Тёмный

ዘደምም እናሰርሐ ብተኣምር ዝደሓነ ፈላማይ ፍሉይ ሓይሊ። 

Plot Media-ፕሎት ሚድያ
Подписаться 21 тыс.
Просмотров 29 тыс.
50% 1

ምስሉ ሚድያታት ትግራይ ተቐባቢለነኦ። ውሑዳት ዘይባሃሉ ከየንቲ ኣብ ክሊፖም ተጠቒመምሉ። ኣብ ምፍላም ኲናት 2013 ዓ/ም ኣእዛንን ኣዒንትን ህዝብና ፍሉይ ሓይሊ ትግራይ ንምቁማትን ንምፅንፃንን ይፀምኣሉ ኣብ ዝነበረ ግዜ ንዝተወቕዐት ኢዱ ብፋሻ ጠምጢሙ ምስ ብፃቱ ኮይኑ ሓቦ ዘልብስ መልእኽቲ እናሕለፈ ተርኣየ። ድሕሪ ተኣምር ዝመስል ዘይተገመተ ዓወት ዝተኻየደ ርሱን ወነ ህዝቢ ትግራይ ዘቀፃፅል መልእኽቲ ብምንባሩ ኣብ ልቢ ሰፊሕ ህዝቢ ኣተወ። እዚ ዳንቡሽ ጅግና መንእሰይ መሬት ኣበርገለ የጭላ ዘፍረየቶ ተጋዳላይ ግርማይ ኣዳነ(ጃምቦ) ይበሃል። ልዕሊ 5 ዓመት ኣባል ሰራዊት ኢትዮጵያ ብምዃን ኣገልጊሉ። ኣብ 2012 ዓ/ም ፃውዒት ዓዶም ተቐቢሎም ናብ ሓይልታት ምክልኻል ትግራይ ካብ ዝተፀንበሩ ጀጋኑ ሓደ እዩ። ብርክት ዝበሉ ዓውደ ውግኣት ተሳቲፉ። ሰለስተ ግዜ ከበድቲ መውጋእቲ ኣጋጢሞሞ ንምእማኑ ብዝኸብድ መልክዑ ብህይወት ኣሎ። ሰራዊት ኢትዮጵያ ኣብ መቐለ ከለዉ ናብ ማእኸል መቐለ ኣትዩ ብሕቡእ ይሕከም ነይሩ፣ ኣብ ከይላ ብሰራዊት ፀላእቱ ተታሒዙ፣ ንልዕሊ ዓመትን ፈረቓን ዓይነ ስዉር ኮይኑ ነይሩ፣ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንሕክምና ከይዱ ምስ ወታደራት ኢትዮጵያን ኤርትራን ኣብ ሓንቲ ክፍሊ ክሕከም ተገይሩ። ከመይ ኢሉማ ድሒኑ?
