Тёмный

ኣብ ግዜ ጾታዊ ርክብ ነዊሕ ንዘይጸንሑ - 5 ሕክምናዊ ፍታሕ  

Dr. Sharon Woldu
Подписаться 169 тыс.
Просмотров 321 тыс.
50% 1

#eritrea #tigrigna #tigray #ጥዕና #prematureejaculation ደቂ ተባዕትዮ

Опубликовано:

 

9 сен 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 868   
@kifleyesusalazar
@kifleyesusalazar 11 месяцев назад
ኣድኒቀኪ!!ክብርታት ኣገላልጻኺ ወይ ኣጠቃቅማ ቃላትኪ ምስ ክብርታት ሕብረተሰብ ኣዛሚድኪ ብምሉእ ትሕትና ፍልጠትኪ ምክፋልኪ፡የመስግነኪ።
@DrSharonWoldu
@DrSharonWoldu 11 месяцев назад
ክፍለየሱስ፡ ክብረት ይሃበለይ!
@afrocinema50
@afrocinema50 11 месяцев назад
ዶ / ሻሮን እስኪ ብዛዕባ መትሎ ዘዕብዩ ተፈጥራዊ ነገራት ተገዲስኪ ግለጽልና ። ብሕክምና ከ መፍትሒ ኣለዎ ዶ?
@TekaHaile-hu3wh
@TekaHaile-hu3wh 10 месяцев назад
​@@afrocinema50ata dongola
@afrocinema50
@afrocinema50 10 месяцев назад
🤣🤣🤣🤣
@afrocinema50
@afrocinema50 10 месяцев назад
@@TekaHaile-hu3wh dongola 🤣🤣🤣
@samtg1781
@samtg1781 11 месяцев назад
ከመይ ዓይነት ወረጃ ዶክተር' ኢኺ! ኣጠቃቕማ ቋንቋ ምስ ሕብረተሰብና ኣዛሚድኪ ምቅራብኪ ሞሳ ይግበአኪ'ዩ።
@HabtomTesfazion
@HabtomTesfazion 4 месяца назад
❤🌹
@amora5836
@amora5836 11 месяцев назад
ሓደ ሰብ ተማሂሩ ንነብሱ ኮይኑ ንህዝቡን ሃገሩን ዝኽውን ሰብ አንተ ሃልዩ ኣብነት ንስኺ ኢኺ thank you so much Dr sharon ❤❤❤
@DrSharonWoldu
@DrSharonWoldu 11 месяцев назад
የቐንየለይ!!!
@user-tr3te8bk7o
@user-tr3te8bk7o 11 месяцев назад
@@DrSharonWoldu ብኸመይ ከረኽበክ ይኽእል ክብርቲ ዶክቶር?
@user-bt5cg6dm6z
@user-bt5cg6dm6z 10 месяцев назад
Kulatna ena ndelya hawey natey
@user-gz6zz9xg5u
@user-gz6zz9xg5u Месяц назад
33wsrk.,, vv3f​@@DrSharonWoldu
@Dahlak-ry8ns
@Dahlak-ry8ns 11 месяцев назад
ነቲ ኩሉ ግዜ ብፍልጠትን ብሞያን ብድፍረትን ብጽፉፉን እተቕርብዮ መቸም ቡዙሕ ሰብ እጥቀምን ቡዙሕ ፍታሕ "ውን እረክብ እኸውን እዩ ። Your presentation usually almost honest /facts with bravery with profession and with confidence well done you. ብዛዕባ ምድንጓይን ነዊሕ ምጽናሕን እንተኾይኑ ግን እቲ ናይ ጥዕናዊ ጸገማት ወይ ካልእ ጊዝያዊ እንተታት እንተዘይተሓዊስዎ። N.B:- :- Instead of stopping ,holding etc.. Naturally ነዊሕ ንምጽናሕ መዓስን ብኸመይን ንኽንደይ ጊዜ ርክብ ምስ ዝደጋገም ነዊሕ ክጽናሕ እከአል ፦ ንአብነት አብ"ቲ መጀመርያ ርክብ ቀልጢፍካ ...ክህልው እዩ አብ ካልአይ ሳልሳይ ግን ምድንጓያት ክሳብ ዕጋበት ወይ"ውን ክሳብ ድኻም እውን ክስማዕ እኽእል እዩ .. After Friction ..+Frictions. እምበር ነዊሕ ክትጸንሕ ኢልካስ ምቁራጽን ገለ ነገር ምልካይን/ብምድንዛዝ ክትድንጉይ ምግማት ሲ ነቲ ቀንዲ/ በቲ ቀንዲ አካላት መራኸቢ ዕጋበት ንምርካብ የጉድሎ እዩ it is just Friction+ እዩ ንኻልእ አካላት ብምድህሳስን ብምርአይን ዝርከብ ዕጋበት ከአ አይግድን ። ብፍላይ አብ ሓዳር ወይ ምስ መጻምድኻን ዝግበር ርክብ ሲ ናይ ጥዕና ጸገም እንተ ዘይሀልዩ ቡዙሕ ዘሻቕል አይኮነን። ካብ ግዜ ናብ ጊዜ ምቅይያራት እህሉ እዩ ። እምበር ሻሮና እታ ቀዳመይትስ ብተፈጥሮን ምስ ኩነታትን ቅልጥፍ ኢላ እያ ። ካልኤቲ ግን ቁሩብ ተተዓጋግብ እያ More frictions and perhaps it encourages more ፖዚሽንስ ... እምበር ምኽሪ ንምድነጓይ ሲ ብፍላይ ነቶም ምኩራትን ሰብ ሓዳርን ሲ ? አብ ቀዳማይን +ካልአይን ርክባት ፍልልያት/ምድንጓይ እና በዝሔ እዩ ዝኸይድ ። እምበር ደቀ "ንስትዮ ከማን እርድእኦ እፈልጥኦ ...እስምዔንን እሰማማዓሉን እየን። Well done you Dear Dr. Sharon as always for your bravery and advises with knowledge and professions ..hopefully especially this presentation with experience too ?
