Тёмный

" ብሓይሊ ክኣቱ እንተደልዩ፡ ጥይት ገርኩም ህረሙዎ" ብርሃነ ገብረትንሳኤ  

FaNus NetWork
Подписаться 110 тыс.
Просмотров 15 тыс.
50% 1

Remembering Eritrean journalists, and ministers jailed by PFDJ

Опубликовано:

 

23 окт 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 77   
@tareketesfamicael4793
@tareketesfamicael4793 Год назад
ዩኤል በዚ እትገብሮ ዘለኻ ቃልሲ ብሓቂ የመስግነካ:: አቶ ብርሃነ ዝብሎን ዝገልጾን ኩሉ ሓንቲ ክርዳድ ቃል የብሉን ብሓቂ ከአ ፍትሓዊ ሓው እዩ:: ብወገነይ ካብ ኩሉ ድቃስ ዝኸልአኒ እዞም ክሳብ ሕጂ አብ ጸልማት ዝነብሩ ዘለው አሕዋት እዩ:: ካባና እካ ክንደየና ፍትሒ ከይረኽቡ :: አምላኽ ግን ሓደ መዓልቲ ክፈትሖ እዩ::
@Mahlet162
@Mahlet162 Год назад
ክቡር ኣቶ ብርሃነ ገብረትንሳአ አግዚኣቢህር ዕድነን ጥዕናን ይሃብካ ብመጀመርታ ንዓኻ። ነዞም ጀጋኑን ብሩኻትን ኣሕዋትናን ሰናይ ገበርካ ክቡሮምን ጅግንነቶም ከምዚ ገርካ ምትራኽካ የቕንየልና። ክብሪ ይሃብካ❤❤❤❤
@abrahamkidane9170
@abrahamkidane9170 Год назад
ወትሩ ሩጡቡን ርትዓውን ስለትዛረብ ኣባኻ ዘለኒ ኣኽብሮትን ኣድንቖትን ከም ወትሩ ይገልጽ። ዝኸበርካ ብርሃነ ማንጁስ ካብዛ ዘለኻያ መትከል ፈልከት ከምይትብል እምነተይ ኢዩ ሞ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ።
@solomontesfamariam6266
@solomontesfamariam6266 Год назад
ብሓቂ ርጡብ ዘረባ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ክቡር ኣያና።
@amanueltesfamichael2708
@amanueltesfamichael2708 Год назад
ክብር ኣቶ ብርሃነ ገብረትንሳኤ እግዚኣብሄር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ነቲ ሓቂ ምንጋርካ ፡ ኣንቱም ሙሁራት በሃልቲ ከም ብዓል ዶ/ር ተስፍ ንወላዲቶም ምስ ሓደ ሽፍታ ቀታሊ ሰብ ዘፍቅሩ በጃኹም የዕሩፍ ።
@oneofakind3231
@oneofakind3231 Год назад
ፈጣሪ የምርኦም ይክፈተሎም ካብዚ ንላዕሊ ዘረባ የለን ኣይና ኣምላክ ንዓኻን ስድሪኻን ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@azebogubamichael7082
@azebogubamichael7082 Год назад
ዩኤል ብጣዕሚ ጽቡቕ መደብ ነዚ ጅግና ብጻይ ዘምጻእካልና ነመስግን። እዚ ዚ ጅግና ማህደር ንባዕሉ ሲ ምስቲ ዕድሚኡ ሲ ዘይርስዕ ኣድኒቐዮ ።"መን ይንገር ዝነበረ መን ከ የርድእ ዝቐበረ"ፈቃር ልብኻ ዝሰብር እኮ ኢዩ እዚ ዝዛረቦ ዘሎ እኮ ኣዚዩ ዘሕዝን ዘብኪ ኢዩ። ኢሳያስ ብጀካ እቲ ዝገዝኣና ሲ ኣብ ነንሕድሕድና ደም ገዲፍልና ኢዩ ዝኸይድ ዘሎ።👍👍👏👏
@ኢዚውንኪሓልፍኢዩኢዚውንኪ
ከምዚኦም ኣያታት ባባ ብርሃነ ብጣዕሚ ዘድንቀካ ኣምላኽ ይባርካ ኩሉ ጊዜ ኢናመጻላ ንገረና ናይዞም ቀተልቲ ይግደፋውያን በላዕቲ ስጋ ሰብ ዮኤል ከምዚኦም ጥራይ ኣምጻአልና ከምቶም ዶኽቶራት ኢና ዝብሉ ወረጃ ማዕዶ ዝኾኑ ሰባት ኣይተምጽእ በጃኻ ዮኤል ሓወይ ፕልስ ተባረኹ ሚኒስቲሪ ፍትሒ ኣይኮነትን ፎዝያ ሃሽም ፍትሒ ዘይትፈልጥ ሰይጣን ባራያ ዐዲ ሀሎ ኢያ ናይ ኢዶም ይሃቦም ኣምላኽ
@emahazionhaile4526
@emahazionhaile4526 Год назад
ነመስግነካ ብርሃን ማንጁስ ብዓቢኡ ከኣ ዩኤል የቐንየልና🙏🙏✌️✌️👍👍👍👍👍
@Massawa2002
@Massawa2002 Год назад
ኣቶ ብርሃነ ገብረትንሳኤ ስጋዕ ሎሚ ዕለት ምስ ሕዝብኻ ሕዝቢ ኤርትራ ጠጠው ስለ ዝበልካ ናይ ዘልዓለም ክብርን ምስጋናን ናዓኻን ንቤተስብካን ይኹን : ኤርትራ ንኤርትራውያን !!
