Тёмный
No video :(

ብርጌድ-ንሓመዱ፡ ስለምንታይ ተበቲኑ፧ 

Raiena
Подписаться 62 тыс.
Просмотров 1,4 тыс.
50% 1

💏👉Subscribe, 👍Like Share 👋
ዕላማ ራኢና
ብናጽነት ዝሓስቡን ዝዛረቡን፡ ፍልልያት ዝጻወሩን ሰባት ጥራይ አዮም ንሕብረተሰብ ዝቕይርን ዝጠቅምን ሓሳባት ዘመንጭዉ። ፍልልያት ዘይጻወር መንግስቲ ዘምጸኦ ዕንወት ስለዝረኣናዮ፡ ፍልልያት ዘይጻወሩ ደለይቲ ለውጢ ከምጽኦዎ ዝኸአሉ ዕንወት ውን ብእጋኡ ተገንዚብናዮ ኣለና፡፡
ራኢና ንኹሉ ኣታሓሳስባታትን ርኢቶታትን፡ ብዘይ ምድላው እተእንግድ ባይቶ አያ። ኣብ መስርሕ ከኣ ጠቃሚ ዝኾነ ሓሳባት ባይታ ከምዝረክብን፡ ኣብ ተግባር ከም ዝውዕልን ባይታ ከተጣጥሕ ከላ፡ ነቲ ኣዕናዊ ኣተሓሳስባታትን፡ ከምጽኦ ዝኽእል መዘዛትን፡ ፈልያን ኣለልያን፡ ንተከታተልታ ክትምህርን ከተንቅሕን አያ፡፡ ራኢና ትካላዊ ባህላ፡ ምስ ኩሎም፡ ሰብኣዊ ክብርን መሰላትን፡ ብግብሪ ዝእምኑ ውልቀባትን፡ትካላትን፡ መንነቶም፡ ፖለቲካዊ ኣቕዋሞም፡ ዓለቶም ብዝየገድስ፡ ምስ ኩሉ ሓቢራ ክትሰርሕን፡ ብፍላይ ከኣ ነቶም መሰልና፡ ባህልና፡ ቋንቋና፡ ዝብሉ ከተተባብዕን ክትድግፍን አያ።
ራኢና፡ ናብ ዝሓሸ መደብ ብምስግጋር፡ንምዕባለን ራህዋን እዘም ኣብ ክልተ ሃገራት ዝርከቡ ሓደ ህዝቢ፡ ንናይ ሓባር፡ ባህላዊን ኤኮነምያዊን ምዕባለ ግብራዊ መላግቦ ፈጢራ፡ ብሓደ ንኽምዕብሉን ከምኡውን ሓድሕድ ሽግር ብሓባር ዝዝትይሉን ዝፈትሕሉን ባይታ ከተጣጥሕ እያ፡፡
ኣብ አንገብሮ ሓያል ጉዕዞ ሓገዝኩም ኣይፈለየና!
