Тёмный

ናይ ሓድነት ሃልወሳን ኣፈታትሕኡን! 

MAHDER PRODUCTION
Подписаться 126 тыс.
Просмотров 105 тыс.
50% 1

ሓድነት እንታይ እዩ፧
ርእሲ ንሓድነት ዝቃለሱ ሰባት ከመይ ይሓስብ፧
ሓድነት ዕላማ ክኸውን ይኽእል ዶ፧

Опубликовано:

 

12 ноя 2019

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 896   
@ghirmaytekie7069
@ghirmaytekie7069 4 года назад
!!ለባም!! በል እስከ፡ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ እሞ ኣብታ መጻኢት ኤርትራ ኣብ ገለ ክርእየካ ባህጊ ኣለኒ!!!!
@asteradem2052
@asteradem2052 4 года назад
@@eastafro2276 nay bhaqi zezileflefe mhru qexilo kiblu tewaridom texdefiyom yxedfu koynom
@habtomyemane428
@habtomyemane428 4 года назад
ዳኒ በሊህ ኢካ ቢኢድመ ከኣ ድነአሰ ። like ሃቡዎ ነዘ ጅግና
@mengisfukure8171
@mengisfukure8171 4 года назад
you ar smart
@danielteame584
@danielteame584 4 года назад
እንጀራ ዓለም ብላዕ እግዝኣብሄር ንእስነትካ ይባርኽ ኣታ እዛ ዓደቦና ተስፋ ኣለዋ
@yacubunatey8234
@yacubunatey8234 4 года назад
ጽቡቅ ዘረባ ተዛሪብካ
@haveshashow3221
@haveshashow3221 4 года назад
ዋውውው ኣታ እዚ ወዲ ኣንቀሳቂስኒ ፡ ጅግና ከማኻ ብሱል ሰብ ኢዩ ፡ ዘድልየና ነዚ መንእሰይ ብራቮ ፡ ኣብ ጎንኻ ኣለና ብንኽሎ ኩሉ ፡
@hadeghesamuel8437
@hadeghesamuel8437 4 года назад
ኣንበሳ ጽቡቅ መደብ ቀጻልነቱ የርእየና ። ብሩህ መጻኢ
@zebibadhanom3677
@zebibadhanom3677 4 года назад
ናይብሓቂ ጽቡቅ ስነ ሓሳብ ኣለካ ደዳኒኤል 🙏👍🌠 ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ : ኩሎም መንእስያት ኤርትራ ክስምዕክኻ ይምነ 👌🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🍇
@miheretabmesalab9453
@miheretabmesalab9453 4 года назад
ኣቱም ሰባት በቃ ኣኪልኩም ናብ ዝኮነ ትጉተቱ ! ናትኩም ሪኢቶ ሃቡ :: ሓቁ ኣሎ :ጹቡቅ ኣሎ :ሓሳብካ ተቀቢለዮ ኣለኩ ...... ወዘተ .... ወዘተ ብዘይካ ውዳሴ ካልእ ቁነገር ዝጽሕፍ ዘየለ ! እዚ ሓውና ካኣ ክምዕብል እንተኮይኑ ሪኢቶን ነቀፌታን እዪ ዘማዕብሎ ብምውዳስ ዝምዕብል ሰብ ኣይሬኤናን ...... ሪኢቶ ••••••••• ሓድነት ማለት ፍልልይካ ኣጽቢብካ ኣብ ሓደ ሓሳብ ምስምማዕ እዩ ! እዘን ኩለን ውድባት ኣይተሰማምዓን እሞ ሓድነት የለን ኢልካ መደምደምታ ምሃብ ግን ጌጋ ኮይኑ እዩ ዝስምዓኒ ! ሓድነት ማለት ብካልእ ክገልጾ ከለኩ ንኣብነት :-ኣብ እዛ ናይ ዝሓለፈት ቪድዮካ ብዛዕባ ስነጥበብ ሃገርና ዝሃብካዮ መግለጺ ኣብ ባይታ ስለ ዘሎ ድበዝሕ ህዝቢ ኣብቲ ናትካ ሓሳብ ተሰማሚዑ በዚ መንገዲ ካኣ ኣብዚ ናይ ስነጥበብ ሃገርና ኣራኣእያናን: ኣ ኣታሓሳስባናን ሓደ ስለዝኮነ ሓድነት ፈጢርና ኣለና ማለት'ዪ ኩላትና በቲ ሓሳብ ስለ ዝተሳማማዕና ካኣ ኣብ ምቅያሩ ካኣ ብ ሓድነት ንጽዕር :: ነዚ ሓሳብ እዚ ግን በይንካ ጥራይ ትሰማምዓሉ ተዝከውን ግን ኣብ ምቅያሩውን ለውጢ ከተምጽእ ኣይትክእልን ኢካ ብዙሓት ሰባት ተተሰማሚዖም ግን ለውጢ ናይ ግድን ኣሎ :: ተወሳኪ •••••••••••• ሓድነት ዝብሃል ተዘይ ህሉ እሞ እዛ ኤርትራ ትባሃል ሃገር ውን ኣይምሃለወትን ኔራ ሞለት እዩ :: እዛ ሃገር ኣስላማይን ክርስቲያናይን ብሓድነት ተቃሊሶም እዮም ኣምጽዮማ :: እድሪስን :ክብሮምን : ከድጃን: መርሃዊትን እዮም ነዛ መሬት ኣምጺኦማ እዚኦም ግን በበይኖም ወፊሮም ኣይኮኑን ነዛ ሃገር ኣምጽዮማ ብሓደ ወፊሮም እዮም ኣምጽዮማ :: ምስ ኣክብሮት
@eh5079
@eh5079 4 года назад
Miheretab Mesalab ane zyada mis natika hasabat ysemamae kab mis Daniel. Daniel nhadinet abkndey meshgoragur yetiu trguma zeknena koynu sileteemaani eye. Hadnet kibehal kolo bikendu temesrihnas hade baeta nkun malet aykinen. Hadnet malet binay eritrawin mezgebe kalet bihasab, bialama, brae ab hade mesmer nimtsae malet eyu. Kemiu tezeykewin kia misti wuhudat hzbi mukana Emo dima tselaetina gezefti wey buzuhat hizbi zelewim kemikanom eritra tibehal hager ember aymtehasibetin. Eza eritra elu ab tawila kof elu zimidrela zelo ember eymitehasben.
@teklearegawi5467
@teklearegawi5467 4 года назад
ነዚ ክግዕታዶ ይርህፃ ኢለካ ኣለኹ።ተመሊስካ ኣዳምፃ እታ ቪድዮ።
@miheretabmesalab9453
@miheretabmesalab9453 4 года назад
Tekle Aregawi : neseka wen kem hamema ab zekonen zaykonen tobeloq aytebel ezi Media ezi ne Eritreaweyan teray eu zemelket:: ane tetegagea eti keremani zekel eti Eritreawi hawey teray eu kesab be Eritrea hagerena zetezarebena enntazey koyenu kenday kem hamema tobloq zebelu elna ena emo kenseme ! Ne kaleay geza tetemaliseka mengebgabeka qentibena ena kensedeka Ezi wadehanka 👋
@miheretabmesalab9453
@miheretabmesalab9453 4 года назад
great man bruk hawey kale meredata telika da amxaley ember bezieas ayqebelekan ea Mes Akberot!
