Тёмный

ብመከራ ህዝቢ ትግራይ ዝተሸረፈን ዝሽረፍን ካብ ትማሊ እስካብ ሎሚ ዝቐፀለ ሕማም ኔትወርክታት ህወሓት: ዘተ ምስ ኣቦ ወንበር ቑፅፅር ኮሚሽን ህወሓት 

UMD Media
Подписаться 34 тыс.
Просмотров 9 тыс.
50% 1

#tigrayconflict
#tigraycrisis #tigraywar #tigraygenocide #ethiopianpolitics #tigrayregion #tigrayrebels #tigraypeace #tigrayhumanitarian #ethiopia #tplf #abiyahmed #debretsiongebremichael #pp #tigraydefenseforces #getachewreda #prosperityparty

Развлечения

Опубликовано:

 

11 июн 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 39   
@janetjohannes3392
@janetjohannes3392 Месяц назад
UMD media, your guest- important discussion. Thank you. UMD media doing great job for working tirelessly for our people to get good understanding of the situation in Tigray.
@Bahgi_
@Bahgi_ Месяц назад
Tegalai Teklebrhan Araya seems a very Genuine man. Thank you both.
@melgebrek4431
@melgebrek4431 Месяц назад
Thanks Professor.
@janetjohannes3392
@janetjohannes3392 Месяц назад
UMD media great job- giving clear pictures of the structures in Tigray with maps. Great presentation
@danielsson1994
@danielsson1994 Месяц назад
❤❤❤❤❤
@destaalem7502
@destaalem7502 Месяц назад
Good discussion, it reveals how the leaders in tigray thinks and their caliber
@user-ou2rd8oz1t
@user-ou2rd8oz1t Месяц назад
ተኽለብርሃን ዝበሃል ሰብ ነቲ ሓቂ ኩሉ ግዘ ይሃድማ። ንባዕሉ ክሸፋፍኖ ዝደሊ ነገር ዘሎ ይመስል። Pro Gech Great Job Keep It Up. ሀዚ ትግራይ ዘድልያ መሰረታዊ ናይ ስርዓት ለውጢ እዩ።
@LemlemKahsay-ki7sd
@LemlemKahsay-ki7sd Месяц назад
👍👍👍
@mickeyraya2422
@mickeyraya2422 Месяц назад
ተኽለብርሃን ንባዕሉ ናይቲ ሕመቕ ኣካል ስለዝኾነ ዝእመንን ዝጭበጥን ነገር ዳርጋ የብሉን:: ተመሳሳሊ ቃላት እዩ ዝጥቀም:: "ብርሃነ ፅጋብ ካብቲ ፀገም ናፃ ኣይነበረን" ዝብል ሞገት ናይ ህወሓት መውቅዒት በትሪ እዩ ዝጥቀም ዘሎ:: ብርሃነ ፀገም ተዝነብሮ እዚ እዚ ኢሉ ምነቐፎ:: ንባዕሉ ዘይተቐየረ ውድብ ክቕይር ኣይኽእልን:: ብ1993 ካብቶም ንንስየ ንምውቃዕ መሳርሒዝነበሩ ሓደ እዚወዲዚእዩ ነይሩ:: ናይ መለስ በትሪ:: ብሱሩ እውን ብስለትይጎሎ እዩ:: ናይኒመለስ መሳርሒ እዩ ነይሩ:: በዚ በለ በዚ እቲ ውድብ ካብ ዝብስብስ ፀኒሑ እዩ:: ብፍላይ ድሕሪ 1993 ናይ መለሰ መሳርሒእምበር ብባዕሉ ዝትንፍስ ኣይነብረን:: ናሃቱ መሳርሒ ድማ እቲ ቁፅፅር ክሚቴ እዩ:: ሕዚ ሕዚ ለውጢ ዝልቡ ሕቶታት ህዝቢ ስለዝመፁ እኒ ተኽለብርሃን እውን ስኒ ከውፅኡ ፈቲኖም:: ብርሃነ ፅጋብ ኣካልእቲ ፀገም ይንበር ኣይንበር ናይቲ ውድብ ብልሽትን ዝዕገትን ሕማም ግን ንህዝቢ ክስጣሕ ዝገበረ ተባዕ ፅሓፋይ እዩ:: እንተ እቲ So called ቁፅፅር ኮሚቴ ሓሻክር እዮም ትሓርዮም:: እቶም ዝሙግቱ ዝነበሩ ኣብ 1993 ክባረሩ ተገይሮም እዮም:: ናይ ሓሳብ ኣፈላላይ ከም ጉጅለ ክቑፀር ኣይግባእን:: ግን እዚኦም ብሓደ ምፍሳስ ስለዝለመዱ ተፈለየ ሓሳብ እንትመፅእ ጉጅላዊነት እናበሉ እዮም ዝወቕዑዎ:: ብሓቂ ግን ብናይ ሓሳብ ኣፈላላይ ክኽፈል ግድን እዩ:: ድሕሪኡ ዘሸነፈ ይረትዕ:: እቲ ቀንዲ ፀገም ናይ ሓሳብድርቀት እዩ:: እቲ ዘሎ ማእኸላይ ኮሚቴ ፖሊት ቢሮን ህወሓትን ኣብ ታሪኽ ህወሓት እቲ ዝደኽመን ዝለመሰን እዩ:: ከም ውፅኢቱ ድማ ሓደ ሚልየን ትግረዋይ ትጨፍጪፉ ፍርቂ ግዝኣት ትግራይ ንወረርቲ ትሃጊሩ ይርከብ::
@user-kh1re4vm8y
@user-kh1re4vm8y Месяц назад
ትክክል
@abrahamhagos8529
@abrahamhagos8529 Месяц назад
Thanks very much gechu
@ftsumbrhanberha3803
@ftsumbrhanberha3803 Месяц назад
👍👍❤
@user-ou2rd8oz1t
@user-ou2rd8oz1t Месяц назад
ጉባኤ ዘምፅኦ ለውጢ የለኒ። መን ድዩ ዝእከብ ቲ ዝበዝሕ ደም ህዝቢ ምምጣጥ ዝለመደ ካድረ እዩ።
@voiceforthevoicelesspeople8667
@voiceforthevoicelesspeople8667 Месяц назад
Is because I’m from Tigray Its doesn’t mean that I don’t have know the real problem of the root cause
@minneapaul804
@minneapaul804 Месяц назад
መልሲ ምምላስ ክኸብዶ ከሎ “ድምፂ አይስማዓኒን ዘሎ “ ኔትዎር ፍሪዝ ጌሩሎ hahaha
@naninani-wx5eo
@naninani-wx5eo Месяц назад
አተሰረቀ አይቃፃፅሩ ሰረሕሞነ ገን አተይ አዮ አዘምነበለሰ ኸቋፀፁሩ አየኸል
@voiceforthevoicelesspeople8667
@voiceforthevoicelesspeople8667 Месяц назад
Gech I have a big respect for you but u need to ask him boldly what tplf has done it shame.
@minneapaul804
@minneapaul804 Месяц назад
Network Network ! ታይ ዓይነት ሕማም ርእሲ ነገርዩ ህዝበይ it is about ethics & loyally ዘኸሰረ ትውልዲ
@voiceforthevoicelesspeople8667
@voiceforthevoicelesspeople8667 Месяц назад
