሓደ ኔርና :እንታይ ስለዝበደሉ ኢኻ ሓፍስካ ንማእሰርቲ ልኢኽካዮም :: ንስኻን ብዓል ሻፍትን ካልኦትን ንዓኹም ዝመስሉ ሞካንቦ(ዲስኰቴክ) ቀይርክምዎ ኔርኩም እቲ ቦታ ገድሊ ዘድልያኹም ደቂ ኣንስትዮ ተእትውን ተባዕልጉን ኔርኩም ንዓና ብማሕዮታትኩም ኣብቲ ከባባ ትሰጉና ኔርኩም ተጋደልቲ ነዚ ክጸርዎ ኣይክኣሉን ፍኑው ተቃውሞ ይገብሩ ነይሮም። እቲ ኩሉ ሓጥያት ንትግርኛ ከተሰክም ምፍታንካ ከየግረመለይ ኣይተረፈን ባዕልኹም ኣጻራይት ኰሚተን ፈራዶን ኔርኩምሲ ሕጂ ሓጥያትኩም ክትጉሕፉልና ዓገብ። እዚ ዲክታቶራዊ ስርዓት ኣብታ ሕብእቲ ሰልፍኹም ኰስኪስኩም ተኻናኺንኩም ፈጢርኩምዎ ንኹሉ ናይ ምእራም ተቃውሞታት እንዳጨፍለቅኩም ፍረ ጻዕርኹም ኢዩ እዚ ሕጂ ዘሎ ምብትታን። ከዘክረካ ኣነ ንሓጺር ግዜ ኣብ እንዳዜና ነይረ ንዓይ ብዘይካ ጽቡቅ ምኽሪ ሕማቅ ኣይገበርካንን ኣነ ግን ሕልናይ ክዓርፈለይ እቲ ጉዳይ ናባኻን ናብ ህዝብን የብሎ ኣለኹ። ኢዮብ (ጎጀላ)በይን ኣስፍሃ!! ዘልኣለማዊ ክብርን መጎስን ንጀጋኑ ስውኣትና!!
@mussiealemseged856
@mussiealemseged856 4 года назад
Good great lesson
@yonashabtemariam7059
@yonashabtemariam7059 4 года назад
First of all, thanks more than enough. Both of you have good experience. Clear explanation, honestly, and open mind that's we need all youngesters. Once again thank you and long life for all of you!!!
@Hakee04
@Hakee04 4 года назад
Thx so much Ahmed Al-Qeisi and Assena.
@hdidkhsuit1912
@hdidkhsuit1912 4 года назад
👍👍👍👍👌👌
@እንተገጊኹማመለይእዩሽማ
Thank you ኣልቐይሲ
@mengiogba8584
@mengiogba8584 4 года назад
ኣሰና ,ናይ ብሓቂ ቡቅዕ ሰብ ኣምጽእካ።የቀንየለና ,ከምዝኣቶም ዝመሰሉ ሙሁራት ሰባት ሓቂ ዝዛረቡ ቀጻሊ ክትቅረብ ተስፋ ንገብር ።90 % ሓቂ ኢዩ ይብል ኣነ 10 % ንረብሑኡ ከምዘዘንቱ ዘሎ ፡ፍሉጥ ኢዩ ።ምክንያቱ ሰብ ብዘይ ረብሓ ከምዘይዛረብ ።ብፍላይ ኣብዚ20 ክፍለ ዘመን ።
@bereketdesta2593
@bereketdesta2593 4 года назад
A great prospective for generations to come. Great start to listen to veterans.
@AbrahamIdrisHibties
@AbrahamIdrisHibties 4 года назад
In preparation of 20th June The woman poet went on to say:'Miss Ziberekhe Tsehayna, Miss Zineghese Nighusna' Tinbihit like wise the generals, Colonels gave something that supports the validity of one man rule. Amanuel can you make another interview with Kubur Keisi about external force navigating Isaayas power other than the Fear and Dear from inside. Thank you
@mebratneguse5234
@mebratneguse5234 4 года назад
Thank you Ahimedqeisi idime trai yihabka abta hara hagerna kiniriyeka buzuh yimine.
@ahmedromadan7700
@ahmedromadan7700 4 года назад
Good job Ahmed I’m glad to see you 👍
@berhaneembaye236
@berhaneembaye236 4 года назад
Betami Mehari tintena , edmen tinan ni ayana Alkeysi. Asena awetin asaluton ab sirahkum.
