Тёмный

4 ዓይነታት ብልሒ(Intelligence)/ ንስኻትኩም ከ ኣየናይ ዓይነት ብልሒ የእምሮ ይህልወኩም? 

DREAMBIG MEHARI CHANNEL
Подписаться 3,2 тыс.
Просмотров 3,5 тыс.
50% 1

4 ዓይነታት ብልሒ(Intelligence)/ ንስኻትኩም ከ ኣበየናይ ዓይነት ብልሒ የእምሮ ትህልዉ?
1. Intelligence Quotient ወይ ብተለምዶ IQ ተባሂሉ ዝጽዋዕ ደረጃ ብልሒ ሓደ ሰብ ዝዕቅን’ዩ። እዚ መብዛሕትኡ ግዜ ብናይ IQ ገምጋም’ዩ ዝግምገም፣ እዚ ድማ ሓደ ሰብ ፣ ሒሳብ ናይ ምፍታሕ ክእለቱ፣ ነገራት ናይ ምዝካር፣ ቅዲታት ናይ ምልላይን ትምህርቲ ናይ ምዝካርን ዓቕሙ ዝፍትን እዩ።
2. Emotional Quotient (EQ) ወይ Emotional Intelligence ማለት ሓደ ሰብ ስምዒታቱ ናይ ምምሕዳር ዓቕሙ የመልክት። እዚ ድማ ንኣድማዒ መንገዲ ንኽረዳድኡ፡ ምስ ካልኦት ንኽድንግጹ፡ ብድሆታት ንኽስዕሩ፡ ግርጭታት ንኽመሓድሩን ጸቕጢ ንኽፍወሱን ንኣወንታዊ መንገዲ ናይ ገዛእ ርእሶም ስምዒታት ምርዳእን ባዕሎም ናይ ምምሕዳርን ክእለት የጠቓልል።
3. Social Quotient (SQ) ወይ Social Intelligence ማለት ሓደ ሰብ ምስ ካልኦት ብድንጋጸን ርግጸኛነትን ናይ ምትእስሳርን ምዝርራብን ክእለት ዝሕብር ዓይነት ብልሒ ኢዩ። እዚ ድማ ሓደ ሰብ፣ ብዙሓት የዕሩኽን መሓዙትን ክሃንጽን ንነዊሕ እዋን ኣብ ዝምድና ክጸንሕ ዘለዎ ዓቕሚ የጠቓልል።
4. Adversity Quotient (AQ) ንሓደ ሰብ ንብድሆታት ወይ ጸገማት ናይ ምስዓር ዓቕሙ ዝገልጽ ዓይነት ብልሒ ኢዩ።። ሽግር ኣብ ዘጋጥሞ እዋን፡ እዚ ብልሒ'ዚ እንተደኣዘይሃልዩዎ መን ተስፋ ክገብር ብፍጹም ኣይክእልን። ነብሰ ቅትለት ንኽገብር ድማ ኣዝዩ ልዑል ዕድል ክህልዎ ይኽእል።
ንስኻትኩም ውን ካብዛ ቪድዮ ክትመሃሩን፣ ካብዛ ቪድዮ ዓይነት ብልሕኹም ክትፈልጡን ትኽእሉ ኢኹም። ነቲ ዘይብልኩም ድማ ቀስብቐስ ከተማዕብልዎን ከተመሓይሽዎን ትኽእሉ።
ብ ሂወት ዕላማ ምህላው ወይ ትርጉም ምንባርካ ብልክዕ ምፍላጥ። ነዞም ኣብዚ ቪድዮ ተጠቒሶም ዘለዉ ኣገደስቲ ነጥብታት ብልክዕ ብምክትታል ነቲ ዘይብልኩም ዓይነት ብልሒ ቀስብቐስ ከተማዕብልዎን ከተመሓይሽዎን ቀዳማይ ስጕምቲ ክትወስድ ድሉዋት ኩኑ።
@dreambigmeharichannel @BAHGNATV @ellarecords @shigeyentertainment9517 @YonasMaynas @ATAMedia @HDMONANEBARIT @BurukTv @neshnesh_show @zomaychannel @zarafltet @gereemunentertainment @gDrar

Опубликовано:

 

25 июн 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 15   
@meselebekele8941
@meselebekele8941 Месяц назад
ብጣዕሚ ደስዝብል ትምህርቲ ❤ እዩ ምሐሪሐወይ ኩልና ናብገገዛና ከንምልከት ዝገብር ትምህርቲ ኮይኑ አየ ረኪበዮ
@AmanuelYemane-cp5mz
@AmanuelYemane-cp5mz Месяц назад
❤❤❤❤❤❤❤
@hagertesfay5636
@hagertesfay5636 Месяц назад
Thank you for your advice and your knowledge sharing to us. It helps a lot.
@dreambigmeharichannel
@dreambigmeharichannel Месяц назад
Glad it was helpful!
@MengsOkbay
@MengsOkbay Месяц назад
❤❤❤ 🎉🎉🎉
@zewudihuluf3208
@zewudihuluf3208 Месяц назад
Danke mehari hawey
@user-iw8mp1oe3e
@user-iw8mp1oe3e Месяц назад
ትግራይ ትዕወት !
@AsmeretWeldigabrielAndom
@AsmeretWeldigabrielAndom Месяц назад
Selam zhweyyy ❤❤🎉🎉🎉👍👍👍
@user-yu8uq9ic6r
@user-yu8uq9ic6r Месяц назад
❤❤❤❤
@eritrea2748
@eritrea2748 Месяц назад
Selam zhawey ab hiwetka tenan asaltun yhabka fetari, haniti hto alatni bezi emo zeynfeltu xenihna kindey zteshegerna alena meslka bzkun eza zxhfelka tegediska melseley entay shigr ke alewo nmexai plis (SoN-R 6-40,1Q 70 )
@eritrea2748
@eritrea2748 Месяц назад
Edaweske ykeyd do welas kemey eyu bezia 2 amet techenike wedi 16 amet ms kune wedey eyu zikune tmhrti ykebdo noru nhna dma hmak tray nblu nirna eti xegem negiromni senbide hji amalk ymesgen teregagia eye gn kexali nmen kihatela ykiel ybl
@eritrea2748
@eritrea2748 Месяц назад
❤❤❤❤❤
@dreambigmeharichannel
@dreambigmeharichannel Месяц назад
ሰላም ሓፍተይ/ሓወይ፡ ኣብዚ ዝበልክኒ ሞያዊ ዝኾነ ኣፍልጦ የብለይን። ሓፈሻዊ ክንሪኦ ከለና ግን፡ ሓደ ቆልዓ ትሑት ኣይኪው ኣልዎ ማለት ትሕቲ መዛንኡ ኮይኑ ማለት ከምዘይኮነ ምርዳእ የድሊ። ንስኺ ውን ንውላድኪ በሊሕ ምዃኑን ማዕረን ልዕሊ መሳትኡን ከምዝኾነ እንዳሓሰብኪ መፍትሒታት ድለዪ። ምናልባት ውላድኪ ኣበየናይ ዕድመ ኣሎ ኣገዳሲ አዩ። ቲቪ ዘይምርኣይ፡ ናይ ደገ ኣክቲቪቲይስ ክሳተፍ ምግባር፡ ብዓቢኡ ግን ውላድኪ ዝገበሮ ዕዮ፡ ዋላ'ውን ኣዚዩ ንእሽተይ ይኹን ብቀጻሊ ምምጓስን ምንኣድን ከድልየኪ ኢዩ። ምስ ክኢላታትን ናይ ስነልቦና ኣማኸርትን እንተትዘራረብሉ ከኣ ዝሓሸ ኢዩ። ብመሰንጀር ርኸብኒ እሞ ምስ ሓደ ንፉዕ ናይ ስነልቦና መምህር ከራኽበኪ ኢየ። ሰላም መዓልቲ።
@user-wi9cq9nb5o
@user-wi9cq9nb5o 27 дней назад
By the way Thanks Please write Number tele i will call you brother ✍️✍️✍️✍️✍️🇱🇷✍️✍️✍️
@user-wi9cq9nb5o
@user-wi9cq9nb5o Месяц назад
Brother i have one questions because (4✅ types of brain do not excatlly explain so why bro not enough Education please read book please i like this topic ? go to liesen motved Ja ck ma
Далее
Чистка пляжа с золотом
00:49
Просмотров 113 тыс.
УРА! Я КУПИЛ МЕЧТУ 😃
00:11
Просмотров 966 тыс.