Тёмный

ኢየሱስ "ኣነ ኣምላኽ ኢየ ኢሉ ዶ? መንፈሳዊ ዘተ 

Godolyas Tube ጎዶልያስ ቲዩብ
Подписаться 135 тыс.
Просмотров 43 тыс.
50% 1

Развлечения

Опубликовано:

 

14 фев 2022

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 390   
@user-kf1xp8dg5e
@user-kf1xp8dg5e 2 года назад
ቃል ህይወት የስመዐልና ክቡራት መምህርና🙏🙏🙏
@user-vt7yy1sf6w
@user-vt7yy1sf6w 2 года назад
_ኣታ ዕልልልልልልልልልልልልልል ኣታ ዕልልልልልልልል ኣታ ዕልልልልል ኣቱም ሰባት ከምዚ ከማይ ደስስስስ ዶ ይብለኩም ኣሎ ካሊእ እሞ ይቅር እቲ ብሩህ ገፆም ገይሮም ክምህሩካ ከለው ስቁለ ደስስስ እዩ ዝብለኒ ማለት እዩ ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ብሩካተይ ስልጣነየ ወድነዋይ መዓረይ ፀግኡ የብዘሐልካ ክቡርን ዕዱሙን መምህርና ዕዱም ጋሻና ድማ ፍትውውውውውውውው ኢና ነብለካ ክብረት ይሃበልና ዞምናትና ተመስገን ናይ ተዋህዶ ወታደራት ኣሕዋትና_
@PeaceandJustice872
@PeaceandJustice872 2 года назад
Naybihaki✨
@SlAmDlAm-ls1xi
@SlAmDlAm-ls1xi 9 дней назад
Njmhjmin? 😊😊😊🎉❤​@@PeaceandJustice872
@SlAmDlAm-ls1xi
@SlAmDlAm-ls1xi 9 дней назад
9j😊y
@lemlemyoutube
@lemlemyoutube 2 года назад
ብሓቂ ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልኩም ክብራት መምህራንና አሰይይይይይይ ደስ ዝብል ትምህርት እዩ ንዓናም ዝሰማዕናዬ ቃል ህይወት አብ ፅላት ልቦናና የሕድሮ አብታ ቅንዕቲ ሃይማኖት የፅነዐና
@TesfitMihretaeb-oy4ti
@TesfitMihretaeb-oy4ti 9 месяцев назад
ናይ ብሓቂ፡ቃል ሂወት የስመዐልና ዑጉኡ የብዝሐልኩም ክምዚ፡ጽብቅ አዩ ኣብዚ ዘበናስ ሓስዊት መምሃራን፡ኣለዎ አሞ በርትዑ ❤❤❤
@sofyaaesufyflyheky9613
@sofyaaesufyflyheky9613 6 месяцев назад
አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂውት የስመዐልን 💯✅🙏🔐⛪✝️🙌🙌🙌🌿🌴🌿🌴🌿🌴🌿🌴👌👌👌👌👍👍👍👍🇻🇳👈
@teweldetesfamiceal5832
@teweldetesfamiceal5832 Год назад
ተመስገን ኣምላክ ክብርን ምስጋናን ንጎይታናን ኣምለኽናን ኢዮሱስ ዩኩን ኣሜን ፣ ስብሓት ንእግዛኣቢሄር ወለወላዲቱ ወለመስቀሉ ኩቡር ኣሜን።
@user-lk8ob8uw5r
@user-lk8ob8uw5r 2 года назад
ኣታ እልልልልልልልልልልልልል ባሓቂ ቃለ ሂወት የስመዕልና ዕድመን ጥዕናን ያሃበልና እግዛቤህር ኣምላክ ኩቡራት መማህራንና ምሽጡሩን ጥበቡን ይግለፀልኩም ኣረሰተደኩስ ንዘላኣለም ትንበር ቅንዕቲ ሃይማኖት ኣብዚ ኣላ ንዑ ናብዚ ንማሃር ነስተውዕል ተረጋጊእና ተመስገን ጎይታ ✝️✝️✝️
@Solomonchannel18
@Solomonchannel18 2 года назад