@nattyog3015
@nattyog3015 4 года назад
'ታይ 'ስከ ኣሐጒስኒ "ርኢቶ" ኢልካ ውርድ ኢልካ 'ሞ ኣንብብ ፧ "ይስመዓኒ" ኢልካ'ለኻ እንኳዕ 'ተረዲኤ' ኣይበልካ እንኳዕ ብስምዒት ደምደምካዮ ።
@mhreabfisshaye4938
@mhreabfisshaye4938 4 года назад
ናይ ብሓቂ ብሱል መንእሰይ ተስፋ ኣለካ ኣጆካ በርትዕ። I agree with you
@-877
@-877 4 года назад
ዳኒ ወዲ-መምህር ጽቡቕ መደብ ሒዝካ ኢኻ መጺኻና ናይ ብሓቂ እዋናዊ ዛዕባ " ሓድነት ዝብሃል የለን ! ሓድነት ምስ ነብስኻ ከማን ከቢዱና ኣሎ " ናይ ሓባር ረብሓ ጥራይ እዩ ዘሎ ንሱ ከማን ተኸባቢርካ
@enough1754
@enough1754 4 года назад
ክክክክክክክክ
@mohammedyehdego6417
@mohammedyehdego6417 4 года назад
ሓሳባትካ ኣይጸላእኩዎን 1, ሰብ ሓደ ዓይነት ሃይማኖት ክህልዎ ከም ዘይክእል 2, ሰብ ሓደ ዓይነት ብሄር ክህልዎ ከም ዘይክእል 3, ሰብ ሓደ ዓይነት ሕብሪ ቆርበት ክህልዎ ከም ዘይክእል 4, ሰብ ሓደ ኣተሓሳስባ ክውንን ከም ዘይኽእል 5, 6, , , , ኮታ ብ ብዙሓት ነገራት ሓደ ዓይነት ኪከውን ዘይክእለሉ ነገራት ዝውንን ፍሉይ ፍጥረት ኢዩ። ከምኡ ድማ ነዚ ኩሉ ዘየሰማምዖ ወይ ሓደ ዘይገብሮ ነገራት ሓዲጉ፣ ብዛዕባ እቲ ዘሰማምዕ ነገራት ጥራሕ ብምሕሳብ፣ ንኩሉ ፍልልያት ኣጽቢቡ ኣብ ሓደ ዕላማ ዝቃለስ፣ ወይ ክሓብር ዝኽእል ፍጡር ኢዩ። ርእይቶ፣ ዳንኤል ሕጂ ንስኻ ነዚ ኩሉ ተዘርዚሩ ዘይውዳእ፣ ሓደ ክገብረና ዘይክእል ነገራት ገዲፍካ፣ ብዛእባ ፍልልያትና ኣጽቢብና ሓሳባትና ብናጽነት ኪንዛረብን ነቲ ፍልልያትና ድማ ከም ዘለዎ ክንቀባበልን ክንከባበርን፣ ኣብ ዝብል ኣርእስቲ ኣተኩሮ ጌርካ እንተትሰርሕ ዝያዳ ኣድማዒ ስራሕ ምኾነ። ሃገርና ብዝተፈላለዩ ብሄር፣ ሕብሪ፣ ቅርጺ፣ ልምዲ፣ ባህሊ፣ ሃይማኖት፣ ኣተሓሳስባ>>>>> ዝውንኑ ሰባት ዝቖመት ኢያ። ንሓንቲ ሃገር፣ ሃገር ዘብላ ድማ እቶም ኣብኣ ዝቕመጡ ሰባት ደኣ እምበር እቲ መሬት ኣይኮነን። እዚኦም ሰባት ሓቢሮም ኢዮም ኤርትራ ትባሃል ሃንቲ ሓደ ክትገብሮም ትኽእል ከምዘላቶም ኣሚኖም ነቲ ኩሉ ሃደ ዘይገብሮም ነገራት ገዲፎም በታ ሓደ ትገብሮም ሃገር ሓድነት ዝገበሩ። ኣብ ውሽጢ ውድባት ዘለዉ ሰባት ዝተጋገይዎ እቲ ውድብ ሙሉእ ክውቀሰሉ ዝኽእል ኣይኮነን። ብናትካ ኣባሃህለ ሓደ ኣይኮናን እሞ ሓደ ክሳብ ዘይኮና ብዝተበታተኑ መንገድታት ንኪድ ኢዩ ዘስምዕ። ስለዚ ሓድነት ሓሶት ኢዩ ዝበልካዮ ካብ መሰረቱ ሓሶት ኢዩ። ፍልልያት ከም ዘለና ሓደ ክገብረና ዝኽእል ድማ ኣሎ። ሃገራውነት ወይ ድማ ዜግነት። ኣብታ ካልእ ቪድዮካ ዝጸሓፍካዮን ዝበልካዮን ንምጥቃስ፣ *ኣነ ካባኻ ይበልጽ ዝበለ 8 ፈርጊ ይኽሕስ፣ ከመይሲ ሰብ ካብ ሰብ ኣይበልጽን * ሕጂ ንስኻ ዘበለጽኩ ስለ ዝበልካ ዘይኮነ፣ እንታይ ደኣ፣ ኩሉሰብ ሓደ ኢዩ። ኣነ ንስኻ ካልእ ኩሉ ሰብ ብምዃንና ጥራሕ ሓደ ኢና። ስለዚበዝን ካልእን ሓደ ዝገብረና ነገራት ሓድነት ክንፈጥር ንኽእል ኢና። ብኸመይ ንዝብል ፍልልያትና ተቐቢልና በቲ ሓደ ዝገብረና ብምሕሳብን ብምሕባርን። የቐንየለይ ናይ ኣጸሓሕፋ ጌጋ እንተሊዎ ኣቐዲመ ይቕሬታ ይሓትት።
@Wediuser
@Wediuser 4 года назад
Agree with you
@nohnoh4127
@nohnoh4127 4 года назад
ሓንቲ ሃገር ግድን ሓደ መለለዩ ሃገራዊ መነነት ክትውንን ኣሎዋ፡ሰለዚ እቲ ጉዳት ሃገራዊ መነነት ምስ 'ተዝዘመ ካብኡ ኣብ ጉዳይ ሓድነትን ካልእን ክንዛረብ ይክኣል ኢዩ።
@zerbabieltesfamichael9202
@zerbabieltesfamichael9202 4 года назад
Wedi MeEmir, Thank you for your educational , insightful and out of the box view point! I can say with a great certainty that at this young and tender age you are the power house tp be reckoned with! Hold your ground on what you believe is right and always remain open minded for new, empowering and innovative ideas . By the way, you have presented a compelling set of points and have done an amazing job debunking and demystifying the elusive dream, Hadnet! My remarkable level of gratitude to you for a job well done! You are a gem of fresh air and an optimism in horizon! I subscribed you because you are worth my time!
@habtomteame7087
@habtomteame7087 3 года назад
Well said my dear!
@teshabte1859
@teshabte1859 3 года назад
ወዲ መምህር ጅግና ካብ ዓበይቲ ዝስኣናዮ ካባካ ረኪብናዮ ይርቀንየልና ኣጆካ ተምሃር ሃገር ንዓካ ያ ትጽበ ዘላ
@HB-hb4ky
@HB-hb4ky 4 года назад
ናይ ብሓቂ ተስፉ ዘለካ መንእሰይ ምኻንካ ካብመግለጺኻ ልዑል ዓቕምን ክእለትን ከምዘለካ ክርዳእ ኪኢለ ኣለኹ። ኣጀኻ ኣብ ቅድሜኻ ብሩህ መጻኢ ዘለካ መንእሰይ ኢኻ።
@abdelamohamed313
@abdelamohamed313 4 года назад
Excellent explanation thank brother keep it up 👍🇪🇷🇪🇷👍🙏🇪🇷🇪🇷✅✅we need more people to learn and grow up in this kind of mind
@samsombeyene17
@samsombeyene17 4 года назад
ኣነ ብወገነይ ምሳካ ኣለኩ፡ዕድመካ ን ኡሽተይ ኢካ ትመስል ኣአምሮካ ግን ብጣዕሚ ሰፊሕ ናይዝኮነ ጸግዕ ኣይትኩን ከምዚ ዘለካዮ you are smart
@blackwhiteaforstarcosmetic7106
@blackwhiteaforstarcosmetic7106 4 года назад
Ohhhh my God am really happy to hear such good understanding from the young generation like u men keep it up .That is my understanding and concern on the topic u explained .Thanks
@AsAs-us6ve
@AsAs-us6ve 4 года назад
BLACK & WHITE AFORSTAR COSMETIC & SALON. I feel the same he seem smart hope he don't have any hidden agenda.
