Тёмный

Abraham Afewerki Interview ቃለ መሕትት ኣብርሃም ኣፈወርቂ 

Abraham Afewerki Music Channel
Подписаться 188 тыс.
Просмотров 442 тыс.
50% 1

Abraham Afewerki Interview ቃለ መሕትት ኣብርሃም ኣፈወርቂ
Copyright: Abraham Afewerki Music Channel. Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited. መሰል ንብረት ኣብርሃም ኣፈወርቂ ነኽብር
Subscribe now: / @abrahamafewerkimusicc...
Find us on facebook: / aamusicc
/ abraham.afewerki.9484

Опубликовано:

 

22 фев 2020

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 1,9 тыс.   
@mt-pc6lf
@mt-pc6lf 4 года назад
ንፈለማ ግዜ ቃለ-መሕተት ናይ መምህር ኣብርሃም ኣፈወርቂ ትሰምዑ ዘለኹም ላይክ ግበሩ ደቂ ኤሪ ሰላም ንኹሉኹም ድማ
@yonasmelake8670
@yonasmelake8670 4 года назад
Wela ane kubur haw mejemeryay eyu
@segensegen4242
@segensegen4242 4 года назад
ዘይተፈጸመ ህይወት Ane aleku Abrishi star
@sebetayzeybele8527
@sebetayzeybele8527 4 года назад
ዘይተፈጸመ ህይወት mas da mexiyou Abraham
@user-of9fg7fi9e
@user-of9fg7fi9e 4 года назад
ኣነ ኣለኩ ብጀካ ኣብ ሓንቲ ሓጻር ኣውድዮን ሓንቲ ክኣ ሓጻር ኣብ ስተጅ ዳተጻወተ ኣዛሪበሞ ኔሮም ሓጻር እያ ግን '
@user-nr7ev1ow6e
@user-nr7ev1ow6e 4 года назад
ኢሰያስ ዳኣ ሓቁ እንዲዩ ክሰግእ መ/ሰማይ የዋርሳ ኣቦ ፍቅሪ
@LamekLamek-hr4vi
@LamekLamek-hr4vi 20 дней назад
ኣብ 2024 ትሪኢዋ ደለኩም ላይክ ግበሩ ❤❤
@erinet_info
@erinet_info 4 года назад
ፍሽክትኦ😍ከይተረፈ😍ሓንቲ😍ካሲት😍ምልእቲ😍ምኳነ😍😍ፍሽክ😍ክብል😍ልብካ😍እትንከፍ😍እስከ 😍ምሳይ😍ትሰማምዑ😍ኣብ😍ታሕቲ😍💌💌😍 😍👇👇😍
@mhretutsige19
@mhretutsige19 4 года назад
ምንባር ንመን ትግብኦ
@kflayabraham4403
@kflayabraham4403 4 года назад
ሙሉአ ማዓልቲ ኒዕኡ ክሪአይ የውል ።ኣብሪሽ አታይሞ አዋይ አዋይ ተኮልፈና ንመን አና ኒኮሶ አዋይ አግዛቢሄር ኣብታ ናይ ዘልኣለሞ ቅቦሎ "ብስሞ ሃገር ክንሕገዝ አንበር ዕንቅፋት ኣይግባ አናንዬ " ኣብራሃሞ ኣፈወረቂ ቡኩሉጎ ገንታቱ ኣልማዝ (ኢቲ ሓይልና ንጰቡቅ ጥራይ ኪንጥቀመሉ)ለበዋ ኣብሪሽ ሓላል ሃገራዊ ኤርትራዊ 100%
@user-of9fg7fi9e
@user-of9fg7fi9e 3 года назад
ፍሽኽቱኡ ኣዝዪ ማራኺ እዪ
@user-of9fg7fi9e
@user-of9fg7fi9e 3 года назад
Yes bro
@user-ie5jo1kh9s
@user-ie5jo1kh9s 10 дней назад
12/7/24😢😢
@testes5314
@testes5314 4 года назад
ከምዚ ከማይ ንኣብርሃም ኣብዛ interview ርእይ ምስ ኣበሎ ነብሱ ተዘዝዝ ዜበሎን ንብዓት ድሰዓሮን እንተሎ ብ like ይንገረኒ። 20 ዙር ኣለና ዶ፧ መሌለይ ስምና እንታይ ነበረ፧
@kflayabraham4403
@kflayabraham4403 4 года назад
ኣነ በቃ ሲቅለ ይነዕ ብዘይ ባዕ ዚነብሰ ኒብዓት ጀረጀረ ይብለኒ ካብ ቅጰጰረይ ወጻኢ ይኮውን በቃ ሞ ክንሞልሶ ኒስካ ሕለፊሉ ተዝበሃ ብዘይ ገለ ሕቶ ሞተቀበልኩዎ አበይ ሞ ዘከውን ዘየለን ሕጊ ተፈጥሮ ዘይ ፈቀዶ ደሞኮይኑ
@sabasirak9765
@sabasirak9765 3 года назад
ፍሽክታ ኣመለይይይይይይ
@temesgenfetari9509
@temesgenfetari9509 3 года назад
Ane
@habengezar3847
@habengezar3847 3 года назад
Alona ab stage kzell kelo ewe.
@mierafhabte1164
@mierafhabte1164 2 года назад
Fihaket amelayi
@dejenteklkiel957
@dejenteklkiel957 4 года назад
ደገፍቲ ኣብሪሂሞ like ኣብዚኣ ፈርሙ! መቸም ከምዚ ከማይ ብናይ ኣብሪሂሞ ደርፊ ትጻናንዑ ብዙሓት ከም ዘለኹም ርግጸኛ እየ
@user-of9fg7fi9e
@user-of9fg7fi9e 4 года назад
10000 like ሂበካ ኣለኩ ብስም ኣቢተይ
@alganeshgoitom9405
@alganeshgoitom9405 4 года назад
Yes Amlakje mese Abaham.
