Тёмный

ATV: መን'ዩ ተሓታቲ? ዝኽሪ ቤተሰብ ተጋደልቲ ኤርምያስ ደበሳይ (ፓፓዮ) ኣሓቱ ኣስቴርን ሰናይትን፡ ዝርርብ ምስ ብዓልቲ ቤቱ ወ/ሮ ሽዋ ስዩም - 1ይ ክፋል 

ATV asena
Подписаться 282 тыс.
Просмотров 49 тыс.
50% 1

Atv - Asena TV is an Eritrean channel that mainly focuses on news, current affairs, and analysis relevant to Eritrea and the Horn of Africa. It also covers global issues in regional context. Atv connects its significant number of loyal followers with the talented and dedicated content producers who use it as a platform. Variety of human interest stories including interviews, panel discussions and poetry are featured on its popular shows.
Support Atv Asena Television ቴለቭዥን ኣሰና ንምሕጋዝ ኣብዚ ጠውቑ
PayPal: www.paypal.com/cgi-bin/webscr...
GoFundMe: www.gofundme.com/f/support-at...
Bank: Lloyds: Sort Code: 30-96-88 Account Number: 43181260 IBAN: GB41LOYD30968843181260 BIC: LOYDGB21312
Twitter: / atvasena
Facebook: / assenna-2110272969199739
Facebook: / amanuel.eyasu.94
email:aseye.asena@gmail.com
Subscribe, Share, Like ATV to get Atv shows on time; or search 'Atv asena' on RU-vid.

Опубликовано:

 

20 сен 2020

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 177   
@tiebeghebru2649
@tiebeghebru2649 3 года назад
ኣጆኺ ዋዕሮ ሰይቲ ጅግና ስድራጀጋኑ ለባም ኣዘራርባኺ እሩም ክንዲ ኣደን ኣቦን ኮንኪ ደቅኺ ኣብዝብጻሕ ኣብጺሕኪ ኪዳንኪ ኣጽኒዕኪ ካብመትከልኪ ምንቅ ከይበልኪ ብጣዕሚ ኣድኒቀኪ እሞ ቀጽልዮ ኩሉ ክሓልፍ እዩ ቀሪብና ኢና ብዓል ክፍእ ኣምላኽ ናይኢዱ ዝኸፍለሉ ርሑቅ ኣይኮነን ኩሉ ኤርትራዊ ኣብጎንኹም እዩ ዘሎ ኣምላኽ ንጅግና ብዓል ቤትኪ ኤርሚያስ ደበሳይ ምስብጾቱ ነናብቤቶም ይምለሶም 🙏🏽🌹👍
@jewharamohamed5856
@jewharamohamed5856 3 года назад
አጆኺ ዋዕሮ መዓልቲ አለዋ 👌👍🌹
@siomasolomon3342
@siomasolomon3342 3 года назад
ኤደን ዋዉ ደስ ትብል ኤርትራዊት ኣደ ብምዕዳምኪ ብልቢ የመስግነኪ ሽዋየ ኣዘራርኺ ኣተራርኻኺ ዋዉ ይበል ኣሰዃኺዓ ቃላት ኣጆኺ ቀሪብና ኢና እዞም ኦመዲታ መሽሚሾም እዮም ኤርትራና ማዕረ ዓለማ ክትስራዕ እያ
@user-qy7fh5kp9j
@user-qy7fh5kp9j 3 года назад
ሲዮማ ዘረባኻ ደስ እንድዩ ዝብል ቀሪብና ክትብል ከለኻስ እንታይ ማለት ኢዩ። ንዘየለ፡ነገር ኣሎ ምባል እዩ እቲ ጸገምና
@hakiyser403
@hakiyser403 3 года назад
Wow nice interview thanks both
@M-vr7zo
@M-vr7zo 3 года назад
ልቦና ይበል ሰይቲ ጅግና።
@user-zv5gx7do6r
@user-zv5gx7do6r 3 года назад
ክብርቲ ሽዋ ሓፍተይ ተማሃሪት ሳንጆርጆ ኳዕናን ቆንጆ እንኳዕ ሃለኽልና ንፈጣሪ ይኹኖ ምስጋና :: ለባም ከማኺዶ ምነበረ ዓዲ ዓዲ ጓና :: ብዘይ ፍትሕን ሕግን ::ግፍዕን በደልን ብአልማማ :: ዓዲ ጀጋኑ ሃገረይ ሓሳዳት ጠሊሞማ :: እነበዓል ህበይ ጋውና ዱሁላት ግርማ :: ተሓቢኦም ንቁኑዓትን ውፍያትን ዘጸልሙ :: ልምዶም መንጢሎም ኛው :::ኛው ከምደማሙ :: ሽሞም አግድፍ :: ዕላሞኦም መንደፍ :: ዘረበኦም ሓሶት ወልደፍደፍ:: ይአክል ካብ ቡዙሕ ሃተፍ :: ሕግን መሰልን ብተወፋይነት ከተፍ:: ህዝብና ከዕርፍ :: ጻምኡ ከትርፍ :: ተአምር ታሪኹ ከጽፍፍ :: ምእንቲ ሕግን ፍትሕን ምንባር ወይ ምእንትኡ ሞት ቁኑዕን ቁዱሱን ምርጫ ኢዩ :: ዓወተ ንህዝቢ ኤርትራ "!!!!
@nigistibahlbi7146
@nigistibahlbi7146 3 года назад
Wow Shewaynesh haftiy very nice Memories❤❤❤❤
@teklemicalgurja686
@teklemicalgurja686 3 года назад
ባዓል ፓፓዮ ሰንቲም ክወስደሎም ኣይክእልን እዩም ።ሰይጣውንቲ ስለ ዝኮኑ ጥራይይ እዮም፡ኣጂኺ ጥራይ ጅግና ስይቲ ጅግና እኺ።መስጣ እዛ ስድራን መስጣ ኩሎም ዓቢሶምን እጸሊሞም ዘጥፍእዎም ይውረዶም ርጉማት ኣረመን።
@edenabraham6359
@edenabraham6359 3 года назад
God bless you
@fishmhretab6760
@fishmhretab6760 3 года назад
ዓሕ ደናቑርን ሳኽራማትን ብነብሰምትሓትን ብዝሳቐዩን ሒዙ ባ ተጻዊትልና
@lilyzemo2404
@lilyzemo2404 3 года назад
Selam Schwa Habtey Ajoki wa-ero, Hayal Ade. 💪✌️👌🎉
@George-rq1yp
@George-rq1yp 3 года назад
What a narration of the only Ermias Debesay from his wonderful wife!
