Тёмный

6 ምኽርታት ንብሉጽ ጥዕና ኩሊት  

Dr. Sharon Woldu
Подписаться 169 тыс.
Просмотров 123 тыс.
50% 1

#ኩሊት #eritrea #tigrigna #tigray #ጥዕና #kidney

Опубликовано:

 

7 сен 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 342   
@filmongebremeskel1322
@filmongebremeskel1322 Год назад
ናይ ብሓቂ ንስኪ ሂወት ቡዙሓት ኤርትራውያን ብነጻ ተድሕኒ ዘለኪ ኢኺ ።
@moolonn4385
@moolonn4385 Год назад
ዕድሜኪ ነዊሕ እንጀራኪ ገጅፍ ይግበረልኪ ኣንበሲት ሓፍተይ 😍 ንህዝብኪ ብዙሕ ተንቅሕዮ ኣለኪ ምስጋናይ ወሰን የብሉን🙏 ካብዚ ንላዕሊ ክትቅጽሊ ባዓልቲ ምሉእ ተስፋየ 🇪🇷።
@ove6164
@ove6164 Год назад
ልዕሊ ኩሉ ዝፈትወልኪ ድሕሪ ሰላም ቀጥ ኢልኪ ናብ ት\ቲ ትኣትውዮ ነገር እዩ💙
@Rachel-np2un
@Rachel-np2un Год назад
Hi doctor Sharon mjmrta ymsgniki 🙏🥰 kxile khatki delye zelku Kulit zbezhe part kab srah wexaei ente koynu kstekakel ykel do , nezi hbkna zlki mkri tetkimna nab nubr kmleslu zkel % kndy eyu 😘
@Elim898
@Elim898 2 месяца назад
Feltatna ala akili kemzey bilna😂
@kasay67
@kasay67 Год назад
እግዚኣብሔር ነዊሕ ዕድመ ምስ ጥዕና ይሃብኪ።
@rosahabtu1548
@rosahabtu1548 Год назад
ብርኽቲ ሓፍተይ ጎይታ ኣዕዚዙ ይባርኽኪ ናይ ብሓቒ ቲብዮ ትምህርቲ ይጠቕመና ኣሎ❤❤❤
@YACOB-r7t
@YACOB-r7t Месяц назад
መርሓባ ዶ/ር ብጣዕሚ ደስ ዝብል ምኽርን ምዕዶን ኣዩ፡ የቐንየልና ክብርቲ
@tube.Armagiedon
@tube.Armagiedon 2 месяца назад
ጽቡቅ ትምህርቲ ኣገዳሲ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፈጣሪ ዶ// ሻሮም ❤❤
@Darotayy
@Darotayy Год назад
ብሓቂ ንህዝብኪ ብከምዚ ዓይነት ትምህርቲ ብምሃብኪ ታሪክ ትስርሒ ኣሎኪ፥እግዚኣብሔር ትምኒትኪ ይሃብኪ፥ ነዚ ከተዳልዊ ዝበልዖ ግዜ ፥መቀኒ የብሉን ፥ከማኪ የማለና።🎉🎉
@user-mc3oo7sh7k
@user-mc3oo7sh7k 8 месяцев назад
ካብ ሓሚምካ ሕክምና ተኸላኺልካ ጥዕና ትብል ምስ ላ ከነተግብራ መኺርክና ኣምላኽ ይባርኽኪ ብርኽቲ ጓለይ🙏❤️🙏
@tesfahiwetaraya3489
@tesfahiwetaraya3489 4 месяца назад
ዶክተረ ብጣዕሚ ሂወት ኣእላፋት ንምድሓን ብዙሕ ኣበርክቶ ትገብሪ ጸጋ ጥዕናን ቅሳነትን ከምኡ ኣእምሮኺ የስፍሓዮ ❤
