Тёмный

ቑ1 - ብፋስ ዓዲ ዝውዓለት ጎርዞ ኣፀደ ገብረትንሳኤ ዝባን ገደና። ኣቤት ጭካነ!! 

Wushatena Media
Подписаться 117 тыс.
Просмотров 179 тыс.
50% 1

ኣፀደ ገረንስአ ኣብ ሕልሚ ቀፃሊ ሂወታ ኣብ ትምህርትን ውድድር ኣትሌትክስን ፅቡቕ ተስፋ ዝነበራ ንፍዕቲ ተምሃሪት 8ይ ክፍሊ ነይራ። ወለዳ ተስፋ ንዘይኾና መንእሰይ ብግዲ ክትሙርዐ ብምግባር ካብ ሕልሚ ቁልዕነታ ምፅልማት ሓሊፉስ ድራር ፋስ እውን ገይሩዋ። ብጣዕሚ ዘሕዝን ታሪክ!!!!
ንኣፀደ ክትሕግዙ እትደልዩ ወገናትና ብ0927765921 ክትረኽቡዋ ትኽእሉ።

Опубликовано:

 

26 июн 2020

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 886   
@merihthomas5318
@merihthomas5318 4 года назад
ኣጆኺ እግዚኣብሄር ጸድፊ ይፈጥር እሞ መደያይቦ ይፈጥር ክትሓውይ ኢኺ 🇪🇷🇪🇷
@burktekilt5235
@burktekilt5235 3 года назад
Vielleicht könnten Sie mir noch
@hagosadhanom4868
@hagosadhanom4868 Год назад
ኣፀደ ሓፍተይ ኣጆኪ ክትሓዉዪ ኢኪ
@tamrat7
@tamrat7 4 года назад
ናይ ሓቂ ዘሕዝን አዩ ጽብክቲ ጽርይቲ ኣምላኽ ምሕረት የውርደልኪ 😍😍🇪🇷🇪🇷
@user-js8td2ls5w
@user-js8td2ls5w 4 года назад
ዋይ ኣቱም ሰባት እዚ ነገር ካብ መንግስቲ ፍርዲ የለን ዋ ናብ ኣምላክ ንለምን የሕዋት ክፉእ ተጀሚሩ ኣሎ በጃኩም ናብ ማርያም ንልምን
@hulumbesher1099
@hulumbesher1099 4 года назад
ኣይ ሰማዕካን ትኾን ን 7ተ ዓመት ተኣስሩ ካብኡ ብሽምግልና ወፅኡ 👌
@gfftggt6311
@gfftggt6311 4 года назад
@@hulumbesher1099 ክከውን አይመነበረን ከምታ ዓዲ አውዒልዋ ዘሎ ከምአ አብ ዓዲ ክውዕል ነይርዎ እግሩ ክቁረፅ ነይርዎ ከማን ክውሕዶ
@tmnitgereziher1843
@tmnitgereziher1843 4 года назад
@@gfftggt6311 ትክክል
@senaitnaod2643
@senaitnaod2643 4 года назад
Nay bhki
@galtagru174
@galtagru174 4 года назад
Bihaki😭
@zttgy7054
@zttgy7054 4 года назад
ዋይይይ ሓፍተይ አጃኪ አብ ዓለም ፈተነ ብዝሕ እዩ እግዚአብሔር አምላክ ይማሓርኪ
@ephremgebremicheal3744
@ephremgebremicheal3744 4 года назад
ሕጂ ኩላትና ትርጉም ሓፍቲ ይርደእና ይከውን ሓፍቲ ኣዶ ብዓልቲ ገዛካ እያ እሞ ከነክብረን ይግባእ ንሓፍትና ምሕረት የውረድን ኩሉ ታፃዊራ ትሕብሕብ ዘላ ሓፍትና ጅግና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ
@Rakibella17
@Rakibella17 2 года назад
ሓብተይ መዓረይ ኡፍ እዋይ ኣንታ ክንደይ ይጭክኑ ኣራዊት ድኣ እዚኦም እንድዮም መሳኪን ፈጣሪ ይሓግዝክን 🇪🇷❤️
@ilove_you_ereyyyyy1997
@ilove_you_ereyyyyy1997 4 года назад
ኣቤት ዓቕሊ ተመስገን ባሃልቲ ስድራቤት ኣድናቖተይ ወሰን የብሉን። ኣጸደ ሓፍትና ካኣ ሙኡሉእ ምሕረት ክገብረልኪ ባዓል ሙሉእ ተስፋ እየ
@user-ep1sw5np6s
@user-ep1sw5np6s 4 года назад
እዋይ ሓፍተይ ኣጆኺ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@user-ob6yh8co6s
@user-ob6yh8co6s 4 года назад
ኡፍፍ ዘይተነግረ እምበር ዘይተገበረ የለን ዶበሉ እንየካ ጭካነ ሰማይን ምድርን ዝፈጠረ ምሕረት የዉርደልኪ ፅብቅተይ ኣህህ
@berihudagnhoy844
@berihudagnhoy844 4 года назад
ብጣዕሚ ዘሕዝን እዩ ; እዛ ብጣዕሚ ፅብቕቲ ንእስቲ ሓፍትና ብዕሸላ ኣብዘይ ድሌታ ክትምርዖ ተጌራ ጨካን ኣረመኔ ሰብኣያ ዝነበረ ናይ ቆልዓ ተጠዋሪት ንኽትኮን ገይሩ ድሕሪ ሸውዓተ ዓመት ተፈቲሑ ይቕሬታ እኻ ክጥይቓ ኣይደፈረን:: ነዛ ሓፍትና ኩሉ ትግራዋይን ፈታዊ ትግራዋይን ተሓባቢሩ ትድሕነሉ መንገዲ ከፍተን ኣለዎ:: እግዚኣብሄር ብተኣምሩ ኣድሒንዋ ንምርኣይ የብቃዓና; ኣሜን! መም/ ሙሉ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ! ኣያ ንዘይብሎም ተጋሩ ኣያ ኢኻ እሞ እግዚኣብሄር ኣያ ይኹንካ!!!