ንምእማኑ ዝኸብድ ተኣምር ዘብል ታሪኹ ምስ ፕሎት ሚድያ ኣብ ዘካየዶ ዕላል ክትሰምዕዎ ኢኹም።

Развлечения

Опубликовано:

 

30 ноя 2023

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 249   
@selamhabeshawitselamhabesh3070
@selamhabeshawitselamhabesh3070 5 месяцев назад
እንኳን ተረፍካለይ ወድነይ እዚ ሓወይ ኢዩ እንኳን ተረፍኻ በሉለይ ❤❤😢😢
@brhaneye9521
@brhaneye9521 5 месяцев назад
እንኳዕ ደስ በለኪ ሓው ኩላትናዩ 👏😘🙏
@user-bv8qy2ll2b
@user-bv8qy2ll2b 5 месяцев назад
እንኳዕ ደስስ በለኪ ማዓረይ ንሓውና ድማ መሕረት የውርደሉ
@nigistygebremicheal3703
@nigistygebremicheal3703 5 месяцев назад
💘💘🥰🥰🥰👏👏👏
@letshgeremariam9258
@letshgeremariam9258 4 месяца назад
🙏🙏🙏🙏🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
@user-sj6yv5ri8n
@user-sj6yv5ri8n 5 месяцев назад
ማዓረይ ኩሉ ግዜ ይሓስበካ ነይረ እንኳዕ ብህይወት ተረፍካ ኣሕዋተይ ኣዋፅእና ነሐክሞ ነዚ ጅግና ሓውና❤
@user-wb8ry3cj6g
@user-wb8ry3cj6g 6 месяцев назад
ጀግና ተጋደላይ ❤❤እቲ ቃዶመይት ብጨርጨር ዝተዋጋኣ ህዝብ ጨርጨር ኣገርሞም እዮም ኤርትራ ፋኖ ናይ ኣብይ ብኩሉ ገፅ መፅኦም tdfብንእሶም ኣጋልበሞም
@user-jt2ot8wg2f
@user-jt2ot8wg2f 5 месяцев назад
እንዃዕ ብሂወት ተረፈኻ ማዓረይ ክብርን ሞጎስን ንማኣታትና❤❤❤❤❤
@askualaregawi2963
@askualaregawi2963 5 месяцев назад
ዲያስፖራ ተጋሩን፣ፈተውቲ ተጋሩን ዳይ ንሓውና ሳንብኡ ንክሕከም ንሓግዞ ፕሊስ ንውቑዓትና ዘይሓገዝናሞ ንመን ክንሕግዝ
@gorfubitew6142
@gorfubitew6142 5 месяцев назад
እዛ ትግራይናስ ክንደይ ሓርበኛታት ደቂ ህዝቢ ኢያ ወሊዳ ? ዘኢትገረም !!👌🤝✊💪✌️✌️✌️
@BelayneshSyum-nu2sv
@BelayneshSyum-nu2sv 5 месяцев назад
እንኳዕ ተረክብካ አብታ ቆውጢ ግዜ እያ ነይራ ትዝ ይብለኒ ዝሓወይ ንምርአይ አብቀዓና አጆካ ታርክ ሰርሕካ እካ አጆካ ዝሓወይ
@aishaais8070
@aishaais8070 5 месяцев назад
ሰራሒ ታሪክ ፈጣሪ ብምኽንያት እዩ አትሪፋካሞ መፃኢኻ ቡሩህ ይኹን ናብሙሉእ ጥዒናኻ ክትምለስ ልተመልካቲ ገዛ ዕዮ ይኹን።
@user-qd2xq1ky6y
@user-qd2xq1ky6y 5 месяцев назад
እንካዕ ብሰላም ወፃኻ መግለፂ ዘይብሉ ጀግንነት ሰሪሕኹም ምስጋና ይግበኤኩም
@MerryMiruts-sz7rr
@MerryMiruts-sz7rr 5 месяцев назад
በጃኹም ተጋሩ ኣሕዋተይ ነዞም ኣዒንቶምን መተካእታ ዘይብላ ኣካሎምን ምእንተና ክብሉ ዝተሰውኡን ዝቖሰሉን ኣሕዋትናን ወለድናን ክብሪት ንሃቦም ብዘለና ዓቕሚ ድማ ንሓግዞም ምኽንያቱ ብሳለኦም ኢና ናይ ሰላም ትንፋስ ነተንፍስ ዘለና ሕድርኹም ኣይነዕብርን TDF💪💪✊✊💊💊
