Тёмный

𝐄𝐑𝐈𝐒𝐀𝐓:ጉዳይ 'ዓሰብ ንኢትዮጵያ'፡ ብህዝባዊ ግንባር ዝተበገሰ ሓሳብ ኢዩኩሉ ኤርትራዊ ክሰምዖ ዝግባእ 

ERISAT
Подписаться 145 тыс.
Просмотров 51 тыс.
50% 1

ጉዳይ 'ዓሰብ ንኢትዮጵያ'፡ ብህዝባዊ ግንባር ዝተበገሰ ሓሳብ ኢዩኩሉ ኤርትራዊ ክሰምዖ ዝግባእ Mesfun Hagos, Ahmed Kaissi, Dr Assefaw tekeste
Join this channel to get access to perks:
/ @erisat
𝐒𝐄𝐂𝐎𝐍𝐃 𝐂𝐇𝐀𝐍𝐍𝐄𝐋 : 𝐒𝐔𝐁𝐒𝐂𝐑𝐈𝐁𝐄
/ @erisatentertainmented...
ኤሪሳት ካብ ጥቅምቲ 2018 ጀሚራ፡ ናብ ውሽጢ ኤርትራ፡ ማእከላይ ምብራቕን ምብራቕ ኣፍሪቃን ኣብ መዓልቲ 24 ሰዓታት፡ ሰሙን ምሉእ፡ ብሳተላይት መደባት ቴለቪዥን ትፍኑ። ክሳዕ ሎሚ ብኣርባዕተ ቛንቋታት እትፍኑ ዘላ ኤሪሳት፡ ዓቕሚ እናወሰኸት ብኹሉ ኤርትራዊ ልሳናት መደባታ ክትፍኑ እያ። ኤሪሳት፡ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ሃገራዊ ጉዳያቱ ዘገድሶ ሓቂ ንኽድህስስ፡ ኩነታት ሎሚ ንኽርዳእ፡ ንጽባሕ ሰላም ከምጽእ ዘተ ኽካይደላ ዝቘመት ሃገራዊት መስመር ቴለቪዥን እያ። ኤሪሳት፡ ኣብ ሓንቲ ልኡላዊት ኤርትራ፡ ምእንቲ መላእ ህዝቢ ኤርትራ፡ ንናይ ሓባር መጻኢ፡ ብናይ ሓባር ራኢ፡ ኣብ ፍቓድ ዜጋታት ተሰሪቱ ኣብ ዝትከል ደሞክራሲ ትኣምን።
ራኢኹም ከም ራኢና እንተዀይኑ፡ ንስራሕና ውን ክትድግፍዎ ምስእትደልዩ፡ ኣብዚ ዝስዕብ መተሓሓዚ ጠዊቕኩም ተዓወቱ፥
erisat.org
paypal.me/erisat
ERISAT is a diaspora based independent Eritrean satellite television channel which is run by exiled journalists and activists. ERISAT broadcasts 24 hours of programming every day of the week on issues that raise the most repressed issues in Eritrea in the last 20 years. Our aim is to promote a national discussion based on learning from our recent past, being well-informed abut today and setting the agenda for tomorrow’s peace. We strive for a common national destiny towards a free and democratic Eritrea.
ERISAT Agat addal tan ni Ummatta Baadal geyneh nan currik yan woyti affaf geyaana gidah ERISAT Sittlite gitak baxsale Rasi agatinaaneh afaiteh Ayrol 24 saaqat Programat tatrusam abbinosseh tan, Ta taama bisoh intuh maali cato ERISAT TV abaamih fayxi le toboko kee maqanxiixik ahak gubal siinih yambule gitak nee eleltaanam duude liton.
ኤሪሳት ኣርባ መተሉትሪ 2018ትልድ ተርስረ፡ ኤርትራ ኮሪል፡ ነበካ ብርክስጛዲ ብርክስጛ ኣፍሪቂዂዲትል ግርግል 24 ሰዓት፡ ኡናር ተማም፡ ሳተላይት ሳብድ ስታት ቴለቭዥኑ ጠለቐቲ። ንኪ ኣኽራሲክ ሰጃ ጋብድ ጠለቕረሪ ኤሪሳት፡ንር ግርስሲ ለገድሩ ኤርትራ ጋብ ናትክድ ስታት ጠለቕቶ ግን። ኤርሳት፡ ኤርትሪ-ከው ፡ ና በለዲር ጋራትድ ሓሰርደውሎም እምን በሓስትሮ፡ ኣዋይን ሁመቱ ፈሃምስስትቶ፡ ኣመሪር ደባን እንትሮ ፍዲ-ጉዲር ኮዳ ወሸቕድቶ ተወብስረሪ በለዲር ቴለቭዥን ሳብ ግን። ኤሪሳት ፡ ላሪ መጆባ ኣኽረሪ ኤርትራ፡ ናውክ ኤርትሪ-ከዋ መታን፡ ላትሩዂ ኣመሪዲ፡ ላትሩዂ መኸላዲ፡ ኪን በለዲ-ቁሩዂል ትንክብሶ ተከልሳዂ ዲሞክራሲትል እምነቲ።
እንታ መኸላ ይና መኸሊሰና ኣከን፡ ይና ክድመትስኽር ካቢትኖ ጀረብደነን፡ እና ተለያዂ ክታርሊ ሰጐጥነድ ሰርገላ።
Click here to donate -- erisat.org
paypal.me/erisat
لتأكيد حق شعبنا في الداخل في الحصول على المعلومات التي يريدها، تعمل قناة (إري سات) على بث برامجها داخل البلاد وخارجها على مدار الساعة.