@kbromgrmay19santi30
@kbromgrmay19santi30 4 года назад
ፕእ እዛ ወዲ ክትነቅሕ
@jonjon1241
@jonjon1241 4 года назад
kbrom grmay 19 santi kkkkkkk ygermeka eye baideme knday ykewun eyu kbelh wedi
@gebarmahari829
@gebarmahari829 4 года назад
kkk kebax eya kkk
@adamdebesai
@adamdebesai 4 года назад
ሓቆም ኢዮም ኣቦታትና ሸያብ ኣይትጸውዕ: ለባም ጸውዕ ክብሉ::
@titiweldu813
@titiweldu813 4 года назад
You make lots of sense and speak volumes of wisdom !
@abrahamhaile1703
@abrahamhaile1703 4 года назад
I watch some of your video, really u are smart and open minded, i learn a lot, just continue
@user-vd4gl3vy2e
@user-vd4gl3vy2e 4 года назад
ሓስብካ ደስ ክብል ቀፅለሉ ማዓረይይ ሓፍትካ ካብ ትግራይ እያ።
@Amanuel.g.b
@Amanuel.g.b 4 года назад
መግለጺ ሲኢነሉ ዘረባካ ብጣዕሚ ደስዝብል ንልቢ ዝህድእ ሩጡብ ብቀሊ ሐሳብካ ዝርዳእ ዘይጠቅም ዘረባ ዘይብሉ ንክትሰምዖ ደስ ዝብል ብዝኮነ አምላክ ይባርካ !!!
@user-gg2lw9bb9f
@user-gg2lw9bb9f 4 года назад
ቢታዕሚ ንፉዕ መንእሰይ ኣጆካ በርቲዕ ። መኒነት ከይተሃንጸ ሓዲነት ኪሂነጽ ኣይኪእሊን ኢዩ ፡ ኣብ ናይ ሓሶት መኒነት ናይ ሓሶት ሓዲነት ኢዩ ዘሎ ፡ ኤርትራዊነት ከኣ ናይ ሓሶት መኒነት ኢዪ ናይ ሓሶት ሓድነት ከኣ ኣለዎ ።
@nattyog3015
@nattyog3015 4 года назад
ተመስገን!! ሰብና ነቂሑ "ህንጸት ሃገር" ትብል ናይ ኢሰን መዝሙር ተረዲኣትና!!
@ttg9432
@ttg9432 4 года назад
ኣታ ሰኣን ወጽዮም ምዝራቦም እባ እዮም እምበር ብሉጻት ኣሕዋት ግዲ ኣለዉ እዮም...very influential young intellectual...
@user-vk8hh4ib4t
@user-vk8hh4ib4t 4 года назад
ንስኻ 'ቲ ዓቢን ብሉጽን መምህር 'ኻ። ኣበርቲዕኻ ቀጽሎ፡ ንሕና ከኣ ብዙሕ ካባኻ ክንህነጽ። ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ።
@user-kc9ky9ey1k
@user-kc9ky9ey1k 4 года назад
ብጣዓሚ ጽቡቕ ሓሳብ ኢዩ ዳኒ ሓወይ ቀጽሎ።
@rehabothebtom1591
@rehabothebtom1591 4 года назад
Wow!!!!!!!!! I accidentally came across your video, couldn't stop listening to you. Tesfazion hade beleley and now you, klite beleley, and counting.......Amen eza adebona kehalafela SESNU SESNU SHIHIN WALTAN KUNU.
@goitomfessaha2690
@goitomfessaha2690 4 года назад
Amezing analysis, thank you, God blees you keep it up!!💥
@tesfommenges1968
@tesfommenges1968 4 года назад
ajoka betami xuik aelka kexloa
@mebrhitberhane1727
@mebrhitberhane1727 4 года назад
❤️ tesfa alona kabza nay hasot alem bdfret neti haki kemaka gelalihom zeriuna sle zhabena amlak esrael ymesgen nska ewun tebarek dani 💙❤️💪🏽
@helenalove8830
@helenalove8830 4 года назад
Proud of you my dear Brother ❣️🇪🇷
@dawitrezenedada8961
@dawitrezenedada8961 4 года назад
sure ጹቡቅ ኣለኻ ኣምበሳየ ሓደ ኣይኮና ኣዚዩ ጹቡቅ ኣቀራርባን ቡሉጽ ስራሕን ንፉዕ ኣጆኻ ቀጽሎ!!
@davidfutsum7995
@davidfutsum7995 4 года назад
I'm impressed,you have Special thoughts than the other. ናይ በሃቂ ኣገዳሲ ኣርአስት ኣልዒልካ ብምዝራብካ፡ ናይ በሃቂ ኣድኒቀካ፡ቀጽሎ፡ ሓድነት ሓድነት ኣብ ገጻት fb, ዝተፈለለያ media,ካብ ተቓወምቲ ,ደገፍቲ ከምኡ ውን ካብቶም መራህቲ ሃገር ተባሂሎም ብህዝቢ ዘሽካዕልሉ ዘለዉ ወልቀ መለክቲ. ..etc ሓድነት ዘይተኣምን አንተኮንካስ Eritreawi ኣይኮንካን ትበሃል፡ ከም ርይቶይ ሓድነት ትብል ቃል አንበር ፡አቲ ምስሊ ሓድነትን ትርጉማን ካል ኢዩ ኮይኑ ዘሎ፡ ካብ ሓድነት ትብል ቃል ነዚምስክናይ ውጹዕ ህዝቢ ናብ ጉድጋድ ዝሽከለት,equality ማዕርነት ትብል ቃልቅ ተትትካ(equal rights)
@moasmera9176
@moasmera9176 4 года назад