@teametesfazion8190
@teametesfazion8190 3 месяца назад
❤❤❤❤❤
@teametesfazion8190
@teametesfazion8190 3 месяца назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@fiametaaklilu5829
@fiametaaklilu5829 4 года назад
our hero memher ahmed alqeysi we miss you you are perfect
@aronberhane6179
@aronberhane6179 4 года назад
Thanks great explanations God bless
@biniamteweldeberhe1880
@biniamteweldeberhe1880 2 года назад
Keysi abo sewra. U r dearly loved
@biniamteweldeberhe1880
@biniamteweldeberhe1880 2 года назад
Who can disallow keysi not to partcipate for presidence if he was potent for the reason of he is not eritrean by identity
@mestes4158
@mestes4158 4 года назад
I hope you’re one of Eritrea leaders after Eseyas
@ggghebreslasie4342
@ggghebreslasie4342 4 года назад
ኣብ ቀረባ ግዝየ ኣብታ ከርተት ዝበልካላ ሃገር ጥሮታኻ መስልካን ተሓልዩልካ ብኽብሪ ኣብ ኮምፒሽታቶ ሸናዕ ክትብል ኢኻ ፡ ጥራሕ ንስኻ ተሞክሮኻ ነዚ ንአሽተይ ወለዶ ክተሰጋግር ተዳሎ ።
@wisamabrar5380
@wisamabrar5380 4 года назад
Ayewe hijikoynu trayni
@wisamabrar5380
@wisamabrar5380 4 года назад
Iebam zereba kibret yihabka zihawoy
@ቀንዴልሓርነት-ሸ2ሰ
@ቀንዴልሓርነት-ሸ2ሰ 4 года назад
ናይ ብሓቂ ብዓል ቀይሲ መዋእሎም ሰውራ መሪሖም ዘዕወቱ ኣብ ስደት ኮይኖም ዳግማይ ቃልሲ ክቃለሱ ብጣዕሚ ሓቦኦምን ንቃልሲ ዘለዎም ተወፋይነት ማራ እዪ ዝገርመኒ ደኪመ ዘይብሉ ጽባሕ ዓስቢ ዕድሚኦም ምሉእ ከርተት ዝበሉሉ ጻሞኦም ክረክቡ እዮም ዕድመን ጥዕናን ይሃቦም ጀጋኑና
@robrobyadolisrobrobyadolis3563
@robrobyadolisrobrobyadolis3563 4 года назад
GG: ናይ ኣሕመድ'ሲ ደሓን ይጽነሓልካ: ንስኻ'ኸ ጠቅሊልካ ክትምለስ ዲኻ ?
@rakiabekri9481
@rakiabekri9481 4 года назад
Xikberka harbena abona Ahmed Alkesi Idemn hinan yihabka Amaniel assna dima absirahka asaleto ab hiwotka mulue tiena yimnilylka
@selamtekeste3793
@selamtekeste3793 4 года назад
Thx G.B.U 🙏🏽🙌🏼💐🇪🇷
@tsegaygebru9534
@tsegaygebru9534 4 года назад
Dear Emanuel they don't have any one to organize the soldiers.
@samuelson2010
@samuelson2010 4 года назад