@surimelody8100
@surimelody8100 Год назад
Doctoray sebkti amlk yebrki ❤️❤️❤️❤️
@user-di4ko7dm5e
@user-di4ko7dm5e Год назад
ዶክተረ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ኩሉ ግዜ ይከታተሎ የ ተቕርብዮ ሞ ቀጽልሉ ንኽንሓትት ግን ኣድረስ ኣብዚ እንተ ትጽሕፍልና ጽቡቕ ኔሩ
@keaentertinment4399
@keaentertinment4399 Год назад
Please ናይ ጸባን ለሚንን ኣቕርብልና 🥰🥰 nice keep it up
@user-hiwen
@user-hiwen Год назад
ብሓቂ ዕድም ጥዕና የህበኪ ማዓረይ ናዓኪ እዉነ ሰላም ኣምላክ መሳኪ ዩኩን❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
@musearayagaltigray8682
@musearayagaltigray8682 2 месяца назад
እግዚአብሔር ጸጉኡ የብዝሓልኪ ክብረተይ ❤❤❤
@asmeromfeshazin8365
@asmeromfeshazin8365 4 месяца назад
የቀንየልና ዶ/ሪ ሸረን ብጣዕሚ ሀናጺ ዝኮነ አስተምህሮ፡ ቡዙሕ ዕድመን ጥዕናን ይሀብኪ። ሩሑስ ብዕል።
@biniamteklebrhan2654
@biniamteklebrhan2654 Год назад
ናይ ኩሉ ግዜ ብልጽቲ ሰብ። ❤❤❤
@abrahalelegesse6226
@abrahalelegesse6226 Год назад
ወለድኪስ ሓበን ክብሉኪ ነይርዎም ዋላኳ ሻሮን አንታይ ማለት ምኹኑ እንተዘይፈልጥኩዎ። Big cheers to u!
@danielghirmai2098
@danielghirmai2098 Год назад
ብልጽቲ ሰብ ሙኻንኪ ኩሉ ግዜ ናይ ሕልና ዕረፍቲ ይሃብኪ ይሃብኪ ንዘለኪ ትምርታዊ ሓዘል ኣርእስትኺ ከይበቐቕኪ ምልጋስኪ ድርብ ሓበን ይሰማዓኪ የቐንየልና ትምርትኺ ይሰስን ።
@huruytesgay888
@huruytesgay888 Год назад
Tanks you are the best Erteran Doktor ❤❤❤🎉🎉🎉
@fevengoitom6425
@fevengoitom6425 Год назад
Thank you so much 💓
@mulegetalgam2319
@mulegetalgam2319 Год назад
you are exceptional your ability to clarify health education in a manner of simplicity. you changed my life thanks
@yonasaeritrea6800
@yonasaeritrea6800 Год назад