@bebizelenayoabraham1014
@bebizelenayoabraham1014 4 года назад
Abi seb nafiqnayo bejaka
@Debas97
@Debas97 4 года назад
::😎
@user-rj4kp2bp5t
@user-rj4kp2bp5t 4 года назад
Timnitey and ni'ei zbla derftatu eske bshemey smeley degafi/t abrham ✌✌✌✌👍👍👍👍👍
@user-lc6lr5hp8n
@user-lc6lr5hp8n 4 года назад
ብስም ኣብርሃም ኣፉወርቂ like ርገጹለይ ደቂ ሃገረይ መዓረይ፡ ኩቡር ሓወይ ኣብርሃም ኣፈወርቂ ኣብ ሕቅፎ ኢሳቅን ያቆብን የስፍርካ,
@tirhaszere7465
@tirhaszere7465 2 года назад
Abrihimo kem smu. Ade teraeiwa u twaf yebrh sm ymerh halal qarki egziabihier Abona abrham Ab abrihimo afewerki rienayo Halal nhzbu abey mo qalem serakit. Serikatna do
@birukdesta5688
@birukdesta5688 2 года назад
አብርሃም አፈወርቂ በጣም በጣም የምወደው የሙዚቃ ሰው ነው ነፍሱን በገነት ይኑርልን አሜን
@tsiongeberegergis5551
@tsiongeberegergis5551 4 года назад
I love all his songs. መንግሰተ ሰማይ የዋርሰካ ኣብራሃም ሓውና።
@RBLTVEntertainment
@RBLTVEntertainment 4 года назад
ን መጀመርታ ግዜ ይሰምዕ ኣለኹ interview ናይ ነፍስሄር ኣብርሃም ኣፎርቒ። GOD BLESS YOU
@user-ff9dz3sh8c
@user-ff9dz3sh8c 4 года назад
ሮቢ ኣነውን ሰንቢደ ናይ ብሓቂ
@filitik9335
@filitik9335 4 года назад
Kuflu Interview kemzgebere hkya niegiru nieru gen ayesemansyon nierna
@user-of9fg7fi9e
@user-of9fg7fi9e 4 года назад
ወላ ኣነ ሮቢ ሓወይ ባህልና ሃብታም እዪ ቃል ኣቢተይ
@blinawerena8172
@blinawerena8172 4 года назад
RBL TV Entertainment me to
@alganeshgoitom9405
@alganeshgoitom9405 4 года назад
@@user-ff9dz3sh8c yes Amlakje meski jukuen and hawey .
@sen-ayt7782
@sen-ayt7782 4 года назад
🇪🇷🔥🌹🔥🌹🔥🌹🇪🇷 ቡርክ ምጂማር ጾም ኣርብዓ ይግበረልና ደቂ ኤረይ
@teklukidane8870
@teklukidane8870 4 года назад
Etay emo alem belashi abrihimo
@user-vn5rd1lt1b
@user-vn5rd1lt1b 4 года назад
Amen Amen Amen
@-meadi-fkri3760
@-meadi-fkri3760 4 года назад
amen amen amen
@kinglion4970
@kinglion4970 4 года назад
Mas eyu zjmir arkey marey
@binihawiandresiniesta9596
@binihawiandresiniesta9596 4 года назад
Amen
@tesfaygere4435
@tesfaygere4435 4 года назад
እዋይ ኣለም ጎዶሎ ሓደ ሰብ ጠፊእና ልዕሊ ቡሩር ወርቂ ንሱ ከ መን አዩ ኣብራሃም ኣፈውርቂ ኣቦ ጥበብ እንዲካ ነርካ ኣቦ ፍቅሪ ኣብ ገነቱ ይቀበልካ እቲ ልዑል ፈጣሪ
@mulluefetwi8883
@mulluefetwi8883 4 года назад
ካብ ኣብርሃም ደስ ዚበለትኒ " ብስም ሃገር ክንሕገዝ እምበር ኪንዕንቀፍ ኣይግባእን "
@heri2068
@heri2068 4 года назад
*ሕቶ ፥ ኣብራሃም ስነጥበብ ንዓኻ እንታይ'ዩ?* *ኣብራሃም፥ ብዙሓት ሰባት ስነጥበብ ሂወተይ'ዩ ዓለመይ'ዩ ፡ ውላደይ'ዩ ክብሉ ሰሚዐ"!* *ኣነ ከኣ ምስኦም ተሰማሚዐ ኢሉ መሊስሉ ንብለኩም። like ሃቡለይ*
@habengebrengus4417
@habengebrengus4417 3 года назад
Aygermekan
@user-of9fg7fi9e
@user-of9fg7fi9e 3 года назад
ኣታ ኣብርሃም ፍሉይ ብልሒ እዩ ነይርዎ ይገርም
@user-tr7bc1ss8h
@user-tr7bc1ss8h 4 года назад
((ኣብራሃም ኣፈወርቂ)) ኣብሪሂሞ ባዓል ምሉእ ሓቦ ተስእ እባ ንመንእሰይ ተስፋ ሃቦ ሞራልካ ለግሰሉ ተዛረቦ ይዝክረካ ኣሎ መሬት ምስ ጸበቦ ኣብ ትማሊ ኮንካ ንጽባሕ ተለሊ ብፍቅሪ ትነብር ህዝብኻ ትሓሊ ብዘይካ ፍቅሪ ሃይማኖት ዘይትፈሊ ሓላዪ ኹሉ ህዝበይ ባሃሊ ኣቦ ፍቅሪ ኣብሪሂሞ ንስኻ ዝተዛረብካዮ ደቂሱ መን ይሓልሞ ተርጉም ዘለዎ ቃላትካ መን ይደግሞ ድምጽኻ ስኢኑ መንእሰይ ምስ ሓረሞ ካብ ዓለም ምስዋርካ መን ዘይገረሞ' ሎሚ ግን ሓደ ከማኻ ተሳኢኑ ምጥዓም ስኢንዎ ህዝብና ብትንትን ኢሉ ገለ ምተፈጥረ ኣብራሃም ተዝህሉ ዳበሉ ይዝክሩኻ ኣለዉ ትዕንቀፍ ትህሉ ኣብ ትማሊ ኮንካ መጻኢ ጠቂስካዮ ሓቦ ሰኒቁ መንእሰይ ተስፋ ሂብካዮ ሓቅነትካ ኣንጸባሪቁ ርእሱ ወቂዕኻዮ ብብልሓትካ ታሓጊሱ ሰብ ምስኮንካዮ ሃንደበት ተሰዊርካ ንመንእሰይ ጠፊእኻዮ ሎሚ ኢኻ በል ቀንዲ ተድልየና መንገዲ ሓቂ ክትሕብረና ቃልካ ክንሰምዕ ተስፋ ክኾነና ንስደት ዝወቅስ ፍኹስ ተበለና ኣብየት መንእሰይ ሎሚ ተትሪእዎ ኣብ ስደት ኮይኑ ኩሉ ሓሪምዎ ቅሳነት ስኢኑ ምንባር ኣጽሊእዎ ይጽወዐኩም ኣሎ ጥበብኩም ናፊቅዎ ብድድ ኢልኩም ተስፋ ክትህብዎ // ወዲ በላይ//
