Тёмный

"ምሉእ ምብሓት ስልጣን ብኢሰያስ ኣፍወርቂ" 3ይ ክፋል ቓለ መሕተት ምስ ገዲም ተጋዳልይ ኣሕመድ ቐይሲ። Part3 Interview with Ahmed Kaisi 

FaNus NetWork
Подписаться 110 тыс.
Просмотров 121 тыс.
50% 1

Опубликовано:

 

4 окт 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 423   
@osmanzean4573
@osmanzean4573 3 года назад
Thanks Youel for this wonderful Interview with Ahmed Kaissi
@petresamanielhabte
@petresamanielhabte 3 года назад
A great historical narrative of the respectful father Ahmed kaisi his insight is not only histrically relevant but also for the future of the our politic, conduct and understanding our social compostion.
@abduali2
@abduali2 3 года назад
ኣነ ግን ኒ ኣቦና ኣሕመድ ቀይሲ መጽሓፊ ተትጽሕፊ ክንደይ ደስ ምበለ ነሩ
@meharigmeskel4774
@meharigmeskel4774 3 года назад
Ja nay bhaki bekakum xihaf elkum atababiewo
@LYE4EVER
@LYE4EVER 3 года назад
እዚ ኣብ መንጎ ኣስላምን ክስታንን ዘሎ ምፍልላይ ክተርፍ ኣለዎ ኤርትራ ናይ ኣስላምን ክስታንን እያ ከምቲ ማዕረ ዝተሰዋእናላ ማዕረ ኻአ ንፍቅራ እቲ ተሪፍና ዘሎ ድማ ብአራጃን ብሄርን ሃይማኖትን ምፍልላይ ወጊድና ከም ኤርትራውያን ማዕረ ዕድላትን መሰልን ዘለዋ ሃገር ክንፈጥር ከም ዘለና ኣሚና ተኸባቢርን ተጻዋዊርናን ክነብር ክንክእል ኣለና 🇪🇷💚❤️💛💙🇪🇷
@zegdagmawi275
@zegdagmawi275 3 года назад
ማሊሻ -- እተባህለ ሓደ ሰብ፡ ቅድሚ ዕስራ ዓመታት ኣብ መርበብ ኣዝማሪኖ ዝጸሓፎ፡ እተወስደ፥ ኣብ ታሪኽ ዓለምን ፣ ኣብ ነዊሕ ዛንታ ሰብን ብጭብጢ እተረጋገጸ ሓቂ እንተሎ እዚ እዩ። ዝኾነ ይኹን ሕብረተሰብ ወይ ህዝቢ ፣ ንሕሉፍ ናይ ዘመናት ታሪኹ ዝጸልእ ፣ ውርሻኡ ዝንዕቕ ፣ መረበቱ ወይ ትውልዲ ዓዱ ዝኽሕድ ፣ ቋንቋታቱ ብባርዕ ዘልምስ ፣ ቅርስታቱ ዘፍርስ ፣ ባህልታቱ ስርዓቱ ዘድፍር ፣ ደቂ ሩባኡን ጎዶቦታቱን ዘየኽብር ፣ ይትረፍ መሪሕነት ክጭብጥን ሃገር ክኣልን ፣ ናይ ገዛእ ርእሱ ሉኣላዊት ሃገርን መሬትን ውን ከቶ ኣይግበኦን እዩ። እዚ ከምዚ ዓይነት ነፍሰ ሙት ፣ ሕልና ዕሩብ ፣ ኣእምሮ ዕሱብ ጉጅለ ወይ ጭፍራ ፣ እንትርፎ ከም ጊላ ከዳሚ ወይ ዓብድ ናይ ባዕዲ ፣ ብናይ ገዛእ ርእሱ መንነትን ኣብራኽን ደው ክብል ብፍጹም ዝሕሰብ ኣይኮነን ።
@tiblezaraia8508
@tiblezaraia8508 2 года назад
t
@tiblezaraia8508
@tiblezaraia8508 2 года назад
​@@zegdagmawi275
@teshomemesgun347
@teshomemesgun347 3 года назад
ንዋሕዚ ሓሳቡን ዘረብኡን ከይኮለፍካ ሱቕ ኢልካ ብምስማዕካ ኣድኒቐካ።
@zegdagmawi275
@zegdagmawi275 3 года назад
ኣብ ስዑድያ ንስዑድያ ትመስል፡ ኣብ ኤርትራ፡ ንኤርትራ ትመስል፡ ንባዕዳዊ ኣምሓራን ንዓረባዊ ባርነትን ትነጽግ። ሎሚ ቴስዓ ካብ ሚእቲ ኣብ ኤርትራ፡ መዓልታዊ ብትግረን ትግርኛን ቋንቋታትና ይነብር። ጀብሃን ዓረባዊ ሕልሚ ጀብሃን ተቐቢሩ እዩ። ኤርትራ ናይቶም ብኤርትራዊ ቋንቋታት ስርዓታትን ገድላን ዝኣምኑ ጥራይ እያ። ዝኾነ ከዳሚ ካብ ጀበርቲ ዉቕሮ ሽረ ወይ ከዳሚ ዓረብ ካብ ጀበሊ የመን በጃ ሱዳን መጺኡ፡ ኣብቲ ደምና ዝኸፈልናሉ ኤርትራ ኣይእዝዘናን እዩ። ንሕና ቋንቋታትና ብሓዊ ክነዲድ ኣየተጋደልናን። ንሕና ኣምሓሩ ኣይኮናን። ባሮት ወይ ዓቢድ ናይ ዓረብ ውን ኣይኮናን። ንሕና ኤርትራውያን ኢና።
@far7690
@far7690 3 года назад
Yuel, thankfully for the historic interview....please keep doing it forward 🙏👌🏼
@zegdagmawi275
@zegdagmawi275 3 года назад
The open source in the net, the Eritrean Human Rights Electronic Archive (Ehrea) confirms that the Jebha ELF leaders who decided to burn Tigre language 1500 textbooks in the 1970s that was prepared and printed by its own Department of Education are the following: 1. Abdela Idris 2. Hamid Adem Sulieman 3. Ibrahim Mohamed Ali 4. Azien Yasin, and few minions People like Ahmad Naser and Melake Tekle were not involved. Here you have the historical truth and the shameless idiots of Jebha who committed “linguistic suicide”. Thank you to the documentation center at - Eritrean Human Rights Electronic Archive - EHREA . at ehrea website …
@samt7785
@samt7785 3 года назад
ዮኤላ ናይ ብሓቂ ኣገዳሲ ቃለ መጠይቕ እዩ: እዚ ምስ ኣቦና ኣሕመድ እትገብሮ ዘለኻ። ከምቲ ንቡዙሓት ዚመስሎም: ሰውራ ኤርትራ ብ black and white ዚግለጽ ኣይኮነን። ኣብ ውሽጡ ቡዙሕ complexity ዘለዎ እዩ። ነዚ complexity ድማ ኣቦና ኣሕመድ ቡቕዕን ሚዛናውን ቡሱልን ትንታነ እናቕረበ ንታሪኽ ገድሊ ይትንትኖ ኣሎ። ኣዝዩ ትምህርታዊ መደብ እዩ። ከምቲ ዚበሃል " ንድሕሪት ምልስ ኢሉ ዘየማዕዱ: ሎምን ጽባሕን ጋሻ‘ዩ" : ስለዚ ታሪኽና: ምስ ኣቃዉማን ባህልን ሕብረተሰብ ኤርትራ: ኣስላማይ ክርስትያን: ኣውራጃ: ከተማ ገጠር: minority ድማ ካብ ኢትዮጵያውን ኤርትራውን ዝውለድ: ጀበርቲ: ጽልዋ ሃገራት ዓረብን ዑስማን ሳበን: ኣብ ኢትዮጵያ ዚነበረ ፖለቲካዊ መስርሕ: ተገዳስነት ርእሰ ሓያላን ኣብዚ ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ: ዝምድና ከበሳ ኤርትራን ትግራይን: ወለዶ ተጋዳላይ ኢሰያስ ካብ ተንቤን ምዃኑን: ካልእ ቡዙሕ ረቛሒታት ኣብ ግምት ኣትዩ: ክትንተንን ክህየስን ክንመራመሉን ዘለና እምበር: ስቕ ኢልካ ከምዚ ንርእዮ ዘለና ናይ ሓንቲ ገጠራዊት ቁሸት ወይ ዓዲ እተመሓድረሉ ኣካይዳ ጌርካ: ንናይ ሃገር ታሪኽን ፖለቲካን ክትመዝኖ ምስ ትፍትን :ናብ ዕሸላውን ዘይወድዓውን ወይ ግጉይ መደምደምታ እዩ ዘብጽሕ። ብዝኾነ: ናይ ብሓቂ መሳጢ መደብ‘ዩ: ንሱ ባዕሉ ክትንትኖ ኣብ መንጎ interupt ዘይምግባርካ ድማ ጽቡቕ እዩ: ቀጽሎ። ፖለቲካዊ ብስለት ስለ ዘለዎ: ካበይ ተበጊሱ ምስ ምንታይ የተኣሳስሮ: መምህር ናይ ካድራት ስለ ዚነበረ ኸኣ: ይኽእለሉ እዩ። ግና ሓንቲ ከም ለበዋ: እዚ ቃለ መጠይቕ ጽቡቕ እንድዩ :ግና: መጽሓፍ ድማ ክጽሕፍ እላበዎ ንኣቦና ኣሕመድ ኣልቐይሲ። ካልእ ብዛዕብኡ ድማ ክንፈልጥ ንደሊ። ናይ የመን ዘርኢ ከም ዘለዎ ዚሰማዕኩ መሲሉኒ‘ሞ: መን‘ዩ :ኣተዓባብይኡ: ብኸመይ ተሰሊፉ: ሕጂ ኸ ከመይ ይነብር ወዘተ እንተትሓተልና። ምስ ሰላምታን :ጽቡቕ ምንዮትን Thanks.