@hananyonus9095
@hananyonus9095 3 года назад
ንፍዕቲ ዝሓፍተይ ነዞም1990-1991-1992-1993-1994-1995 ብሽም ጀሃደ ተባሂሎሞ ክስብ ሕጂ ዝጠፈኡ ብምዝካርኪ ዓቢ ነገር ኢዩ ።
@eritro_german223
@eritro_german223 3 года назад
ብዛዕባ እቶም ዝበደሉ ኣይኮነንትን ትዛረብ ዘላ ፡ ብዛዕባ እቶም ንጹሃት ፡ ብምስምስ ጅሃድ ዝሓቐቑ እያ ። ኣብ ስምዒት ኣትኻ ኣይትዛረብ ።
@sofianegusse800
@sofianegusse800 3 года назад
Schwa haftey congera abay konki
@brave_newworld4628
@brave_newworld4628 3 года назад
ንኤርሚያስ ካብ 1964 ጀሚረ እየ ዝፈልጦ።ከም ደቂ 14 15 ዓመት መንእሰትያት ካብቶም አብ ጎደና ሰላም እንዳ ወዲ በለጠ እንዳሻሂ ንአቱ ዝነበርና ደቂ አስመራ መንእሰያት ኤርምያስ አዚዩ ፍቱውን ጻዕዳ ልቡን ሰብ ምንባሩ እዝክር። ብድሕሪኡ እውን አብ አዲስ አበባ ምስ በዓል ጴጥሮስ አብ ኮተቤ ከሎ ኩሉ ግዜ ንራኸብ ክረምቲ ክአቱ ከሎ ከአ ብሓንሳብ ተአኪብና ብናይ ሰታዮ አውቶቡስ ናብ አስመራ ንመጽእ ኔርና። ኮተቤ ብረብሻ ምስ ተዓጸወ ከአ ናብ አስመራ ተመሊሶም ጴጥሮስ አብ ቀ.ሃ.ስ አትዩ ኤርሚያስ ግን ቁሩብ ጸኒሑ ናብ ሜዳ አተወ። ድሕሪ ነጽነት አብ ጸጸራት ቤት ማእሰርቲ ኮነ አብ ሓሊበት ሕክምና ከምኡውን ናይ ገዛ እስረኛ ኮይኑ አብ እንዳሓፍቱ አብ ጥቓ ቦቴጎ ከሎ በብግዚኡ እበጽሖን መጻሕፍቲ እወስደሉን ኔረ። ብድሕሪኡ ብሃንደበት መሊሱ ምስ አሰሮ አብ መደበር ስለዝአተወ ክበጽሖ አይከአልኩን። ኤርሚያስ ከም ሰብ ብጣዓሚ ፍቱውን ምቑልልን ሰብ ምንባሩ ኩሎም ፈለጥቱ ዝምስክርዎ ሓቂ እዩ። አብ ጸጸራት ከሎ ነቶም እሱራት ክምህርን ፍልጠቱ ከካፍልን እዩ ዝውዕል ኔሩ። እቶም ዋርዲያቲትን እሱራትን ከመይ ከምዝፈትውዎ ገና አብቲ አፍደገ ክትአቱ ከለኻ ኢኻ እትዕዘብ። ሕጂ ግን ሰብ አብዘይረኽቦ ገሃነብ አትዩ ይርከብ።
@newyorkistannewyorkistan8966
@newyorkistannewyorkistan8966 3 года назад
Brave@: ጽቡቅ አሎኻ እርምያስ ከምሰብ ብጣዕሚ ሙቅሉል'ዩ ነይሩ: እንዳ ሻሂ ወዲ-በለጠ(ደምብያ) ይመላለስ ጥራይ ዘይኮነ ወዲ ገዛ'ዩ ነይሩ: " ብያድን ወዲ በለጠን" የማነ ህበይን የዕሩኽቱ'ዬም ነይሮም: ( ዳሓር ግን ምስ የማነ ህበይ ናይ እዝግሄር ሰላም'ውን አይነብሮምን): መስኪናይ አርምያስ ሕማቅ ዕድል አጋጢምዉ: ከምሰብ ምቅሉል እካተነበረ ተላኣኣኺ ኢሰያይስ'ዩ ነይሩ::
@brave_newworld4628
@brave_newworld4628 3 года назад
Newyorkistan Newyorkistan ንቢያድን ሓው መስፍን ወዲ በለጠ ትፈልጥ እንድሕር ኔርካ ደአ ንስኻውን ምሳና ወዲ ገዛ ኔርካ ማለት እዩ። ጥዑም ሙዚቃን ተወሊዓ ዘይትፈልጥ ቴሌቪዥንን ስለ ዝነበራ ደቀስመራ ተመሃሮ እነዘውትራ እንዳሻሂ እያ ኔራ። እቲ ህበይ ጥራሕ ዘይኮነስ ዋላ በዓል ወዲ መንቆርዮስ ቅድሜና ይአትውዎ ኔሮም። ቢያድን በለጠ አብ አሜሪካ ዘሎ ይመስለኒ። መስፍን ግን ቅድሚ 5-6 ዓመት ይኸውን አብ አስመራ ረኺበዮ ኔረ።
@sesnu2161
@sesnu2161 3 года назад
እደ ኮንኪ ኩሉ ክትርእይን ክትስእንን ከቢድ እዩ፡ ጂግና ኢኺ ፡ ጓልኩም ድማ እንኳዕ ሰናይ ኮነልክን ንሙሉእ ስድራ።
@Mky330
@Mky330 3 года назад
ኣጆኪ ማማ ሽዋ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ኤርትራስ ጉድ ረኪባ ፣ብቀትሪ ተከቲርና
@rahelmeresie384
@rahelmeresie384 3 года назад
እዛ ብቀትሪ ተከቲርና ትብል ቃል ክትመርር።
@wediakele3130
@wediakele3130 3 года назад
Hgdef mendef.
@fthi3585
@fthi3585 3 года назад
Ajokie kibrtie haftey kiwegih iyu izie diyablos siraat kab hagerna tehakiku zigahafelu ruhuk Aykonen tesfa Alena biselam kiwesu 🙏🙏
@Moss514
@Moss514 3 года назад
Good Job Assena, you need to do this more and more so our people can hear the family version as well.
@zemen9194
@zemen9194 3 года назад
Eritrean people let's talk on the solution now. We now know we have Yuhuda Isseyas who is a dictator and evil leader.
@saba770
@saba770 3 года назад
These interviews are great reminders how urgent our situation is....it is not even a political issue anymore...it is a moral question and our future. We are losing our future every day that we do not act.😭😭😭😢😥
@DBlockniss
@DBlockniss 3 года назад
@@saba770 everything waa sectet for many years. now thanks to media and globalisation alot things come to the top...
