Тёмный

awel seid wedi bashay ዘካየድዎ ቃለ መሕተት ሓቁን ሓሶቱን | Yikealo Tv 

Yikealo ይከኣሎ TV
Подписаться 93 тыс.
Просмотров 36 тыс.
50% 1

wedi bashay, awel said, yikealo tv

Приколы

Опубликовано:

 

5 июл 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 235   
@hailuweld
@hailuweld 5 дней назад
ኣቱም ዘይሓፍሩ ሓሰውቲ ወለዲ ኣብ ክንዲ ደቆም እናኣሰሩ ኣደዳ ሞትን ሕማምን ገሮሞስ ዘይሓፍሩ ደናቁር ባራዩ ኣምላክ እባ ዕምሩኩም የሕጽሮ ይከውን ይውድኣልና ይከውን።
@adamhanibal3935
@adamhanibal3935 4 дня назад
እግዚኦ መሓረና ክርስቶስ ካብ ርኹስ ኣምሓርኛ ዝዛረቡ ተጋሩ ሓልወና !
@peaceandlove.
@peaceandlove. 4 дня назад
Amharigna kidus kuankua eyu.
@yordag9538
@yordag9538 5 дней назад
ኣባኣ ከይዶም ኮፍ ዘይብሉ ጉድ እኮ ረኺብና ገለ መኪኖኦም ሽይጦም ገለ ገንዘብ ሒዞም ዘይከዱ ኣብዚ መጺኻ ሃለውለው ዝብሉ💙💙💙💙
@user-sf8ij5ky7p
@user-sf8ij5ky7p 4 дня назад
ኣይገርመክን ክሕስዉ ይከዱ ክሕስዉ ይምለሱ
@letinak4559
@letinak4559 2 дня назад
ዕድመ ይሃብካ በልሕ መንእሰይ ይከኣሎ 🙏🙏🙏
@user-ox5ok5df4w
@user-ox5ok5df4w 4 дня назад
ይኪ ሓወይ እዛ ቁዱስ ቁርባን ወሲድካ ዝበለቶ ዕልልቲ ናይ ሃማዲኤ መራሒት እያ ታራ ሰብ ይመስሎም ኣሎ ጋል ስመጃና ዘኾሎ ዪ ዓዳ ብዝኾነ ኩሉ ግዜ ተቅርቦ ዘለኻ መደብ መሃሪ ዩ ኣጆኻ ቀጽሎ🫶💙
@yordag9538
@yordag9538 5 дней назад
እዋይ ጊዜ ቕዱስ ቑርባን ኢልካ መጻወቲ ኮይኑ ሕማቕ ጊዜ ህዝብና ሕማቕ ኣሎ ሰባት ምስ ኣምለኽና እኮ እዩ ቕባጸቱ ልብን ቕልብን ይሃቦም 🙏🙏🙏🙏
@Dermas2024
@Dermas2024 3 дня назад
ኣብዚ እንሆ ኣብ ግንባሩ ሽግረን ዓጸባን ዘንጸባርቕ ብጸቢብ ኣተሓስስባ ዝቐርዓነ ዋንጭል ኣባል ዕስለ ኣህባይ!
@AaAa-km9pk
@AaAa-km9pk 5 дней назад
ዝከበርካ ኤረትራዊ ተቃሳ ህግደፈ ዛአክሎ ገዚኡ ቀቲሉ ገፍፉ ራስዩ ዘምቱ ዘምዩ እቲ አሎ ዝተባህለ ግፈዒ ኩሉ ፈጺሙዎዩ በቃ ሕጂንቁሩብ ግዝየ ተጸመም ንከሰ አብ ምዕራቡዩ በላዒ ሰብ
@NomorehgdefEzgharya
@NomorehgdefEzgharya 5 дней назад
ጅግናና ከመይ ውዒልካ❤❤❤❤
@adamhanibal3935
@adamhanibal3935 4 дня назад
ክንደይ ሚልዮናት ህዝብታት ርኹስ ኣምሓርኛ ምሂርኩም መንነቶም ኽሒዶም ክሳቀዩ ጌርኩሞም
@peaceandlove.