ኣነስ ፍልይ ዝበለ ሓሳብ ኣለኒ ከምዝምስልኒ ሓዋዊስካዮ ኣለካ ፡ዝተፋላየ ሓሳባት ክህልወካ ጽቡቅ ኢዩ ፡ብፍላይ ዝተፋላለያ ወድባት ክህልዋክ ኣቢ ረብሓ ኢዩ ፡ግን ነቲ ሓድነት ዝብል ቃል ብቃሉ ሓደ ሙካን ኣይመስለንን ፡ ሓድነት ምግባር ማለት ሓደ ሕብረትሰብ ፡ባሓደ ሓቢሩ ክሰርሕን ክምዕብልን ኢዩ ብ እምነት ከይፋላለ ብዓለት ከይባስ ሓደ ኮኑ ብሓደ ክሰርሕ ኣለዎ፡ንስካ ቃል ብቃሉ ትትርጉሞ ኣለካ በቃ ሓድነት ማለት ሓደ ሙካን መስሉካ ኣሎ ፡ክስታኑ፡ ኣስላምዩ ፡ራሻዱ ፡ብሌኑ ፡ኮሙ ኣይኮነንን ሓደ ሙካን ናዓይ ፡ፍልልያትካ ኣጻቢብካ ጎንጺ ከይገበርካ ትካባቢርካ ምስርሕ ማለት ኢዩ ፡ኣብነት ዘምጽካያ ቪደዮ ን ይካሎ ዳ ሰጎጉዎ ኣላ ኣነ ነቶም ዝሶግዎ ዝንበሩ ሓቆም ኢዩም ፡ምክንይቱ ግዘርግ ስለ ዝመጸ ፡ንሶም ሓደ ንኩን ማለት ብሃደ ንሰርሕ ማለት እንበር ኩሉና ኣስላም ወይ ኩሉና ክርስትያን ንኩን ማሎቶም ኣይኮነንን ፡ንሱ ካኣ ኣብ መንጎ መጹ ኣውርጃ ዶ ገለ ኢሉ ሰብ ክበታትና ደልዩ ፡ከምቲ ዝበልካዮ ኣነ ውን ራሻይዳ ኣብ ኤክስቦ ጥራይ ኢየ ዝሪኦም ኤርትራውያን ክሳብ ዝኮኑ ግን ንምንትይ ኣብዚ መጽኩም ኣይብሎምን ኢየ ወይ ድማ ናዓይ ምሰሉ ኣይብሎምን ናቶም ናበራ ኣለዎም ናትይ ኣለኒ ። ግን ኤርትራውያን ስለ ድኮና ግን ሓደ ዝገብር ነገር ኣለና ኤርትርውነት ፡ሓደ ኮንካ ትሰርሕ ናህገር ሕደ ሙካን ማለት ናዓይ ኤርትርዊ ኮንካ ባሓደ ን ልምዓት ትሰርሕ ብሕደ ኮንካ ጸላካ ትካልከል ድሕር ግን ኣብ እምንት ወይ ብህሊ ምስመጽካ ሓድሕድካ ትካባበር ውድድር ብ ኣታሓሳስባ እንበር ብ ብሄርን ሃይማኖትን ክከውን የብሉን ኣብ ሓንቲ ሃገር ምክንይቱ ጉዳቱ ይበዝሕ መዝጊድን ፡ቤት ክርስትንን ምትሕቁቃፍ ማለት ኣይንባስ ኣይንፋላለ ማለት እንበር ወይ ሙስሊም ወይ ክርስቲያን ንኩን ማለት ኣይኮነንን ብዝኮነ ገለ ሓስባትካ ይድግፎ ኢየ ፡ወልዲ ካኣ እናትይ ይብልዎም መስልካ ንደቆም ሓደ ኩኑ መፍቶ ጋና ከይትኮኑ ፡እዚ ማለት ካኣ ሕደ ሱርሑ ወይ ሕደ ሕሰቡ ማለት ዘኮነ ኣይትባሱ ተሳማምዑ ማለት ኢዩ ናዓይ ብክምዚኣ ኢያ ትርዳኒ ።ዝገትምኒ ግን ኩኩ ግዜ ኮሞንት ኢየ ዝንበብብ ኣብ ዝተፋላለየ ቪዶታትት መንስይትና ነን ዝወርደ ቪደዮ ጅግና በሊሕ ሙሁር ክብሉ እንበር ሓሳቦም ክገልጹ ኣይራኩን በቃ ዘ ዝ ተዛረበ ርሶም ይጠውዮም ኩዕሶ ዲያ ርእሲ ደላቶም ዘይርዳካ ፡ሕጂ ውን ሓደ ጸላኢ ኣለና ህ ግ ድ ፍ ሞ ሓደ ኮና ነልግሶ ፍልልያትና ነጽብብብ
@lionelmessim.g.b8572
@lionelmessim.g.b8572 3 года назад
ነዛ ቪድዮ ምስ ሰማአክዋ ብዙሕ ዘይሰማመዐሉ ሃሳባት ረኪበ ናብ ኮመንት ከንብብ ዘወር ምስ በልኩ ግን ብልጽቲ መግለጺ ናትካ ረኪበ ወዲ ሰብ ዝተፈላለየ ሃይማኖት ዝተፈላለየ ባህሊ ክህልዎ ናይ ግድን አዩ ኣብ ጉዳይ ሃገር ግን ኩሎም ኣወንዚፉ ኣብ ሓደ ሓሳብ ማለት ሓድነት ገሩ ጸገማቱ ክፈትሕ ይኽእል ይመስለኒ ብዝኮነ ግን ኣብ ናትካ ሓሳብ ይሰማማዕ thank you
@semerefsehatsion9620
@semerefsehatsion9620 4 года назад
Eway gele aynet meglexi habibi kexlo😍❤️👍. 💡Bruh eyu
@bereketberhane7722
@bereketberhane7722 4 года назад
Simply mesmerizing! Keep it up my son!
@russomghebremicael1760
@russomghebremicael1760 4 года назад
ነዚ መንእሰይ እዚ እግዚአብሔር ሰዲዱዎ አሎ ጥራሕ እየ ክብል ዝኽእል ፣አብ ዓዲ ዕውራት ሲ ሐደ ዓይኑ ተረኺቡ ። ዕድመን ጥዕናን እምነየልካ።
@hadgusamiel5639
@hadgusamiel5639 4 года назад
Kk
@MedhanieJesus
@MedhanieJesus 4 года назад
ጽቡቅ ሐሳብ ኢዩ አጆካ ቀጽሎ
@nohnoh4127
@nohnoh4127 4 года назад
ዳኒ ኣንበሳ ፡ጅሚርካ ከይተቅርጽ ሓደራካ።
@rustomteklemariam7419
@rustomteklemariam7419 4 года назад
Ewe haqka bztekale seley kbl alewo
@nahommickael_wedisenu3793
@nahommickael_wedisenu3793 4 года назад
Bravo grande ,azyu des zibil mikri yu ziarkey ✌🏿
@robieriboy8023
@robieriboy8023 4 года назад
Dani Wedi memhr bravo!!👍 kexlo wegeney
@user-lu2xq6kn3j
@user-lu2xq6kn3j 4 года назад
ይበል ይበል ትንታነ ዳኒ ሓወይ ! ንእሽተይ ተስፍጽዮን ዕድመን ጥዕና ይሃብካ:: እሾክ ብበልሓ ትፍጠር ምስላ ኣባካ ሪኤዮ::
@eritreanfreeentertaiment192
@eritreanfreeentertaiment192 4 года назад
ከምቀደም የለኩን!!!!!! Agazian eyu tray keytbleni
@nattyog3015
@nattyog3015 4 года назад
@@eritreanfreeentertaiment192 ኢሂ?? ኣይትፈትዎምን ዲኻ?
@mariama6088
@mariama6088 4 года назад
Bhaki jignan felatn admen yhabka nakamegletsi yebleyn kemaka yebzh nahwatna artrawiyan natsan nabnwuran ktmleseya abhatsirgze
@EriCoralo
@EriCoralo 4 года назад
እዋ ነዚ ንእሽቶ መምህር እንታይ ገበረካ ወደይ ንተሰፉጽዬን ወሽላኽ ውኻርያ ትምነየሉ።
@nattyog3015
@nattyog3015 4 года назад
@@EriCoralo በቲ ዝምህርዎ ዓይነት ትምህርቲ ዘይኮነ በቲ ናይ ኣመሃህራ ቅዲ ከይከውን!
@desalegebrehiwetgebrehiwet8114
@desalegebrehiwetgebrehiwet8114 4 года назад
ዓደቦ ሽግ ተስፋ ኣለዋ ተዓወት ዳኒ ከይተቃርጾ ንመንእሱያት ኣገዳሲ እካ
@nberwedieri1297
@nberwedieri1297 4 года назад
Nay bhaki nhna kea anen nskan wala nsabo kemzi aynet atehasasba zelewo meniaesey semiae ayfelitn
@VipVip-mo9qp
@VipVip-mo9qp 4 года назад
ዋውውው መምህር ዳኒ ገለ ዓይነት ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ጽቡቅ ዘረባ አዩ ብሱል ሰብ አካ ቀጽሎ
@sofiaghebrekristos3939
@sofiaghebrekristos3939 4 года назад
Brilliant! I totally agree with you, people should fight for fredoom of speech and rights.
