Тёмный

ኣማስዮም ሓደሽቲ ሓበሬታት ሑመራ/ኣዘራራቢ ክርክር ኣኼባ ህወሓት/ቅንፀላ በዓል ስልጣን መንግስቲ/ኣሜሪካውያን ዝተኸሰስሉ ዕልዋ/ዜና ዓወት ብሽክሌተኛታት! 

Tigray Horizon
Подписаться 34 тыс.
Просмотров 20 тыс.
50% 1

#Tigraynews #tigrayhorizon #raya #Humera #welkayt #tselemti #ወዲ ወረደ #ጀነራል ምግበይ #ጌታቸው #ሑመራ #ወልቃይት #ህወሓት #ደብረፅዮን #ረዳ #eritrea #russia #sudan #libanon #usa #Ethiopianews #Ethiopia #Tigray Horizon #usa #jawarmohamed
Ethiopia News - Feta Daily News | Ethiopian Airlines | Abiy Ahmed Ali | Tewelede Gebremariam | EU on Ethiopia | Sileshi Bekele Tigrai | general Abebaw Tadesse | ABiy Ahmed | General Tilaye Asefe | Mekelle | Amhara | Dessie
#Ethiopianews #Ethiopia
Ethiopia news / Eritrea news / Sudan news / Debretsion Gebremichael / Amhara Regional state / Tplf / Sudan Army / Jawar Mohammed | Eritrea news | Abey Ahmed | Abadulla gemeda /Semehal Meles / Mekelle / Samora Yenus / Meles Zenawi / Azeb Mesfin / Taye Dendea / NAMA / Tigray news / / Sebehat Nega / Tigrai news | Getachew Reda
Subscribe ይግበሩ!
-----------------------------
©Copyright: Tigray Horizon
Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.

Опубликовано:

 