@zegdagmawi275
@zegdagmawi275 3 года назад
ማሊሻ -- እተባህለ ሓደ ሰብ፡ ቅድሚ ዕስራ ዓመታት ኣብ መርበብ ኣዝማሪኖ ዝጸሓፎ፡ እተወስደ፥ ኣብ ታሪኽ ዓለምን ፣ ኣብ ነዊሕ ዛንታ ሰብን ብጭብጢ እተረጋገጸ ሓቂ እንተሎ እዚ እዩ። ዝኾነ ይኹን ሕብረተሰብ ወይ ህዝቢ ፣ ንሕሉፍ ናይ ዘመናት ታሪኹ ዝጸልእ ፣ ውርሻኡ ዝንዕቕ ፣ መረበቱ ወይ ትውልዲ ዓዱ ዝኽሕድ ፣ ቋንቋታቱ ብባርዕ ዘልምስ ፣ ቅርስታቱ ዘፍርስ ፣ ባህልታቱ ስርዓቱ ዘድፍር ፣ ደቂ ሩባኡን ጎዶቦታቱን ዘየኽብር ፣ ይትረፍ መሪሕነት ክጭብጥን ሃገር ክኣልን ፣ ናይ ገዛእ ርእሱ ሉኣላዊት ሃገርን መሬትን ውን ከቶ ኣይግበኦን እዩ። እዚ ከምዚ ዓይነት ነፍሰ ሙት ፣ ሕልና ዕሩብ ፣ ኣእምሮ ዕሱብ ጉጅለ ወይ ጭፍራ ፣ እንትርፎ ከም ጊላ ከዳሚ ወይ ዓብድ ናይ ባዕዲ ፣ ብናይ ገዛእ ርእሱ መንነትን ኣብራኽን ደው ክብል ብፍጹም ዝሕሰብ ኣይኮነን ።
@ቀንዴልሓርነት-ሸ2ሰ
@ቀንዴልሓርነት-ሸ2ሰ 3 года назад
ቀይሲ ኣቡኡ የመናዊ እዪ ኣዲኡ ክ'ኣ ጓል ትግረ እያ ` ኣብ ኣስመራ ተወሊዱ ዓብዪ ኣኣብ ኣስመራ ውን ትምህርቲ ወዲኡ ኣብ የመን ዪኒቨርስቲ ወዲኡ ብድሕሪ እዚ ምስ ብዓል ዓሊ ሰይድ ኢብራሂም ዓፋ ተራኪቡ ብ 1971 ክኣ ብ ደንከል ኣቢሉ ናብ ቀዳማይ ወገን ህዝባዊ ሓይልታት ተሰሊፋ ' ብዝያዳ ኣብ ዝሓለፈ ኣብ ኣሰና 3ተ ክፋል ቃለ መሕተት ጌሩ ኔሩ ኣቡኡ ምውካስ ከድልየካ እዪ ።
@zegdagmawi275
@zegdagmawi275 3 года назад
ሓደ ሰብ፡ ካብቲ ንመንነቱ ዘየኽብርን እንታይነቱ ዝፈንፈነን ጥራይ እዩ ክፈርህ ዘለዎ። ምስኪናይ ህዝቢ ኤርትራ፡ ብ ባዶ መደረን መብጽዓን ናይ ክንደይ ዘይረብረበ። ካብ ጀብሃ ስጋብ ህግደፍ፡ ካብ ካርቱም ስጋብ መቐለን ኣዋሳን ክንደይ "መሰጋገሪ መንግስቲ ኣለና" ዘይሰምዐ። ሎሚ ኸኣ ነቲ ኣብ ሃገራት ዓረብ፥ ኣብ የመን፣ ሊብያ፣ ዒራቕ፣ ሶማልያ፣ ሱዳን ቀለሙ ከይነቐጸ ዝፈሸለ፤ ኣብ ኤርትራ ከም "ሓድሽ ምህዞ" ክትግበር እዩ፡ ያኢ ይበሃል ኣሎ። ኣድጊ እንታይ እያ ዝበለት፥ ክንደይ ዓቐብ ዘይረኣና። ሓደ ሕበረተሰብ፡ ቋንቋታቱ ታሪኹ መንነቱ እንታይነቱ ፈንፊኑ፡ ሓድነት ክፈጥርን፡ እትረብሕ ሃገርን ክምስርት ኣይክእልን እዩ። በዓል የመን፣ ሊብያ፣ ሶማልያ፣ ሱዳን ፣ ዒራቕ፣ ሶርያ ... ፡ እወ "ሃገራት" ይበሃላ ኔረን። ሎሚ ግና "ነበርያ" ኮይነን እየን። እዚአን ኩለን ወግዓዊ ቋንቋአን ዓረብኛ፡ ሃይማኖተን ውን ሙስሊም እየን። ግና ሃገር ክኾና ከቶ ኣይከኣላን።
@zegdagmawi275
@zegdagmawi275 3 года назад
@@ቀንዴልሓርነት-ሸ2ሰ The open source in the net, the Eritrean Human Rights Electronic Archive (Ehrea) confirms that the Jebha ELF leaders who decided to burn Tigre language 1500 textbooks in the 1970s that was prepared and printed by its own Department of Education are the following: 1. Abdela Idris 2. Hamid Adem Sulieman 3. Ibrahim Mohamed Ali 4. Azien Yasin, and few minions People like Ahmad Naser and Melake Tekle were not involved. Here you have the historical truth and the shameless idiots of Jebha who committed “linguistic suicide”. Thank you to the documentation center at - Eritrean Human Rights Electronic Archive - EHREA . at ehrea website …
@AbrahamIdrisHibties
@AbrahamIdrisHibties 3 года назад
You are a good writer. But you're mixing things. First and for most beloved Kaisi is an ERITREAN. After this what kind of question, do you have. You are Stupid and Arrogant commentator. If you have guts contact him and ask him.
@etcetera3282
@etcetera3282 3 года назад
Wowwww...this is the kind of historical analysis...Ahmed Kaisi is like encyclopedia. But more importantly, he's honest & a true patriot. I have never learned more about Isaias and the internal struggles of the Eritrean armed struggle as from this interview.
@hussenalamin6826
@hussenalamin6826 3 года назад
شكرا جزيلا المناضل السيد احمد القيسي على المعلومات القيمة وياريت تكتب كتاب هذا تاريخ الثورة إريتريا
@diddidadda7679
@diddidadda7679 3 года назад
Great respect for you Ahmed Kaissi. Stay strong and healthy.
@TewoldeGhebrezghi
@TewoldeGhebrezghi 3 месяца назад
ኒጀቢሃ ምጢፊኢ ኒአቢርሃም ተውልደ መኒካ የሚን ፋሉሊ ኒጅቢሃ ምዲምሳሲ እይርካን ተጋዳላይ መሓመዲ ቀይሲ።❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤።
@abduali2
@abduali2 3 года назад
Fanus hawina ትጽብት ነውሑና ናይ ተጋዳላይ ኣቦና ኣልቀይሲ 4ክፋል በጃኻ ናዓ ኣውርደልና አስኪ ዶንክኻ ትብሉ ሰባት አድኩም ሓፊ ኣብሉ ኣነ ክጅምር ☝️☝️
@hagos160
@hagos160 3 года назад
Ahmed Kheysi thank you for your life long contribution to our people and country Eritrea. We are also very happy to know about your family. We’re proud of you and we wish you all the best.
@abduyassin
@abduyassin 3 года назад
By far the best interview, this year. Kaisi was very open and frank in this interview. Whether we like with him with his opinion, it is always very enjoyable to hear Kaisi talking. Good job Fanus Network!
@abduali2
@abduali2 3 года назад
Wawwww 2seiat mulu ኣብ ሙድ ኣትየ ሰሚዐዮ የቀንየልና ተጋዳላይ ኣሕመድ ፋኑስ ሓውና የቀንየልና። ግን ምስ መስፉን ሓጎስ ተትምጾኦም ክንደይ ጹቡቅ ነሩ ቡዙሕ ምተማሃርና
@advancedcomputersolution2147
@advancedcomputersolution2147 3 года назад
please tseketela yoel...and ask him if he already start to write his book...we get so many facts from his experience
@fitsumdinay8365
@fitsumdinay8365 3 года назад
Tikikil mis mesfin bihansab aqribelba entedea kielka yoela goblel
@eyoyeh8775
@eyoyeh8775 3 года назад
ንመሪሒነት ዝበቅዕ ሰብ ስለዝሳኣንኩ ጻዕዳ ወረቀት መሪጸ ዘገርም ኣጃማምራ, ገለ ብገርሃ ገለ ብጉርሓ መስኪን መንእሰይን ህዝቢን ኤረትራ
@منوجهةنظري-ر4ص
@منوجهةنظري-ر4ص 3 года назад
Raza nay abu haza .Yoel I hope to see you among one of Eritrean leaders.Thanks
@ቀንዴልሓርነት-ሸ2ሰ
@ቀንዴልሓርነት-ሸ2ሰ 3 года назад
ጽቡቅ ዘተ እዪ ሓርበኛ ቀይሲ " ኣነ ግን ገሪምኒ ዘሎ ፌሩዝ ጓል ቀይሲ ምኳኑ ይፈልጥ ኣይነበርኩን ኣዝያ በላሕ ዓባይ ሰብ እያ !
@zegdagmawi275
@zegdagmawi275 3 года назад
ማሊሻ -- እተባህለ ሓደ ሰብ፡ ቅድሚ ዕስራ ዓመታት ኣብ መርበብ ኣዝማሪኖ ዝጸሓፎ፡ እተወስደ፥ ኣብ ታሪኽ ዓለምን ፣ ኣብ ነዊሕ ዛንታ ሰብን ብጭብጢ እተረጋገጸ ሓቂ እንተሎ እዚ እዩ። ዝኾነ ይኹን ሕብረተሰብ ወይ ህዝቢ ፣ ንሕሉፍ ናይ ዘመናት ታሪኹ ዝጸልእ ፣ ውርሻኡ ዝንዕቕ ፣ መረበቱ ወይ ትውልዲ ዓዱ ዝኽሕድ ፣ ቋንቋታቱ ብባርዕ ዘልምስ ፣ ቅርስታቱ ዘፍርስ ፣ ባህልታቱ ስርዓቱ ዘድፍር ፣ ደቂ ሩባኡን ጎዶቦታቱን ዘየኽብር ፣ ይትረፍ መሪሕነት ክጭብጥን ሃገር ክኣልን ፣ ናይ ገዛእ ርእሱ ሉኣላዊት ሃገርን መሬትን ውን ከቶ ኣይግበኦን እዩ። እዚ ከምዚ ዓይነት ነፍሰ ሙት ፣ ሕልና ዕሩብ ፣ ኣእምሮ ዕሱብ ጉጅለ ወይ ጭፍራ ፣ እንትርፎ ከም ጊላ ከዳሚ ወይ ዓብድ ናይ ባዕዲ ፣ ብናይ ገዛእ ርእሱ መንነትን ኣብራኽን ደው ክብል ብፍጹም ዝሕሰብ ኣይኮነን ።
@aweterirasta2968
@aweterirasta2968 3 года назад
@@zegdagmawi275 ናይ ብሓቂ ኣስትዋዓሊ ኢኻ ን ኢስያስ ኣብዛ ጽሕፍቲ ጽቡቅ ጌርካ ገሊጽካዮ ኣልኻ
@Awelzewa
@Awelzewa 3 года назад
الاستاذ والمربي الثوري رجل موسوعة تاريخية وطنية اتمني ان تترجم هذه الحلقات الي اللغة العربية ليستفيد منها الجميع وبالذات الجيل الذي ولد في المهجر العربي من الارتريين .... ....
@besera4574
@besera4574 3 года назад
I wish he can put this in a book for young Eritrean generation and history. Thank you Yoel.
@fionab.6581
@fionab.6581 Год назад
Very educational. Thank you
@demhai4560
@demhai4560 3 года назад
He has a lot to say. What a modern yet historically and narratively rich. Please please Yoel, bring him every week.
