Тёмный

ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 20 ሰነ 2024 🔵VOATigrigna Daily Show 20 June 2024 

VOA Tigrigna
Подписаться 40 тыс.
Просмотров 2,1 тыс.
50% 1

ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 20 ሰነ 2024
00:00 - መእተዊ
00:24 - ዞባዊን ኣህጉራዊን ዜና
13:00 - ጸብጻብ መዓልቲ ስደተኛታት ዝምልከትን
21:16 - ንተመክሮን ስርሓትን ኤርትራዊ ኣመሪካዊ በዓል ሞያ ቕዲ ክዳን ዓወት ወልደገብርኤል ዝድህስስ መደብ
00:00 - Intro
00:24 - Regional and International News
13:00 - Report on Refugee Day
21:16 - Eritrean American Designer from Newyork
🔵VOATigrigna Daily Show
🔵 VOA broadcasts regional and international news and programs to Eritrea, Ethiopia and the rest of the world.
#eritrea #ethiopia #Refugeeday #juneteenth #election2024
» ሳብስክራይ ድምጺ ኣሜሪካ ቋንቋ ትግርኛ: bit.ly/3u1DtWs
» ንተወሳኺ ቪድዮታት ንናይ ዩቲብ ቻነልና ተኸታተሉ: ru-vid.com/show-VOATi...
ድምጺ ኣሜሪካ ሓደ ካብ ዓበይቲ ዓለለኸ መሓውራት ዜና ኣሜሪካ ኮይኑ ዜናን ሓበሬታን ብ40 ቋንቋታት ን236.8 ሚልዮን ሰሙናዊ ሰማዕቲ ይበጽሕ:: ድምጺ ኣሜሪካ ትሕዝትኡ ብራድዮ: ቲቪን መርበብ ሓበሬታታትን ይዝርግሕ:: ትሕዝቶ ድምጺ ኣሜሪካ ብናይ ቴሌፎን ኣፕን ማሕበራዊ መራኸቢ ብዙሃንን’ውን ክርኸብ ይክኣል:: ብተወሳኺ ብሳተላይት: ብቴሌቭዥን ማእከላይን ሓጺር ማዕበል ሬድዮ ይመሓላለፍ::
ድምጺ ኣሜሪካ ኣብ 1942 ዝምስረት ጀሚሩ ኩሉ መዓዝናዊ ሸፈነ ዘለዎ ሓቀኛ ሓበሬታ የመሓላልፍ:: ኣብ እዋን ካልኣይ ኹናት ዓለም:ዝሑል ኹናት: ኹናት ኣንጻር ግብረሽበራ ከምኡ’ውን ኣብ መላእ ዓለም ንዘሎ ቃልሲ ንናጽነት ድምጺ ኣሜሪካ ኣብነት ናጽነት ፕረስ’ዩ::
» ንተወሳኺ ሓበሬታ መርበብ ሓበሬታና tigrigna.voanews.com
» ማሕበራዊ መራኸቢ ፌስቡክ / voatigrigna
» ኢንስታግራም / voatigrigna
» ትዊተርን / voatigrigna ክትከታተሉና ትኽእሉ::

Развлечения

Опубликовано:

 

9 июл 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 1   
@welaytesfay3327
@welaytesfay3327 19 дней назад
ናይ ትግራይ ናይ መንግስቲ ሰራሕተኛ ካብ ጥቅምቲ 1/2013 ዓ/ም ክሳብ ሕዳር 30/2015ዓ/ም ደመወዝ ብዘይምኽፋል ኣብ ሕማቅ ኩነታት እንርከብ ። VOA ድምፂ ኩኑና
Далее
СКАМ НА TWITCH
14:07
Просмотров 217 тыс.
The Hardest Challenge!
00:37
Просмотров 14 млн
ሞኒካ ካብ ኣስመራ ፈጨጭ እዩ በይ
11:12
Русалка
1:00
Просмотров 3,2 млн