@saba770
@saba770 3 года назад
This interview and several in the past few weeks brings to question the moral position of Eritrea....how is it that all of us cannot stand against an immoral dictator who has brought about the darkest days for us....does not make sense. 😔😥😔😥😔
@Cliques996
@Cliques996 3 года назад
It's clear to the point that it's evil work against all
@Cliques996
@Cliques996 3 года назад
ISAIAS AFWORQ
@saba770
@saba770 3 года назад
@@gobodena7567 you raise an important question...agree some were part of the leadership however they never had their day in court and they have been imprisoned in the most cruel manner....no one has seen them...their families have been asking about their physical and mental health and yet no answers...I do not think this is the way the country should handle even political prisoners...plus I know they have been jailed for publicly criticizing the dictator. Lastly no one should be jailed with inadequate water sanitation facilities, health care for this long...it is simple inhuman. I can never imagine how my life would be if I was in their place.😢😔😔😔
@etcetera3282
@etcetera3282 3 года назад
Exactly, the problem is with us as a people. How could such a creature..a sick minded, a narcissist, sociopath and psychopath play a game for this long on us?! We are a chain of fools really.
@DBlockniss
@DBlockniss 3 года назад
@@gobodena7567 you should care about those who are still in charge.
@yohanesdesta8719
@yohanesdesta8719 3 года назад
✊✊✊❤❤❤
@keren4101
@keren4101 3 года назад
EnqaE hagoseki weyzero Shwa❤😘❤ ezom rgumat shaEbia keren ms hazwa kemu gerom netom nay jebha zneberu kemu gerom aTifiom iyom.
@Moss514
@Moss514 3 года назад
Thank you for sharing your story dear sister. I didn’t know much about your husband and the way you describe is so touching and heart breaking. I pray for your family 🙏🏿
@user-qy7fh5kp9j
@user-qy7fh5kp9j 3 года назад
መንዩ ተሓታቲ ዝብል ሕቶ ከም ኣርእስቲ ምቅራቡ ልክዕ ኣይመስለንን። ተሓታቲ ህግ/ደፍ እዩ። ሰብ ሕጂ ኣብ ነብሱ ምስ መጻቶ እምበር በዓል ፓፓዮ ምስተኣሰሩ ሓፋሽ ተጣቕዕ ኔራ።ለኽባጥ ዝኾነ ህዝቢ። ንእሱራትና መዋጽ ኦ ይፍጠረሎም።
@HaraGhirmai
@HaraGhirmai 3 года назад
ኣዚዩ ዘሕዝን ኢዩ ናይ በዓል ፓፓዮ ክብርቲ ሓፍትና ኣነ ተሕዝነኒ 'ታሪክ" እዚ ጠላም ይሁዳ ንሮማ ክመጽእ ከሎ እታ በዓል ፓፓዮ ዝቀረብሉ ማኪና ፈንጂ ተገይሩላ ከይከውን "" በዓል ፓፓዮ"" ብፍቃዶም ኣቀዲሞም ይስቀልዋ ነይሮም ትብል ዘረባ ኢያ ሓቆም ዶ ይኮኑ እሞ ነዚ ሂወቶም ውን ክህብዎ ውፉያት ዝነበሩስ ስጋብ ክንድዚ ይጭክንርሎም? እዚዘረባ ምስ ተኣሰረ ኣይኮንኩን ሰሚዔዮ ኤርትራ ናጽነታ ከይይመንዘዔቶ ከሎ ኢዩ እሞ ሓቂ ዶ ይከውን?
@abdusiad8729
@abdusiad8729 3 года назад
Eway tarike eritrea zagram eyuo bzheat genuo halfuom 😰😰❤❤
@tewoldegoitom6288
@tewoldegoitom6288 3 года назад
Herzlichgluch wünsche Shwa haftey Du bist jetzt Oma 🤩
@genretekle7322
@genretekle7322 3 года назад