@tsadeydelaytifkernselamn5484
@tsadeydelaytifkernselamn5484 4 года назад
Yegrm eyu bezey teletka memrau zemxeo xegem ezey eyu terfu gemata zeserh entekonusi tehakima kethawi tekel eya bezekone negzabiher kulun yekalo eyu egzabihr nesintki yeraylki mearyyy
@muluftwi6962
@muluftwi6962 4 года назад
Amen amen amen 🙏
@iuu5963
@iuu5963 4 года назад
ኣሕሕሕ ምህረት የውርደልኪ ፈጣሪ ዛሓፍተይ፣ካብ ከምዚ ዓይነብርኪ ምጉዳል ይመሓረና ኣሕዋት፣ስደት ይውዳእ ዩ ፣ድክነት ውን ይሓልፍ እዩ ዋ
@user-dt1yh3lc6k
@user-dt1yh3lc6k 4 года назад
እዋይ ሓፍተይ ጽሪቲ ክጽብቃ እዚኣ ዶ እዚ ምረኸበት ሓፍተይ ናተይ ግን እንካዕ ተኣረቀ ብዓብዩ ክኣ ንኣ ዕረፍቲ ብኣምላኽ እዩ ዕርቂ ድማ ብጣዕሚ ጽቡቕ ምክንያቱ ካብ ጽልኢ ዝርከብ ነገር የለን እንተ ንሱ እሞ ናይ ኢዱ ይሃቦ ፈጣሪ
@simonabraha7775
@simonabraha7775 4 года назад
ዋይ ሐፍተይ ናተይ ብጣዕሚ ዘሕዝን ዘስካሕክ እዩ አጆኪ እግዝኣቢሄር አምላክ እታ ንእስነትኪ ይርኣየልኪ🇪🇷
@tess8271
@tess8271 3 года назад
ኣጆኺ ክብርቲ ሐፍተይ ኣምላክ ምሕረት የውርደልኪ ጽፍፍቲ ጽርይቲ ግን ኣብቲ ዓዲ ሕጊ ዘይምህላው ይሕዝነካ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@zufanhadush3615
@zufanhadush3615 4 года назад
ውይ ፅሪቲ ሓፍተይ እስኪ ትመስሊ ፅሪቲ ምህረት ይሃብኪ
@zufanzufan4943
@zufanzufan4943 4 года назад
ቃላት የብለይን ን ዶክተር መምህር ሙሉ ኣቦ ድኻ ኣቦ ውፁዕ።።። ኣፀዳ ማለት መታዓቢተይ ያ። ናይ ኣፀደ ቁንጅና፣ጉብዝና፣ቁመና ዘይርአየ ሰብ ።።።ኣይይይኣኽኽኽ ምስ ወቓዓ ናብ ሕክምና እናወሰድዋ በጋጣሚ ኣውያት ሰሚዐ ከይደ ተራእኩስ ።።።።። ደም ተሓፂባ ርኤያ።።። ካብ ሕልናይ ዘይጠፍእ ጎደሎ መዓልቲ ተዘይሪኣ ምሓሸኒ ነይሩ ሕጂ ኣብ ዓይነይ ኣብ ሕልናይ ይመለላሰኒ።።። ኦ ኣምላኬ ሆይ መንገድኻ ምርሓና ካብ ክፉእ ሓልወና ንንገብሮ ነገር ኩሉ ተቆፃፀረና። ኣብ መላእ ዓለም ትርከቡ መላእ ሓበሻውያን ናይ ፀባሕ ድንግል ማርያም ባዕላ ትሓልኩም።
@user-ci8rs1eh3w
@user-ci8rs1eh3w 4 года назад
አሜን አሜን አሜን ዝያዳይ
@user-ph3bj8tt4k
@user-ph3bj8tt4k 4 года назад
Zufan Zufan ኣሜን ማዓረይ ካብዚ ክፉእ ተግባር ይምሓረና ኣፀደ ድማ ሕክምና ክትረክብ ተስፋ ይገብር እግዚአብሔር ምስኣ ይኩን ብጣዕሚ ዘሕዝን ተግባር እዩ
@WushatenaMedia
@WushatenaMedia 4 года назад
ብርትዐ ይሃብኪ ዙፋን ሓፍትና!!