@SamiSami-yx7fd
@SamiSami-yx7fd 4 года назад
ነፍሲ ወከፍ ደቂቅ እቲዝረብ ቃል ናታ መልእክቲ ዘለዋ ኢያ ናይ ብሓቂ ብሉጽ ዝኮነ ሓሳብን
@thebabel-mandebproject2170
@thebabel-mandebproject2170 4 года назад
Brilliant analysis 😊
@user-fr1sb8nh2c
@user-fr1sb8nh2c 3 года назад
ኣምላኽ ይባርኻ ዳኒ ጽቡቅ መብርሂ
@tesfithabte1091
@tesfithabte1091 4 года назад
ዳኒ ናይ በሓቂ ኣድኒቀካ እሾኽ ብበልሓ ተፍጠር ዝበሃል ከምዚ ናትካ ኢዩ ሞ ኣጆኻ ቀጽሎ!!!!!"
@melshtesfit530
@melshtesfit530 4 года назад
ናይ ብሓቂ በሊሕ ውልዶ መንእሰይ ኢኻ ዕድመ ይሃብካ።
@angesommehari3788
@angesommehari3788 4 года назад
Dani Belih sebin nukuh aemuron ajoka selawi sebikamo segaka tetekemelu bravo
@aradomablelom
@aradomablelom 4 года назад
What a brilliant guy!!!! U r super intelligent keep it up!
@fthawibrhane7053
@fthawibrhane7053 4 года назад
ንስካ ፈሊጥካዮም ኣለካ ኣነ ዝሰማማዓሉ ሓሳብ ኣለኒ ምስካ ደሳማምዕ። ኩላሃና ሕጊ ክገዛና እምበር ስነ ሓሳብ ናይ ሰብ ክግዛና ኣይንደልን ኢና። እዞም ክትብሎም ዘለካ ሰባት መን ነገሰ ኢዩም ዝቃለሱ ዘለዎ።
@thanksgod6528
@thanksgod6528 4 года назад
Hawey ms nebska da tesemama mknyatu tsbah zeytsamamalu hasab kemzemts aytres
@fthawibrhane7053
@fthawibrhane7053 4 года назад
@@thanksgod6528 ምስ መን ከም ዝሰማማዕ ይፈልጥ ኢየ።
@user-nr7ev1ow6e
@user-nr7ev1ow6e 4 года назад
እዋይ ስጋደይ ንኡስን ቡሱልን ። መግለጺ ሲኢነልካ። ግን ከምዚ ዓይነት ሓሳብ እንዳ ኣምጻእካ ብዘይ ምቁራጽ ነዚ ንኡስ ሓዱሽ መንገዲ ክተትሕዞ ይምሕጸነካ።
@raesitessema1018
@raesitessema1018 4 года назад
ዘረባካ ቁሩብ ሕይል ኢሉ ሓበሻና በሊሕ ሰብ ኣየድንቅን ኢዩ ንጸርፊ ይቅዳደም ሪኢቶ ኣይህብን ኣጆካ ግን በርትዕ ብሮ ብዝተክኣለ ከኣ ፍሕሹው ገጽ ከተንጸባርቅ ይግባእ፡
@stefanostemolso767
@stefanostemolso767 4 года назад
ኣብ ኵሉ ዘቕረብካዮ ቪድዮታት ተኸታቲለካ ብትሕዝቶ ይኹን ኣቀራርባ፡ ልቦና ዝነኣድ ኮይኑ ረኺበዮ። ገለ መንእሰያት ግዜኦም ኣብ ኰለልን ኣብ ጐዳኢ ነገራትን ከሕልፉዎ ከለዉ፡ ንስኻ ንሕብረተሰብ ብዓቕምኻ ክትምህር ምፍታንካ እምብዛ ክትነኣድ ይግብኣካ። ክልተ ርእይቶታት ግን ኣሎዋኒ። እታ ቀዳመይቲ ኣብቲ ንውልቀ ደረፍቲ ተቕርቦ ነቐፌታ ኣለስልስ ኣብለሎም። ምኽንያቱ ህዝብና ንነቐፌታ ስለ ዘይክለመዶ ኣላሳልስ ኣቢልካ ክተቕርቦ ከለኻ ተቐባልነት ኣሎዎ። ኣትርር እንተ ኣቢልካዮ ግን ወላ ጠቓሚኦም ይኹን ኣይቅበሉኻን እዮም። ደሓር ከኣ ኩላቶም ጕድለት ተሞክሮ ኣሎዎም፡ ይግበር'ዩ ወይ ይከኣል'ዩ ኢሎም'ዮም ዝገብሩዎ ዘለዉ። ስለዚ፡ በቲ ካልእ መዳይ ዝኾነ ትምህርቲ ይኹን ተሞክሮ ከይረኸቡ ክደርፉ ምኽኣሎም ክምስገኑ ይግብኦም እዩ። እታ ካልኣይቲ ርእይቶ፡ ንእግረ መንገድኻ ወይ ብፍሉይ መደብ ንመንእሰያት ደርፊ ወይ ሙዚቃ ክሰምዑ ጥራይ ዘይኮነ ከም መንእሰያት መጠን ናይ ንባብ ልምዲ ከጥርዩ ከም ዘለዎም እንተ ትምዕዶም ጽቡቕ ነይሩ። ምኽንያቱ ሕብረተሰብ ብደርፊ ወይ ሙዚቃ ኣይኮነን ዝምዕብል። እንታይድ ደኣ ብትምህርትን ስራሕን። ንባብ ማለት ድማ ኵሉ እዩ። የዘናግዓካ፡ ከም ትፈልጥ ይገብረካ፡ ምስ ኦኣለም ምሉእ፡ ምስ ስነፍልጠት የላልየካ ወዘተ። ገለ ሰባት ግን ንንባብ መሐለፊ ጊዘ ጥራይ ዝመስሎም ኣለዉ። ኣብ ስራሕካ ዓወትን ኣሳልጦን እምነየልካ። ብከምዚ ሒዝካዮ ዘለኻ እንተ ቐጺልካ ድሕሪ ገለ ዓመታት ሓደ ካብ ፍሉጣትን ዓበይትን ሰባት ሃገርና ክትከውን ኢኻ። ሰናይ መዓልቲ።
@Eokbay
@Eokbay 4 года назад
ጽቡቕ መደብ! ዳኒ ቀጽሎ!
@virtualplanet6473
@virtualplanet6473 4 года назад
ኣይጸላእኩዋን ሓሳብካን ሓሳብካ ብከፉል ይሳማመዐሉ
@godisloveweleachother6385
@godisloveweleachother6385 4 года назад
OMG,,,,i'm happy wat u r tg about,,,keep it up!
