Тёмный
No video :(

ተኸታተልቲ ራኢና፣ ካብዛ ቪድዮ እንታይ ንመሃር? 

Raiena
Подписаться 62 тыс.
Просмотров 5 тыс.
50% 1

💏👉Subscribe, 👍Like Share 👋
ዕላማ ራኢና
ብናጽነት ዝሓስቡን ዝዛረቡን፡ ፍልልያት ዝጻወሩን ሰባት ጥራይ አዮም ንሕብረተሰብ ዝቕይርን ዝጠቅምን ሓሳባት ዘመንጭዉ። ፍልልያት ዘይጻወር መንግስቲ ዘምጸኦ ዕንወት ስለዝረኣናዮ፡ ፍልልያት ዘይጻወሩ ደለይቲ ለውጢ ከምጽኦዎ ዝኸአሉ ዕንወት ውን ብእጋኡ ተገንዚብናዮ ኣለና፡፡
ራኢና ንኹሉ ኣታሓሳስባታትን ርኢቶታትን፡ ብዘይ ምድላው እተእንግድ ባይቶ አያ። ኣብ መስርሕ ከኣ ጠቃሚ ዝኾነ ሓሳባት ባይታ ከምዝረክብን፡ ኣብ ተግባር ከም ዝውዕልን ባይታ ከተጣጥሕ ከላ፡ ነቲ ኣዕናዊ ኣተሓሳስባታትን፡ ከምጽኦ ዝኽእል መዘዛትን፡ ፈልያን ኣለልያን፡ ንተከታተልታ ክትምህርን ከተንቅሕን አያ፡፡ ራኢና ትካላዊ ባህላ፡ ምስ ኩሎም፡ ሰብኣዊ ክብርን መሰላትን፡ ብግብሪ ዝእምኑ ውልቀባትን፡ትካላትን፡ መንነቶም፡ ፖለቲካዊ ኣቕዋሞም፡ ዓለቶም ብዝየገድስ፡ ምስ ኩሉ ሓቢራ ክትሰርሕን፡ ብፍላይ ከኣ ነቶም መሰልና፡ ባህልና፡ ቋንቋና፡ ዝብሉ ከተተባብዕን ክትድግፍን አያ።
ራኢና፡ ናብ ዝሓሸ መደብ ብምስግጋር፡ንምዕባለን ራህዋን እዘም ኣብ ክልተ ሃገራት ዝርከቡ ሓደ ህዝቢ፡ ንናይ ሓባር፡ ባህላዊን ኤኮነምያዊን ምዕባለ ግብራዊ መላግቦ ፈጢራ፡ ብሓደ ንኽምዕብሉን ከምኡውን ሓድሕድ ሽግር ብሓባር ዝዝትይሉን ዝፈትሕሉን ባይታ ከተጣጥሕ እያ፡፡
ኣብ አንገብሮ ሓያል ጉዕዞ ሓገዝኩም ኣይፈለየና!
💏👉Subscribe, 👍Like Share 👋
ዕላማ ራኢና
ብናጽነት ዝሓስቡን ዝዛረቡን፡ ፍልልያት ዝጻወሩን ሰባት ጥራይ አዮም ንሕብረተሰብ ዝቕይርን ዝጠቅምን ሓሳባት ዘመንጭዉ። ፍልልያት ዘይጻወር መንግስቲ ዘምጸኦ ዕንወት ስለዝረኣናዮ፡ ፍልልያት ዘይጻወሩ ደለይቲ ለውጢ ከምጽኦዎ ዝኸአሉ ዕንወት ውን ብእጋኡ ተገንዚብናዮ ኣለና፡፡
ራኢና ንኹሉ ኣታሓሳስባታትን ርኢቶታትን፡ ብዘይ ምድላው እተእንግድ ባይቶ አያ። ኣብ መስርሕ ከኣ ጠቃሚ ዝኾነ ሓሳባት ባይታ ከምዝረክብን፡ ኣብ ተግባር ከም ዝውዕልን ባይታ ከተጣጥሕ ከላ፡ ነቲ ኣዕናዊ ኣተሓሳስባታትን፡ ከምጽኦ ዝኽእል መዘዛትን፡ ፈልያን ኣለልያን፡ ንተከታተልታ ክትምህርን ከተንቅሕን አያ፡፡ ራኢና ትካላዊ ባህላ፡ ምስ ኩሎም፡ ሰብኣዊ ክብርን መሰላትን፡ ብግብሪ ዝእምኑ ውልቀባትን፡ትካላትን፡ መንነቶም፡ ፖለቲካዊ ኣቕዋሞም፡ ዓለቶም ብዝየገድስ፡ ምስ ኩሉ ሓቢራ ክትሰርሕን፡ ብፍላይ ከኣ ነቶም መሰልና፡ ባህልና፡ ቋንቋና፡ ዝብሉ ከተተባብዕን ክትድግፍን አያ።
ራኢና፡ ናብ ዝሓሸ መደብ ብምስግጋር፡ንምዕባለን ራህዋን እዘም ኣብ ክልተ ሃገራት ዝርከቡ ሓደ ህዝቢ፡ ንናይ ሓባር፡ ባህላዊን ኤኮነምያዊን ምዕባለ ግብራዊ መላግቦ ፈጢራ፡ ብሓደ ንኽምዕብሉን ከምኡውን ሓድሕድ ሽግር ብሓባር ዝዝትይሉን ዝፈትሕሉን ባይታ ከተጣጥሕ እያ፡፡
ኣብ አንገብሮ ሓያል ጉዕዞ ሓገዝኩም ኣይፈለየና!
Our Objectives:
People who have a freedom to think and speak have a potential to generate noble ideas that could bring a revolution in a society. We have experienced unprecedented damage on our society caused by a governmental system that did not respect difference. This system has taught anyone who quest for a change but does not respect diversity is a liability for greater damage.
Raiena is a non-partisan and non-profit making social platform that accommodates diverse ideas and opinions. In the process, we believe that Raiena has social responsibility to educate and enlighten its followers by providing an equal opportunity to promote ideas that have a potential to bring positive impact in a society. Also, this platform is dedicated to expose ideas or actions that may have a negative consequence (such as hate, division, discrimination, etc…) among society.
Raiena’s organizational norm appreciates to work with all individuals and organizations who believe in a responsible action by respecting human rights and social values. We welcome people of diverse background and knowledge, encourage by promoting those who fight for their cultural rights (such as cultural heritage, language, and civilizations).
Raiena is open for progressive ideas. It dedicates itself for the social wellbeing, harmony, peace, and prosperity of Axumite (Ag’azians) people by bringing them together by transcending the existing colonial boundaries between countries. It provides a common background to discuss all-rounded social development, nurture common consciousness and resolve any social problem that concerns us as a society.
We value your strong support for our endeavours!