ንመርሃዊ ንሞት ዝፈረደስ መን ኢዩ?? ተጋዳላይ መርሃዊ :ሳጉኡ (ፕሮፍሰር ) !! 1)ተጋዳላይ መርሃዊ ኣባል ብርጌድ 58 ምንባሩን ኣብ ኲናት 6ይ ወራር ከምዝሰንከለ ኣብ ታሃድሶ ክፍሊ ሓለዋ ሰውራ ኣብ ዓዶብሓ ብኣፉ የዕሊሉኒ : ኣብ ተሃድሶ ጽቡቅ ዕርክነት ጀሚርና ሳልሳይና ሓደ ተጋዳላይ ነይሩና: እዚ ሳልሳይና ተጋዳላይ ኣብ 1995ኣብ ኣስመራ ብጠጠውና ንሓጺር ግዜ የዕሊልና ከምዚ ክኣ በለኒ መርሃዊ እቲ መነጸር ዝገብር ዓርክኻ ትዝክሮ ዶ ?? እወ ይዝክሮ ይብሎ: እሞ ኣብ እንዳ ዜና ብትእዛዝ ሓላፋ ዜና ኣሕመድ ኣልቀይሲ ቀቲሎምዎ እዚ ዝነግረካ ዘለኹ ንዓኻ ሓዞ ቀተልቱ እገሌን እገሌን ኢዮም ኢሉና: ዝያዳ ኩሉ ዘልቀሰትን ዝሓዘነትን እዛ ሕጂ እስርቲ ዘላ ሚርያም ሓጎስ ኣረ ልጁ ገደሉት እንዳበለት ኣልቂሳትሉ: ኣብዛ ጉዳይ እንታይ ትብል ኣሕመድ ቀይሲ። 2) ኣቦይ ጸጋይ ዝተባህሉ ተጋዳላይ ኣባል ሓረካ ዝነበሩ ኣብ 60ታት ብፖለቲካ ዝተኣስሩ ድሓር ጀብሃ ካብ ማእሰርቲ ዘውጽኣቶም ናብ ሻዕብያ ዝተጋደሉ ምስዞም ሰብኣይ ሌላና ኣብ እንዳ ዜና ኢዩ:ኣብ መንጎ ዕላልና ዓርኰምን መታኣስርቶምን ንመራሕ ጋንታይ ንዝነበሩ ስውእ ኣቦይ ተስፋይ በየነ ከምዝዀኑ ሓቢሮምኒ ንሓጺር ግዜ ጽቡቅን ጥቡቅን ዕላላት ጀሚርና ኔርና : ንስኻን ግሩፖኻን ትገብርዎ ዝነበርኩም ብዕልግና ኣብ ኣፍካ ኣብ ቅድሚ እዚ ኩሉ ተጋዳላይ እዚ ገድሊ እንዳ ሸርሙጣኹም ቀይርክምዎ ሕሉፍ ሓሊፍኩም ነቶም ኣብ ቅድመ ግንባራት ዘለው ተጋደልቲ ኣንስቶም ተባዕልጉሎም ኣለኹም ኢሎም ተዛሪቦም ንስኻን ግሩፖኻን ኣብ ኣኼባ ድሂልኩምዎም ድሕሪ ኣኼባ ቡንብኦም ፈጂሮም ተሰዊኦም እዚኸ ትዝክሮዶ?? ኣብዚ ጉዳይ እንታይ ትብል ኣሕመድ ቀይሲ?? 3)ኢትዮጵያ ስማ ተጋዳሊት (ሓርነት ) እዛ ተጋዳሊት ካብ ዓራርብ ናብ ሃገር እንዳድምጺ ሓፋሽ ክትበጽሕ ደይባ ምስዛ ሕጂ ኤንባሲ ጅዳ ዘላ ወይኒ ገብረዝግኣብሄር ነብሰን ክሕጸባ ኣብ ቀላይ ምስ ከዳ ተሰዊኣ ትብሃል ኣሰዋውኣኣ ብቀረባ ከተብርሆ እታ ዝጠለቀትላ ማይ ዕቋር ኢያ ?? ኣብዚ ጉዳይ እንታይ ትብል ኣሕመድ ቀይሲ?? ኣነ ምስ ኢትዮጵያ(ሓርነት) ሌላና ኣብ እንዳዜና ኢዩ። ዳርጋ ብጃምላ ናብ ሓለዋ ሰውራ ካብ ዝልኣኽካዮም ተጋደልቲ እቲ ስንኩል ስኣላይ ናይ ቅብኣ ረመጭ :ረመጭ ኣብ ሓደ ክፍሊ ኢና ተኣሲርና እቲ ኣብ እንዳዜና ኰይኑ ዝሰርሖ ስእልታት ብሙሉኡ ተዋሂብዎ ኣብ ውሽጢ ቤት ማእሰርቲ ይሰርሖ ነይሩ:: እቲ ኣብ ሰሊና ዝሰንከለ ተጋዳላይ ፍስሃየ :ፍስሃየ ኣብ ሓለዋ ሰውራ ተደጊፉ ኣትዩ ብስትረቼር ተሰኪሞምዎ ወጺኡ: ስንኩል መርሃዊ (ፕሮፍሰር)ድሓር ዝረሸንክምዎ :: ኣውቲስታኻ ፍስሃየ:ምስዚኦም ኣብ ትሃድሶ ብሓደ ኔርና :እንታይ ስለዝበደሉ ኢኻ ሓፍስካ ንማእሰርቲ ልኢኽካዮም :: ንስኻን ብዓል ሻፍትን ካልኦትን ንዓኹም ዝመስሉ ሞካንቦ(ዲስኰቴክ) ቀይርክምዎ ኔርኩም እቲ ቦታ ገድሊ ዘድልያኹም ደቂ ኣንስትዮ ተእትውን ተባዕልጉን ኔርኩም ንዓና ብማሕዮታትኩም ኣብቲ ከባባ ትሰጉና ኔርኩም ተጋደልቲ ነዚ ክጸርዎ ኣይክኣሉን ፍኑው ተቃውሞ ይገብሩ ነይሮም። እቲ ኩሉ ሓጥያት ንትግርኛ ከተሰክም ምፍታንካ ከየግረመለይ ኣይተረፈን ባዕልኹም ኣጻራይት ኰሚተን ፈራዶን ኔርኩምሲ ሕጂ ሓጥያትኩም ክትጉሕፉልና ዓገብ። እዚ ዲክታቶራዊ ስርዓት ኣብታ ሕብእቲ ሰልፍኹም ኰስኪስኩም ተኻናኺንኩም ፈጢርኩምዎ ንኹሉ ናይ ምእራም ተቃውሞታት እንዳጨፍለቅኩም ፍረ ጻዕርኹም ኢዩ እዚ ሕጂ ዘሎ ምብትታን። ከዘክረካ ኣነ ንሓጺር ግዜ ኣብ እንዳዜና ነይረ ንዓይ ብዘይካ ጽቡቅ ምኽሪ ሕማቅ ኣይገበርካንን ኣነ ግን ሕልናይ ክዓርፈለይ እቲ ጉዳይ ናባኻን ናብ ህዝብን የብሎ ኣለኹ። ኢዮብ (ጎጀላ)በይን ኣስፍሃ!! ዘልኣለማዊ ክብርን መጎስን ንጀጋኑ ስውኣትና!!