@user-hh5jo7eb4b
@user-hh5jo7eb4b 6 месяцев назад
ጀግናና እንኳዕ ተረፍካ ስለዝራኣኩካ ደስ ኢሉኒ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ሓዊተይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@gcsdxz1877
@gcsdxz1877 6 месяцев назад
አንቃዕ ብሰላም መፀእካ ጀግና ሓውና አነስ ኩሉ ግዜ ይሓስቦ ነይረ ኣበይ ኮን ይህል ይብል ነይረ ስለ ረእኩካ ብጣዕሚ ደስ እልኒ 🙏
@VbNm-xo2pn
@VbNm-xo2pn 6 месяцев назад
ጅግናዋይ እንኳዕ ብሂወት ተረፍካ ዝሓወይ❤😢 ተመሰገን
@Alice-kr5op
@Alice-kr5op 5 месяцев назад
እንካእ ብሰላም ተረፍካ ጅግና ሐወይ ዝገርም ፈጣሪ ምክንያት አለዎ ድሕሪ ሕጂ እድመካ እድመ ማትሳላ ክገብሮ እዩ ፈጣሪ 🙏🙏🙏❤️
@Awet229
@Awet229 5 месяцев назад
ግርማይ ዓርከይ እንካዕ ብሰላም መፃካ ኣታ ጅግና ❤ንኣቅራቢ እውን thanks❤
@nigstitessema9334
@nigstitessema9334 5 месяцев назад
ወወወ ብጣዐሚ. ንሕበን ባአኹም. አጁ ኻም ክሐለልሽ እዪ ❤❤❤❤❤
@gorfubitew6142
@gorfubitew6142 5 месяцев назад
አብየት ፅንዓት ሓቦ ህዝባዊነት ሞራላዊን ህሊናዊን ንቅሓትን ተምሳሌታዊን መምሃርን ዝኮነ ታሪክ !!! ፊልሚ ክስረሐሉ ዘለዎ ተኣምረኛ ታሪክ !!👌🤝✊💪✌️👏👏👏
@brhaneye9521
@brhaneye9521 5 месяцев назад
ጎይታዋይ እንኳዕ ብሂወት እስኪ ተረፍካ ዙሓወይ 🙏😘 ተመስገን መድሃኒኣለም ኣቦይ 🙏😍😘
@berhanalami806
@berhanalami806 5 месяцев назад
እንኳዕ ብሰላም ፃእካ ዝሓወ ጅግና❤❤❤❤❤❤❤❤
@rahwanebu1359
@rahwanebu1359 5 месяцев назад
Ambesa. Hawue. ✝️😢🙏🙏🙏🌿❤️🌿🕊️💛🌿🦁👍👌
@Azuyuotube
@Azuyuotube 5 месяцев назад
ነዛ ፅሕፍቲ ተንብብ ዘለካ /ኪ ፈጣሪ ካብ ኩፉእ ይሓሊኩም ስደትኩም የሕፅረልኩም ገፅ ትፈትውዎም ስድራኩም የርእይኩም ሰላምን ፍቅርን የወርደልና🎉🎉🎉 ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣብ ፕሮፋይለይ ኣቲኩም ሳብስክራይብ ግበሩለይ ኩቡራተይ 🎉🎉🎉ኣሕዋተይ
@user-bq7mz3vf4m
@user-bq7mz3vf4m 5 месяцев назад
🙏🕊
@tigraway490
@tigraway490 5 месяцев назад
ጅግና ሐውና እንካዕ ብሂወት ብአወት ትመለስካ
@brhanwejerat516
@brhanwejerat516 6 месяцев назад
ተመስገን እንኳዕ ብህወት ተረፍኻ ጅግና ሓወይ ምሕረት ይሃብኻ👏♥️😍
@Yohannes_wedi_Humera_Tigray
@Yohannes_wedi_Humera_Tigray 6 месяцев назад
Temesgen fetari broye ajona eske 💛❤️🌿
@user-jo8ed8fy1p
@user-jo8ed8fy1p 5 месяцев назад
ኦኦኦኦ ተርፍካ ✋✋✋ኣታ ከመይ ኣለኻ እንኳዕ ኩሉ ፈተናታት ሰግርካ ነዝ ኣብፀሐካ ተመስገን ተመስገን ማዓረይ🙏🙏🙏