@zegdagmawi275
@zegdagmawi275 3 года назад
ምስኪናይ ህዝቢ ኤርትራ፡ ብ ባዶ መደረን መብጽዓን ናይ ክንደይ ዘይረብረበ። ካብ ጀብሃ ስጋብ ህግደፍ፡ ካብ ካርቱም ስጋብ መቐለን ኣዋሳን ክንደይ "መሰጋገሪ መንግስቲ ኣለና" ዘይሰምዐ። ሎሚ ኸኣ ነቲ ኣብ ሃገራት ዓረብ፥ ኣብ የመን፣ ሊብያ፣ ዒራቕ፣ ሶማልያ፣ ሱዳን ቀለሙ ከይነቐጸ ዝፈሸለ፤ ኣብ ኤርትራ ከም "ሓድሽ ምህዞ" ክትግበር እዩ፡ ያኢ ይበሃል ኣሎ። ኣድጊ እንታይ እያ ዝበለት፥ ክንደይ ዓቐብ ዘይረኣና። ሓደ ሕበረተሰብ፡ ቋንቋታቱ ታሪኹ መንነቱ እንታይነቱ ፈንፊኑ፡ ሓድነት ክፈጥርን፡ እትረብሕ ሃገርን ክምስርት ኣይክእልን እዩ። በዓል የመን፣ ሊብያ፣ ሶማልያ፣ ሱዳን ፣ ዒራቕ፣ ሶርያ ... ፡ እወ "ሃገራት" ይበሃላ ኔረን። ሎሚ ግና "ነበርያ" ኮይነን እየን። እዚአን ኩለን ወግዓዊ ቋንቋአን ዓረብኛ፡ ሃይማኖተን ውን ሙስሊም እየን። ግና ሃገር ክኾና ከቶ ኣይከኣላን።
@احمد-ض6ط8ل
@احمد-ض6ط8ل 3 года назад
Welahi shkuren amu ahmed and yuel habibi
@Simon-gx9xf
@Simon-gx9xf 3 года назад
This is great abona keysi .. I love his analysis and arguments very logical realistic and to the point.
@zegdagmawi275
@zegdagmawi275 3 года назад
ሓደ ሰብ ነቲ ኤርትራዊ ቋንቋታት ትግረ ትግርኛ እንተጸልአን እንተፈንፈነን፡ ናቱ ናይ ገዛእ ርእሱ ኣእምሮን መንነትን ሕማም እምበር፡ ናይ ኤርትራን ኤርትራውያንን ጉዳይ ኣይኮነን። ሓደ ሰብ፡ ካብቲ ንመንነቱ ዘየኽብርን እንታይነቱ ዝፈንፈነን ጥራይ እዩ ክፈርህ ዘለዎ።
@zegdagmawi275
@zegdagmawi275 3 года назад
The open source in the net, the Eritrean Human Rights Electronic Archive (Ehrea) confirms that the Jebha ELF leaders who decided to burn Tigre language 1500 textbooks in the 1970s that was prepared and printed by its own Department of Education are the following: 1. Abdela Idris 2. Hamid Adem Sulieman 3. Ibrahim Mohamed Ali 4. Azien Yasin, and few minions People like Ahmad Naser and Melake Tekle were not involved. Here you have the historical truth and the shameless idiots of Jebha who committed “linguistic suicide”. Thank you to the documentation center at - Eritrean Human Rights Electronic Archive - EHREA . at ehrea website …
@jemalabdu2214
@jemalabdu2214 3 года назад
Thanks Thanks
@ibrahimidris9721
@ibrahimidris9721 3 года назад
Thank you Mr. Ahmed Al Qisi & Youel. Good analyses. I enjoyed it
@kibromzeru671
@kibromzeru671 3 года назад
ምስ ብዓል ዩኤል ቃለ መጠይቕ ዝገብር እታይ ዓይነት ውድቀት ከምዝወደቐ ዘመልክትዩ።
@alaminali2568
@alaminali2568 3 года назад
እንታይ ዳኣ ምስ ባዓል ሰልጠነ ተፈታዊ ዱኹማት ሓንጎል ዘይገበረ ደሊኻ።
@senayfamily
@senayfamily 3 года назад
That is amazing the real story thank you bab qeysi .alah y'adik al afya .as well uel great .
@degoldessie1826
@degoldessie1826 3 года назад
Most informative of all Al-Qeisi 's interviews. Thank you @Yoel.
@bereketweldu2870
@bereketweldu2870 3 года назад
ኣልቀይሲ መጽሓፍ ተትጽሕፍ ክንደይ ሰናይ ኔሩ። እቲ ብዓይንኻ ሪኢኻ ከምኡ ውን ሰሚዕካ ትፈልጦ ትጽሕፎ። እቲ የዕሩኽካ ብጾትካ ዝበሉኻ ውን ብመሰረት ተረኽቦ ሓበሬታ። ክጠቕመና ይኽእል ኢዩ!
@Dt-fr6gl
@Dt-fr6gl 3 года назад
ضج
@ቀንዴልሓርነት-ሸ2ሰ
@ቀንዴልሓርነት-ሸ2ሰ 3 года назад
ይጽሕፍ ይህሉ እዪ ጽቡቅ ምሕጽንታ እዪ
@mulugetaabraham9312
@mulugetaabraham9312 Год назад
Mohammed caisi is one of very few honest fighter ,i have a great respect for his honesty i hope your kids knows how brave hero you're. I thank you for your sacrifices for Eritrea your country for our freedom my God bless you and give you chance to see the Eritrea you dream off.
@tesfalidetfesshaye8778
@tesfalidetfesshaye8778 3 года назад
ቀይሲ ከይፈረሒ ዝዛረብ ዘሎ ነጻ ካብ ኩሉ ሰለ ዝኩነ ይመሰለኒ ። በዚ ደማ ናይ ወላደ ወገን አይኩነን መጻሓፈ ክትጸሕፈ ንላወበካ
@iloveu3112
@iloveu3112 3 года назад
ብጣዕሚ ጽቡቕ ኣገላልጻ ኣቦና ኣልቀይሲ የቀንየልና
@tesfayhaile2629
@tesfayhaile2629 3 года назад
GOOD JOB WITH EXCELLENT AND VERY INTERSTING.INTERVEW YOLINO HAWEY.
@melatmiamimari203
@melatmiamimari203 3 года назад
Mohammed keysi has to write a book for the new generation. We need to know more about this
@tedrostesfaab1838
@tedrostesfaab1838 3 года назад
Honest and unbiased. Thank you jigna abo
@semere8059
@semere8059 3 года назад
Thanks 🙏 Yoel bro 😎
@mohammednurmohammed6166
@mohammednurmohammed6166 3 года назад
C.F. C.!
@biniamteweldeberhe1880
@biniamteweldeberhe1880 Год назад
Amazing person keisi thank u for ur story
@neameno
@neameno 3 года назад
I suggest that you need to upgrade your program to panel discussions on particular issues by inviting more people (more than one) with varying experiences. People are getting one side of story at a time. Your show is much better than what I follow so far. Thanks for your dedication.
@immanuelbereket
@immanuelbereket 3 года назад
Aside the highly sanitised and narrow narrative furthered by PFDJ, we have not heard another voice, another narrative! We can all judge for ourselves once we gain access to information. Access to credible information is essential, and that is what we have lacked for years!
@neameno
@neameno 3 года назад
Most of the time, events are told by interviewees. But people need to know more, like the ideas, motives, stakeholders, impacts and possible outcomes of such events.
@teweldedermas5057
@teweldedermas5057 3 года назад
ናይ ብሓቂ እግዚኣብሔር ንህዝቢ ኤርትራ ኣሕሊፉ ኣይሃበናን፡እምበር መራሒኡ ዝጠለሞ ሰውራ ከመይ ተዓዊቱ፡ ናይ ኢሰያስ እሞ ዘኢትነገር እዩ ንመሳርሕቱ ንምህሳስ ይሰርሕ እንተኔሩ ብተዘዋወሪ ነቲ ሰውራ ይህስሶ ኔሩ ፡እዚ ክኣ ዝዓበየ ክድዓት እዩ ፡ካሕዳይ ሰብ
@amanuelabraham4006
@amanuelabraham4006 3 года назад
Yekeniyelna Abend Adana Kaisi
