Тёмный

ደለይቲ ፍትሒ ስለምንታይ ዘይዕወቱን ዘይክዕወቱን፧ 

MAHDER PRODUCTION
Подписаться 127 тыс.
Просмотров 156 тыс.
50% 1

ምኽሪ ሎሚ
"#መንእሰይ - ፈጣሪ ለውጥን ፍትሕን ኢኻ'ሞ እንተወሓደ ለማንን ደላዪን ፍትሒ ኣይትኹን"
ናይ ሓድነት ሃልወሳን ኣፈታትሑን!
• ናይ ሓድነት ሃልወሳን ኣፈታትሕኡን!
subscribe MAHDER-PRODUCTION

Опубликовано:

 

17 окт 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 1 тыс.   
@eyobgojelabein1316
@eyobgojelabein1316 4 года назад
ኣብ ምቅዋም ብዘይ ፍረ ሸንኰለል ክብል 17 ዓመት ኰይኑ ገለ ንስኻትኩም መንእሰያት ብሓሳብን ግብርን ለውጢ ተምጻእኩም !!
@mulugetatumuzghi5290
@mulugetatumuzghi5290 4 года назад
ኩቡር ኣያና ኣጆኻ ትኸብሩሉ ግዜ ነዊሕ ኣይክኸውንን
@ክልልል
@ክልልል 4 года назад
Eyob Gojela Bein ajeka Ayena qsen deqika alena wedi 21 year eye Ajek 🙏
@mulugetatumuzghi5290
@mulugetatumuzghi5290 4 года назад
@@tekiabahta2751 ዓዋን ስምካ ምጽሓፍ ተመሃር ቅድም
@mulugetatumuzghi5290
@mulugetatumuzghi5290 4 года назад
@@tekiabahta2751 ሪኢኻ ካብቶም ዘይተማህሩ ድሑራት ደናቁር ኣውራጃውያን ምኻንካ ስለዝፈለጥኩ እየ ተመሃር ዝበልኩኻ። እምበ ዓድና ብኣና ከቢራ ብባዓል ንስኻ ኣውራጃውያን ተፈንፊና እቲ። ጽቡቕ ግን ዝሰምዓኩም ሰብ የለን ኣንታ ዕንጉፍ።
@tesfithadgu
@tesfithadgu 4 года назад
Ajoka kubri ayan Eyob
@tumzgihaddish3102
@tumzgihaddish3102 4 года назад
ናይ ብሓቂ ወዲ መምህር ኣነ ወላ ደላይ ፍትሒ እየ ግን ኩሎም እዞም ዘልዓልካዮም ሓሳባት ክረኽቦም ኣይከኣልኩን ናይ ውልቂ ደላይ ፍትሒ ኮይነ ተሪፈ ብዝኾነ በቲ ተቕርቦ ሓሳብ ብጣዕሚ እየ ዕጉብ እየ thank you bro GBU🙏🙏🙏🙏
@hamdanali2927
@hamdanali2927 4 года назад
ንባዕልዚ ሕዝካ ጉዕዞኻ ምቕጻል ሓደ ናብ ዕላማ ከብጽሕ ዝኽእል ዓቢ መስመር ዩ፡ ምሁር ሰብ ኩሉ ግዜ ሓቀኛን ዘይሳዓርን ዩ፡ ዳኒ ሓወይ ኣጆኻ እዚ ትገብሮ ዘለኻ ክንደይ መንእሰይ ካብ ድቃሳ ከምዝተበራበረት መቸም ትስሕቶ ኣይብልን የ። so thanks bro ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ።
@ygttv557
@ygttv557 4 года назад
ብጣዕሚ ጽቡቅ ዘረባ ኢዩ። ግን እቲ ከዕውተና ዝክእል እንደሞ ሓሳብካ ኣካፍለና።
@Fithinikulu
@Fithinikulu 4 года назад
Kid tegadel niadika eyu zibleka Zelo
@feraymesal4988
@feraymesal4988 4 года назад
Ezen wedebat ab metsaet eritrea plan naten yengera
@zabituhadesh419
@zabituhadesh419 4 года назад
ብመጀመርታ ምስትውዓልካ ጎይታ የሱስ መምሊሱ ይባርኮ ቀጺለ ኣብዚ ኑኡስ ዕድሜካ ክንድዚ ብስለት ምስትውዓልን ምጥራኡካ ብጣዕሚ ደስ ዝብል ኢዩ ።ክላበውካ ዝደሊ ግን አዚ ዘልካ ነገር ዓቂብካ ቡዙሕ ትምርቲን ምጽናዕቲ ክትድልቦሉ ይላብቦ ።
@semerekahasr9220
@semerekahasr9220 4 года назад
ጽቡቅ ትምህርቲ ። ናትካ ማንፈስቶ በል ላኣከልና ። ደላዪ ፍትሒ ናይ ባሓቂ ከምዝኮንካ ከ ብምንያይ ተራጋግጸልና ። ለውጢ ብከመይ ይመጽእ ትብል ።
@naodlove1518
@naodlove1518 4 года назад
ከመይ ኣምላክ ዕድመን ትዕናን ይሃብካ እዚ ሃወይ እዛ ሃገር ተስፋ ኣለዋ ግዲ በርትዕ Ok
@Therite56
@Therite56 4 года назад
ብጣዕሚ ጽቡቅ ኣቀራርባ። እታ ቀንዲ ጸገም ናይ ደለይቲ ፍትሒ ዋጋ ክኽፍሉ ድሉዋት ኣይኮንኑን። ካልእ ጸገም ንሰምዖ ኸኣ፡ ናይ ስልጣን ህርፋን እምበር ናይ ሃገር ቀዳምነት ይብሎምን።
@GoodmorningEritrea33
@GoodmorningEritrea33 4 года назад
Therite56 ru-vid.com/video/%D0%B2%D0%B8%D0%B4%D0%B5%D0%BE-azg-FxPkalA.html
@berihutesfay9519
@berihutesfay9519 4 года назад
እሾክ ብበላሓ ትፍጠር ይብሉ ኣቦታትና ከምዚ ምስ ራኣዩ እዮም
@jael2023
@jael2023 3 года назад
Wedi Eritrea endiyu
@hubisamitey6274
@hubisamitey6274 4 года назад
ዳኒ ብጣዕሚ ጽቡቅን ፉሉይን ኩርናዓት ሒዝካ መጺካ ኣይ ከም ዕድሜካን።ዘረባ ኣቦታትና ዘጽንዕ ሰብ ካብ ሓቂ ምዝራብን ካብ ክውንነትን ኣይርሕቅን እዪ።ስለዚ እዚ ኩሉ ዝገበርካዪ ዓቢ መጽናቲ ኣካይድካ ብዝጸፈፈን ዝሓጸረን ዝነጸረን ገርካ ገሉጽካዮ ኣለካ ።ነቲ ኩሉ ሰብ በቢ መንገዱ ዝዛረበሉ ድማ ኣብ ናይ ኣቦታትና ምስላ ጠርኒፍካዮ ኣለካ ንሳ ድማ " ካብ ጉይይ ምዓል ክሳድ ምሓዝ" thanks alot.