استمراريتها بحاجة إلى تضافر جهود الجميع؛ سيما توفير الدعم المادي. على الراغبين في دعم قناة (إري سات) الفضائية المستقلة ماديا، يمكنكم استخدام الخيارات التالية:
erisat.org : الخيار الأول:
paypal.me/erisat : الخيار الثاني
#ERITREA #Eritreanpolitics #Eastafrica #ERISAT#Unity#News#news#Eritreannews#ERITREANNEWS#afar#afer#qafar#eritreanmovie#tigrignyamovie#tigrignyafilm#eritreanfilm#eritreanmusic#tigrignyamusic#eritreansong
#eritreanmusic​ #tigrignamusic​
#eritreanmusic​ #tigrignamusic​
#NewEritreanMusic2020#NewEritreanMusic20201​ #Eritreanmusic​ #Eritreansong​ #Eritreannewsong​ #NewEritreansong​ #MusicofEritrean​ #MusicofTgirigna​#EritreanBest ​ #NewEritreanSongs​ #NewEritreanMusic​ #BestEritrean​ #Eritreannewmusic​ #Tigirignamusic​ #Eritreanbestmusic​ #Eritriantigirgna​ #tigirigna#besttigrignamusic​ ​ #EritreanMusic2020​ #Tigrignamusic2020​ ​ #Eritreanderf​ #EritreanDrama​ #EritreanMovie​ #Eritreanfilm​ #Eritreannewmovies​ #EritreanDramas​ #Eritrean2020bestdrama​ #Eritreanbestfilms​ #Eritreanbestfilm​ #Eritreandrama2020#Eritreandrama2021​ #BestEritreandrama​ #EritreanBestdrama2020#EritreanBestdrama2021​ #ERISAT#eritreanprisoners#eritreanesurat#إري سات#Eritrean_music #tigrgna_music #hyesa_music

Опубликовано:

 

2 ноя 2023

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 204   
@adamhanibal3935
@adamhanibal3935 8 месяцев назад
ሃጠውቀጠው ርኹስ ኣምሓርኛ ክትዛረቡ ዘይሓፈርኩም ቒቒቒ
@user-hx1zv8ih5m
@user-hx1zv8ih5m 7 месяцев назад
ሓሰውቲ ዘወር በሉ ዝሰምዓኩም የለን ዓወት ንሓፋሽ ። ❤️🇪🇷
@abebaessak845
@abebaessak845 8 месяцев назад
❤❤❤❤❤❤❤
@abebaessak845
@abebaessak845 8 месяцев назад
❤❤❤❤❤❤❤❤
@AaAa-km9pk
@AaAa-km9pk 8 месяцев назад
አጆካ ደላይ ፍትሒ ኤረትራዊ እዝ ስርዓት አብቅዑዩ ቆንቅኑ ቦክብኩ አብ ገምገምገም ዩ ዘሎ ደፈአ ጠረየ ተድሊዮ
@AaAa-km9pk
@AaAa-km9pk 8 месяцев назад
ዝከበርካ ደላይ ፈትሒ ኤረትራዊ እዚ ስርዓት ጻሓይ እንክትበርቅ ይዓረብዩ ዘሎ ሰለዚ አጆካ እመነኒ ይዓረብዩ ዘሎ ቁሩብ ጽንዓት የድሊየና
@Aman02025
@Aman02025 8 месяцев назад
"ዓሰብ እንተደለየ! ባጽዕ እንተደለየ ! ወኪል ንስኻ ኢኻ!ንስኻ ኢኻ እትመርሓና!ንቃልዓለም አይኮነን! ንቃልዓለም ንዑኡ ክሕጎሶ ኢለ አይኮንኩን።" እዚ ቃል ንጉሰ ነገስት ኢትዮጵያ ፕረሲደንት ኤርትራ ኢሰያስ አፈወርቂ አብርሃ እዩ።
@user-nq8ev7bz6k
@user-nq8ev7bz6k 8 месяцев назад
Eway ! Nay bHaqi ? " AHas wesidomen Shaebia , Tserfi gn zgedefkalom yeblkan ." 😂
@jossytm6814
@jossytm6814 8 месяцев назад
☝🏽
@tirhasghbray1049
@tirhasghbray1049 8 месяцев назад
አንታ ዶክተር ሓወይ እዞም ዕንክሊል ዝኮኑ መራሕቲ ካብ መስፍን ጀሚርካ ይብል ኔሩ ይብሉ ነይሮም ክብሉ ንዚ ህዝቢ አብ ሞትን መከራን ገሀነም እሳት አውዲቆሞ ሕጂ ቤተክርስትያን ኬዶም ንስሓ ይእተዉ :: ሐደ ሰብ ንኩሎም ከምዚ ክፃወተሎም አይክእልን እዩ ድልዬቶም ኔሩ ክኸውን አለዎ ምስኪናይ ህዝቢ ኤርትራ ግን ከም ምርኢት ይፃወትሉ ኔሮም ብሀፈሽኡ ክትሰምዖም የሕምሙኻ::
@jossytm6814
@jossytm6814 8 месяцев назад
👍🏼👍🏼
@toyotaw2500
@toyotaw2500 8 месяцев назад
አነ ገሪማትኒ ደላ ዛ ኩላ ካርነሽም ኮኔራላት & ጀነራል ካርነሽም ብኸመይ እዩ ማኣንጣኦም ተዘሪጎ
@user-lr1mo6vr8p
@user-lr1mo6vr8p 8 месяцев назад
ናይኩሉና ሕቶ ኮይኑ ዘሎ እዩ???ይገርም
@Azeb1782
@Azeb1782 8 месяцев назад
💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙
@LamdaAlpha65
@LamdaAlpha65 8 месяцев назад
ብዛዕባ እዞም ላሕ ኢሎም ላሕ ዘበሉና ተጋደልቲ ምዝራብ ብሓቂ ኣድላዩን ኣገዳስን ኣይኮነን። ነዚ ብርጌድ ንሓመዱ መጥፍእ ግዜዩ። ዋላ ኢሳያስ ሰሊጥዎ መስፍን ደቂሱ እንከሎ ንሃገርና ሸይጥዋ ኔሩ እንተዝኸውን፡ ምመለስናያ ኔርና። ናትና ስለዝኾነት። ብዓቢኡ ሃገርና ምሉእ ብሙሉእ እናፍረሳን፡ ህዝባ እናተዦቖቐን፡ ክሸጣ ይሓስብዩ፡ ክሸጣኡ ኢልካ ምዝራብ ካላም ፋራቕዩ። ይሸጣወ! እቲ ሕቶ ከም ወለዶ ነፍቅድዶ? ብርጌድ ንሓመዱ ኣየፍቅድንዩ።
@Habesha28
@Habesha28 8 месяцев назад
Thanks!