The real problem of the country didn’t start from Pp Abiy Ahmed this was started from day one when tplf took control of the power 🛑 blaming Abiy Ahmed
@MebrahtenMebre
@MebrahtenMebre Месяц назад
ባዕሉ ሰሪቀ እየ ሸይጠ እየ ዝብል መራሒ ከመይ ገይርኩም ኢኺይ ንደግፎ ትብሉ ብጣዕሚ ተሕዝኑ
@voiceforthevoicelesspeople8667
@voiceforthevoicelesspeople8667 Месяц назад
Group adwa must leave
@gebrudesta
@gebrudesta Месяц назад
ተክለብርሃን ኣብ ሚድያ ወፂኡ ፀገም ህወሓት ግርም ገይሩ ይትንትን የውሪ ግን ኣብ ተግባር ግን ጥብ ትብል ፍረ ከምፅእ ኣይረአን። ፀገም ህወሓት ህዝቢ ትግራይ ካብ ማንም ንላዕሊ ይፈልጥ እዩ ጠብ ዝብል ፍረ ዘርክበሉ ኣካል እዩ ሲኢኑ እኒሆ ሕልሚ ህዝቢ ትግራይ በሊዖም ዝነብሩ ከዳዓት ሰልጣን ሒዞም ሓሰረ መከራ ኣትዩ ይርከብ ህዝቢ ትግራይ።
@abebakebede1270
@abebakebede1270 Месяц назад
ንህዝቢ ትግራይ አብይ ፀገም ትፈጥርሉ ዘለኸኹም አብ ምድያ ትነጥፉ ዘለኹም ግዜን ኩኔታን ዘይተመዛዝኑ ብጀካ ህውሃት እንዳበልኩም ተራ ሓሜትን ወረን ካልእ ስም ነገር ዘይብልኩም ናይ ፀላእቲ አጀንዳ ተማእብሉ ናይ ፓለቲካ ፍልጠት ከይኮነስ ቂምኩምን ናይ ግለሰባት ፅላአትን ገዲድኩም ኢኹም ንህውሃት ትተሓዝዎ ዘለኹም አገብ ።
@tesfayberhe9966
@tesfayberhe9966 Месяц назад
ናይ ማ/ቅድሳን ptofsser ከመይ ትኸዉን?????!?????????????????????????????
@leteberhanabraha6932
@leteberhanabraha6932 Месяц назад
ሓቂ እንተሓሊውዎም እታ ውድብ ክትማሓየሽ ዝደልዩ እንተኮይኖም ብፂሒቶም እንታይ እዩ እንታይ ከ ስሪሖም ካብባእልኻ ምጅማር ኢሎም እሞ ንሶም ዝስርሕዎ ውድብ ንክትማሓየሽ ምጉጅጃል ንክጠፍእ ኔትወርክ ንከይስፍሕ እንታይ ገይሮም ባእሎም ከ እስቲ ይንገሩና አብሚድያ እናወጽ ኩሎም ይዛረቡ ንካልእ ይውንጅሉ እቱ ካልእ እውን ከምኡ ንመን ንእመን ሽገረና እኮ ኣዶ ትግራይ ፍትሒ ስኢና ዝጣበቀላ መራሒሲኢና ብሓፈሻ ሕዝቢ ትግራይ አብ ሕሱም ናብራ ይነብር ኣሎ እቶም መራሕቲ ኢና ባሓልቲ ግና ከምልቦም ይፃወትሉ እግዚኦ እዩ እምበይ
@abitiheda1820
@abitiheda1820 Месяц назад
ሒዝኻዮ ልመፃኻ ሪፖርት ክትቕይር ተገዲዶምኻ ስልጣንኻ ለይትለቅቕ :
@MulugetaGebre-uc5mf
@MulugetaGebre-uc5mf Месяц назад
በቃ ሓይልኹም አብትግራይ ጥራሕ ድዩ? ? ስለምንታይ እቲ ዝበፅሕ ዘሎ ግፍዕን መከራን ንዓለም ዘይተጋውሑ!
@user-iz5ws3tz3t
@user-iz5ws3tz3t Месяц назад
ብሙሁራን ዓይኒ ህዋሓት ማለት ውላድ ህዝቢ ትግራይ እያ ግን ሕጂ ዘለው መራሕቲ ህዋሓት እና ጀነራላት ትግራይ ግን ለያቡ ፣ ብኸባቢ ዝሓስቡ ፣ብኔትወርክ ፣ ብዓልየት ዝሓስቡ እንበር ስለ ህዝቢ ትግራይን ምዕብልቲ ትግራይ ክሪኡ ዘይደልዩ እዬም
@voiceforthevoicelesspeople8667