@tediasli6423
@tediasli6423 4 года назад
በሊሕ ሰብ:: ነብስና ክንፍትሽ ኣኽኢልካና:: ብራቮ ዘይከም ዕድሜኻ መስተውዓሊ ሰብ::
@yenaskidane1479
@yenaskidane1479 4 года назад
Kemaka yebzuh
@tesfaendriastesfaendrias7262
@tesfaendriastesfaendrias7262 4 года назад
መደባትካ ይከታተሎ'የ ደንግየ ርኢቶ ምሃበይ ክሩብ ሓሳባትካ ብ ሓፈሻ ክከታተሎ ስለ ዝደለኩ። ኣዚካ ደስ ተብልን ንፉዕን ምኻንካ ክገልጸልካ ይፈቱ ልዕሊ ክሉ ከኣ ድፍረትካ ናይ በሓቂ ጅግናን ብሱልን ዘብል'ዩ። መደዳትካ ብከምዚ ተቐጺሎም ብርግጽ ኣብ መጻኢ ብዙሓት መንእሰያት ከማኻ ክንር ኢ እና። ምስ ከማኻ ዓይነት መንእሰያት ምዝታይ ድማ ካብቲ ባህ ዝብለኒ እዩ ሞ ተስፋ ይገብር ሓደ መዓልቲ ምሳኻ ሻሂ ክንብል ። በርትዕ ቐጽሎ ድማ።
@kumbraza23
@kumbraza23 4 года назад
ደጋጊመ ርኤያ ብሓቂ ካብ ሚልዮናት ኤርትራዊያን ጸላኢዩ ዘየነጸረ መንእሰይ ዝሞለቐ በሊሕ ወዲ ምስ ንዑስ ዕድሜ ዓቢ ትንታነ
@nevergiveup8614
@nevergiveup8614 4 года назад
ነዚ ዓፋፍ ኬሮስ ናይ ብሓቂ ረኺብካዮ። ናይ ብሓቂ መሪር ሓቂ እዩ እዚ ትዛረቦ ዘለኻ።
@erimannerimann112
@erimannerimann112 4 года назад
ደላይ ፍትሒ ኢየ ዘረባካ ግን ጽሩይ ከም ማይ ንግሆ ኢዩ
@ቢተይሓለቓጀጋኑ
@ቢተይሓለቓጀጋኑ 4 года назад
ኣይምሰልካ ጹሩይ ሳክት ኢዩ ዝዛረብ ዘሎ ካብ ሚድያታት ዛኣክርቦ ምበር ናይ ባዕሉ ርዲኢት ኣይኮነን።
@wolduwoldu8241
@wolduwoldu8241 4 года назад
@@ቢተይሓለቓጀጋኑ emo haye endo nieska kem natu gele riesie kuliet
@ንኣኒለይሰላምበሉለይ
@@wolduwoldu8241 ፈሳዊ ኪድ እንዶ ኣኪብካ ምጻእ ሓሳድ
@sneakychannel1928
@sneakychannel1928 4 года назад
Always Eritrean kab internet tehabika gele gida zeytgebr guhaf nsus lewti kemx keman bmulue confidence yizareb alo gumama
@sneakychannel1928
@sneakychannel1928 4 года назад
ን ኣኒለይ ሰላም በሉለይ kemakumin wedi kemakumin mis bezuh ena sdet zelena yeak tenefahi
@asdfretg
@asdfretg 4 года назад
ዳኒ ኣርከይ ናይ ባሓቂ ቀጽሎ ካብዚ ናትካ ሓሳባት ክማሃሩ ተስፋ ይገብር ምክንያቱ ንሕና ከም ደለይቲ ፍትሒ መጠን ክንሓስቦ ዘለና ቡዙሕ ነገር ኣሎ ።
@mikado5545
@mikado5545 4 года назад
እብዚ አሎ ዝረባ 👏 I love it !! ብጣዕሚ ደስ ይብል ሐሳባትካ:: ብሱል በሊሕ እዱብ ጥርኑፍ ሐፂር ፍልይ ዝበለ ክትሰምዖ ዘየሰልቹ ስርዕቱ ዝሐለወ አገላልፃ:: እዚ ንመንእሰይ ዝምህር ዘበራብር ዘንቅሕ: ንዝሸምገለ አተሐሳስባ ዝሕድስ: ንፁር ጠቃሚ መልእኽቲ ስለዝኾነ: ክይተሐለልካ ቀፅሎ ሐደራ::
@sneakychannel1928
@sneakychannel1928 4 года назад
Massawina Beloved injera ezgi blae zhawey kemaka 10000 yiweldu
@mikado5545
@mikado5545 4 года назад
አሜን አሜን ! ክብረት ይሀበለይ!