ዶ/ር ሻሎን ንኩሉ መደባትኪ ካብቶም ብዘይምስልካይ ዝከታተልኹ ሓደ ኢየ ካብቲ ቀጻሊ ትፍንውልና ኣስተምህሮታት ብዘይ ቀልዓለም ይማሃረሉ ኣለኹ ቀጺልዮ እንዳበልኩ ኣብ ኩሉ መደባትኪ ዕዉቲ ክትኸኒ ምንዮተይ ይገልጸልኪ ንሕጂ ግን ሓንቲ ኣገዳሲት ጉዳይ ኣጋጢማትኒ ኣለ ንሱ ከኣ እዚ ብልም ዓጽሚ ዓይኒ ንብሎ ብፍለመይ ጸጋመይቲ ዓይነይ ክሳብ ፍርቂ ጸሊም ዓይነይ ሸፊናትኒ ኣላ ንሕምና ዓይኒ ከይደ ከኣ መጥባሕቲ ክግበረለይ ምኻኑን ግና ኣብቲ መጥባሕቲ ዝገብርለይ ሪስኪ ከም ዘለዎ ዶክተር ነጊራትኒ ክሳብ ምዕዋር ማለታዩ ኣነ ከኣ ተጠራጢረ መጥባሕቲ ክገብርን ዘይክገብር ኣብ ምውሳን ብሓቂ ድዩ ንዓጽሚ ዓይኒ ምእላይ ክሳብ ዘይምርኣ ሳዕቤን ዘለዎስ ወይስ ምናልባት ኢሎም ኢዮም ሓደጋ ክኽሰት ይኽእል ኢዩ ዝብሉኒ ዘለው ሓካይም መልስኺ ብሃንቀውታ ይጽበ ምስ ምሉእ ኣኽብሮት
@smile9607
@smile9607 Год назад
شكر ليك يا دكتورة شارون ربنا يخليك ولله أنا خفر بكي .علشان انت كل يوم تشرح لي مهم معلمات خصوص في حياتنا ربنا يبارك لك ويوفقك
@superthinker6904
@superthinker6904 Год назад
ሰላም ዶክቶር ሻሮን፤ ቕድሚ ኩሉ ስለ እቲ ግዱስን ጽፉፉን ስራሕኺ በሓቒ የመስግነኪ። #ሓደ ነገር ከሓትኺ ምደለኹ ፤ ማለት ሲ እዚ ሕጂ ዘሓተኪ ኣብ ልዕልኡ ክቱር ዝኾነ ንክፈልጦ ድልየትን ስግኣትን 'ውን ስለ ዘለኒ እዩ እሞ ብኡ ኣብሉ ከኣ ንብዙሓት መምሃሪ ከም ዝኸውን ስለ ዘኣመንኩ እየ። #ከምት ዝፈለጥ ኣብ ኣዋድል ብዙሓት እንፈክሽናት ኣለው። ካብኣቶም ዝተወሰኑ ከኣ እቲ ጠንቂ ብሴክሿል ዝመሓለፉ እዮም። ስለዚ ከኣ ኣነ ሓደ ነገር ትዕዝብት ኣለኒ። እንታይ ሲ ፤ ሓንቲ ጓል እንድሕር በዞም ሕማማት ተለኽፋ እሞ ከኣ ናብ ሕክምና ምስ ተኽይድ ፍቕረኛኺ ወይ ባዓል ቤትኪ ኣምጽእዮ ትበሃል እሞ እሱ 'ውን ምስኣ ገለ ከኒና ወይ ድማ መርፍእ ክወስድ ይገበር። ስለዚ ንምታይ እዩ? #ብስሩ ከ ወዲ ተባዕታይ እንታይ ዓይነት ብከምዝኦም ዝመሓለፉ ሕማማት ከጥቕዕዎ ይኽእሉ? ብከመይ ከ ክፈልጥ ይኽእል? እንታይ ከ እዩ እቲ ሳዕብየኖም? ኽሳብ ክንደይ ከ እዩ እቲ ጠንቆም? #ሓደ መሓዘይ ከኣ ነይሩ ሲ ፍረ ዘርኡ ገለ ግዜ ክሸይን ወይ 'ውን ብዝኾነ ኣጋጣሚ ከይሓሰቦ ከሎ ከም ዝፈሶ ይነግረኒ ነይሩ ፤ እሞ እዚ ጠንቁ ከ እንታይ ክኸውን ይኽእል? ካብኦቶም ናይ ምዃን ተኽእሎ ከ ይህልዎ ዶ? #በዛኺ መልስለይ። ብኡ ኣብሉ ከኣ ንብዙሓት መምሀሪ ከም ዝኾነኪ ተስፋ ይገብር። #ይቅርታ ኣብ ጎዕዞ ከለኩ ስለ ዝጸሓፍክዎ ኣብቲ ፈለማ ጌጋ ፈደላት ስለ ዝነበሮ
@DrSharonWoldu
@DrSharonWoldu Год назад
Heray Hawey knzarebelu ina
@raimekseb1812
@raimekseb1812 Год назад
Thank you so much Dokter scharon Hanti hto khateki delye Dekterey ane kab nebsxor zkenkul gzey Keltfe hrq ybl kab mntay ztebegese ymesleki ksab hji kab zhars ametey gere aleku ?
