Тёмный

"ጽውጽዋይ ጀበርቲ፡ ኣልነጋሽ ዝተባህለ ክርስትያን ንጉስ ነይሩ ድዩ፡ ናብ እስልምና ዝቐየረ?" 1ይ ክፋል 

Keshi Markos Debas ድምጺ ተዋህዶ
Подписаться 36 тыс.
Просмотров 7 тыс.
50% 1

"ጽውጽዋይ ጀበርቲ፡ ኣልነጋሽ ዝተባህለ ክርስትያን ንጉስ ነይሩ ድዩ፡ ናብ እስልምና ዝቐየረ?" 1ይ ክፋል

Опубликовано:

 

28 май 2022

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 35   
@selimibrahim7820
@selimibrahim7820 2 года назад
ጀበርቲ ጀበርቲ ጀበርቲ ጀበርቲ ጀበርቲ ጀበርቲ
@keshimarkosdebas9872
@keshimarkosdebas9872 2 года назад
ግብርኻ ከም ታሪኽ ምድግጋም ቃላትካ ይመስል
@Eritrea_Bella
@Eritrea_Bella 2 года назад
ኣብ ሓቀኛ ታሪኽ እንተ ሓቲትካ ጀበርቲ ንገለ ቀቲሉን ዓሚጹን ዝብል ኣይትረክብን ኢኻ ።
@keshimarkosdebas9872
@keshimarkosdebas9872 2 года назад
@@Eritrea_Bella Dehan hawey alodo yelen nfelto aynna aytEwerenann
@Eritrea_Bella
@Eritrea_Bella 2 года назад
ካብ ጽልኢ ረሓቑ፡ ሰላም እስኪ ንዝሑ ፡ ሰላም ክገብራ መሬት፡
@Naighikiflu
@Naighikiflu Год назад
@@Eritrea_Bella ጀበርቲ ድቃላ ተላኣኣኻይ ኢይዩ ኔሩ።
@amanzewde7661
@amanzewde7661 2 года назад
አቦይ ቀሲስ ማሪቆስ ንመእምር በኲረ ዓዲምኲም አብዙይ ሰፊሕ ታሪኽ ምክፋልኩም ምስጋናይ እምብዛ ዕዙዝ እዩ።
@redbag3453
@redbag3453 2 года назад
Azye eie Zemesghin. Kibret yihabelina aboy Qeshi + Memier Bokire 🙂
@God-db9vp
@God-db9vp 2 года назад
ኣቦይ ቀሺ እንቋዕ ደሓን መጻእኩም ብተቅርቡልና ኩሉ ሕጉሳት ኢና፡ ሕብረተሰብና ውን ሃይማኖቱን መንነቱን ሓልዩ ከም ህዝቢ ክዓቢን ከይፈርስን ትገብርዎ ስራሕ ዝምስገን ኢዩ፡ ሓንቲ ሓሳብ ከኣ ኣላትኒ፡ ናትኩም ስራሕ ትጽበ ንህዝብና ዝጎድእን ዘፍርስን ዘሎ ስራሕ፡ ኣብዚ ቲክቶክ ዝበሃል ማሕበራዊ ሜድያ ናይ ንኣሽቱ መንእሰያት ብሓፈሻ ደቀንስትዮና ኣከዳድናአን ኣዘራርበአንን ኣክፊአን ኣለዋ ክትእርሙልና፡ ዝከፍአ ግን ሓደ ጆን ብላክ ዝበሃል ሰብኣይ ኣብኡ ኣትዩ ኣዝዩ ኣጸያፊ ቃላት ብምዝራብ ብዙሓት ነኣሽቱ ኣዋልድ ኣሓትና ስነምግባረን የበላሹ ኣሎ፡ ተጻራፋይ ስለዝኮነ ከኣ ደፊሩ ዓገብ ክብሎ ዝከኣለ የለን፡ ስለዚ ኣቦና ንዓኩም ግን ክደፍረኩም ስለዘይክእል ዓገብ ብምባል ነዘን ኩለን ንኣሽቱ ኣሓትና ከተድሕኑልና ይሓተኩም። የቀንየለይ።
@mam556
@mam556 2 года назад
🙏🙏🙏3ት ግ ዜ ሰ ም ዐ ዮ ያ ቀ ን የ ል ና
@samiramohammed7542
@samiramohammed7542 Месяц назад
Haswti lekbatat ni hizibi eritrea abb kilte kiti meklo aytifetono bedanat.😜😜😜😜😜😜😜🤪😜😜😜😜😜😱😱😱😱😱😱😱😱😱😱😱😱😱😱😱😱😱😱😱😱😱😱😱😱😱😱😱😱😱😱
@ghebreselassieghebregziabi597
@ghebreselassieghebregziabi597 6 месяцев назад