@abrahamtsehaye5279
@abrahamtsehaye5279 11 месяцев назад
ናይ ኩሉ ሰብ ጸገማት ክቐርፍ ዝኽእል ኣዝዩ ኣገዳሲ ዝኾነ ትምህርቲ እዩ ብጣዕሚ ድማ ነመስግን ካብ ተኸታተልቲ ግን ብዙሕ ጉድለታት ይርኣየኒ ነዚ chanell ኣብ ምዕባይ ብዙሕ ንነጥፍ የለናን like share comment እንዳገበርና ነተባብዓያ ነዛ ሕብረተሰብ ክትሃንጽ ትኽእል ሓብትና ክብረት ይሃብኪ
@DrSharonWoldu
@DrSharonWoldu 11 месяцев назад
የቐንየለይ!!!
@zemenmenfes384
@zemenmenfes384 11 месяцев назад
ጽብቅቲ ትምህርቲ አያ ንኩሉ ወዲ ተባዕታይ ጸገም ዘለዎን ዘይብሉን!❤
@sirakefrem7996
@sirakefrem7996 11 месяцев назад
መግለጺ የብለይን ! ክብርቲ ፡ ብልጽቲ ፡ ትሕቲ ፡ ብስራሕክን ናብራክን ቅሰኒ ፡
@DrSharonWoldu
@DrSharonWoldu 11 месяцев назад
ኣሜን። የቐንየለይ ሲራክ!
@SimonGebremicheal
@SimonGebremicheal 10 месяцев назад
ጎበዝ ኢኺ
@samsonhaile5072
@samsonhaile5072 6 месяцев назад
ዓጋመ ከዛብ
@Weltem-we1tq
@Weltem-we1tq 6 месяцев назад
የቐንየልና ሓፍትና ቦዚ ዝመፅእ ጭቕጭቕ መፍቱሒ ዝህብ ከምዝኾን ኣምን
@teklittukue2551
@teklittukue2551 5 месяцев назад
😂😂​@@samsonhaile5072
@Robi-94
@Robi-94 11 месяцев назад
ብልጽቲ ኢኺ Dr. ሻሮነይ ካብ ኩሉ ኣገላልጻኺ ❤
@alula763
@alula763 11 месяцев назад
ሰለ ሞያዊ ትምህርትኪ ብዙሕ የመስግነኪ ኣምላክ ጸጊኡ የብዝሃልኪ ❤🙏
@aynfalaleeritrea7204
@aynfalaleeritrea7204 10 месяцев назад
ክብርቲ ዲ/ ሳሮን፡ ብርእሰ ተኣማንነትን ፍሕሹው ኣቀራርባን ኢኺ ትምህሪ፡ ቀጽልዪ ንፍዕቲ ጓል ኤረይ❤
@soloshellela1546
@soloshellela1546 11 месяцев назад
ብጣዕሚ ኢና ንመስግን ስለቲ ከይትሓለልኪ ትህብና ሃናጺ ፎዋሲ ሓሳባት ዶክተረይ ሽኮር 🎉❤❤❤
@user-tg6ky1ky9x
@user-tg6ky1ky9x 10 месяцев назад
Iam apprecait for you doktor Saron becounty we love you all the eritrean people.
@natisonofgod5515
@natisonofgod5515 11 месяцев назад
ሰላም ዶክተር ሻሮን ንስለ ትህብና ብዙሕን ፍልይ ዝበለ ሃናጺ ትምህርትታን ብጣዕሚ እናኣመስገንኩ።ብዛዕባ ጸሊምን ሓፊስን ደም ኣብ ግዜ (ወርሓዊ ጽግያት)ን ከቢድ ቃንዝኡን ጠንቂን መፍትሒታትን ተትሰርሕልና ጽቡቕ ኔሩ።❤
@user-be8pq8dc7m
@user-be8pq8dc7m 10 месяцев назад
ሰላም ን ቅሳነትን ይሃብኺ ዶ ር ሻሮን ግልጽ ብዛዕባ ወሲብ ምግላጽኺ ብ ጽቡቅ ኣነ ግን ኽሐቶ ደልየ ዘለኹ ሐደ ወዲ ተባ ይ ኸሳብ ኸንደይ መዓልቲ ወይ ዓመት ኽጸን ኣለዎ
@issacamanuel1760
@issacamanuel1760 10 месяцев назад
​@@user-be8pq8dc7mab mntay yu kxenh hto anexr
@berhanetesfay7756
@berhanetesfay7756 6 месяцев назад