ብጣዓሚ ጽቡቅ ዝኮነ ትምህርቲ ክቡራት ኣገልገልቲ ተዋሕዶ ቤተ ክርስቲያን ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ ይደርበልኩም እግዚኣብሔር ኣምላኽና ኣሜን( 3) ክቡራት ክቡራንን ተካታተልቲ ናይዚ መደብ ኣነ ሓውኩም ጀማሪ እየ እሞ ሳብስክራይብ ግቦሩለይ የቀንየለይ ብትገብሩለይ ሓገዝ 🙏
@user-it5wo8yq3q
@user-it5wo8yq3q 8 месяцев назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዐልና ኩቡራት ኣሕዋተይ እግዝኣብሔር ኣምላክ ጸጉኡ የብዘሐልኩም🙏💌🙏❤❤❤❤
@user-cx4gy6gy9c
@user-cx4gy6gy9c 2 года назад
አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂወት የስመዐልና ክብራት መምሃራና እግዚኣብሄር ፀግኡ የብዝሐልኩም አሜን 💝💝💝💝
@komaistekle4512
@komaistekle4512 2 года назад
ሰላምምኩም ይብዛሕ ክቡራት መምህራነይ ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐልና ስለ ኩሉ ነገር አግዚአብሔር ይመስገን አና ኩሉ ጊዜ ከምዝ ገይርኩም አንተትምህሩና ዝያዳይ ሃይማኖትና ምፈለጥና ክቡራተይ አና በአድመን ብጥአናን ይሓልወልና በውነት ብዙሕ ተማሂርና ክብሪ ንአግዚአብሔር ይኩን ዝጥኡም ቃል ክንሰምአ ዝፈቀደልና 🌹❤🌹
@user-yb3yt6gu3j
@user-yb3yt6gu3j 2 года назад
ቃል ህይወት ይስመዐልና እግዚአብሔር አምላክ ፀጋ እግዚአብሔር የብዘሕሉኩም አሕዋተይ ናይ አገልግሎት ዘመንኩም ይባርከሉኩም
@user-gv6hi3of7j
@user-gv6hi3of7j 2 года назад
ሱልጣን መምህረይ ዕድመን ጥዕናን ያሃብካ ጡበቡ ይግለፀልካ ብጣዕሚ እየ ዝፎትወካ ዘድንቀካ ❤💒😍🙏
@maryamaadogoytaykyoneyfre2452
@maryamaadogoytaykyoneyfre2452 2 года назад
አሜን አሜን አሜን ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐልና ክቡር ሓውና ስልጣን ከሰተ ወታደር ክርስቶስ እግዚኣብሐሔር ኣምላክ ፀጋ ኣብ ልዕሊ ፀጋ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ እምነትና ንዘላኣለም ትንበረልና ⛪️⛪️⛪️🙏🙏🙏✝️✝️✝️✝️🤲🤲🤲🤲
@user-qd6cl5yx9r
@user-qd6cl5yx9r 2 года назад
ሰለ ኩሉ ነገረ እግዚአብሔር ኣምላክ ይመስገን ክብራት ኣሕዋትና ብጣዕሚ ጥዑምን ጹፉፉን ቃል ኣምላክ ምህረኩምና እግዚአብሔር ኣምላክ ብዕደመን ብጸጋን ይሓልወልና ንዓና ድማ ሰምዒና 30:60 100 ጹቡቅ ፊሬ ክንፈሪ እግዚአብሔር ዓይነ ልቢናና ይከፈተልና አሜን አሜን አሜን
@axsmawit
@axsmawit 2 года назад
አሜን አሜን አሜን ቃልህይወት የስመዐልና መምህር ስልጣነ ሓውና ናኣካን ከማካ ዝበሉን ኣየስእነና ፈጣሪ
@user-cx4gy6gy9c
@user-cx4gy6gy9c 2 года назад
አሜን አሜን አሜን
@berhanemeskeltewelde4301
@berhanemeskeltewelde4301 Год назад
Brother Weldeab your teaching is amazing . May the Lord bless you . Thanks brother Sultan as well.