@sleepless001
@sleepless001 8 месяцев назад
ብቐዳምነት ፡ግህሰት ሰባዊ መሰላት ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ፡ጭዉያ፡ንግዲ ሰብ፡ንግዲ ናዉቲ ኣካልት፡ምብራዝ ኣእምሮ ህጻናት፡ትሕትዕድመ ቆልዑ ዕስክርና፡ሃገራዊ ባርነት፡ምዝመዛ ጉልበት፡ዓመጽ ደቀንስትዪ፡ጉሕለት ዉልቃዉያን ትካላት፡ጉሕለት መንበሪ ኣባይትንብ መሬት ሓረስታይን ህዝብን፡ጉሕለት ጸጋ ሃገር ሕዝበን፡ተበረዘ ዝተገደበ ካሪክለም ኣብያተ ትምህርቲ መትኒ ዕቤት ብልጽግና ኣእምሮ ህዝቢ ምዕናው፡ርሸና፡ ብዘይ ፍርዲ ማእሰርቲ፡ ምስዋር፡ኢሰብኣዊ ኣታሓህዛ እሱራት፡ኣብ ፍልሰትን ጽንተትን ህዝቢ ኤርትራ፡ታሓባበርቲ ገበናት ኩናትን፡ 360° ዝተገብረ ዘይምኽኑይ ኲናት ዝጠፍኡ ኤርትራዉያን መናእሰይ፡ ብዘይ ፍርዲ ተሰወሩ ጋዜጠኛታትን ሚኒስተራትን፡ ኣብ ነፍስወከፍ ደቒቕ ኣብ ዓንድን ከተማን ብሚኒታሪ ፖሊስ ትእዛዝ ፋሻስታዉያን መሰለን ድምጽን ህዝቢ ቢኢሰብኣዊ ኣታሓሕዛ ምዕፋፍን ምርዓድ፡ ብጽዑቅ ምንቅስቃስ ወታሃደራዉያን ማካይን ሰራዊትን ስግኣት ንምፍጣር ክቱር ፍርሒ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ንምሕዳርን ሞራሉ ንምልማስ ዝግብር ዘሎ ናይ ዓሰርተታት ዓመት ቅሉዕ ዓመጽ ብጭብጥን መርትዖን ገበነኛታት ኣብ ሕጊ ክቐርቡ ብሽርክነትን ልፍንትን ምስ ዝምልከቶም ዓለም ለኻዉያን ማሕበራትን ትካላኣትን ኣበርቲዕና ንሰርሕ። # ክንዲ ዝወሰደ ግዜ ይዉሰድ ካብ ታሓታትነት ገበናት ኩናትን ሰብኣዊ ጥሕሰ ካብ ዓለምለኻዊ ቤት ፍርዲ ፍጹም ዘምልጥ የለን !! # "ሕግን ሕጋዉነትን ምርኩስ ቃልስና እዪ"!! ብርጌድ ንሓመዱ ! ቃልስና ካብቲ ዝሕለፍናዪ ሕስምናን ሕሰም ኩነታት ስድራ ቤትናን ክንደየናይ ከይመርር!! ቃልስና ንጸላእትና መስተንክር እዪ!!! ዓወትና ድማ ናይ ግድን እዪ። ሰማያዊ ማዕበል!! ብርጌድ ንሓመዱ!! ሬጂም ቼንጅ።
@ghenetgerezgiher3351
@ghenetgerezgiher3351 8 месяцев назад
Thank you
@dendeneritrea9494
@dendeneritrea9494 8 месяцев назад
Thank u
@nakfakarura5670
@nakfakarura5670 8 месяцев назад
Erisat thanks for highlighting the open secret. For those of us who can't handle the truth, let's swallow our pride and pretense and move forward to get rid the real enemy who entertained the hidden agenda all those years ago.
@muluebirhangebremeskel236
@muluebirhangebremeskel236 8 месяцев назад
Thank you bro
@Hanny-Love
@Hanny-Love 8 месяцев назад
very interesting
@Robelsoimon
@Robelsoimon 8 месяцев назад
ጽቡቅ ኣቀራርባ
@fshayekifle3132
@fshayekifle3132 8 месяцев назад
Issyas afwarki kadi eyu ksab hiji esu eyu shiger hizbi Eritrea
@warezLamba
@warezLamba 8 месяцев назад
መስፉን ሐጎስ ጡስጡስ ንምንታይ ሐቂ ተነርዎ ስለምታይ ሐቢእዎ ስጋብ አብ ኤዉሮጳ መጺኡ ዝብስብስ!!
@heidshop4103
@heidshop4103 8 месяцев назад
🙏🙏🙏🙏🙏
@yosiefghirmay7735
@yosiefghirmay7735 8 месяцев назад
Good job
@semerearaya7302
@semerearaya7302 8 месяцев назад
ሰላም ዶ ዮነታን ኣገዳሲ ኣጆካ በርትዕ
@Abi-hero
@Abi-hero 8 месяцев назад
👍👍👍💙🌿💙🌿💙🌿💙
@mbbm2385
@mbbm2385 8 месяцев назад
ብራቮ ጽቡቕ ኣቀራርባ💙
@BeyinMehari-ck2zy
@BeyinMehari-ck2zy 8 месяцев назад
💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙
@adamhanibal3935
@adamhanibal3935 8 месяцев назад
ትግርኛ ጽገብዋ ከሙኡ ኢኹም ንህዝብታት ኢስጦጵያ ርኹስ ኣምሓርኛ ምሂርኩም መንነቶም ኽሒዶም ክሳቀዩ ጌርኩሞም
@yemanegebrehiwotwoldemaria5938
@yemanegebrehiwotwoldemaria5938 8 месяцев назад
How can a PLC company based on profit/loss, like airlines, be worth exchanging with sea coasts and ports like Asseb, these are permanent assets, and must be approved by the people of the county? After all, Eritrea can establish her own airlines company. This business venture should be left to professionals.