@peaceandlove. 4 дня назад
Kindey amharigna bimzrab tekedisom
@letinaabay6991
@letinaabay6991 5 дней назад
ኣደይ ግደይ ካብ ቀደም ሓፋሽ ውድብ ነራይ ሕጂ ክኣ ኣባል ህግደፍ ኢያ 😢
@BN_Ageneration_mussie1973
@BN_Ageneration_mussie1973 4 дня назад
ዓገብ በልዋ በቶም ትፈልጦም ስድራ-ቤታ ጌርኩም 👍
@user-sf8ij5ky7p
@user-sf8ij5ky7p 4 дня назад
@@BN_Ageneration_mussie1973ኣይተርፋን እዩ ወላ ተለፎና ኣምጺእና ከነጠንቅቃ ኢና ግን ስራሕ እዩ ምሕሳው
@Huruy-oq5pb
@Huruy-oq5pb 3 дня назад
ብጣዕሚ ሓቂ ዝኾነ ትንተና ኢኻ ኣቕሪብካ ኩቡር ሓውና
@gsb411
@gsb411 5 дней назад
እተን ሽግለታ ናይ ትግራይ ዝሰረቕወን ኤሪትራውያን ተመሊሰንዶ
@Beaconlight16
@Beaconlight16 5 дней назад
Well said ! Yikealo " ሕዝቢ ኤርትራ ጽሑፍቱዑ በዓሉ ጥራሕ'ዩ ክቅይሮ ዝክዕል : እዚ ከኣ ነቲ ስርዓት ብምቅያር ኢዩ :: "
@user-jp6pe9fq6p
@user-jp6pe9fq6p 3 дня назад
Well Dane bro .....keep it up
@adamhanibal3935
@adamhanibal3935 4 дня назад
ዕድመ ርኹስ ኣምሓርኛ 666 ጥራይ ! ዕድመ ተጋሩኣገው ቢለን 4000 ዓመት ዝያዳ ! ሕዚውን ርኹስ ኣምሓርኛ ክትዛረቡ መርገም ድዩ ጽሕፍቶ እንድዒ ! መሳኪን ኣምሓሩ ሽዋ ጎንደር ጎጃም ንዘመናት ሚልዮናት ህዝብታት ተሳቅዩ ዘለኹም ተጋሩ ኣምሓርኛ ዝዛረቡ
@peaceandlove.
@peaceandlove. 4 дня назад
Edime amharigna 7 shih ametyu.
@Wedihaile-qz1zw
@Wedihaile-qz1zw 5 дней назад
ኣንታ ውርዲ ዛ ሳሕሳሕ ትግራዋይ ቆንዳፍ😂😂😅
@THEVOICEOFTHEVOICE-pk2px
@THEVOICEOFTHEVOICE-pk2px 5 дней назад
You are a good citizen. Keep it up.
@kibreabesey9582
@kibreabesey9582 3 дня назад
❤❤❤ይክአሎ ዓርከይ አብዛ ብዝዓባ ናይ ግሊ አውቶብሳት ምእጋድሲ እብ ቀረባ አውቶቡስ ዝውንን ወዲ ዓደይን ቤተሰበይን ክሰርሓላን ቤተሰቡን ክአልየላ ኢሉዋላካ እንተገዝአ አብ አፍደገ ገዝኡ ክአቱ ክወጽእ እናረአያ ዝብላዕ ዝስተ ተሳኢኑ አብቲ ግዛ ብጣዕሚ ተስፍ ቆሪጹን ርእሱ ከምዝቀተለ የ ክነግረካ ደልየ!! ዝገርመካ ድማ ክትሸጣውን አይክአልን ምኻኑዩ!!❤❤❤
@EriMoralMedia
@EriMoralMedia 5 дней назад