@kahssaygebremedhinhabtemic8295
@kahssaygebremedhinhabtemic8295 3 месяца назад
ብጣዕሚ ኣገዳሲ ሕሉፍ ታሪኽ ህዝባዊ ሓይሊታትን ምሥጢራዊት ሰልፊን ኢዩ ዝነግረና ዘሎ'ሞ ኩሉና ነስተውዕለላ ።
@kekdkdfkkfidkdfnf9530
@kekdkdfkkfidkdfnf9530 3 года назад
Interesting
@abduali2
@abduali2 3 года назад
Welcome
@zebib9761
@zebib9761 3 года назад
ክቡር ተጋዳላይ ክብረት ይሃበለይ።ዓስብኹም ክትረኽቡ ቀሪብኩም ኢኹም። ዕድመን ጥዕናን ያሃብካ
@zegdagmawi275
@zegdagmawi275 3 года назад
ኣብ ስዑድያ ንስዑድያ ትመስል፡ ኣብ ኤርትራ ንኤርትራ ትመስል፡ ንባዕዳዊ ኣምሓራን ንዓረባዊ ባርነትን ትነጽግ። ሎሚ ቴስዓ ካብ ሚእቲ ኣብ ኤርትራ፡ መዓልታዊ ብትግረን ትግርኛን ቋንቋታትና ይነብር። ጀብሃን ዓረባዊ ሕልሚ ጀብሃን ተቐቢሩ እዩ። ኤርትራ ናይቶም ብኤርትራዊ ቋንቋታት ስርዓታትን ገድላን ዝኣምኑ ጥራይ እያ። ዝኾነ ከዳሚ ካብ ጀበርቲ ዉቕሮ ሽረ ወይ ከዳሚ ዓረብ ካብ ጀበሊ የመን በጃ ሱዳን መጺኡ፡ ኣብቲ ደምና ዝኸፈልናሉ ኤርትራ ኣይእዝዘናን እዩ። ንሕና ቋንቋታትና ብሓዊ ክነዲድ ኣየተጋደልናን። ንሕና ኣምሓሩ ኣይኮናን። ባሮት ወይ ዓቢድ ናይ ዓረብ ውን ኣይኮናን። ንሕና ኤርትራውያን ኢና።
@zebib9761
@zebib9761 3 года назад
@@zegdagmawi275 ወዲ ገበያ ተጋዲልና ገለመለ ኣይትቡል ። ዓረብ ድሜ ኣመንጊጉ ተዛረብ ዝብለካ የሎን። እቶም ቋንቋ መረዳድኢ ናይቶም እምነት ኣስላም እተደልዮሞ ናትካ ፍቃድ ኣየድልዮምን እዩ። እንታዋይ ኢኻ ንስኻ ? ኣባጅጎ? ከምቶም ኣንድነታውያን ኣቦታትካ ኣብ 40ታት ትነብር ኣለኻ። ሓተላ ዓባየይ ድኣ ዄንካ እምበር ቋንቋ ሃብቲ እዩ። ኣዴታትካ ናይ ዓረብ ተኸታታሊ ፊልም ክርእያ ይውዕላ ኣለዋ። ኣጥፍኣኣ በለን።
@zegdagmawi275
@zegdagmawi275 3 года назад
ነቶም ተበልጽቲ መንነቶም ዝፈንፈኑ፥ ኣሽንኳይ እቲ ቋንቋታቱ ትግረ ትግርኛ ፈንፊኑ ብሓዊ ኣንዲዱ፡ ብናይ ክራይ መንነት "ዓረብኛ ኢና" ዝብል ምስሉይ ሓሳዊ፡ እቲ ዓረብ ንባዕሉ፡ ብዓረብኛ እናተዛረበ ፡ "ሃይማኖትና ኣስላም እዩ" ፤ እናበለ ዝግዕር ድሑር ውን ኣብ ሱዳን፣ የመን፣ ሊብያ፣ ሶማልያ፣ ሊባኖስ፣ ኢራቕ፣ ሶርያ ... ወዘተ ሓድነት ፈጢሩ፡ ብእግሩ ደው ኢሉ፡ ሃገር ምዃን ኣይከኣለን ፤ ነንሓድሕዱ 'ውን ከም ዝብኢ ይማናጨት ኣሎ። ንስኻ ውን ከይሓፈርካ ፡ በቲ ካብ ዓረብ እተለቃሕካዮ ናይ ክራይ መንነት ጌርካ ፡ "ዓረብኛ ኤርትራ" ክፈጥር እየ ኢልካ፡ ሰብ ተታልልን ትሽቅጥን ኣለኻ። ዕጫኻ ዕድል ናይዘን ዝዓነዋ ሃገራት ዓረብን ኣስላምን እዩ። እንተኽኢልካ ካብታ ቀደም ዝሞተት ዓረባዊት ከዳሚት ጀብሃ ተመሃር። ሓደ ሰብ፡ ካብቲ ንመንነቱ ዘየኽብርን እንታይነቱ ዝፈንፈነን ጥራይ እዩ ክፈርህ ዘለዎ።
@zegdagmawi275
@zegdagmawi275 3 года назад
@@zebib9761 ምስኪናይ ህዝቢ ኤርትራ፡ ብ ባዶ መደረን መብጽዓን ናይ ክንደይ ዘይረብረበ። ካብ ጀብሃ ስጋብ ህግደፍ፡ ካብ ካርቱም ስጋብ መቐለን ኣዋሳን ክንደይ "መሰጋገሪ መንግስቲ ኣለና" ዘይሰምዐ። ሎሚ ኸኣ ነቲ ኣብ ሃገራት ዓረብ፥ ኣብ የመን፣ ሊብያ፣ ዒራቕ፣ ሶማልያ፣ ሱዳን ቀለሙ ከይነቐጸ ዝፈሸለ፤ ኣብ ኤርትራ ከም "ሓድሽ ምህዞ" ክትግበር እዩ፡ ያኢ ይበሃል ኣሎ። ኣድጊ እንታይ እያ ዝበለት፥ ክንደይ ዓቐብ ዘይረኣና። ሓደ ሕበረተሰብ፡ ቋንቋታቱ ታሪኹ መንነቱ እንታይነቱ ፈንፊኑ፡ ሓድነት ክፈጥርን፡ እትረብሕ ሃገርን ክምስርት ኣይክእልን እዩ። በዓል የመን፣ ሊብያ፣ ሶማልያ፣ ሱዳን ፣ ዒራቕ፣ ሶርያ ... ፡ እወ "ሃገራት" ይበሃላ ኔረን። ሎሚ ግና "ነበርያ" ኮይነን እየን። እዚአን ኩለን ወግዓዊ ቋንቋአን ዓረብኛ፡ ሃይማኖተን ውን ሙስሊም እየን። ግና ሃገር ክኾና ከቶ ኣይከኣላን።
@enoghe9474
@enoghe9474 3 года назад
Thank you Mr Ahmed for highlighting the rise of Tigrinya and organised and nationalism. For sure the result of independence have come to reality after the rise of Tigrinya.
@abelkibrom2035
@abelkibrom2035 3 года назад
ንኻልኣይ ግዜ ብጽሞና ሰሚዐያስ: ኣቦና ተጋዳላይ ኣሕመድ ቐይሲ ኣዝዩ ተባዕ ናጻ ካብ ወገንነት ኮይኑ ረኺበዮ! ተቐዲሑ ዘይውዳእ ታሪኽ ሒዙ ኣሎ:: ዮኤል ሓወይ ኣይትሕመቅ ኩሉ ግዜ ኣምጻኣልና ወላ ውን ካልኦት ከምኡ ዝኣመሰሉ ገዳይም ተጋደልቲ: ምኽንያቱስ መታን ከነዛንቆን ሚዛን ክንወስድን! ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ክቡር ተጋዳላይ ኣሕመድ ኣልቐይሲ ከምኡ ውን ንዓኻ ዮኤል ሓወይ! ሓንቲ ግን ከም ንኡስ ሓውኻ ክላበወካ?! ኣብ ሞንጎ ክሕተቱ ዝግብኦም ብዙሓት ሕቶታት ኣሕሊፍካ ኣለኻ: እዚ ካብ ትሕትና ዝብገስ መታን ከይትኾልፎ ኢልካ ከምዝኾነ ብግቡእ ተረዲአዮ እየ: ግናስ ኣገደስቲ ሕቶታት ኣይተሕልፍ! ንኣብነት ገለ ውሑዳት ነብሰ ቅትለት ዝፈጸሙ ኣቦታትና ተጋደልቲ ከምዝነበሩ ክገልጽ እንከሎ ባዓል መን እዮም ካብኣቶም ክትብል ይግባኣካ ኔሩኾይኑ ይስማዓኒ?! ካልኣይቲ ድማ ሓንቲ ኣገዳሲት ሓረግ ብዛዕባ G15 ተዛሪቡ ኔሩ: ንሱ ድማ ሰባት ምኻኖም ስለ ዘይተርፍ ጌጋ ክገብሩ ባህርያዊ እዩ:: ኣብ ሕሉፍ ገድላዊ ጉዕዞኦም ጌጋ ይገብሩ ከምዝነበሩ ጠቂሱዋ ኔሩ ትንክፍ እዩ ኣቢሉዋ ከም ስክፍታ?! ነዚ ውን ከብርሆን ገለ ካብቲ ንሳቶም ዝገበርዎ ጌጋታት እንታይ ኔሩ ክነግረናን መታን ክትሓትት ይግባኣካ ኔሩ ይመስለኒ! ምስ ምሉእ ኣኽብሮት ከም ተወሳኺ ሓሳብ ደኣ እምበር ከም ነቐፌታ ውን ኣይትርኣዮ ሓደራ ምኽንያቱስ ኣነ ወላሓንቲ ኣፍልጦ ስለዘይብለይ!
@zeraitesfai8916
@zeraitesfai8916 3 года назад
ክቡር ኢዮኡል ዝና ኣድ ስራሕ ። ምስጋና ን ዓኻ። ብኽብረትካ እዛ ሕቶ ንቀይሲ ሕተተለይ ሓደራኻ። ከመይ ገሩ ኢዩ ኢሳ ያስ ና ብ ቻይና ከይዱ ኣብ ሓጺር ጊዘኣኡ። ካብ ኡ ዝገደሙ እንከለዉ ።
@wedebable
@wedebable 3 года назад
ዝኸበርካ ዘርኣይ ንሓደ ካብቶም ተጋደልቲ ጀብሃ ን ቻይና ንምስዳድ ወሳኒ ተራ ዝነበሮ ሓላፊ ጀብሃ ነዛ ዝሓተትካያ ሕቶ ኣቅሪበሉ ኔሬ። እቲ መልሲ ከምዚ ይመስል: ኣብቲ ግዜ ምስቲ ዝነበረ ዕግርግር ኣብ ሞንጎ ደቂ ከበሳን መታሕትን: እቶም ዝርካቦም ኣብቲ ሰውራ ዝነበሩ ደቂ ከበሳ ሽግር ይወርዶም ስለዝነበረ ከም ሓለፋ ነቶም ኣብቲ እዋን እቲ ናብ ጀብሃ ዝተጸንበሩ እሞ ናይ ትምህርቲ ደረጃ ደሓን ዝነበሩ ክስደዱ ተወሲኑ። ብመሰረት ናይዚ ሓላፊ ጀብሃ ነበር እምበኣር ኣብቲ እዋን ዝነበሩ ትግርኛ እሞ ደሓን ናይ ትምህርቲ ተሞኩሮ ዝነበሮም ነቲ ዝመጽእ ዝነበረ ናይ ደገ ትምህርቲ ክጥቀሙሉ ተጌሩ። ናይ ቻይና ጥራይ ዘይኮነ ግን ናብ ብዙሕ ሃገራት ወተሃደራውን ፖለቲካዊን ትምህርቲ ክቀስሙ ይስደዱ ኔሮም።
@nazrawiasmara2565
@nazrawiasmara2565 3 года назад
ኣሕመድ ኣልቀይሲ ብሓቂ ኣዝዮ ዓቢ ታሪኻዊ ንሰነድ ዝብቅዕ ሰፊሕ ቃለ መጥይቅ ኣቅሪብካ ብሓዕሚ ድማ መሳጢ ኔሩ ንሰውራን መንግስትነትን ዝምልከት ዝሃብካዮ ሰፊሕን መሳጥን ኣግባብ ኣቅሪብካዮ የቅንየልና ቀይሲ ዕድመን ጥዕናን ንዓኻ ይኹን ካልእ ንታሪኽ ዝኽውን መልእኽትካ ብቀጻሊ ክንስምዕ፡፡
@petermesghina4867
@petermesghina4867 3 года назад
Thanks Ahmed Kaisi... I think we know now the evolution of The General Secretary's consolidation of power. I think Kaisi came out of the Eritrean liberation movements unpolluted....He should write a book...I agree with Kaisi.... We on the so called opposition, need to acknowledge the critical positive roles, Issayas played.... I know it is hard to swallow, but he led the revolution at the critical times...It does not mean he should be entitled to destroy the country as he is doing now.
@abdulkadirbider914
@abdulkadirbider914 3 года назад
This is very interesting interview.