ኽብሪ ሓፍትና ነቲ ኹሉ ጽቡቕን ሕማቕን ከከም መግለጺኡ ነቲ ሕማቕ ብሕማቕ ነቲ ጽቡቕ ብጽብቅ ምግላጽኪ ኣደኒቕኪ ስለቲ ግልጽነት ዘቕረብክዮ ብኹሉ ኤርትራዊ ብዓይኒ ክብረት ከም ትራኣይ እምነተዩ ። ብወገነይ ንሉዑል ጎይታና መድሓኒና የሱስ ኩርስቶስ ዕድመን ጥዕናን ክህበኪ ሰናይ ምንየተይ እና ገለጽኩ ። ሓንቲ ሕቶ ? ሕቶ ተልዕል ግን ተገንዚበ ጀብሃ ንኸተማ ዓድዃላን ንኸተማ መንደፈራን ናጻ ምስ ኣውጽእዋ ስውእ ተጋዳላ ወልደዳዊት ንኸተማ ዓዲ ዃላ ኣኪቡ ንደርጊ ሲዒርና ኣለና ዘይ ስዓርናያ ንእሽቶ ደርጊ ተሪፋትና ኣላ ክብል ከሎ ንሻዓብያ ኢዩ ማለቱ ኢዩ ከምዚ መግለጺ ምስ ሃበ ሕማቕ ተሰሚዑኪ ኣይተቐበልክዮን ንስዓብያ ኢርትራውያን ከለው ምስ ደርጊ ቆጺርወን ካብ ዝብል ሓሳብ ተበጊስኪ ኣስሚኽና ምናልባት ንቲ ስውእ ወልደዳዊት መግለጺ ዝሃበ ዘይ ተቐበልክዮ በቲ ግዜቲ ምስ ግዜ ንሽዓብያ ዘይ ብግቡእ ዘይ ምፍላጥ የዔሪኺ ዘይ ምንቃሕን"ዶ ይመስለኪ። ብዚ ግዜዚ ኸ ስውእ ወልደዳዊት ንደርጊ ስዒርናያ ኣለና ንእስቶ ደርጊ ተርፋትና ኣላ ምስ በል በዚ ናይዚ ግዜዚኸ ሽዓብያ ኣብ ርእሲ ንጹሃት ተጋደልታ ን ኤርትራ ዝቃለሱ ዝነብሩ ን ንሙሉእ ህዝብናን ከምቲ ናይ ደርጊ እኳዳ ዝገደድ ፈጽሚ ትፍጽም ስለ ዘላ ባዕልኺ ውን ገልጽክዮ። ታብዚ ግዜዚ ኸ ስውእ ተጋዳላይ ወልደዳዊት ቃሉ ዘኪርኪ ሓቁዩ ነይሩ ሽዓብያ ንእስቶ ደርጊ ኢያ ደርጊ ዝገብሮ ዝነበረያ ገይራ ዘይ ምባኪ ግን ብኽብሪ ነቕፈታ ኣሎኒ ። ምኽንያቱ ስውእ ወልደዳዊት ካብ ዝፍሮም ስጋብ ጨጉሮም እንተ ሲዒሮም ሽዓብያ ካብ ደርጊ ንላዕሊ ፈጽሚ ክፍጽሙ ተበለጽቲ ምዃኖም ኣጸቢቕ ስለ ዝፈልጦም ኢዩ። እንሆ ካኣ ምእንቲ ክብለጹ ኤርትራ ብዘይ ቁዋም ግዝኣተ ሕጊ ብምልኪ ዲክታተርነት ንድልየቶም ዘርዊ ንህዝቢ ኤርትራ እና ኣጽነቱን እና ኣሰሩን እና ረሸኑን ንመንእሰያት ንስደት እና ኣባረሩ ሃገር ብምልእታ ብሓሳረ መከራ ኣሳጢሖም ክሉ ብሕቲ ድልየታቶም ይረውዩላ ኣለዉ ኤርትራና። ስለዚ ጅግና ሓርበኛ ስውእ ወልደዳዊት ንደርጊ ስዒርናያ ኣለና ንሽቶ ደርጊ ተርፋትናላ ክብል ከሎ እዚ ንሪኦን ንዕዘቦን ዘለና ኣብ ኢርትራ ዘሎ ኩነታት ናባሃህሉኡ ጭብጢ ሞርቶዖ ስነ ሞጎት ነይሩ። ብዝኾነ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ኣቦ ደቕኽን ካሎኦትን ተኣሲሮም ዘለው ህልዋት ኮይኖም ኣብ መጻኢት ፍትሓዊት ኢረራ ብሓንሳብ ማሚኩም ትነብርሉ ጌ የሪኢኺ ዝሓፍተይ ።
@alganeshassefaw1670
@alganeshassefaw1670 3 года назад
ናይ ህግደፍ ጭካነ መግለጺ የቡሉን ባዓል ሶፊያ ሐሽም ንፍትሒ ዶው እንተዝብላ ድአኒ አብዚ ኩሉ ጽገም ማዓስ ምስወደቅና ኔርና አምልክ ኢዱ ይንብረልና የሕዋተይ🙏🙏
@darsamussa44
@darsamussa44 3 года назад
Selamat Habesha behafesha bflay deqi awra awra. Ane hilm zbele Eritrawi iye selezi Eritrean iye zfotu.
@mother7727
@mother7727 3 года назад
ሕርር ትብል በቃ
@fthi3585
@fthi3585 3 года назад
👍👍👍😍👍👍👍
@EriMBH
@EriMBH 3 года назад
ንእሽቶ ደርጊ፣ ሕጂ ዓባይ ደርጊ ኮይናስ ንደርጊ ከማን ሓሊፋቶ
@asmeromgebrheweit176
@asmeromgebrheweit176 3 года назад
God bless you.
@HaraGhirmai
@HaraGhirmai 3 года назад
ተወሳኪ ከመስግኒኪ ዝደሊ ...እታ ባንዴራ ኤረይ ...ዝበልክያ ማዕረ ክንደይ ባህጋ ከምዝነበርና ብምዝካርኪ ኢዩ ። ብደርግ ዘረሽን እኳ እንተኮነት ብዙሓት ሕብእቲ ኣብገዛ ነይራትና...ጥራሕ ዘይኮነት ጀብሃ ኣብ ናይጃሕጃሕ ሰቂሎማ ሓዲሮም ተሰሚዑ ብዙሕ ህዝቢ ስርሑን ትምህርቱን ገዲፉ ጃሓጃሕ ክብል ምውዓሉን ደርግ ቀልጢፎም ደኣ ይቀንጥጥዋ እምበር ኣዚና ንኣሽቱ ስለዝነበርና ገለ ኣንተደገምዋ ተሰቂላ ክንሪኣ ብምብስል ምምልላስና ኢዩ፡....ከምዚ ሎሚ መለይ ሰማያዊት ባንዴራና ከይተናዕቀት.. Thankyou.
@amanbahlbi4397
@amanbahlbi4397 3 года назад
Nai bhaki zeitezerbe enber zetegebre yelen ezi wun khalf u .✌🙏🙏🙏
@m.s1128
@m.s1128 3 года назад
Thank you shewa hafitna .
@lilyzemo2404
@lilyzemo2404 3 года назад
👍💯👌✌️
@weiniamen2404
@weiniamen2404 3 года назад
Hmmmmm
@hananyonus9095
@hananyonus9095 3 года назад
ወዲ ልብሱ ኣማሓዳሪ ሰሜናዊ ቀይሕ ባሕሪ ኢዩ ዘሎ።
@nomore5845
@nomore5845 3 года назад
ኣይግድን ግርህ ዝበለ የለን እዞም ተንኮለኛታት እምበር ድሕሪ ዓመት ክልተ ዓመት ዘኪሮም እቲ ብግርህና ዝቱጻወትካዮን ዝሰሓቅካዮን ትርጉም ሃቦም ዝዳጉንኻ እዮም። ከምዚ ንስኺ ትዝ ኢሉኪ ፍሽኽ ክትብሊ ሎሚ ፍሽኽታ ትብሃልውን ጡፊኣ ኣብያቶ እያ ንህዝቢ ኤርትራ። ብዙሕ ክፍኣትን ጭካነን ዝነበሮም ኣብ ሻዕብያ ኣብ ክፍልታትን ኣብ ሓላፍነትን ዝነበሩ ዳርጋ 95% ክፉኣት ነሮም። እቶም ኣብ ሓይልታት ዝነበሩ እዮም ናይ ብሓቂ ንጹሃት ኔሮም ገለገለ ገዲፍካ። ፓፓዮ ድማ ሓደ ንጹህ ኤርትራዊ እዩ ኔሩ ሰናይት ሓብቱን ንጹሃት ኔሮም እንተ እቶም ካልኦት ግን ቃላት ኣይትረኽበሉን። ምስ ህልዋት ይግበሮም ኢና ንብል።
@planetearth26
@planetearth26 3 года назад
ሽዋ ከማኺ ዝኣመሰላ መምሃራን ደቀን ኣብ ዝለዓለ ደረጃ ዘብጽሓ ንህዝቢ ካብዚ ወሪድዎ ዘሎ ፍልልይን ህልኽን ውድድርን ወጹዩ ሓቢሩ ክወደብ ብትመኩሮኽን አንተትሳተፋ ዓቢ ኣበርክቶ ምኾነ
@higdefshiftahager7129
@higdefshiftahager7129 3 года назад
😢
@beyenetesfa8261
@beyenetesfa8261 3 года назад
Ajoki hafiteyy wey adey. Amilak. Xegua yebzehalki.