💏👉Subscribe, 👍Like Share 👋
ዕላማ ራኢና
ብናጽነት ዝሓስቡን ዝዛረቡን፡ ፍልልያት ዝጻወሩን ሰባት ጥራይ አዮም ንሕብረተሰብ ዝቕይርን ዝጠቅምን ሓሳባት ዘመንጭዉ። ፍልልያት ዘይጻወር መንግስቲ ዘምጸኦ ዕንወት ስለዝረኣናዮ፡ ፍልልያት ዘይጻወሩ ደለይቲ ለውጢ ከምጽኦዎ ዝኸአሉ ዕንወት ውን ብእጋኡ ተገንዚብናዮ ኣለና፡፡
ራኢና ንኹሉ ኣታሓሳስባታትን ርኢቶታትን፡ ብዘይ ምድላው እተእንግድ ባይቶ አያ። ኣብ መስርሕ ከኣ ጠቃሚ ዝኾነ ሓሳባት ባይታ ከምዝረክብን፡ ኣብ ተግባር ከም ዝውዕልን ባይታ ከተጣጥሕ ከላ፡ ነቲ ኣዕናዊ ኣተሓሳስባታትን፡ ከምጽኦ ዝኽእል መዘዛትን፡ ፈልያን ኣለልያን፡ ንተከታተልታ ክትምህርን ከተንቅሕን አያ፡፡ ራኢና ትካላዊ ባህላ፡ ምስ ኩሎም፡ ሰብኣዊ ክብርን መሰላትን፡ ብግብሪ ዝእምኑ ውልቀባትን፡ትካላትን፡ መንነቶም፡ ፖለቲካዊ ኣቕዋሞም፡ ዓለቶም ብዝየገድስ፡ ምስ ኩሉ ሓቢራ ክትሰርሕን፡ ብፍላይ ከኣ ነቶም መሰልና፡ ባህልና፡ ቋንቋና፡ ዝብሉ ከተተባብዕን ክትድግፍን አያ።
ራኢና፡ ናብ ዝሓሸ መደብ ብምስግጋር፡ንምዕባለን ራህዋን እዘም ኣብ ክልተ ሃገራት ዝርከቡ ሓደ ህዝቢ፡ ንናይ ሓባር፡ ባህላዊን ኤኮነምያዊን ምዕባለ ግብራዊ መላግቦ ፈጢራ፡ ብሓደ ንኽምዕብሉን ከምኡውን ሓድሕድ ሽግር ብሓባር ዝዝትይሉን ዝፈትሕሉን ባይታ ከተጣጥሕ እያ፡፡
ኣብ አንገብሮ ሓያል ጉዕዞ ሓገዝኩም ኣይፈለየና!
Our Objectives:
People who have a freedom to think and speak have a potential to generate noble ideas that could bring a revolution in a society. We have experienced unprecedented damage on our society caused by a governmental system that did not respect difference. This system has taught anyone who quest for a change but does not respect diversity is a liability for greater damage.
Raiena is a non-partisan and non-profit making social platform that accommodates diverse ideas and opinions. In the process, we believe that Raiena has social responsibility to educate and enlighten its followers by providing an equal opportunity to promote ideas that have a potential to bring positive impact in a society. Also, this platform is dedicated to expose ideas or actions that may have a negative consequence (such as hate, division, discrimination, etc…) among society.
Raiena’s organizational norm appreciates to work with all individuals and organizations who believe in a responsible action by respecting human rights and social values. We welcome people of diverse background and knowledge, encourage by promoting those who fight for their cultural rights (such as cultural heritage, language, and civilizations).
Raiena is open for progressive ideas. It dedicates itself for the social wellbeing, harmony, peace, and prosperity of Axumite (Ag’azians) people by bringing them together by transcending the existing colonial boundaries between countries. It provides a common background to discuss all-rounded social development, nurture common consciousness and resolve any social problem that concerns us as a society.
We value your strong support for our endeavours!

Опубликовано:

 

22 авг 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 23   
@bigsami5410
@bigsami5410 6 месяцев назад
ማራ ከፍ ኣለኩም keep going guys ❤❤
@samsonm2011
@samsonm2011 6 месяцев назад
ሰላም ሰራክ ኣብቲ ናይ ኣግኣዝያን ስነሓሳብ ምጽናዕካ ጽቡቕ እዩ ግን ነቶም ዝማሃሩኻ ከም በዓል ተስፋጽዮን ምጽራፍሲ ሓሲብካሉ ዶ ትፈልጥ?
@elsaberhe3671
@elsaberhe3671 6 месяцев назад
ወረ ወረ ሕጅስ ተጋሩ ዉን ኣፈኩም ሓዙልና ይብሉናለዉ
@teklehailu6924
@teklehailu6924 6 месяцев назад
ኣንታ እዛ ራኢናስ እንታይ እያ ጉዳ ሕጂ ኸ እንታይ ዓይነት ሰባት እያ ተምፅኣልና ዘላ ብ/ንሓመዱ ፋሕ ኢሎም ኢሎም ፋሕ ከብሉ ተምፅእ ዋላ ኣብ ጀርመን እውን ቢ ኣፃብዕቲ ዝተፈንጨሉ እምበር እቲ 99% ምስ ናይ ዓለም ለኸ ኣሕዋቶም እዮም ኣይትጋገዩ :: ተስፍኦምምምምምምም???