#ይኪ ኣይትጋገ፣ መጀመርያ ካብ ዘረባ ሓደ ወስላት ሰብ ሓቂ ክትረክብ ምፍታንካ፡ ዓጽሚ ይሃብካ እዩ ዘብል😂 ኣስተውዕል፥ ሓንቲ ሃገር ኣብ ልዕሊ ጎረቤት ሃገር ዘለዋ ፖለቲካዊ ኣጠማምታ ምስ ዲፕሎማሲ፡ ረብሓን ጸጥታን ናይታ ሃገር ብዝኸይድ መልክዕ እያ ትኽልሶ። ነቶም ተቓለስቲ ድማ ብኡ መንጽር እያ ትኽልሶምን ተማእዝኖምን ወይ ድማ ስምምዕ ትገብርን። እቶም ተቛወምቲ ድማ ከም ጽግዕተኛታትን ደለይቲ ሓገዝን መጠን፡ ነቲ ስምምዕ ከኽብሩም ብኡ ብመንጽር ዓወታቶም ክእምቱን ጻዕርን ጥበብን የድልዮም። እዞም ንመንግስቲ ኢትዮጵያ ዓንቂፍና ዶ ምቅላስ ከሊእና ዝብሉ ኤርትራውያን ተቓለስቲ፡ ብመሰረቱ ኣብ ነንሓድሕዶም ናይ ሓባር ዕላማ ይኹን ራኢ ሃልይዎም ንቓልሲ ሓቢሮም ኣይፈልጡን። ብኣንጻሩ፡ ጅምር ከብሉ ብቛንቋን ብባንዴራን እዮም ባእሲ ዝጅምሩ። ስለዚ ኤርትራውያን ተቓለስቲ ጸገሞም፡ ባዕላቶም እምበር ደጋዊ ሓይሊ(መንግስቲ ኢትዮ ወይ ኣሜሪካ) ኣይኮነን። መላፍንትኻ ከመይ ኣብ ረብሓኻ ተውዕሎ ቅድም-ቀዳድም ናይ ገዛእ ርእስኻ ስልትን መደባትን ክህልወካ እዩ ዝግባእ፡ እንተዘየለ ብዘይ ውሁድ መደብን ብዘይ ራእን ብረት ስለዝተሰከምካ፡ "ናብ ድላየይ ክትኩስ ደልየስ ከሊኦምኒ!" ኢልካ ጥርዓንስ ናይ ንፉዓት ሰባት ርእይቶ ኣይኮነን።
@hewan1183
@hewan1183 5 дней назад
Very wise man! Tebarek🙏🏾
@ammedia6416
@ammedia6416 3 дня назад
እዛ ትዛረብ ዘላ ሰበይት ግደይ ትብላን ካብተን መዋእለን ናይ ህግደፍ ኣገልገልት እያ ቅድም ሓደ ዓመት ኣከባብ ኣስሮሞ ነሮም ግን መዋእላ እናሓሰወት ትነብር እያ።
@adamhanibal3935
@adamhanibal3935 4 дня назад
THE LANGUAGE SPOKEN IN THE HELL IS PROBABLY AMHARIC ! WELAHI 💙 ✝️
@peaceandlove.
@peaceandlove. 4 дня назад
The language spoken in heaven is amharigna.
@TewoldeGhebrezghi
@TewoldeGhebrezghi 5 часов назад
ቁዋምካቢ ዓቢዋ ሒውኺ አይኒበል ግን መጅመሪታ ሓሪቂ ዲሒሩኪአ ሲሒቁ ኩሪከሪ ምሲበሊ ሓይለሲላስ ሓደ ብር ወይ ቂሪሺ ሂባቲኒ።ሲሒቂ ዓዲኒጊሊዚ ጣዓዳ ሪግቢቲ ቀሪቢሉ አቡኡ ዲሒሪናፅነቲ 27ጊንቦቲ ተሰዊኡ ሚዚካሪ ዉፋይ ዓዱ ዓዲቀይሒ ዩ ወዲተኒቤን ከማ ሱሳ ዓመት 60አጣቂዒናሉመምሕር በየነ ሓዉናዩ አነወይ ካልዱ ምኪተ ሚክቲል ኢና ዲሒሩ 15ዓመት ነዞም ዓበይቲ እቀዲሚና።❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@TewoldeGhebrezghi
@TewoldeGhebrezghi 5 часов назад
ዲሓሪኪ አመምሃሪን ሃገሪና ኒመምህራና ክብርት ሒሰቢሎም። ውል ክም ናይ ድር ደቢረጺዮን ናይ ጳጳሲ ነሊቢሴ መምህር ኢዩ።❤❤❤❤❤❤❤❤❤።
@woldekidanitbarek9514
@woldekidanitbarek9514 5 дней назад
