Тёмный
No video :(

ትንሳኤ ብርሃን ፡ ናይ ትንሳኤ መዝሙር 2023 ፡Tnsaie Brhan MEZMUR By Dawit ፡ Tesfana ፡Isayas ብኣባላት ማ/መ/ዓ/ኣዲስ ኣበባ 

Selihom spritual Catholic channel
Подписаться 4,7 тыс.
Просмотров 1,1 тыс.
50% 1

ተንሲኡ ኢየሱስ
ተደ :- ተንሲኡ ኢየሱስ ተንሲኡ
ንሞት ኣሸኒፉ ተንሲኡ
ብርኪ ናይ ጸላኢ ኣርዒዱ
ንሞቁሕ ሰቢሩ ተንሲኡ(2)
1. ይመስሎ ነይሩ እቲ ሰይጣን
ንጎይታ ዘውረዶ ካብ ስልጣን
ኢየሱስ ግን ተንሲኡ ብሓይሉ
መጸወድያ ጸላኢ ሰቢሩ
መጻወድያ ጸላኢ ሰቢሩ
2. ሰይጣን ዝሓስበልና ንሞት'ዩ
ኣምላክ ግን ንዓና ሕይወት'ዩ
ካብ ሞት ከድሕነና 'ዩ ደልዩ
እግዚኣብሔር ናይ ምውታን ኣይኮነን
ኣምላክና ኣምላኽ ሕያዋን'ዩ
3. ኢየሱስ ሓቅን ሕይወትን'ዩ
ሰይጣን ግን ሞትን ሓሶትን'ዩ
ኦ ሞት ኣቤሎ 'ቲ ሓይልካ
ኦ ሲኦል ኣበይ ኣሎ ብልሕካ
መድሕንና ተንሲኡ ኣሸኒፉካ
4. ንኣምላክ ነመስግን ኣሕዋተይ
ካብ ሞት ሓራ ኣውጺኡና'ዩ
ዕልል ዕልል ንበል ንተሓጎስ
መወዳእታና ዓወት ኮይኑ
መወዳእታና ዓወት ኮይኑ

Опубликовано:

 

22 авг 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 2   
@sebyumekseb7341
@sebyumekseb7341 Год назад
Amen amen🙏🙏🙏
@efremberihu7904
@efremberihu7904 Год назад
Happy Easter you’re all ❤❤❤❤❤God bless you all
Далее
When I met the most famous Cristiano
01:03
Просмотров 22 млн
ናይ ንግሆ ጸሎት
44:56
Просмотров 1,5 млн
"Awtaru Kebede" Vol.7 ሙሉ አልበም 2024
1:06:57
Просмотров 232 тыс.