@letigebrekristos3282
@letigebrekristos3282 2 года назад
Great analysis 🎈🎈🎈🎈🎈 ወዲ ትኹል እሞ ኣብ መጨረሻ እንዶ ናብቶም ዝሰዓሮም ዝጸረፎም ሃገር ከረክቦም ከይዱ እዋይ ውርደት። ኖእ ደለይቲ ፍትሒ ኣይኮኑን ዝተፈልየ ርእይቶ ንዘለዎ ወያነ ዝብሉ። ህግደፍ እዮም ወያነ ወይ ትግራዋይ እንዳበሉ ዝጻረፉ። ኣብዚኣ ክትእርማ ዘለካ ነገር እያ።
@mebrhiyemane8623
@mebrhiyemane8623 4 года назад
ዋው እንታይ ዓይነት ፖሎቲካን እምነትን ብዘይ የገድስ ከምዚ ዓይነት ቡሱል ጭልቑዕ መንእሰይ ክፈሪ ምኽኣሉ ግን እዚያ ሃገር ተስፋ ኣለዋ ትብል።ኣጆኻ ቀጽለሉ ክብለካ እፈቱ ኩቡር ሓወይ።
@senafehakirurabsolutelyrig4269
@senafehakirurabsolutelyrig4269 4 года назад
Dani the great. Keep grinding, I got your back. ኩልኻ መንእሰይ ልቢ በል። ተማሃር we are lucky we have such a brilliant young committed citizen.lets motivate him.
@selamsegid5168
@selamsegid5168 4 года назад
Wow, as an Eritrean I am so proud of you for this well prepared critical analysis. As for the opposition groups, in my opinion, they act as “fault finders” and not politicians.
@sessenme9780
@sessenme9780 4 года назад
ኸማካ ዊሒዶማ ዛ ሃገር 🤦🏽‍♂️
@peacejusticeforall6806
@peacejusticeforall6806 4 года назад
ዕሸለይ ዕበየለይ ተስፋ ሃገር!!! ዓይኒ አባይ ይደፈን!!!
@tirhasmhretab1994
@tirhasmhretab1994 4 года назад
Waaaw anbesa kemaka enteheleyom eza hager kehlefela eyu
@yolatd6697
@yolatd6697 4 года назад
I am not from both parties but i can evaluate how smart you are...YOU ARE VERY SMART !!
@kidusmichael1741
@kidusmichael1741 4 года назад
ወዲ መምህር ኣታ ጅግና ኣግኣዚ ቀጽል እስከ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣምላኽ ኣቦታትና
@habtomanghesom9883
@habtomanghesom9883 4 года назад
ናይ ብሓቂ ዪበል ርእሲ ዩ ዳኒ ሓወይ ኣምላኽ ምስኻ ዪኹን¡ እምበር እዚኦም ድኣ ሓቅኻ ኢኻ ኣበይ ክዕወቱ ኢልካዮም ሃገር ድኣ ከምዚ ኸማኻ ዝመርሓ እንተትረክብ፡
@tesfa7382
@tesfa7382 4 года назад
ብልሒ ዝዓደልካ መንእሰይ፥ ትንተና 100% ኣንበሳ ኣጆኻ ቀጽሎ ዝሓወይ
@hadgudesta3219
@hadgudesta3219 4 года назад
ናይ በሓቂ ቡዉዕ ዘረባ ኢዩ ወላ ደኣ ደላይ ፊትሒ ይኹን ኣነ እቲ ሓቂ ዳሕድሕካዮ ኢኻ በጃኻ ከይተቃሪጾ እዚ ምክሪ
@jesusislord3894
@jesusislord3894 4 года назад
You did a great research before your presentation and I liked that. I hope we learn from your presentation and defeat the people’s enemy Issayas. Keep up the good job!
@Blessed534
@Blessed534 4 года назад
Waww ብጣዕሚ ጽቡቕ ነጥብታት ኢኻ ኣልዒልካ ቀጽሎ። ሓንቲ ቅረታ ግና ኣላትኒ ፡ እዛ ኣርእስቲ ሂብካያ ዘለኻ negative ብምዃና ኣይፈተኽዋን። እንታይ ኣለዎ ፡ ደለይቲ ፍትሒ ክዕወትሉ ዝክእሉ 8 ነጥብታት እንተ ትብላ ደስ ምበለትኒ ፡ share ከኣ ምገበርክዋ። ነዚ ጽቡቕ ሓሳብካ ፡ ጽቡቕ መጠቕለሊ እንተትገብረሉ (ጽቡቕ ኣርእስቲ) ፡ እዚ ሓሳብ ንኽሽየጥ ፡ ደስ ኢሉካ ክትሰምዖ ፡ ይከኣል። ብዙሕ ጽቡቕ ሓሳብ ኣሎካ ፡ ከም ጥዑም መግቢ ፡ ግን ከኣ ንጥዑም መግቢ ፡ ጽቡቕ መቐረቢ የድልዮ። ኣነ እኮ ፡ እንተ ትሰምዓኒ ኢለ ክልምነካ። ዳኒ ፡ ጽቡቕ እንድዩ ትሕዝቶካ ፡ ግና ናይ ሸያጣይ ባህሪ የድልየካ እዩ። ሸያጣይ ፡ ክሸይጥ ተኮይኑ ፡ ንኣብነት ፡ ንሓንቲ ጫማ ወይ ክዳን ደልያ ዝመጸት ጓል ፡ እግርኪ ዓቢ እዩ / ወይ ገጃፍ ኢኪ ኣይትብላን ኢኻ (እንተዘይኮይኑ በሪራ ትርሕቕ ካባኻ) ። ኣብ ክንድኡ ፡ ጽብቕቲ ንዓኺ ትኸውን ጫማ / ክዳን ኣላ ኢልካ ኢኻ ተርእያ። ከምኡ ከኣ ፡ ደለይቲ ፍትሒ ክዕወትሉ ዝኽእሉ ነጥብታት ፡ ወዘተ እንዳበልካ ዕላማኻ ትወቅዕ።
@tsegaiberhane2543
@tsegaiberhane2543 4 года назад
ዳኒ ተባዕታይ፡ ተስፋጽዮን ምህርቱ ይሓፍስ ኣሎ። ቀጽሎ ዳኒ ወዲ መምህር ጅግና።!! ኣብ ጎንካ ኣለና።
@yonatanteklit9755
@yonatanteklit9755 4 года назад
Tay tzareb aleka dani ms tesfaxion yu
@leulul2942
@leulul2942 3 года назад
Sympathic Yang man you are a political figure. when I listen to you I get happy your quality and behave its quiet mazing thank you so much....