ገለ ገለ ሰባት ከም ውፉይ የስየፍ ገ/ሂወት ሰልጠነ ግርማይ ዝኣመሰሉ ንተጋደልቲ ሸፋቱ ኢዮም ነይሮም ርእሲ ሳሕል ይካኣሎ ርእሱ ጎደሎ ንተጋደልቲ ዝነበሩ ኣቦታትኩም ብመተርኣስ ዓፊንኩም ቅተሉዎም አነ ኤሪትራዊ ትግራዋይ ኢየ እንዳበሉ ንልዕላውነት ኤሪትራ ዘቃናጽቡ ኤሪትራ ትባሃል ሃገር ኡኮ ኣይነበረትን ትማሊ ጥልያን ዝፈጠራ ሃገር ኢያ ክሳብ ኤሪትራ ትባሃል ሃገር የላን ዘስምዕ ጓሓፋት ዝኾኑ ቃላት ኣንጻር ሃገርና ኤሪትራን ህዝብናን ዝዛረቡን ዝጉስጉሱን ዝነበሩ ንኤሪትራ ወኪሎም ክዛረቡን ክውክሉን ሞራል የብሎምን :: ኣይክእሉን ኢዮም :: ብህዝቢ ኤሪትራ ንጹጓት ኢዮም :: ውፉይ ዋላ ናብ ካናዳ ይኹን ናብ ኣመሪካ ከይዱ ዝበለ እንተበለ ብህዝቢ ስለ ዘይተወከለ እቲ ዝገበሮ ዕዶት ካብ ዕላል ሓሊፉ ካልእ ትርጉም የብሉን :: ዕላል ኮይኑ ጥራሕ ኢዩ ክተርፍ :: ካብ ሓደ 100,000 ንላዕሊ ዝተሰውኡላን ዝሰንከሉላን ብንዓለም ዘደነቐ ጅግንነት ኣርእዮም ልዕላውነት ኤሪትራ ዘራጋገጹ ጀጋኑ ብዘይረብሑ ብጣዕሚ ሕሱራት ሰባት ኤሪትራውያን ኢና ባሃልቲ ክዝለፉን ክቃናጸቡን ክናሸውን ህዝቢ ኤሪትራ ኣየፍቅድን ኢዩ :: ብመስዋትን ስንክልናን ደቁ ንዝዋራዘዩ ሰባት ክጻወሩዎም ኣይክእልን ኢዩ :: እቶም ብልዕላውነት ኤሪትራ ቆጨውጨው ዝብለኩም ኤሪትራውያን ኩኑ ዋላ ካብ ካልእ ሃገር ኩኑ ብዘየገድስ ፈቲኹም ጸሊእኩም ኤሪትራ ልዕላውነታ ዘረጋገጸት ሓንሳብ ንሓዋሩ ሃገር ኮይና ኢያ :: ክብርን ሞገስን ን ጀጋኑ ስውኣትን ስንኩላትን ኣሕዋትና :: ውድቀት ይኹን ነቲ ንሃገርና ኣዕንዩ ንህዝብና ዘጽነተን ዘጽንት ዘሎን ንኣሕዋትና በሊዑ ዘጉስዕ በላዕ ሰብ ኢሳያስ ኣፈወርቂ :: ዓወት ነቲ ለዋህ ዘይ ኢዱ ረኺቡ መሪር ኣደራዕ ወሪዱዎ ዘሎ ህዝብና ህዝቢ ኤሪትራ ::
@mengedihaqiterarikinaybhaqi
@mengedihaqiterarikinaybhaqi 4 дня назад
Mo Natka Kalsi gber.Antezeykoinu miwrzay gdefo.
@user-jo6wr7ns9p
@user-jo6wr7ns9p 4 дня назад
ዕስለ ካብ ምአካብ ሓሊፉ ዝገብሮ የለን
@leminternational1042
@leminternational1042 4 дня назад
ዋው ይካኣሎ ጅግና በሎም መሽጠልና ድኣ እዞም ኣምሶልታት ከዳዓት ጽባሕ ንጉሆ ክኣ ተሓተቲ ሙኻኖም ኣዘኻኽረልና
@faligali6690
@faligali6690 День назад
ብርገድ ንሓመዱ ንህግፍፍ ኣጻሕጺሕዎም ።ዘረብኦም ሙሉእ መዓልቲ ብርገድ ንሓመዱ ኮይኑ።እንቓዕካ ከምዚኣብርለተ ኮይኑ።💙💙💙💙💙💙
@user-cw6le9dc5c
@user-cw6le9dc5c 4 дня назад
ብትግራውነትና ላኾራዕና ላይክ ንግበር
@adamhanibal3935
@adamhanibal3935 4 дня назад
ደም ደም ደምብያ ደምበዛን ማለት ብኣምሓራይን ዘምሓርሓርኩምን ንዘመናት ዝተሳቀና ዘብሄረ ኣገው ቢለን ኢና !!