@user-qn4rm3ue7x
@user-qn4rm3ue7x 2 года назад
ስለ ኩሉ ነገር እግዚአብሔር ይመስገን ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ጸጉኡ የብዘሐልኹም እግዚአብሔር ኣምላክ ክቡራት መማህራና ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም ይባረክ አሜን ፫ እግዚአብሔር ይመስገን👏👏👏❤❤❤✝️
@user-ji5rd2fb2h
@user-ji5rd2fb2h 2 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐልና ክቡራት መማህራንና እግዚአብሔር ኣምላክ ፀግኡን በረከቱን የብዘሐልኩም ብዕድመን ብጥዕናን ይሓልወልና ናይ አገልግሎት ዘመንኩም ይባርክ ብጣዕሚ ደስ ዝብል ትምህርት እዩ ይቀፅል
@hdhddhdh639
@hdhddhdh639 2 года назад
ቡሓቂ ቃል ሂወት የስመዐልና ክቡራት መምህርና👏👏👏💒💒💒💖💛
@segahseg4565
@segahseg4565 2 года назад
ቃልሂወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልካ ስልጣን ሓወይ ቃልሂወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልካ ወልደ ኣብ መምህረይ
@zebibtomas4782
@zebibtomas4782 2 месяца назад
ብሓቂ ኣዚኩም ብሉጻት የሕዋተይ፡ኣምላክና ዘመን ሂወትኩም ይባርክ፡ብዛዕባ ሃይማኖተይ ብዙሕ ነገር ፈሊጠ ኣለኩ ብጣዕሚ የመስግነኩም።
@brhanlove3159
@brhanlove3159 2 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የሰመዓልና ክቡራት መምህርና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️
@nebsey6471
@nebsey6471 2 года назад
Qal hiwet yesmealna amlaki xegiu yebzehalkum Amen 🙏
@tdf8017
@tdf8017 2 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህይወት የስመዐልና ክቡራት መምህራና🙏🙏🙏⛪⛪⛪⛪⛪⛪⛪
@user-zg4sx8ve1y
@user-zg4sx8ve1y 2 года назад
ብሓቂ ቃል ሂወት የሥመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልኩም እግዘአብሔር አምላክ ክቡራት መማህርና ናይ ኣግልግሎት ዘመንኩም ይባርከልኪም ልኣና እውን መስተውዓሊ ዓይኒ ልቦና ይሃበና ፈጣሪ
@GgGg-mx7lb
@GgGg-mx7lb 2 года назад
ባሓቂ ቃል ህወት የስማዓልና ክቡር መምህርና ስልጣን ኣውና (አሜን አሜን አሜን ንስከ እዉን እንኾዓ ዳሓን መፃካ
@user-zl5kg7in5r
@user-zl5kg7in5r 2 года назад
ተመስገን ኣምልክ በእውነት ንዛ ኣነን ኣቦይን ሓደ ኢና ትብል ፅሑፍ ከንበብ ከለኹ ሕጉስ ይብል ደስ ይብለኒ ክብራት ኣሕዋተይ ከማኹም ዝበለ ይብዘሐልና ሽሕ ዓመት ንበሩልና ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ንዘላኣለም ትንበር🙏❤❤❤
@kebreabfinhas7562
@kebreabfinhas7562 2 года назад
Amen NkulatiNa Kall Hiwet Ykunelina Eritrea Hagerina Kollay Selam Yewridelina Geyta
@meritgraweyti298
@meritgraweyti298 2 года назад
አሜን፫ ስም እግዚአብሔር አምላክና ዝከበርን ዝተመስገነን ይኩን ንዘላአለም አለም!!! ቃለ ሂወት የስመዕልና ኩቡርት አሕዋትና ፀጉኡ የብዘሐልኩም