@nourabduallah4021
@nourabduallah4021 4 года назад
Minister fithin democracy first mi merexkuka👍👍👍👍👍👍
@yermiahuselihom9636
@yermiahuselihom9636 4 года назад
ዳኒ ዳኒ፡ብሓቂ ኣንታ በየን መጻኻ ናይ ብሓቂ ሙሉእ ዘይጉዱል ዘዕግብ ቀጽሎ ቀጽሎ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@amanjordan8908
@amanjordan8908 4 года назад
You’re a sharp shooter Dani!! Amazing observation and on point analysis. Thank you brother.
@weldutekle1548
@weldutekle1548 4 года назад
ናይብሓቂ ቡሱልን ንጹርን መግለጺ፡ዩ ከማኻ ኣብ ወገነይ ወገንካ ዘኣምኑ ዮም ዘድልዩና ብራቮ
@ናቲኣንበሳ
@ናቲኣንበሳ 4 года назад
ኣንበሳ ዳኒ ሓወይ ብፍላይ ናይ Manifesto ጽቡቅ ጌርካ ኢካ ገሊጽካያ፡ ብሓፈሸያ ናይ ኩሉ ጽቡቅ ጌርካ ኢካ ገሊጽካዮ። ሓንቲ ውድብ ኮይና ራእን ዕላማን ክህልዋ ኣለዎ፡ ብዛዕባ እቲ ኣብ መጻኢ ክትገብሮ ዝሓሰበት መግለጺ ክትህብ ኣለዋ።
@emen862
@emen862 4 года назад
ብጣዕሚ ዝንኣድ ንቕሓት ኣለካ፡ ዓለምና ናብ ሓንቲ ንእሽተይ ቁሸት ተቐዪራትሉ ኣብ ዘላ ግዜን፡ ሰብኣውነት ማእከል ዝገበረ ሓባራዊ ሕጊ ከተጽድቐሉ ኣብ ትጓየየሉ ዘላ ግዜ ግን፡ ምስ ማዕርነትን መሰል ደቅሰባት ዘየኽብር ማሕበር ኣግኣዝያን ከም ምኳንካ መጠን፡ ዘለካ ንቕሓት ከይገራጨወካ፡ ምጥንቃቅ ከድልየካ እዩ ክቡር ሓው፡ ካብ ደላዪ ጽቡቕካ፡ ማይክል
@abelkiflai6567
@abelkiflai6567 4 года назад
ማዕረ ዝባሃል ሰብ የለን ነብስካ ኣይተታሊል ነብስካ ምትላል ኢዩ ስደተኛ ገሩ ማዓኮርካ ዘግፋሓካ ዘሎ ጎሓፍ
@nguseemnetu756
@nguseemnetu756 4 года назад
በልስከ ካብ ሕቡእ ኣጀንዳታት ናይ ድሕረ መጋረጃ ነጻ ይግበርካ ኣምላኽ!
@meronmsgna2578
@meronmsgna2578 4 года назад
naye bhaqie 👌
@eruhaile9751
@eruhaile9751 4 года назад
i agree with what you have said nufue ketslo ,I am happy kemzi aynet atehasasban fltetn zelewo ertrawi muhulawu.
@ኤሳውወዲዘማች
@ኤሳውወዲዘማች 4 года назад
smart person i apprecicate you. you are right no one know. Asmirela aleku natka point. leminka fthi aymexaan iyu let, do it if we want success let,go to do well.
@weldetnsaehabtu3964
@weldetnsaehabtu3964 4 года назад
Absolutely, I have agreed with your ideas and it's very true, I had been discussed various times with my colleagues regarding this situation and problems(manifesto ). Keep it up!!!!!! Bravo's You are delivered critical thinking as well as fantastic ideas that can enhance perception and knowledge 📖 to the people who need it.