@a.g751
@a.g751 4 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን መዓረይ
@merhawittameer4366
@merhawittameer4366 4 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@abnkstyu4487
@abnkstyu4487 4 года назад
ዓያኒኺ ይዓይነልኪ ሓፍተይ መ,ር ሙሉ ውን ብጣዕሚ ንመስግን ኩፍእ ኣይትርከብ
@eudulagebremedhn4177
@eudulagebremedhn4177 4 года назад
እወይ ሐፍተይ ማዓረይ ምሕረት የውርደልኪ
@user-xw7mq5ch6i
@user-xw7mq5ch6i 4 года назад
ዋይ ሓፍተይ ናተይ ምሕረት ይሃብኪ ሙሉየይ ኣቦ ፅጉማት ትግራይ ንበረልና ንዘለአለም ሙሉየይ ብርሃን ትግራይና💖
@hbfufhthfgt5413
@hbfufhthfgt5413 4 года назад
እዝግዮ ማሓረና ኩርስቶ
@linidesbele380
@linidesbele380 4 года назад
ኣፀደየ ፅሪተይይይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ዝሓፍተይይ ፈጣሪ ምሕረቱ ይልኣከልኪ ኣቤት መልክዕ ኣቤት ቁመና እታ ሓላል ክብርቲ ሓፍትኪ እውን ሰልቺኒ ደኪሙኒ ከይበለት ተላዕለክን ዘላ ዕድመን ጥዕናን ተመንየላ ወድሓንክ ፀፅቡቁ የስምዕና።
@iloveyoumom8459
@iloveyoumom8459 4 года назад
እፍፍፍፍፍፍ ሓፍተይ ማዓረይ ምሕረት የውርደልኪ ሙሉየም ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፍጣሪ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@aronchanel127
@aronchanel127 4 года назад
😭😭 Tesfa aytuqrexa adena kehalf eu ajekn 🇪🇷
@user-ko9nz1os4r
@user-ko9nz1os4r 4 года назад
እዋይ ሓፍተይ ምዓረይ ጸላእኪ እዉይይይይ ምዓረይ ንእስነትኪ ብሓደ ዘይሕልናዊ ሰብ እሞ ክኣ ብብዓል ዘይፈተወት ዝተመርዓወቶ ሩጉም ዝኮነ ፍጥረት ኣብየት የሕዋተይ ካብ ከምዚ ዝበለ ፈታኒ ምዓልቲ የድሕነና እምበር እዚስ ዘረባ እውን ኣይረክበሉን መግለጺ ልዑል እግዛብሄር ይሓልክን መመህር ሙሉ ልኡክ ቁዱስ ገብርኤል ቅድስቲ ድንግል ማርያም ትሓልካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ሙሉእ ሓጎስን ቅሳነትን ይሃብካ ኣብ ዓንደ ወርቁ ክኣ ይጽሓፈልካ ነዚ ኩሉ እትገብሮ ቁዱስ ሓሳብካ ኩሎም ቁዱሳትን ሓወርያታትን ምሳካ ይኩኑ 🙏🙏🙏
@user-ns9yy2xg3f
@user-ns9yy2xg3f 4 года назад
Ajoki zhaftey tesfa keytqorxi abgonki alena 🇪🇷💗
@stigheghebreyesus
@stigheghebreyesus 4 года назад
ማማ ጽብቅቲ ሰብይቲ ሕማቅ ረኺብኪ ጽላኣይና ሕማቅ ናይ ውላዱ ኤራይ ምስክነይቲ መንእሰይ ከቢድ ኢዩ ኣምላኽ ምሳኽን ይኹን
@monumonyo6370
@monumonyo6370 4 года назад
ሓፍተይ ማዓረይ ፈጣሪ ምሕረት ይልኣከልኪ ፅብቅተይ🙏መምህር ፈጣሪ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣቦ ፅጉማት🙏🙏❤❤
@tesfa9517
@tesfa9517 4 года назад
Nsen andazra abal ybla ante srah yelen smi da ygbereln azians
@aklilukidane3159
@aklilukidane3159 4 года назад
Zehzn smao xbktey amlak msaki ykun blbi❤❤❤❤🇪🇷Eritrawi iye ajeki
@user-ws3ht4dc8t
@user-ws3ht4dc8t 4 года назад
ብሓድ ሓደ ኣወዳትዶ ንኩሎም ኣወዳት ክፅረፉ ናይ ስራሕኻ ይሃብኻ ጨካን አረመኔ💔💔
@gezusudan6827
@gezusudan6827 4 года назад