ኣብ ግዜ መሓመድ፡ ፍረሰናይ ዝበሃል ንጉስ ነይሩ ዝብል ጽ ሑፍ ኣሎ። ነጋሲ ማለት፡ 'እቲ ዝነግስ' ወ ይ ድማ 'እቲ ነጊሱ' ዘሎ ማለ ት እዩ ኣዕራብ 'ገ'ኣይብሉን' እዮም ኣይክእልዎንእዮም ኣብ ክንድኡ 'ጀ' እዮም ዝብሉ። ንጃሲ ዝበሃል ምህዞ እዩ!!!!!!
@AfariMoranSleuthExportedSalt
@AfariMoranSleuthExportedSalt 4 месяца назад
ዕቩድ ጀቭሃ ዶግ
@tftoftsum5035
@tftoftsum5035 2 года назад
Pop
@ChristianityUnderAttack
@ChristianityUnderAttack 2 года назад
please abouna ask Negashi zibahal alo do semiena ayinifelitin hasewiti eyom
@Debsh7
@Debsh7 2 года назад
እዝኖም ደጊፍኩም ጥራይ ኣስምዕዎም ነዞም ኣኽረርቲ ሸፋቱ ::
@fakaryoulibay8813
@fakaryoulibay8813 2 года назад
ንመን ወደይ እዝኑ ኣደጊፍኩም ከተስምዕዎ ናዓና ንእስልምና ዋጋ ከምዘይ ንሓስበኩም እንተትፈልጡ ከምኡ ኣይምበልኩምን ናዓኹም ነቶም ኣኽረርቲ ክርስትያን ማለተየ ቀሺ ደባስ ሓሳዊ ትግራዋይ ኣጋኣዝያን ኣብትበጽሕዎ ክንሪአኩም ኢና ንስኹም ተዛረቡ ለፍልፉ ተሳጪን ጋውና ዝመራሒኩም ያላ ፎርሳ ተላዓል ኣጋኣዝያን ደቂ ማለ ሊት
@user-pw1xq6nv6b
@user-pw1xq6nv6b 2 года назад
ጀበርቲ እዮም ጸላእቲ ህዝቢ ትግርኛ
@user-tz8uy2lw5z
@user-tz8uy2lw5z 2 года назад
ብቀዳምንት እዚ ዘረባ ናይ ጅበርቲ ዘረባ ኣይኮነን እዚ ናይ መላእ እስልምና እምነት ተኽተልቲ ዝኣምኑሉ እስሓማ ዝበሃ ንጉስ ከምዝንበረ ኢትዮጵያውያን ውድ ድኣምኑሉን ቦቱኡውን ፍሉጥ'ዩ ኣብዚኣ ክሓታ ዝደልይ ግን ቅድሚ1400ዓመት ዝኾነ ከም ታሪኽ ድዝረበሉ ሕጂ ሓቂዶ ሕሶት ምባል ኣብ እስልምና ይኹን ክርስትና ዝውስኾ ወይዝንክዮ ነገር ኣሎ'ዶ? ካልአይቲ ሕቶ ስለንታይ ሕጂ? ህዝቢ ኤረትራ ኣስላማይ ምስ ክርስትያን ኮይና ሃይማኖታዊ ይኹን ቀቢላዊ ኣውሪጃዊ ምፍልላይ መኪትናዮ ወንመጻኢ ውን ኣባና ቦታ ኣይክህልዎን'ዩ ቅድሚሕጂ መኪትናዮ ንመጻኢውን ኣባና ቦታ ኣይንህቦን ሓምሊ ማይ በላ ናፊቁዎ ዘዕገርግር ተሃልዮ ቦታ ከይኮነ በትሪ'ዩ ዝወሃብ እዚ ወደሓንኩም
@keshimarkosdebas9872
@keshimarkosdebas9872 2 года назад
ክቡር ሓው ኣደም "እስሓማ" ዝብሃል ንጉስ ኣይነበርን እንተ ነይሩ ተኾይኑ መርትዖ ቕራን እዩ ግን ኩቡር ሓው ሕሉፍ ታሪኽ ንፅባሕ ንሕማቕን ፅብቑን መንፀፍ ምኳኑ ኣይትዘንዕ ናይ ሓሶት ታሪኽ ሓስውቲ ስለ ዘፍሪ ንኸየፍሪ ክፃሀ ኣለዎ እሞ ኣይንፅልኣዮ
@user-tz8uy2lw5z
@user-tz8uy2lw5z 2 года назад
@@keshimarkosdebas9872 ክቡር ሓው ኣቦይ ቀሺ የቀንየለይ ተገዲስካ መልሲ ምሃብካ ብዛዕባ መርትዖ ቁርኣን ምዃኑ ጽቡቅ ኣለኻ ብሩህን ዘይቅየርን ዘይልወጥ መጽሓፍ ሓደ ንሱ ቁርኣን ስለ ድኾነ ፡ ንምዃኑ ግን መርትዖይ ካብ ቁርኣን ተሂበካ'ኸ ትኣምነሉ ዶ? ቁርኣን ናይ ሓሶት ታሪኽ የብሉን ዝጸሀ የብሉን መርትዖዝደሊ ዝኾነ ስብ ነቲ መርትዖ ዝደልየሉ መጽሓፍ ብኸምዚ ኣይገልጾንዮ ፡እዚ ወደሓንካ
@keshimarkosdebas9872
