Тёмный

"ናይ ዝሙት ኣመል"1ይ ክፋል 

Bemnet Nkhu ብእምነት ንቅሑ
Подписаться 160 тыс.
Просмотров 14 тыс.
50% 1

Авто/Мото

Опубликовано:

 

14 окт 2020

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 79   
@desalegebreyohanes8616
@desalegebreyohanes8616 3 года назад
ነዚ ናይ ኣጋንንቲ ስእሊ እንዳረኣና ከመይ ገርና ኢና ክስምዖ ክቡራት ሰብ ቻነል ብእምነት ንቅሑ ኣብዚኣ ተሓባበሩና ቃለ ሂወት የስመዓልና መልሱለይ ኢኩም
@black_____life7668
@black_____life7668 3 года назад
ኣሜን ኣሜነ ቃለ እግዝኣቢሄር የስመዐና ካብ ሕማቕ ምርኣይን ምስማዕን ይሰውረና ኣሕዋተይይ ቁዱስ ኣምላኽና ብመንገዲ የማኑ ይመርሐና ንሰሀ ዘለዎ ሞት ይግበረልና ፣ ካብ ወፂኻ ምትራፍ ይምሓረና ፣ ኣሜን ኣሜንንንን
@user-qo2vv1ep2p
@user-qo2vv1ep2p 10 месяцев назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህይወት የስመዓልና እግዚኣብሄር ኣምላኽና ጥበቡን ምስትውዓሉን ይሃበና🙏🙏🙏❤
@fanielged7759
@fanielged7759 3 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስማልና ዛሓወይ
@rahwarahwa9513
@rahwarahwa9513 3 года назад
አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወት የስማዓልና ኩቡር ሓወይ ግና የቕሬ ዝሓወይ ኣይትሓዘለይ እምበ ኣነስ እቲ ስእሊ ኣጋንንቲ ክሪኢ ከለኹስ ማራ እየ ዝፎርሖ። ሰለዚ ዝሓወይ ስእሊ ኣቦታትና ጥራሕ ክትገብር ብትሐረትና ይምሕፀነካ ዝሓወይ የቕሬታ ደፊረዋ
@user-mw5ui6kd7h
@user-mw5ui6kd7h 3 года назад
Amen Amen Amen Kale Hiwet Yesmealna Kubur hawna Egziabher Amlak Xegeu Yebzhalka
@user-ji5rd2fb2h
@user-ji5rd2fb2h 3 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስምዐልና
@user-eu7dz9jq6g
@user-eu7dz9jq6g 2 года назад
ቃለ.ሂወት.የስመዐና.ፀግኡ.የብዝሓለካ
@user-bh7jh2rs5y
@user-bh7jh2rs5y 2 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህይወት የስመዐልና
@menkemade7480
@menkemade7480 3 года назад
Amen Amen Amen qale hiwet yesmialna. ካብ ጸላኢ ሰናይ ቅዱሳኑ ሰዲዱ ሓይልን ብርተዐን ይሃበና ካብ ቤቱ ኣይፍለየና ኣብ ጸሎትኩም ዘኩሩና ኩቡራት ኣሕዋት
@sfhgdssgbfds7941
@sfhgdssgbfds7941 3 года назад
Amen Amen Amen qale hiwet yesmalna
@zersenaysbhat4524
@zersenaysbhat4524 3 года назад
ኣምላኽ ኣዒንተ ልቦናና ይክፈተልና
@user-tj4bk8bw8r
@user-tj4bk8bw8r 3 года назад
ቃለ ሂወት የስማልና ቅዱስ ኣምላኽና ዓይነ ልቦናና ይክፈተልና ምስቱውዓል ይዓድለና ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@fhhuuikk9179
@fhhuuikk9179 3 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@akbayaray5869
@akbayaray5869 3 года назад
ክቡሪ ሓወይ ብጣዓሚ እዩ ዝምስጠኒ በደብካ ፡ ብፍላይ ድማ ንኣፍጦ ንህዝበ ክርስትያን ትገብሮ ዘለኻ፡እግዝኣቢሄር ኣምላኽ ጸጋኻ የብዘሓልካ፡
@dggf3570
@dggf3570 3 года назад
አሜን አሜን አሜን ቃል ሂወት የሰመዐልና ክብር ሓዉና
@user-zj5zn1wv8c
@user-zj5zn1wv8c 3 года назад
እግዚአብሔር ይመስገን ቃለ ሰናይ የስመዐልና መሰተውዐሊ ልቦና ይሃበና
@hadiskashi7929
@hadiskashi7929 3 года назад
አግዝአብሔር ይመሰገን ኣሜን ኣሜን ኣሜንን አባታችን
@thth9285
@thth9285 3 года назад
ቃለ ሂወት የስመዐና
@user-zu1ku2cb2g
@user-zu1ku2cb2g 3 года назад
እሜን እሜን እሜን ቃለ ህይወት የስመዓልና ክብር ሓውና
@tesfamariam2155
@tesfamariam2155 3 года назад
Amen Amen Amen kale hiwet yesmeanal
@freweinikidane6920
@freweinikidane6920 3 года назад
Kal hewet yesmalna amlak nay agolgulot zemenka ybrk 👉💒👈 kabz kemzi aynet srha amlak ysewrena 😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭እዝግዮ መሃረና ኩሩስቶስ
@teklumelake5666
@teklumelake5666 3 года назад
Amen Amen Amen!!!! Qalehiwet yesmealna amlak bmhretu ytemtena, neaka dma egziabhr xegue yebzihalka.