@raeimusse244
@raeimusse244 2 года назад
edmen tienan yhabka alkeysi thankssss
@AngelMichael386
@AngelMichael386 4 года назад
የቐንየልና ኣማንኤል ኣሰና፣ጅግና ሓርበኛ ኣቦ ኣሕመድ ቐይሲ ብጣዕሚ ብሉጽን ሓቀኛን መግለጺ፣ንስኻ ስነድ ስለዝኾንካ መጽሓፍካ ኣብ ሓጺር ጊዜ ክረኽባ ተስፋ እገብር ኣምላኽ ድማ ይሓግዝካ። ከም ርእይቶይ እዚውልቀመላኺ እዚ 1.ነፍሲ ወከፍ ዝተገብረ ታሪኽ ገድሊ በብውልቂ ክንገር ጽቡቕ ኔሩ ምኽንያቱስ ታሪኽ ህዝባዊ ግንባር ናይ ሓባር እናተባሃለ ኣብ መጠረሽታ ናይ ውልቂ ታሪኹ ቀይሩዎ። 2.ኣብ ሜዳ ነቶም ኣባላት ቤትጽሕፈት ካብ ሰራዊት ርሒቕኩም ንሱ ናብ ሰራዊት ከይዱ ንዓኻትኩም ከምትንጸሉ ይሰርሕ ነይሩ። 3.ከተማ ምስ ኣተኹም ንሱ ናብ ህዝቢ ቅኑዕ መሲሉ ይቐርብ ነይሩ ንዓኻትኩም ብህዝቢ ከምዘይትፍለጡ ጌርኩም። 4.ሳዋ 1ይ ዙርያ ኮይና ምስ ኣተና ከም መራሒ መስርዕ ኣብ ሰሙን ሓንሳብ ወይ ክለተ ሳዕ ይማላለስ ምኽንያቱ ሽሙ ላዕሊ ንምስቃልን መን ከምኡ ንኽባሃልን።
@Abdelwasie
@Abdelwasie 4 года назад
Ahemd al keysi lebam mestewali gefieh lebu nekul asfehka terie gelex kemzi natka geru kul ny lebona entetzarebu kendy meseletena Thank you amanel pls bejak amxeayo buzh kenmahar kielna
@meharieaf2035
@meharieaf2035 4 года назад
🌹🌹
@weldenegodguad4974
@weldenegodguad4974 4 года назад
እዚ ሕልኩስ ተምቤናይ ኣብዚ ካብ በጽሐ ኣሽንኳይ ብህይወቱ ቀሲኑ ኣብ መሬት ኤርትራ ክነብር ሬስኡ ከማን ተቃጺሉ ኣብ ቀይሕ ባሕርና ክንፈይ መሰል የብሉን:: ካልእ ወዲ ተምቤን ኣብ ልዕሊ ስውኣትናን ህዝብናን ዝፈጸሞ ገበን ግን ከኣ ሰብ ኣስተብሂሉሉ ዘይፈልጥ እንተኾነ ግን ንእሽተይ ነገር ዝመስል ግን ከኣ ንልቢ ዘለዎ ሰብ ዓቢ መርኣያ ደረጃ ጽልእን ንዕቀትን ወዲ ተምቤን ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራን ሰዉርኡን: በቲ ዓይነት ወረቀት ናይ ምስክር ወረቀት መስዋእቲ ክግለጽ ይከኣል እዩ :: ብphoto copy machine ዝተባዝሐ ዓይነት ወረቀት ኣሽንኳይ ንሓደ ዋና ቅያታት ዝኾነ ስዉእ ተጋዳላይ ኣብ ዝማዕበላ ሀገራት ኣብ ሃገራት ሳልሳይ ዓለም ከማን ነቲ ኣንጻር ሰውራና ዝተሰለፈ ንምልሻ ደርጊ ዝነበረ ከማን ዘይበቅዕ እዩ:: ስለዚህ ሎሚ ኣብዛ መዓልቲ ሰማእታትና ጉጅለ ህግደፍ ይኹን ተዳናገጽቱ ብዝኾነ ይኹን መንገዲ ንስውኣትና ዋላ ብኣፎም ክዝክርዎም ሞራላዊ ብቅዓትከ ምዘይብሎም ነተሓሳስብ ኣለና::
@tsegaygebru9534
@tsegaygebru9534 4 года назад
ክንህሉ ዲና ኣዚና ንጭነቕ ኣሎና ሕጂውን ጀነራላት ኣጥፊኡ ኮረነላት ከጸጺ ጀሚሩሎ የጠራጥረናሎ
@godislove732
@godislove732 4 года назад