@peaceandlove.
@peaceandlove. 4 дня назад
Amharigna temahar kitkides.
@Arsenal..4949
@Arsenal..4949 5 дней назад
Yikealo nay Tour de France genzebawi shilmat nigerena
@Azig830
@Azig830 4 дня назад
Yiki hawey amazing project like always ❤❤. Free our people. Let’s work today together to have good future for us and our youngest
@user-pe9se5cy7m
@user-pe9se5cy7m 5 дней назад
የህባይ የዕጋም ዓባይ ዓጋመ ኣጥፊእናያ ንእሽቶይ ዓጋመ ተሪፋትና ኢሉ ወዲ ኢታይ ጅግና እቲ መርየት እዩ መርየትና እቲ ህዝቢ ኣከለ ዓጋመ ኣይ ህዝብናን ኣኸለ
@user-br9ig5ji7q
@user-br9ig5ji7q 5 дней назад
👎👎👎
@muluemeles7201
@muluemeles7201 5 дней назад
ቁዱስ ቁርባን ናይ ህዝባዊ ግንባር ከኣምበር ትብል በካዕ በሊ ብጥሜት ምቲ ረሳሕ ዝኮነስ ሰበይቲ
@arosabrahamin4827
@arosabrahamin4827 5 дней назад
Stupid
@user-br9ig5ji7q
@user-br9ig5ji7q 5 дней назад
እሰን እንደይን ከፊኢናና😢😢😢
@milliontareke6728
@milliontareke6728 5 дней назад
❤❤❤ nice one bro thanks
@Nimrod-kz2sn
@Nimrod-kz2sn 4 дня назад
ዋውው ኣታ ምስ ቁዱስ ቁርባን ከኣ እዋእ ኣታ ከመይ ዝበልዎ ጸልማት ዩ 😂
@nevergiveup6211
@nevergiveup6211 2 дня назад
Abzi zelo genbar zkone seb kea ktsegd eka nbalka zekra ezia fesfas
@seareweldemichael7548
@seareweldemichael7548 4 дня назад
Kemaka ybzihu wedi jeganu,bertiee❤❤❤❤
@HaimanotGoitom
@HaimanotGoitom 5 дней назад
Sebut intekonkum Asmera kedkum tekalesu.
@abelyemane9786
@abelyemane9786 4 дня назад
ይኽኣሎ ወዲ ህዝቢ 💙💙💙🦋🦋💙🦋keep up the good work ሓቂ ሒዝና ኽንበጽሕ ኢና
@tesfamariamtewoldeberhan4731
@tesfamariamtewoldeberhan4731 5 дней назад
ወዲ ኣኽሱም ወኪል ሃገር መራሒ ሃገር ወዲ ተንበን ዋይ ኣነ ሃገረይ😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂
@user-br9ig5ji7q
@user-br9ig5ji7q 5 дней назад
yegrim😢
@thomasteame6724
@thomasteame6724 5 дней назад
ወዲ ባሻይ ውኻርያ ማዓልትኻ ተጸበ
@user-zj3qp2ep7d
@user-zj3qp2ep7d 3 дня назад
Yikalo Abi seb ajoka kexlo
@filimongebre8553
@filimongebre8553 4 дня назад
ይካኣሎ ኣሎ ዘይሕለሎ ዶ ኽብለካ ይካኣሎኒ ❤❤❤❤❤❤❤
@MerhawiGoitiom
@MerhawiGoitiom 5 дней назад
Yikealo jigna BN KAB canada💙
@user-hj6bl4xp9n
@user-hj6bl4xp9n 3 дня назад
Thanks ❤❤❤❤❤
@user-br9ig5ji7q
@user-br9ig5ji7q 5 дней назад
Eye ህግደፍ ዘይወዶኦም ወዲ ባሻይ ግዚካ ተጸበ💪💪💪
@peaceforall-ug8vo
@peaceforall-ug8vo 3 дня назад
Wedi bashay ashs eti hizbi yiregmo'u neyru.