@user-so9xx1ve1x
@user-so9xx1ve1x 3 года назад
ናይ ባሓቂ ቃል ሂወት የስማዓልና እዚ ክንገበር እግዚኣብሄር ኣምላክ ይሓግዘኑ እመ ኣምላክ ትሓልወና። ምሕረትን ቸርነት ናይ እግዚኣብሄር ኣምላክ ኣይፈለየን።
@arsemagerezgiher3985
@arsemagerezgiher3985 3 года назад
Amen Amen Amen kal hiwet yesmalna kubur hawna. Egzabiher Amlak kabzi hmaq srah seytan yhalwena 🙏🙏🙏
@mdainahasssiii3885
@mdainahasssiii3885 3 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@hhhh299
@hhhh299 3 года назад
አሜን አሜን አሜን ቃል ሂወት የስመዐልና ክብር ሓወና እግዚአብሔር አምላክ ፀጉኡ የብዘሐልካ
@habtemicheal4048
@habtemicheal4048 3 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና
@SalamSalam-yh8sx
@SalamSalam-yh8sx 3 года назад
ብእወነት ቃል ህይወት ያስማዐልን አሜን አሜን አሜንን አባታችን🌾🌾🌾
@user-si5ho4uu9r
@user-si5ho4uu9r 3 года назад
ቃለ ህይወት የስምዓልና ብሩኽ ሓወይ
@filmontedros9772
@filmontedros9772 3 года назад
መርሓባ ብሩክ ሓወይ ብሀትገብሪ ምንፈሳዊ ምክርታት እግዛቤር ኣምላክና ናይ ኣገልግሎት ዕድመ ዘምንካ ይባርክ ይቀድስ ፡ ሕቶ ቡን ምስታይ ብሃይማኖትና ክልኩል ድዩ ወላስ ፍቁድ ፡ ኣብ መጽሓፍ ቅድስና ከ ንረክቦዶ ፡ ህግዛቢሄ ይሓግዝ ብሩክ ሓወይ
@hanibalyemane9930
@hanibalyemane9930 3 года назад
ቃል ሂወት የስማዓልና እድመን ጥእናን የሃበካ ፈጣሪ ካብ ጸጋ ናብ ጸጋ የሳጋግርካ
@awettep562
@awettep562 3 года назад
Amen Amen Amen kale hiwet yesmalna kibur hawena
@zersenaysbhat4524
@zersenaysbhat4524 3 года назад
ቃለ ሂወት የስመዓልና ሓውና :ብጣዕሚ ዓቢ ትምህርቲ'ዩ : :
@tesfalemfsahaye3675
@tesfalemfsahaye3675 3 года назад
Amen amen amen kale hiwet yesnealna
@Nolawi27
@Nolawi27 3 года назад
Kall hiwet yesmealina ,hawey Azu tekami timihrti eyu ,amlak xegu yebzihalika ,,kimbrin misganan yikuno abaka hadiru zimeharena Amlak kudusan..