@ghadi1022
@ghadi1022 2 года назад
ቃል ሂወት የስማዓልና መምህረይ ፅጋኡ የብዝሕኩም አጀኹም
@XxxXxx-ur5yq
@XxxXxx-ur5yq 2 года назад
ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ፀግኡ በረከቱ የብዘሐልኡም ክቡራት መማህርና ዕድመን ጥዕናን ያሃብኩም ፈጣሪ ኩሉ ዓለም እሰይይ ካብ ማዓርን ፃባን ዝጥዕምን ትምህርቲ ቀፅሉሉ ክቡራተይ
@henokzemuykil7540
@henokzemuykil7540 2 года назад
Sile qalu amlak ymesgen AMEN AMEN AMEN qale hiwet yesmalina xega ab leil xega yabuku fetarei
@user-nr2gp1wy9r
@user-nr2gp1wy9r 2 года назад
ቃለ ሂወት ያስመዐልና ኣሕዋትና ደስ ልብል ትምርቲ እዩ እድመይ ጥዕናይ ይሃብኩም ፈጣሪ🙏🙏🙏💞ሱልጣን ሓዉና ኣብ ፆም 40 ማለተይ ዓብዪ ፆም ታይ ላበልና ንሰግድ ናይ ፀጋ ስግደት ታይ ላበልና ንሰግድ ዓርበ ረቡዕ ብማንኛዉም መዓልቲ ንሰግድ ተለና ታይ ላበልና ንሰግድ በይዛካ ተገዲስካ መልሰልና ክላላይሶ እግዚኦ መሃረና ክርስቶስ መአንተ ቅድስት ድንግል ማርያም መሃረና ክርስቶስ እዚአን ኣብ ኩሉ ልሰግዶ እየ ልፅወዐን ስነ ስርዓቱ ኣይፈልጦይ😭😭😭 ክበረልና ሓዉና ንበረልና🙏🙏🙏
@alemdagim699
@alemdagim699 2 года назад
አሜን አሜን አሜን ብሕቂ ቃል ህወት የስመዓልና ክብራን🙏 🙏🙏🙏🙏🙏
@rchiwizhabeshawit1752
@rchiwizhabeshawit1752 2 года назад
ቃል ሂዎት የስመዐልና ክንደይ ደስ ይብል ተመስገን ኣብዚ ዘመን ንዓኩም ብሉጻት መምሃራን ዝሃበና እግዚኣብሂውር ይመስገን ይከበር ብዒድመን ብጥዒናን የንብረልና ጸግኡን በረከቱን የብዘሐልኩም ። ኩሉ ግዜ ኣብ ዝሩያኩም ምስጡሩን ጥበቡን ይግለጸልኩም ስለ ኩሉ ነገር እግዚኣብሄር ይመስገን
@jgddhccc3011
@jgddhccc3011 2 года назад
ኣሰይይይይይይይ ቃል እግዚአብሔር አምላክና ካብ መዓር ወለላ ይጥዕም ብጠዕሚ ፅቡቅ መምህራንና እግዚአብሔር ፀጋን ጥበብን የብዝሕ ዘመን ኣገልግሎት ኩም ይባረክ ኣሜንንንን 🙏 💒⛪️✝️
@user-to9oi2hj5e
@user-to9oi2hj5e 2 года назад
እግዚአብሔር ኣምላክ ይመስገን ሰላምኩም ይብዛሕ ክቡራት መማህራና ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልኩም እግዚአብሔር ኣምላክ ክቡራተይ ደስ ዝብል ትምህርቲ እዩ ናይ ኣገልግለትኩም ዘመንኩም ይባርክ እግዚአብሔር
@HK-rn8yx
@HK-rn8yx 2 года назад
ትምህርቲ ማለት አብዚ አሎ ቃለ ህይወት የስመዐልና ፀግኡ የብዘሐልኩሕ ክቡራት መማህራና
@user-fb1up3rc2l
@user-fb1up3rc2l 2 года назад
ቃልህይወት የስመዐልና ክቡራት 🙏🙏🙏
@muludesta1912
@muludesta1912 2 года назад
ንዓካተሙም ዘክነ ፅሑፍ ይበለይን ብጣዓሚ እየ ዘሐጉስ ብኣክቱም ትሕቲ ፍጣሪን ትሕቲ ወለደይን ንዓካቱም ይክብረን ይፍትዉን ክቡራን መማህርነይ
@user-rl5qo3qt3b
@user-rl5qo3qt3b 2 года назад
እሰይ እግዚብሄር ይመስገን ፀጋኡ ያብዘሐልኹም ባሓቂ ብሓቂ ቃለ ህይወት ያስመዐልና ፀጋ በረከቱ ያዓድልኹም ኣሜን ከማኣኹም ዝበለስ ፈጣርና ልኡል እግዚብሄር የብዘሐልና መምህራንና በዕድሜን ጥዕናን የንብረልና ስለ ኹሉ ነገር እግዚብሄር ይከበር ይመስገን ኣሜን💐💐💐🌷🌷🌷🌹🌹🌹🌻🌻🌻🙏🙏🙏💕💕💕
@keshizeray6016
@keshizeray6016 2 года назад