@iamwhoiam7086
@iamwhoiam7086 4 года назад
grm gelixkayo gn entay mo hayal megesha agatimuwo
@kaskokasko5521
@kaskokasko5521 4 года назад
Wawww niskawin nishtoy Abraham ayka ambesa
@user-kq8fx5yq3c
@user-kq8fx5yq3c 4 года назад
wawwwwwwwww wedi erey geleaynet gtmi kbri yhabka
@user-dy7gv6hi2o
@user-dy7gv6hi2o 4 года назад
ወዲ በላይ Nay Bhaki gelixkayo Zarkey tanks so mach
@solamanaail9282
@solamanaail9282 4 года назад
Nay behaki gelxkayo hawey natey wedi belay
@delaytselam6909
@delaytselam6909 4 года назад
አወ ናይ ሓቂ ተኸናኺንካዮ ሓንጎልና ብሳላኻ ተስፋን ሓቦን ፍቕርን ተማሂርና ዘይ ከም ሎሚ ቸርባሕባሕ ትርጉም ሓዘል ደርፍታትካ ኣብ ኩሉ መዳይ ሂወት ከም ነሸንፍ ጌሪና፡ ከም ሓቂ ሞት ንዓኻ ኣይትግባአን ያ ግን ነቲ ጥዑም ወላ ኣምላኽ ዉን ዪ ዝደልዮ ኣብራሃም ሓዉናን ኣያናን ገነት ትኹን ሰፈርካ።
@weldayshinash9418
@weldayshinash9418 4 года назад
ያ ጃምዓ ብሳብራሃም ኣፍወርቂ Like ግብሩ ኣብርሂሞ ጻዕዳ ማኣስተር ምዚቃ I Love you ኣብርሂሞ እንኮዕ ናትና ኮንካ 1000%1000√√√√√
@user-of9fg7fi9e
@user-of9fg7fi9e 4 года назад
እውይ ተመስገን ፈጣሪ ሎም ንፈለማ ግዜ ኢንተርቪው ናይ ዳዲ ይሰምዕ ኣለኩ ኣሰይ ዕልልልል ሓጎሰይ ክገልጾ ኣይክኣልኩን
@fyorikesete215
@fyorikesete215 4 года назад
Wela ane miss you abitey 💔😥
@temitemi1865
@temitemi1865 4 года назад
አቲ አቲ.......ዳዲ በጊዕ >አቦይ. አያይ ሐወይ. እናሃለወስ ዳዲ
@user-of9fg7fi9e
@user-of9fg7fi9e 4 года назад
@@temitemi1865 ኩሉ ሓደ እንዳሉ ሓወይ
@hadush0543
@hadush0543 4 года назад
Ah dagmay zeyfeter seb
@meratv618
@meratv618 4 года назад
naybhaki diu dadika bathewey ane keman tehagise
@lifestyle6534
@lifestyle6534 4 года назад
ንፈለማ ግዜ Interview ትሰምዕ ዘለኻ ? Like and Subscribe ሃበኒ
@johnsemere3534
@johnsemere3534 4 года назад
Best
@nejatkahsay5778
@nejatkahsay5778 4 года назад
አብ ሂወተይ ከም ሎሚ ተሓጊሰ አይፈልጥን በዛ ኢንተርቪዉ ናይ አብራሃም አፍወርቂ😍😍😍
@user-ty6bx8ge9p
@user-ty6bx8ge9p 4 года назад
ኣብርሸይ መጽሓፍ ሂወተይ ኣለካ ኢካ ኣይሞትካ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ ኣድነቅቲ ኣብርሸይ ኣበይ ኣለኩም?
@frezghitesfagergis234
@frezghitesfagergis234 3 года назад
ኣነ ኣለኩ ይበኪ
@user-of9fg7fi9e
@user-of9fg7fi9e 3 года назад
ኣለና ወደደይ
@SamrawitchanelTv
@SamrawitchanelTv 4 года назад
ኣብርሃም ማለት! ብስለስተ ቃላት ብሓጽር መግለጺ ክገልጾ ኣብርሃም ተስፋ ኢዩ ፍቕሪ እዩ ስንቂ እዩ 23/02/2020 ንመጀመርታ ጊዜ ኢንተርቪው ኣብርሃም ዝሰማዕናላ ዕለት ስርሓት ኣብርሃም ናይ ህዝቢ እዩ ኣይትብቀቑልና ስርሓት ኣብርሃም ናይ ህዝቢ እዩ ይቐንየልና
@alganeshgoitom9405
@alganeshgoitom9405 4 года назад
Amen Amlak meski jukuen Abrham.😃😃✋✋👏👏❤❤💖💖👀👀👑🎩🎓::
@user-of9fg7fi9e
@user-of9fg7fi9e 4 года назад
ናይ ብሓቂ ሓወይ ናተይ
@user-yp7bc3kh3c
@user-yp7bc3kh3c 4 года назад
ኣነ ውን ከምዚ ከማካ እየ ወገነይ።
@SamrawitchanelTv
@SamrawitchanelTv 4 года назад
@@user-yp7bc3kh3c እወ ትኽክል ናትና ናይ ህዝቢ እዩ ሓወይ
@dawitbirhane8238
@dawitbirhane8238 4 года назад
seb yehaseb amlak yefxiem u zebhal abzelkayo xelam yemneylka abrhimo shkorr
@black-ki1ng7
@black-ki1ng7 4 года назад
ሓጎሰይ ወሰን የብሉን ንመጀመርታ ግዜ ናይ ነብስሄር ኣብርሃም ኣፊወርቂ interview ሰሚዕ ከምዝ ከማይ ዝተሓጎስኩ Like ሃቡኒ ደቂ ኤረይ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏
@huruykesete828
@huruykesete828 4 года назад
ክቡር ነፍስሄር ስነ ጥበባዊ ኣብርሃም ኣፈወቂ መንግስተ ሰማይ የዋርስካ።
@oneday5636
@oneday5636 4 года назад
I have no words to speak about my legend.he is absolutely unique at all. R.I.P my legend.
@saye9sm470
@saye9sm470 4 года назад
እዋይ ኣደይምዓረይ wela eti Normal ድምጹ eyu ko ጥዑም❤❤❤
@eritrean882
@eritrean882 4 года назад
*ኣብሪሂሞ ጻዕዳ ልቡ!!* *28 ደቒቕ ውሒዱኒ ዶ ሓቀይ ወላስ ብስለት ዘረብኡ ኢዩ 8 ካልኢት ኣምሲልዎ!!*
@danielmekonen6031
@danielmekonen6031 4 года назад
ወዮ ሕልመይ ገነታዊ ሓሳብ!! ምስ ክውንነት ኣብዩኒ ምዉሳብ!! Nag behaki hakika
@asmeromnuguse7775
@asmeromnuguse7775 4 года назад
ወዮ ሕልመይ ገነታዊ ሓሳብ!! ምስ ክውንነት ኣብዩኒ ምዉሳብ!! Ewa bror
@user-of9fg7fi9e
@user-of9fg7fi9e 4 года назад
ክትሓጽር ብልቢ ሓጺራትኒ ጅምር ክተብል ውድእ ኢላ ' ን ኣብርሃም ግን ማዕረ ክንደይ ይጻብእዎ ምንባሮም እቲ ብሰብ ዝሰምዖ ዝነበርኩ ተጋሂድለይ ገበርቲ ክፋእ ናይ ኢዶም ኣይስኣኑ ኣምላክ ኣሎ ድሓን
@setemajelan7531
@setemajelan7531 4 года назад
ሓጺራ ጥራይ ድዩ!!!! ከመይ በቒቐያ ከይትውደኣኒ ይመስለካ ፣ ለከ ሓቆም ኢዮም ክቐትልዎ ምኽንያቱ ንሱን ብሱል ሓሳቡን ረዚን ዕላማ ኔርዎ፡ እታ ግዜ ዘሕውዮ ቁስሊ ትብል ደርፉ ግን ኣየነይቲ'ያ? ወይስ ከይወደኣ ኮሊፎሞ?
@habtomteweldebrhan6056
@habtomteweldebrhan6056 4 года назад
@@setemajelan7531 Geza tbile derfu
@michaelberaki5389
@michaelberaki5389 4 года назад
ብሩኽ ምጅማር ጾም 40 ይግበረልና የሕዋተይ ን ንፍሲሄር ኣብርሃም ኣፍወርቂ ከኣ ኣብ የማናይ ኢዱ ይቀበለልና ምሳይ ዝሰማማዕ Like ይርገጸኒ ፡፡
@abdumohamed6636
@abdumohamed6636 4 года назад
First time I have seen Interview of Abraham afewerqi. So let's make like(👍) those u don't have seen interview of Abraham afewerqi
@user-rx2dx7ns1v
@user-rx2dx7ns1v 4 года назад
8ሰዓት interview እንተዝገብር መንእሰያት ኤርትራ ከይረብረቡ ብጽሞና ከም ዝሰምዕዎ ርግጸኛ 'የ!!
@user-vn5rd1lt1b
@user-vn5rd1lt1b 4 года назад
Abi star 👉ክገርመካ ብሮ ክሳብ ሕጂ ዳጋግመ ይሰምዓ ኣለኩ Abraham afewerki jgna Eritrawi we love you 💔😭
@hagerey672
@hagerey672 4 года назад
4x semiaya
@rtrt2541
@rtrt2541 4 года назад
Yes,🤩♥️
@temreyhabtom8475
@temreyhabtom8475 3 года назад
yesss ናይ ኣብርሃም ዳ ግደን
@letishabrham7793
@letishabrham7793 2 года назад
Yes 4x
@binilove8069
@binilove8069 4 года назад
ደርፍካ ጥራይ ዘይኮነ ቃለ መሕተትካ ዋላ ዩ መንፈስካ ዘሕድስ ኣብሪሂሞ።
@tigistirezene5391
@tigistirezene5391 3 года назад
ኣምላኽ ግን ይፈትወካ አዪ ኣብርሽይ፡ መኽንያቱ ነዜ ዘለናዮ ግዜን ሂወትን ንብዓት ህዝብኻን ከይራኣኻ ስለ ናብ ገነቱ ዝወሰደካ። ኩሉ ግዜ ኣለኻ ኣብ ልብና💖🙏🇪🇷💞
@KingAbrham
@KingAbrham Год назад
King of king 🤴 ቃል Abrham Afewerki ነባሪ ነገር ኣሎ ንሱ ድማ ፍቅሪ እዩ እንታይ እሞ ናይ ዓለም ነገር ንዓኻ እዩ ተረዲእካ ከቲ ዝብልካዮ ዓለም ዓለም ጎዶሎ እያ ኣራኪባትና ክትሓሊ ኣፍቂራ ድማ እፈላሊ (2) we love u Rest In Peace ✌️
@maharigerezghir7501
@maharigerezghir7501 4 года назад
Ohh ከምዚ ምስ ስድራይ ዝተራከብኩ ኮይኑ ተሰሚፁኒ btaimi haxiratni 28min 😘❤️
@user-lq4fw2qm9s
@user-lq4fw2qm9s 4 года назад
O.m.g 😢 ኣብሩሸይ መምህር ሂወት ኣብ ገነት የንብርካ ፈጣሪ 🙏💒💖💗 disLike ትገብሩ ከ ሰባት ዲኩም ?😏
@abitesfa7198
@abitesfa7198 4 года назад
Legends never die !!ኩሉ ግዜ ኣብ ልብና እካ ሞክሰይ::
@fyorikesete215
@fyorikesete215 4 года назад
ኣብርሸይ ነፍቅረካ ንናፍቀካ 💔😥ኣምላክ ኣብ ገነቱ የንብርካ ኣምርሃም ንጉስ ስነ ጥበብ እዩ 44 ነጥቢ
@user-ff9dz3sh8c
@user-ff9dz3sh8c 4 года назад
*እዋይ ተመስገን ኣንታ ክንደይ ትሓስሙ ቀደም ዘይትርግሕልና ኣበይ ሓብእኩሞ ኔርኩም ሕጂስ ተጣራጢረ ኮ ኣሎ መስለኒ ኣብርሂሞ ሓላል ፈቃር ለዋህ ፍጥረት ኢካ እሞ እግዝኣብሔር ኣምላኽ ኣብ የማናይ ኢዱ የንብርካ*
@Wedi_Hakir_3
@Wedi_Hakir_3 4 года назад
ህግደፍ መንደፍ እንበር ከ ሞይቱ ዲዩ