@meronwulud8754
@meronwulud8754 3 года назад
ከለኣይ ክፋል ስፍሕ ብዝበለ ናይ ኣየር ኣጋንንቲ ትምህርቲ ኣቅርቡልና። ስኣን ኣፍልጦ ኢና ንጠፍእ ዘለና ኩቡራት ኣሕወተይ
@Wedi_asmerom_abraham
@Wedi_asmerom_abraham 3 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዐልና እግዚኣብሔር ጸግኡ የብዝሓልኩም። እግዚኣብሔር ኣምላክ መስተውዓል ልቦና ይዓድለና ru-vid.com/video/%D0%B2%D0%B8%D0%B4%D0%B5%D0%BE-7YpQHv5rlsU.html
@YoDaha
@YoDaha 3 года назад
ቃለ ሂወት,የስመዐልና,
@melishgebremichael6766
@melishgebremichael6766 3 года назад
Qal hiwet yesmalna 🙏🙏🙏
@user-vy7ko4yw3j
@user-vy7ko4yw3j 3 года назад
Amen Amen Amen
@letinasandiago2386
@letinasandiago2386 3 года назад
Amen
@tiebekidane8680
@tiebekidane8680 3 года назад
Amennn
@user-ht4wo1qq7u
@user-ht4wo1qq7u 3 года назад
Amen amen amen
@lulatesfay4937
@lulatesfay4937 3 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህይወት የስምዓልና 🙏🙏🙏
@daniya4773
@daniya4773 3 года назад
አሜን አሜን አሜን
@zamzamzam4317
@zamzamzam4317 2 года назад
Amen....3
@user-of1gy2iz9w
@user-of1gy2iz9w 3 года назад
አሜን አሜን አሜን ቃል ሂወት የስምዓልና
@TheTsehayefamily
@TheTsehayefamily 3 года назад
amen
@huruyshow1131
@huruyshow1131 3 года назад
Amen Amen. Amen,!❤
@unstoppable110
@unstoppable110 3 года назад
Amen amen amen 🙏🏾
@Abel-om3mz
@Abel-om3mz Год назад
😢😢😢😢😢
@mullert2478
@mullert2478 3 года назад
behake ezie temrete nbzohat hezibe zerde temrte u ezgabher yebarka xegu yebzhalka
@rahwanebu1359
@rahwanebu1359 3 года назад
Amen. Amen. Amen⛪✝️🙏🙏🙏💚💚❤️💛🌺🌻🌺🥀🙍‍♀️
@user-js6jw2ov2z
@user-js6jw2ov2z 3 года назад
Ane nay gbresodom amenzra ye 😭 kwexe fetine gn aykoneleyn. Tenesihe melise wediqe abeu kea yengergr aleku
@desalegebreyohanes8616
@desalegebreyohanes8616 3 года назад
ጸገም የብሉን ክትወጽኢ ተክእሎ ኣሎ ኣጆኪ/ካ ዘይሰዓር ነገር የለን
@alexandernegusse1478
@alexandernegusse1478 3 года назад
ኣጆኪ !!! ናብ ቀረባኺ ዘሎ ቤተ ክርስትያን ኬድኪ ንዝረኸብክዮም መንፈሳዊ ኣቦ (ካህን) ሽግርኪ ንገርዮም። እግዚኣብሔር ኣምላኽ ምሳኺ ይኹን ሰላሙ የብዘሓልኪ!!!