5 июл 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 32   
@Maykomola
@Maykomola 8 дней назад
ኣቀራርባኹም ብጣዕሚ ፅቡቕዩ ቀፅልዎ ባዓል ጥዑም ድምፂ❤
@user-rl7pp6ij2i
@user-rl7pp6ij2i 8 дней назад
ምምሕዳር ህወሐት ዝበሀል አበይ ነይሩ ብሕገመንግስቲ መሰረት ብግስቲ ትግራይ ትምራሕ ዐዲ ነይራትና ሕማቅ ሜድያ
@seidedris3325
@seidedris3325 7 дней назад
Dawn Dawn wedi reda.
@Berihe
@Berihe 8 дней назад
ወገሐፀበሐ ህወሐት ህወሓት ናዐዲ ሰለሰተሕማም ደዩ ሓልፉካ ንህወሓት በየ ማዕልቱ ምልዓል ናይገቢ ምንጪ ድያ ወይስ መጀገኒ መሰልኳ መሕፈርቲ እኹም
@MuluTeka-qb8zg
@MuluTeka-qb8zg 8 дней назад
ሚድያኻ ጠርጢረዮ ናይ ብሰሜን ገፅ ዘሎ ሓሳብ ኢኻ ተቅርብ ዘለኻ
@semretgirmay5590
@semretgirmay5590 8 дней назад
ጽቡቅ ገበሩ ሐሳዊ ለቅላቂ
@NahomAmiche
@NahomAmiche 7 дней назад
Bmechereshu gn kulkum social medai hasewti ekum wala hanti haki mereja aytrekbun
@tadesseazage3306
@tadesseazage3306 8 дней назад
ማህበራዊ ሚድያዎችተጠንቀቁ
@user-mo3zw3lb3j
@user-mo3zw3lb3j 7 дней назад
TPLF Must go.....Enough is Enough.....
@haileslaseasefa7945
@haileslaseasefa7945 8 дней назад
ሓሳዊ ለፍላፊ ህዋሓት ምስማንም ኣይልጠፊ ፈሽፋሽ
@kunama1170
@kunama1170 8 дней назад
ኣታሓስው ቃልሲ ህዝቢ ትግራይ ኣተጉትሙ ብዛዕባ ምምላስ ተማዛባልቲ ግዝያ ምምሕዳር ኣለዎ
@siblesible4838
@siblesible4838 7 дней назад
Lemndnew asre hwhat eyalk emtlefelfo telat eyasdesetk new hwahat malet yetgray hzb new atsasat kemeten belay tabezawAleh asgekakl mnm tfat binorom tgraway nachew
@slime12-so5mx
@slime12-so5mx 8 дней назад
ኣነ ዝገርመኒ ዞም ላዕለዎት ሓለፍቲ ውዕል ፕሪቶርያ ንምንታይ ኢዮም ካብዚ ወረርቲ ሒዞምዎ ዝነበሩ ግዝኣት ትግራይ ዝኹሉ ንብረት ናብ ጎንደር ከግዕዙ ሰቅ ኢሎም ዝርእዩ????
@ahmedkassa2952
@ahmedkassa2952 8 дней назад
ሓስውቲ
@user-ne7uu6zv4g
@user-ne7uu6zv4g 8 дней назад
kondaf hqsawi hwehat malet hzbi tgray eyu aythasu midya hizka
@AradomBerri
@AradomBerri 8 дней назад
ብምፂ ንኸስምዑ ንህዝቢ ካብ ምልዓተዓል : ዕጡቅ ሐይሊ TDF ልኢኽካ : ገበርቲ እከይ : አፃርዩ ንኽድርዕም ትእዛዝ ምሃብ'ዩ እቲ ካብ እከያት ከድሕንን : ፈሪሖም ካብ ርካሽ ስነ ምግባሮም ንኽእረሙ ዝገብር ። ወይ ድማ ክሳድ ሒዝካ ብምፅናሕ : ዝወረርወን መንጢልካ : ንቶም ርኹሳት ብምርሻን : ኽርዕዱ ተጌርካ : ይትረፍ ክወሩ : ወዲቁ ተፀንሕዎም እካ : አየልዕልዋን ።
@kidanetesfay7123
@kidanetesfay7123 8 дней назад
እዞም ዓዲ ፫ እኮ ሰብ አይ ዝኮነ ሓይሊ እዮም ሲኢኖም ዘለዎ።
@brhanetewold9767
@brhanetewold9767 8 дней назад
mmlas temazabelti NA TDF EYU
@isurafelkif
@isurafelkif 8 дней назад
ሐደ ካብቶም በገንዘብ ትግዙኡ እሰኩም ኢኩም ተኾሊሰኩም ብኦሆዴድ ተኣሰብኩም ህዉሓት አይፈርሰን ኢዩ ድህሪ ኸዚ 7 ዘርኢ ዘርኢ አይፈርሰን እሰኹምን ጉጀለ ጌታቸው ረዳን አሆዴድን አይተተሰፉዩ ህዉሓት መጀመሪያ ነይሩ ህዉሓት ትጥቀኑ ዝነበርኩም ኸዚ ግን ተረዲእዋ አሎ አዚ ሚዲያ ሽበራ ኢዩ ጊዛዊ መንግሰቲ ትግራይ ካምዚ ተሪኢዩ ዘይፍለጥ ቅትለት ሰርቂ ኩሉ ነገር እዘ ግዛዊ ምሰመፀ ኢዩ 3000 አመት ተርኢዩ ዘይፈልጥ ይረኦሎ ረሳህ ወዲ ረሳህ አብዩ መሸረፈት አውፂኢዋ ጊዛዊ መንግሰቲ ይቆቋመልና ሓቲተሙኒ ግን ሐሳዩ ተኮነ አይኹን ቀዲምና ፈሊጥዋ ኢዩ ህ ትግራይ መራሒ ህ ትግራይ ህዉሓትን ህዉሓት ኢዩ ክትፈልጡ መዲያ ቲፎዞ ሐሶት ዝዛረብ ተልኣኺ ኦሆዴድ ሐቂ አምሲልኩም ሰም ብምጥፋእ ነይሩ ከዚ ግን በቃ ይኣኽለኩም ጠጠው አብሉ