@allisgoodtome9135
@allisgoodtome9135 Год назад
Thank you seletie mesana share tegebreyo info>🌹🌹♥♥ Hantie ne'eshtay gen mearemta . Kolalitena zeykones Kulletna , Kolalit Amharic eyu.as you know
@user-hd3hb1ey5r
@user-hd3hb1ey5r Год назад
እዝግኣብሄር ምሉእ ጥዕናን ዕድመን ይሃብኪ ዶክቶረይ። ብሃንቀውታ ኢና ንጽበዮ እዚ ትምህርትኺ
@abduljelilatta7166
@abduljelilatta7166 Год назад
ጥዑይ ፍልጠት ዝመለአ ሓንጎል ጥዑይ ፍልጠትዩ ዘቃለሕ 💐💐💐 thanks Dr.
@ninilove4964
@ninilove4964 Год назад
መጀመርያ ስለቲ ነጻ ምኽርኺ የመስግነኪ ቀጺለ ቃንዛ ኩሊት ጌርለይ ፕራይቬት ሕክምና ከይደ ሕጂ ኣይዝክሮን ኪንደይ ግራም ከምዝበለኒ ጸጸረ ጌረ መድሃኒት ኣዚዝለይ ወሲደዮ ውን ኣይጥቀመንን ሸውሃት የለን ዝወሰድክዎ መግቢ ልክዕ ከምዚ ናይ ጋስትራይት የምልሰኒ ዕግርግር የብለኒ ሚዛን ድማ ኣብ ኣሰካፊ ደራጃ ኣለኹ ቲ ጸገም ድማ ኣብ ሊብያ ምህላወይ ኢዩ ከምቲ ትደልዮ ኣይሰምዑካን ኢዮም ኣብቲ ሕክምና ስለዚ ምኽርኺ ኪትልግስለይ ኪጽበ ኢየ ተገዲስኪ
@godisgoodallthetime.326
@godisgoodallthetime.326 Год назад
Haftey bztekaleki meten try to drink alot of water.and also reduce as much as you can salt, Sugar, kea kensi kisae ab hade bota tbezhi and shienti kea aythazi eki sleep as much as you can Amlak miski ykun zelot kea kendi 🙏
@ninilove4964
@ninilove4964 Год назад
@@godisgoodallthetime.326 thanks moreee hawey do kibleka haftey
@selamabraham304
@selamabraham304 Год назад
Ajoki zhaftey goyta msaki ykun I ajoki
@maroso7422
@maroso7422 Месяц назад
Doctor thank you for your advice 🎉❤🎉🇪🇷
@BMBM-ly3bx
@BMBM-ly3bx Год назад
ነዊሕ ዕድመን ምሉእ ጥዕናን ይሃቢኪ ፍልጠትኪ ይብዝሓዮ ብር ክትብሊ ታሓጎሲ ዶክ ሻሮን ሓፍተይ
@tesfaldetbocure6079
@tesfaldetbocure6079 Год назад
Thanks so much Dr. Sharon and hope the Tigrigna speaking people heed your advice and make use out of it. Thanks again and god bless you 🙏🏿
@user-ct4yk7ze6f
@user-ct4yk7ze6f 6 месяцев назад
የቀነልና ዛሐፈተይ
@dawitgebretnsae6958
@dawitgebretnsae6958 Год назад
*መርሓባ ዶ/ር ሻሮን ትምህርትኺ ኩሉ ግዜ ኣዝዩ ኣገዳሲ ሓጺርን ጽፉፍን ብምዃኑ ኣዚና ነመስግነኪ❤❤❤*
@hidatneberay9753
@hidatneberay9753 Год назад
ሰላም ዶ/ር ሻሮም ሓደ ብልግሲ ኩሊት ዝነብር ስብ ናይ ኩሊቱ ፋንክሽን ካብ 30-38 እንተዳ ኮይኑ ኣብ ከመይ ኩነታት ኣላ እታ ኩሊት ፥ክንደይከ ኽክውን ይግባ።
@edenestifanos3410
@edenestifanos3410 3 месяца назад
U are the best bravo 👏 and thanks
@dessiemichiel5765
@dessiemichiel5765 Год назад
ዶ/ሻሮን ሽኮር ብጣዕሚ የቐንየልና፣
@brhanetekle7659
@brhanetekle7659 Год назад
ሰላም ዶኽቶር ብትህብና ጠቃሚ ናይ ጥዕና ትምህርቲ ብታዓሚ ኢየ ዘመስግነኪ ናይ ሓሳስያ ወይ ኣለረጂ ናይ ኣፍንጫ መድሃኒት ኽርከብ ይካኣል ዶ
@fuzumsemere4454
@fuzumsemere4454 Год назад
በቲ እትህብዮ ትምህርቲ ዝከበረ ምስጋና ይብጻሕኪ ኣምላክ ምሉእ ጥዕናን ሰላምን ክህበና እልምኖ ሰናይ መዓልቲ ሃገርና ይባርክ
@kidanehabteselassie7043
@kidanehabteselassie7043 4 месяца назад
THANK YOU!!!!