ፖው ገለ ዓይነት ሰብኣይ ክነፍዕ። 4 ክፋላት ተኸታቲለየን ብታዕሚ ሰሓቢ። በጃኹም በዓል ኣያና ኣሕመድ ሕጂ ኢኹም ተገዱሱና ንዓና መንእሰያት በዓል ንስኻ ኢኹም ክትመርሑና ዝግበኣኩም። እዚ ኹሉ ተቓሊስካ ጻማኻ ዘይምርካብካ ከም ኩሉ ኤርትራዊ የሕዝን ኢዩ። ግን በጃኹም በዚ ኮይኑ በቲ ያላ ንለዓል ዓዲ ከይጸነተት ከላ።
@teametesfazion8190
@teametesfazion8190 5 месяцев назад
✅️ ✅️
@samuelson2010
@samuelson2010 4 года назад
Nezi ketali hzbi tigrina bdem zhtet wrdi shormuta sebay amxiekayo amaniel wedi kelbi
@እንተገጊኹማመለይእዩሽማ
ካብ ቅርሕንትን ኣንነት ከይወጻእና ሃገር ከነድሕን ዘበት 2, ንኹሉ ኤርትራዊ ዘሳተፈ ኣቢ ሰሚናር ክግበር ኣለዎ ብዝቐልጠፈ ምስኣ ኣስዒብካ ክትግበር ዝደልያ ወገነይ ወገንካ ኣወጊድና ብንጽህና ንኹሉ ህዝቢ ዝውክል ግዝያዊ መንግስቲ ንክንምስርት ግዚኡ ዝኣኸለ ይመስለኒ ነዚ ወዲ ከምዚ ጎስጋስ ግበሩሉ ::
@tsegaygebru9534
@tsegaygebru9534 4 года назад
ደይ ህልኽዩ ንቑምነገር ምዓስ ኮይኑ ሰብ ከይንኸውን ቁምነገር ከይንሰርሕዩ ዝግበር ዘሎ ንኢሳያስ ድማ ጽቡቕ ዕድል ባዕልና ንባዕልና ክንርምሳ ክርኢ ብኹሩምቱ ይስቕ ካድረታቱ ድማ ጽቡቕ ዶላራት ይኽፈሉ። እዚ ኢዩቲ ሓቂ።
@michaelweldayghebremariam2560
@michaelweldayghebremariam2560 4 года назад
ኤማ ብጣዕሚ ትድነቅ ጋዜጠኛ ኢኻ። ብሱላትን ዓበይቲ ሰብ ታራኽን ሰለ ዘቅረብካልና። ነዚ ጅግናን ረዚንን ቅንዕን ገዲም ጋዳለይ ቀይሲ ደጊምና ክንምሃር ደግመይ ብኻልእ መገዲ አምጻሌና።
@እንተገጊኹማመለይእዩሽማ
ደቒ ከበሳ ቕምተኛታት እዮም 100% right
@mebratneguse5234
@mebratneguse5234 4 года назад
Isais Izi sirahat barista telam hashul kahidam nijeganu Eritreawian atifius mis guhila menshiro Abyi teararikum dankera iwai wurdet
@kiflugherie4638
@kiflugherie4638 4 года назад
one day isseyas will go away to rubbish
@ቀንዴልሓርነት-ሸ2ሰ
@ቀንዴልሓርነት-ሸ2ሰ 4 года назад
ሰራዊት ኣግዲዕዎም ን ጀጋኑ ጉ 15 ህዝቢ ክኣ ብ ፕሮፓጋንዳ ኣደናጊሩ እዪ
@sna6611
@sna6611 4 года назад
Ahmed
@mbkeren3061
@mbkeren3061 4 года назад
Ni Amanuel Grim meleiskalu bizaba bandera chrki elkayo bandera mis tekaxele himak tezaribu nyru kem gazetena kestouil neyriwo
@robelyosef954
@robelyosef954 3 года назад
Buzuh tmhrti bzey kiflite legas eka aboy Ali
@teametesfazion8190
@teametesfazion8190 3 месяца назад