@kaibronabraham3470
@kaibronabraham3470 8 месяцев назад
ባህሪ ሂቦምስ መረት ክረክቡ ? ዝገርም መራህቲ ህግ የህውዋትና ኣሰዊኦም ኣብ ስልጣን ክነብሩ የዋኢካ ህዝብና ፥
@mannieberhanu3469
@mannieberhanu3469 8 месяцев назад
those who were in meda never assumed the Eritrean public needs to be consulted for such big decisions that could impact generations to come...they were too naive and really green politically speaking...basically they weren't mature and wise enough for they were too young and lacked experience in world politics...
@user-nq8ev7bz6k
@user-nq8ev7bz6k 8 месяцев назад
Keep talking nonsense . It is entertainment time ! After all this Mambo Jambo you wouldn't be able to repeat these words.
@samsonukubamicael8977
@samsonukubamicael8977 8 месяцев назад
Mind it. This is before all the devastating , hard and unbearable fate throw upon Us. But now the old bargaining means is no more relevant, it is prised .I do admire them they have turned all the stones to avoid the mesery that the entire country had been through. Viva Eritrea.
@tsegaygebru9534
@tsegaygebru9534 8 месяцев назад
That is why you didn't disclose to the eritrean population and kept it confidential until 2018 isayas said boldly. Too sad.
@etiioerit2563
@etiioerit2563 8 месяцев назад
Mesfin BegiE Eiyu kemzi SemiAu suk Eilu teneru
@abynabimerhawi4765
@abynabimerhawi4765 8 месяцев назад
ጽቡቕ ንጥቢ እዩ. ስለምንታይ እዩ ግና እዞም ተጋደልቲ ህዝባዊ ግንባር ኩሉ ግዜ ምስኮነ ኣንፈት ምስ ረኸቡ ጥራሕ ዝዛረቡ. እዚ ከኣ አቲ ካልእ ነጥቢ እዩ ክኸውን ዘለዎ. ከም ትጠራጠር ዝገብረካ. ንሶም ውን ክትሰርዩ ኣለዎም
@letinak4559
@letinak4559 8 месяцев назад
ጉድ ህዝባዊ ግንባር
@berhanetesfamariam2554
@berhanetesfamariam2554 8 месяцев назад
ካበይ ኣምጺኹሞ እዚ ሓበሬታ ብዛዕባ ዓሰብ ብዝኾነ ምድንጋር ንምፍጣር እንተኾይኑ ኣብ(wilson center) ናይ 1978 ዝወጸ ሰነድ እዚ ዝበሃል ዘሎ የለን ።
@teamemedhanie3669
@teamemedhanie3669 8 месяцев назад
Welewlew nay mesfun Hagos tegerime trah eu
@user-xc4gv8iu1v
@user-xc4gv8iu1v 8 месяцев назад
ኣነ ዝገርመንስ፣ እዞም በዓል ቀይሲ በሎም፣ በዓል መስፍን ሓጎስ፣ ኣበይ ነይሮም እዮም ጸጸኒሖም ከምዚ ዶ ከምቲ ነይሩ ሓሳባት ናይ ህዝባዊ ግንባር ዶ ገለ ዶ ዝብሉና ፣ ሓባራዊ መንግስቲ ክምስርት ሓሲቡ ከም ዝነበረ ኢሰያስ ሞ በዘይካ መስፍን ካልኦት ብሒም ከም ዘይበሉ ገሊጹልና፣ ሕጂ ድማ ቀይሲ ከምዚ ኢሉ ነይሩ ህዝባዊ ግንባር ይብሉና ኣለዉ ፣ ተወሳኺ መብርሂ እንተተሓተቱ ከኣ ኩሉ ግዜ ግዚኡ ኣይኮነን ዶ ተኣፋፊ ትብሉና ፣ ካብ ዓዲ ምልእቲ ዋጋ ዕዳጋ እናኣተወት ዝዓብይን ተኣፋፍን ዝሎ ኣይመስለንን። ዝወረደ ክወርድን ፣ ሙሉእ ኣፍልጦ ክህልወናን ዘይትድሕድሕዎ-ኣብ ኣፍ ጉድጓድ ቀሪብኩም ኣብ ስደት በሊኹም ክሳብ ሕጂ ንኢሰያስ ዲኹም ትፈርሕዎ ወላ እንታይ ኣይርደኣንን ኩሉ ግዜ ግዚኡ ኣይኣኸለን ተኣፋፊ እናበልኩም ትሓልፍዎ። ዝተዘርገ እንተ ተዘርገ ከምዚ ነይሩ ከምቲ ኢሉ ከምዚ ደጊሙ እንተ በልኩምና እንታይ እዩ ፋይድኡ ሕጂ፣ ብሓደ ጽሉልልን ባጋሚንዶታትን ጉዳይ ሃገር ዝውሰን ስለ ምንታይ እዩ ? እንታይ ትገብሩ ነይርኩም ? እዚ ዎዕላ ዶ ፣ ኣኼባ መሪሕነት ዶ ጅንዕፍሪት ትብልዎስ ስቅ ኢልካ መሕለፊ ግዜ እዩ ነይሩ ከም ዝመስለኒ ፣ ሓሳባትኩም ክትህቡን ክትካትዑን ዘይትኽእሉ እንተነይሩኩም። ኣብቲ ግዚኦም ውን በዓል ስብሓት፣ ዓሊ ሰይድ፣ ድሩዕ፣ ጴጥሮስ ኮታስ ኩሎም እቶም ሓለፍቲ ኣብቲ ግዜ ዝነበሩ ን ኢሰያስ ዘይመሕተቲኦም ከም መስፍን --እቲ ን በረኻ ዝወጽእሉ ዕላማ እውን ብዘይ ኣፍልጦ እዮም ብዘይ ዕላማ መውጺኢኦም ውን ኣይፈልጡን ነርዮም ማለት እዩ። -ባሕሪ ክሻየጡን ክላወጡን ዝደራደሩን --ሰነፋት --ብጥይት ጸላኢ ክሞቱ ዘየፍርሖም ብዘረባ ኢሰያስ ረዓድቲ ተለኣኣኽቲ ኩርኩር ዮም ነይሮም ኩሎም፣ ኣብ ገለ ባ ሸኺሎምና ከይዶም። እዚ ማይ እዚ ብሰንኪ ዚ ሓሳድ ኢሰያስ ፣ ኣይ ተዛናጊዕናሉ፣ ኣይ በሊዕናሉ- -- መዋእልና ደምና ጥራይ ክንምልኣሉ፣ -- ዓሳታት ተተርኢስና እና ሓደርና ዶ ህዝብና ምጠመየ-- ሓንቲ ዓካስ ሆቴል ኣብ ገርግሱም ሒዝና ዶ ምተዓነድና 30 ዓመት --እዚ ጽሉል ሓሳድ ዝሓሰቦን ዝደለዮ ዘይረኾቦ ሃልዩ እምበር። ቤት መኽዘን ን ቤት መዘክርን እምሲልዋ ባጽዕ ወላ ዓሰብ- እንታይ ዝተወሰኸ ኣሎ ኣብዚ 30 ዓመት --ስሚንቶ ንምንታይ ዘይነፍርይ ሑጻ ኣብ ቅድሜናን --እዚ ኽ ምዕራባውያን ወያነ ዲና ክንብሎ? ቢትወደድ ወደባት ወዲ መሬት ን መሬተይ ባሕረይ ክብል ከሎ ኣብ ጸልማት ክድቕደቕ ትም ኢሎም ክዕዘብዎ ከለዉ ናብ ኣቶም ውን ትመጽእ ትመስሎም ኣይነበረን። ከብድኻ ዝቀርጽ ዩ ናትና ነገር። ግደፉና ቀኒዕኩም ክትዛረቡ እንተ ዘይኪእልኩም ወላ ኣይትምጽኡና ማዓንጣ ዘሕርር ሒዝኩም ኣይትምጽኡና --ክመዚ እካ ኢሉ ነይሩ -- ከምቲ ባ ደጊሙ ግና ግዚኡ ኣይኮነንን ክትብሉና ኣይትምጽኡ። ኣኸለ 4ተ ነጥቢ!!!!