@ሃገርኣብቀራናመገዲ
እውውውውይ ደስ ዘበል መንእሰይ ቢጣዕሚ ንፉዕ በሊሕ ሓድሽ ወልዶ ፡ እውይ እውይ እውይ ኣታ በዓል ወዲ ኣረጋይ ዶ ኣማኒኤል ኣሰና ዶ ዳነኤል ተክላይ ወላ መሓሪ ረድኢ ወላ ሰሎሙን ትበሃሉ ትከታታለዎ ዶ ትህልዉ ነዚ ሓዲሽ ወለዶ ።
@tesfaledethailu6315
@tesfaledethailu6315 4 года назад
ብሓቂ ብትኽክል ገሊጽካዮ ብዛዕባቶም ስድር ክፍንቱ ዘይክኣሉን ደለይቲ ፍትሒኢና ዝብሉን:: በቲ ሓደ ኣረኣእያ: ከምቲ ንሳቶም ዝብሉዎን ንስኻ ድማ: ትሕዝቶ ዘይብሉ ማኒፈስቶ ናይ ዋን ነሽን ዝበልካዮ:: ብወገንካኸ: ካብቲ ጉድለታት ወጺእካ እንታይ ዓይነት መፍትሒ ወይ ማኒፈስቶ ክትሕብር ትኽእል?
@filmawitade9029
@filmawitade9029 4 года назад
ደለይቲ ፍትሒ ካብቲ ብ-ህጻንነትና ንጻዎቶ ዝነበርና "ኣኹድር " ካብኡ ክሳብ ሕጂ ኣይወጹን'ሞ ህድእ ኣቢልካ ድኣ ኣለብመልና ! ዕውት ዝኾንካ በሊሕ መንእሰይ !
@hagerey672
@hagerey672 4 года назад
Ewut? Entay teawitu? Bel tebahilu ybil telo entay tfelt?
@free-ly6lv
@free-ly6lv 4 года назад
ብጣዕሚ ጽቡቕ ኣገላልጻ ። ንህዝቢ ቕርጺ ዘትሕዝ ፖሎቲካዊ ውድብ ኣንበር ባዕሉ ቕርጺ ኽሕዝ ኣይክእልን ዩ ተሓዘ ካኣ ስጡም ኣይኸውንን።
@dejentesfay6477
@dejentesfay6477 4 года назад
ተዓወት ጎበዝ ናይ ብሓቂ ዕድመን ጢዕናን ዪሃብካ ግን ተበገስ መሪሕካ ዓድና ክትእትወና
@ማንይናትድ
@ማንይናትድ 3 года назад
ከም ዚ ስነ ሓስብ ኣምጽኡ ኣታሓሳስባና ዘስፍሕ እዩ ዘድለና ናይ ብሓቂ ንፉዕ መምህር
@danielgebreselassie7986
@danielgebreselassie7986 4 года назад
Absolutly correct that is it young man
@chuchusolomon8614
@chuchusolomon8614 4 года назад
I just love how you research and provide to people.. Great mind and hard work.. Thnx
@tsegisheeritrean530
@tsegisheeritrean530 4 года назад
ናይ ብሓቂ ብአኻ ተሓቢነ ከማኻ ይብዙሑልና አጆኻ ቀጺሎ አምላክ ምሳካ ይኩን
@DejenKesete
@DejenKesete 4 года назад
ጽቡቕ ኣቀራርባ፡ ኣገላልጻን ኣነቓቕፋን። ወላ'ኳ ኣብ'ቲ ህዝቢ ኣይፈልጥን'ዩ ከምኡ ድማ ደላይ ፍትሒ ምባል ከሕፍር'ዩ ዝግብኦ ዝብል ሓሳብ እንተዘይተሰማማዕኩ። እዚ ዓይነት ኣቀራርባ ሰባት ነገራት ንኽምርምሩን ንኽሓቱን ዘተባብዕን እቶም ጥርኑፋት ጉጅለታት ድማ ጉድለቶም ንኽእርሙ ዘተባብዕ ብሙዃኑ ቀጽሎ ሓይል ክብለካ እፈቱ።
@NOnonon89325
@NOnonon89325 4 года назад
*ኣነ ደላዪት ፍትሒ ኣየ* *ግን እዚ ዝተዛረብካዮ* *ቁኑዕ ኣዩ ብወገነይ ቀጽሎ ንፉዕ*
@emahatienaressie4644
@emahatienaressie4644 4 года назад
ፍርቱና ጋል ኣደኣ** kkkkk kidi dumu
@desalegebreyohanes8616
@desalegebreyohanes8616 4 года назад
kkkk ኣጓላት ትቃወማ ዲክን ክክክ ሰሓቕ ቀቲልክኒ ዶስ ክትላገጺ ኢኪ
@NOnonon89325
@NOnonon89325 4 года назад
@@desalegebreyohanes8616 ክገርመካ ቡዝሓት ደቂ ኣንስትዮ ኣለና ደለይቲ ፍትሒ ,ግን ኣብ ደገ ወጺና ኣይንዛረበሉን ኢና,
@NOnonon89325
@NOnonon89325 4 года назад
@@emahatienaressie4644 እንታይ ገረካ ደኣ ትጻረፈኒ 😒
@desalegebreyohanes8616
@desalegebreyohanes8616 4 года назад
ፍርቱና ጋል ኣደኣ** ፍርቱየ ዝያዳይ ኬፍ የብሉን ነዓክንስ ብዙሕ ኣየጥዕመልክክንንን እዩ ካሊእክን ስርሓ ሪኢቶ እዩ ኣይትጽልእዮ
@AG-qm7be
@AG-qm7be 2 года назад
Wedi Memhir , Please tell us how you aquired all this wisdom and knowledge at a very young age?
@danielgebreab692
@danielgebreab692 4 года назад
Great analysis young boy keep going መቕሰን ኢለካለኹ ተስፋ ሃገር ግን ተመሃር ፖለቲካዊ ንቕሓትካ ብትምርቲ የዕብዮ
@teweldegebremeskel715
@teweldegebremeskel715 4 года назад
You are so brilliant. I am sure you can be a great politician! Your analysis is wonderful.The way you present your idea is simple, easy to understand and supported with relevant examples. Keep it up young man!