@alekobini7357
@alekobini7357 4 года назад
Alo aymoten ab libi kulu hzbi alo ajoka ziarkey niay lomi zegatemni kigrmeka swahil semies kizkiro hadre mis tesaku kea mexiuni
@user-ff9dz3sh8c
@user-ff9dz3sh8c 4 года назад
Selam Eri ኣብ ቅድሚ ኣምላኽ ከመይ ድየ ሰንቢደ መስልኪ ኣብርሃም ንሱ ብድቅሱ ደርፍታቱ ግን ምስ ግዜ ዘይቅየር ዘይ ሃስስ ምስ ግዜና ይጎዪ እዩ ዘሎ
@user-of9fg7fi9e
@user-of9fg7fi9e 4 года назад
ኣሎ ብሂወት ብመንፈስ ክምለስ እዪ ንብል ኔርና ብቆልዑና ከለና
@wintanafiqrimskulu6394
@wintanafiqrimskulu6394 4 года назад
Hgdef kone eilu qetilwo sure
@wedihazot338
@wedihazot338 4 года назад
Nay Abraham afewerki interview tbl xhfet trah ms reakum #Like zgeberkum iski b like ariyuni Memhr fkri abrhamey Selam neakum deki Erey mearey. Love you. Abzia hadash chaneley kea #Subscreib gberuley bsm abraham afewerki yemesgnekum❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤🙏
@user-hv4dc9dx1i
@user-hv4dc9dx1i 4 года назад
Wedi ketm neaka dea like trah khgseka ye Ajoka trah
@wedihazot338
@wedihazot338 4 года назад
@@user-hv4dc9dx1i thank you huruya wegeney❤❤❤❤
@user-hv4dc9dx1i
@user-hv4dc9dx1i 4 года назад
@@wedihazot338 wellcom wedi ketem jgna
@samiboy6079
@samiboy6079 3 года назад
Abreham bzaEba mennet Tigrina eyu zzareb zelo nzaEba Tabotnan Alfabetnan
@weldubelay6767
@weldubelay6767 4 года назад
ኣብሪሂሞ ንስኻ ኣይሞትካን ደርፊ ስነ ጥበብ ኢዩ ሞይቱ ፡ ጅግና መምህር ዓቃቢ ክብሪ ሰብሓላፊዩ ኣይኮነን ነባሪ ንስኻግን ነባሪ ኢኻ ንውሉድ ወለዶ ዝንገር ዝናኻ ኣምላኽ ይቀበልካ ኣብልዕሊ ኢዱይዘርግሓልካ ወደየ ይበልካ መንግስተሰማይ ይዋርስካ
@user-jh9du7qd8t
@user-jh9du7qd8t 4 года назад
እዋይ ዓለም ጎዶሎ ስራሕ ፈጣሪ ኮይኑ እምበር ንሱን ትምህርቱን ንመራሒ ሃገር ትምነየሉ እምበር እዚ ዶ ምሞተ
@user-dh6ox4ku5x
@user-dh6ox4ku5x 3 года назад
ቀጻሊ'የ ከምኡ ዝብል ክገርመካ:: ብዝኾነ ፍቃድ ኣምላኽ ካብ ኮነ መንግስተ-ሰማይ የዋርሶ::
@loveforever1167
@loveforever1167 4 года назад
አዋይይይ ኣብርሃም ናይ በሃቂ ፍቅሪ ኢካ ካብቲ ደርፍካ ላዛካ ናይ በሃቂ ፊቅሪ ኢካ ማአረ ኪንደይ ከሲርናካ ህጂ ዩ ዝርደኣካ ኣህ ። ብዚኮነ ግን 20 ዙርያ የ ኣነ ኒኣካ ምሪኣየይ ሃበን ይስመኣኒ ማአረ ኪንደይ ፊቅሪ ነሪካ ሪኣካ የ ኣነ ኣብ stage ኪብሪ ሂብካና ኢካ ሞ ኣብ ገነቱ ብየማናይ ኢዱ ይቀበልካ ኣምላክ። አዞም ደረፍቲ ዲኩም ዘረፍቲ ከኣ ብፍቅሪ ሰኣሩና በጃኩም ፍቅሪ ኡ ቲኡም።
@user-wr5jo3gl1q
@user-wr5jo3gl1q 4 года назад
ዋውው ዕድለኛ ኢኻ ነብርሃም ብኣካል ምርኣይካ።
@user-oj9sb7pe5f
@user-oj9sb7pe5f 4 года назад
@@user-wr5jo3gl1q bhaki edlena tray 😢😢😢😢😢
@loveforever1167
@loveforever1167 4 года назад
ናይ በሃቂ ስሜታቱ ኪገልጾ ኣይኬሊን የ ኪንደይ የ ሞ ሪኣ ደረፍቲ ኣብ መድረክ ናይ በሃቂ ግን ኪሰናበተና ዝመጸ ኮይኑ ዩ ዝስመኣካ ብዝኮነ ግን ወትሩ ኣብ ልብና ኣሎ። የቀነለይ የህዋት ከኣ
@dearmom2633
@dearmom2633 4 года назад
*ኣብሪሂሞ* በጃኻ ባ ተመለስ
@streritube1948
@streritube1948 4 года назад
ኣበይ አሞ ካልአ ሲ ይትረፍ ኣቦ ምኾነና
@TesfayBeyene
@TesfayBeyene Год назад
ኣብሩሸይ ብጣዕሚ ኢና ንፈትወኻ ጎይታ ጥበብ ❤❤ 👑👑
@happytime3372
@happytime3372 4 года назад
He is smart men. We never for get him. He is learn love & life. He is never back again so he live in all the People. We are remember for ever Abi 🙏🙏🙏
@aminearaya6682
@aminearaya6682 4 года назад
ፍሉይ ፍጥረት እኳ'ዩ። he is super intelligent!