@loveghe
@loveghe Год назад
Thank you Fanus network for bring again Ato Brhane. Hopefully, you will invite him more to tell us all PFDJ crimes against our people and our heros. Good job yuel and keep it up.
@ቀንዴልሓርነት
@ቀንዴልሓርነት Год назад
ኣዝዪ ደስ ዘብል ኣገላልጻ ክቡር ኣቦና ብርሃነ
@bigstartransportationllc1394
ዩኤል ሕጂ ግርም ክምዚ ዝበለ brilliant ሰብ ኣምጸልና thanks
@mgeremariam9981
@mgeremariam9981 Год назад
Thanks for the important messages to your people. You have a good maner may good bless you our teacher
@abdulrehmansaad2922
@abdulrehmansaad2922 Год назад
Justice for all democracy for all equality only that will Ower country best
@solomonteshagerethiopian6483
We can never stop until we get justice never thanks father 💙💙💙
@solomonteshagerethiopian6483
Yess Beteweded is our life idol forever 💙💙💙
@eyasuasfaha7665
@eyasuasfaha7665 Год назад
" ካብ ሕራይ ናይ መስፍን ሓጎስ፡ እንቢ ናይ ቢትወደድ ትበልጽ።"
@alexanderbirhane4611
@alexanderbirhane4611 Год назад
እዚ ሓርበኛ ሰባኣይ ከመይ ዝበልዎ ብሱልን ምኩርን ሰብ እዩ በጃኹም!! ኩሉ ግዜ ንሓቅን ፍትሕን ደው ስለ ትብል ልባዊ ምስጋናይ !!!!!!!
@edrismussa3688
@edrismussa3688 Год назад
Thank you Berhane Gebretensa We’ll explained.
@SamSam-de6rj
@SamSam-de6rj Год назад
Thanks Yoel for this ! The Truth shall prevail at all times !
@arsemabiniam8900
@arsemabiniam8900 Год назад
Ato Brhane intelligent man, Long life for you
@jemalmohmmad5543
@jemalmohmmad5543 Год назад
አቶም ተምፀኣም ሰባት ወርቅ ሀሳብ ዘለወም ይኤል ቀፅል ክወግሕ እዮ ዘይወግሕ የለን ክወግሕ እዮ ክንሕጎስ ኢና ።
@1115asmara
@1115asmara Год назад
Isaias is one sick individual. Great message Ato Berhane. Thanks. Good job Yoel. Thanks.
@sitget9517
@sitget9517 Год назад
Thank you Berhane Ghebretinsae and Yoel
@hagoskidane-f8n
@hagoskidane-f8n Год назад
ኣጆና ዓወት ቀሪባ ያ ብርጌድ ንሓመዱ
@bejahizbi2763
@bejahizbi2763 Год назад
ኤርትራውነት መተካእታ ዘይብሉ መንነትን ዘግነትን ኢዩ። እዚ ሓቂዚ ኸአ ብመስዋእቲ አሽሓት ደቂ ከበሳን መታሕትን ኤርትራውያን ዝተረጋገጸ ዩ። ትግራውነት ፣ትውልዲ ትግራውነት እናበልና አብ ህዝብና ሕንፍሽፍሽ አይነእቱ። ታሪኽ ተቐያያርን ብሓዲሽ ተተካእን ዪ። አብ ነበረያ ነበረ አይንንበር። ታሪኽ አብ ዩኒቨርሲቲ ክንምሃሮ ኢና። አብኡዩ ቦትኡ። ሕጂ ግን ብዛዕባ ሽፍታ ዓዲ ሃሎ ነድህብ።
@Shaebiya.tsereharestay
@Shaebiya.tsereharestay Год назад
ክላ ስቅ በል ህድእ እልካ ሕሰብ ብስኽራን ከይትጠፍእ
@bejahizbi2763
@bejahizbi2763 Год назад
@@Shaebiya.tsereharestay ዋይ ዞም ህግደፋውያን ፈጢርሎም ፣ ካብ ምህሮን አእምሮን ሕልናን ነጻዮም።
@Shaebiya.tsereharestay
@Shaebiya.tsereharestay Год назад
@@bejahizbi2763 ህግደፋውያን ብናይ ውልቆም ዝሓስቡ መዝመዝቲ እዮም እንበር ድንቁሩና ዝበሃል የብሎምን፡ደንቆሮ ዝበሃል የቅሙን ጉድኣቱን ዘይፈልጥ ደርጊ ኣጥፈኣካ ክትብሎ ከለካ ከም በጊዕ ዕጉግ ዝብል ወያነ ወረካ ተባህሉ ኣብ ሓዊ ዝጥጠቅ ብዛዕባ ጠቅሙ ደቁ ዘይሓስብ ደንቆሮ እዩ፡ወተሃደር ኣድጊ ኣብ በረካ የንገርጊር ደቁ ከኣ ኣብ ገዛ ብጥምየት የንገሪግሩ እዚ እዩ ድንቁሩና ንምንታይ ዕላማ የገልግል ዘይፈልጥ፡ኣብዚ ይእከለና ብዛዕባ ድንቁሩና
@abdulrehmansaad2922
@abdulrehmansaad2922 Год назад
Thanks Mr Berhan
@emahatsionyohannes2272
@emahatsionyohannes2272 Год назад
Nay bi haqi buluts Eritreawi kemaka eyw tideli Eritrea jigna bal buluts hilin ab idmeka awetin tinan mis sdra betka i mneyelka kibur haw Amen Gud, Amen God, Amen ya elwhim, امين يارب
@GjfGug-jv9hz
@GjfGug-jv9hz Год назад
اهلا دكتور تاريخ ابطال افريقيا لازم يحكى النصر للمظلومين
@emahatsionyohannes2272
@emahatsionyohannes2272 Год назад
يا اخي العزيز ولاكن قبل ما يكونو افرقين هما أبطال ارتريا كان منالمفرود ابطال ارتريا
@abdulrehmansaad2922
@abdulrehmansaad2922 Год назад
Eritrea for Eritrean
@nasinetb1462
@nasinetb1462 Год назад
Thanks Mr Berhane 💙💙💙💙🙏🏾🙏🏾🙏🏾🙏🏾💙💙💙💙
@idrisadam4097
@idrisadam4097 Год назад
Yoel kubur haw just my opinion Journalist Berhane Gebretensae elka zay-tekrebo. Zay-wogeh leytin zay-sar amatsen ylon nay geza guday eue. Peace
@ቀንዴልሓርነት
@ቀንዴልሓርነት Год назад
Thank you guys
@gergishgergish1130
@gergishgergish1130 Год назад
ብርሂን ሓውና ኣቦ ሕልና።
@michaeltecleab8587
@michaeltecleab8587 Год назад
Thanks Mr Berhane
@teklitgebreweld8821
@teklitgebreweld8821 Год назад
ታሪክ ናይዞም ጀጋኑ ኣይትበል እዞም ደለይቲ ፍትሒ ትብል ሽም ሒዞም ዘለው ብርጌድ ንሓመዱ ኣንጻር ጀጋኑን ስወኣት መንነትን ባንዲራን ዝቀዱን ዘቃጹሉን ከሙኡውን ኣንጻር ኤርትራዊየ ዝበለ ሰብን ኢዮም ስለዚ ከም ዓቢ ሰብ ኤርትራዊ ክሰምዖ ዝክእል ጥራይ ተዛረብ ኣብ ስምዒት ከይኣተካ ኣይትፍኮስ
@solomonteshagerethiopian6483
Wedi husur barya wuxa Lokumax
@abrnyiosasfha7698
@abrnyiosasfha7698 Год назад
Mehayem kedami wedi medhen berad kkkk
@hagostesfamichael9737
@hagostesfamichael9737 Год назад
Suk bel duhul aynay badera eyu badera tblu zeleka eti nayti ketali isayas badera dyu welas entay nay eritrea ke ayneyti eya dehar kea fete tsile nska thasbo kigbr zikel yelen
@RegimeChangeEritrea
@RegimeChangeEritrea Год назад
ከምዚኦም ኣብሕካ ኣምጽኣልና ዩኤላ፥ ሓዲግ መዲግ ከም ብዓል ዶር ሀብተማርያም ኣየድልዩናን እዮም
@hagos4601
@hagos4601 Год назад
Thank you!