@WediKidanemhret
@WediKidanemhret 3 года назад
ሓፍተይ ወይ ሃወይ ብዙህ ትምህርቲ ክትረክቡ መምህር ተስፋይ ኣበራ ኣብ ይቱብ ተከታተሊ ከመኡ ውን ቀሲስ ሀኖክ ብዙህ ክትመሃሩ አኢኩም ናይ መምህር ተስፋይ ብዙህ አዩ ዘለዎ ስምዕዎ እግዚኣብሄር ይሃልኩም ኣጆኪ ወ ኣጆካ ጸሎት ስግደት
@amangebrezgi8384
@amangebrezgi8384 3 года назад
ብመጀመርታ ሰላም አግዚኣብሄር ምሳኻ/ኪ ይኹን። በዚ ነገር አዚ ብዙሕ ሰብ ኢዩ ተለኺፉ ዞሎ ብፍላይ ድማ ኣብ ኣብዘን ምዕቡላት ሃገራት ዝበሃላ ገኒኑ ኢዩ ዝርኣ ዞሎን ይቅጽል ውን ኣሎ ! ኣነ ኣብዚ ሓሳብ ከካፍለካ አንተ ኮይነ ንዓኻ ትመስል ምሓዝ / ወይ ድማ ናብ ሰብ ዘለዎ ምኻድ ወላ ውን ምስ ሰብ ምቅማጥ ይሓይሽ። ሓደ ሰብ በይኑ ዝነብር አንተ ኮይኑ ሕጊ የብሉን ደሓር አቲ ናይ ሰብ ባህሪ ይጥፍኣካ ካብ ምስ ሰብ ምንባር ወይ ምስ ሰብ ምዕላል ይጽልኣካ በዚ ምኽንያት አዚ ከኣ ኣብ ዘይተደልየ ጽዩፍ ነገር ንወድቅ፡ ኣነ ካብ ኣብ ገዛኻ ጽዩፍ ነገር ምስራሕ ኣብቲ ብገንዘብካ ኣብተን ናይ ትካላት ጸቀታዊ ርክብ ዘለወን ኬድካ ስምዒትካ ምርዋይ ይሓይሽ ምኽንያቱ ሓጢኣት ምግባርካ ኣይተርፍን ስለ ዘሎ ግን አዚ ክብል ከለኹ ንዓኻ ትመስል አንተ ዘይብልካ ኢየ አዚ ዝብል ዘለኹ። ብዝበለጸ ድማ ንዓኻ ትመስል ምሓዝ, ጾም ከኣ ከብዲ አተቀጽዓ አንተ ኬንካ ከኣ ብልጫ ኣለዎ ኣብ ኩሉ ይህግዘካ ኢዩ (ጾም) ዋላ ክሳብ ሰዓት ሓደ ከባቢ ትጸንሕ, ምሽት ምስ በላዕካ ጽባሕ ናይ ሰዓት ሓደ ከባቢ ኣቢልካ ትበልዕ ወላ ንጥዕናኻ ጽቡቅ ኢዩ, ልምምድ የድልየካ ክምዚ መኪና ክትመሃር ወይ ድማ ዝኾነ ሓድሽ ነገር ክትመሃር ቴልሜደን ዝብሉኻ (ጾም ) ከኣ ልክዕ ከምኡ ኢዩ, ንዝኾነ ነገር ልምምድ ኢዩ ኣብ ዓወት ዘብጽሓካ። ሓደራ ግን ካብ ብሰብ ዝሰርሐን( ሓጻወን ) ስሚዒትካ ምርዋይ ዘይ ናይ ሰብ ባህሪ ወጺና ብገንዘብና ስሚዒትካ ምርዋይ ይሓይሽ , ምስ ከማኻ ሰብ ዋህዮ ዘለዋ ግላ ሄዋን ይሓሓይሽ. አዚ ከም ኣነ ዝሓቦ ኢዩ ኩሉ ሰብ ከኣ ዝተፈላለየ ሓሳባት ኣለዎ, ድፍረት ወይ ምስትውዓል ዝጎደሎ ሓሳብ ክኸውን ይኽአል ኢዩ ( ስለዚ ዝተጋገኽዎ ክትአርሙኒ ይምሕጸን ዝጎደለ ድማ ክትምሉኡለይ ብትሕትና ይሓትት! ሓደራ ግን ኣሕዋት/ ኣሓት ንብረትና ክግዝኣና የብሉን ማለተይ ሰብ ዘሰርሐን ሞባይል ላብቶብ ኮቢተር ሕስብ አሞ ኣብልዎ ባዕልና ዝሰራሕናየን ተመልሰን ክገዝኣና ከለዋ ማራ ኢዩ ዝገርመኒ!!!
@bemnetnkhu5423
@bemnetnkhu5423 3 года назад
+254776367191 dewululna
@helenbrhane4474
@helenbrhane4474 3 года назад
ይቕረታ እዚ ናይ ኣጋንንት ስእሊ ብታእሚ በዚሑ ከመይ ጌሩ ሰብ ነዛ ቪድዮ ክውድኣ ይክእል ስለ ትምህርቲ ቃል ሂወት የስምኣልና
@habtomteame7087
@habtomteame7087 3 года назад
Haftey eziko Audio ember zerae video yeblun, selezi ketsemie ember ketrie zgdis aykonen mknyatu tnksakasi seli selezyblu.