Akmi haxiruwo mesarn mknxaln suk eilu u zftn ksab hji
@teametesfazion8190
@teametesfazion8190 3 месяца назад
33 amete xenihu ab sltan maltawi seb kketl laelin tahtn ybl nab endamatu adi mexu ab kedamay alem
@samuelson2010
@samuelson2010 4 года назад
Deki shormuta beja hamasrn gah belu
@weldenegodguad4974
@weldenegodguad4974 3 года назад
ንሕና ኤርትራዉያን ንልጅ ኢሳያስ ዘይጉቡኦ ደረጃ ክብረት ኢና ሂብናዮ ጸኒሕና:: ንልጅ ኢሳያስ ከም ሓደ ሓያል መንግስቲን ሰርዓትን ገይርና ክነቕርቦ ምጽናሕና መርኣያ ደረጃ ግርህነትና እዩ:: ልጅ ኢሳያስ ኣብ ዉሽጢ ታሪኽ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ተሓቢኡ ናብቲ ዘይኣምነሉ ነጻነት ኤርትራ ዝበጽሐ ሓደገኛ ተዋሳኣይ እዩ። እዚ ሰዉራ ኤርትራ ኣሓንቂቑ ከም መራሒ ዉድብ ገይሩ ንነጻነት ዘብቀዖ ሰብ ብትሕትነት ዝሳቐይ ኮይኑ ድኽመቱ ንክኽዉል ኣብ ልዕሊ ወሎዶታት ብቓጻ ጽንተት ኣዉሪዱልና እዩ:: ነዚ ንሕና ኣብ ድላዩ እዋን ንኤርትራዉያን በብታራ ትንፋስና ንከምሉቖና መሰል ዝሃብናዮ ሕንቁቕ ፍጥረት ሑሉፍ ሓሊፉዎ ብንዕቀት ብኾፍና ከለና ክሸጠና ክዋናወን'ዉን ይርኣይ ኣሎ:: ልጅ ኢሳያስ ብትሕትነት ስለ ዝሳቐ ኣብ ቅድሚ ህዝቢ ምስ ካልኦት መዘንኡ ደቂ ሃገር ኣብ መድረኽ ራስ ብራስ ክገጥም ኣይደልን'ዩ:: ንበይኑ ኣብ መድረኽ ኮይኑ ክዉጭጭን ንኻልኦት ከናሽዉን ግን ቀዳማይ እዩ:: ከም ሓለፍቲ መንግስቲ ተባሂሎም ኣብ መድረኽ ምስዚ ሰብ'ዚ ከራኣዩ ዝፍቀደሎም ሰባት ከኣ ብመደብ ኣብ ቅድሚኡ ክንዲ ጻጸ ኮይኖም ዝርኣዩ ድርቁስ ቁሞና ዘለዎም ብሞራልን ብኣካልን ዝደኸሙ ሰባት እዮም ዝምረጹ: እዚ ኸኣ ነቲ ናቱ ዓብላሊ ቁሞና ንህዝቢ ንምርኣይን ምርጫ ህዝቢ ኸኣ ንሱ ጥራሕ ምኳኑ ንምርኣይ እዩ: ከም ኣብነት ከኣ ኣቶ ኣልኣሚን መሓመድ ሰዒድ ክቐርብ ይኽኣል። በቲ ኻልእ ከኣ ልጅ ኢሱ ኣብ መድረኽ ጸብለል ኢሉ ክርኣይ ምእቲ ጨጉሩን ጭሕሙን ጸሊም ተለኽዩ ኩሉ ዓይነት ስነ ጽባቐ ተገይሩሉ መርዓዊ መሲሉ ኣብ ህዝባዊ መድረኽ ዝቐርብ ንፉዕ ተዋሳኣይ እዩ:: እዛ ጨጉርኻ ጸሊም ሕብሪ ምልካይኳ ኣብ ሜዳ እያ ተጀሚራ:: እዚ ሕንቁቕ ሰብ ምስ ካልኦት መራሕቲ ሃገራት ክራኸብ ከሎ ብዉልቁ ብምስጢር ክገብሮ እዩ ዝመርጽ:: ንኣብነት ድሕሪ እዚ ኩሉ ድራማዊ ፍቕሪ ምስ ኣብይ: እቲ ዕሸል ኣብይ ከይተረፈ ብዛዕባ ሚስጥራዊ ርክቦም ንመሳርሕቱ ክገልጽ ከሎ "ምስ ኢሳያስ ምስራሕ ከም ንቖልዓ diaper ምቕያር እዩ" ኢሉ እዩ ገሊጽዎ። እቲ ካልኣይን ዝዓበየን ሃገራዊ ጸገምና ግን እቲ ብቐዳምነት ትሕትና ዘምሃረና ባህልና እዩ:: ኣብ ባህልና ኣነነት ነዉሪ ስለዝኾነ እዞም ሊቃዉንቲ ኤርትራ ምስ ክእለቶም ከለው "ኣነ ንኤርትራ ክመርሕ ይኽእል እየ" ካብ ምባል ይቑጠቡ ኣለዉ:: ስለዚ ሃገርና ካብ ጥፍኣት ንምድሓን፡ ኩሉ ክኢላ ፓሎቲካ ወዲ ሃገር ብዉልቁ "ክመርሕ ይኽእል እየ" ኢሉ ክቐርብ ጥራሕ አዩ ተሪፉ ዘሎ: ንሕና ብወገንና'ውን ክነባራትዖምን ክንዓስሎምን ኣለና:: ብሕጽር ዝበለ ኣዛራርባ፡ ህዝብና ነዚ ዉዱቕ ሰብ ካብ ልቡ ካብ ዘዉጽኦ ነዊሕ ዘመን ገይሩ እዩ: ነታ ሃገር ካብ ኢዱ መንጢሉ ዝቕበሎ ሰብ ጥራሕ እዩ ጎዲሉ ዘሎ:: ኤርትራ ለባማትን ሙሁራትን ዝመልእዋ ሃገር ክትነሱ፡ ስኩፋትን ትሑታትን ዜጋታት ዝመልእዋ ሃገር ብምኳና ነዞም መጻኢ መራሕቲ ሃገር ንቕድሚት ክመጹ ንስራሕ:: ሃገርና ካብዚ ሕጂ ዘላቶ ደረጃ ጥፍኣት ናብ ጉቡእ ቦታኣ ክመርሕዋ ዝኽእሉ ሊቃዉንቲ ንቕድሚት ንክመጽኡ ብቐዳምነት ክንሰርሓሉ ዘለና ጉዳይ'ዩ። ኩሉ ክመርሕ ይኽእል እየ ዝብል ኤርትራዊ ብወገኑ ብዘይ ስክፍታ ንቕድሚት ክወጽእን ክመርሕ ከምዝኽእል ብቃልዕ ክእዉጅን ይግባእ: ንሕና ደቂ ሃገር ከኣ ክንዓስሎምን ክንክተሎምን ኢና:: ኣብ መወዳእታ፡ ልጅ ኢሳያስ ኣብዚ በጺሕናዮ ዘለና ደረጃ ዉድቀት ካብ ኣብጻሓና ድሕሪ ሕጂ እዚ ሕንቁቕ ሰብ ብኤርትራዉያን ክፍራሕን ክኽበርን ዘይኮነ ክድፈርን ክህደንን ጥራሕ እዩ ዘለዎ ንስለ ድሕነት ሃገር::
@teametesfazion8190
@teametesfazion8190 3 месяца назад
Kelil u enqae etom alyetawiyan kltiom mnkskasat dem kelbi koynu tefae ab eti sahl demom ntarikh
@mebratneguse5234
@mebratneguse5234 4 года назад
Isais aziu kigilez zeikeal zilii alewo slezi nihiber kihineq alewo izi kulu siqiatina gelizka zeikeal aikealin huluf turuf geben weriduna hiznina zegibio koinu yikeid alo tifiat hibreteseb
@tsegaygebru9534
@tsegaygebru9534 4 года назад
ኣያና ምሓመድ ህዝቢ ድኣሞ ጽሓይ ብኢሳያስ ትበርቕ ትዓርብ ዘእመንዎ ህዝብስ ህዝቢ ኣሎና ክብሉስ የደንግጹ ኢዮም።ሕርሕራይ ገይሮም ሓንጎሉ ዝሓጸቡዎ ህዝብስ ኣንጻሩ ክብገስሉ ውጹዓት እዮም ጠፊእም ኣጥፊኦምና።
@teametesfazion8190
@teametesfazion8190 3 месяца назад
Mkttatl mktal mknxaln eu nay isaias mengsti mhdereu
@medhanieemeha7627
@medhanieemeha7627 4 года назад
Nay bhaki kunuen , libona zimeleo atehasasiban, hiji wun entekone ab dege zelo hebretesebna ab mwuhihadn, fililyat ab mxibabn , hagerawi meakelnet zgebere atehasasiba ab mftarn hagezkum wesani eyu, zekeberka gedim tegedalayn ayanan keysi
@እንተገጊኹማመለይእዩሽማ
ኣልከይሲ ሓቑ ኢዩ ኢሰያስ ኣብ ሕምቀትና, ድኽመትናን ኢዩ ዝነብር እምበር ልዕሊ 50 ዝድግፍዎ የለዉን ::
@mebratneguse5234
@mebratneguse5234 4 года назад