@ኢዚውንኪሓልፍኢዩኢዚውንኪ
ሓቂ ባባ ብርሃነ ጽሉላት ኪኾኑ ኣለዎም ሎሚ ጽቡቅ ኣላ ኤርትራ ዝብሉ ማጨሎት ኪሕጸቡ ኣለዎም ኢዞም ባራዩ ምሕረት ተገርሎም ኣምላኽ ደንቆሮ ንደንቆሮ
@abdulrehmansaad2922
@abdulrehmansaad2922 Год назад
Thanks fanus
@wolderufael
@wolderufael Год назад
የቐንየልና ኣቶ ብርሃነ ንእትገብሮ ዘለኻ ኣብርክቶ። ነቶም ብውልቀ መላኺ ተፈሪዶም ምውታትን ዳርጋ ምውታትን ኮይኖም ንዘለው ንፍትሒ ተእውየሎም ምህላውካ ግቡእ ናይ ዝኾነ ውዴ ዜግኦም እኳ እንተኾነ ዘእውይሎም ግን ውሑድ ስለዝኾኑ ምስጋና ይግባኣካ። ፋኑስ ኔትዎርክ'ውን ኣብ ክንዲ ኣብ ኣካታዒ (controversial) ዝኾኑ ኣጋይሽ ምምጻእ ከምዚ ተመሳሳሊ መደባት ክትቅጽሎ ንላቦ። ብዛዕባ እዞም ዝተዘርበሎም እሱራት ብዙሕ ተማሂረ፣ ደጊመ የመስግን።
@amanueltesfamichael2708
@amanueltesfamichael2708 Год назад
ከም ብዓል ዶ/ር ተስፍ ኣምሰሉታት መልመጽቲ ትፍኦም ካብዚ ኣቦናንን ሓውናንን ክመሃሩ ኣለወም ።
@Wedibahta3880
@Wedibahta3880 Год назад
💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💎💎💎💎
@kessetewelday697
@kessetewelday697 Год назад
Yoel please bring him again
@kalMHe
@kalMHe Год назад
Beka abza hager b selam zbehal ayserihin eyu. Kemzi aynet bedel zfetseme, emo kea teleminu zeskete, b hayli tray eyu zkewin ente tekaelu
@davidharcot220
@davidharcot220 Год назад
ብ 10 ኢድ ግዜ ደርጊ ይበልጽ thankyou መንግስቱ ሃይለ ማርያም ካብ ሓቀኛ ኤሪትራዊ ለጓድ መንጌ ብኻ ንስኻ ነጊስካ
@henoknguse6984
@henoknguse6984 Год назад
ክንደይ እልካ ክዝርዘር ጉጅለ ኢሳያስ ዘጥፈአቶም ጀጋኑን ምሁራትን ኤርትራውያን አቦታትና😂😂😂😂😂😂😂
@tecleghebreslasie7782
@tecleghebreslasie7782 Год назад
Bwhlnet Aleytn Qelestn koynom eyom msnet amtzioma
@TsehayneshGhilay
@TsehayneshGhilay Год назад
👍👍👍❤❤❤
@godislove7176
@godislove7176 Год назад
True
@ጽዮንኣደይ-ቈ1አ
@ጽዮንኣደይ-ቈ1አ Год назад
😮
@peacfuleri8147
@peacfuleri8147 Год назад