@user-wl8or2be1j
@user-wl8or2be1j 4 года назад
Brother good Education and good program and thanks keep up
@user-po2ew4st2p
@user-po2ew4st2p 4 года назад
ወዲ መምህር ዓርከይ ኣታ ጅግና
@michealhaderaadam5417
@michealhaderaadam5417 4 года назад
ዳኒ ኣንበሳ ኩሉ ነብስካ ልቦና ዕድመ ይሃብካ ፈጣሪ ።
@tsegayamaha1573
@tsegayamaha1573 4 года назад
ብሓቂ ልባምን ምሰትዎዐልን መንአሰይ።
@yonatalyemane5071
@yonatalyemane5071 4 года назад
I appreciat u bro xbuk agelalxan wahzi kalatn ab gele gele gn kab kwnnet wx zbele atehasasba relka
@semeremadhanie4521
@semeremadhanie4521 4 года назад
ናይ ብሓቂ ጽብቅ መግለጽ ዛዓርከይይይ ኣጀኻ ቀጽሎ
@nemarasli2290
@nemarasli2290 4 года назад
Kemzi nay zi wedi ayeatemenn 👏👏👏👏 bravo kexlo 👍👏👍
@amanjemal9203
@amanjemal9203 4 года назад
ዳኒ ወዲ በርትዕ ኣጆኻ👍 haki eyu
@solomondawit5143
@solomondawit5143 4 года назад
Kamaka Anet menseyt eyom zedeluna zalwa Abzi haje geza betme nefa nexsur malikte eu so Thanks Bro
@robielpaulos5662
@robielpaulos5662 4 года назад
This is the real change. Important and valuable.😘😘😘🙏✌
@johnyem1573
@johnyem1573 4 года назад
Ewy eza wedi ! Keep posting plz
@morsefos1835
@morsefos1835 4 года назад
We expect alot from u bro u r brilliant plsss keep it up
@wedimazu8018
@wedimazu8018 4 года назад
Wedi memher argai hagos kejmerka eu naka Hadnat kiblu mekarna ablomna alwu Kimz aynat hasbat sema eka ayflten
@danieltela1050
@danieltela1050 4 года назад
U are in another level bro..keep it up..🤨🦁
@deju1999
@deju1999 4 года назад
Waww smart boy,i wish long live keep up 💪💪💪
@mikinice5214
@mikinice5214 4 года назад
ብጣዕሚ ኣገዳሲ እዩ ኣይትሕመቕ።
@teweldegebremeskel715
@teweldegebremeskel715 4 года назад
What an intelligent person you are!
@tamzgitesfa6300
@tamzgitesfa6300 4 года назад
Thenk you bor
@BETESEB1972
@BETESEB1972 4 года назад
ኩልና ምስምማዕ ኣይኮነን ሕጊ እንተሎ ኣብ ሓደ ክትመጽእ ዘጸግም ኣይኮነን ።
@user-gg2lw9bb9f
@user-gg2lw9bb9f 4 года назад
ብዛዕባ ሕጊ ኣፍልጦ ኣለካ ዶ መጀመርያ ፡ ክንደይ ዓይነት ሕጊ ኣሎ ሕጊ ብከመይ ይቀዊም ን መን ከ የገልገል ፡ ኒመን ዘገልጊል ሕጊ ኢዩ ከ ኪቀዊም ።
@yerusalemalem4358
@yerusalemalem4358 4 года назад
Edmen tenan yehabka fetari 🙏🙏🙏
@mikikeshi9315
@mikikeshi9315 4 года назад
መግለጺ ሲኢነልካ ናይብሓቂ ኣንበሳ
@shewitmisghina6948
@shewitmisghina6948 3 года назад
እሾኽ ብበላሓ ትፍጠር!! ጹቡቕ ትሕዝቶን ኣቀራርባን ኣለካ'ሞ ቀጽሎ። ኣምላኽ ከኣ ጥበብን ጥዕናን ይመልኣልካ
@filmawitade9029
@filmawitade9029 4 года назад
ኣንበሳ ዳኒ ! ሓቅን ቅንዕናን ፋታፊትካ ኣቅሪብካልና ! ስከዚ ከይትሓለልካ ኣበርቲዕካ ክትቅጽሎ ንላቦ !
@amanawelkerdeshi5604
@amanawelkerdeshi5604 4 года назад
Proud of u Bro.. go ahead 👌✌🏻
@pastorfred2048
@pastorfred2048 4 года назад
ሓድነት ኣይጽላእን'ዩ ግን ኣብ ሃገርና ኩልና ብሕጊ እንበር ሓደ ህዝቢ ሓደ ልቢ ዶ ድቢ ዝበሃል ነገር ክጠፍእ ኣለዎ
@pastorfred2048
@pastorfred2048 4 года назад
ሓቢርና ብሕጊ እንድሕር ንነብር ኮይና ኣይኮነን ራሻይዳ ጸዓዱ ከማን ካብ ኣፍሪቃ ተቀቢሎም ዜግነት ሂቦም ብሰላም የንብሩኻ ኣለዉ እቲ ወሳኒ ምምስሳል ዘይኮነ ሕጊ'ዩ
@filmonalazar5495
@filmonalazar5495 4 года назад
Entay dyom afrikawyan denkoro nska ab europe tesedidka bhgom bkonkom kulu nsom zgebruwo eka tgebr rashaida tigrnya yzarebu dyom ygadelu dyom entay ygebru entrfo nana mktal weys kaboom ekaa duhul hasawi ferah haki zeyfetu eka
@titiweldu813
@titiweldu813 4 года назад
Anbesa you are the hope of eritrea better than thousands old folks!!!! Anbesa!!!!
@tigezana3605