ዶክተር ሻሮን እንቓዕ ውልድና ኮንኪ እታ ብርኽቲ ሃገርና ነዓኣ ዝመስላ እያ ትወልድ እግዛብሔር መመሊሱ ሞጎሱን ጸጉን የብዘሐልኪ
@abdusalamomer5463
@abdusalamomer5463 11 месяцев назад
ክብረት ይሃበልና ሰለ ኢቲ ልግስኺ ጠቃሚ ምኽርኺ ዕድመን ጥዕና ይሀብኪ ፈጣሪ
@solomonabraha756
@solomonabraha756 11 месяцев назад
ናይ 'ዚ ዘለናዮ እዋን/ዘመን ብልፅቲ መምህር፣ ሰብኣውነት ዝተላበሰት ፣ መፍትሒ ፀገም ንዘጋጠሞም ሰባት ኢኪ እሞ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ክብርቲ ሓፍተይ።
@WediNega
@WediNega 11 месяцев назад
ብሓቂ ክትድነቅ ዝግብኣ ብልጽቲ ዶ/ር ስለቲ ኩሉ ጌዜ ትህብና ትምህርቲ ነመስግነኪ ዶ/ር ሻሮር🌹🌹🌹
@user-es1vf1ro8o
@user-es1vf1ro8o 11 месяцев назад
ናዓኪ ንምግላጽ ከቢድ እዩ። ፈዉሲ ሂወትና ንኩሉ ብዘየፋላላይ ስለዝኮንኪ። ቅጭን ኢኪ❤
@abibabraham3614
@abibabraham3614 11 месяцев назад
ኩሉ ንክትገልጽዮ ትጥቀሙሎም ቃላት ትህብና ትምህርቲ የድንቐኪ የቐንየልና ዶክቶር ሻሮን
@kibromkahsay2197
@kibromkahsay2197 4 месяца назад
I have no words to thank you .simply 10Q for your best expression
@ghirmayteame8964
@ghirmayteame8964 11 месяцев назад
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ።ብሓቂ ብሉጽን ጽፉፉን ኣገላልጻ ምስቲ፡ብሉጽ ሕብረተ ሰብናን ባህልናን ዝኸይድ ቃላት ን ኣገላልጻን
@andayweldab8386
@andayweldab8386 3 месяца назад
ከማኽስ ይብዙሑን ይዓንብቡን ክብርቲ ሓብቲ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ።❤❤
@user-cs1hb6om3d
@user-cs1hb6om3d 11 месяцев назад
ዶክተረይ ጽቡቅ ምክሪ 1 ግብረ ሕቡእ ምግባር ቅድሚ ርክብ ትብል ውጺኢታዊ አይኮነን ሰበይትካ ከላ ግብረ ሕቡእ ምግባር ጭንቀት ኢዩ። አብ ሞንጎ ርክብ ዕረፍቲ ምግባር ንዝተወሰነ ካሊኢት ውጺኢታዊ መፍቲሒ ቀሊል ከአ ኢዩ። ንምቅናዕ ሓጋዚ ዝኮነ ከአ ቡንን በርበረን ኢዩ ይባሃል ከመይ ኢየ ሻሮነይ💙💙💙💙💙
@frewengelmesfn1637
@frewengelmesfn1637 11 месяцев назад
Kab temekurey. Alkohol kurub ste. Mara eyu zedenguyeka.
@Dawitsiele
@Dawitsiele 10 месяцев назад
ልክዕ እዛ ግብረ ሕቡእ ኣዝያ ሓደገኛ ከላ ከም መፍትሒ ተጠቀሙላ ምባል ጌጋ እያ።ሰበይትኻ ከላ ነቲ ጭንቀትን፣ጽለኣት ነብሲ ጌርካ ናብ ሰበይትኻ ምቕራብ ዘፈንፍን እዩ።ሰበይትኻ ከላ ሞ ግብረ ሕቡእ ፍጹም ኣይትሓስቦን ኢኻ😂
@user-ue3kb6lt2t
@user-ue3kb6lt2t 11 месяцев назад
Dr. ሻሮን ኣዚኺ ምቕልልትን ሓጋዚት ህዝባ እትገብርዮ ሓገዝ ቐሊል ይመስል ይኸውን ግን ኣዝዩ ዓቢ ቑምነገር እዩ 👍🏾👍🏾ኣነ ወዲ ሓምሳ ዓመት ኢየ እዚ ክትብልዮ ዝወዓልኪ ክሳብ ሕጂ ኣየጋጠመንን ስፖርት ምዝውታር ዉን ፍታሕ ከይኮነ ኣይተርፍን ምኽንያቱ ስፖርት ንኣእምሮና እፎይታ ይህብ ንደምና ብጽቡቕ ናብ ዘድልዮ ቦታታት ክመሓላለፍ ስለዝሕግዝ እዩ መስለኒ.