@user-yx5vw1xb6b
@user-yx5vw1xb6b 5 месяцев назад
ኣነም ትሓጊሰ🎉
@akilove3701
@akilove3701 5 месяцев назад
🙏🙏🙏🙏❤❤❤❤
@SomeOne-yo3lb
@SomeOne-yo3lb 5 месяцев назад
ጀጋኑ ከማካቶምስ መን አምላክ ይባሩኩም አስቲ
@hehhggd
@hehhggd 5 месяцев назад
አንቃዕ ብሂወት ተረፍካ ጅግናና🙏 ቅሬታ ንጋዜጠኛ(ሓታቲ) ዕውር ' ዓዊርካ ኣይበሃልን ምርኣይ ተሳኢንካ( ዝተስኣነካ) ይስተካከል
@-segleletmedia7146
@-segleletmedia7146 5 месяцев назад
ቤት ትምህርቲ መርሃ ዕውራን መቐለ ግን ዓይነ ስውር እዩ ዝበሃል ምርኣይ ዝተስኣኖ ኣይብሃልን ኢሎሙና። ተሰዊሩና ምበር ብልብና ንርኢ ኢና ብሃልቲ እዮም።
@EtadaErada-rs9bz
@EtadaErada-rs9bz 5 месяцев назад
እንቋዕ ብሂወት ሃለኻ ማዓረይ🙏💊🏖❤😢
@yeshialula3203
@yeshialula3203 5 месяцев назад
እንኳዕ ብሰላም ተረፍካ ተመስገን። ንስዋኣትና ካኣ እግዚአብሔር መንግስተ ሰማይ የዋርሶም።
@genetmelkam435
@genetmelkam435 5 месяцев назад
Amelak abey edemen teanan yehabeja 🙏🙏🙏
@HDHx-fx123vn
@HDHx-fx123vn 6 месяцев назад
ተመስገን አምላክ እንኳዕ ብሂወት ተረፍካ ሙሉእ ምሕረት ይግበረልካ ፈጣሪ ጀግና ሓዉና❤❤❤❤❤❤❤❤
@mulushefarawe3880
@mulushefarawe3880 5 месяцев назад
ኩሉ ግዘ ነዚ ጅግና ን ነዛ ዋዕሮ የስታውሶም ሰለ ዝረኣኹኻ ደስ ኢሉኒ እንኳዕ ብሂወት ተረፍካ የቅንየልና ፕሎት ሚድያ🙏❤💛
@astertesfay5169
@astertesfay5169 6 месяцев назад
ተጋደላይ ትግራይ ❤❤ እንኳዕ ብሂወት ተረፍካ
@mekonendesta9531
@mekonendesta9531 5 месяцев назад
ብጣዕሚ ደስ ኢሉኒ
@user-yx5vw1xb6b
@user-yx5vw1xb6b 5 месяцев назад
ዋውው ብሓቂ ደስ ኢሉኒ ብሂወት ስለዘሎ እታ ጋል ምስኦም ዝነበረት ሪኤያስ ናዘከርክዎም ነይረ ይህልው ዶ ቶም ምስኣ ዝነበሩ ኢለ ተመስገን ፈጣሪ❤❤🙏🙏 ኣብ ፀልማት ግዜ ተስፋ ዝሃብኩምና ጀጋኑና ኩል ግዜ ንኾርዓልኩም ኢና
@user-xi2tm6hb7w
@user-xi2tm6hb7w 5 месяцев назад
ምሕረት የዉርደልካ ጀግናና
@user-ik2zk4of1v
@user-ik2zk4of1v 5 месяцев назад
ኣሰይ ተመስገን ብፍላይ ዓይንኻ እንቋዕ ብርሃን ካ መለሰልካ ፈጣሪ❤🙏🙏🙏
@user-pj8mz6jn6d
@user-pj8mz6jn6d 5 месяцев назад
እንዃዕ ብሂወት ተረፍኻ እሞ 🙏🙏 ዘለኹምን ገበርቲ ሰናይን ዝኾንኹም ተጋሩ ሓግዝዎ ኢደይ ኢድካ ንበል ። ሂወት ጅግና ነድሕን
@rahewmiks4143
@rahewmiks4143 5 месяцев назад
እንኻዕ ብሰላም ተመለሰካ ዝሓወይ ማዓረይ❤❤❤🙏🙏🙏
@SaraHadush-km6ib
@SaraHadush-km6ib 5 месяцев назад
Enkuae biselam terefka jegna ❤❤❤❤❤