@FtihBeledukh5362
@FtihBeledukh5362 4 дня назад
ግዜ ይሕጸር ይንዋሕ ብእዝኑ ክሰሓብ እዩ::
@user-sf8ij5ky7p
@user-sf8ij5ky7p 4 дня назад
እዞም ከዳዓት ንህዝቢ ኣብ ሽቁረራ ኣእትዮም እዞም ታኣኪቦም ዘዛርብዎም ዘለዉ ኩሎም ከደምቲ እዮም ብፍላይ እታ ሰበይቲ ጊደይ እያ ስማ ስራሕ እዩ ንመንእሰያት ኣሕሊፍካ ምሃብ።
@IsaiasGhirmay
@IsaiasGhirmay 3 дня назад
Ykalo teba nfua menesey kaxlo ❤❤❤❤❤❤❤
@robsemere2069
@robsemere2069 4 дня назад
እስከ ሃየ 100.000 ነብጸሓያ የሕዋት
@nazinganigusie
@nazinganigusie 4 дня назад
💙💙💙
@redaezaki4495
@redaezaki4495 5 дней назад
እዚ ወዲ ተጸልልዎ ኣለኩም ንኢሱ ውን ከምዚኣ እናገብሩ እዮ ኣምጺኦሞ ዘጽንተና ዘሎ ።
@amanueltekle8638
@amanueltekle8638 2 дня назад
ይካኣሎ ሃለውለው ገዲፍካ ቅዱስ ቁርባን ናይ ህዝባዊ ግንባር ተቐበል። እቲ ዕድል ከይተዓጽወ ከሎ።
@amanuelandemariam1556
@amanuelandemariam1556 5 дней назад
Im the first writer comment keep going Yikalo channel 🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤
@mebrahtombesrat-ml6ff
@mebrahtombesrat-ml6ff 3 дня назад
nay ebhakie Xibke alaiek ajok 🩵💙💙🩵🩵💙💙🩵🩵🩵🩵💙💙 yikealo 🎉🎉🎉🎉🎉
@bekhitamerke2938
@bekhitamerke2938 2 дня назад
Esah
@user-qf4se2vf3r
@user-qf4se2vf3r 5 дней назад
Aýe denkoro riesi filho akiluka antsar hzbi trah kitgusgus
@asgedombaraki9965
@asgedombaraki9965 4 дня назад
ሽሕ ስኑ ግደፍ ንዶ ...ክንደይ ኣከውንት ፌክ ኣለካ ።ባርያ
@GeneteySemere-iv4we
@GeneteySemere-iv4we 2 дня назад
❤❤❤ መለይ በል ክትድረር
@MeronTesfit-of1nj
@MeronTesfit-of1nj 3 дня назад
ወ ልሕቲት
@yonasfesha4490
@yonasfesha4490 5 дней назад
ጀዲዳ ዘርእሰናይ ቴድሮስ ወድ ባሻይ ካብቶም ከዲዖም ዘለዉ ኢዮም።
@solomonteshagerethiopian6483
@solomonteshagerethiopian6483 4 дня назад
Yes we should know that Berged n hamedu is impacting our struggle against the dictator in Eritrea hgdf are very worried ❗️❗️❗️❗️
@YosepheYehdego-cc8zw
@YosepheYehdego-cc8zw 4 дня назад
ERITREA ✅️ 🇪🇷. I can see 👀 he is too young to understand the problem in ERITREA 🇪🇷 😅 i know hazemo serona very well 😀. Those people 👏 are very unique and beautiful people who struggle ❤️ for 🇪🇷 the freedom of ERITREA 🇪🇷. I remember 1978 till 1984 the great 👍 E. P. L F. Fight for the freedom of ERITREA 🇪🇷 💪. I do miss them all hazemo and serona . But. ERITREA government has been stolen the freedom freedom from ERITREA 🇪🇷 people and hazemo serona spraye akeleguzay amassen barka sahile so on . God help us to understand our problems. Amen 🇪🇷
@shishayhaile7860
@shishayhaile7860 4 дня назад
Nezi wedis belatom yebiyuwo alewu ezi wedi kab hasoten kab qumaren kalie zigebro tarik yekun zifelto yebilun qeshe abita
@duhberhe9991
@duhberhe9991 2 дня назад
Ata ezi hizbi hamimu u alokudus kurbsm hizbawi gmbar elka zereba alo Eway dnkurna 😢😢