@rahelmhur1044
@rahelmhur1044 3 года назад
ዝከብርኩም መደብ ኣደለውቲ tv ኣሰና እዚ መደብ ምቅራብኩም እግዚኣብሄር ኣምላክ ብኩሉ ይባርኩም። ብጣዕሚ ዘሕዝን ዛንታ ልቢ ዝትንክፍ አሞ ከኣ ካብ ሓደ ስድራቤት 2 3&4 ክእሰሩ ብጣዕሚ ዘሐዝን እዩ።እዚ ከኣ ናይ ብዙሓት ሕቶ መልሲ ተረኪቡ ምክንያቱ ንምንታይ ናይ ስድረቤት እሱራት ቃለ ምሕተታ ዘይ ኣቅርቡ አዩ ነይሩ እቲ ሕቶ ።ናይ ኩሉና ዛንታ በሰላን ስለ ዝኮነ አዩ። ዝኸብርኪ ጅግና ሓርብኛ ናይ ኤርትራዊት ኣደ ወይዘሮ ሽዋ ኣምላክ ብኩሉ ይባርኪ ።እግዚኣብሄር ኣምላክ ንበዳሊ ከም ንጹህ ኣይርእይን አዩ አሞ ንሱ ክፈድዮም አዩ ። እግዚኣብሄር ኣምላክ ንሕዝብናን ሃገርናን ይብጻሕ
@awetshmangus9928
@awetshmangus9928 3 года назад
ስድራቤት እንዳ ኤርምያስ ደበሳይ ምስ ሓፍቱ ሰናይት ደበሳይ እዚ ክሉ ቃልስን መስዋእትን ከፉሎም በዚ ኣራዊት ስርዓት ኣደዳ ግፍዕን መከራን ክወርዶም ናይ ብሓቂ ዘሕዝን እዩ። እቶም ገበርቲ እከይ ናይ ኢዶም ዝፍደይሉ ጊዜ ርሑቕ ኣይኮነን።
@xewarkuninebsey5213
@xewarkuninebsey5213 3 года назад
Ahhhh zeywda nbat ohh
@weiniamen2404
@weiniamen2404 3 года назад
Hmmmm
@beyenetesfa8261
@beyenetesfa8261 3 года назад
Eseyasi. Denkor. Galika endezeyina wedika. Airport. Wey gud. Mealtika texeb
@user-qc2hm2qs6d
@user-qc2hm2qs6d 3 года назад
ኣሕ እዋይ ስድራና
@sofiaogbu9057
@sofiaogbu9057 3 года назад
Shoa enkui hagoseki kulen deki aboy Niguru hiyawot kem zibelkiyen iyen been mis adey deki mahber Nisehabota zibehal neriwen kulen halifen gin ab libina alewa.
@fesshaziontesfai9191
@fesshaziontesfai9191 3 года назад
Selam shwainesh (shwa) nmehazutki zinebera ab sangergo nazeb Asfaha nlemlem Esahak ngal Hakim Araya. Tzkriyendo Ybel ab Sangergo wedi Klassen Znebere Tesfai Fesshazion
@user-of9fg7fi9e
@user-of9fg7fi9e 3 года назад
እሰያስ ንብዓል ወዲ ልብሱ ብኩኦም መዝሚዙ ኣታሊልዎም እዩ ብገንዘብ ዝጥበሩ ኣባጊዕ ንመጻኢ ዘይሓስቡ
@Mky330
@Mky330 3 года назад
ቀንዴል ሓርነት ንኩሎም እዩ ኣብ ገንዘብ ከም ዝግዝኡ ጌርዎም፣ ክሳብ ሕጂ ሱቕ ኢሎም ዘለዉ ፣ድሓን ሕጂ ተኪሒሶምና ውን ኣይምተጸለኣን ፣ካብ ብዙሕ ክሳራ ምደሓና
@Mky330
@Mky330 3 года назад
helen semere ቀራብና ደሓን ሕጂ ፣ህግደፍ ሞራል የጥፍኡ ኣለዉ ፣
@099088122
@099088122 3 года назад
Behaki zehizin tarik , higdef mendef zeygebero geben yelen 😭😭😭😭😭
@kibreabghebre3945
@kibreabghebre3945 3 года назад
Entay anet chekan siriat eyu mexina weldetat dexinit
@sofianegusse800
@sofianegusse800 3 года назад
10ey kfli eyu neru Ahfrom halngay
@higdefshiftahager7129
@higdefshiftahager7129 3 года назад
Tilmet hidhid nay eritrawian si ygerm yu😓nihina nemharu kintzaref si, wey gud
@hhhhighbroke593
@hhhhighbroke593 3 года назад
This very painful to hear it, shocking , Beyena Resom the wicked evil creature. i have no idea how he sleep at night.
@DBlockniss
@DBlockniss 3 года назад
somebody needs to surprise him..
@Cliques996
@Cliques996 3 года назад
Ahhhhhh,,,,,
@mercinegash8202
@mercinegash8202 3 года назад
Jegna tegadalit waero, Amlak bselam yewxayom zeyhalfela hager
@hiwotdagnew5666
@hiwotdagnew5666 2 года назад
😭😭😭😭
@selamnkulu3644
@selamnkulu3644 3 года назад
Ajoki kbrti ade seiti jgna abona Ambasader Ermiyas hade mealti ala ktrakbu ekum eti zehegus kea abo hago mkanu eyu.ente eti lihtit Beyene Resom mo hsur bdewu zmote ndeku dezekteme eta meshenkoka ab ksadu nktatu keriba ala amlak mhret yewrdelna nkulu hzbi Eritrea.
@biriktiyitbarek4161
@biriktiyitbarek4161 3 года назад
Ajoki Shwa Haftey Hadera Nay Abom Ni deki Kem Abon aden nidekiki , hadera hizbom kemtekalasit Bitami zekurina Ertirawit Eskimo Amlak zamaki yihabom 👏🏽👏🏽👏🏽♥️
@sofiaogbu9057
@sofiaogbu9057 3 года назад
Kidiwilelki iye
@nasserahmed8775
@nasserahmed8775 3 года назад
Thank you አቶም ናይ ጀብሃ ሓለፍቲ ሓቀጛታት ነይሮም አንተንሰሞኦም ነርና ሕጂ ዓጀውጆው ኣይምበልናን ኔርና።
@estifanosghebrezghi3526
@estifanosghebrezghi3526 3 года назад
Kanibaliziom himam doriho eu.alikiana terijaa mekana..