እዋይ ሓፍተይ መዓረይ አምላኽ መሊኡ ምሕረት የውርደልኺ አሕዋት ናበይ ኢና ንጓዓዝ ዘለነ ነስተውዕል እባ ። መምህር ሙሉ አዶ ትግርይ ኢኻ ንዚ ኹሉ እትገብሮ ጻዕሪ አምላኽ ካብ ክፉእ ነገራት ኩሉ የሓልወልና አሜን
@user-io9qe6wi9g
@user-io9qe6wi9g 4 года назад
እውይይይ ኣንታ ኣምላክ እንታይ ሕማቕ ትርኢቱ እዩ ዚ😰 ጽንዓተን ፉሉይ እዩ ብፍላይ እታ ሓብሓቢት ኣጆኽን ፈጣሪ እቲ ጸልማት ናብ ብርሃን ክቕይሮ እዩ🙏
@hlnamedia1111
@hlnamedia1111 4 года назад
ኡፍፍፍፍ ይገርም ,ዩ ሓፍተይ ምሕረት ይኣዝዘልኪ መ/ህር ሙሌ ከኣ👉💞😘😘
@selam6473
@selam6473 4 года назад
እግዚአብሔር አምላክ ኩሉ ኣይስኣኖይ እሞ ምሕረት የውርደልኪ መዓረይ ከብደይ በሊዓትኒ ኣነስ እፍፍ አምላክ ይምሓርኪ መዓረይ ምሕረት የውርደልክን ማማማየይ እውን ኣይዞክን እንተ መላዓሊት ሓፍና ኣይዞኪ መንገድኪ አምላክ የቅነዐልኪ ሰይጣን አብ ደቂ ሰባት እና ሓደረ ብዙሕ እዩ ዝሰርሕ ንሰብ ጸላኢ የብሉን ብዘይ ሰይጣን ግን በቃ አነስ ገሪሙኒ ተረአኩስ በቃ መሕደሪ ሰይጣን ኮይንና ኢና ኣምላክ ምሕረቱ ይልኣከልና እየ ክብል እምበይ ኣይዞክን ደሞ እግዚአብሄር አሎ ኩሉዝክእል።
@user-zr8rc3zm4h
@user-zr8rc3zm4h 4 года назад
ኡፍፍፍፍ ፁሩያት ዓለም እንታይ ዘይተሓሰበ ገጠመኪ ሓፍተይ የዋህ ምኳን ኩሉ ይጎድአካ ካሕሳ ኡሉ እውን ዘይትካታተለኦ ንሱ ድማ ዝወለደልኪ ኣሜንኪ ከምዚ ገይሩ ኣባልሽይክስ መሊሱ ይቅርታ ኢሉ ዘይራኣየኪ ግን ካብ ኣምላክ ይርከቦ 😭😭😭😭
@user-ty6bx8ge9p
@user-ty6bx8ge9p 4 года назад
ዓው ኢለ ከይበኪ ስደት ኮይኑኒ ስቅ ከይብል ውሽጠይ ምክኣል ኣቢኒ ንብዓተይ ንውሽጠይ ነቢዐዮ ኣሕ ጓል ትረክቦ ኡፍፍፍፍፍፍ ኣጆኪ ፈጣሪ ምሕረቱ የውርደልክን so ኣዲስ ኣበባ መምህር ግርማ ተዝከዳ ክንደይ ምመቀረ ነይሩ ምክንያቱ ጸበል ፈጣሪ ስለ ዝኮነ
@bbyebbye6157
@bbyebbye6157 4 года назад
Betami nfueee memhir grma
@kante5318
@kante5318 4 года назад
ኣጆኻ ዝሓወይ በዓል ሕልና ኢኻ ግን መምህር ግርማ ማለት ንገንዘብ እዮም እምበር ዝሰርሑ ምንም ለውጢ ኸዓ አይብሎሙን ዓቅሚ አውን አይብሎሙን ናብ ፈጣሪ ጥራሕ ፀሎት
@hanaisler3325
@hanaisler3325 4 года назад
Atum ahwat memher germa nay haki keshi dexom?????ledetom be keken be sheman kab zekeberu alem menine eye.
@kante5318
@kante5318 4 года назад
@@hanaisler3325 ሐደ ሌባ አጭበርባሪ ሰብአይ እዩ ብቀረባ ካብ ጀርመን ክፍወሲ ኢለን ዝኸዳ ደቂ ኣንስቲዮ ገንዘበን ተወሪረን እተመልሳ ኣለዋ
@kebari9238
@kebari9238 4 года назад
መምህር ሙሉ ተገብሮ ዘለካ ኣምላክ እድመን ጥእናን ይሃብካ እሞ ሕጊ ግን የለን ከም ገረብ ተፈሎጻ 7ተ ኣመት ወጹ ዘሕዝን እዩ
@azemeraazemar1543
@azemeraazemar1543 4 года назад
እውይይ ሓፍተይ ምዓረይ አምላክ ይምሓርክ መምህር እድሜን ጥዕናን ይሀብካ
@tngtn3977
@tngtn3977 4 года назад
እግዚኣብሔር አምላኽ ምሕረት ይአዝዘልኪ ሓፍተይ።
@danisolomon3750
@danisolomon3750 4 года назад
ብዘይ ቃል ኣምላኽ ዝዓቢ ውሉድ ከምዛ ነዛ ጽብቅቲ ዝገበራ ይገብር። እዚ ኩሉ ኣብ ህዝቢ ትግራይ ዝረአ ዘሎ ንእግዚኣብሄር ስለ ዘይፈልጥዎ ኢዮም። እግዚኣብሄር ዝፈልጥ ሕማቕ ነገር ኣይገብርን ኢዩ
@hulumbesher1099
@hulumbesher1099 4 года назад
ፅንዓት ህዝብይ ምዕራብ ፅንዓት እታ ናይ ስጋ ሓፍታ ከይ ኣድነቁኹዋ ኣይ ሓልፍን ንሰብ ሰብ እዩ ድማ መድሓኒቱ እቲ ናይ እዝይ ገዛ ፀገም ናይ ኩሉ ሰብ ናይ ሕልና ዘለዎ ሰብ ፀገም እዩ እሞ ኣጆኺ ሓፍተይ ክሳብ ዘለና ብዓቅምና ኣብ ጎንኪ ኢና 👌
@user-fi7nj5ko2l
@user-fi7nj5ko2l 4 года назад