Опубликовано:

 

22 авг 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 31   
@nabhade3470
@nabhade3470 9 месяцев назад
ቤተ መንግስቲ ኣኹሱም ዳግም ክህነፅ ክንገብር ኣለና።!
@daniberaki8502
@daniberaki8502 9 месяцев назад
ደቂ ትግሪኛ እሞ ኣበይ ይርድኣና ሓድነት ክብሉ ይውዕሉ ኣለው ጀለብያ ለቢሶም ግጾም ትከወል
@user-jr9pk1ze2f
@user-jr9pk1ze2f 9 месяцев назад
ካብ ሞትን ኹናትን ክንድህሕን ተኾይኑ እዚ ተዛራቢ ትግርኛ ኢዩ ክራዳዳእ ጥራይ ኢዩ ዘለዎ። ነመስግን ዓበይቲ ሰባት።
@teklele8442
@teklele8442 9 месяцев назад
አታ ምህረት የውርደሉ እቲ ትግርኘ ተናጋሪ❤❤😂
@mierafkulubrhan4462
@mierafkulubrhan4462 9 месяцев назад
We will be united one day and live happily 😍😍❤️❤️❤️😍😍
@selamgeber5688
@selamgeber5688 9 месяцев назад
Tigraway malet tegaru ena
@cheikantadiop
@cheikantadiop 7 месяцев назад
AWESOME 👍🏿 RAEINA: recommended listening to bed until fully conscious.💯
@lemlemmirach7838
@lemlemmirach7838 9 месяцев назад
Atum ab Tegarun Ertiraweyn xelie Tifheru zelkum selam entitkowen mealtis weylkum
@embahuneyayele4207
@embahuneyayele4207 9 месяцев назад
ደለይቲ ሰላምን ሓቅን ኩሉ ግዜ ጻምኦም ቅዱስን ዘየጣዕስን'ዩ ! ብኣንጻሩ ክኣ ዘርእቲ ጽልእን ህውከትን ዕግርግርን ጻምኦም ርኹስን ንዘልኣለም ዘጥዓስን ዘየደቅስን ምዃኑ ዘይምርሳዕ ። ሰላም ፍቕሪ ራህዋ ይንገስ ጽልኢ ህውከት ትምክሕቲ ይደምሰስ !!!
@selamgeber5688
@selamgeber5688 9 месяцев назад
Wedi afar lewti ketabll ketehasb tegaru ena tegaru kmelesu eyom nab eritrea
@andegebremichael8644
@andegebremichael8644 9 месяцев назад
Ajokum
@fthawi32
@fthawi32 9 месяцев назад
ብሰንኪ ትግርኛ ሰላም ስኢኑ ሰብ
@liyayohannes9811
@liyayohannes9811 9 месяцев назад
ናይ ዓፋር ቅዱስ ናይ ትግርኛ ዝኹኑኖ እንታይ ማለትዩ
@woldaislassie2930
@woldaislassie2930 9 месяцев назад
ንሳቶም ረብሐኦም ዝፈልጡን ተንኮለኛታትን 'ዮም። እዚ ናትና ብሄር ግን፣ ረብሑኡ ዘይፈልጥ፣ ምስ ሓራዲኡ ማይ ዝሰቲ፣ ኣብ ልዕሊ ሓው ካራ ዝስሕል ቃኤል'ዩ።
@hagosmokonnen9799
@hagosmokonnen9799 9 месяцев назад
ትግረዋይ እቲ ህዝቢ ኢዩ ትግርኛ ድማ እቲ መንነት ቋንቁኡ ኢዩ
@woldaislassie2930
@woldaislassie2930 9 месяцев назад