ሰላም ንዓኹም ብሩኻት ኣሕዋተይ እግዚኣብሄር ድምጽ ቃሉ ክትኮኑ ዘብቅዓኩም ይመስገን ጸግኡ የብዝሓልኩም egziabhier
@selammehari5568
@selammehari5568 8 месяцев назад
Amen Amen Amen
@fthawitnuwaye3418
@fthawitnuwaye3418 6 месяцев назад
aseyyyyyy qal hiwet yesmalna brukatey❤❤❤🙏🙏🙏🤲🤲🤲
@user-ex9gr7dc8q
@user-ex9gr7dc8q 2 года назад
ብሓቂ ቃል ህይወት የሰመዐልና ፀጉኡ የብዝሕ እግዚአብሔር ክቡራተይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም እግዚአብሔር አምላክ ክቡራተይ ብጣዕሚ ደሰሰሰሰሰ ዝብል ት/ቲ እዩ አብ ልቦና ይሓደረ ዝተመህረናዮ ተዋህዶ ሃይማኖት ናይ ዘልአለም ቤተይይ ክርሰቶሰ አምላክየ ድንግል ማርያም አደይይ ተመሰገን አምላኬየ ብሓቂ ሰልጣነይ ከምዝ አብልኩም ሓደ አምነት ሓደ ሃማነትኩም ዝኾነ ሃምህሩና ካብ መናፍቃን ካብ አሰላመይ ናብዝ አይታቅረበልና ወላ ሓንቲ ፍልጠት ናይ መፅሓፍ ቁዱሰ የብለሙን
@user-cx4gy6gy9c
@user-cx4gy6gy9c 2 года назад
አሜን አሜን አሜን
@user-wc6hn9lt4s
@user-wc6hn9lt4s 2 года назад
አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡራት መማህርና
@user-he8ys2kk2o
@user-he8ys2kk2o 2 года назад
ባሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡራት ኣሕዋተይ እግዚአብሔር አምላክ ፀጉኡ የብዝሕ ናዓና ድማ እግዚአብሔር አምላክ ኣብ እምነትና የፅነዐና
@tirhasgrmay4348
@tirhasgrmay4348 2 года назад
ናይ ብሓቂ ቃለ ሂወት የስማዓልና ጸጋ ኣብ ርእሲ ጸጋ ይዓድልኩም ፈጣሪ ንዓና ድማ ዝሰምዕ እዝነ ልቦና ይዓድለና ፈጣሪ
@user-lm5ix4ts8b
@user-lm5ix4ts8b 2 года назад
ብሓቂ ቃለ ህይወት የሰመዕልና ክብራት ኣሕዋትና መማህራና እግዚአብሔር አምላክ ጸጉኡ በረኮት የብዘሕልኩም አሜን አሜን አሜን
@user-ze3dt1ud9m
@user-ze3dt1ud9m 2 года назад
ብሓቂ ቃል ሂወት የስምዓልና ክብራት መምህሪና ቃል ሂወት የስምዓልና እግዚአብሔር አምላክ ፀጉኡ የብዘሐልኩም እግዚአብሔር አምላክ ይመስገን ስለ ኩሉ ነገር ንእግዚኣብሔር ክብር ምሲጋና ይኩን ኦ ጎይታ ነአምን ብቅዱስ ወንጌልካ አድሕነና አሜን አሜን አሜን
@letenkelleklebrhan1058
@letenkelleklebrhan1058 2 года назад
Kale hiwet yesmalna zeben agelglotkum egzabiher ybark rediet emebrhan bereket kudusan ms kulna ykun ztemahrnayo ab xlat lbna yehdro mstwalu yhabena egzabiher amen amen amen
@user-lh5xm9ct2t
@user-lh5xm9ct2t 2 года назад
ቃል ሂወት የስመዓና ኩቡራት መማህራንና 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@user-jw9tk6mh8q
@user-jw9tk6mh8q 2 года назад
አሜን በሓቂ ቃል ሂወት የስመዕልና ጸጉኡ በረከቱ ያብዘሐልኩም እግዚአብሔር ኣምላክ ኣሰይይይ ደስስስ ዝብል ትምህርት እዩ ዕድመን ጥዕናን ያሃብኩም 💓💓💓🕊🕊🕊💟💟💟💚💚💚✝️
@user-vb7sh9dj7f
@user-vb7sh9dj7f 2 года назад