ኢዱ አይስአን እዋይይይ 😭😭😭 ሓፍተይ ማዓርይ አምላክ ምሕረት የውርደልኪ ንመምህረይ ❤ዓስቢ ካብ አምላክ ርክቦ
@zahraakaklikhamdezahraakal2666
@zahraakaklikhamdezahraakal2666 4 года назад
Amin amin 🤲🤲eway goley mhret yewrdela😥
@yordawelde4889
@yordawelde4889 4 года назад
እውይ ጽብቅቲ ጸላኢኪ ይኮርመ ኣታ እንታይ ሰይጣን ዝኮነ ረኸብኪ ሓፍተይ ኣምላኽ ይከኣሎ እዩ ኣጆኪ
@RobiRobi-by7yr
@RobiRobi-by7yr 4 года назад
Welcome መምህር ምሉ ብዓል ሕልና ኤህ ሽኮሪና ሓፍታይ ኣብ ምንታዩ ውዒላ እዞም ከምዚ ገበን ዝፍጽሙ ግቡእ ፍርዲ እንተዘይረኺቦም ክገዱ እዮም።
@jesusisthelightoftheworld5780
@jesusisthelightoftheworld5780 4 года назад
I feel so sorry for her she is so young and beautiful. Please ask if someone can take her out of Ethiopia 🇪🇹 for medication. Please mulu
@asbideralove6812
@asbideralove6812 4 года назад
ኤህ ሓፍተይ ማዓረይ ምሕረት ይኣዝዘልኪ
@hntsahaylay1955
@hntsahaylay1955 4 года назад
ዋይ ዋይ ንስኺ ትመስሊ ጎርዞ😭😭😭😭ኡይይ ኣቱም ሰባት እንተፈረድና ወዮ ኣይትፍረዱ ከይፍረደኩም ድዩ ኢሊና ፈጣሪና እግዚኦ ሂወታ ኣበላሽይዋ የሕፅሮ😭
@nebiatyikealo6132
@nebiatyikealo6132 4 года назад
ከምዚ ነገር ይብዝህ ኣሎ ሓደ ወዲ ኣሎ ኣነ ዝፈልጦ ዝተሃርመ ብፋስ ኣምላክ ይቅረይበልልና ዘስተውዕል ልቢ ይሃበና።
@AwetYosief
@AwetYosief Месяц назад
ብነገር ኩሉ ምሕረተኛ ዝኾነ አምለክ ይፈውስክን ፍቁራት ስድራቤት እቲ አጋጣምን ሐደግኡን አዝዩ ከቢድን ዘሕዝንን እካ ተኮነ አምላክ ግን ኩሉ ይክእል እዩ አጆኺ ክፍውሰክን እዩ ። ሐፍትኪ ክአ ብነገር ኩሉ ተባረክ ጉልበታ ይጽናዕ ። እቶም መምሃራን ውን አብ ዘለዎም ውሕዳት ናይ ዕረፍቲ ግዜ ከምዚ ዓይነት ሰናይ ተበግሶ ወሲድኩም አብ ገዝአ መጺኩም ክትምህርዋን ሞራል ክትህብዋን ትሰርሑ ብምህላውኩም ምጣዕሚ ምስጋና ይግብአኩም እዩ ብነገር ኩሉ ተባረኩ ።
@Biti504
@Biti504 4 года назад
ኦ ኣምላኬ መስተዋዓሊ ልቦና ሃበና ሕማቅ ምዓልቲ ውዒሉ ምሕረት የውርደልኪ ምቅርተይ መ/ር ሙሉ ከይመስገንኩካ ክሓልፍ ኣይደልን መድሃኒኣለም ዕድመን ጥዒናን ይሃብካ ሓላል ፍጥረት💕💖💗
@zeritfissahaye5439
@zeritfissahaye5439 4 года назад
እዋይ ጭካነ ሰብ ድዩ ክንደይ ይጭክን እዩ ኣምላክ ናይ እዱ ይሃቦ ንዓኪ ድማ እግዚኣብሄር ኣምላክ ምሕረት የውርደልኪ ክብርቲ ሓብተይ
@selemonalemshet8397
@selemonalemshet8397 3 года назад
ኣብ ራድዮ ድወት ኣብ ቅድሚት እትስራዕ ንፉዕቲን በሳልን ተሳታፊት እያ። ዕድመን ጥዕናን ይሃባ ፈጣሪ። ናይ ኢዱ ኣይሰኣን ንገባሪ ክፋእ ኸዓ።
@brhaneaynalem9246
@brhaneaynalem9246 3 года назад
ኣጆክን ኣምላክ ምሳክን ይኩን ህዝብና ቡሩክ ኡ ሞ የሕዋት ነተባባዓየን በጃኩም
@saytsayt164
@saytsayt164 4 года назад
ዘይስማዕ እናኾነ እበይ ዛይግበር የልን ድዩ ዝበሃለ ከብዚ መሓረንይ እግዚአብሔር ምሕረት የውርደልኪ ዛሓፍተይ😢😢😢😢😢
@menkemtsnat708
@menkemtsnat708 4 года назад
በጃኩም ጠበቃ ገርካ ይትሓዝ እቲ ሃራማይ ግቡእ መቅጻእቲ ክውሃብ ኣለዎ ፡ ሰብ ዓዲ ውእል ገይሩ ዕርቂ ምግባር ፍትሒ ኣይኮነን ብጣእሚ ዘሕዝን እዩ።
@gideyhaila1646
@gideyhaila1646 4 года назад
ታአሲሩ እኮ 7ዓመት ሕጂ ድማ እንድሕር ታአሲሩ እንድሕር አቅቲሎማ ከ ካቤተሰቡ ተረዲኢካ አጣዒስዋ አሎ እኮ አምላክ ካብ ሰይጣን ማዓልቲ የድሕነና