@user-wu8vu7sl1z
@user-wu8vu7sl1z 4 года назад
እዋይ ስነስርዓት ኮፍ ኣበሃህላ100% መንግስተ ሰማይ የዋርስካ ኣብርሂሞ። እዚ ዘረባኻ ዓቢ መልእኽቲ ኣለዎ ነቶም ዘይንሶምን መሲሎም ባዕዳዉያን ክኾኑ ዝፍትኑ
@melodyentertainment77
@melodyentertainment77 4 года назад
Haki. ATA wedi. Nab beadawyan next level nay mexaena geyrom hasibemo. Maebilna enda belu enda bela. Fili fil yblu alewu.
@user-wu8vu7sl1z
@user-wu8vu7sl1z 4 года назад
@@melodyentertainment77 ygermeka iu bro
@melodyentertainment77
@melodyentertainment77 4 года назад
BaNa MeDia Kkkk entay emo. Kngebr. Eti gzie diu tekeyru wala eti seb. Klte derfi hizom. Alem mlue bexihoma concert enda belu. Beal ephrem amare
@maetebtesfamariam4072
@maetebtesfamariam4072 Месяц назад
The all time intelligent and hero man. RIP in Heaven Abraham ወዲ ኣምላኽ።
@fliyywizz1332
@fliyywizz1332 4 года назад
I never even thought he had an interview in social media I’m so glad to hear his voice in here Abraham dictionary nay Tigrigna like eska guys besam Abraham 🙏🙏🙏☝️
@user-xz9ch8fy2k
@user-xz9ch8fy2k 4 года назад
ፖው ስነ -ስርዓት ኣዘራርባ ርአ ኣታወዲ ፍቕሪ ዝኾነ ሰብ ነፍስሄር ብሉጽ ስነ -ጥበባዊ ኣብራሃም ኣፈወርቂ መንግስተ ሰማያት የዋርስካ. .
@johnsultan9356
@johnsultan9356 4 года назад
ብሓባር ክትሰርሕ እንተ ክኢልካ ካቡ ዝዓቢ ጸጋ የለን!!! መግለጺ ስኢነሉ👌
@samerasamera553
@samerasamera553 4 года назад
እየ ዓለም ንዘይ እቅድ ትወስድ አብርሃም አቦ ጥበብ አብ ሕቅፍ አብርሃምን ይስጠን የንበርካ ዓለም ገድል እይ መልአ ዘይትመልእ ለሚ አለካ ፅባሕ ዘየለካ
@Miki-mt9nd
@Miki-mt9nd 4 года назад
ዎ ኣምላክ ኣቦይ ንእሰያስ ኣፈወርቂ ወሲድካ እባ ንኣብርሃም ኣፈወርቂ ምለሰልና🙏🏻 ኣብዚኣ ትሳማሙዑ ሰባት አንተሃሊኩም ላይክ ግበሩ
@temesgenfetari9509
@temesgenfetari9509 3 года назад
Amen amen amen
@user-ex3mt7gn1e
@user-ex3mt7gn1e 4 года назад
ኣብረሃም ኣፈወርቂ፡ ንኣብ ሂወትና ዘጋጥሙና ብጉብእ ገይሩ ፍትፍት ኣቢሉ ገሊጹ ዘረደኣና። ንሂወት ብግቡእ ገይሩ ገሊጽዎ፡ ንምንባር ብግቡእ ገይሩ ገሊጽዎ፡ ንፍቅሪ ብግቡእ ገይሩ ገሊጽዎ፡ ንሃገራውነት ብግቡእ ገይሩ ገሊጽዎ። ብከምዚ እዩ ከኣ ኣብረሃም መምህር ሂወት ተባሂሉ፡ መምህር ፍቅሪ፡ መምህር ሓቂ፡ መምህር ናብራ ሂወት፡ መምህር ዓወት ዓቅሊ፡ መምህር ጽነዓት ሓቦ ሓድነት።
@wahzitzere9213
@wahzitzere9213 4 года назад
😭😭😭😭😭🙏🙏🙏🙏🙏
@needthinks4093
@needthinks4093 4 года назад
ኩቡር ኢኻ ሞ ኣብገነቱ የንብርካ ፤''
@girmaymichael6724
@girmaymichael6724 4 года назад
ፈለማ እዚ መሕትት እዚ ብምስማዓይ ዕድለኛ ኢየ፡፡ ቃላት የብለይን ፡፡ ውሩይ ፣ ሕቡብን መዘና ኣልቦ ድምጻዊ ኣብርሃም ኣፈወርቂ ፡፡ መሃንዲስ ህይወት ኢኻ
@hakenateritegaru1957
@hakenateritegaru1957 4 года назад
ከያኒ ኣብራሃም ኣፈወርቂ ናይ ፍልጠቱ ኣብ ሙዚቃ ጥራሕ ኣይመስለንን ንሓፈሻዊ ፍልጠቱ እውን ኣድኒቐዮ💝💖✅
@user-tc9mv3kl4s
@user-tc9mv3kl4s 3 года назад
he is educated person
@user-qn9mp8ro3j
@user-qn9mp8ro3j 4 года назад
*ኽቡር ዑንቂ ባሕሪ መግለጺ ስኢነልካ🇪🇷*
@Lucky.channel23
@Lucky.channel23 4 года назад
I love you so much.🖤🥺 You are my teacher 👨‍🏫 You are my favourite 🙋‍♂️ You are my best friend 👥 You are my everything. You are my brother 🤗. You are my father😍. You are my love 💕💕. You are my hope 😥😥. You are my hero 🤴 You are my beautiful artist.. You are so so CUTE to us👉 You are so beautiful and lucky. We proud of you my teacher 👨‍🏫 . We still love you so much👉👉 We still miss you too so much. We still miss you so much 👉👉 We still need you anywhere💕. We still want to be happy with. you too.🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏 We want you today tomorrow. and forever. 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏 We know you love us so much. And You know we love you so. much 💝💝💝💝🖤🖤..