@keshimarkosdebas9872 2 года назад
@@user-tz8uy2lw5z ዝኸበርካ ሓወይ ኣብ ምድርና ዝነገሱ ነጋውስ ሴሌዳ ካብ መኣስ ክሳብ መኣስ ግዜን ኣበየናይ ዓመተ ምሕረትን ንፈልጦ ኢና ታሪኽና ስለ ዝኾነ እሞ እቲ ካብ ቁርዓን ተምፅኦ መርትዖ ኣበየናይ ክፍለ ግዜን ቅድሚ መንን ድሕሪ መን ዝነገሰ ተምፂእኻ ብታርታ ፅቡቕ እሞ ንምሃር
@haqieyu
@haqieyu Год назад
Anta hawey nay jebetti tibil si ab hindi zelo aslamay ke men negirwo bzaeba negashi (ashama) . Qurb nab international neger hiseb abta local trah seb ketenashwun welodo kitxyqun akilukum bflay kiltikom mizi xyuq sebeay. Jeberti zibil qal kab geberti (tehifir eya gin kila eye) enable lecture kihib kitsrmo kelekas nigasot ewn kedanagir aqmi zeyblu eyu. You are simply Religious propagandist for earning money .
@selimibrahim7820
@selimibrahim7820 2 года назад
It's not voice of Tewahdo It's voice of liar
@keshimarkosdebas9872
@keshimarkosdebas9872 2 года назад
ዕረ እናጠዓመካ ውሓጥ እዩ
@user-pw1xq6nv6b
@user-pw1xq6nv6b 2 года назад
መሬት ኣስመራ ናብ ዋናታት ደቀባት ክመለስ ኣለዎ ንኣብነት መሬት ኣኽርያ ስደተኛ ጀበርቲ ወሲዶሞ ኣለው ክሕደጉ ኣለዎም
@God-db9vp
@God-db9vp 2 года назад
ገዚኦሞ እንድዮም እሞ
@redbag3453
@redbag3453 2 года назад
@@God-db9vp Ata senf meret geziekayo malet wenaniuo eka malet Aykonen !! An ab Adiss Ababa geza aleni , Wedi Abat koine yuwunino eie malet gna Aykonen
@God-db9vp
@God-db9vp 2 года назад
@@redbag3453 ወደባት ኢካ ኣይበልኩን፡ እታ ገዛ መሬትን ግን ብሕጋዊ ገዚእካያ ንስካ ኢካ ትውንና፡ ስለዚ መን ክምንጥለካ ይክእል እታ ገዛ፧ ከምዝጸረፍካኒ ጸርፊ ኣይመልሰልካን ኢየ ሕቶይ ጥራይ መልሰለይ፧
@redbag3453
@redbag3453 2 года назад
@@God-db9vp Xerfi Aykonen Aqimi atehasasibaka eie hibeka !! Zitegize meret bi Kahisa nab deqi Abat nay mimlas mesel alo . Meret yuwuris ember ayishetin ayliuwtin eu . Seb wela ab Germany geza kigzie yikl eu ni zelaelem yuwunino malet gna Aykonen ! Beqa kem Zitekaryio gerka trah hisbo
@God-db9vp
@God-db9vp 2 года назад
@@redbag3453 እሞ ገዛካ ካሕሳ ሂቦም ናብ ደቂ ዓዲ ክመልስዎ ትቅበሎ ዲካ? እዚ መሰል ናይ ካሕሳ ዝበልካዮ ከ እንታይ ኢዩ ምንጭካ መርትዖ ኣለካዶ፧
Далее
ПОЮ ЛЕТНИЕ ПЕСНИ🌞
3:16:55
Просмотров 1,7 млн