@elsaberhe3671
@elsaberhe3671 6 месяцев назад
👍👍👍
@YONASGEBREMESKEL-cp8zn
@YONASGEBREMESKEL-cp8zn 6 месяцев назад
❤❤
@ranirani3899
@ranirani3899 6 месяцев назад
እዋእ አንታ እንታይ አምፃኻልና ተስፎም ፀረ የሕዋቶም እዚኦም ከአ
@teklommehari173
@teklommehari173 6 месяцев назад
🥰🥰🥰
@abelabi6782
@abelabi6782 6 месяцев назад
Men tebetinu elkum gelé ybetnkum rukusat
@user-jl9vb3rm3k
@user-jl9vb3rm3k 6 месяцев назад
Entay zbelwo geldam gzie bxhna wedy antum sebat quru teum zereba yeblkumn malet du BN ke tebetinu wey ferisu du nuba qurub ageb afka zhabeka do yzreb dhar ka degefti deqi harostot entekonkum bkemzi merzam kalat teteqmkum rusu tednnwo nezi menessey se wa yehwat xbuq aykonen kem seb xbuq tezarebu pls wedhankum 🙏
@Liberal12
@Liberal12 6 месяцев назад
ወዲ ንጉስ እዚ ሂብካዮ ዘለካ ኣርእስቲ ፡ሓሶት ኢዩ። ንምንታይ ናይ ጀርም ብ/ን ኢልካ ዘይትፈልዮ
@mihretabyobio3671
@mihretabyobio3671 6 месяцев назад
Ata tesfom hawey entay aynet sebat eka amtskalna
@hani165
@hani165 6 месяцев назад
ዝትበተነ የለን ብቱን ቻንል ሒዝኩም ኣለኹም
@zegdagmawi275
@zegdagmawi275 6 месяцев назад
This message is to Radio Erena because they are deleting many responses from their comment board: ኣየ ራድዮ ኤረና ንምዃኑ ዕላማኹም እንታይ ምዃኑ ትፈልጡ ዲኹም፧ እዚ ኩሉ ገንዘብ ናይ መንግስትን ገበርቲ ሰናይን ፈረንሳ ኣብ ግቡእ መዓላ ዘይተውዕልዎ ናይ ዓቕሚ ምንኣስን ድኻምን ድዩ ወይሲ ካልእ ድጕል ዕላማ ሃልይኩም እዩ። ቤንዚና ክደፍኣሉ እምበር "ከብርህ ኢሉ" ከም ዘይኮነ ኣይተ ሺሻይ ኣጸቢቕካ ትፈልጥ ኢኻ። እቲ ዘገርም ነቲ ኣብ ጨንፈር ጀርመን እተፈጥረ ምስሕሓብ መንእሰያት ፡ ያኢ ኣብ ውሽጢ ምንቅስቓስ ብርጌድ ንሓመዱ ጸገም ኣትዩ ኣሎ ኢልኩምሲ ፡ ነዚ ከብርሃልኩም እሞ ንህዝቢ ኤርትራ ከኣ ከተረድኡስ ፡ ንሓደ ንባዕሉ ኣባል እስላማዊ ጂሃዳዊ ምንቅስቓስ እየ ኢሉ ዝኣምን ንኣቶ ተወከል ዝበሃል ዓዲምኩም፧ ራድዮ ኤረና ያኢ ካብ ቀንዲ ተዋሳእቲ ብርጌድ ንሓመዱ ጀርመን ወይ ካልእ ከተማታት ሰብ ተሳኢኑስ ንሓደ ከም ዝብኢ ኣብ ዘይፈልጥዎ ዓዲ ጌሹ ፥ ሰብ ቤት ኣጋይሽ መጺእና ኣለና እሞ ፡ ኣጎዛና ኣንጽፉልና ፡ ዝበለ ዓዲምኩም ንሰብ ከተረድኡ ፈቲንኩም፧ ኣይተ ተወከል