@meharitesfay1262
@meharitesfay1262 5 месяцев назад
ተመስገን። እንቋዕ ዓይንኻ ረኸብካ። suspense ኮይነ ፀኒሐ።
@HillaMhary-cc8iz
@HillaMhary-cc8iz 6 месяцев назад
ዋው ጅግናና ኣቦ ፅንዓት እንኳዕ ላብዚ ኣብቀዐካ ፈጣሪ ታይሳኣኖ🙏 ኩሉግዜ ኣበይኮን ይህሉ ንብል ፀኒሕና ኣጀካ ኣለና ኣብጎንካ❤❤❤❤❤👑👑👑 ደቂቃ ሓፂራ ዋ
@rahwanebu1359
@rahwanebu1359 5 месяцев назад
Egziabher. yemasgen. Behake. ✝️😢🙏🙏🙏🌿❤️🌿🌷🕊️
@RUGYyj
@RUGYyj 6 дней назад
እንኮዕ እግዛኣቢሃር ኣውፀአካ
@tsegaygidey9453
@tsegaygidey9453 5 месяцев назад
እንኳዕ ብሰላም ተረፈ እምበሪ ኣለና ኣብ ጎድንካ ኣለና ንሓውና ዘይኮነ ንመን ኢልዮ
@tsegaygidey9453
@tsegaygidey9453 5 месяцев назад
ናይ ሒሳብ ኣካውት ፃሓፈልና ኣብዚ ዘዘዓቅምና ወዮ ሓምሳ ሎሚን ንሓደ ሰብ ሸክሚ ንሓምሳ ሰብ ገይፂ ዝባሃል
@dassshdfg698
@dassshdfg698 5 месяцев назад
ተመስገን ኣምላክ እንኻዕ ብሰላም ተመለስካ ጎታዋይ አነስ ዝተሰዋአኻ እዩ መሲልኒ ነይሩ ዊ😢❤️🙏
@bisrattsegay7397
@bisrattsegay7397 6 месяцев назад
ዋይ ተመስገን ፈጣር ❤አበይኮን ይህሉ ይብል ነረ
@birhanegm1080
@birhanegm1080 5 месяцев назад
እንኳዕ ብሰላም ሂወትካ ተረፍካ ጅግናና
@user-lg1ij5zo6d
@user-lg1ij5zo6d 5 месяцев назад
እንኳዕ ብሂወት ተረፉካ ግርሙሺ ጂግና ሓውና ክብርን ሞጎስን❤❤❤
@serkalemabate4691
@serkalemabate4691 5 месяцев назад
❤ ጀግና ሐውና ግርምሸይ እንኳዕ ብሰላም ተረፍካ ፈፂሙ ይምሐርካ ዝሐወይ
@natiwizchrist
@natiwizchrist 5 месяцев назад
❤❤ብጣዕሚ ጎበዝ ጋዜጠኛ ❤❤❤ ቀፅለሉ
@askualaregawi2963
@askualaregawi2963 5 месяцев назад
❤ዝሓወይ እንቋዕ ብሂወት ተረፍካልና
@muluftwi
@muluftwi 5 месяцев назад
Thanks sis kbret yhablna egzabiher admen tanan yhabkum jeganuna❤
@AliMohammed-lz3ls
@AliMohammed-lz3ls 5 месяцев назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@EyobedWeldegebriel
@EyobedWeldegebriel 5 месяцев назад
እዋይ ሓወይ ኣጆኻ ኣነስ መሓገዝኩዎ ኔረ ግን ብኸመይ
@martamarta2074
@martamarta2074 5 месяцев назад
❤❤❤❤አስይ ትምስግን
@soloare4855
@soloare4855 5 месяцев назад
ዋዉዉዉዉዉ ክብሪ ይግባኣኩም ኢዩ ጀጋኑና
@merilovr5981
@merilovr5981 6 месяцев назад
ፋናና ኩርዓትና እንካዕ ተረፍካ
@kahsayemaryamlij199
@kahsayemaryamlij199 6 месяцев назад
ጅግና ዝሓወይ እንኳዕ ብድሓን ተመለስካ ኣጆካ❤❤😊😊😊