@tesfakahsay1669
@tesfakahsay1669 3 года назад
@@gideyhaila1646ቀዳምነት ካብ ሕማቅ ነገር ይምሓረና ኣምላኽ እንተዘይ ኮይኑ ሰብ ዓዲ ዊዒል ገርካ ንስካ ብናፃ ክትዘር ይከውን ዶ እዙይ ሕጊ ፈሪሱ ኣሎ ማለት እዩ ሰብ ከምዙይ እናገበረ 7 ዓመት እሱር እንታይ እዩ እዙ ሕጊ ኣይኮነን
@hagostes7804
@hagostes7804 3 года назад
Ezi nebse ktlet eyu ezi zgebrw zelewu sedraki 2 gize bedel eyu bzkaleki meten tebeka gerki nay edu nay edu krekeb alew
@weredeteklezgi9205
@weredeteklezgi9205 4 года назад
ብጣዕሚ እዩ ከብድካ ዝበልዕ ሓዝን እዩ ተሰሚዑኒ ክንድዚ ዝኣክል ጭካነ ሂወትኪ አምላክ እንኳዕ አውፀአኪ
@trhasheshe1555
@trhasheshe1555 4 года назад
ኣምላክ ምሕረት የውረድልኪ ሓፍተይ ማዓረይ መ/ር ሙሉ ኣቦ ፅጉማት ዕድመን ጥዕናን ይሃበለይ ፈጣሪ
@ganighani1302
@ganighani1302 4 года назад
እንኳን ኣምላክ ኣውፀአኪይ ዘሓፍተይ ተስፋኪይ ንቅድምት ኢዩ እግዛቢሐርምሳኺ እዩ
@Bitaniya12
@Bitaniya12 4 года назад
7amet btami wihidwo xbuqat sdra ufff Amlak brkkn yexnayo 🙏🏻
@user-vo3wv7lg3r
@user-vo3wv7lg3r 4 года назад
ኡፍፍፍፍፍ ብጣዕሚ ዩ ዘሕዝን 💔😥😢ናብ ሰብ ዶ ክንድዚ ጭካነ ምሃለወ ሓፍተይ ናተይ ባዕሉ እቲ ልዑል ፈጣሪ ኩሉ ዘይሰአኖ ምሕረቱ የዉርደልኪ 🙏🙏🙏🙏
@selinaestifanos3789
@selinaestifanos3789 4 года назад
Amlak mhireti yewrdelki hebtey natey
@02656
@02656 2 года назад
ኣይ ትግራዋይ ኣሬም ንሓፍትኻ ከመዚ ገይርኻ ብፋስ ይህረም በስምኣብ ሓፍተይ ናተይ ኣጆኪ ክትሓዊ እኪ 😭😭😭😭
@user-ot6fx5kl6v
@user-ot6fx5kl6v 4 года назад
እፍፍፍፍ ክንደይ ጨካን ሰብ እዩ ዘሎ ኣጆኪ የኔ ቆንጆ እመብርሃን መሊኣ ምሕረት ተውርደልኪ ንዑኡ ብእግዚኣብሔር ቅፅዓቱ ክረክብ እዩ ኣጆኩም ኣለና ኣብ ጎኑኩም
@Girmay2023
@Girmay2023 4 года назад
Hgi kmehayesh zelewo abzi eu ayzoki haftey natey tnkareki btaemi Eu dessss zbl e her kmhreki nay kulatna tesfa eu
@user-ww4hz1nf2y
@user-ww4hz1nf2y 4 года назад
ሓፍተይ ማዓረይ አሕሕሕሕሕሕ አታ ከመይ ዓይነት ጭካነ እዩ ዛ ፅሪይቲ ሸገ ዝኮነት ቆልዓ ዶ እዚ ይግባአ ዋይ ክፉእ አምላክ አብ ቀረባ ግዜ ተሓኪማ ዲሒና ንሪኤሉ ይግበረና አሕዋተይ
@user-tf5bd7ms7g
@user-tf5bd7ms7g 4 года назад
ኡፍፍፍ ብጣዕሚ የሕዚን እግዚአብሔር ይማሓረክ ዛሓፍተይ 😢😢😢
@mazafrish5545
@mazafrish5545 4 года назад
ክብርቲ ሓፍትና አዋፀአ አይሳአኖን እግዛአብሄር አምላክ እሞ ተስፋ ከይትቆርፂ አጀኪ ክትሓውይ ኢኪ ናባና ይሕወስኪ ምቅርተይ መሉ ሓወና ናዓካ መግለፂ የብለይን ዕድመን ጥዕናን ያሃብካ
@samisami6408
@samisami6408 Год назад
ንሐፋትና ምሕረት የውርደልኪ ነዛ ተልዕል ዘላ ሐፈትና ካአ ጻምአ የርእያ ፈጣሪ
@etyuustyle5953
@etyuustyle5953 4 года назад
ብጣዕሚ ዘሐዝን እዩ እግዚአብሔር ምሕረት ይውርደልኪ ሓፍተይ አይዘኪ እግዝኦ ማሓረና ክርስቶስ
@selamselam4789
@selamselam4789 4 года назад
አምላክ ይሓልካ መምህረ ሙሉ ዕዲመን ጥዕናንን ይሃብካ
@kibromtekie5598
@kibromtekie5598 4 года назад
Mulu really you are the hero I haven't any word to say some thing about u .GBU
@user-mo1uq2py7j