@ወዲኣሌ
@ወዲኣሌ 4 года назад
ወዲ መምህር ዉዱአ መንአሰይ
@samuelhadgu7965
@samuelhadgu7965 4 года назад
Aytgagey nuquh den ab Eritrea een alo .
@kidanetadese7128
@kidanetadese7128 2 года назад
ዳኒ ወዲ መምህር ዝወጾ የብሉን ጽቡቅ ሓሳብ ትንታነ!
@michaelhabtu7710
@michaelhabtu7710 4 года назад
Great analysis. Keep giving them the advice and hopefully they will learn something. Thank you
@kefelahyab1515
@kefelahyab1515 3 года назад
ብሓቂ ተብዓታይ ሓሳብ ወዲ መምህር ከምዚ ከማኻ ኣብ ውሽጢ ሃገር ክህልዉ ኔርዎም ኔሮም እዮም ግን ፍሉጥ ኢዩ ሰፈሮም ስለዚ ኣጆኻ ነዚ ህዝቢ ኣብ ምእካ ይኹን ስራሕኩም ።ተስፋ ከይቆሮጽኩም ነቲ እናገናሕካ ደጊምካ እናኣረምካ ምምላስ እዩ።so thanks bro
@senayasgedom6213
@senayasgedom6213 4 года назад
ብጣዕሚ ኣድኒቐካ ። እንታይ ዓይነት መጽሓፍቲ ተንብብ ።
@kibromgebrekidan4570
@kibromgebrekidan4570 4 года назад
ኣንብብ ዝተባህሎ እዩ ዘንብብ ብድሕረ መጋረጃ ሓያላት ናይ ህግድፍ ጽሓፍቲ እዮም ዝህብዎ
@hagerey672
@hagerey672 4 года назад
@@kibromgebrekidan4570 Ya xbuk aleka bzuh mdlawatin hagezn u halifwo ezi vidoe
@pawlo7733
@pawlo7733 4 года назад
@@kibromgebrekidan4570 kilae xemam suq eka gida deytimihar awan
@lewamamare4985
@lewamamare4985 4 года назад
@@kibromgebrekidan4570 entay hegdfe zeble alka eska mexhfe yenbebe zaye teble
@sadorghebrihiwet6423
@sadorghebrihiwet6423 4 года назад
@@kibromgebrekidan4570 ata donqoro kemzi aynet atehasasba sle zelekum eyu kea eritrawyan ndhrit tegosisna zelena akhilkum hgdef tray ktiblu ewayyy xegem
@filmonkidane2273
@filmonkidane2273 4 года назад
Bhaki natka zereba kulu eyu zrdeani so Thanks zarkey
@muzitandrose5859
@muzitandrose5859 4 года назад
we need more people like you.
@ልንጆልበይ
@ልንጆልበይ 4 года назад
ሰሚዕኪ ዶ ርግበ ኮ ጠኒሳ ያ ዳኒ ዓርከይ ኣስሒቅካ ምሂርካና ጥዕና ይሃበልና
@drardesta
@drardesta 4 года назад
ሰላም ክቡር ሓወይ እዚ ዝበልካዮ ብጣዕሚ ጽቡቅ ሃናጺ ሓሳብ'ዩ እንተኮነ ኣብ ኩሉ እዚ ክትብሎ ዝጸናሕካ ነብስኻ ኣውጺኻ ክትዛረብ ጸኒሕካ ማለት ንሕና ትብል ቃል ኣይሰማዕኩልካን ከምተወሳኺ ጉድለት ምንጋርካ ቅቡል እካ እንተኮነ ንዓና ኤርትራውያን ጉድለት ዝነግረልና ዘይኮነ ጉድለት ዘዐሪ ብንጹር ብስነሞጎት ዘይኮነ ኣብ'ታ ዘኣምነላ ትካል ወይ ውድብ ማሕበር እጃሙ ምስ ዘበርክት ጥራይ ዩ ለውጢ ክመጽእ ዝኽእል ኣብ'ቲ ነቀፈታዊ ዛዕባኻ ግን ይሰማማዕ ኢየ።
@tesfahabte7150
@tesfahabte7150 4 года назад
Btami bslti hasab abzias ysemamae eye
@nohmehari5499
@nohmehari5499 3 года назад
ናይ ብሓቂ በሊሕ ሰብ ኢኻ ወዲ መምህር ኤረትራ ከኣ ከምዚ ከማኻ በላሕቲ እዮም ዘድልዋ ዘለው ኣነ እካ ተማሃራይ እየ ዘለኹ ተቃዋማይ እየ
@luellilay5483
@luellilay5483 4 года назад
Wawwwwwww I can,t believe it I can,t Tell you how much I appreciate you, please keep it up
@ወዲእንባየ
@ወዲእንባየ 4 года назад
ናይ ብሓቂ በዓል ብሉጽ ሓሳብ።
@robiwedi6789
@robiwedi6789 4 года назад
Ohhhhhhh (Nay bhaki) ketslo habibi gudletat kulu ertrawi eyu 100%
@entayAbise
@entayAbise 4 года назад
መምህር ዓቢ ክብርን ኣድናቖትን ኣለኒ ኣብ ልዕሌኻ ብሕጂውን ብዙህ ክመሃር ይትስፎ
@biniamyhdego5962
@biniamyhdego5962 4 года назад
ብርቂ ተውህቦካ ትምህርቲ ዝተማእከለ ክከውን ከተባብዓካ ይፈቱ
@World7Ad
@World7Ad 4 года назад
Bravo !!!..ur explanation is point by point thats what we exactly need !!!
@tesekarik1352
@tesekarik1352 4 года назад
ናይ ብሓቂ እቲ ሓቂ ደሪግሕካዮ
@AG-qm7be
@AG-qm7be 2 года назад
Great! Keep it up wedi memhir!