@jiddugurja4397
@jiddugurja4397 Год назад
Would be great if you could make a video about MS deases. Our people would have benefited. Thanks 😊.
@kalehiwet8821
@kalehiwet8821 Год назад
Doktor Rishn Thnks
@gerzhertessema2856
@gerzhertessema2856 Год назад
የቐንየለይ።
@berhaneabadi6609
@berhaneabadi6609 Год назад
የቐንየለና ዶክተር ሻሮን ሓደ ጥዑይ ሰብ ጥዕና ኩሊቱ ንምክትታል ኣብ ከክንደይ ግዜ ቸክ ክገብር ኣለዎ please? ብዛዕባ ጸጸር ሓሞት ውን ገለ ተትብልና
@abibajo2396
@abibajo2396 Год назад
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ዶክተረ
@teshomeembaye8051
@teshomeembaye8051 4 месяца назад
ከመይ ዊዒልኪ ዶክቶር ሰላም ዲኺ ኣብ ጥዕናዝኪ ሰላም ኣብ ሂወትኪ ቅሳነት ይምነየልኪ ሓፍተይ ማተይ ስመይ ናቱ ይባል ዝሓተኪ ነገር ነይሩኒ ካባኺ ዝረኽቦ ዓቢ ምኽሪ ብኸመይ ክረኽበኪ ይኽእል
@filmonghirmay9934
@filmonghirmay9934 Год назад
ዋውውውው ብትህብዮ ትምህርቲ ማራ እየ በቃ ዘመስግን!!! ኣምበሲት ቀጽልዮ።❤❤❤🎉
@AdiamFsehaye-wx6gm
@AdiamFsehaye-wx6gm 5 месяцев назад
Des zebl agelalxa aliki Dor Sharon thanks ❤
@bisratfisehaye2089
@bisratfisehaye2089 Год назад
Dr Sharon agiziabiher amlakna admen tsianan yhabkie fetsarie hiwet tedhini alekie ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍🏿
@solomongebreyonas3734
@solomongebreyonas3734 Год назад
ብጣዕሚ ጽቡቕ ዩ ኣገላልጻ ትምህርቲ ኺ ፡ ጸባ ኒዶ ኣብ ኩሊት ጸገም የምጽእ ዲዩ፡
@mihretyemane7301
@mihretyemane7301 5 месяцев назад
ስላም ዶክቶር ሻሮን ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@mohamedkasim7206
@mohamedkasim7206 Год назад
Thank you doctor Sharon for your good advice 👍
@efrataanday1609
@efrataanday1609 Год назад
Thank you doctor.your videos are so useful,short & sweet.may God bless you.