@user-mo1uq2py7j 6 месяцев назад
E,R mhret yewrdelki haftey 🙏💔🥺 M,R mulu edmen tenan yahabka zahawey tebarek 🙏♥️
@raar8299
@raar8299 4 года назад
ምሕረት የውርደልኪ ሓፍተይ ማዓረይ ንመላዓሊት ምረቃ ወላዲ ኣብ ዝባንኪ ይውዓል ምቅርተይ መምህረይ እውን ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@okubaytsegay2429
@okubaytsegay2429 3 года назад
ኣምላክ ምሕረት የውርደልኪ ኣጆኪ ክትሓውዪ እኪ ብሓይሊ ኣምላክ ንኣምላክ ዝሰኣኖ የብሉን🙏🙏🙏
@user-gp7og4cs7z
@user-gp7og4cs7z 4 года назад
ኣየ ዓለመ ፈተናኺ ክብዝሕ፡ዉይ ብጣዕሚ መሕዘኒ ፡መምህር ሙሉዋ ፈጣሪ ምሳኻ ይኹን፡ንዓኻትኽን ዉን ፈጣሪ ምሕርት ይሃብካትን።
@mombut868
@mombut868 2 года назад
አቤት ሓባ ግን ብጣዕሚ ሓባኛ ቆልዓ እንተ እቲ ዘጋጠመ ግን ካብልበይ እየ ሓዚነ እግዛብሄር ምሕረቱ ይላአከልኪ ሓፍተይ
@user-gt1dl9jp9z
@user-gt1dl9jp9z 4 года назад
ኣጆኪ ሓፍተይ እግዚ ኣብሄር ኣምላክ ምሕረት የዉርደልኪ
@abebaasfeha4675
@abebaasfeha4675 4 года назад
ንመ/ር ሙሉ ሙሉእ ዕድመን ጥዕናን ፈጣሪ ይሃበልና ብጣእሚ እየን ዘሕዝና ንዐአን እዉን እ/ር ይሓግዘን
@hayathayat5402
@hayathayat5402 4 года назад
#ኦ ግይታይ ካብ ሕማቅ ስራሕ@ ሰውረኔ #ኣምላከይ #መ/ር ሙሉ #ብደቅካ ታሓጎስ ኣብ@ ዝረገፅካዮ# ለምለም ይኩን ምስግናይ ወሰን የብለን ኣብ ዝከድካዮ ገነት ይኩን #ወገነይ@@@@@@
@savelalove1268
@savelalove1268 4 года назад
ብጣዕሚ የሐዝን ኣብየት ጭካኔ ኣጀኪ ማዓረይ እግዚአብሔር ይሓግዝኪ ንመምህረይ ብዕድመይ ጥዕናይ ይሓልወልና ልኡል እግዚአብሔር
@abdelletifmuhammed836
@abdelletifmuhammed836 3 года назад
ኤህ ነዚኣ ዝሃረመስ ድቃስ ይድቅስዶ ይኸዉን እዚ ገበን ፈጺሙ ፣ እዋይ ሓፍተይ ምሕረት የዉርደልኪ
@jcfug3355
@jcfug3355 4 года назад
እግዚአብሔር ኣምላክ ምሕረት የውረልኪ ዝያዳይ መምህር ሙሉ እውን ካብ ኣምላክ ርከቦፍረፃማካ
@user-ie5ew3il9i
@user-ie5ew3il9i 4 года назад
ሂወት ሰብ ኣባላሺኻሽ ዕርቂ ቧእእእእእእ
@-eliyahu4916
@-eliyahu4916 4 года назад
ሰብ ኮይኑ ዘይጋገ የለን እቲ ዕርቂ ንዓኣ ዓቢጠቅሚ ኣለዎ ዓስባ ካብ ኣምላኽ እያ ትረክቦ ።
@senaitnaod2643
@senaitnaod2643 4 года назад
ይገርም እዩ እኮ
@user-gw5eh7fs8u
@user-gw5eh7fs8u 3 года назад
@@-eliyahu4916 ya bahaki🙏🙏
@shishaygebrelibanos3340
@shishaygebrelibanos3340 4 года назад
ሙሉ ሐወና አና ብ ዓቅምኩም ትሕግዙ ዘለኩም ኣሕዋትና ፈጣሪ ኩሉ ግዜ ኣብ ሂወትኩም ይከተልኩም። ኣጆኩን ኣሕዋተይ ኩሉ ክሐልፍ ይከውን አዩ። ፈጣሪ ምሕረት የውርደላ ንሐፍትና ድማ።
@zeritfissahaye5439
@zeritfissahaye5439 4 года назад
መምህር ሙሉ ብትገብሮ ዘለካ እግዚኣብሄር ኣምላክ ዓስብካ ይሃብካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@user-hn9vg5qg5n
@user-hn9vg5qg5n 4 года назад
ብጣዕሚ እዩ ከቢድ መሕዘኒ ንኩላትክን እግዚኣብሄር ይሓግዝክን ይምሓርክን
@haregusharegu7474
@haregusharegu7474 4 года назад
አህህህ ክጽብቃን ክጸርያን ክኣ ምስኪን ጛል ትረክቦ ወይይይ ጉድድድ ምሕረት የውርደልኪ
@tsiontesfay3632
@tsiontesfay3632 4 года назад
ዋይ ክምልክዓ ዓኽኽኽኽ...... ዓለም ረሳሕ::እዚ መልክዕ ዶ ምተዓየነ አይይይ.....