@gergishgergish1130
@gergishgergish1130 3 года назад
ቀይሲ ተባዕ ጅግና ከም ወትሩ ብሉጽ ስራሕ።
@yasminali1715
@yasminali1715 3 года назад
Please right a book for the next generation and for the people of ertriya. Thx
@nuraosman5970
@nuraosman5970 Год назад
👍👍👍
@alicabbani1708
@alicabbani1708 3 года назад
أشكر صاحب قناة fanus net work لإستضافه المناضل الكبير أحمد القيسي واستطعنا من خلال اللقاء معرفة الكثير من خفايا هذا التنظيم بكل مراحله منذ انشقاقه من جبهة الأم حتى هذه اللحظة. اسمح لي أخي صاحب القناة أن أوجه سؤالين للأستاذ القيسي بعد كل هذا التجارب المريرة ولدت دولة الفتية إريتريا من رحم المعاناة وأصبحت دولة مستقلة ذات سيادة. السؤال الأول في ظل نظام الرجل المتسلط الذي يتحكم في صغيرة وكبيرة. في بلد.لا توجد فيه مؤسسات الدولة ، أعني بذالك الدستور والبرلمان السلطةالتنفيذية والقضاء ، والأحزاب ، ما قراءة الأستاذ أحمد القيسي لمستقبل إريتريا ؟ السؤال الثاني ماذا تعرف عن المناضل عثمان صالح وزير الخارجية الحالي ؟ مشكورا صاحب القناة ارجو ان توجه هذه الاسئلة للأستاذ أحمد القيسي. . مع تحياتي
@zegdagmawi275
@zegdagmawi275 3 года назад
ኣሽንኳይ እቲ ቋንቋታቱ ትግረ ትግርኛ ፈንፊኑ ብሓዊ ኣንዲዱ፡ ብናይ ክራይ መንነት "ዓረብኛ ኢና" ዝብል ምስሉይ ሓሳዊ፡ እቲ ጎይታኻ ዓረብ ንባዕሉ፡ ብዓረብኛ እናተዛረበ ፡ "ሃይማኖትና ኣስላም እዩ" ፤ እናበለ ዝግዕር ድሑር ውን ኣብ ሱዳን፣ የመን፣ ሊብያ፣ ሶማልያ፣ ሊባኖስ፣ ኢራቕ፣ ሶርያ ... ወዘተ ሓድነት ፈጢሩ፡ ብእግሩ ደው ኢሉ፡ ሃገር ምዃን ኣይከኣለን ፤ ነንሓድሕዱ 'ውን ከም ዝብኢ ይማናጨት ኣሎ። ንስኻ ውን ከይሓፈርካ ፡ በቲ ካብ ዓረብ እተለቃሕካዮ ናይ ክራይ መንነት ጌርካ ፡ "ዓረብኛ ኤርትራ" ክፈጥር እየ ኢልካ፡ ሰብ ተታልልን ትሽቅጥን ኣለኻ። ዕጫኻ ዕድል ናይዘን ዝዓነዋ ሃገራት ዓረብን ኣስላምን እዩ። እንተኽኢልካ ካብታ ቀደም ዝሞተት ዓረባዊት ከዳሚት ጀብሃ ተመሃር። ሓደ ሰብ፡ ካብቲ ንመንነቱ ዘየኽብርን እንታይነቱ ዝፈንፈነን ጥራይ እዩ ክፈርህ ዘለዎ።
@zegdagmawi275
@zegdagmawi275 3 года назад
The open source in the net, the Eritrean Human Rights Electronic Archive (Ehrea) confirms that the Jebha ELF leaders who decided to burn Tigre language 1500 textbooks in the 1970s that was prepared and printed by its own Department of Education are the following: 1. Abdela Idris 2. Hamid Adem Sulieman 3. Ibrahim Mohamed Ali 4. Azien Yasin, and few minions People like Ahmad Naser and Melake Tekle were not involved. Here you have the historical truth and the shameless idiots of Jebha who committed “linguistic suicide”. Thank you to the documentation center at - Eritrean Human Rights Electronic Archive - EHREA . at ehrea website …
@dahlakdahlak9695
@dahlakdahlak9695 3 года назад
@@zegdagmawi275 Dear Ze &Ali ... It would.been much Better if/when the focus pays and lear n what those most a very young did in 1950s 60,and 70s + for Eritrea and Eritreans with all challenges ,odds ,obstacles etc..and also using /used the opportunities ..advantages of languages faith ,culture or attitudes then Otherwise If not then or now ..today or tomorrow ..it may be endless to use languages ,cultures or religions only ,loosely or firmly it may be only shadows the senses of the attitude of endless . If Tigrinya was before faith/s and Arab also was/used before the faith/s . So it/languages may be belongs the culture if not to the faiths entirely and should not only use or abandoned by/for the faith or culture sake . It also should not be.. taken as it used by/for some as a knowledge and for/by purpose faith for others..when it used, I mean any language.. And Especially Arabic When anyone trying to use it at anytime. I believe if it is in/about Eritrea the Arabic language is mostly and just a symbolic for a faith ,but not entirely related to the culture and to the individual languages of Eritrea especially who those believers religion of Islam even many may not want to agree as it may be related in many , some ways dialectically in many daily use of languages or religion ways, mixed normaly for many reason widely or. for names like many religion /faith, for hope ,for givenness ,for names .. etc.. Ex:-Dawit ,Dawd, Dave etc... There are Christians in /Middle East speaks only Arabic and in the world mostly 90%+ of Islam believers do not speak or related to the Arabic language in the world, so as in Eritrea too . So it should not be a difficult to understand compromise ,widely and.. wisely instead it should not be different, complicated, mixed too , or abandoned.. Close sympathetically for any mixed reasons . Arab is a language and Tigrigna, Tigre.. etc.. is a language even though developed related for many reasons with cultures, history religions.... Languages can develop,with /by in Science,Technology, Culture influences.. Education, innovation mix, merge or lost or die... as it may not.. find exact muches. with names, fit much better senss ,or enough reason. I do not think it is hard to see the evidence of the reality how we are living in the world.. For good or for a reason going far and Wishing developed countries cities wishing to go.. for living.. for learning scholarship,. Internationaly recommend recognised Unis.... Oxford,/Uxbridge, Harvard, Yel,.. Or wishing for our children.. when affordable.. Boarding schools in European or in American. Well... Fortunately or Unfortunately, Sfortunamwnte, Malheureusements ንጽቡቕ፡ ይግበሮ፡ لحسن الحظ ليل اسف Even For Ourselves or our children we are far from where we live or wish too about what we try argue or think about the future of our country or themselves in termes of speaking native languages or culture wise or about the world whether... we are living in Cape Town, Angola, Kampala, Khartoum, Cairo, Middle East, Europe, Stockholm,.. London, Canada or America or in Eritrea safe, Dechemhare, mendefera, Asmara, Keren, Assab, BatsE/Masawa, Aqurdat, Teseney or Barentu... Etc.. The world is heading forward for a reason not for bad or good choices of someone trying in in sticking.. Olds.. Historical cultures titer languages only.. For communication, facilities, technology cultures freedom, education, politics etc... We have to devolp and learn..especially in terms of culture , language all we can where ever we are living in the world when possible as we have too.. That why the world is exists....survival, creativity, Enlightenment, evolution, enterpnur, enterprise Globalisation.. Now also cooperation in the pandemic and Vaccination., So please try not to stick with the the old tea or coffee arguments... Like Languages comes first or culture or religion or better is phylosophy or politics.... Constitution. Elections and responsibilities or and the Tolerance and cooperation Technology and cooperation are better and in front of us for better. Future. Ex - ኮምፒተር፡ ሞባይል፡ ተለቪዥን ፡አይፓድ፡ ላብቶብ፡ These modern names may be the same by Arabic or almost by any language world wide... Anyway peace, stability ,justice and progress for Eritreans and Eritrea. እምበር፡ ዝኸበርካ፡ ዓሊን፣ ዘ-ዳግምን፡ ሀገርናን ፡ህዝብናን ይዓብየና፡ እምበር፡ ቛንቛን፡ ባሕልነ፡ ሀይማኖት/እምነትን፡ ሲ፡ ነውሕን፡ ሸሊሕን፡ እዩ፡ ክኸውን፡ I think We really have to ask to ourselves whenever we say, try to say..... ክብል፡ ክብል፡ ንዓደይ ፡ ድየ ? / ድዩ? Anyway Peace, stability, justice and Prosperity for Eritrea. ዓወት፡ንህዝብና /ንሐፋሽ! Any corrections, comments by anyone welcome. የቐንየለይ ። شکران لتر کيز کوم Thank you for yours emphasis . Merci Pour Votre Emphase. Grazie per la tua Efasi
@salmanal6532
@salmanal6532 3 года назад
@@zegdagmawi275 ከምቲ ኣተሓሳስባኻ በቲ ናይ ኣዴኻ ቛንቃ ጌርካ ጥራይ ምጽሓፍ እንተ ደኣ ኮይኑ፥ ነቲ ካብ ጎይቶትካ ዝተለቃሕካየን ፊደላት ተጠቂምካ ስምካ ክትጽሕፍ ኮነ ሓረጋት ከተቀምጥ ኣይምተገበአን።
@salmanal6532
@salmanal6532 3 года назад
የቐንየልና ክቡር ሓው ዩኤል በቲ ተቅርቦ ዘለኻ መደባት፥ ከምዚ ዓይነት ታሪኽ ዝብርብር መደብ ቀጻልነት ክህልዎ ይምሕጸነካ፥፧ እቲ ታሪኽ ይሕመቅ ይጸብቅ ናትና ስለ ዝኾነ ነዚ ንኽንፈልጥ ትገብሮ ዘለኻ ጻዕሪ ክትምስገን ይግባኣካዩ’ሞ ኣጆኻ በርትዕ። ንክቡር ተጋዳላይ ኣልቀይሲ ውን ተቢዑ ካልኦት ሓለፍቲ ዝነበሩ ክዛረብሉ ዘይከኣሉ ዛዕባ ብምቅራቡ ነመስግኖ።
@salamsalam-sc4ql
@salamsalam-sc4ql 3 года назад
መርሓባ 🐪🇪🇷✋✌ኣለውኣ ዓበይቲ ተጋደልቲ ንሕበን ሓድሽ ወለዶ ሓገዝኩም ኣበርኩቶኺሞ ንደሊ👌✌
@abdusuleiman8657
@abdusuleiman8657 3 года назад
መንእሰይ ዮኦል ሰላምታይን ምስጋናይን ሞጎሰይን የመሓላልፈልካ የቐንየለይ:: ሰላም ኡሴታዝ ኣሕመድ! ብቐዳምነት ጥዕናን ቅሳነትን ዘለዎ ቀጻሊ ዕድመ ይምነየልካ:: ብሞቅጻል የቐንየለይ ንትገብሮ ዘለካ ትረታን ትንተናን:: ንታርክ ሃገረ ኤረትራ ዕምቆቱን ስፍሓቱን ብምልእነት ንምግንዛብ ዕድል ዝከፈትካለይ:: ብሃንቀውታ እናተጸበኩ'የ! የቐንየለይ
@temesgentemesgen1916
@temesgentemesgen1916 3 года назад
Wellcome Fanus Network & ERISAT Selamkum yibzah 🙏🙏🙏💕💕💕👍👍👍
@hakima8589
@hakima8589 3 года назад
Thanks ya stuaz as usual phenomenal.
@dahlakdahlak9695
@dahlakdahlak9695 3 года назад
👍🙏🤝 Thank you UL as always and Dear. ጅግናተጋዳላይ፡ ሚኒስተር ኮምሽነር፡ and more Mr. Ahmed. Dear Mr. Ahmed I believe like many your contributions in the years of struggle to liberate your / our Eritrea and us Eritreans is priceless and never ever will, would happen at anytime for the fact that especially the 1950, 60 or 70s your generation were wise, tirelessly and unique. I believe also as you said it the structure of the struggling,, the system or the leadership or leaders..unti these days is developed from time to time and results of a survival, a mixture of miracle and you and all the leadership are a result of that please proud for what you did with all your observations.. Reservations. ተሐበን፡ I also do not believe there were anyone were/was sent.. 1960-70s by anyone to sabotage, dismantle the struggle any , individuals or individual in fact all of you in that your young age yes most of you youngs in teens, 20s you did a miracles I wonder the now young or old enough.. 30s40s or 50s+ would do. Thank you, you and others like you and that matured generation for your huge contributions.