Hiji trai nibeges hager titefii ala
@samuelson2010
@samuelson2010 4 года назад
Ezi sebay bdem ina nhato wedi kelbi
@yoseftsehay6862
@yoseftsehay6862 4 года назад
ኣይረድ አዚ ህሙም ውልቀ ሰብ ሳዲስት ኢሳያስ ፥ ኣብ ሰላም ክነብር ዘይክአል ንህዝቢ ኣሪትራ ኣብ ክሉ ኢዲ ብምአታው ግዳይ ይገብሮ ኣሎ፥ አሞ ህዝቢ አናሃልቀ አናሞተ ፥ ንሞት ከም ሃዊ ዝገርሃ ንምንታይ ኮን ይከውን፥
@koneberhanbelay3534
@koneberhanbelay3534 5 месяцев назад
መም. ኣልቀይሲ 'እቲ ሰብኣይ ናቱ ኣጀንዳ ነይረዎ: ኣጀንዳኡ ክኣ: ክካትዕዎ ክዛረብዎ ዘይክእሉ: ስቅ ኢሎም ዝእዘዝዎ ካልኣይ ሳልሳይ ደረጃ ናይ ሓደሽቲ መሪሕነት ብምምጻእ: ናብ ዘየድሊ ውግእ ምስ ወያነ ድዪ ምምራሕ ቀርኒ ኣፍሪቃ ድዩ: ዋላ ብካልእ መገዲ ድዩ: ንዑኡ ጥራይ እቲ መንገዲ ጥጡሕ ንምግባር ክህውትት: ነቲ ሃገር ኣብ ሽግር ኣእትይዎ: ቀዳምነት ኣይኮነን ሕቶ ናይ ባድመ ንህዝቢ ኤርትራ: ነቲ ህዝብን ነቲ ኩልና ዝሓለምናዮ ምዕባሌን ግን ዋጋ ኣኽፊሉዎ: ነቲ ናቱ tendency ዝቃወም ክኣ ምእሳር ኣላ ምጥፋእ ኣላ: ንሱ'ዩ እቲ ሽግር' ይብል: ኣማን ብኣማን! Thank you.
@samuelson2010
@samuelson2010 4 года назад
Amanel kelbi areb
@kikimiki9256
@kikimiki9256 3 года назад
Dig the Air Miss O
@sulaysuliman
@sulaysuliman 4 года назад
Rubbish talk
@tesfaldetabraha2716
@tesfaldetabraha2716 4 года назад
አብ ኢትዮጲያ ገሮሞ ኢልኩምሲ ዕጀፍጀፍ
@samimoha2027
@samimoha2027 4 года назад
Asmara kedikanerka sebeytika kemey ala
@samimoha2027
@samimoha2027 4 года назад
Tim bell
@tesfaldetabraha2716
@tesfaldetabraha2716 4 года назад
ሎሚስ ናብ ጽላለ እዩ አድሂብልኩም
@yonatanmerid9057
@yonatanmerid9057 4 года назад
Tesfaldet tibuk alo hizbi eritrea dika tibil zeleka
@salemabduabdu460
@salemabduabdu460 4 года назад
@@yonatanmerid9057 ናይ ነገር ወዲ ጋና አዮ ገይሪዋ
@selamtekeste3793
@selamtekeste3793 4 года назад
☠️☠️☠️☠️☠️☠️☠️☠️☠️☠️
@selamtekeste3793
@selamtekeste3793 4 года назад
Tesfaldet ☠️☠️☠️☠️☠️☠️☠️
@tesfaldetabraha2716
@tesfaldetabraha2716 4 года назад
ነዳይ ናይ ልቡ ይሐልም ናይምንታይ ምስግጋር
@tesfaldetabraha2716
@tesfaldetabraha2716 4 года назад
መን ስብ ቆጺሩካ
Далее
መን'ዩ ተሓታቲ?
1:00:14
Просмотров 106 тыс.