@kahsagebredessylal7818
@kahsagebredessylal7818 Год назад
❤️Selamn Rahwan ybzhalki🙏
@awetgebrelibanos5622
@awetgebrelibanos5622 Год назад
ሰላም ዶክተር ሰላም ኣምላክ ንዓኪ ይኩን ብትገንርዮ ዘለኪ ትምህርቲ ብዙህ ንትከም ኣለና ።ኣምላክ መመሊሱ ኣእምሮኪ ይናርኮ ብምቅጻል ክትሕግዝን ደልየ ኣለኩ 2 ኣመት ምሉእ ብህማም ትሳቅየ ዶካትር ከኣ ጽቡቅ ኣለካ ትራህ ይብሉኒ ሽንተይ ወሲዶም ጽቡቅ ኣለካ ትራሕ ይብሉኒ ኣለዉ ኣነግ ይሳቀ ኣለኩ እቲ ዘሀመኒ ብጸጋማይ ጎድነይ ኮይኑ ወላ ኣብ መኦንታይ፡ ሽንቲ ክዓኩር ኣይክእልን፡ቀትጥ ዝብለኒ ስረ ውን ክገብል ኣይክእልን እየ ። ኣመሓላልፈኒ ኣለዮ ውን ኣቢኒ እቲ ዶክተረይ ስለዚ እንታይ ክገብር ! ኣብዚ ከ እንታይ ሃሳብ ኣለኪ በጃኪ ተገዲስኪ መልሲ ጽሃፍለይ ኢኪ ክጽበየኪ ኢየ ዶክተር 2 ዓመት ተሳቅየ !
@freweinighiorghis2970
@freweinighiorghis2970 Год назад
Thank you so much my Dr. Sister. Your advice is very helpful for us
@loveyou-ho8wj
@loveyou-ho8wj 11 месяцев назад
ኣነ ሓሚም ኣሎኩ ኣብ ጀርመን ክልቲኡ ኣብ ማሽን የትዊኒ ኣሎዉ መሕጸቢ ኩሊት በጃኪ ክረክበኪ ደልየ ክሓተኪ ቃንዛ ዋላ ሓደ የብለዪን ሂወተይ የባላሽውኒ ከይህልዉ ጠርጢረ
@tsehaineshberhane6279
@tsehaineshberhane6279 Год назад
ተባረኪ 👍❤🇪🇷❤
@rehaboth203
@rehaboth203 Год назад
Great education as usual.
@Fache.
@Fache. Год назад
Thanks Dr shron ❤❤❤❤
@senaitabraham2657
@senaitabraham2657 Год назад
Thank you. እግዚአብሄር ይባርኪ
@aziebnaizghi8797
@aziebnaizghi8797 Год назад
❤❤❤❤❤Dr. we appreciate your sharing information. GBU
@fessehayetewolde4410
@fessehayetewolde4410 Год назад
Btaemi Doctor nay bhaqi dehnet hezbei tegelxiyo yemesgeneki qexilyo 🌻🌻🌻🌻🌻🌦🌦🌦
@simonmedhane8852
@simonmedhane8852 Год назад
Dokter saron meglexi yebleyn tegedasnetki 💯💯💯💯💯🙏🙏🙏🙏
@helenamare4283
@helenamare4283 Год назад
Thank u Dr Saron,amlak edmen tinan yhabki,kerekbeki delye nere bkemey kirkbki ykeal.
@omerabdulaziz1018
@omerabdulaziz1018 Год назад
ጽቡቅ ትምህርቲ ሕቶ ኣላትኒ ምስዚ ዝሃብክና ምትእስሳር ዘለዋ ኢያ፡ 1)ኣብ የማናይ ጎነይ ቃንዛ ገሩለይ ናብ ዶር ከይደ ኩሊት ዓቀና ወሲኻ ገዚፋ ኣላ ኢዩኒ፡ መድሃኒት ወሲደ ኣይጠቀመንን ተመሊሰዮ ካልእ መድሃኒት ሂቡኒ ደሓን ኮይነ፡ 2) መግቢ ዘይቲ ዘለዎ ተወሲደ ወይ በርበረ ተወሲደ ብቅጽበት ትመጻኒ ብፍላይ ኣብ የማናይ ጎነይ ከምዚ ገለ ነገር ዝኹርኹሓኒ ዘሎ ኮይኑ ይስመዓኒ፡ ሓደ ግዜ ምስ በርተዓኒ ናብ ዶር ከይደ መርሚሩኒ ኮሎን ኢዩ ዘለካ ኢሉኒ ፡ ስለዚ እንታይ ምትእስሳር ኣለዎ፡ ኮሎን ምስ ኩሊት የቀንየለይ
@bahtagebremedhin3777
@bahtagebremedhin3777 Год назад
Dr .Sharon anbesit Keep up the great work 👍