@simonhabtemariam7459
@simonhabtemariam7459 4 года назад
Kemz agatimuni ayfelten btami belih se 💪🙏
@tibletsmelake
@tibletsmelake 4 года назад
ብጣዕሚ እየ አድኒቀካ ፣ዕድመን ጥዕናን ይሐብካ ፣ከማካ ይብዛሕ ።
@biniamgirmay6334
@biniamgirmay6334 4 года назад
Goboz 👍🏻👍🏻👍🏻👍🏻👍🏻👍🏻 meniesei niqah anta seb.
@merhawikhasay8794
@merhawikhasay8794 3 года назад
ተባረኽ፡ ናይ ደለይቲ ፍትሒ ትዕቢት፡ ሥስዐ ስልጣን ኣለዎም ፡ ዕላመኦም ዘይንጹር። ኣፍልጦን ስነ ስርዓትን ዝጎደሎም ኣብ ድፋዕ ሾሻል ሚድያ ዝተሓቡኡ ጭፍራ ውድባት ንዝሰርሑ ዘሰናኽሉ ። ተረፍ ጽጋቦም ጊዜ ዝህውቱቱ ። ለመንቲ ናጽነት
@ንፋስሞሮር
@ንፋስሞሮር 4 года назад
ኽኽኽ ኣብታ ናይ መወዳእታ ኣስሕቅኻኒ ነናቶም ህብኻዮም። እንታይ እዩ ማኒፈስቶ ኸ ወ😂😂😂😂so funny !
@sabamicheal8190
@sabamicheal8190 4 года назад
Ata wedi kemaka yebzihalna hade neger kilabewela bejaka bikemzi kexlo meneseyatna “nikhat” yedliyena alo nisikum skim terekebti mexaet 🇪🇷 thank you for sharing your knowledge and your time
@yemanekesete3028
@yemanekesete3028 4 года назад
ጸባ ስተ you are brilliant
@leakeweldealfa727
@leakeweldealfa727 4 года назад
Thank you Dani I like your explanation. You are talent person.
@ግእዝንግእዛውያን
@ግእዝንግእዛውያን 4 года назад
*= ኩቡር ሰብ ኩቡር ሓሳብ ። *= ወዲ ፍቅሪ ፡ ውጽኢት ፍቅሪ ትግርኛ ።
@lulrbahri
@lulrbahri 4 года назад
0%
@Maekele-22
@Maekele-22 4 года назад
እወ ወፍ ኢልና
@mariama6088
@mariama6088 4 года назад
Admentanan yhabka kubur hawuna
@trustyourself9355
@trustyourself9355 4 года назад
ኣኺልኩም ትግራይ ትግርኛ ክትብሉ ጦቕ ከተብሉና
@sneakychannel1928
@sneakychannel1928 4 года назад
ER love shnti nebska fetish yeak
@selihomyeibiyo
@selihomyeibiyo 4 года назад
ፕእእእ!!! መግለጺ ቃላት ስኢነልካ፡ ካብ ሃገር ሙሉእእእ፡ ሓደ ዳኒ ብሱል መንእሰይ ተረኺቡ ፡ናይዚ ሓዱሽ ወለዶ, ናይ ውሽጠይ ሕቶታትን ትዕዝብተይን ብንቁር ኣቢልካ ኣውጺካዮን ገሊጽካዮን። በርትዕ ቀጽሎ። በሓቂ ኣተንፊሰ ፈኺስኒ።
@peacenowar972
@peacenowar972 4 года назад
ኣብ ሓሳብካ ይሰማማዕ ኢየ። ውልዶ ፡ብሉጽ፡ በዳሂ ዝኮኑ ብፍልይ ብዝበለ ገሊጽካዮ ደስ ይብል ቀጽሎ ። ዚበዝሒ ብዛዕባ ገበን ህግደፍ ዝፈጸሞ አዮም ዝዛረቡ፡ ናትካ ፍሉይነት ግን ፍልጠት ብምግላጽ ሰብ ከም ዚርድኦ ምግባር ኢዩ፡ ንሱ ኢዩ አቲ ቡሉጽ ለውጢ ዚኣምነሉ go head.
@yonasberhane6836
@yonasberhane6836 4 года назад
Waww you are smart klu knetat hagerna bflsfna bzey wegennet gelixkayo you are the Future of eritrea ajoka kexlo kabaka bzuh Temahrina ab mexae entay ente gerna ftah knrekb nkl glexelna.
@teametewelde4379
@teametewelde4379 4 года назад
ሰላም ኩቡር ሓው ኩሉ ዝበልካዮ ሰሚዕናዮ ቡዙሕ ጽቡቅ እዉን ረኪበሊ ግን ሓንቲ ሕቶ ኣላትኒ ንስካ ንባዕልካ ኣብየናይ ዉዱብ ወይ ምንቅስቃስ ተጠርኒፍካ ኣለካ? ካላኣይ ሕቶይ በዚ ትገብሮ ዘለኻ ውልቀ ሰባት ወይ ምንቅስቃሳት ኣብ ማስመዳ ወጺካ ምጽራፍ እንታይ ኢዩ ጣቁኡ ? ሳልሳይ ባዕልካ ንስካ ንጹህ ኮንካ ካሎኦት ግን ኣብ ስራሕ የለዋ ዘስምዕ መግለጺ ምሃብካ ኣይተሓጎስኩም መክንያቱ ደለይቲ ፍትሒ ከምዚ ኢዮም ካብ ምባል ከምዚ ኢና ብከምዚ ከኣ ዝመጽእ ለውጢ የለን ከምዚ ክንገብር ኣለና እንተትብል ምሓሸ ካብ ከምዚ ኢዮም ምባል
@Queen-Joyadana
@Queen-Joyadana 4 года назад
Teame Tewelde you are right
@mercy-mercifultsige644
@mercy-mercifultsige644 4 года назад
Lomi nay mewedaeta tesfa akurixnayo kone ber ab kedamay video teazeb
@samihawiichey449
@samihawiichey449 4 года назад
Totally agree with you. You are sharp.