@snitentertainment6979
@snitentertainment6979 7 дней назад
Thank so much Dr, sharon it is an amazing lesson 🙏❤️
@eritreakidanemamaanseba9005
@eritreakidanemamaanseba9005 8 месяцев назад
ጎቦዝ ሓብተይ ጸገማት ሲ ብዙሕ ዩ ዘለና ኣምላክ እንተ ሓጊዙና ክንፍትኖ ኢና ❤❤❤❤❤ኣምላክ ዕድመ ይሃብኪ በሊ
@andebrhanteklemariam9739
@andebrhanteklemariam9739 11 месяцев назад
Thank you D.sharon ከም ወትሩ በዚ ዝጽገሙ ውን ስለ ዘለው ጽቡቕ ኣስተምህሮ ልዕሊ ኩሉ ሞያዊ ዘሓወሶ ኣስተምህሮ ስለ ዝኾነ ቀጽልዮ❤
@Merike-ts5eo2nl4b
@Merike-ts5eo2nl4b 11 месяцев назад
ዶክተረ ሽኮር❤❤ nice clarification በቃ ኩሉ ሲ ብስነ ስርዓት ልዕሊ ኩሉ ክረዲት ዝግብኣ ኮንጆ🎉🎉🎉
@berihuembaye7210
@berihuembaye7210 11 месяцев назад
መቀረት❤ ኣብየት ኣነስ ክፈትወኪ ኩሉ ነገርኪ100
@joniboy7965
@joniboy7965 11 месяцев назад
ካብ መድሃኒት ወሲድካ ኣብ ዘይተደለየ ሕማም ምእታው ፡ ነዚ ግዜ እዚ እትፍውስ ጠቃሚት ትምህርቲ ረኪብና ። ሻሮነይ ብጣዕሚ ነመስግን ።
@f2hr4z
@f2hr4z 10 месяцев назад
ክብረት ይሃበልና ሻሮን፡ እዘን ኣንስትናስ ምጥባብ ነዚ ንብረት ከምቲ ዝድለ ኣይደፍሮኦን ኢየን፡ ጉደኣት ኣለዎ ዱ
@solianagebrehiwet2029
@solianagebrehiwet2029 11 месяцев назад
ዶክተረይ ብጣዕሚ ጽቡቅ ኣገላልጻ ሰብ ንክትሰምዖ ደስ ዘብል ቃላት ጌርኪ ምግላጽኪ ዉን ብጣዕሚ ኢና ሕጉሳት። ❤❤❤❤❤
@Speacefull
@Speacefull 11 месяцев назад
✅✅✅
@if8f811
@if8f811 11 месяцев назад
ክፈትወኪ ፅርይተይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ❤️❤️❤️
@emanuelgebrehiwet1872
@emanuelgebrehiwet1872 6 месяцев назад
ንፍዕቲ ዶክተር ሻሮን !
@user-ue5ng6eg4g
@user-ue5ng6eg4g Месяц назад
አቲ ንስክስ ፍልይቲ ኢኺ ከማኹስ ይብዙሁ ይብዘሃ ዶግተር የቀንይልና ኽብረት ይሃበና አምላኽ ምሳኺ ይኹን ብርኪቲ ውላድ ኤሬትራዊ ዋእሮ 🙏🙏🙏
@tesfiewedi5788
@tesfiewedi5788 11 месяцев назад
ብጣዕሚ ንፍዕቲ ኣምላኽ ጸግኡ የብዘሓልኪ ኩሉ ኣቀራርብቅኺ ብፍላይ ድማ እቲ ብጽሑፍ ዘቕረብክዮ ንፍዕቲ መኽንያቱ ብዙያት መንፈሳውያን ዓበይቲ ከም ዝከታተሉኺ ኣብ ግምት ኣእቲኺ ምዝራብኪ ንፍዕቲ ቀጽልዮ
@DrSharonWoldu
@DrSharonWoldu 11 месяцев назад
ኣሜን! ኣዝዬ የመስግን
@LunaYacob-rd3bf
@LunaYacob-rd3bf 10 месяцев назад
ብጣዕሚ እየ ዘድንቐኪ ዝፈትወኪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ።ሕጂ ግን ክሓተኪ ደልየ ዘለኹ ብዛዕባ መከላኸሊ ጥንሲ ኮይኑ ኣብዚ ግዜ መርፍእ ናይ 3 ወርሒ ወሲደ ኣለኹ ብድሕሪኡ'ውን ኣብ ቅልጽምካ ዝኣቱ ናይ ሰለስተ ዓመት ክወስድ መደብ ኣለኒ፡ሕቶይ ልክዕ ኣብታ ሰለስተ ወርሒ ናይታ መርፍእ ድየ ከእትዎ ወላስ ክጸንሖ ዘለኒ ግዜ ኣሎ እዩ፧ እቲ ከ ኣብ ክንደይ ግዜ እዩ ስርሑ ዝጅምር ማለት ቀጥታ ድዩ ወላ ከመይ ምስኡ ኣተሓሒዝክን ኣስፍሕ ኣቢልኪ ኣረድእና በጃኺ ዶክተር! Thank you❤ ❤❤❤
@gebrehiwotmehari3850
@gebrehiwotmehari3850 9 месяцев назад
ክትሽርምጢ ዲኺ ደሊኺ
@Henokghrimay
@Henokghrimay 11 месяцев назад
ብዛዕባ ግብረ ሕቡእ ጸጋማት ኣምጽእልና ኣብ ቀጻሊ
@habenyohannes3682
@habenyohannes3682 11 месяцев назад
Ezia dea xelot mexhaf qdus mnbab yu fewsa gnay welfi ya iloma wela neti nbur ika txelo yblu nierom haha
@yonasyosief3225
@yonasyosief3225 11 месяцев назад
ጽቡቅ ትምህርቲ። ዶቶሬሳ ሻሮን ክብረት ይሃብኪይ
@THFAMILY340
@THFAMILY340 11 месяцев назад
ብቐዳምነት ክብረት ዝግብኣኪ ሰብ ኢኺ ዶክተር ሻሮን።❤ ብምቕጻል ኣብ ሓዳር ብጣዕሚ ግሉጽነት ክህልወካ ኣለዎ። እዚ ድማ ብኽልቴኻ ዝፍታሕ ኣዚዩ ቐሊል ግን ክኣ ኣብ ሓዳር ኣዚዩ ጸላዊ'ዩ። ስለ'ዚ ሓደ ኣብ ሙሉእ ዕረፍቲ ዝስምዓካ ግዜ ጾታዊ ርክብ ምምራጽ ካልኣይ ቀዳማይ ስምዒትካ ኣብ ደገ ማለት ኣብ ዝኾነ ጨርቂ ከተፍስሶን ክትቆራርጾን ኣለካ ብድሕሪ'ዚ ነዊሕ ክትጸንሕ ትኽእል ኢኻ። ወይ ድማ ቀዳመይቲ ምስ ወዳእካ ንእሽቶይ ኣዕርፍ ኣቢልካ መሊስካ ምጅማር ኣዚዩ ክሕግዝ ይኽእል'ዩ። ካልእ ዝተፈላለዩ ፖዝሽን ምቅይያርን ኣብ ሴክስ ድማ ድምጺ ናይ ብዓልቲ ቤትካ ኣገዳሲ'ዩ ሙሽ ከምዚ ስንእንእ ኣይጠፍኣኩምን'ዩ። ሕክምና ኣየድልየኪምን'ዩ በዚ እንድሕሪ ለውጢ ተሳኢኑ ሕክምና ትርኣዩ። ስፖርት ግን ልዕሊ ኹሉ ኣገዳሲ'ዩ!!!