@tigezana3605 4 года назад
ብራቮ ዳኒ ቀጽሎ ኢኻ ካኣ። ከም ናትካ ንህሉው ኩነታት ብዘይ ምቅንጃውን ምውስላትን ዝገልጹ ዉሑዳት ኢዮም እሞ የመስግነካ።
@kidanetsegu1629
@kidanetsegu1629 3 года назад
ኣየ ልቦና ሰያብ ኣይትጸውዕ ለባም ጸውዕ ዝተባህልስ ከምዚ ኢዩ ናይ ብሓቂ ንፉዕ ቀጽሎ።
@user-pv8mr8zc6g
@user-pv8mr8zc6g 4 года назад
ናይ ብሓቂ ጂግና ኣድኒቀካ ኣጆካ በርትዕ ።
@zowdikidane3760
@zowdikidane3760 4 года назад
ዋአ ኣታኣ ክምካኣ ይብዝህው ዜዳያይ 😍❤️🐅🐆🙏👍👍🌺💪⛪️🌷💓👍🌺🌺🌃🌃🌃🙏🐆💪🌃🦋⛪️⛪️🌹🇪🇷👍👍
@namaproducts1664
@namaproducts1664 4 года назад
Wow Bteami busul zereba Keep it up bro
@BribriYouTube
@BribriYouTube 4 года назад
ሓወይ ናተይ ሐደኢና ክቡሉ ከለወ ዝኮነ ፀገም እንትመፅእ ብሐደ ሓሳብ ሐደ ልቢ ስለ ዝስጉሙ ኡዩም ብናይ ኢ,ያ
@bigsami5410
@bigsami5410 4 года назад
Wawwwww super great 👍
@ROTES1991
@ROTES1991 4 года назад
ዘባል ኣተሓሳስባ ዘስዕቦ ናይ ሓሶት ጽልእን ናይ ተባህለ ማዕርነትን ኣብ ኤርትራ ለውጢ ብምምጻእ ነባሪ ሰላም ንምርግጋጽ ኩሎም ዜጋታት ኣብ ዝቃለሱሉ ዘለዉ እዋን ኣዝዮም ብዙሓት ዕንቅፋታት ኣለዉ። ሓደ ኻብቶም ኣብዚ ዝሓለፈ ናይ ዓመጽ ዓመታት ናይ ውሽጥን ናይ ደገን ጸላእቲ ህዝቢ ኤርትራ፡ ከየዕረፉ ዘለዎም ጸጋታት ወፍዮም ዝሰርሑሎም ተንኮላት እቲ ንህዝቢ ኤርትራ ናብ ፍቕዲ ዘይብሉ ብትኽታኽ መንነታት መቓቒልካ ድኹምን ስዑርን ከምዝኸውን ንምግባሩ ዘካይድዎ ጻዕሪ እዩ። እቲ መጥቃዕቲ፡ ህዝቢ ኤርትራ መፋረዪ ኣሎ ዝበሃል ንድሕሪት ዘህድም ሕማማት መንነትን ድንቍርናን ንኽኸውን ዝተኻየደ ዘመተታት እዩ። ዝዓበየ ጉዳያት ኣብ ቅድሚት ከሎ ሰባት ንኻልኦት ደቂ ሃገሮም በቲ ኣብ መንጎ እቲ ዝቕመጡሉ ቦታታት ዘሎ ርሕቀት እናዓቀኑ፡ ወይ ንፍልልይ ቋንቋ ወይ ላህጃ እንተጸናጸኑ፡ ወይ ድማ ካበየናይ መጽሓፍ ዝተቐድሐ ሽም ከምዘለዎ ኣናጽንዑ ነቲ ሓባራዊ መኽሰብ ዘምጽእ ብቕዓትን ኣበርክቶን ሸለል ክብልዎ ንኽግደዱ ዝከኣል ዘበለ ተኻይዱ እዩ። ካብ ልኡኻት ዓመጽቲ ዝመጽእ ኣካላዊ መጥቃዕቲ ዘርዕዶ ግሩህ፡ ነቶም ሕንዚ ቓላት እናዘረዉ ዝቐትልዎ ዝነበሩ ሃሱሳት ክጥንቀቐሎም ኣይከኣለን። ህዝቢ ኤርትራ ነዚ ኸምዚ ዝኣመሰለ ናይ ዝሓለፈ 18 ዓመታት ተንኮላት ሓሊፉ ለውጢ ኸምጽእ ተዳልዩ እኳ እንተሎ፡ ምትሃታት ናይቲ ዝተዘርወ ሓሶት ግና ካብ ኣእምሮን ሓሳባትን ብዙሓት ኤርትራውያን ተቓለስቲ ኣይጠፍኡን። ካብ ፈለማ እቶም ዝጥቀሱ ዝነበሩ ኣብ ጸልማት ጥራይ ዝዛወሩ፡ ብብርሃን ኣናዲኻ ዘይርከቡ ከም ናይ ኣድራሻ፡ እምነትን ቋንቋን ዝኣመሰሉ ጣኦታት ብኸምቲ ዝበሃለሎም ዝነበረ ልዑል ቍጽሪ ኣምለኽቲ ኣይነበርዎምን። እንተዀነ፡ ኣብ ኤርትራውያን ዝነበረ ዓብላሊ ኣተሓሳስባ ንሱ ምዃኑ ንምእማን ነቶም ብርቱዕ ድምጺ ዘውጽኡ ከበሮ ርእሶም እናወቓዕካ ብርቱዕ ነውጺ ንኽፍጠር ተጻዒሩ እዩ። እቲ ብዙሕ ጸጋታትን ድኻምን ዝሓለፎ ተንኮል ማህሰይቲ ዘይገደፈ ኣይኰነን። እንተዀነ ግና ልዕሊ መጠኑ ኸይንርእዮ፡ ኣትሒትና ድማ ብዘይግባእ ከይንኽሕዶ ኽንጥንቀቕ ይግባእ። ኣብ ገሊኡ ሓድነትን ማዕርነትን ንምስባኽ ነቲ ትሑዝ ዘሎን ዝነበረን ሓድነትን ሕብረትን ይርሳዕ እዩ። እቲ ዘንብር ሎሚ ዝበሃል ቃላት ዘይኰነ፡ ነቲ ዝነብር ባህሊ ምክብባር ምሕላው እዩ። ብሓባር ምንባርን ምክብባርን ምትሕልላይን ከም ብርቂ ነገር ከደንቐናን ክንደጋግሞምን ዘድሊ ኣይኰነን። ኣብ እዋን ቃልሲ ንሓርነት ይኹን ድሕሪኡ ዝተመስከሩ ባህርያታት ህዝቢ ኤርትራ ምልክት እቲ ነባሪ ባህሊ እምበር ብሃንደበት ካብ ሩስያ ወይ ቻይና ወይ ኤውሮጳ ወይ ካብ ካልእ ተሸሚቶም ዝተዓደሉ ወይ ድማ ሓደ ፍሉይ ሊቕ ዝሓለፈ ኽረምቲ ኣብ ገምገም ዲጋ ዀይኑ ዝመሃዞም ኣይኰኑን። በቲ ሓደ ወገን ድማ ህዝቢ ኤርትራ ብወገንን ብዓሌትን ብሃይማኖትን ተፋላልዩ፡ ተታፋኒኑ፡ ተስፋ የብሉን እናበሉ፡ ከም ፍታሕ ድማ ካብቲ ህዝቦም መሊሶም ዝርሕቁ ኣብ ኩሉ ዅርንዓት ዓለም ኣብ ስደት ኣለዉ። ብሰንኪ ቀሪብና ምስጠመትናዮም ዝበኑ ምትሃታት ጽልኢ ዝተጻላእና እናመሰለና ኽንነብር ኣይግባእን እዩ። ዜጋታት ሓደ ሃገር በብውልቂ እምበር ብጥርኑፍ ኣይኰኑን ዜግነት ዝህልዎም። ሃገራት ንዜጋታት ከም ውልቀሰባት እምበር ከም ኣባላት ዝዀነ ይኹን ጉጅለ ክቘጽርኦም ኣይክእላን እየን። ሃገር ንዜጋታት ከም ሰብ ምሉእ መሰልን ሰብ ምሉእ ተሓታትነትን ደኣ እምበር ከም ተወከልቲ ጉጅለታት ኣይትርእዮምን እያ። ሓላፍነት ናይ ውልቂ፡ መሰል ውን ናይ ውልቂ እዩ። ኩሎም ንጽቡቕ ሃገሮም ዝቃለሱ ዜጋታት ነቲ ኣብ ብዙሕነት ዝርከብ ሕብርታት ሓንሳብ ከም መፈላለዪ፡ ካልእ ግዜ ድማ ከም መደናጐዪ ኽጥቀሙሉ ኣይግባእን እዩ። ኣብ ምድሪ ይኹን ኣብ ሰማይ ብውልቂ እምበር ብጉጅለ ዝሕተት የለን። ኩሎም ሰባት ብህይወት ክሳዕ ዘለዉ ዘድልዮም ነገራት ኩሉ ተመሳሳሊ እዩ። ሰባት ንህይወቶም ብሰላም ርህዩዎምን ዓጊቦምን ክነብርዋ ይደልዩ። መሰረታዊ ርግኣትን ናጽነትን፡ መዕቀሊን ክዳንን፡ ማይን መግብን ንኹሎም ሰባት ዘልድዮም መሰረታውያን ነገራት እዮም። ሃገራት ድማ ነዞም መሰረታውያን ጠለባት ዘረጋግጽ ኩነት ክፈጥራን ነበርቲ እናማዕበሉ ዝቕጽሉን ክዀኑ ኸረጋግጻን ይህልዋ። ኣብዚ ሓባራዊ መኽሰብ ተጠርኒፍካ ንምዕያይ ብዘይካ ጥዑይ ኣእምሮ ዝተዓደለ ሰብ ምዃን ካልእ ኣየድልን እዩ። ኤርትራውያን ዝተፈላለየ ልሳናት ዝዛረቡ፡ ዝተፈላለየ መለኮታውን ዓለማውን ኣመለኻኽታ ዘለዎም፡ ኣብ ኩሉ ዅርንዓት እዚ ሃገር ድማ ዝቕመጡ እዮም። ምእንቲ እቲ ዝተፈላለየ ባርያቶምን ኣነባብራኦምን ክኽበረሎም ድማ ንሃገሮም ብሓባር ይሓልዩላ። ሃገር ማለት ምስቶም ኣብታ ሃገር ዘለዉን ብሕጂ ዝውለዱን ብሰላም ተሓባቢርና እንነብረሉ፡ ዕዉት ኣገባብ ሰሪዕና እንቕመጠሉ፡ ንሓባራዊ መኽሰብ ዘቐድም ማሕበር ኣሕዋት እዩ። ምእንቲ ንገለ ድኻም ነብሶም ቁሪ-ቑሪ ዘብሎም ሰባት ተባሂሉ ኩሉ ህዝቢ ኤርትራ ሓደ ሃይማኖት፡ ሓደ ኣተሓሳስባ፡ ሓደ ድንቍርና፡ ሓደ ሓጢኣት፡ ሓደ ቒምታ፡ ሓደ ቛንቋ፡ ሓደ ሕብሪ፡ ሓደ ቑመት፡ ሓደ ጾታ፡ ሓደ ሃብቲ፡ ሓደ ድኽነት፡ ሓንቲ ሕልሚ ጥራይ ዘላቶ፡ ንሓድሕዱ ብሓንቲ መለለዪት ስም ዝጻዋዋዕ ኣብ ሓንቲ ንእሽቶ ቑሸት ዝቕመጥ ህዝቢ ክኸውን ኣይክእልን እዩ። ብዘይካ እቲ ፍልልያት ፈጢርካ ቃልሲ ንምድኻም ዝግበር ዘመተ፡ ካልእ ኣሰካፍን ውጽኢት ሰንኮፍ ኣተሓሳስባን ዝዀነ ተርእዮ፡ ንማዕርነትን ንምዕሩይ ተሳታፍነትን ሓዋዊስካ ብምርኣይ ብዙሕ ከድምዕ ዝግብኦ ጥርናፈታት ዘዛሕትል ኣተሓሕዛ እዩ። ሕቶ ማዕርነትን ተወካልነትን ኣብ ቃልሲ ገለ ኻብቲ ብሰንኪ ዘይተመርመረ ህኩይ ሓሳባት ዘጋጥም ዘሎ ኣደናጓዪ ተርእዮታት እዩ። ክሳዕ ክንድኡ ዝቃለስ ስለዝበዝሐ፡ ኣብቲ ቓልሲ ምስታፍ ድማ ዝርከቦ ረብሓታት ስለዘለዎ ድዩ እዚ ኹሉ ገልጠምጠም፧ ወሸለ’ኳ ዝቃለስ ተረኺቡስ ብዛዕባ ማዕረ ተሳታፍነት ዘካትዕ ክህሉ ኣይምተገብኦን። ፈለማ፦ ዓቕምን ድሉውነትን ሰባት ምዕቃን ኣዝዩ ቐሊል እዩ። በዚ ድማ እቶም ዝሓየለ ዓቕምን ዝበለጸ ድሉውነትን ዘለዎም ዝበዝሐ ኽዓሙ ይግደዱን ይርቁሑን። ካልኣይ፦ ለውጢ ንጾታ፡ ንመበቆል ቁሸት፡ ንቑመት፡ ንሕብሪ፡ ንኽብደት፡ ንቛንቋ፡ ንሃይማኖት፡ ንኣለባብሳ፡ ወዘተረፈ ኣየለልዮምን እዩ። ለውጢ ዘምጽኦ ጥራይ እዩ ዝደሊ። ሳልሳይ፦ ንማሕበራዊ ቕየሳ ዝምልከት ብመደብ ዝካየድ ምዕሩይ ተሳታፍነት ኣብ እዋን ሰላም ኣብ ሃገር ጥራይ ዝረጋገጽ እዩ። እዚ ዘለናዮ መድረኽ ግና እዋን ግዴታታትን ምስካም ሓላፍነትን እምበር እዋን መሰላትን እዋን ምዕዝምዛምን ኣይኰነን። ህዝቢ ኤርትራ ሰላም እምበር ቁመት ተቓለስቲ ኣየገድሶን እዩ። መወዳእታ፦ እቶም ዝተበገሱ ጥራይ እዮም ዘስልጡ።
@GoingUp-cg6wl
@GoingUp-cg6wl 4 года назад
Amazing 🤔🤔🤔🤔You are very smart. I am proud of you very very smart.
@kibreabhabtetsion717
@kibreabhabtetsion717 4 года назад
U know ma bro ? U are so smart and your miend is very sharp. Keep it please. Dihry tesfazion neaka semie neza alem kemzelata etikibel.👍👍👍👍
@danielabraha4303
@danielabraha4303 4 года назад
ንፉዕ እግዚአብሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@Eri.Boy07
@Eri.Boy07 4 года назад
ንፍዕ ኣጆኻ ሓደ ሓደ ግዘ ይሓስቦ እየ ግን መልሲ የለን ናይ ሓድነት እንታይ ከም ዝኮነ ኣይፍልጥዎን እዮም ኩሎም ሰበይ። መስሊም ክርስታን ውላ ዳ እንተ ኾና ግን ናይ ግዲን ክንካባበር ኣለን ከም ደቂ ሓደ ሃገር። ግን ናይ ገዛርእስና ባህሊ ኣለና ኩሉና፡ ደቂ ሓደ ልቢ ሓድነት ዝብሎ ቃላት ኣነ ከማን ኣይቅብሎኒ እየ
@lulrbahri
@lulrbahri 4 года назад
በቃ ምስ ዝነፈሰ ትነፍሱ ከኣ ገሌኩም ሓድነት ተኸባቢርካ ንሓደ ዕላማ ምስራሕ እዩ፡ ሃይማኖትካ ከኣ ኣይ ውልቂ እዩ። ብሄር ከኣ ጽባቀ ሕብረተሰብ። ከምዚ ትብሎ ዘለካ ኣብ ሶማል ከማን ሓድነት የብላን ፡ ወይ ሓድነት ዝብሃል ኣመር የለን ማለት ኣይይ። ስለዚ ትርጉም ናይ ሓድነት ኣዕሙቅ ኣቢልካ ምርዳእ ከድልየኩም እዩ።
@leulul2942
@leulul2942 3 года назад
This is the correct answer relating to our past young man you are on the write track. I am ingoyin100% the lesson's right Done.
@maharigebremedhin1648
@maharigebremedhin1648 4 года назад
That is right bro and keep going
@huruyberhane3622
@huruyberhane3622 4 года назад
I don't know how to explain you, but for sure that you are smart!
@loveit2571
@loveit2571 4 года назад
Sawa ayweredkan dika .hdarib zeytrey dea .
@eyobeltsegabirhan8033
@eyobeltsegabirhan8033 3 года назад
Ezi dea mamush endiyu. Dey sk elu eyu hatftef zbehal zelo. Hmak ayreayen
@maytemenay5913
@maytemenay5913 4 года назад
Natey libey glixkaley hawey natey kwedeb fetine emo gn kemza zbelkaya koyna full respect bro!
Далее
ናይ ምዝራብ ናጽነት!
22:12
Просмотров 141 тыс.
Лепим из пластилина🐍
00:59
Просмотров 178 тыс.
ናይ ምሕሳብ ናጽነት!
15:05
Просмотров 85 тыс.
ባህሊ ትግርኛ እንታይ እዩ፧
18:41
Просмотров 131 тыс.
ፋራነት ማለት...!
17:01
Просмотров 138 тыс.
ጸርፊ ባህልና ’ዶ  ኣይኮነን፧
19:40