@zera1464
@zera1464 8 месяцев назад
Dr ziblo zelo isias nexigieo hasot ASeb kinimakelina zibeli miskir aykowunin zeyimen zwrebayu dr mifitashu adlayiyu azeraribu des aybilin kulu gize medenagwri hasabat yekirib so atantion
@filimongebre8553
@filimongebre8553 8 месяцев назад
ናይዚ ህዝቢ እዚ ጸገም ካብ ደቀይ ኢሉ ዝኣሞኖም ኢዩ ገና ካኣ ክመውት ኢዩ ክነብር እዚ ካኣ ዝሕዝን ኢዩ ።
@ghebrehiwethabtab6754
@ghebrehiwethabtab6754 8 месяцев назад
ሐደ ውለቀሰብ ብጽቡቅ ክስመ ጸኒሑ አብዝሐጸረ ግዜ ሕልንኡ በቲኹ ምስወገኑ ገዲፉ ምስጸላእቱ አንጻር ዕላምኡ እሞ ነቲ ብጽቡቅ መስመያ ዘስመዮ ብግልባጡ አብ ናይ ተንበርካኽነት ዕላማ ካብዝቅየር እታ ስሙ ከምመብራህቲ እዳደመቀት ከላ እንተዝስዋእ ወይውን እንተዝመውት ንዕኡን ንስድርኡን ብኽብሪ ምስተዘከረ ጸላኢና ንርፍራፍ ትኳቦ ኢሉ ዕላምኡ ንጸላኢ የሕሊፉ ይሃብ ሕንከት ሕፍረት እዩ ወድሰብ አብዓለም አይነብርንእዩ ጽቡቅ ሰምግን ኩርዓትዩ ንዝጠቅሙን ዘይጠቅሙን ምስጢርካ ንጓና የሕሊፍካ ምሃብ ግን አብቲ ሰውራውን ትሑት አበርክቶ ኔርካ ንሰባት ሰከም ኮንካ ትጓዓዝ ኔርካ ዘስምዕ ፍኹሰትዩ፣፣
@sabamehanzel5369
@sabamehanzel5369 8 месяцев назад
Sek. Mobal. Beyenay. Kebdom. Meatiom
@shabatshalom693
@shabatshalom693 8 месяцев назад
Polotica nay Eritrea eko methazi tesaeniwo ewaeee😢
@tsegaygebru9534
@tsegaygebru9534 8 месяцев назад
Gdefuna nisayas melay zeytgebru.
@estifanosghebrezghi3526
@estifanosghebrezghi3526 8 месяцев назад
ሕቶ ተጋደልቲ ኣይተበል ንይ ኤሰያስ ኣፎርክዩ በለና ኤሰያስ ዝዝሮዮከወን ብተጋደልጦ አግሕርቃዶ ይውሓብዩ ክልረውድባት ኣውሱኑንዮም ብርፈንዶም ምልስሕቦምዮም ንሕና ኤርትራ. ብዛኣባመትዮት. ከብመርዮቶም ዘፍረዩዎ ቡንን ስታፍን. ምስሐወንክዩሮም. ካቤኡ ሓልዱቆ. ብልኣት ደክተንድቶ ሕንቦ ኣኡንን ግህርምዩ ብጀው ንስትከመልን ፍክር ይፈልስታ አየን ሕንብኦን ኣኩረድትንዩ. ስሕኮርናታትዮን.. 💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵💜💜💜💜💜💜💜💜🩵🩵🩵🩵💜💜💜💜💜💜💜🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵💜💜💜💜💜💜💜🩵🩵🩵🩵🩵🩵💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵💜💜💜💜💜💜💜🩵🩵🩵🩵🩵🩵💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜. Enitayi, ንፋሪት ኣንግሐዜን ብዓልና አትሕኦፕኣውያን ክድናመኪና ኣዘዎሩን መካኒክ ኣሰርጎን ሉምካይኮነ ዘበን ግህትንብስቲ. ኤሰያስ ኣፎርቂ ጅግሕና ውትሕኦፕኣዊ አኡኦ የናሶዊ በደማስቆ አዩ ንብለኩም ኣሎና ዝተብሓለይቦሓለ ዝተፈርሙ ይፈርም ኩቡሎኣኮነን ንረብሓ ሕዝብ ኤርትተኣያ ኣይፍትምኔዩ. ጀንራል መስፉን ሓጎስ የከንኡኦለኡእ tibilekala💙ድሕሪ 30 ዓመት ነግሕርካና ኣብዮልይ ትብልካላ ኣዳካ ኤርትራዊት. ኣሳካኣትከብስተካንያ ዋላተግሓግው seziwedeya💙ትብለካ ሕርድላቆላ. ስኣን ጥዑትኩቱክ መርዓት ከይዳ 💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵💜💜💜💜💜💜💜💜🩵🩵🩵🩵💜🩵🩵💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜.