@saimondaniel2848
@saimondaniel2848 4 года назад
biniam eri best comment
@user-of9fg7fi9e
@user-of9fg7fi9e 4 года назад
Wo best com thx
@tombreezy308
@tombreezy308 4 года назад
Biniam Eri: That was very True and Deep: R.i.p King Ab
@cheguevara8514
@cheguevara8514 4 года назад
Abraham means Love R.i.p Eritrean legend 🇪🇷🌹
@malhabib357
@malhabib357 4 года назад
Abrihimo you are the best singer king of kings I don't forget you🇪🇷♥️👑👌🏾
@xxxtube2870
@xxxtube2870 4 года назад
ዕድለኛ ጋዜጠኛ የቀንየልና።
@user-ui8wn4mn1j
@user-ui8wn4mn1j 4 года назад
ኣብርሃም ዓቢ ፍላስፋ!!✌🏾💪🏿 Plz ተመለሰና!🤞🏿🍀
@teklomgebray336
@teklomgebray336 4 года назад
ኦ እግዚኦ አዕርፍ ነፍሰ አቡነ ወእኁነ ወልደአብራሃም! ኣብ ሂወተይ ናቱ ዝርርብ ይኩን ምስሉ ብግዙፍ ሪአን ሰሚዐን ኣይፈልጥን ሕጂ ብምርኣየይ ዕድሌኛ ኢየ። ኣብራሃም ኣይሞተን ኣሎ ብሂወት ህያው ንዘለኣለም ኣብ ልብና!!!!
@user-dh6ox4ku5x
@user-dh6ox4ku5x 3 года назад
አቶም ትግርኛ ክንስኹም ንትግርኛ ኣቃሊልኩም ትገልጽዎ ገለ ተምሃሩ በጃኹም ካብ ነፍስሄር ኣብርሃም ኣፈወርቂ:: ከም ሕብረተሰብ አቶም ዝሃብተምና ኢና ቃንቃና ናቱ ኣልፋቤት ዝውንን'ዩ ይብለኩም ኣሎ:: R.I.P Legend!! ንፋቀር ደቂ-ኤረይ🇪🇷
@AlexSandro-lg1qr
@AlexSandro-lg1qr 4 года назад
*ብጣዕሚ ደስ እልኒ፡ ጽቡቕ ጌርኩም ክሳብ ሕጂ ቃለ-መሕተት ኣብራሃም ኣይሰማዕኩን ጸንሐ፡ ኣብራሃም ኩሉ ኢዩ በቃ መግለጺ ዘይ ብሉ ፍሉይ ፍጥረት ሓበን ኤርትራ*
@batubatumili1683
@batubatumili1683 2 года назад
ናይ ብሓቁ ዋላ ኣነ ንብዓት ጀበብ እንዳ በልኩ ይውቅጠልካ ኣለኹ ወላዲተይ ኣሕ ዋይ ኣቢ
@prouderi7128
@prouderi7128 4 года назад
ትሕትና ፡ ብስለት ኣዘራርባ ፡ ኣወዳድቃ ቃላት ፡ ሃገራዊ ኮታስ ብሱል ሰብ። ወትሩ ኣብ ልቢ ነብሲወከፍ ኤርትራዊ አለኻ መምህር ጥበብ ኢኻ እሞ You will be our legend for ever.
@teklithabtai4433
@teklithabtai4433 4 года назад
The father of love Abrsh we never forget u 🎷🎸🌹💕💞😘
@habenteklyes6535
@habenteklyes6535 4 года назад
Entay kibleka kokob werhi walas xehay neaka aywiklan eyen nska ab tihti fetari hiwet ika mengste semay neaka tikun abrisheyyy halallllll we love you forever ❤️❤️🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@dolphin1482
@dolphin1482 4 года назад
መካኒክ መኪናና የዕርየልና ዳራውሊኮ ኽኣ ዝተሰብረ ትቦታት የዕርየልና ስነ ጥባብውያን ክኣ ሓንጎልና ተዐርዩልና ስለዚ ሓንጎልና ጽቡቕ ጌርኩም ከተዕርዮ ጽዓሩ። wowwwwwww
@mogosmelak6213
@mogosmelak6213 4 года назад
Top.
@missyoumom8697
@missyoumom8697 4 года назад
ኣታ እንታይ እዩ እዚ ሰብ በቃ ኣስያየት የለን እንትርፊ ላይክ ሃቡኒ ዋ ኣብርሸይ ኣቦ ጥበብ ኣምላክ ኣብ ገነት የንብርካ
@teklisimon3605
@teklisimon3605 4 года назад
Please insert more interviews like this if possible. Really enjoyed it. There is no Eritrean singer like him, who is all rounded person. Good at music, lyrics, education, fluency in his speech. And yet so humble; he can play almost every instrument but preferred to say he is master of non. Other singers and musicians should learn from this legend.
@goitomabera9908
@goitomabera9908 4 года назад
Mature interview with the legend...Abraham is different...RIP.
@ngusefrem9238
@ngusefrem9238 4 года назад
_ስርሓትካ ንመዋእል ክብሩ ከይቀነሰ ክነብር እዩ።ክቡርን ቅኑዕን ናይብሓቂ ስነ-ጥበብ ዝፈልጥ ዓቢ መምህር ሂወት ኣብራሃም ኣፈወርቂ_ *_We love you so much ኣቦ ስነ ጥበብ_*
@user-cj9hx9hn5h
@user-cj9hx9hn5h 4 года назад
ባህልካ ምፍላጥን ክትግልገሉ ምክኣልን ። ልክዕል ከም ኣሃዝ ቁጽሪ ገንዘብካ ። ኡነተኛ / ሓቂ ብህለት ። ነፍሲ ይምሓር ፈጣሪ ጽዬን ወ ትግርኛ ።
@fetawiadu2810
@fetawiadu2810 4 года назад
Respect for Abraham from Tigray.
@kubromtadesse6359
@kubromtadesse6359 9 месяцев назад
ዓለም ጎደሎ ነብስሄር ኣብርም ብሓቂ እቲ ነጥፍኦ ኤነርጂ ናብ ጽብቅ ክነጥፍኦ ይሓይሽ
@danialtsegay5223
@danialtsegay5223 4 года назад
ማዓር ዝኮነ ቃላት መምህር ሂወት ኣብርሃም
@peacejusticeforall6806
@peacejusticeforall6806 4 года назад
አብራሃም አፍወርቂ ሓላል ፍቕሪ ሰላም ሃገር ኩሉ !!!! ኣብ ኩሉ ልቢ ኤርትራዊ ወለዶ ንዘልአለም ህልው እዩ!!!!!