@user-of9fg7fi9e
@user-of9fg7fi9e 3 года назад
ኤርሞያስ ደበሳይ (ፓፓዮ) ጅግና ሓርበኛ
@Mky330
@Mky330 3 года назад
ዝገርም ነገር ሰመረ ርእሶም ንሽዋ ቀረባ ቤተ ሰባ እዩ ፣ ደቂ ክልተ የሕዋት እዩም ፣እዋይ ኢሰያስ ከመይ ጌሩ እዩ ዘታልለና ዘሎ ይገርም እዩ
@user-of9fg7fi9e
@user-of9fg7fi9e 3 года назад
@@Mky330 ኩላ ሸናኺርዋ እንድዪ ' ኤርሚያስ ደበሳይን ኣስቴር ፍስሃጽዮን ደቂ ሓትነታት እዮም " ኣስቴር ጉ 15 እያ ኤርሚያስ ክኣ ቅድሚኡ ተኣሲሩ ኔሩ ምስ ወጸ ክኣ ተደናጋጺ ጉ 15 ተባሂሉ ምስ ሓብቱ ሰናይት ደበሳይ ተኣሲሮም ብሰንኪ ሰብኣያ በየነ ርእሶም የእሲርዎም "
@Mky330
@Mky330 3 года назад
ቀንዴል ሓርነት ብሰንኪ ሕመቅና እዩ እምበር ኢሰያስ ሓንቲ ዓቅሚ የብሉን ፣ስብሓት ኤፍረምን ጴጥሮስ ሰለሙን መታዓቢቲ የዕሩክ ኔሮም ድሓር ግን የሕሊፉ ሂብዎ ምኽልኻል ምሉእ ኣብ ኢዱ ከሎ ብዙሕ ክገብር ዳካኣለ፣ድሓር ድማ ናብ ነብሱ መጻያቶ ፣ ስለዚ ኢሰያስ ወላሓንቲ ሓይሊ ከም ዘይብሉ እዩ ዘርኤኻ ባዕሎም እዮም ዝሕግዝዎ ዘለዉ
@user-of9fg7fi9e
@user-of9fg7fi9e 3 года назад
@@Mky330 ንብዓል ወዲ ልብሱ ንኩሎም ቡኩኦም ገምጊሙ ተጻዊትሎም እዪ ' የሕሩእ እዮም ኩሎም ንመጻኢ ዘይሓስቡ ግዝያዊ ጥራይ ክሪኡ ዘሕዝን እዪ ' እሰያስ ሰብኣይ ይኣስር ሰበይቲ ይሸይም ወይ ሰበይቲ ይኣስር ሰብኣይ ይሸይም እዚ ፍሉይ እዪ
@Mky330
@Mky330 3 года назад
ቀንዴል ሓርነት ሕሰቦ እሞ ንሃገር ሙሉእ ሂወቶም ተጋዲሎም ብዘይ ፍርዲ ብዘይ ደሃይ ተኣሲሮም ከለዉ እዞም ኩሎም ሓለፍቲ ሱቕ ኢሎም ይዕዘቡ ኣለዉ ፣ሓደ ሰብ ንኩሎም ከም ዘይተኣማመኑ ክገብሮም ይክእል ፣ይገርም እዩ ከመይ ጌሮም ደኣ ንደርጊ ስዒሮሞ
@teamekiflay4109
@teamekiflay4109 3 года назад
ይሁዳ ኣጽኒቲና
@G.M.-yg2gj
@G.M.-yg2gj 16 часов назад
EDEN 3 GHIZIE THE SAME QUESTION TEYIKIYA NISHEWA..KITOKI MESERET YEBILUN
@ogbaizerabruck4381
@ogbaizerabruck4381 3 года назад
ብዛዕባ ገርህነት ወልደዳዊት ዋሃዮታት ዝገበሮ መደረ ዓቢ ምክንያት መንእሰያት ንክሃድሙ ጌሩ'ዩ። ግን እቲ ቀንዲ ምስጢር ሻዕብያ ነቲ ኩነታት ኣንቢባ ሎሚ ነብሱ ዘይውጽአ ጀብሃ ኪትሓርደኩም እያ ዝብል ተዘዋዋሪ መልክእቲ ክሳብ ቃሓይን ደምበላስ መናፍሓት ንብስኹም ኣውጽኡ ክትብክ መዝሚዛቶ እያ፡ እቲ ህዝቢ ዘይቕልበሉ፡ ብሓንቲ እምኒ ክልተ ዑፍ ምህራም ጉርሒ ዋሃዮ ሻዕብያ ብዓል መዝንግዕ ንመን ዘየዘንግዑ። ዓቢ ጽልዋ እዩ ብሓደ ለይቲ ዝቑቕ ኢሉ ደቀምሓረ ኣትዮም ነፉጾም እቲ ጀብሃ ናይ ኣስላም ኣድሓርሓርት ጀብሃ ዝብል ተደጋጋሚ መዛሙራቶምውን ዓቢ ጽልኢ ጽልዋ ከም ዝነበሮ ክንዝንግዕ የብልናን። ብዝተረፈ ሓቂ ኣለኺ እቲ ሓይሊ ቃል ናይ ጅግና ስዉእ ተጋዳላይ ወክደዳዊት ግን ንጸለመ ተጠቂመምሉ። ኡሳያስ ደኣ እንታይ ዝፍቱ ኣለዎ ሕጂስ ኩሉ ሰብ በጹሕዎ'ዩ። ግን ብዙሓት ከም በዓል ፓፓዮ ተሓይሮም በዓል ወልደዳዊት ተቐቲሎም። ደይ እምባና እምባ መን ፈረሰ ዝካሓደ ብሴፍ ዝኣመነ ብሴፍ እዩ እንዳ ሻዕብያ። ብዝኮነ ሽዋ ጽቡቕ ትዕዝብቲ'ዩ፡ በጀካ ግለ ናእሽቱ ጸይቅታት ዝከደ ምስ ከድ ደኣ ኮይኑምበር ህዝቢ ሰራየ ጉዳይ ምሕደርኡ ናጻ ስለ ዝገድፍናዮም፡ ንስ ጀብሃ ጽቡቕ ምውኃድ ተፈጢሩ ነይሩ ግን ጊዜ ዘርዩና ኡሳያስ ብኩሉ ተዓዊትልና፡ ዓወትና ኣይኩን። እቲ ግፋ ከኣ ክእርመኪ ብሽማግለ ዓዲ እዩ ነይሩ፡ ናይ ግድን ሰብኣዊ ዓቕሚ ንምድልዳል ንስለ ናጽነት ምቅላስ ብምንባሩ በጀካ ሸቐጥ ህግድፍ፡ ንቡር'ዩ። ሻዕብያ መራዕቲ ከይተረፉ ዝግፈፈት ሻዕብያ ግን ክዛረብሉውን ኣይድልዩን። ንኤርምያስ ደብሳይ ኣብ 1975 ዝዕለናዮ ኣሎ ከዕለኪ፡ ኤድን ኢያሱ ደውልለይ ኣገዳሲ ሓቤሬታ ኮይኑ ኣሎኒ። ሽዋ ሓብትና ከኣ ድምጽኪ ክንሰምዕ ደስ ይብል፡ ኣጆኪ እዚውን ክሓልፍ'ዩ፡ ፓፓዮ ጥዑም ሰብ ዘይ ኡዱ ተፈድዩ። እቶም ወንጀልቱ ዝጽበዮም ኣይንርእዮ ክከውን እዩ። ኣምላኽ ይዕዘብ ኣሎ ፍርዶም ጽባሕ'ዩ። ባዓል ፓፓዮ ከም ስሙ ከኣ መዋጽእቲ ይፍጠረሉ ይፍጠረሎም።
@adunyaasmera3581
@adunyaasmera3581 3 года назад
ኣሕ ጀጋኑ ኣብ ማሕዩር መዋጽኦ ይፍጠረልኩም ኤርምያስ ደበሳይ ሰናይት ደበሳይ ኤህ እዋይ መርገም ናይዛ ሃገር
@ahaile5872
@ahaile5872 3 года назад
Sdrabet mule atsnitwom beka ajoki zhaftey tsnat yhabkum nkuukum
@nigstifessahaye4465
@nigstifessahaye4465 3 года назад
Aloki Shwa Tesbikiti kulu Geze bedaki kitehigsi Eki ADE malte Ka Miss Sebeiki akitrakabe eki Adina Netes Koyina Kineria Ena
@estifanosghebrezghi3526
@estifanosghebrezghi3526 3 года назад
Megedi mendefera zitgemistelu 17 nayi riesi mirak geza kiseruhu yibihal...