@ferzunmebrahtu870
@ferzunmebrahtu870 8 месяцев назад
መዳናገርቲ ብሰላም ዕረፋ።
@user-ci5ro4fg4w
@user-ci5ro4fg4w 8 месяцев назад
ሄኖክ በጃካ ንመስፍን ሓጎስ ቃለመሕትት ግበረሉ ብንጹር ክንፈልጦ እዚ ነገር
@gm5215
@gm5215 8 месяцев назад
አነ ትግርመኒ ሐንቲ ነገርያ እስያስ ንምንታዩ ዋላ ቐደም አብ ሰውራ ገባርን ሐዳግን ከምኡ ድዩ ቲጋባብ ወይ ቲ አሳራርሐ እስኪ ወስ በሉኒ
@hamiye2293
@hamiye2293 8 месяцев назад
Was für geheim gewiesen 😮
@yohannesdesta6954
@yohannesdesta6954 8 месяцев назад
ሰላም ፣ YT journal media podcast, 💙💙💙💙🤝🏽🎤🗞️
@mamualem
@mamualem 8 месяцев назад
ጹቡቕ መደብ ቀጽሎ
@AaAa-km9pk
@AaAa-km9pk 8 месяцев назад
እዞም ምስዚዓረብዘሎ ስርዓትወጊኖም ስቃይ ህዝብ ዘናዉሑ ዘለዉ ረግጸኛየ ምስኡ ክትዓርቡ እኩም
@sabamehanzel5369
@sabamehanzel5369 8 месяцев назад
Meminat. Delika hasewot. Ikum. Eta. Mesfun. Terah. Iyu. Haky
@tsegaygebru9534
@tsegaygebru9534 8 месяцев назад
Nezi betedagagami semienay ina nay heji nmelay serhu Tariq medgam yezenhalna.
@amanmehari2824
@amanmehari2824 8 месяцев назад
መምህረይ በዓል መስፍን ዓንደብርሃን ኮነ ኩሎም እቶም ኣብ ስልጣን ዘለዉ ዝነበሩን ብደም ዝጨቀዉ እዮም 😏
@tediambes3908
@tediambes3908 8 месяцев назад
Zegerim u, niket issias ab lili Eritrea ko meantaka zehirir eyu...zegerim.....
@berhanbeyan1274
@berhanbeyan1274 8 месяцев назад
Ahmed Kesi has a habit of mixing truth and false.
@adamhanibal3935
@adamhanibal3935 8 месяцев назад
ሃብታማት ኣኣበባ ተጋሩ ንርኹስ ኣምሓርኛ ተጋሩ ትግራይ መድያታት ክዛረቡ ብላዕ ጥረስጋ ይኸፍሉ
@berhetensea451
@berhetensea451 8 месяцев назад
HEZBAWI GHENBAR LUMUSAT HALEFTI TIRAY EYOM NEIROMA BEHANGHOULN DELYETN ISEYAS ZEKHEYD ZENEBEREN ZELON.. DUHULAT MILION GHIZIE.
@jojopapa7521
@jojopapa7521 8 месяцев назад
Teqamerti kiblukum HGDF haqomyom leka. Zinefese kalamaderia nerkum hiji ziteqedede kenkum!!! Kab HGDF nilaeli feshilkum ember!!!
@nocomment4566
@nocomment4566 8 месяцев назад
I don't understand the problem of ethiopia taking assab it's not like we're using it
@nebutewelde681
@nebutewelde681 8 месяцев назад
Sway halewlew abey nerkum aikum nebereya nebere thwttu azi kone ailka mswar aikum
@luchiasemere1587
@luchiasemere1587 8 месяцев назад
Eway zeyedeks
@yoniiertraalemey9320
@yoniiertraalemey9320 8 месяцев назад
Emo Abiy Ahmed tikikil alo zibil chibti dikum tergudu zelekum???
@user-zb6xt2xx1g
@user-zb6xt2xx1g 8 месяцев назад
what is your idea in this time. If it's true,we ertirean are win .we have independent ertirean with all savergenity it is totally shame now with abby talk this idea, now go fight for ertirean savergenity and democracy. Period all are pass just we need new ertirea with all savergenity and with 9etinic people one big thing you must understand this all defeat by young ertirean blood. now ertitrea need ....not neberaianebere bro weak up kokahs ia drho ybluwa kbelewa mszdelywq yibahal aby neyrkum shue gdefu natkum gebru
@user-zc3of8fl4j
@user-zc3of8fl4j 8 месяцев назад
ዝኸበርካ ደላይ ፍትሒ ህዝቢ ኤርትራ፡ ክሳብ ማ ኣስ ኢኻ ከም ባዓል ቀይሲ፡ መፍን ሓጎስ፡ዶር ዓንደብርሃን፡ ዶር ኣሰፋው መወከሲ ጌርካ ሓቀይና ታሪኽ ኤርትራ ክትረክብ ሃቀው ትብል ዘሎኻ፧ ኣባል ህዝባዊ ግንባር፡ ብሕልፊ እቶም ኣብ መሪሕነት ዝነበሩን ሓለፋ ዝተገብረሎምን። ኣብ እዋኑ ንኩሉ ብምስጢር ይሕዝዎ፡ ምስ ሓለፈ ዝዓኑ ምስ ዓነወ፡ ደለይቲ ፍትሒ ክመስሉ፡ ድሕሪ ማይ ናብ ባዓቲ ዝዓይነቱ ዛንታ ከዘንትዉ ኢዩ ዝብርሆም። ስለዚ ነዞም ሰባት እዚ ኣቶም ረሲዕና፡ ከም ናይ ታርኽ ሓተላ ቆጽርና፡ ምስ ናኣሽቱ ወለዶ ብርጌድ ንሓመዱ እናተደጋገፍና፡ ነታ ዘረከቡና ዝተረመሰት ሃገር ከነልዕል ንቃለስ ሓደራ።
@SMZ522
@SMZ522 8 месяцев назад
Abzi ewanzi nezi medebzi mmxaekum, ne teleb Ethioppia degef mhab eyu.