@WeldebrhanAregawi-du3vg
@WeldebrhanAregawi-du3vg 5 месяцев назад
ፈጣሪ ምሳካ ይኩን
@AaAa-dq7qe
@AaAa-dq7qe 5 месяцев назад
ጉይታዋይ ዋሕስ ህበይ❤❤❤❤❤❤❤💊💊💊
@nazretgebre9932
@nazretgebre9932 5 месяцев назад
ጅጋኑና የቀንየልና ብሳላኩም ትግራይ ዲሂና 🙏🙏❤❤
@user-qp2qo9dc9r
@user-qp2qo9dc9r 5 месяцев назад
እንኳዕ ብሂወት ተረፍካ ጎይታዋይ🙏❤️😢
@STAMA123
@STAMA123 6 месяцев назад
እንኳዕ ብህይወት ተረፍካ ጅግና ሓውና ተመስገን
@GgHh-dw8by
@GgHh-dw8by 6 месяцев назад
My TDF መድሕን ህዝብ ተመስገን ታይ ይሰአኖ ፈጣሪ👏👏💞💞💞🌹🌹🌹🌹🌹🌹😍😍😍😍
@letshgeremariam9258
@letshgeremariam9258 4 месяца назад
🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏 ተመሰገን ዓይንካ አንካዕ ከፈተልካ እግዝአብሄር 🙏🙏🙏
@abadittadesse5892
@abadittadesse5892 5 месяцев назад
Hawey natey its very glad to see you alive ..eternal glory to our saviour TDF hero
@BrhanuAssefa-tk4hp
@BrhanuAssefa-tk4hp 5 месяцев назад
የሕዋት ሓደራ ነድሕኖ😢😢😢😢❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@MulerTigraweti
@MulerTigraweti 6 месяцев назад
*_የኔ ጅግና እንኳዕ ብሂወት ተረፍካልና መግለጺ ኣልቦ ጅግንነትኩም ጃቦዋየ 🦋💜🦋💜🦋_*
@sabagebru6850
@sabagebru6850 5 месяцев назад
❤💛💪🙏
@user-el9gk6xj6b
@user-el9gk6xj6b 5 месяцев назад
🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️
@saraabraha482
@saraabraha482 5 месяцев назад
❤️💛❤️💪💪🙏
@hiywetmeskel8358
@hiywetmeskel8358 5 месяцев назад
ኣታ ጀግና እንኳዕ. ብሂወት ተሪፍካ ረአናካ ❤🎉❤🎉
@user-gg6ul8rp1q
@user-gg6ul8rp1q 5 месяцев назад
ውይ ተመስገን ክቡር ሓወይ እንዃዕ ብሂወት ተረፍካ እንዃዕ ድማ ብርሃን ዓይንኻ ከፈተልካ ፕሎት ሚድያ ከኣ እንዃዕ ዳሓን መጻኻ ኣዝየ ዝፈትዎ መደብ እዩ ሶ ቀጽለሉ😍😘
@salmasalm8448
@salmasalm8448 5 месяцев назад
ጅግና ወድ ህዝቢ እንኳዕ ብሂወት ተረፍካ ❤❤❤
@alefumekele3184
@alefumekele3184 6 месяцев назад
ተመስገን እንኳዕ ብሂይወት ተረፍካ❤
@MNn-xi9mk
@MNn-xi9mk 5 месяцев назад
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@user-ie5fl2wu8m
@user-ie5fl2wu8m 5 месяцев назад
ተመስግን አምላክ እንካዕ ብህወት አትረፈካ
@samer-wh6rk