@user-of9fg7fi9e
@user-of9fg7fi9e 3 года назад
እሰያስ ኣንጻር ወልደዳዊት ፕሮፓጋንዳ የካይድ ነይሩ ' ን ወልደዳዊት ክፈርሖ ምዓት እዪ ነይሩ ' እሰያስ ን ወልደዳዊት እዚ ሰብ እዚ ክጠፍእ ኣለዎ ይብል ከም ዝነበረ ይዝረብ እዪ " ብዓል ሙሴ ተስፋሚካኤል ' ድሩዕ ' ስዪም ሓረስታይ' እሰያስ ' እዚኦም ኩሎም መምሃርቲ ወልደዳዊት እዮም ኔሮም ኣብ ሉኡል ሞኮነን ኣስመራ " ወልደዳዊት ንብዓል እሰያስ ፓለቲካ ዝምሃሮም እዪ ' ምስ ድሩዕ ክኣ ብሓደ ኣብ ሰምበል ተኣሲሮም ኔሮም ስለዚ ወልደዳዊት ን እሰያስ ኣጥዕዪ ስለ ዝፈልጦ ' እሰያስ ብዙሕ ፕሮፓጋንዳ ጸለመ ኣብ ልዕሊ ወልደዳዊት የካይድ ኔሩ '! ወልደዳዊት ነዚ ጸለመ የፍሽሎ ነይሩ ግን ሕለፍያ ይብሃሉ ከም ዝነበሩ ይዝረብ ።
@user-qy7fh5kp9j
@user-qy7fh5kp9j 3 года назад
ኣየ ቀንዴል ቀንዴልካ ዳኣ እምበር ትሰበር እዚ ማይ ዘይጠዓመ ዘረባ ግደፎ። ወልደዳዊት ሓደ ዘይጠቅም ሽፍታስ
@user-of9fg7fi9e
@user-of9fg7fi9e 3 года назад
@@user-qy7fh5kp9j ካብ ርእሲ ህግደፍ ዳ እንታይ ሓሳብ ክንጽበ '
@eriit881
@eriit881 3 года назад
ቀንዴል ሓርነት ወልደዳዊት ማለት እንታይ ማለት ዪ? ስለ ዘይ ፈልጣ'የ ሶሪ
@user-of9fg7fi9e
@user-of9fg7fi9e 3 года назад
@@eriit881 ለወልደ ዳዊት ዐቢይ እግዚአኩልነ እስመ መጽአ እስመ መጽአ ትሁተ ሀቤነ ውሉድዳዊት ማለት እዪ ትርጉሙ ' እዚ ንብሎ ዘለና ሓርበኛ ክኣ ወልደዳዊት ተመስገን ይብሃል
@estifanosghebrezghi3526
@estifanosghebrezghi3526 3 года назад
Ghebiha atihahi hizibi ashebeken.wihayo nitewubela hishushukutu amila.diarikia etadiakoyunum bileyiti molikom nitari hatela mesafinitistura yibihal neuru....
@Asmara1991
@Asmara1991 Месяц назад
ኣሽንኳይ ንከምዚኦም G-15 ንሃገሮም ብዙሕ ዘበርከቱ ውፉያት ተጋደልቲስ ይትረፍ ዝኾኑ ይዀነ ኤርትራዊ፡ንሓንቲ መዓልቲ እኳ ትኹን ማእሰርቲ ከጋጥም ዘይምነ ውልቀሰብ እየ።ብዙሕ ከኣ ይሓዝን። ግና ክብርቲ ሓፍቲ፡"ዝኾነ ይኹን ውልቀ ሰብ ልዕሊ ሃገር የልቦን"። መቅጻዕቲ ክሕደት ሃገር እንታይ ከም ዝኾነ ከኣ ኩላትና ኣጸቢቅና እንፈልጦን እነኽብሮን ዓለማዊ ሕጊ እዩ። ናተይ ምንዮት ሃገርና፡ካብዚ በዞም ግናያት ጎረባብትና ዝመጸና ዘሎ ተጸባኦታት ነጻ ኮና፡ ኩሉ ሰላም ኮይኑ፡ኩሎም እሱራት ሃገርና ምሉእ ምሕረት ተጌርሎም ምስ ቤተ ሰቦም ተጸንቢሮም ንክነብሩ እዩ።
@joemes6432
@joemes6432 3 года назад
Donkorow sila zukone .behayle eyom zutukamu
@atobrhanato4591
@atobrhanato4591 3 года назад
FX
@nomore5845
@nomore5845 3 года назад
ጀብሃ ግልጽነት ኔርዋ እንተንእሽተይ ደርግ ግን ኣፋ ካልእ ግብራ ካልእ። መሳኪን ምንእሰይ ብዘይምስትውዓል ኣብሓዊ ተጠቢሶም እምበር ሻዕውያ ድኣ ዳስ ሓውያ እኮ እያ። ኣብዚ እኮ እዩ እቲ ናይ ኤርትራውያን አርሒቅካ ዘይምስትውዓል። እቶም ናይ ጸጥታ ዝበህርሉ ኣብ ጀብሃ ዝነበሩ ብውሽጥምውሽጢ ናይ ሻዕውያ እዮም ኔሮም።
@gidaymengesha1976
@gidaymengesha1976 3 года назад
ኩሎም እሱራ ብሐፈሻ አዋፅአ ይፍሮሎም ንዓይ አብ ህዝባዊ ግንባር ዝነበሩይኩ አብ ጀባሃዝነበሩ ኩሎም ንዓይ ጀጋኑእዮም.