@user-xl5dq9rm4u
@user-xl5dq9rm4u 3 года назад
እሜን/ ፫/ ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዐልና እስቲ ናይ ሞሲሊም ገለ በልና ክብራተይ አብ ዝከድክወ ባታ ንእዮሱስ ክርስቶስ ረቢ አዩ ካብ ሞተ ኣተንሲኢወ ናበሉ ተክክ ኣቢለምና ብዝሓለፍክወ ዝቅመጠሉ ባታ አብ ስዑዲ ዓረብ ሰለዝኮነ ኩሉ ጊዘ ክፅሊ ከለኩ ከሙኡ ላበልኒይ ቅሳነት ከሊኢምኒይ ሰለዚ ገለ ክትብሉና ብትሕትና ይላበወኩም 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏so እስቲ አብ ስደተኛታት ንርከብ ክርስቲያን ንስሃ ንኣትዉ ደሊናስ ብስልኪ ኣይኮኒይ ኢለምና ብዛዕባ እዚኣ ለ ገለ በልና ይኮን ድዩ ብስልኪ ንስሃ ዋላ ንሕና ከ ኣጋጣሚይ ናይ እግዚአብሄር ፍቃድ ኮይኑ ተሞትና ከ ገለ በልና በጃኩም 🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@desalegebreyohanes8616
@desalegebreyohanes8616 3 года назад
ስርሕ ኣቢልኪ ቀልቲፍኪ ዓድኪ ተመለሲ
@peaceforall2405
@peaceforall2405 3 года назад
ሰላም ኣምላኽ ምሳኺ ይኹን ክብርቲ ሓፍተይ ፡ንስሓ ብቴለፎን ቁሩብ ክብድ ዝበለ ኮይኑ ይስማዓኒ፡ኣብ ሱዕዲ ዓረብ ግን ሓደ ካህን ኣቦ ኣሎ ሰሚኤ ኣለኹ ፡እንተዳኣ ግድን ደሊኺ ክሓተልኪ ይኽእል ኢየ።
@user-xl5dq9rm4u
@user-xl5dq9rm4u 3 года назад
@@peaceforall2405 እሺ ዝካኣለኪ ወይ ዝክኣለካ ተኮይኑ ፕሊስስስስ ክኣትዉ ላበሉኩ ብዙሕ ጊዘ ወሲደ ኣለኩ ብሓቂ ናጋ ሎሚ ናበሉኩ ጊዘይ ይከደንሎ ይመስል መንገዲ ናይ ኢ/ ያ መንገዲ የለን ክፅሊ ከለአኩለ ዘይሰምረለይ እዩ ዝመስለኒይ ዘተነሳህኩ ምፅላይ ኣይክእሊይ እናበልኩ ሕልናይ ምቅሳን ኣቢይኒይ ስለዚ ፕሊስስስ ስልኪ ናይዞሞ ክሃን ኣቦና ስደደልና
@mryfhg2421
@mryfhg2421 3 года назад
ክብርቲ ሓፍተይ ምንሳህ ይፍቀድ እዩ ዋላ አብ ሰደት ኾይንኪ ወሳኒኡ እምነት እዩ
@mhdmhd6719
@mhdmhd6719 3 года назад
@@peaceforall2405 v
@hadiskashi7929
@hadiskashi7929 3 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@edenteklehaimanot6215
@edenteklehaimanot6215 3 года назад
amen amen amen qale hiwet yesmealna
@Elrio1314
@Elrio1314 3 года назад
Qale hiwet yesmealna kbur hawna ,niana kea ayne lbonana ykfetelna fetari 🙏😥o Amlak hatyatana gedifka yqre belelna nhna rgumat weledo frhat amlak zeyblna nsgana tray nezez 😥,hawy nska kea sfh zbele meredaeta hizka ktmexie nxbeyeka ena
@awethabtom7937
@awethabtom7937 3 года назад
Amen
@abildekasi282
@abildekasi282 3 года назад
Amen amen amen
@user-jy3dx6sm5x
@user-jy3dx6sm5x 3 года назад
Amen Amen Amen
@shewitamanuel4225
@shewitamanuel4225 3 года назад
Amen amen amen
Далее
እግዚኦ ዘብል ዘመን
20:28
Просмотров 3,9 тыс.
🎙СТРИМ на 4 МИЛЛИОНА🍋
3:12:45
Просмотров 1,3 млн
Я КУПИЛ САМЫЙ МОЩНЫЙ МОТОЦИКЛ!
59:15
Как вам наш дуэт?❤️
00:37
Просмотров 1 млн
ክገድፈኪ መስዋእቲ ግበርለይ
38:55
Просмотров 4,6 тыс.
EXEED VX отзыв владельца #shorts
1:00
Просмотров 2,1 млн
Всегда проверяйте зеркала
0:19
BMW M5 VS COBALT  QANCHAGA TUSHDI 😱💣
0:17
Просмотров 1,2 млн