@fikrizifetu6023
@fikrizifetu6023 3 года назад
2 hrs like 2min to me
@fethihaje6822
@fethihaje6822 3 года назад
Bitami tesbuk history....kemziom sebat mimsaka tnx
@humanity5615
@humanity5615 3 года назад
Wedi tembien outsmarted everyone. What a smart lad!!!!
@john9192
@john9192 3 года назад
ሰላም ዝኸበርኻ ተጋዳላይ ኣሕመድ ኣልቐይሲ፡ ንዝሃብካና መብርሂ ብልቢ የመስግን ፡ፍቓደኛ እንተኾንካ ኣብ ቐጻሊ፡ ወልደሚካኤል ሃይለ ኻብቶም መስረቲ ኸሎ ንምንታይ ኣብቲ ውድባዊ ጉባኤ ዘይተመርጸ፡ ኣሰዋውእኡ ከ እንታይ ትብለና የቐንየለይ
@kelatiteweldemedhin6613
@kelatiteweldemedhin6613 3 года назад
ሻዕብያ ጥዑይ ምርጫዶ ጌሩ ይፈጥ ኡ እዚ ቆማል ኢሰያስ ድቃላ ብንግሁኡ ዝሓመሶ ሰውራ ቃልሲ
@f-fightereri8616
@f-fightereri8616 3 года назад
ዘመድካ ድዩ ኮይኑ?
@kibromzeru671
@kibromzeru671 3 года назад
@@kelatiteweldemedhin6613 Game is Over
@kelatiteweldemedhin6613
@kelatiteweldemedhin6613 3 года назад
@@kibromzeru671 ወዲ ዉጩ ወዲ ወራዲ ማይ ስቅ ኢልክን ጥራሕ ተረገጻ ከም ስብሓት ኤፍረም እንታይከ ክትገብራ ዉጩ እቲ ጀግ ናና ትብልዎ ንአሕዋቱ መቅተሊ ማይ ውዑይ አፍሊሑ ንኢሰያስ ይሁዳ ዘቀብል ዝነበረ ዕንዛርያ እንደአሉ ንስካትኩም ከአ ናይመን ደአ ክትወስዱ ድርባያት ዓዲ እንዳጠፍኤት ተጣቅዑ ዝሩጓት
@tesfaldetteweldemedhin9455
@tesfaldetteweldemedhin9455 3 года назад
ድሩዕ ኣብቲ ግዜ ምስ ጀብሃ እዩ ኒሩ።ዳሓር ጀብሃ ንከይ ትሓርዶ ሃዲሙ ናብ ጸላኢ ሰራዊት ሃይለስላሲ ኢዱ ሂቡ።ምሕረት ምስ ረከበ ካብ መንግስቲ ኢቶፕያ ድማ ናብ ህግ ተሰሊፉ።ምስ ህግ ነዊሕ ከይ ጸነሐ ድማ ተማሪኩ ኣብ ኣስመራ።ጀብሃ ድማ ኣብ ምውጻእ እሱራት ምስኦም ወጽዩ። ናብ ህግ ስለ ዝመርጸ ድማ ኣፍኒቶ ናብ ህግ።ስለዚ ብከመይ ክምረጽ ትደልዮ።
@mikeberhe8421
@mikeberhe8421 3 года назад
እቲ ሂወት ኣብከርተት ተውዲኡ እዩ እንቆዕ ካብ ኣፍገበል ወጺእካ ፍረ ጻዕሪ ደቅኻ ኣራየካ ክብል ይፈቱ ::
@zegdagmawi275
@zegdagmawi275 3 года назад
ነቶም ተበልጽቲ መንነቶም ዝፈንፈኑ፥ ኣሽንኳይ እቲ ቋንቋታቱ ትግረ ትግርኛ ፈንፊኑ ብሓዊ ኣንዲዱ፡ ብናይ ክራይ መንነት "ዓረብኛ ኢና" ዝብል ምስሉይ ሓሳዊ፡ እቲ ዓረብ ንባዕሉ፡ ብዓረብኛ እናተዛረበ ፡ "ሃይማኖትና ኣስላም እዩ" ፤ እናበለ ዝግዕር ድሑር ውን ኣብ ሱዳን፣ የመን፣ ሊብያ፣ ሶማልያ፣ ሊባኖስ፣ ኢራቕ፣ ሶርያ ... ወዘተ ሓድነት ፈጢሩ፡ ብእግሩ ደው ኢሉ፡ ሃገር ምዃን ኣይከኣለን ፤ ነንሓድሕዱ 'ውን ከም ዝብኢ ይማናጨት ኣሎ። ንስኻ ውን ከይሓፈርካ ፡ በቲ ካብ ዓረብ እተለቃሕካዮ ናይ ክራይ መንነት ጌርካ ፡ "ዓረብኛ ኤርትራ" ክፈጥር እየ ኢልካ፡ ሰብ ተታልልን ትሽቅጥን ኣለኻ። ዕጫኻ ዕድል ናይዘን ዝዓነዋ ሃገራት ዓረብን ኣስላምን እዩ። እንተኽኢልካ ካብታ ቀደም ዝሞተት ዓረባዊት ከዳሚት ጀብሃ ተመሃር። ሓደ ሰብ፡ ካብቲ ንመንነቱ ዘየኽብርን እንታይነቱ ዝፈንፈነን ጥራይ እዩ ክፈርህ ዘለዎ።
@embahbelen4657
@embahbelen4657 3 года назад
Thanks again for giving us true history
@mannieberhanu3469
@mannieberhanu3469 3 года назад
Wow wow wow man...you truly truly nailed it brother...a lot of previous tegadelti have said the same thing...the dictatorship of Eritrea is for sure a psychologically imbalance based what has transpired in Eritrea on the ground..our suspicion turned out to be true...what unlucky people we are for God sake..what a fate..
@zegdagmawi275
@zegdagmawi275 3 года назад
@Attraction P. ምስኪናይ ህዝቢ ኤርትራ፡ ብ ባዶ መደረን መብጽዓን ናይ ክንደይ ዘይረብረበ። ካብ ጀብሃ ስጋብ ህግደፍ፡ ካብ ካርቱም ስጋብ መቐለን ኣዋሳን ክንደይ "መሰጋገሪ መንግስቲ ኣለና" ዘይሰምዐ። ሎሚ ኸኣ ነቲ ኣብ ሃገራት ዓረብ፥ ኣብ የመን፣ ሊብያ፣ ዒራቕ፣ ሶማልያ፣ ሱዳን ቀለሙ ከይነቐጸ ዝፈሸለ፤ ኣብ ኤርትራ ከም "ሓድሽ ምህዞ" ክትግበር እዩ፡ ያኢ ይበሃል ኣሎ። ኣድጊ እንታይ እያ ዝበለት፥ ክንደይ ዓቐብ ዘይረኣና። ሓደ ሕበረተሰብ፡ ቋንቋታቱ ታሪኹ መንነቱ እንታይነቱ ፈንፊኑ፡ ሓድነት ክፈጥርን፡ እትረብሕ ሃገርን ክምስርት ኣይክእልን እዩ። በዓል የመን፣ ሊብያ፣ ሶማልያ፣ ሱዳን ፣ ዒራቕ፣ ሶርያ ... ፡ እወ "ሃገራት" ይበሃላ ኔረን። ሎሚ ግና "ነበርያ" ኮይነን እየን። እዚአን ኩለን ወግዓዊ ቋንቋአን ዓረብኛ፡ ሃይማኖተን ውን ሙስሊም እየን። ግና ሃገር ክኾና ከቶ ኣይከኣላን።
@samsonelias2971
@samsonelias2971 8 месяцев назад
what anyone can understand about Eritrean politicians in those old times is they were ''golden generation'' of all times. now i can see how this fighter were really smart and intelligent. Maybe isaisa outsmarted them at some point. knowingly or unknowingly everyone was playing his contribution on the independence of his country that was lately hijacked by the president. and the president was lucky because he came at a time when Eritrean people were bored of war and chaos.
@AbrahamIdrisHibties
@AbrahamIdrisHibties 3 года назад
I respect Ahmed Alkassi and his family but I want to make ERITRA STRONG first
@natannatan3477
@natannatan3477 3 года назад
Ezi interview ente zxhaf xbuk neyru bzkone btaemi mesati interview
@tesfaluulmichael8020
@tesfaluulmichael8020 3 года назад
Now , I have some ideas why we are having all theses chaos after achieving our independence. Our Eritrean people were simply expecting a hypothetical well organized, United leadership. But unfortunately they created a monster hidden inside exploiting his own comrades & the mass for his own interest “ dictatorship “. Now the monster is so big, burning his own place and all the neighbors. Sadly,Still most of Eritreans supporte Isayas as guardian . I thank you Mr. Ahmed casy & Yoel for today’s program. What an enlightenment .
@wegahta5809
@wegahta5809 3 года назад
Thank you so much Yuelino! You are the best! ነዚ ኣገዳሲ ሓርበኛ ኣቦና ኣሕመድ ቀይሲ ዘምጻካልና። ኣዝዩ ዝነኣድ ዓቢ ስራሕ ኢኻ ሰሪሕካ። ካብቶም ጽባሕ ንግሆ ኣብ ቅዋማዊት ኤርትራ ሓወልቲ ንሰርሓሎም ሰባት ክትኸውን ኢኻ። ኣጆኻ በርትዕ! ካልኦት ሓርበኛታት ውን ኣምጽኣልና!
@mussiesultan5680
@mussiesultan5680 3 года назад
ገ/ተጋዳላይ ቐይሲ ፍትሓዊ ሰብ ኢዩ። እቲ ሓቀንኘቱ ከኣ ከየሸልተወካ ትሰምዖ። ብፍላይ ብቕዓት ናይ ኣገላልጽኡ ብጣዕሚ ኢዩ ብቑዕን ሚዛላውን ዝእመንን ዝገብሮ። ህዝቢ ኤርትራ ጌና ነሽን ኣይኮነን ዘሎ ምኽንያት ኣብቲ ዝሓለፈ ገሊጽዎ ኣሎ። ህዝቢ ኤርትራ ዘካየዶ ኣንጻር ገዛኢት ሃጸያዊት ኢትዮጵያ ቃልሲ ብዉልቀ ሰባት ዝግለጽ ኣይኮነን።
@dtmedianetwork3861
@dtmedianetwork3861 3 года назад
I love this man
@semere8059
@semere8059 3 года назад
Yoel you are doing well keep trying everything come out slowly I have big respect for you bro 😎!!!!