@bieteybarkgoitay8058
@bieteybarkgoitay8058 11 месяцев назад
ኣዝዩ ምቅሉልን ዉሕሉልን ቃላት ኢኪ ትጥቀሚ ንኡድን መሳጥን ስራሕኪ የመስግን ሰላምኪ ይብዛሕ ብር ክትብሊ ተሓጎሲ ኣምላክ ናብራኺ ጥዕናኪ ስራሕኪ ይባርክ❤
@yemaneabraham376
@yemaneabraham376 11 месяцев назад
ብጣዓሚ ጽቡቅ ኣጋላልጻ ንሕብረተሰብና ኣብ ግምት ዘአተወ ቀጽልዮ፡ኩሉ እትዝርግሕልና ትምህርቲ ኣዝዩ ጠቓሚ ኢዩ
@Ddedetele
@Ddedetele 2 месяца назад
Very appreciate you, D. Sharon Thank you so much, God bless you ❤️ keep it up 💯 ❤😊💯
@Seray369
@Seray369 10 месяцев назад
Thank you sis neshtey hasabki ketemakrni delye neyre kdmhji newuh yxenh neyre ere hade gzea gezas denguka elen ybeasani neyren hji gn krub keltife gn eza msay zela hji mexamdtey gn malet Position ktkeyayer aytedeln eya bzjemerkyo eya ktewyde tedeli bkemu do do ykewunele yhasb ane tesfa ygebr neshtey hasab ktbhbni sis
@beletseasgedom1132
@beletseasgedom1132 8 месяцев назад
ስለ,ቲ ዘይምኖ ኦክስጅን ትምህርትክን,ምቅሉል ኣቃራርባክን ነመስግን D/r Sharon🙏🎊
@dudumanzexgab7765
@dudumanzexgab7765 10 месяцев назад
ኣብዚ ኣሎ ክብርታቱ ሕብረተሰባዊ ባህሉ ዝሓለወ ምክርን ማዕዳን ፡ ክብርቲ ደኩተር ናይ ብሓቂ መንእሰያትና ክመሃርሉ ዝግባእ ዘዕባ እዩ፡ ክንደይ ናይ ሓዳር ቅልውላው ዘለዎም ኣለው ብሰበብ ከምዚታት፡ ኣብዚ ሶሻል ሚድያ ኣንደበተ ቢስ ደኳትር ብዙሕ ሪኢና ኢና ከም ናትኪ ውሕሉል ኣቀራርባ ግን ፍፁም ኣይረኣኩን።ቀፅልዮ ደኩተር❤
@meseretberhe2964
@meseretberhe2964 11 месяцев назад
ሰላም ኣምላክ ምሳኺ ይኹን ዶክተር ሻሮን። ብጣዕሚ ዝድነቕ ኣገላልጻ ዘሎዎ ትምህርቲ፡ ብፍላይ ከኣ ብባህሊናን ልምድናን ጌርኪ ብምምላስኪ❤❤❤❤❤❤❤❤!! ፍጹም መግለጺ ሲነሉ፡ ክብርቲ ተፈታዊት ሓፍተይ!! ከማኺ ዝበሉ ወይ ዝበላ እንተዝበዝሑ ክንደይ ሰናይ ነይሩ። በሊ ክብረት ይሃበልና ዝሓፍተይ እግዚኣብሔር ዕድመን ጥዕናን ናይ ስራሕ ኣሳልጦን ይሃብኪ!! ከሙኡውን ኣብ ሓዳርኪ ሰላምን ቅሳነትን ይምነ። ቀጽልዮ።ብሩኽ ለይቲ።
@degentesfamariam5366
@degentesfamariam5366 4 дня назад
Thanks doctor sharon weldu keep going
@gebremeskelmehari1062
@gebremeskelmehari1062 3 месяца назад
ዋው ኣገላልፃ ይበል የብል።
@mussieafeworki2726
@mussieafeworki2726 9 месяцев назад
ብራዋ ዶክተር ሻረን። ዕለትኪ ትናሕ። መዋእል ናይ ማቱሳላ ይግበረልኪ። ፍልጠትኪ የሰስኖ። ኤለትረያ ዓዲ ጀጋኑ ወ!!! ደቂ ቐይሕ ባሕሪ ዓሳታትና እንዳጎመድና ኸ እንታይ ከይንኸውን በሊ!! ጥራሕ ካብ ዞም ሓሳዳት ጎረቤት ንሓልዋ እምበር ህዝቢ ኤለትረያ ጎንፊ የብሉን ትረኺዮ! ፍጥር ክብል ስሉጥ ህዝቢ እዩ። ኣይ ሓንቲ ፋሚልያ ዓሰርተው ሓደ ዓሰርተው ክልተ እንድያ ሓሰኽሰኽ ትብል። ኣባይ የብሉን እዚ ቡሩኽ ሙእዙዝ ህዝቢ ‘ዚ። 🇪🇷👍🏿🇪🇷
@abadihaile9393
@abadihaile9393 11 месяцев назад
ስለ ሞያዊ ትምህርትኺ ብጣዕሚ ኢየ ዘመስግነኪ ብርዕኺ ይሰስን ቀጽልዮ❤❤❤።
@SolomonTeklehaimanot-tk6if
@SolomonTeklehaimanot-tk6if 28 дней назад
Dokterey newih edmen teanan ms mulu sedraki ymeneyelki❤❤❤❤
@amanGebCali
@amanGebCali 11 месяцев назад
Thank you Dr. Sharon. I am always impressed with your knowledge and usage of both languages. Your great respect to our tradition and brilliant explanation without using offending words. We are blessed to have you as our sister and teacher.