@gabrlibanostaklu6313
@gabrlibanostaklu6313 7 дней назад
ህወሓት ፀረ ውዕሊ ቢግቶርያ ግምት ተግባሪ ዘምስል ትንተና ኣርምዎ ትክክል ኣይኮን
@Haylemaryam-br4yp
@Haylemaryam-br4yp 8 дней назад
፦ አይት ሓሱ ሓሳዊ ትኽክለኛ ገምጋምን ነቀፌታን እዩ ዝካየድ ዘሎ። ዛይሎን ዘየሎን ዜና አይተሕልፍ። ናይ ኩረት ወዲ ኩረታት ወረ እናሰማዕኹም ህዝቢ አይተደናግሩ።ሓሰውቲ
@Estifanos-kt4lb
@Estifanos-kt4lb 7 дней назад
ብዘይካ 3አመራርሓ ህወሓት ጥሮታ ዘይወዐፁ"?;/:
@Estifanos-kt4lb
@Estifanos-kt4lb 7 дней назад
መራሕቲ ህወሓት ከ ታይ ይገብር አሎ? አብ አኼባ ይውዕል አሎ?:
@selamnkulu2541
@selamnkulu2541 8 дней назад
ተመዛበልቲ ብዘይ ፀጥታን አመራርሓ ትግራይን ፅንተት ክድገም እዩ ካፍቲ ዜናኻ ፀላእቲ ስለዘይወፁ አዘዝቲ ንሶም ስለዝኾኑ ንብረት ይወሩን የቃፅሉን አለው: ወንጀለኛታት መን ይሓዞም? መከላከያ ገልተኛ አይኾነን ናይ 3 ጀነራላት ተግባር ምርአይ እኹል እዩ:ወረ ናይብርጋዴር ጀነራል ተዘራ ንጉሰ ዘረባስ ብግሀድ ሕውሓት ምጥፋእ መሬት ትግራይ ንምውራር እዩ ፋኖ ኾይነ ዝብል: ተቓዋማይ ናይፕሪቶርያ ውዕል እዩ: እሞ ውግእ እናተዳለውስ ዓሰርተ ግዘ ሕውሓት ትወቕሱ: ውድብ እኮ ስርሑ ተመያየጡ ዝሓሸ መገዲ ምውሳድ እዩ: ብዛዕባ ተመዛበልቲ ግዝያዊ ምምሕዳር ጀሚርዋ አሎ ዝፈፀሞ ጌጋ ተልዩውን ምስውድቡ ክካራኸር ይኽእል እዚ ናይ ስልጣን ጉዳይ ከይኾነ ናይ ዘእምን ሓሳብ ሒዝኻ ምክታዕ እዩ: ብዘይ ምይይጥ መራሒ እንትጋገ መን ይአርሞ?
@IsacAbera
@IsacAbera 7 дней назад
ሙሉእ ሓቤረታ ኣይረኸብኩምን መወዳእታ ሪኢኻ እዩ ዝዝገብ ባያዝድ ኣይትኹኑ በጃኹም ሓቂ መጀመርያ ሪኢኻ እዩ።
@user-nq1gm6rf3u
@user-nq1gm6rf3u 7 дней назад
ምስ ሻዕብያ ሓቢርካ ምስራሕ ዘይኮነስ ሓቢርኩም ትጠፉኡ ኣለኩም ሻዒብያን ህውሓትን ይኣክለኩም።
@zaebakulu8553
@zaebakulu8553 8 дней назад
ኣታ ሓሳዊ ናይ ጌታቸው ካድረ ኣብዚ መፂኻ ነገር ኣይትንዛሕ ረሳሕ ወድመኣምን ዝሓዝኩም ሒዝኩም ሓድነት ህዝቢ ክትብትኑ ላሕ ትብሉለኹም ኸዝውን ክነግረኩም ህዝቢ ትግራይ ዘላቒ ሰላም ክረክብ ተኾይኑ ምስ ሕግደፍ ክዕረቕ ኣለዎ ንስኻ ግን ምኽፍፋልካ ቐፅል ኣንሰብስክራይብ ክገብረካ እየ !!! እቶም ሐዚ ዝግምገሙ ዘለው ን ኣይንለቕቕን ኢሎም ሕውሓት ብዛዕባ ህዝቢ ከይሓስብ ሓኒቖም ሒዘሞ ዘለው እቶም ቆራዲድ ለያቡን ናይ ብልፅግና መፅሓፍ ቅዱስ ዘንብ ቡን ኢትዮፒያንስት ሓይልታት እዮም እዚኣ ደኣ ዘይትናገር ኩለኻ ፈታዊ ትግራይ ነዚ ሚድያ ኣንሳብስክራይብ ግበር ሌባ must be resign!!
@tesfitokubay7040
@tesfitokubay7040 8 дней назад
አብ ሀደ ሐገር እናተቐመጥካ ግዛት ኢልካ ነገር የለው ወያነ ዘምጽኦ ስርዓት ቡሽቲ እዩ
@weykefetek3020
@weykefetek3020 8 дней назад
ሸሮቕሮቕ ኣትዩኩም ደንበ ከደምቲ። ህወሓት ኣፍልጦ ህዝቢ ትግራይ እምበር ኣፍልጦ ሸዋን ከደምትን ዘይረኸበት ኢላ ድምብርፅ ኣይትብልን። ሓሶት ፣ ናይ ፀላኢ ፕሮፓጋንዳ መቓጠርቲ ሽዋ ኢኹም። Blocked.
@GebrehiwotGebremedhin
@GebrehiwotGebremedhin 8 дней назад
ብዙሓት ብዙሓት ትብሉስ ቀዳዳት እኩም።
@yemanehagos6745
@yemanehagos6745 7 дней назад
😂😂😂 ሐሰውቲ አብቲ አዳራሽ ዘሎ ኹሉ ጋሐፍ እዩ እቲ ዝገደደ ድማ እቲ ናይ ሽግር መንግስት እዩ ...😅 ከብዶም አሕቢጦም ጃኬትን መነፀርን ካብ ምቅያር ዝራእናሎም የለን !😊 ካብዚኦም አቡኡ ዘፍለጠ ፒፒ ይሐይሽ ምኽንያቱ ጆነሳይደር ስለዝኾነ ክትጥንቀቅ ይገብረካ እዩ ።😮
Далее
Ручка из шланга, лайфхак
00:11
Просмотров 15 тыс.