Kale hiwet yesmalna tsegu yebzhalkum Egziabher Amlak kburat memharana btami des zbel tmhreti 👏🏼💖🙏
@user-nu7yl1gb5l
@user-nu7yl1gb5l 2 года назад
ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዓልና ጸግኡን በረከቱን የብዘሐልኩም እግዚአብሔር አምላክ ክብራተይ👏
@amiatek5089
@amiatek5089 2 года назад
Amen Amen Amen kale hiwet yesmalina dikeney Egizabhir Amlak Teguue yebzhlukom
@nezw8150
@nezw8150 Год назад
አሜን አሜን ቃለ ህይወት የስመዓልና ኩቡራት መማህርና
@skkk4985
@skkk4985 Год назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን🤲🤲🤲🙏🙏🙏
@AhmedMohammed-ce9dc
@AhmedMohammed-ce9dc 2 года назад
ዕድመን ጥዕናን ያሃብኩም እግዚብሔር✝️
@user-wt5gh5ub2l
@user-wt5gh5ub2l 2 года назад
ቃለሂወት የስምዐና ዝፈትወኩም መማህርና ፀጋ ኣብርርእሲ ፀጋ ይዓድልኩም ቀፅሉሉ ካባኩም ብዙሕ እናተምሃርና ኢና 💝💝💝
@hagoshaile6112
@hagoshaile6112 2 года назад
ብሓቂ ቃለ ሂወት የሰመዓልና ክብራት መምህራን እግዚኣብሔር ጸጉኡ የብዘሓልኹም ብጣዕሚ ደስ ዝብል ትምህርቲ
@user-ns5ej1jq4z
@user-ns5ej1jq4z 2 года назад
ቃል ህይወት የስመዐልና ክቡራት መማህርና ጸጉኡ የብዘሐልኩም እግዚኣብሔር አምላክ
@AmusedBabyKittens-wi4wh
@AmusedBabyKittens-wi4wh 2 месяца назад
Qal hiwet yesmana yehwatey ❤❤❤
@goytomhuruy7728
@goytomhuruy7728 2 года назад
Qal hiwet yesmana yehwat ⛪🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️❤️
@shzh6052
@shzh6052 2 года назад
ቃል ህይወት ያሰመዐልና ክዉራት መማህርና💞💞💞
@user-hd9tu6nw8m
@user-hd9tu6nw8m Месяц назад
ቃለ ሂወት የስመኣልና ክቡራት መምሃራን ቀጽልዎ ዓስብኹም ካብ ኣምላክ ርኸብዎ❤❤❤❤
@chvvvcug9116
@chvvvcug9116 2 года назад
ኣሰይይይ በሓቂ ቃል ሂወት የስመዕልና ክቡራት ኣሕዋትና ጸጉኡን በረከቱን ያብዘሐልኩም እግዚአብሔር ኣምላክ💞💞💞✝️
@magratbaba9071
@magratbaba9071 2 года назад
ጥዑም ቂል ሂወትየስማዓና
@luwamfshaye1308
@luwamfshaye1308 2 года назад
Kale hiwet yesmalna ahwatey
@mmubyt54mjhg6t6
@mmubyt54mjhg6t6 2 года назад
ብሓቃ ቃለ ህይወት የስመዐልና ጸጉኡ የብዘሐልኩም ክቡራት መምህራንና እስይይይይይይይይይይይይይይይ ዳስ ዝብል ት/ቲ እዩ ንዕናም ዝስማዕናዬ ኣብ ፅላት ልቦናና የሕድሮ እግዚኣብሔር ኣምላክ
@user-yd3sf1of1d
@user-yd3sf1of1d 2 года назад
ናይ ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐልና መስተብዐሊ ልቢ ይዓድለና ከይመነክኩም ፈፂምኩም ቀፅሉሉ ስልጣነይ መዓረይ ብጣዕሚ ደስስስ ዝብል ትምህቲ አዩ ። ክብሪ ን ቅዱስ አግዚኣብሔር ይኩን። ናይ አመ ብርሃን ፆሎት ናይ ኩሎም ቁዱሳን ረዲኤት ኣይፈለየና ። ቀልጢፍኩም ተመለሱና ❤️❤️❤️❤️❤️❤️ ሰላም ፍቅሪ ንሃገርና ትግራይ ይኩን ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@user-pm6tp5ry7j