@alganeshgoitom9405
@alganeshgoitom9405 4 года назад
Amen yes Amlakje meska jukuen amlak Abraham.😃😃🙇🙇🙇🙏🙏🙏💪💪💪💪💪✋✋✋✋✋👏👏👏👏👋👋👋🖑🖑🖑❤❤❤❤::
@waterfull2907
@waterfull2907 4 года назад
Eritreawi welodoo zibehal neger yelen wedza resaah. Nihna diqi tigriya (Kebessa) ena!! Abraham kea hawuna
@jhonsamuel9904
@jhonsamuel9904 4 года назад
No way to explain this legends wisdom,talent and love for his people...Abrish you are our hero 😘
@daftenthrall6833
@daftenthrall6833 4 года назад
#ንሃገርና #ቕድሚ #ሕጂ #ሰሪሕና ፥ #ሕጂ #ንሰርሕ #ኣለና ፥ #ጽባሕ #ውን #ክንሰርሕ #ኢና። #ስለዚ #ብሽም #ሃገር #ክንሕገዝ #እምበር #ክንዕንቀፍ #ትክክል #ኣይኮነን። well said #Legend. Thanks For Everything .
@abizzhabzzreactionyt7817
@abizzhabzzreactionyt7817 4 года назад
*የቀንየልና ርግኣቲኖ ነዚ ተቀቢሩ ዝነበረ interview ብምስማዕና*
@grindingallmylife3705
@grindingallmylife3705 4 года назад
YOU ARE SMART. KING OF WORLD. ABRAHAM AFEWERKI OUR HERO REST IN PEACE GOD BLESSED YOU.
@Osho888
@Osho888 4 года назад
What a beautiful soul? I’m so grateful to listen to you sing&speak so thank you for everything you’ve done and you’re fucking legend forever. 🙏🙏🙏 God bless you and rest in peace ✌️💙💙
@freizerlove7802
@freizerlove7802 4 года назад
may god recieve him in his great kingdom of heaven abrhimo legend will never die you are inspiring of whole tigrigna listing
@TheMujee
@TheMujee 4 года назад
He was very an intellectual! A very nice interview.
@Wedi_Hakir_3
@Wedi_Hakir_3 4 года назад
መምህረይ ናተይ ቃላት ኮ ሲኢነ
@tesfse7148
@tesfse7148 4 года назад
We love you so much Abraham😍 you're always in our heart!!!
@berhehagos864
@berhehagos864 4 года назад
እውይ ኣብሪሂሞ ብሩኽ ዘሪኢ መንግስተ ሰማይ የዋርስካ ብጣዕሚ ቃለመጠየቅ ኣብርሃም ምስመዐይ ደስታይ ወሰን የብሉን
@negasihedgu9625
@negasihedgu9625 4 года назад
ዓቢ መምህር ሂወት ብዓባያ ኣብርሃም ኣፈወርቂ ባአካ ኣብ ኩሉ ጉዕዘና ናአወት ዓቢ ተስፋ ኣስንቅካና አካ ሞ ንዘንቴለት ኣብ ልብና ኣለካ ንዘንቴለት ነባር ሓወልቲ ኣብ ማኤሙቕ ልብና ገዲፍካ አካ ከድካ ኣብርሂሞ ዓቢ ሓወይ ኣብ ሕቕፎ ኣብርሃምን ሳራን ሕቅፉ የምብርካ መንግስተ ሰማይ የዋርስካ ኣብርሽ. አዚ ናትካ ደርፍ ኣብ ልበይ ያ ትነብር (ሓልወኒ ካብ ፈጣሪ አበር ንጸላኢ ፈጢርካ አካ በትሪ ትብል ሓረግስ ማራ ያ ትምስጠኒ 🙏🙏🙏.
@heniitvi1688
@heniitvi1688 4 года назад
እቲ ነጥፍኦ ኢነርጂ ናብ ጽቡቅ ጥራይ ክኸውን ኣለዎ. ወርቃዊ ቃል ንጉስ ጥበብ ኣብርሃም ኣፈወርቂ።
@yonatanakalu-tk2xl
@yonatanakalu-tk2xl 4 года назад
The legend. Respect !!
@jomakaveli9816
@jomakaveli9816 4 года назад
He will always be in our heart he’s the best singer ever teacher of life
@semirmohammed2351
@semirmohammed2351 4 года назад
He is the best teacher in my whole life
@margarettesfamichael5930
@margarettesfamichael5930 4 года назад
Abraham is Mister peace in word his knowledge is so powerful and GOD gift child in word!we feel you every second in our daily lifestyle we so proud of you rest in peace wedi Erien heroe!!🎇🎐🎇🎐🎇🎐🎇🎐🎇🎐🎇🎐🎇🎐🎇🎐🎇🎐
@user-yz4hz9pq1s
@user-yz4hz9pq1s 4 года назад
ንበዓል ኣብርሃም ብምክሳርና ኢና ንሕናን ሃገርናን ኣብ ከምዚ ሂወት ወዲቅና ዘለና ን ሓውና ኣብርሃም ኣፈወርቂ ከኣ ኣብ የማናይ ኢዱ የብሮ ንሕና ከኣ ካብ ቃላቱ ንመሃር።
@tsaedatslalot5667
@tsaedatslalot5667 4 года назад
The best interview ever.
@du_huchichawi
@du_huchichawi 4 года назад
ሙዚቃ መንፈስካ መሕደሲ'ዩ፡ መንፈስካ ምሕዳስ ከኣ እቲ ዝዓበየ ነገር'ዩ፡ ኣበርሽ ኣቦ ፍቅሪ!!!
@meronokubatsion264
@meronokubatsion264 4 года назад
Nezi nay Abraham afewerki derftatu interview tzrgh deleka/ki edmen tenan yhabka/ki yeqenyelna 🔥🔥😍😍😘😘🎶🎶🎤🎼💯💯
@zemenafro7469
@zemenafro7469 4 года назад
An unbelievable interview, u r real king of Artist I learned a lot about u on this fantastic interview thanks king #RIP❤️🇪🇷
@kidushailay3025
@kidushailay3025 4 года назад
Abrish Great man! I am glad to hear Abrish's Interview
Далее
ТИПИЧНЫЙ БАРБЕРШОП
09:27
Просмотров 519 тыс.