@voiceforthevoicelesspeople8667 Месяц назад
I don’t like this he is one of the top cadre of the network
@Yemane-ux1kz
@Yemane-ux1kz Месяц назад
ከምንተይ እምነት ንባእልኻ ኣይተ ተኸለብርሃንውን ኣካል እቲ ዝፈሸለ ድሑር ፓለቲካዊ ህውሓት ኢኻ እትዝገርም እቶም ዝተፈፀሙ ገበናት ናብ ሰባት ንኸይወርዱ ተሕትትነት ንኸይሕሉ ናይ ውልቀ ሰባት ኣይንውረድ ትብል ኣለኻ ንብመን ደኣ ከውረድ ? እቲ ብመራሕቲ ህውሓት ንባእልኻውን ሓዊሱ ዝፈፀምክሞ ገበናት ብግምገማ ዘይኮነስ ብምርመራ independent investigation ተኽይዱ ኩልኹም ናብ ሕጊ ኸተቀርቡ ይግባእ። ብገምግም ኣጭብርብርኩም እትሓልፍዎ መደረኸ ኣይኮነን ንምኹኑ ቁፅፅር ካሚሽን ተባሒልካ እንታይ ደኣ ትቆፃፀር ነይርካ? እንተዘይ ክኢልካ ካብስራሕ ምልቃቕ እዩ ብተወሳኺ ካብሓቂ ንምርሓቅ ናይ ሓሶት ሰሓቅ ተስሕቅ በለፅ እዩ
@amehare-or1yl
@amehare-or1yl Месяц назад
ናይ ኣይተ ተኸለ ብርሃን ትንታነ ብጣእሚ ግጉይን ምጭብርባር ዝተመልኦ ኾይኑ ረኺበዮ ንውልቀ ሰባት ኣይሕተት ይብለና ኣሎ ንመን ደኣክንሓትት? ነቲ ናይ ህውሓት ቤትፅሕፈት ዲና ክንሓትት? እቲ ስርኣት እኮ ናይ ውልቀ ሰባት እኸብካብ እዩ ነቲ ገበነኛውድብ ተሸኪምክሞ ዘለኹም ውልቀ ሰባትዶ ኣይኮንኩምን? ናብ ውልቀ ሰባት ኣይንእቶ ማለት ካብ ተሓታትነት ንምምላጥ እዩ ኣመራርሓ ህውሓት ናብ ሕጊ ኽትቀርቡ ኣለኩም ድሕሪ ሕዚ ህውሓት ንሕዝቢ ትግራይ መከራን እዳን እምበር ፀጋን እድልን ኣይኮነን ሕዝቢ ትግራይ ተሓባቢረ ንመራሕቲ ህውሓት ኸፀረርጎም እዩ ዘለዎ
@AlulaGebremichael
@AlulaGebremichael Месяц назад
ልሚድያ ለይትኾን ሰብ ኢኻ ምንም ፅዋኻ ኣይስሕብይ
@abebakebede1270
@abebakebede1270 Месяц назад
አቱ ብህውሃት ሌትን ቀትርን ታሙ ሰባት ህውሃት ክተግርሱ ትፅእሩ ንትግራይ ክተፍርሱ ኢኹም ላህ ትብሉ ንፀላእቲ መሳርያ አገልገልቲ ምኻንኩም ከ ትፈልጡ ዶ?ኝኝኝ ፓለቲኻኹም ቅጥኢ የሓልዎ
@abebakebede1270
@abebakebede1270 Месяц назад
ህውህት ማለት ጀግና ህዝቢ ትግራይ እዩ ብዘይካ ህውሃት ምውቃጥ ካልእ ናይ ፓለቲካ ምእባለ ክተምፅኡ ዘይትኽእሉ ምድያታት ምድያኹም እንተአፀኹምዎ ይኸሽ ንህዝቢ ትግራይ አይጠቅምን ።
@user-flyuoihf
@user-flyuoihf Месяц назад
"ጀማሪ ዲያቆንስ ካብ ጳጳስ ንላዕሊ ክርስትያን ተዘይኮንኩኑ ይብል" ድዩ ዝበሃል። ብዛዕባ ህውሓትስ ንቁፅፅር ኮሚሽን ህውሓት ክትምህሪዮ?😂 ። ጋዶ! ከመይ ዝበልኩም እንስሳት ኢና ንርኢ ዘለና ግን ለሚዘበን😂? ተክለብርሃን እኮ አብ ህውሓት ሓደ ዝለዓለ ሓላፊ እዩ፤ ተቖፃፃሪ መራሕትን መስመርን እዩ።
Далее
UNTV: Ito Ang Balita | August 6, 2024
59:51
Просмотров 104 тыс.
H-Panel: Ethiopia - Current Affairs
1:27:00
Просмотров 2,5 тыс.
ሰላም ብ ኣወል ስዒድ / PEACE BY AWEL SAID
1:02:02