@riseNOWshine
@riseNOWshine 8 месяцев назад
Asseb nEthiopia bEsseyas ztebegese hasab eyu
@sennaighezae1906
@sennaighezae1906 8 месяцев назад
I don't if you tell a fictional movie or fake news ,either way you ain't eritrean in the heart
@nazaretabraham9385
@nazaretabraham9385 8 месяцев назад
መስፍን ሓጎስ ባዕሉ ምስ ወያነ ማይን ጸባን ኮይኑ ንኤርትራን ህዝባን ክወቅዕ ድሕር ዘይበለስ ሕጂ ነዚ ሓሶት ዚ ሰብ ክኣምኖ ኢልካ ምቕራብካ ዝገርምዩ
@futurandom1604
@futurandom1604 8 месяцев назад
ኤርትራዊያን ክነቅሑ ክነቅሕ ኣለና። ኢሰያስ ብክሕደት ሃገር ካብ ስልጣን ሎሚ ውን ክእለ ኣለዎ ኢትዮጵያ ዳግባይ ወደብ ዓሰብ ክትሓት ዝገበረ ኢሰያስ እዩ
@user-ri6cp6ik7j
@user-ri6cp6ik7j 8 месяцев назад
💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙
@Higuain1995
@Higuain1995 8 месяцев назад
ኣየ መስፍን ክደግሞ ኸማን መሕፈረካ እዚ ዝኣክል ምስጢር ን 30 ዓመት ንህዝቢ ኤረትራ ሓቢካሉ. ከምዚ እንዳፈለጥኩም ነዚ ሕልሚ ኢትዮጵያ ዘሎዎ ጠላም ኢሳያስ ንኤረትራ ዕድል ሂብኩሞ. ቀንዲ ተሓተቲ ኢኹም ንስኹም
@mannieberhanu3469
@mannieberhanu3469 8 месяцев назад
yes yes and yes..yeah quite please it's very secret shhjhh..bunch of stone heads led the war for independence but we got the price..independence without full freedom..
@tsegaygebru9534
@tsegaygebru9534 8 месяцев назад
ምዓር ወደይ ነዚኣ ጽን ኢልካ ስምዓያ ሓደራ፥ ማዕረ ክንደይ ኩሎም ኣሚኖሙሉ ከም ዝነበሩን ህዝቦም ከም ዝረስዑን ክትርዳእ። ተባረኽ።
@ferzunmebrahtu870
@ferzunmebrahtu870 8 месяцев назад
ሓሳዊስ እንታይ ተረኪባ ኣላ ኢሉ የቋት ዓለም ዝረሳዓትኩም ብፍላይ መስፍን ሓጎስ ዓገብ.።
@meharifrewoyni9402
@meharifrewoyni9402 8 месяцев назад
ኩሎም ጎሓፋት ቆሙ እንተልዎም ሹዑ ጋህ ዘየብልዎ ድርብስያት የዋትናባ ተጻዊቶሙሎም 😢
@selamnegusse3443
@selamnegusse3443 8 месяцев назад
ሕጂ ደኣ ጋሕ ዘይተብሎ ንሰኻ?
@TESFAYBIRHANE-nc9mw
@TESFAYBIRHANE-nc9mw 8 месяцев назад
Aneko elka ei hswti eyom bal keysi meysi xeyki meyki eyom abey nrom hsewti fraht kab sltanom kay werdu zferhu zneberu eyom
@berhanedebesai62
@berhanedebesai62 8 месяцев назад
Mela? Entay Aynet Mela? Bi Gonexn zeygonexin do kon ykewen? Wey Entay?
@siednesredin7001
@siednesredin7001 8 месяцев назад
አዋይ ጹንጹዋይ
@sporesu5853
@sporesu5853 8 месяцев назад
Betrae eleyo elni haqna tekonu haqi zeyxhf farahi bmeseretu etom btonkol ztemeleu zom terifom nsom ka haqi kewxeu aydelun
@TESFAYBIRHANE-nc9mw
@TESFAYBIRHANE-nc9mw 8 месяцев назад
Nsom eyom hger zetfae heswti hji naxakkonu aynefkdn ena klom tehteti eyom hji kemh adey hnkuluni ay konen tehteti eyom naxa aykonun ahwatna beliom eyom mxiom
@ramadansilemanmohammed8267
@ramadansilemanmohammed8267 8 месяцев назад
الحقيقة هناك قمود في الموضوع وأخطاء رقبة السياسي للحكم المنطقه باكملها لا عليها اي غبار ولكن هناك من لم يسمح له لا مسفن حقوس ولا القيادة الشعبية كلهم كانو راهاين اسياس أفورقي ولكن هناك قواة كانت مانيع لي اسياس أفورقي لي كل مخطط اسياس أفورقي هي واياني تقراي هم من أوقفوا مخطط السياسي مخطط اسياس أفورقي تبنه واياني بدون أفورقي كلهم كانو ديد تحرير ارتريا
@tecleghebreslasie7782
@tecleghebreslasie7782 8 месяцев назад
Hzbi Eritreas kem wanan zeygasan enssan eyu Tzenhun Zllon Astwal hzbey
@Hager330
@Hager330 7 месяцев назад
Zehzin eu eskum zhabkumo shefene ka azu zgedede zehzin
@Halamadrid676
@Halamadrid676 8 месяцев назад
Waha zeble xnxway
@berhanedebesai62
@berhanedebesai62 8 месяцев назад
Ethi Zigerim Kisab Hiji Nimintay Habiewo ??????
@ferzunmebrahtu870
@ferzunmebrahtu870 8 месяцев назад
መን ኤትራዉ ኮይኑ ንዓኹም ክሰምዕ።
@mulukidane3798
@mulukidane3798 8 месяцев назад
I don't ageer so if he done all this why they fight 30 years no one talk about is antil now there where you guys just liy
@berhanedebesai62
@berhanedebesai62 8 месяцев назад
Gel Kifal Merhihinet Hizbawi Gimbar Ente belka yhaysh. Buzuhat kifal nay Merihnet kea kem zeyfeltu...