@user-pm6tp5ry7j 2 года назад
አሜን አሜን አሜን ቃል ህይወት የስመዐልና ጸጋ በረከቱ ያብዘሐልኹም ክብርተይ🤲🤲💓💓💓💓💓💓💓💓💓💓💞
@fanatadese4327
@fanatadese4327 2 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና መምሃራና ብጣሚ ደስ ዘብል ትምርቲ ናይ ብሓቂ ቡሩህ ዝኮነ ትምርቲ ሚሂርኩምና ኣሕዋትና ኣብ አምነትና ናይ ብሓቂ ነዓኩም ኪብራት መምሃራን ዝሃበና አዝኣቢሄር ይመስገን ኩሉ ጊዜ ክምዚ ጌርኩም ክትምህሩና ብልቢ ይላቦ
@user-hv2yd7jd3x
@user-hv2yd7jd3x Год назад
ቃል ህይወት የስመልና ክቡራት🙏🙏🙏🙏🙏
@hp4694
@hp4694 2 года назад
ቃለ ሂወት የስማዓልና ኣቦናን ከምኡ ውን ምምህር ስልጣን ሓውናን ካብዚ ናይ ሎሚ ዘተ ብጠዓሚ ኣብ ዝነበሮ ተወሰኾ ከም ዝበሃል ብዙሕ ተማሂረ ፡ኣምላኽ ናይ ኣገልግሎት ዕድሜኹም ይባርኽ ንሱ እቲ ህያው ኣምላኽ ኢየሱስ ክርስቶስ እዩ ብዘይካኡ ካልእ ኣምላኽ የልቦን ኦርቶዶስ ተውሃዶ ንዘልኣለም ትንበር ኣሜን ኣሜን ኣሜን ።
@MulugetaMedhane
@MulugetaMedhane 2 месяца назад
Amen qal hiwet yesmalna egziabher xegu ybzhalkum
@haiahh4466
@haiahh4466 2 года назад
አሰይይ ብሓቂ ሰሉ ኩሉ ነገር እግዝአብሔር አምላክ ይመሰገን ቃለ ህይወት የሰመዐልና ጸግኡ የብዝሐልኩም የሕዋተይ ቀጸልሉሉሉ
@giromgebreselassie4512
@giromgebreselassie4512 2 года назад
ቃል ሂወት የስማዓልና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ
@user-dz3ow7rr4x
@user-dz3ow7rr4x 11 месяцев назад
ብጣዕሚ ሓጎሰይ መግለጺ የብሉን ሎሚመዓልቲ በጃኩም ቀጽልዎ ቃለህይወት የስምዓልና ንእግዚኣብሄርድማ ምስጋና ይብጽሓዮ ኣሕዋተይ
@freweiniamanuel2365
@freweiniamanuel2365 2 года назад
Qale hiwet yesmana burukat yehwatey xega egzabher msakum ykun Nay bhaqi tum qal egzabher mhrkumna
@genet6293
@genet6293 2 года назад
ናይ ብሓቂ ደስ ዝብል መምህርና መምህር ወልዳኣብ ብጥዕሚ ኣብ ናይ መንፈስዊ ውግእ ብዝዕባ ሓዳር ብዝዕባ ናይ ስላሴ ሰለስትነት ሓድነት ብዙሕ ተምህረ ጸጉኡ የብዘሐልኩም መምህርና
@ZahraZahra-oq6gf
@ZahraZahra-oq6gf 2 года назад
ብሓቂ ቃል ህይወት ያስመዐልና አሜን👏💖💖💖💖💖
@user-vh9vb5ov6n
@user-vh9vb5ov6n 7 месяцев назад
ቃል ሂወት የስማአልና ጸግሁ የብዛሓልኩም ኩቡራት መማህራና ደስ ዘብል ትምህርቲ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም
@regaattoo2070
@regaattoo2070 2 года назад
አሜን አሜን አሜን ቀሊ ሂዉት የስምአልና ኩቡራት ይሕዊትና
@hagosbrhane2901
@hagosbrhane2901 2 месяца назад
amen amen amen egzabher xegu ybzhlkum kali hiwet ysmalna kubrat mmhranena🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤
@mylovelyfamilygg4000