ቋንቋን መንነትን በበይኑ'ዩ ሓጉሻ። ህግደፍ ንዓና "ብሄረ ትግርኛ" ዝበሉና፣ እቲ ክሰርሑዎ ዝደልዩ ኤርትራዊነት ዝበሃል መንነት ዕንቅፋት ንኸየጋጥሞም ብዝብል ተንኮል ደኣምበር፣ ቅድሚ ናጽነት ብሄረ ትግርኛ ዝበሃል ብሄር ኣይነበረን። ስለዚ ንሕና ተጋሩ 'ምበር ትግርኛ ኣይኮናን። ትግርኛ ቋንቋና ጥራይ እዩ። ንኣብነት፣ ብሄረ ኣምሓራ 'ምበር፣ ብሄረ ኣምሓርኛ ዝበሃል የለን። ብሄረ ኦሮሞ 'ምበር፣ ብሄረ ኦሮምኛ ዝበሃል የለን። ብሄረ ዓፋር እምበር፣ ብሄረ ዓፋርኛ ዝበሃል የለን። ንሕና ኸኣ፣ ትግርኛ ቋንቋና ክኸውን ከሎ፣ ብሄራዊ መንነትና ግን ተጋሩ ኢና። ስለዚ፣ ትግራዋይ እቲ ህዝቢ ክኸውን ከሎ፣ ትግርኛ ኸኣ እቲ ቋንቋና'ዩ እያ እታ ቅንዕቲ።
@Marken-jb3ez
@Marken-jb3ez 9 месяцев назад
Haki💙💙💙
@habtomhaile6016
@habtomhaile6016 9 месяцев назад
NIY BEHAQ ❤❤❤❤
@hagosmokonnen9799
@hagosmokonnen9799 9 месяцев назад
ኣታ ኮጣብ ኣይትኹን ደቂ ትግርኛ ዘይኮንናስ ደቂ ትግራይ ወይ ተዛራቢ ትግርኛ ኢና
@sabayemane7621
@sabayemane7621 9 месяцев назад
Eway 😮dunqrena
@imissmama3978
@imissmama3978 9 месяцев назад
✔️👌
@lemlemkahsay8956
@lemlemkahsay8956 9 месяцев назад
Ashashu temeharu kabzi zereba
@kahsaymekonen5810
@kahsaymekonen5810 9 месяцев назад
ኡፍፍፍፍፍ እረ በጃኩሙ ሰላም ነውርድ እንተ በደልና ኑዑ ኤርትራውያን ይቅር በሉልና ሰላም ንግበር
@Bilal-pe5dc
@Bilal-pe5dc 9 месяцев назад
ሙዚቃ ምስማዕ ከሊኡና ባእ
@jadnawfal3534
@jadnawfal3534 9 месяцев назад
ወይ ሙዚቃውን ጋብዘን ወይ ሰዎቹን ኤጭ
@minnina6985
@minnina6985 9 месяцев назад
ሙዚቃህን እንስማ ወይስ ሰውየውን?
@tekleweiniberhe2851
@tekleweiniberhe2851 9 месяцев назад
Higi aykonen gemiru kab weyane & shenya endo rayo tigrinja tezarebi ansar nebsu eu 😢😢
@teddytesfaye7937
@teddytesfaye7937 9 месяцев назад
አቤት ርእሲ ዓፋር😂😂
@okubaybeyene6231
@okubaybeyene6231 9 месяцев назад
እዚ ትግርኛ ፈራሕ ስለ ዝኾነ ኣይ ቅበሎን እዩ ስለ ዚ ኢና ኣብ ኲናት ንነብር እዚ ኩሉ ኲናት እኮ ስድራ ቤት እየን ተጣፊአን
@mihretabyobio3671
@mihretabyobio3671 9 месяцев назад
Haki 100/0 tenki kunat nihna ena lebam haw
@elsaelsa4777
@elsaelsa4777 9 месяцев назад
አብይ አሕመድ ቢያ በልዎ። ናይ ኤርትራ መሬት እንበር ኤርትራውያን አይደልን እዩ። ደቂ ኤረይ ንለብም ሃገርናን ህዝብናን አህሊፍና አይንሃብ ንጕና።
Далее
would you eat this? #shorts
00:29
Просмотров 1,3 млн
ዮአዳን (ክፍል 23)
30:49
Просмотров 347 тыс.