@zebibmerhwi1688
@zebibmerhwi1688 Год назад
Egzabhir Abzihu yebarki kabki buzuha eina felitana d.r sharon❤️❤️❤️❤️
@smile9607
@smile9607 Год назад
شكرا التبادل المعرفة الخاصة بك لنا انت مثقفة وممتازة ربنا يحميك من كل شر على الارض
@nigistitesfamichael1150
@nigistitesfamichael1150 Год назад
Thank you 🙏🏽Doctor Sharon for you sharing Great program may God bless you 🙏🏽❤️🌹
@oqubaykifle9554
@oqubaykifle9554 9 месяцев назад
Dr ❤️🙏🙏🙏
@nigistkidane5853
@nigistkidane5853 Год назад
ተባረኺ ዶክተረይ ብዙሕ እፈትወኪ
@gezaeasgddet1767
@gezaeasgddet1767 Год назад
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ።ኣለይት ሕብረተሰብ!!🙏🏿❤
@liyakifle2964
@liyakifle2964 Год назад
Egziabiher newih edmen tenan yehabki.
@amanemawi4873
@amanemawi4873 Год назад
ሻሮንነይ ሽኮር አነ ሓደ ካብቶም አድናቃኪ'ን ተካታታሊኪ'ንየ ብጣዕሚ አየ:: ዘድንቀቂ ሓደ ነገር ግን ክሓተኪ ደልየ:: ኡሱ ካኣ ብዛዕባ አፍንጫ 👃 ማለት (ሓሳስያ ናይ አፍንጫ ) plz Answer Thank you
@michealeandat543
@michealeandat543 Год назад
bmeami xubuq Dr sharon amlak edmen tenan yhabki .ሽኮርያ ደም ብዝሒ ዘለዎ ሰብ ጥራይ ኸሃስየን ዝኽእ ካሊ ሕማማ ሕዱር (ኣዝማ/ካሊ ዓይነት ቫይረሳት ዘለዎም ሕማማት ብሰፊሕ ዝካኣል እንተኮይኑ !!!!!!!!! Dr.sharon
@bereketkebreab359
@bereketkebreab359 Год назад
ኤርትራዊት እንተዘይትኾኒ ኣዝየ ምቐናእኩ ከማኺስ ሺሕ ይወለዳ
@hope3005
@hope3005 Год назад
thanks DR.Sharon
@selam801
@selam801 Год назад
welcome back Docterለቤትሸ አዲሰ ነኝ
@helenfishayeyowhnes7965
@helenfishayeyowhnes7965 4 месяца назад
Thanks my sis
@mhretabkidane6559
@mhretabkidane6559 Год назад
You are supper smart, you so many things in a short period of time, great.
@salemaraya9182
@salemaraya9182 Год назад
Bizuh tmriti thbna aleki bitaemi ena nemesigneki Docter edmenn tienann ymneyelki 🙏🙏🙏🙏♥️♥️
@khaily6645
@khaily6645 Год назад
@Dr.Sharon Woldu can you make a video about kindney transplant, please!
@elinoreru9003
@elinoreru9003 Год назад
Thank you, doctor keep it up ❤
@TM-yl8bg
@TM-yl8bg Год назад
ክብረት ይሃበልና ዶ/ር ሻሮን 👍😍💖
@ibrahimsaid-saleh1601
@ibrahimsaid-saleh1601 Год назад
Dear, Dr. Sharon your med.lecture is very helpful. Grade. Thank you so much. God bless you & your Family.