@DrSharonWoldu
@DrSharonWoldu 11 месяцев назад
Thank you very much, Aman!
@berhanetesfaye8773
@berhanetesfaye8773 11 месяцев назад
ብዙሕ ትምሕርቲ ትብና አልኪሞ እግዝአብሄር እድመን ጥዕናን ወሲኩ ይሃብኪ
@tesfiemichael9123
@tesfiemichael9123 11 месяцев назад
ኣዝዩ ኣድላይ ትምህርቲ.. ተክክምቅን.. Dr.. ከማኺ ይብዛሕ..
@nebuteklemichael9982
@nebuteklemichael9982 11 месяцев назад
ሰላም ኣምላኽ ንዓኪ ዶክቶር ሻሮን አዝዩ ጽፉፍን ኣግርላልጻ ስነ ምግባር ዘለው ምስ ሕብረተስብን ብህልን ኣተሓሕዝክይ ተቅርብዮ እግዛብሄር ኣማላኽ ይበርክይ አብ ብትደልዮ ዘበለ የረከብልኪ ❤ተባረኪ
@Speacefull
@Speacefull 11 месяцев назад
✅✅✅💙
@user-pk8lu9tf2q
@user-pk8lu9tf2q 11 месяцев назад
❤❤ nay bhaki docter sharon kbri yhabki xbuk agelalxa ms kbrin hbretesebnan zkeyd senay kexlyo
@teklekidane9867
@teklekidane9867 11 месяцев назад
ብዛዕባ እዚ ምስራር ብዝሕ ዝበለ ስርሕልና እስከ ተፍጥራው ሃብቲ❤ኣዋልድና እንድዒ ንዓግብ የለናን ክብላ ይውዕላ ኣለዋ ኣብ ማሲሜዳ
@Erit534
@Erit534 10 месяцев назад
😂😂😂
@merhawitesfaldet4277
@merhawitesfaldet4277 11 месяцев назад
Thanks DR Saron
@mikiyashailay5878
@mikiyashailay5878 6 месяцев назад
Long live dear docter❤
@user-zt8yf6tg3o
@user-zt8yf6tg3o 11 месяцев назад
ዋውውው ብጣዕሚ ዝገርም አገላልፃኺ የቀንየልና❤
@user-fq2sz4ur8s
@user-fq2sz4ur8s 11 месяцев назад
ኣነስ ከምዚኦም በላሕቲ ኤርትራውያን , ኣብ ደገ / ስደት / ኮይኖም ን ዓዲ ጋና ከገልግሉ ከለዉ, ይበኪ ሕንቕንቕ ይብል, ከምዚኦም በላሕቲ ሰባት ክት ከስር ዝገበረካ ሕጊ ጫካ ከኣ ብ ልብኻ ትጸልኦ,, ዶተረ ክብረት ይሃብ,, i hoppe one day to see u and tge same that with great IQ Eritrean to see in the developed eritrea ❤❤
@dargieabadi7248
@dargieabadi7248 20 дней назад
Good job Dr.
@tesemadesta3026
@tesemadesta3026 5 месяцев назад
I am proud you D/r I am missing you good job
@Heni29hsd
@Heni29hsd 6 месяцев назад
ዋው ኣድኒቀኪ ብጠኣሚ ጽቡቅ መግለጺ ቀጽልዮ❤❤❤
@HenSamedia8480
@HenSamedia8480 11 месяцев назад
ኣዝዩ ጽቢቕን ኣገዳስን ምኽሪ ኢዩ፡ ዶር. የቐንየልና፡ ሰብና ከምዚታት ጌሩ ዘረዶኦ ይደሊ ኢዩ፡ ብሕፍረት ዝኣክል ኩሉ ብጎነጽ ስለ እንገብሮ ተስፋ ንገብር ጃብ ሕጂ ንንየው በዚ ምኽሪ ብዙሕ ሰብ ተማሂሩ ኣንስቶም ከሐጉሱ😊❤
@OkbaghebrielGhebretinsae
@OkbaghebrielGhebretinsae 11 месяцев назад
Thank you, Dr. Sharon. Your presentation got me back to the age-old saying that our mothers and grandmas used to say when they got dissatisfied in their sex lives with their male partners, 'bnebsey iye.' This tells me that how important a role quality sex plays in creating lasting and harmonious relationships among couples. There is no way of denying that a good deal of relationships must've ended up in breakups because of PE problems. Hence, I thank you for braving and organizing a well-articulated presentation around this topic Dr Sharon.