@mylovelyfamilygg4000 2 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስምዓልና ክቡራት የሕዋትና። ጸጋኩም የብዝሓዮ። ኣምላክ ብኣና ብፍጡራቱ ይዋረድ ኣሎ። ካብ ሰማይ ሰማያት ናብ ምድሪ ወሪዱ ብኣምላክነቱ ፍጹም ተዋሪዱ። ኣዳምን ሄዋንን ምስ ተጋገዩ ንዕኦም ንምድሓን ኢሉ ካብ ጋል ጋልካ ተወሊደ ከድሕነካ ኢየ ዝበሎ ንኣዳም ውን ዓቢ ምስክር ኢዩ። ፍጹም ኣምላክ ፍጹም ሰብ ብምካን። ኣምላኽ ስጋ ሰብ ብምልባስ ሰብ ኮነ። ልቢ ንበል ኣሕዋት፡ እየሱስ ክርስቶስ ፍጹም ኣምላኽ ኢዩ። እዚ ገሊጾሞ ዘለዉ ብጣዕሚ ደስ ዘብል ቅዱስ ቃል ኢዩ። ኣብ ልብና የሕድሮ።
@micaleamanal3394
@micaleamanal3394 2 года назад
Qal hiwet yesmaelna Amen Amen Amen
@danielzereay7809
@danielzereay7809 2 года назад
Amen amen🙏🙏🙏
@user-oo5sp9od6e
@user-oo5sp9od6e 2 года назад
ቃል ህይወት ቃል በረከት ቃል ሰናይ የስመዐልና መምህራነይ
@weynimebrhten8755
@weynimebrhten8755 2 года назад
ብሓቃ ቃለ ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዝሐልኩም ክቡራት መምህርና ❤️🧡❤️
@user-vn7tg2jp7r
@user-vn7tg2jp7r 2 года назад
ኣሰይይይ ደስ ዝብል ትምርቲ ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህይወት የስመዓልና ክቡራት ኣሕዋተይ ፀጉኡን በረከቱን የብዘሐልኩም እግዚኣቢሄር ኣምላክ ፍትዋተይ ተዋህዶ ሃይማኖት ልዘልኣለም ትንበር ☘️☘️☘️☘️☘️🌺🌺🌺🌺💕🌿🌿🌸🌸💕💕💕💖💖💞🙏🙏🙏🙏🙏💞💞💞💞💞
@ksanetshmendi4201
@ksanetshmendi4201 2 года назад
ቃል ህይወት የስማዕና ክቡራት መምህርና
@dawittsegai2330
@dawittsegai2330 2 года назад
Kale hiwet yesmaelna zomahwatey bhakiy des zbl u.
@Endrtaweit
@Endrtaweit 2 года назад
ቃለ ህይወት የስማዓልና ስድራ እግዚአብሔር።
@user-jx8rz4nd5y
@user-jx8rz4nd5y 2 года назад
አሰይይይ ክንደይ ደሰ ዝብል ትምህርቱ እዩ ብሓቂ ቃል ህይወት የሰመዐልና ፀጉአ የብዘሐልኩም እግዚኣብሔር ኣምላክ ክብራት መምህራንን ዕድመና ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ክብራት ኣሕዋተይ
@tsegagari1805
@tsegagari1805 2 года назад
ቃለ ሂወት የስምዓልና ፀግኡ የብዘሐልክም ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና ኣሜን
@berihuhaile6935
@berihuhaile6935 2 года назад
Kalehiwet yesmalna, egziabher amlak ayne libonana yikfetelna, Amen.
@meharisamuel5516
@meharisamuel5516 2 года назад
ብጣዕሚ ጽቡቅ መደብ ቀጽልዎ ክብረት ይሃበልና ።ቃለ ሂወት የስምዓልና።
@user-hk6tc7fm6z
@user-hk6tc7fm6z 2 года назад
Kal hiwet yesmalna kuburat memharaney egzabher edmen tenan hebu yenbrkum
Далее
Would you help?!😳
00:32
Просмотров 3,8 млн
ዘይግለጽ ስዉር የለን!  / ሥልጣን
44:19
🔴👉"ንዓይ ኣገሪሙኒ ኣሎ"
24:56
Просмотров 66 тыс.
🍁 Поверил в себя
0:19
Просмотров 1,7 млн