@dantheman4366
@dantheman4366 3 года назад
ናይ ኤርትራ ነገር ብኺኻ ኣይውዳእን:: ከም በዓል በየነ ርእሶም በዓል ኢሰያስ: ኣንስቶም ዝቐትሉን ኣእዳዎም ብደም ዝጨቀወን ኣራዊታት'ሲ ያኢ ሃገር ኣካይዶም ራህዋ ከምጽኡልና!
@solomonmosazghi9980
@solomonmosazghi9980 3 года назад
ዋህዮ ሃብሮም ንኢሳያስ ኣምጺኣ። ነዚ ክትግዕታ'ዶ ትርህጻ!
@yosieftekle9153
@yosieftekle9153 3 года назад
Sheger nayza hager agazian tray eyu zfetho
@berhehabtemariam7260
@berhehabtemariam7260 3 года назад
ወዲ ልብሱ ኣማሓዳሪ ሰሜናዊ ቀይሕ ባሕሪ ኢዩ ዘሎ
@dawitabraham8637
@dawitabraham8637 3 года назад
Naye isyas ayekonen eti Segem mis issyas koyeneome nehewatome ziresheneu ziketeleu eyome neyerome mekineyatu issyas ab seltan kikisel prisdent koyeneu nesome yehwatome ketelome wedi medhin berad ne erittea kitifei kineu kiberesee eyu elameu.ab mewederetea kea nesikume dea bealeye ab zeltan ameseikume elu. Nekulome akibeu eraero wesedeiwome mewaseti yefetrelome sebuki ayerekibun nenebesome family nehager kea ab tselmat atiyea meweseti yefeterelu ermias mis habetu seniat debesay awet nehizebea eritrea wediket nehgdaf
@G.M.-yg2gj
@G.M.-yg2gj 16 часов назад
EDEN TARIK HIWETKIN ATEABIYAKIN INTE GHELETSKILA YIHAYISH .SHEWAN NISAN MELKIAN JEGNA GUAL ASMERA IYA
@123abc758
@123abc758 3 года назад
ብሓቂ ዋህዮ ሻዕብያ ጸርዩ ኣይጸርን ኢዩ ግን ካብ ሻዕብያ ዝረብኽዮ ኢድኪ እያ ረኺብክያ ኣሎኪ
@neamagualasmara9094
@neamagualasmara9094 3 года назад
Zehazenk.Aytemeslen.Eki. Be. Eseyas. Be. HGDF. Aytezarebken be. Jebha. Terah.ketezarebe. Shem on you.
@abrahamtsegay6569
@abrahamtsegay6569 3 года назад
አዛ ጋዜጠኛ ን ሰናይት ደበሳይ ትምሰል ።
@milliongebremikeal3492
@milliongebremikeal3492 3 года назад
ኣታ ሓውና ሰናዪት ደበሳይ ትፈልጣ ዲካ ኣበይ ተራኪበን ሰኑ ፍሽክትኣን መልክዓን መወዳድርቲ ዘይብላሲ ተደርብሽካ
@abrahamtsegay6569
@abrahamtsegay6569 3 года назад
@@milliongebremikeal3492 ente zeyfelta kemey geare komu yiebel aleku
@milliongebremikeal3492
@milliongebremikeal3492 3 года назад
@@abrahamtsegay6569 ኣታ እሞ ተደርብሽካ ንብለካ ኣለና ሰናዪት ደበሳይ ብመልክዓ ካብተን ኣለዋና ንብለን እያ ከማን ይብለካ ኣለኩ ።
@abrahamtsegay6569
@abrahamtsegay6569 3 года назад
@@milliongebremikeal3492 አዛ ጋዜጠኛ ከ ክፍአቲ አያ ዝበለካ ሰብ ኣሎ ድዩ አንታይ ኢኻ ዘረባ ተብዝሕ ንምካሐለን ገለ ትብል ን ዓናይ አንዶ አሞ ስርሒት ጌርና ን ወጻያ ካብቲ ዘላቶ ሕማቕ ቦታ
@milliongebremikeal3492
@milliongebremikeal3492 3 года назад
@@abrahamtsegay6569 ኣይትውዐ እባ ኣነ ውን ክፍእትያ ኣይበልኩን ኣይራከባን እየን እየ ኢለካ እንተ እቲ ስርሒት ጌርና ዝበልካዮ ዝደልዮን ዝምነዮን እዩ ፈተውቲ ነብስና እንዶ ሞ ኮይና
@filimonsibhatu9763
@filimonsibhatu9763 3 года назад
Ati lokmax shiwa nzeyfelteki wereja koynki tezarebi aleki mush nski eko Holland shweden bandera hizki eki hgdef dew ybel tbli nerki hji sebayki ms tasere aykonen ksmaki kezab wahid
@dahlakshumdehan1530
@dahlakshumdehan1530 3 года назад
Nay haqi felitoma nerom jebha nieshtey dergi eya neyra shaebia merahia Esayas. Esayas bi widit mies Ethiopia teshariku eyu ziserih neyru. Hji kea eti zibeluwo nireyo alena.
@hakinzareb1148
@hakinzareb1148 3 года назад
Kulu zerebaki bsul melekti zelewo neru eza nay wedi lbsu zbelkya gn ayteredeatnn an baeley n babayo kferdo yehlfuni aybelen baeley wn feradi kkewn aybelen beti zekreblu ksin documentn gn wesinu feridwo hjis abey eya eta gega zgebera entetebrhya sbuk neru
@mohammednurmohammed6166
@mohammednurmohammed6166 3 года назад
814q .
@bilienmhasion9411
@bilienmhasion9411 3 года назад
She is from tigray and yeman. But born in eritrean. Do not talk about eritrean Agame.
@tesfutekle8928
@tesfutekle8928 Год назад
Hgdef medef
@solomonmosazghi9980
@solomonmosazghi9980 3 года назад
ዋህዮ ደኣ እንታይ ክትብል ካብዚ ሓሊፋ? "ዋህዮ ኒዮው በላ ዋህዮ ሓሶት እዩ ኣመላ"!
@alemmesfen9656
@alemmesfen9656 3 года назад
Hind sight 20/20, Shame on you for not understanding the dangers of Isaias you are describing it as power struggle with Weldedawit. Stick to the things you know.
@collegeboyfortwo
@collegeboyfortwo 3 года назад
Rasayeda ekooo shefatuuu kebela edaaa bekemay Kerman eze dictator Esyas ab 9 beherat fantasy koxerewom yegerem euu
Далее
다리에 힘이 풀려버린 슈슈 (NG Ver.)
00:11
Просмотров 2,1 млн
skibidi toilet multiverse 039 (part 2)
08:58
Просмотров 4,8 млн