@DrSharonWoldu
@DrSharonWoldu 11 месяцев назад
Thank you so muxh Okbaghebriel. I couldn't have said it better myself.
@tsegaysolomon8343
@tsegaysolomon8343 11 месяцев назад
Very interesting topic, amazing presentation. Dr.Sharon keep up the good work
@tesfalemhailu1216
@tesfalemhailu1216 11 месяцев назад
​@@DrSharonWolduሰላም ዶኽተር ሻሮን መደባትኺ ኣዝዩ ኣገዳሲ ኢዩ እንተኾነ ግን ኣነ ኽሓተኺ ደልየ ዘለኹ ምኽንያትግን ኣብ ግዜ ጸታዊ ርኽብ ኣዝየ ደንጒየ ኢየ ዝውድእ ብዘይ ምግናን ኻብ 10/ኽሳብ 30ደቂቅ ይጸንሕ ኢየ እንተኾነ ግን ቡዙሓት የማርራ ገርጨውጨው ይብላ ኣነ ዝኾነ ዓይነት መድሃኒት ኣይወስድን ኢየ ስለዚ ኣነ ልዕሊ ሰብ ኣለኒ ኣይብልን ኢየ እንተኾነ ግን ቡዙሓት የጭበርብራ የማርራ ብሰንኺ ኸምኡ ምምራረን ደቂ ኣንስትዮ ኻብ ኣእሙረይ ኣውጺኤየን እዚ ኻብ ምንተይ ይመስለኺ ብኣኽቡረትየቀንየለይ ። መልሲ ኽጽበ ተስፋ ይገብር
@debesayyemane2158
@debesayyemane2158 11 месяцев назад
@@DrSharonWoldu Selam Dr.sharon Kemey ke Hitoy bzaba ኣብ ቅልጽም ዝኣቱ መከላከሊ ጥንሲ ሓበሬታ ደልየ የቀንየለይ
@positivethinker7040
@positivethinker7040 11 месяцев назад
Ane bezi ED zebhal segem teteke nere Sport mes gemerku L-Arginine supplement kedmi sport kewesed mes gemerku betami lewti amse hji ab sebuk kuntat alku
@zegola7325
@zegola7325 11 месяцев назад
ዕድመን ጥዕናን ይሓብኺ ❤❤❤
@simontesfamicheal4145
@simontesfamicheal4145 11 месяцев назад
Thank you Doctor Sharon ❤
@ritabrhane3809
@ritabrhane3809 9 месяцев назад
❤❤❤❤
@eritreabelay6350
@eritreabelay6350 7 месяцев назад
Thenk you Dr shkor amlak msaki ykun ❤❤❤🙏
@loveislife9009
@loveislife9009 11 месяцев назад
Thaks doctor sharon bnxur agelalxa ❤❤❤
@fikadumokonen7030
@fikadumokonen7030 6 месяцев назад
You are smart thank you so much Dr sharon❤❤
@sdetadigana1887
@sdetadigana1887 10 месяцев назад
Dr sari thanks sebeyti ms hazku kftno hji gn singl betek eye zeleku❤❤❤🎉
@humanity5615
@humanity5615 11 месяцев назад
You are a star! Helping our society to catch up.
@DrSharonWoldu
@DrSharonWoldu 11 месяцев назад
Thank you!
@ldettecle
@ldettecle 11 месяцев назад
Thank you for your open minded and advice, does Consuming heavy alcohol and smoking affects Manhood erection and PE?
@ldettecle
@ldettecle 11 месяцев назад
I know this a Taboo to open about sexuality, drinking Warm water with garlic, ginger and black seed will boost your activity in Bedroom.
@EstifanosTeshme
@EstifanosTeshme 8 месяцев назад
ናይ ዘይምቕናዕ ሞቱሎ መድሃኒቱን ጠንቁን ገለ አንተ ትብልና ጽቡቕ ነሩ​@@DrSharonWoldu
@user-es6ym2kt5s
@user-es6ym2kt5s 11 месяцев назад
ኣብ ስራሕኪ ዓወትን ኣሳልቶን ይምነየልኪ ብፍላይ አተቅርብዮ ኩሉ ብጽፈትን ዝርድኣ ስለዝኮነ ደስ ይብለካ ስለዚ ቀጽልዮ ወልፊ ገይርክልና ኣለኪ ንመደባትኪ ክንከታተል ❤❤❤❤
@sinnithm.6972
@sinnithm.6972 11 месяцев назад
dr.shron. ንሳላሳይ ጊዜ ይሐተኪ አለኩ በዴኪ ኢለኪ ከይትሐልፊኒ መልስለይ አጨኒቁኒ አሎ😢 ድሕሪ ኽታበት ቫኽሲን ናይ ኮሮና፣3'time ምውሳደይ አብ ፊረ ነብሰይ ጥረ ነገር ወጺኒ አብ ጾታዊ ርኽብ ከአ ምስ አፊሰስኩ መትሎይ ቀልጢፊ ሹዑ ንሹዑ ይምተኒ አሎም ካብ ምንታይዩ መልስኪ ፋታሕ እዩ ንዓይ❤❤❤❤
@elu1298
@elu1298 11 месяцев назад
Ezi Hawey, Nab Doktor abzelekayo Mikad kedlyeka eyu Nay gidin, Tire aloni tibil aloka bxuhuf Emo Dr Sharon intay eya kithgzeka kulu Neger bgziu Check migbar zmesluwo yelen.