@luwamhaile8758
@luwamhaile8758 Год назад
Xbqti ftret DC Saron. Mara eina nemesgneki
@haren33098
@haren33098 Год назад
ዝኸበርኪ ዶክተር ሻሮን፡ ብዙሕ ስዓታት ደው ኢለ ኢየ ዝሰርሕ፡፡ ካብ ቅድሚ ገለ ኣዋርሕ ኣብ ከብዲ እግረይ ቃንዛ ክስምዓኒ ጀሚሩ። ብፍላይ ንግሆ ካብ ዓራት ክትስእ ከለኹ ወይ ውን ንነዊሕ እዋን ኮፍ ኢለ ጸኒሐ ክትስእ ከለኹ ብርቱዕ ቃንዛ ኢዩ ዝስምዓኒ። ናብ ሓኪም ከይደ እቲ ጠንቂ plantar fasciitis ዝብሃል ሕማም ምዃኑ። ንቡር ተርእዮ ሕማም ምዃኑ። ድሕሪ ግዜ ባዕሉ ክገድፈኒ ከም ዝኽእል ነጊሩ ንምዓልቲ ክልተ ግዜ ንግሆን ምሸትን ዝልከ ቦማታ ሂቡ ሰዲድኒ። ኣዋርሕ ሓሊፉ ግዳ ኣይገደፈንን። ብዙሓት ምሳይ ዝሰርሑ ሰባት ውን ከምዚ ናተይ ቃንዛ ከም ዘለዎም ኣስተብሂለ። ብዛዕባ plantar fasciitis, እንታይ ምኽሪ ክትህብና ትኽእሊ።
@Lula-fqri
@Lula-fqri Год назад
Thanks you dr sharon ❤️ Bzaeba ኣይሮን gele eba belna so amlak edmen tenan yehbki
@sssssnatey1460
@sssssnatey1460 Год назад
Selam doctor sharoen tenki nay mada kea eba amxlna
@asey3su690
@asey3su690 Год назад
Btaemi nfeti kexlyo edmen tenan yhabki❤❤❤
@danielaforke5355
@danielaforke5355 Год назад
Doctor sharoney amlak xegeu yebzehalki 🙏♥️♥️
@yonasabraham6767
@yonasabraham6767 Год назад
Thank you Dr.. your rock, my the Lord bless you.
@DrSharonWoldu
@DrSharonWoldu Год назад
Amen! Thank you Yonas. You are very welcome.
@rahelsamson6823
@rahelsamson6823 Год назад
Thank you for sharing your abundant knowledge doctor! I heartily listen and understand your videos,and I mostly love how you explain every single thing in tigringa, if you may could you please also do a video about how to take care of our eyes and what kind of cases can arise if we don't do so and also how to cure the different scenarios that may happen on our eyes.Thank you🙏
@kemaitsemharay2753
@kemaitsemharay2753 Год назад
Thanks Doctor Sharon for your Adviceing as Bless
@michaelghebre
@michaelghebre Год назад
Hi Dr. Sharon you are a wonderful and amazing doctor. Most Doctors are specialized in one Organ . That is like Cardiologist, Pulmonologist , Oncologist etc. But Dr Sharon is specialized in all organs .What a talented Doctor. I really admire you praise and appreciated you for all your good works and efforts. Long live Dr Sharon.
@tiegstigoitomkahsay2125
@tiegstigoitomkahsay2125 Год назад
Sari mekseb seb tebareki
@meronghebrhiwet1926
@meronghebrhiwet1926 Год назад
Yekenyelna DR. Sharom 🌹🌹🌹
@nigistkidane5853
@nigistkidane5853 Год назад
Tebarki Dr .
@mumeryoutube5903
@mumeryoutube5903 Год назад
Our dear Dr, this excellent and vital information, because I know a friend who was taking Asprin, finally his 2 kidney damaged !! May God bless you forever. Keep teaching us ,especially in Tigrigna is great.
@yohannes9891
@yohannes9891 Год назад
Zemen hiwetki ybarek edmeyhabki
@user-by9fx9se4e
@user-by9fx9se4e Год назад
Doctors Sharon haftey thank you
Далее
Аруси Точики ❤️❤️❤️
00:13
Просмотров 367 тыс.
Butch REACT to Creative way to fix damaged tile!
00:46
ናይ ንግሆ ጸሎት
44:56
Просмотров 1,5 млн
Аруси Точики ❤️❤️❤️
00:13
Просмотров 367 тыс.