@woldaitesfamariam4950
@woldaitesfamariam4950 3 года назад
ኣብታ ትመጽእ ሓራ ኤርትራ፣ ንሓርበኛ ኣቦና ኣልቀይሲ ብስም ህዝቢ ኤርትራ ንናይ ቃልሲ ኣበርክትኡ ዝምልከት ዝኾነ መዘከሪ ክንገብረሉ ኢና።
@parisawi1545
@parisawi1545 Год назад
🥰❤️
@alitaha1157
@alitaha1157 3 года назад
Thanks yuel und kubur Abona gedim tegadalay Ahmed Alkeysi. Yuel hawey mekexelta ab kereba gize nxibeyeka.
@hakiyser403
@hakiyser403 3 года назад
Hi fanus thanks can you please ask him about 1973 movements menka and about Solomon weldemaryam what was the issue thanks a lot
@abielmy2448
@abielmy2448 3 года назад
Speed up the playback and thank me later.
@arkanat9133
@arkanat9133 3 года назад
he is a professional story teller it's amazing the way he is telling thanks yoel please don't stop him from telling his history and i expect at the end of documentary story question and answer with him even if you collect from comments questions. thanks
@wintahabtom9894
@wintahabtom9894 3 года назад
👍💯
@samuelbokre2307
@samuelbokre2307 3 года назад
ሓርበኛ ኣሕመድ ቀይሲ ስለምንታይ ኢዩ ቅድሚ ናጽነት ተኣሲሩ ነይሩ ክትሓቶ ነይሩካ ዩኤል።ኣብ ቀጻሊ ኣይትረስዓዮ።ካልኣይ ሓርበኛ መስፍን ሓጎስ ኣብ ኣኼባ ንኢሰያስ ሰልፊ ክተፍርስ መን ስልጣን ሂቡካ ኢሉ ክሓቶ'ከሎ ንበይኑ ድዩ ወይስ ደጋፊ ነይርዎ።
@abduali2
@abduali2 3 года назад
Wawww xubuqat netbitat hatitka bro fanus hawina kiea tgediska heteto
@meronsimon7049
@meronsimon7049 3 года назад
Wala hanti aygberen dictator ilewo neyru hansab
@teweldedermas5057
@teweldedermas5057 3 года назад
Samuel bokre ቅድሚ 3 ዓመት መሊስዋ ኔሩ በይኑ መስፍን እዪ ሓቲትዎ ኢሉ ፡ንመስፍን ከምዘይሓገዝዎ ጠቒሱ፡ ተወሳኺ ዉን ብርሃነ ኣብርሀ እዚ ብወያነ ዝወረደና ወራር ተሓታቲ ኢኻ ኢልዎ ንኢሰያስ ኢሉ ፡ኣብዚ ዉን በይኑ እዩ መስፍን።
@lcgoitom9620
@lcgoitom9620 3 года назад
ክብረት ይሃበልና ኣቶ መሓመድ ኣል ቀይሲ። ኣብዚ ፈታኒ ግዜ ተስፋዝሃብካኒ ሓደ ንስካ ኢካ። ዮኤለይ ከኣ ክብረት ይሃበልና።
@estifanosghebrezghi3526
@estifanosghebrezghi3526 Год назад
Esikim drive akonikumin esuyu sebi niayuwini yebikiyoni alo hiji yimesileni wistietuo eniho.....
@munirmohammedali4703
@munirmohammedali4703 3 года назад
Hello Youel, I hope you are doing well and safe. As usual keep your great work. I would have to see you interacting with questions to clarify some points and kind of exchanging ideas with your guests next time. Thanks
@jojojojo-dd1bb
@jojojojo-dd1bb Год назад
Hasawiy
@koneberhanbelay3534
@koneberhanbelay3534 5 месяцев назад
ኡስታዝ ኣሕመድ ቀይሲ: 'ንብዙሓት ሰባት ዝበደለት ጉዳይ/ደረጃ ሰልፊ: ኣብ'ቲ ቁዋም ዘስፈርዎ: ዝለዓለ ሓላፊ ናይ ሓደ ክፍሊን ኣባል ማ/ሽማግለ ናይ'ቲ ሰልፊን እናሃለወ: ብዛዕባ መን ብቁዕን ኣይብቁዕን: መን ንኣባልነት ይሕጸን ይምረጽን ዝውስን እታ ዋህዮ ኣብ'ቲ ክፍሊ/ኣሃዱ ዘላ እያ: እምበር እቲ ሓላፊ መሰል የብሉን: ትጋገዩ ኣለኹም እዚ ሰብ ኣእትዉዎ: ገለ-መለ ክብል በቲ constitution ኣይፍቀደሉን: ነቲ ሓላፊ ዝፍቀደሉ: ኣብ'ቲ ኣኼባ ናይ ማ/ሽማግለ ዝህልወሉ ዕቃበ/reservation እንተሎኒ እዛረብ: ግን already ኣትዩ'ሎ እቲ ሰብ: ወይ ሰጊጎሞ'ለዉ (ኣብዩዎም ኣሎ?): እዝ ዓይነት ኣካይዳ: ከመይ ጌርካ ከም ተካይዶ ነቲ ማ/ሽማግለ ሰልፊ: ብዘይካ'ታ ውድብቲ ኣኼባ'ሲ: ንኣብነት እቶም ማ/ሽማግለ ሰልፊ ተኸፋፊሎም ኔሮም: ኣነን ወዲ-ሓጎስን ናይ ደጀን ኢና ኔርና ግን say/ድምጺ አይነበረናን: ኣብ'ተን ናእሽቱ (መሰረታውያን ናይ ታሕቲ) ነገራት: ብዘይካ ጸብጻብ ኣኪብካ ጸሚቅካ ተልዕሎ ንማ/ቤ/ጽሕፈት: ድሓር ርእይቶ እንተለካ ኣብ'ቲ ኣኼባ officially ክግበር ከሎ ተቅርብ: ብሰንኪ'ዛ ነጥቢ'ዚኣ ብዙሓት ሰባት ተጋደልቲ ተበዲሎም: ናቶም ተራ ኣብ ልዕሊ ኣባላት ሰልፊ'ዩ ግን ኣባላት ሰልፊ ኣይኮኑን: እዚ complex'ዚ ብዊንታ ስለ ዝኾነ: እቲ ኣትኣታትዋን ኣወጻጽኣን: ኣብ'ቲ ዋህዮ 'ኖኖ እዚ ይጽናሕ ዕቃበ ኣሎኒ: ሓደ ምዓልቲ'ዶ ከም'ዚ ጌሩ: ሓደ ምዓልቲ'ባ ወዘተ እናተባህለ: እዚ ንብዙሓት ኣባላት: ብፍላይ ኣብ ምሁራት ዝብሃል ናይ ብሓቂ ዓቢ ሽግር'ዩ: በቲ other side ክኣ መንገዲ ተኸፋቱ: ንባህ ዝብለካ ሰብ: ዓርክኻ ድዩ: ገለ ዝምድና እንተ ኣሎካ ምስ ሓንቲ ጓል ክኣ ተእትዋ: ዓቢ problem ተፈጢሩ: ብሰንኪ'ታ ዓንቀጽ'ቲኣ: እታ ዓንቀጽ ክኣ ምስ እንታይ'ያ ትትኣሳሰር: ምስ'ቲ centralism: እቲ centralism ክኣ ከመይ ጌርካ ነቶም ኣባላት ማ/ሽማግለ ንምቅያድ'ዩ: እዚ ሓደ ካብ'ቲ ኩነታት'ዩ ነይሩ' ዝብሎ ዘሎ'ኮ ብጣዕሚ ሰባብ ዝኾነ መሰረት ሽግር መሪሕነት ህ.ግ. ኣብ ገድሊን ናይ ድሓር ኤርትራን እዩ። Thank you.
@beckhamtsegaibeckham7434
@beckhamtsegaibeckham7434 3 года назад
Baba ahmed keysi thanks so much for all . Hto n wedi baba ahmed keysi : slemntay kab kdm eti mgurfat ktfethwo zeyfetenkum ? Slemntay ke kndiz hlk naru ab mongokum ? Elamakum nastnet wey harnet n mrkab do aykonen naru wala kemey garka ab hlfnet tmexie eu naru elamakum?? Ane si aboy weladiyey swuie eu kemzi ksemie keleku kea btami yehmeni mknyatu nskum nhlfnetkm etom kem beal aboy kea hiwotom ykeflu zehzn . Thank you.
@rorahabab754
@rorahabab754 3 года назад
ሃይ ዮአል ንቀይሲ አዘን ዝስዕባ ትኣሪኻዊ ሕቶታት ኣቅረበሉ፥ 1) ኣብ ጉባኢ ዓዶብሓ አንታይ ተፈጸመ? 2) ስዓብየን ናይ አቲ ኣኸባ አንታይ ነበረ? 3) ንጉባአ ዓዶብሓ ክግበር ዘተሓሳሰብ ወይ ዘድለየ አንታይ ነበረ? 4) መን ኢዩ በደለኛ ኣብ ጉባአ ዓዶብሓ ንክበታተን ዝገበረ? ምስጋናይ ይብጻሕካ።
@Michael-ju2kq
@Michael-ju2kq 3 года назад
Where is part 4 bro,
@estifanosghebrezghi3526
@estifanosghebrezghi3526 Год назад
Egirukimuni riesukumini meshimisha maletiu tibilena aleka.....