@SelamDawit-y1c
@SelamDawit-y1c 23 дня назад
Thanks Doctorye❤❤❤
@user-si2hz5yc4u
@user-si2hz5yc4u 11 месяцев назад
ኣድኒቐኪ ናይ ባሓቅ ውርዙይ ኣጋላልጻ thankis❤❤
@teametewelde4379
@teametewelde4379 11 месяцев назад
ናይ ቡሉጻት ብልጽቲ ዶክተር ሳሮን ጽቡቅ ትምህርቲ ኢዩ ቀጽልዮ
@bahtahidug3535
@bahtahidug3535 11 месяцев назад
ናይ ብሓቂ ደስ ዘብል ትምህርቲ እንጀራ እዝጊ ብልዒ ገለና ኸኣ ንድንጒ ኢልና ንጭነቅ ምድንጓይ ከ ናይ ምንታይ ይኸውን ❤
@teameeyob1206
@teameeyob1206 6 месяцев назад
Mdngoya yhaysh ente trefes nete gual kman teagba
@helentessema851
@helentessema851 11 месяцев назад
Waw Dr. Sharon btaemi endye zfetweki lomi kea mmelise fetyeki agelaletsaki waw keytezarebki si arediekna smart thank u.
@adilpogba-nn7ch
@adilpogba-nn7ch 6 месяцев назад
Kemey keytezarebki malet! 17 min ke tisiesie dya nera😂
@SolomonBerhe-xz9mu
@SolomonBerhe-xz9mu 3 месяца назад
ዶክተረይ አዚና ኢና ነመስግን።
@MebBer-r1t
@MebBer-r1t 4 дня назад
Well come my Dr. Sharon. From Canada ❤.
@MebBer-r1t
@MebBer-r1t 4 дня назад
Thanks a lot my Sister Dr.
@dani133boy
@dani133boy 3 месяца назад
የቀንየልና ብጣዕሚ አገዳሲ ጉዳይ እዩ
@anbesameharifqrieyuamlakhe9689
@anbesameharifqrieyuamlakhe9689 10 месяцев назад
Thank dekto sharon habtna amlak admen tanan yhabki fetari
@habenyohannes3682
@habenyohannes3682 11 месяцев назад
Btami ina nemesgn sleti abi tmrtki dr saron bzuh ina ntqem zelena kab medebatki ab srahki asalto mlue tnan ymneyelki tnx ❤❤❤❤
@DrSharonWoldu
@DrSharonWoldu 11 месяцев назад
የቐንየለይ ሓበን
@Blackhorse203
@Blackhorse203 11 месяцев назад
ብጣኦዕሚ ጽቡክ ትምህርቲ ዶክተር ። ኣነ ሓደ ሕቶ ኣለኒ ብ ዉልቀ ን ልዕሊ 20 ዓመት ዘሳቀየኒ ብ ውልቂ ደዊለ ክሓተኪ ሓሲበ።
@Blackhorse203
@Blackhorse203 11 месяцев назад
እዚ ዝበልኩኺ ምስ'ዛ ኣርእስቲ ምትእሳር የብላን
@zenebeberehe7257
@zenebeberehe7257 2 месяца назад
ቀፅልሉ.ንፈዕቲ.ጓል.ኣንሰተይቲ.ሐኪም.የቀንየልና።❤❤❤
@MarhawiHagas-sk9ns
@MarhawiHagas-sk9ns 3 месяца назад
የቐንየለና ዶግተር ርሻን🎉
@mengsafewerki8073
@mengsafewerki8073 11 месяцев назад
Thanks docter sharon please continue
@eastafricainformation2825
@eastafricainformation2825 11 месяцев назад
ዶክተረይ ትንፋስና ንዉሽጢ ሓቢእና ድኣ ሕጽረት ትንፋስ ጌርና ዕልዉ ከይንብል ባ! ኣቅሪበ እየ። የቀኔልና ስለ ተገዳስነትኪ
@DrSharonWoldu
@DrSharonWoldu 11 месяцев назад
ክክክክክክ
@solomonzeray4027
@solomonzeray4027 11 месяцев назад
I appreciate you Dr Sharon for your contribution relentlessly in our community for health awareness. Thank you.
@semeretesfay5636
@semeretesfay5636 9 месяцев назад
Yekenyelna sleti agedasi tmhrti Dr.sharon bzuhat sebat bi PE zsakeyu alewu thank you for sharing 🙏
@shammogos969
@shammogos969 8 месяцев назад
Thanks docterey
@samuelsegid796
@samuelsegid796 3 месяца назад
Thanks your service Absolutely Great 🎉🙏🙏
@danielalexalazar7460
@danielalexalazar7460 8 месяцев назад
THANKS DR SHARON ❤❤❤
@user-bl6rj5sq8g
@user-bl6rj5sq8g 12 дней назад
Thank you sister
@mutdclass9248
@mutdclass9248 2 месяца назад
Btami nifieti kabzen nayy giezena awald zelewa 2te chafat❤ kexiluyo
@gebremariam7918
@gebremariam7918 11 месяцев назад
Doc&memhr nay hbreteseb aziki gdsti Doc Sharon Weldu kbreret yhabelna❤
@helugalerey9557
@helugalerey9557 10 месяцев назад
በጃኪ ዝሓፍተይ ብዛዕባ omoroydo 😢 ንገርኒ ብጣዕሚ ኣሳቂኒ መልስለይ በጃኪ፡ተገዲስኪ ሻሮነይ ተባረኪ ❤
Далее
IT'S MY LIFE + WATER  #drumcover
00:14
Просмотров 25 млн
ዘማዊ ወዲ ብኸመይ ይፍለጥ?
17:21
Просмотров 33 тыс.