ኩሉ ሰብ ዝፈልጦ እንታይ ዝበለ ሰብ ድዩ፧ ኣይተ ተወከል ዝበሃል ጸቢብ ጂሃዳዊ ሃይማኖታዊ ቀቢላ እንታይ ኢሉ፧ "ቀይሕ ባሕሪ ናይ ኣስላም እዩ ፡ ንሕና ኢና ገበርትን ሓደግትን።" ነተን ኣብ ወደብ ምጽዋዕ ኣብ ጥዋለት ከም ሓወልቲ ደው ኢለን ዘለዋ ታንክታት ተጋደልቲ መን ድዩ ማሪኹ ፡ ነዘን ታንክታት ጸጊኑን ዘዊሩን እናዳተዋገአ ፡ ንወደባት ኤርትራን ንቀይባሕርን ሓራ ዘውጸአ ፧ ኣይተ ተወከል መቸም ኣብ ገመሉ ተወጢሑ ፡ ሴፍ እንዳወዛወዘን እንዳደረፈን ንቀይሕ ባሕሪ ሓራ ኣየወጸአን። ከምዝብልዎ ፥ ንፋለጥ እሞ ንማለጥ ፡ እዩ። ቤንዚና ክደፍኣሉ እምበር ከብርህ ኢሉ ከም ዘይኮነ ኣይተ ሺሻይ ኣጸቢቕካ ትፈልጥ ኢኻ።
@unitedforlife2473
@unitedforlife2473 6 месяцев назад
Agaziyan malt Shabiya malt u nbl kab zero tebegisna aykonan.. Smuwo tay ybl alo ezi zefenfneka wedi PRESIDENT ISU CI TANKI HIZU ZMEXO EKA AYFERHN ybl alo molikato 😂😂astewulu n shabiya teserefwa selaeti shabiya keymesl
@mihretabyobio3671
@mihretabyobio3671 6 месяцев назад
Anta niska menika ni berged nihamedu titserif
@hani165
@hani165 6 месяцев назад
ኣጋዝያን ዲኹም ድሓን ኣይትሓዘከምን እዩ
@mihretabyobio3671
@mihretabyobio3671 6 месяцев назад
Anta niti kaliee araeya nimkan eyu kaliee ni tsdki aykonen
@mihretyemane7301
@mihretyemane7301 6 месяцев назад
ድንጎላታት እስኹም ውን ኣይተፈለጠኩምን እምበር ተበቲንኩም ኢኹም ኣብ ኤርትራ ቦታ የብልኩምን ደናቁር ።
@unitedforlife2473
@unitedforlife2473 6 месяцев назад
Zkone brged nhamedu kemu wun tekawemti n tesfom wedi ngus teazibkumo kitkonu tesfagebr plus UNSUBSCRIBE bmgbar aynresie zkone hzbi fah kebl zbges esub kdgef aygbon eyu
@samsonm2011
@samsonm2011 6 месяцев назад
ሰላም ሰራክ ኣብቲ ናይ ኣግኣዝያን ስነሓሳብ ምጽናዕካ ጽቡቕ እዩ ግን ነቶም ዝማሃሩኻ ከም በዓል ተስፋጽዮን ምጽራፍሲ ሓሲብካሉ ዶ ትፈልጥ?
@samsonm2011
@samsonm2011 6 месяцев назад
ሰላም ሰራክ ኣብቲ ናይ ኣግኣዝያን ስነሓሳብ ምጽናዕካ ጽቡቕ እዩ ግን ነቶም ዝማሃሩኻ ከም በዓል ተስፋጽዮን ምጽራፍሲ ሓሲብካሉ ዶ ትፈልጥ?
Далее
Simple Flower Syrup @SpicyMoustache
00:32
Просмотров 667 тыс.
Simple Flower Syrup @SpicyMoustache
00:32
Просмотров 667 тыс.