[ ግብሪ ሓዋርያት 4 ]
31 ኪጽልዩ ኸለዉ ኸኣ እቲ ተኣኪቦሙሉ ዝነበሩ ሥፍራ ተናወጸ፥ ኵላቶም ከኣ መንፈስ ቅዱስ መልኡ፥ ቃል ኣምላኽውን ብትብዓት ተዛረቡ።
ሰላም ወሰናይ ኣሕዋትን ኣሓትን ፡ንመንፈስ ቅዱስ ብሃረርታ እንዳተጸበና ፡ " ቅዱስ መንፈስካ" ትብል ሓዳሽ መዝሙር ብኢሰያስ ወልደሚካኤል ካብ ቀዳመይቲ ኣልቡም ሒዝናልኩም መጺእና ኣሎና ።ምሳና ኮንኩም ንጎይታ ከተመስግኑ ንዕድም። ኣብዛ You tube channel Subscribe Share Like comment ብምግባር መዛሙር ንዝርግሖም ክትከታተሉ ብፍቅሪ ጎይታ ንዕድም። • " KDUS MENFESKA" New C...
Subscribe
Share
Like
Coment
21 авг 2024