@Brhantgraweyti
@Brhantgraweyti 4 года назад
እዋይ በስመአብ: አምላክ ግን ብሓቂ ሓያል እዩ ክሳድካ ብፋስ ተወቒዕኻ ብህይወት ምጽናሕ ይገርም እዩ። መምህር ሙሉዋይ ዋላ 'ቲ ምክርኻ ምስቲ ስራሕካ ክጥዕም ኣያዋይ: ክብርቲ ሓፍተይ ኣጆኺ ምሕረት ካብ እግዚአብሔር ምሉእ ምሕረት ክገብረልኪ እሙን እዩ።
@sebleyohans6707
@sebleyohans6707 4 года назад
ዋይ ጋል ኣንስተይቲ ትረክቦ😭 😭😭😭ቅጭናት ብድክነተን ጽፉፋት ሓቦኛታት ብርክቲ ሓፍቲ ብሓቂ እግዚአብሔር ማዓልቲ ኣለዎ ኣጆክን
@user-kr7dl4rh4k
@user-kr7dl4rh4k 4 года назад
ኣይይ ሓፍተይ ኣጆኪ ኣምላክ ምሕረት ይልኣከልኪ ንመን ኢሉዎ ፈጣሪ ሓዊኪ ተመስግንሉ ዕድል ይሃብኪ
@lloveyou1210
@lloveyou1210 4 года назад
እዊ ሓፍተይ መዓረይ ኡፍፍፍፍፍፍ ናብ መምህር ኣባ ግርማ ከም ከደት ፅቡቅ እዩ ነይሩ ምክንያቱም ብዙሕ ስብ ከምዚ ዓይነት እዩ ዝሓዩው ዘሉ ምስ ኣምላክ ፍቃድ😢🙏
@hjcjxjjj8679
@hjcjxjjj8679 4 года назад
እዉይ ሓፍተይ እግዚያብሄር ምሕረት ይልኣኸልኽ ንዑኡ ድማ ናይኡዱ ኣይስኣን መስቃ ናትክ ያዉርዶሉ እና ኣጆኽ
@mogesberhanu570
@mogesberhanu570 4 года назад
መምህር ብጣዕሚ ደስብሓሊ ከምዚ ኧይነት ዝህዝን ህይወት ዘለዎም ተኻጋጊዝና ዝኸሸ ኸክምና ተዝረኽቡ ይብል 😱
@brhananatey2780
@brhananatey2780 4 года назад
Eway xbqtey xelaki ykorme nay eidu aysean amlak yfredo 🇪🇷
@nebiatyikealo6132
@nebiatyikealo6132 4 года назад
ሃፍተይ መዓረይ ኣምላክ ይብጻሕኪ ኣጅኪ።
@darelewatedros1447
@darelewatedros1447 4 года назад
Ajoki haftey natey Amlak balu mhret yewrdelki haftey ab mulu tanaki tmlesi ygberelki🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@tesfahiwetyohannes2443
@tesfahiwetyohannes2443 4 года назад
Teacher mulue GBU BRO REALLY GOOD WORK♥️
@asterasmelash7317
@asterasmelash7317 4 года назад
አግዚኣብሄር ምሕረት የውርደልኪ ኣብ ንቡርኪ ይምለስኪ መምህር ሙሉ መግለጺ የብልካን አግዚኣብሄር ምሳኻ ይኹን.
@merimeri4733
@merimeri4733 4 года назад
እግዛቢሐር ምሳኪ ይኩን ዝሓፍተይ ዋይ ምዓረይ ብጣዕሚ ዘሕዝን
@sentayohuteka3509
@sentayohuteka3509 3 года назад
ኣምላክ ምሕረት ይውርድልኪ ዝሓፍተይ ጽርይቲ
@abdumahammed3903
@abdumahammed3903 4 года назад
ብጣዕሚ ዝሕዝን ፍጻመ
@brhanetsegay5626
@brhanetsegay5626 4 года назад
ኣጆኪ መምህር ምሉእ ክብረት ይሃብካ ዝሓወይ
Далее
ብጭካነ ዝተጨወየ ህፃን Terkibu
25:57