@abielaraya810
@abielaraya810 4 года назад
ግርም መግለጺ እንድዩ ኩሉ ሓሳብካ ፡ንስኻ ከ እንታይ እዩ ሾቶኻ ነዚ ሪእሲ ሕዝካ ሓወይ፡ እንበር ቶካቶ ስ በዚሖምልና ኣለወ
@solomonpetros2523
@solomonpetros2523 4 года назад
Agazian
@eritreahopes4555
@eritreahopes4555 4 года назад
Solomon petros ata nay behaqi dika
@solomonpetros2523
@solomonpetros2523 4 года назад
@@eritreahopes4555 ewe nay bahaqi entay da gerimuka hager nfti nay abotatna bahli tmeles mbalom ntay xegem alowo. kab awraja ybleka lekaaka zereba natom yhaysh
@mebrahtomgebremeskel5097
@mebrahtomgebremeskel5097 4 года назад
Zereba eye nay balu aberkto zeygebr Kab nseb mtsraf. Hanti ayfeletun eyom ane eye felat zesme zereba EU seb zkelon zfelton EU zgebrr
@kefelahyab1515
@kefelahyab1515 3 года назад
ድሌቱ ብዝመስለኒ ባህሉን ካብ ሃገራውነቱን ንዝሰሓተ ሰብ ኣካይዳ ናብ የማን ንምምላስ እዩ ዝመስል ናይ ብሓቂ ብሉጽ መንእሰይ
@harertamedia9427
@harertamedia9427 4 года назад
Brilliant man I appreciate u keep it we need some intelligent persons like you to change our mind and our country
@majormajor4628
@majormajor4628 4 года назад
ወገን ዘይየብሉ መንእሰይ ሓቀኛ ኤርትራዉ
@nebilsied2936
@nebilsied2936 4 года назад
I don't know if you would read this but a country like Eritrea if they have changed the goverment the best way to change the goverment is Technoracy, not democracy or republic. But till now i have not seen anyone talk about them from the "Deleyti fthi" so you have a good point in there.
@senafehakirurabsolutelyrig4269
@senafehakirurabsolutelyrig4269 4 года назад
እዉይ ደለይቲ ፊትሒ ሓመድ ድበ ኣዉሪድኩም ደለይቲ ፊትሒ ሜቅያር ዮድልየኩም ኣሎ።
@michaelshumendi2034
@michaelshumendi2034 4 года назад
Waww i apprechate to u my beloved bro Gbu ,kindi shih
@meron9024
@meron9024 4 года назад
ዝብላዕ ዘረባ ዩ ብጣዕሚ በሊሕ ክምንብዓል ንስኻ ኢዩም ዘድልዩና ዘልዉ ካብዞም ሓንቲ ኣፍልጦ ዘይብሎም ቱት ዝብሉ ኣብ FB
@ሰኑሰኑ
@ሰኑሰኑ 4 года назад
ጽቡቕ ራኢ ዘለካ መንእሰይ ኢኻ ኣጆኻ ቀጽሎ !! Smart boy
@yohanesalay4258
@yohanesalay4258 4 года назад
ዳኒ ኣዝዩ ብዙሕ ትምህርቲ ዝርከቦ ትንታነ ኢካ ኣቅሪብካ ብጣዕሚ ዝንኣድ እዩ ። ሓንቲ ሕቶ ግን ክሓተካ ምደለኩ ዝክኣል እንተኮይኖ ዳኒ፡ ኣብ ቅጽሪ 8 ብዛዕባ ውድባት ናይ ለውጢ መደብ ከምዘይብሎም ገሊጽካ ነይርካ ። ኣዝያ ኣገዳሲት መግለጺ እያ ። ሕቶይ ኣብተን ከምኣብነት ዘቅረብካየን ውድባት እያ፡ ብሩህ መጻኢ ኢልካ ነይርካ ፡ብሩህ መጻኢ ምንቅስቃስ ዶ ኣይኮነን ? ምንቅስቃስን ውድብን ክህልዎም ዝግባእ መናፊስቶ ከ በበይኑ ዶ ኣይኮነነ? እዚአን እየን ሕቶታተይ ዳኒ ተስፋ ይገበር ክትምልሰለይ።
@weldetekle8817
@weldetekle8817 4 года назад
ዳኒ ሓወይ ናይ በሓቂ ጽቡቅ አገላልጻ።ቀጽሎ
@ሰንዓፈሶይራበለው-ከለውመ
ዳኒ ጽቡቕ መግለጺ እንድዩ ኣብታ ብሩህ መጻኢ ውድብያ ዝበልካያ ግን ተጋጊኻ ምንቅስቓስ እዩ ሓሳብ እዩ ድማ ዘመንጩ
@ሰላምሰላም-ረ3ቘ
@ሰላምሰላም-ረ3ቘ 4 года назад
መግለጺ የብለይን ናይ ብሓቂ ትኽ ዝበለ ዘረባ
Далее
ባህሊ ትግርኛ እንታይ እዩ፧
18:41
Просмотров 131 тыс.
ሕስድና ፥ ዕላል ምስ ወዲ ጀበሊ።
22:44
ፋራነት ማለት...!
17:01
Просмотров 138 тыс.
ጸርፊ ባህልና ’ዶ  ኣይኮነን፧
19:40
ህየሳ ደርፊ ለሚዳ / Lemida Music review...
21:00