@samer-wh6rk 6 месяцев назад
እንካዕ ብሂወት ተረፍካ ናይ ጀጋኒ ጅግና ሓወይ❤❤❤❤
@genetalemayo4932
@genetalemayo4932 5 месяцев назад
ደስ ክብል መስቀልካ ዘሐወይ ❤❤❤❤
@user-zz1mt5zo7y
@user-zz1mt5zo7y 6 месяцев назад
ደስ ይብል አነ ውን ኣበይ ይህሉ ይብል ነይረ
@adamhanibal3935
@adamhanibal3935 5 месяцев назад
ርኹስ ኣምሓርኛ ከይሓስካ ተትዛረብ ምኣመናካ
@natsinettesfay4018
@natsinettesfay4018 6 месяцев назад
ጅግናና እንዃዕ ብህይወት ተረፍካልና🙏🙏
@user-fl1ye6ug4r
@user-fl1ye6ug4r 5 месяцев назад
ዝሓወይ እንኳዕ ተረፍካ ሕዝውን መሊኡ ይምሓርካ ኣጆኳ ጅግና ሓውና
@user-ok5fm8wb6r
@user-ok5fm8wb6r 6 месяцев назад
እንኳዕ ብሂወት ተረፍካ ጅግና❤🙏
@user-cx5wc2vd3p
@user-cx5wc2vd3p 6 месяцев назад
ኣምላክ ሙሉእ ምሕረት የውርደልካ❤❤❤
@user-ds3dz8cr8q
@user-ds3dz8cr8q 6 месяцев назад
❤❤❤ እንኳዕ ብሂወት ሀለኻ
@AlemTigray-pc8yv
@AlemTigray-pc8yv 5 месяцев назад
ይፅበዮ ነይረ እንካዕ ሰላም ወፃኻ ዝሓወይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-dp5dn4rx4l
@user-dp5dn4rx4l 5 месяцев назад
እንኳዕ ብሂወት ተረፍካ ጎይታዋይ❤😢
@user-eo5bn2rb7y
@user-eo5bn2rb7y 6 месяцев назад
ተመስገን ኣምላክ እንኳዕ ብሂወት ተረፍካ ጅግና ወድህዝቢ🙏🙏🙏❤❤❤❤
@nigstimaher9536
@nigstimaher9536 5 месяцев назад
❤❤❤❤❤❤❤❤
@medid.454
@medid.454 5 месяцев назад
Enkuae terefkalna zehawey mearey ❤.
@user-rs5dx8kh3z
@user-rs5dx8kh3z 5 месяцев назад
ዝሓወይ ምሕረት የውርደልካ ❤❤❤❤❤❤
@tsgeselamyoutube8746
@tsgeselamyoutube8746 5 месяцев назад
መስቀልካ ክፅብቅ ❤❤❤❤
@salam-cq3td
@salam-cq3td 5 месяцев назад
❤❤❤❤❤❤ እንካዕ ብስላም ሃለካ አስይይይይይ
@user-vt8xp4up7e
@user-vt8xp4up7e 5 месяцев назад
👍👍👍👍
@BirhanuAmbaye
@BirhanuAmbaye 5 месяцев назад
እንኳዕ ብሂወት ተረፍካ
@user-fx6ys6yd6m
@user-fx6ys6yd6m 6 месяцев назад
WELCOMED ጅግና ትግራዋይ ❤❤❤❤
@MediHaylay
@MediHaylay 5 месяцев назад
እንኳዕ ቢሂወት ተረፍካ
@wedihaile1780
@wedihaile1780 5 месяцев назад
እንኳእ ብሂወት ወፃካ ሀወይ❤
Далее
Пробую торты
00:43
Просмотров 216 тыс.
" ቃል ስውኣት ሓዊ እዩ. . .!"
46:47
Просмотров 26 тыс.
How many pencils can hold me up?
0:40
Просмотров 18 млн