@berhanedebesai62
@berhanedebesai62 8 месяцев назад
Ethi Tera Tegadalay Ni Tebha Ethiopia elu Aytesewen? Ethi Liuk zikone Issaias mis kemu ziameselu wodubat ab Gedli Hizbi Eritrea Texefyom zuneberu Nay seltan Habtin hirfan zinebrom Telamat Teray EYO kikewen zikiel. Ember Tegadalay bi hiwetu Telai kixawet weridu kem mibal YKELIL
@astim8789
@astim8789 8 месяцев назад
Woooow. Thank u. Hito hizbawi gimbar kem zinebere felitna higi
@rahelmerkeb4564
@rahelmerkeb4564 8 месяцев назад
ኣይሕፍሩን ከኣ ከምኡ ኢሎም ክዛረቡ እንታይ ይገብሩ ነይሩም ነዚ ሕዝቢ እንታይ ሓገዝ እዩ እዚ እዚ ምስጥር እሞ መስፍን እንታይ ይሰረህ መስፍን ሕጂ ሰለ ዘይለዉ ናብእም የውንጅል ኣሎ ብጃኩም ሰቅ በሉ ምሕፈራት ኢኩም።
@Asse-ow4fb
@Asse-ow4fb 8 месяцев назад
Xelaeti hzbin mengistin Eritrea entayke zeyewriyu .kulu giziea hhehimaqun zeykonen zereba mizrab tirah eyu.hanti kabzen mass media iza erisat tibhal media eya.bejakum zeykonen hankari zereban gidefwo.zixebebo arebetaysi meqanir abuu fahtere zible abehahla kemzi natkum eyu.Emberdo nskatkumsi eritrawian dikum?ekele kemzi bele ekele kemzi bele ezi eqo fayda yeblun.mienti hagere eritra dehnnet,Selam luulawinet Hagere Eritra tekebirun tehafirin knebir mkwanu kurub aysqorekumn?Hiji nskatkum zeykonen hasabat emokea tulkuy hasab enamxaeka mizrab nay newri newri Ryu.Ngenzeb elkumhagere eritra ab waga edaga aytetiwwa.Hagere eritra kab Ras kiesar kisab Ras Dumera bijeganu deqi Eritra meswaeti zimext miqwana emenu.Bigle sebat ezi tebahilu ezi tebahilu endabelka genzeb nkitrekbu elkum tizarebwo negerat bhaqi Friday ekum.Meweltikum men miqwana rdueyu.suk elkum halewlew aytbelu.luulaeinet Hagere Eritra bialem ziteregagexe miqwana arbaete netbi. kululuk halawat zikeserkum zitetalakekum zitedelelkum elkum.
@AmanuelGhebrezghi-qy4xv
@AmanuelGhebrezghi-qy4xv 8 месяцев назад
ኣየ ንሱኩም መስፍ በላዒ ኣብ 1990 ብጂሚካርተር ዝተሓተተ ንጹር መልሲ ዝሃበሉ ኢዩ ።እቲ ሓቂ ክትፈልጥው እተደልኩም ምስቶም ንደር ወኪሎም ዝተዛረብዎ ዘሎ ሓቂ ስለ ብዙሕ ሃለውሎው ኣይትበሉ።
@eyobsiele6417
@eyobsiele6417 8 месяцев назад
እዋይ እንተቐኒኻስ ዘይስማዕ ዘየለ፡ እሞ እዛ ብሳሕል ዝመጸትሲ ህዝባዊ ግንባር ሓርነት ኢትዮጵያ ኢያ ነይራ ማለት ድዩ? ንኣቢ ብድሕሪት ኮይና ትኹብኩቦ ዘላስ እዛ ኣራዊት እዚኣ ክትከውን ኣለዋ።
@selam7603
@selam7603 8 месяцев назад
Yes you are right the devil dictator is from Ethiopia, and they send him to destroy ELF. And He is destroying Our people and our country
@AaAa-km9pk
@AaAa-km9pk 8 месяцев назад
ጭፈራ እስያስን አጣቃዕትን አብ ስልጣን ክሳብ ዘለው ኤረትራ እስርቲ ሙኳና ፈለጥ
@banatekl1439
@banatekl1439 8 месяцев назад
ነዚ ሓሳብ እዚ ኣብዛ እዋን ምምጻኩም እሞ ኻኣ ቀደም ውን ንዓሰብ ንሃቦም ዝብል ሪኢቶታት ነሩ እዩ ኢልኩም ምርጓድኩም ዕላማኹም ክርዳኣኒ ኣይካኣለን ። መጀመርታ ሃገርና ንካላኸል(ነውሕስ) ተቃዋሚ ኹን ደጋፊ። ኤሪሳት ንምንታይ ዕላማ ክትሃርሙ ኣምጺክሞ እዚ መደብ ንጹር ኣኮነን። ብመገዲ ኢትዮጵያ መጺእካ ሓሳብካ ወይ ሕልምኻ ከተተግብር ትሓስብ ተሃሊኻ ጸላም ሓሳብ እየ ዝብሎ።
@hadnetchanel3485
@hadnetchanel3485 5 месяцев назад
Ane zgermeni s ezom tegadelti nebsom hara kewxu yftunu
@fessehaziomkidane3988
@fessehaziomkidane3988 8 месяцев назад
ሓሶት ትሓ ኤ ንወደብ ብመሬት ክትቅይር ተዋግያ ኣይትፈልጥን ።ጀብሃ ኣይደገፈትን።
@user-zb6xt2xx1g
@user-zb6xt2xx1g 8 месяцев назад
Ane kemseb ketdegmo keman really shame eyu . entay eyu delituk keman yegrem ertrea ab tarka wedi hager eyu zetfa etiopian gna abotatum zgebtuwo nkekbur ygadelu false history enda negru kem doctor meten nsu dyu kukown zelwo hgi emo entay eyu tblu zelkum bntsur nesom slezbelu emo entay......begakum zsmae texarebu wish ...
Далее
Good dad 🥰 #demariki
00:17
Просмотров 10 млн