@letigebrekristos3282
@letigebrekristos3282 3 года назад
ሕጂ እውን እቲ ናይ ሃገራውነት concept ገና ሙሉእ ብሙሉእ ኣይበጻሕናዮን ዘሎና እሱ እዩ እቲ ዝዓበየ ጸገምና ከም ኤርትራውያን።
@yemanegebremedhin1841
@yemanegebremedhin1841 3 года назад
ተሓቢእኩም መስሪትኩማ ንተጋደልቲ ግዳይ ገርኩሞ፡
@zegdagmawi275
@zegdagmawi275 3 года назад
ማሊሻ -- እተባህለ ሓደ ሰብ፡ ቅድሚ ዕስራ ዓመታት ኣብ መርበብ ኣዝማሪኖ ዝጸሓፎ፡ እተወስደ፥ ኣብ ታሪኽ ዓለምን ፣ ኣብ ነዊሕ ዛንታ ሰብን ብጭብጢ እተረጋገጸ ሓቂ እንተሎ እዚ እዩ። ዝኾነ ይኹን ሕብረተሰብ ወይ ህዝቢ ፣ ንሕሉፍ ናይ ዘመናት ታሪኹ ዝጸልእ ፣ ውርሻኡ ዝንዕቕ ፣ መረበቱ ወይ ትውልዲ ዓዱ ዝኽሕድ ፣ ቋንቋታቱ ብባርዕ ዘልምስ ፣ ቅርስታቱ ዘፍርስ ፣ ባህልታቱ ስርዓቱ ዘድፍር ፣ ደቂ ሩባኡን ጎዶቦታቱን ዘየኽብር ፣ ይትረፍ መሪሕነት ክጭብጥን ሃገር ክኣልን ፣ ናይ ገዛእ ርእሱ ሉኣላዊት ሃገርን መሬትን ውን ከቶ ኣይግበኦን እዩ። እዚ ከምዚ ዓይነት ነፍሰ ሙት ፣ ሕልና ዕሩብ ፣ ኣእምሮ ዕሱብ ጉጅለ ወይ ጭፍራ ፣ እንትርፎ ከም ጊላ ከዳሚ ወይ ዓብድ ናይ ባዕዲ ፣ ብናይ ገዛእ ርእሱ መንነትን ኣብራኽን ደው ክብል ብፍጹም ዝሕሰብ ኣይኮነን ።
@rezantoagerto9672
@rezantoagerto9672 3 года назад
@@zegdagmawi275 suq bel yak ksae hji kea b amharay ktchfchef mhaleka wedza metre gobo chele nay melhas kem beal natka domo meakor halfti nay eto deylahu delikayom
@zegdagmawi275
@zegdagmawi275 3 года назад
@@rezantoagerto9672 ሓደ ሰብ፡ ካብቲ ንመንነቱ ዘየኽብርን እንታይነቱ ዝፈንፈነን ጥራይ እዩ ክፈርህ ዘለዎ። ምስኪናይ ህዝቢ ኤርትራ፡ ብ ባዶ መደረን መብጽዓን ናይ ክንደይ ዘይረብረበ። ካብ ጀብሃ ስጋብ ህግደፍ፡ ካብ ካርቱም ስጋብ መቐለን ኣዋሳን ክንደይ "መሰጋገሪ መንግስቲ ኣለና" ዘይሰምዐ። ሎሚ ኸኣ ነቲ ኣብ ሃገራት ዓረብ፥ ኣብ የመን፣ ሊብያ፣ ዒራቕ፣ ሶማልያ፣ ሱዳን ቀለሙ ከይነቐጸ ዝፈሸለ፤ ኣብ ኤርትራ ከም "ሓድሽ ምህዞ" ክትግበር እዩ፡ ያኢ ይበሃል ኣሎ። ኣድጊ እንታይ እያ ዝበለት፥ ክንደይ ዓቐብ ዘይረኣና። ሓደ ሕበረተሰብ፡ ቋንቋታቱ ታሪኹ መንነቱ እንታይነቱ ፈንፊኑ፡ ሓድነት ክፈጥርን፡ እትረብሕ ሃገርን ክምስርት ኣይክእልን እዩ። በዓል የመን፣ ሊብያ፣ ሶማልያ፣ ሱዳን ፣ ዒራቕ፣ ሶርያ ... ፡ እወ "ሃገራት" ይበሃላ ኔረን። ሎሚ ግና "ነበርያ" ኮይነን እየን። እዚአን ኩለን ወግዓዊ ቋንቋአን ዓረብኛ፡ ሃይማኖተን ውን ሙስሊም እየን። ግና ሃገር ክኾና ከቶ ኣይከኣላን።
@zegdagmawi275
@zegdagmawi275 3 года назад
@@rezantoagerto9672 ኣሽንኳይ እቲ ቋንቋታቱ ትግረ ትግርኛ ፈንፊኑ ብሓዊ ኣንዲዱ፡ ብናይ ክራይ መንነት "ዓረብኛ ኢና" ዝብል ምስሉይ ሓሳዊ፡ እቲ ጎይታኻ ዓረብ ንባዕሉ፡ ብዓረብኛ እናተዛረበ ፡ "ሃይማኖትና ኣስላም እዩ" ፤ እናበለ ዝግዕር ድሑር ውን ኣብ ሱዳን፣ የመን፣ ሊብያ፣ ሶማልያ፣ ሊባኖስ፣ ኢራቕ፣ ሶርያ ... ወዘተ ሓድነት ፈጢሩ፡ ብእግሩ ደው ኢሉ፡ ሃገር ምዃን ኣይከኣለን ፤ ነንሓድሕዱ 'ውን ከም ዝብኢ ይማናጨት ኣሎ። ንስኻ ውን ከይሓፈርካ ፡ በቲ ካብ ዓረብ እተለቃሕካዮ ናይ ክራይ መንነት ጌርካ ፡ "ዓረብኛ ኤርትራ" ክፈጥር እየ ኢልካ፡ ሰብ ተታልልን ትሽቅጥን ኣለኻ። ዕጫኻ ዕድል ናይዘን ዝዓነዋ ሃገራት ዓረብን ኣስላምን እዩ። እንተኽኢልካ ካብታ ቀደም ዝሞተት ዓረባዊት ከዳሚት ጀብሃ ተመሃር። ሓደ ሰብ፡ ካብቲ ንመንነቱ ዘየኽብርን እንታይነቱ ዝፈንፈነን ጥራይ እዩ ክፈርህ ዘለዎ።
@zegdagmawi275
@zegdagmawi275 3 года назад
The open source in the net, the Eritrean Human Rights Electronic Archive (Ehrea) confirms that the Jebha ELF leaders who decided to burn Tigre language 1500 textbooks in the 1970s that was prepared and printed by its own Department of Education are the following: 1. Abdela Idris 2. Hamid Adem Sulieman 3. Ibrahim Mohamed Ali 4. Azien Yasin, and few minions People like Ahmad Naser and Melake Tekle were not involved. Here you have the historical truth and the shameless idiots of Jebha who committed “linguistic suicide”. Thank you to the documentation center at - Eritrean Human Rights Electronic Archive - EHREA . at ehrea website …
@seidomer5457
@seidomer5457 3 года назад
Among the blinds one eyed man is king,
@awelhussein6611
@awelhussein6611 3 года назад
Please write a book mr qheysi
@wintahabtom9894
@wintahabtom9894 3 года назад
ንኢሳያስ ካብቶም ምስኡ ዝነበሩ ኩሎም ዓበይቲ ሐለፍቲ ፈሊኻ ምህራም ምጽላም ዓቢ ገበን ኢዩ። እዚ ቃል መሕተት ኢዚ ንነብሱን ንዕኡ ዝቀርብዎ ሰባት ናጻ አውጺኡ ንኢሳያስ ከም ሐደ ዓንተር ናይ ዓለም ማለት ንዝደለዮ ዝአስር ዝቅንጽል ዝሐርድ ገርካ ፈሊኻ ንበይኑ ምጽላምን ምህራምን ዘተኮረ ኢዚ ኣልቅሲስ ዝገብሮ ዘሎ ዓረጊት ሽጣራ ዝመለኦ መደብ ኢዩ። ናትካን ናይ ከማኻ ሐለፍቲ ዝነበሩ ገበናት ከ መንዩ ክነግረና????
@bebeihabibi8707
@bebeihabibi8707 2 года назад
ካብ ገዳይም ተጋደልቲ እቲ ደፋር ዑሙቅ ዝበለ ታሪክ ዝገለጸ ሰብ።
@AbrahamIdrisHibties
@AbrahamIdrisHibties 3 года назад
Dear Kaisi. Thank you for your time. Nicely Said. Why don't you write a book? I can't suggest a title! "The Smooth Dictator"
@Michael-Tekle
@Michael-Tekle 3 года назад
ዚኸበርካ ዮኤል፤ ብመጀመርያ ጥዕናኻ ዚተማልአ ኪኸውን ተስፋ እንዳገበርኩ ኣብ መዓልታዊ ምንቅስቓሳትካ ድማ ዓወት ክህልወካ እናተመነኹ፤ ኣብ ትሕትና ዚመልኦ ኣቀራርባኻ ምስ ሓርበኛ ኣቦና ኣልቀይሲ ትገብሮ ዘለኻ፤ ብጣዕሚ ዚንኣድን ዚምስገንን ኢዩ። ንሓርበኛ ኣቦና ኣልቀይሲ ብትሕትና ክሓተካ እዛ ትስዕብ ሕቶ ክትሓተለይ ንሳ ድማ፤ ኣቀታትላ እቶም መንካዕን የማንን ዚብሃሉ ከመይ ይመስል፤ ምኽንያቱ ዚውዓለ ይንገርካ፤ ዚሰሓተን ይምከርካ ስለዚኾነ፤ ሓደ ንጹር ሓበሬታ የድልየና። ኣብቲ ትገብሮ ዘለኻ ቃልሲ ዓወት ይምነየልካ፤ ደመኛና ኢሰያስ ወይ ድማ ዓቢ ዓርጌን ሓመድ ድበኡ ቀሪባ ኢያ።
@wintahabtom9894
@wintahabtom9894 3 года назад
አቱም ሰባት ኢዚ ሰብኣይ እኮ ናይ ኢሳያስ እሙን ዓርኪ ጥራሕ ዘይኮነስ ኦብረተር እውን ኢዩ ነሩ ሕጂ አብ የመን ኮፍ ኢሉ ጽዊጽዋይ ዝጸዊ ዘሎ። እዚ ዝብሎ ዘሎ ኩሉ ናዓና መንእሰያት መዛናግዒ ተባሂሉ ኢዩ ዝገብሮ ዘሎ ፈሪተል (fairytale)
@liontravel9319
@liontravel9319 Год назад
Eseyas outsmart our people! Can you tell me about jone ( youhannes) who is his father ? Bc my father was in jebha wanted to know if that history is about my hero father!
@beyblademaster4445
@beyblademaster4445 3 года назад
ይብሕቶ እወ ስብአይ ዘይብላ ሐገር ዘራባ ጥራይ ኮና
@zegdagmawi275
@zegdagmawi275 3 года назад
Bravo!
@wediafom193
@wediafom193 3 года назад
@@zegdagmawi275 nay Hkya koynka terifka meskin
@zegdagmawi275
@zegdagmawi275 3 года назад
@@wediafom193 ንሃገርና ኤርትራ ናትና ግምጃ ክነልብሳ እምበር ፡ ንባዕዳዊ መንነት ኣንጊስና ፡ ንኤርትራ ዓረባዊት ክትመስል ፡ ቋንቋ ፣ መንነት ፣ ታሪኽ ፣ ባህሊ ህዝቢ ኤርትራ ክነዓቕ ወይ ውን ኤርትራዊ ቋንቋታት ትግረ ትግርኛ ክበርስን ብሓዊ ክሓርርን ዝተጋደለ ኤርትራዊ የለን። ኤርትራውያን ንኤርትራ ንዓና ክትመስል ጥራይ እዮም ተጋዲሎም። እሞ ስለምንታይ ደኣ ሓደ ሓደ ነውራማት ንትግረ ትግርኛ ፈንፊኖም ብሓዊ ዘንደዱ። ምስ መንነቱ ዝፈንፈነ ኴንካ እቲህነጽ ሃገር ኣላ ድያ፧ ብዘይ ብሄረ ትግርኛ፡ ኤርትራውነት ሓንቲ መዓልቲ ውን ኣይትሓድርን እያ።
@ቀንዴልሓርነት-ሸ2ሰ
@ቀንዴልሓርነት-ሸ2ሰ 3 года назад
ኣብ ጉባኤ ምሉእ ብቁዕ ሰብ ኣይተራእየንን ኢሉ ጻዕዳ ወረቀት ሂቡ ' መሊሶም ክ'ኣ ኣብ መሪሕነት ኣምጼሞ እዋይ የዋህነት ኣብዚ ኣለካ ኣንታ ንምንታይ እዮም ክጥርጥርዎ ዘይክኣሉ እምነት የብለይን እናበሎም ከመይ ትም ኢሊም ይቅጽሉ ?!
Далее