ኣቶ ብርሃነ እቲ እተልዕሎ ዘለኻ ነጥቢ ኩሉ ሓቒ እዩ። ምሉእ ብምሉእ ከኣ ዝሰማምዓሉ እየ። እንተኾነ፡ ሓደ ክንፈልጦ ዘለና ሓቒ ኣሎ። ንሱ ኸኣ፡ እሞ እዚ ናይ ኢሰያስ ኣካይዳ ኣይማእምኣናን ዘሎ ኢሉ ሃገር ገዲፉ ዝወጽእ ዘሎ ይኹን ኣብ ዉሽጢ ዓዲ ዘሎ ኤርትራዊ እንታይ ኢና ቀሪብናሉ? ትግራይ ትግርኚ? ትግራይ ትዕወት? ሃገረ ትግራይ ዝብል ክፋል ኤርትራ ገቢቱ "ዓባይ ትግራይ" ክምስርት? እንታይ ኣማራጺ እዩ ዘለዎ፡ ኩሉ ዝተላዕለ ተቓውሞን እምቢታን ብኻልእ ኣጀንዳ ክስረቕ እናረኣየ እንታይ እዩ ክገብር? ክሳብ መዓስ ኢና እቲ ናትና ቓልሲ ምስ ካልእ እናሓዋወስና ዕድመ ኢሰያስ ከነናዉሕ? እዚ እዩ እቲ ዓቢ ግድል ኮይኑዎ ዘሎ እቲ ፍትሒ ተሓሪምዎ ዘሎ ኤርትራዊ! ክሳብ ጉዳያትና ካብ ናይ ትግራይ ኣጀንዳን እከይ ጽልዋን ዘየናገፍና ከኣ ህዝባዊ ደገፍ ረኺብና ነቲ እንደልዮ ዘለና ፍትሒ ክንረክብ ክንጽገም ኢና!
@berhaneh7587
@berhaneh7587 Год назад
Peaceful ምሳኻ እሰማማዕ። ጸገምና ቀዳምነትና ኣነጺርና ብኸመይ ከምእንዕወት ኣብ ክንዲ ንጽዕት ናብ ጓል መንገዲ ንህውትት ኣለና። እዚ ድማ ሓያል መሪሕነት ስለዘይብልና ኢዩ። ውራይና ጎሲና: ልዕሊ ትግራዎት ንህዝቢ ትግራይ ክንጣበቀሉን ክንፍትን እንከለና ምስሉይነትን ብላዕ ከይበሉኻ ጽብሑለይ ኢዩ።
@selamtekeste3793
@selamtekeste3793 Год назад
Mesakin ab bottom atka kthsbo yhmemeka😢
@tesfutekle8928
@tesfutekle8928 Год назад
Eseyasn mesfun hagos seabtun hager xelelo kdinoma ab zahl ktetfuwom nerkum
@tigrinya_nationalgeographi5708
😂😂😂😂ጅግነትካ ኣይሕሽ !
@berhaneh7587
@berhaneh7587 Год назад
ጽቡቕ ኣይወጾ ካብ ጸርፊ ብሓሳብ መጉት።
@biniamtesfazion5440
@biniamtesfazion5440 Год назад
Fanus hero
@EriMoralMedia
@EriMoralMedia Год назад
እዞም ሰብኣይ ምስ'ዚ ኩሉ ፍልጠቶምስ ከመይ ኢሎም እዮም ንኢሰያስ ፕረዚደንት ዝብልዎ? ናትና ነገር ዕሩይን ዘይዕሩይን ኣብ ሓደ ሰብ😂
@emahatsionyohannes2272
@emahatsionyohannes2272 Год назад
Nay bi haqi tsibuq agelalitsa ni 80 amt bizeygiba kinrahahaq tsenihna ilu isayas tenbenay neti Nay 30. Ninatsinet zitegebre kem zeygiba gelitsiyw mikniyatu iten 30 ab wishti 80 amet sile zinebera
@ephraimtik920
@ephraimtik920 Год назад
ተረዋኢ አረጊትkkkkkkkkkkk ሃገር አህሊፍኮ ን ተጋሩ ክትህብ ከዳእ ጹቡቅ ገበሮምkkkkkk
@desulibanet
@desulibanet Год назад
Kid gesrex hamharay dqala adgi
@natsnet6065
@natsnet6065 Год назад
Ajekum knewet ena
@anbesmebrahtom5560
@anbesmebrahtom5560 Год назад
ቢቶው እኮ !!!
Далее
That was too fast! 😲
01:00
Просмотров 3,4 млн
That was too fast! 😲
01:00
Просмотров 3,4 млн