@lemlemberhe149
@lemlemberhe149 5 дней назад
ደምበ ዕንኽሊል ምስ ውሉፍ ምስ ውጉዝ
@user-br9ig5ji7q
@user-br9ig5ji7q 5 дней назад
👎👎👎
@hailuweld
@hailuweld 5 дней назад
ዛደንቂሮ እንታይ ትፈልጦ ቅዱስ ቁርባን እዩ ወካርያ
@user-cl1km4jk6h
@user-cl1km4jk6h 4 дня назад
❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
@saymstudiosenafe2158
@saymstudiosenafe2158 5 дней назад
Yaki 🦁🦁🦁💙💕🤝💯
@MG-oi5ek
@MG-oi5ek 5 дней назад
መን ዩ ዘዳልዎ ዘሎ ነዚ መደብ? እቲ 40$ ከ ናበይ ዩ ክኣቱ ኣታ መንእሰይ በጃኻ እንዶ ንቓሕ ውሑዳት ዝረብሕሉ ጁባኻ ኣይተዝምት
@melawit9956
@melawit9956 2 дня назад
ኣንታጎሓፉ ዑሱብ
@solomonteshagerethiopian6483
@solomonteshagerethiopian6483 4 дня назад
Eway wudet wedi bashy awoal kawol yenazezo alo husur seb nay behaki 🤷‍♂️
@welesharegay6326
@welesharegay6326 4 дня назад
👌👌👌👍👍👍👍💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙💙💙
@almazzehaie5766
@almazzehaie5766 4 дня назад
Aregi seytan 😮😮😮😮
@adamhanibal3935
@adamhanibal3935 4 дня назад
ኣብ ጎንደር ቕድሚ 300 ዓመት ኣምሓርኛ ዝብሃል ቋንቋ ድዩ መንነት ኣይነበረን ! ንምንታይ ትግራይ ሕዚውን ርኹስ ኣምሓርኛ ትዛረቡ ኣለኹም ! ንኣገው ኦሮሞ.. ክተሳቅይዎም
@peaceandlove.
@peaceandlove. 4 дня назад
Ab gonder kidmi 7 shih amet kidus kuankua amharigna neru.
@chelseafc2862
@chelseafc2862 4 дня назад
You agame are always against Amhara people and their language. You tegaru can’t live without them because you have nothing to feed your people.
@brhanemebrahtom6264
@brhanemebrahtom6264 5 дней назад
Ane nayza sebyt germn qudus qurban ktqorb nay hzbaw gnbar et haymanot melagex gerato zgerm newram zkonet sebyt gud ksab kndey kab nbur zwexet mkana eu
@Daniel-qi1yg
@Daniel-qi1yg 5 дней назад
Haxey wufuy akele guzay
@user-ki3nl8yz9t
@user-ki3nl8yz9t 3 дня назад
ezi eqa teqawmo aykonen agendakum aqaliewo u esubat nay tigray mikankum haqi merar ya kem zelata teqebela higi win libi aebiu eritrawyan koinkum teqalesu ,kulu erireawi neqihilkum u etom zedenagerkimom meneseat win yigedfiekum alowu eti zehzineni misakum eritriawi mixiway u
@HabenMeseret
@HabenMeseret День назад
Anta lekbat haswi dekala
@tesfalemabraham3797
@tesfalemabraham3797 5 дней назад
Tv asena slemntay zeytsatef gn gerimuni
@kflomhabtom1825
@kflomhabtom1825 5 дней назад
Seb deka siena beal wufuy kea jebeaom yekabutu mechen badla endagerka Naxnet nay Eritrea 🇪🇷 endatekewemka zmex lewiti knrie ena😅
@haneber7369
@haneber7369 5 дней назад
🆓💙ሰማያዊት ሰውራ (ይካ🏖ኣሎ)ክሳብ ኣስመራ✊💙🆓
@hanetsekahsay9549
@hanetsekahsay9549 5 дней назад
Elilti cadr eya.
@tsigealemayoh786
@tsigealemayoh786 14 часов назад
ስመአ ዝሐወይ እቲ አብትግራይ ኾይኑ መግለፂ ዝሐበ ምስኡ ዝነበረ ኻሊእ ይብል ንስኻ ኻሊ ትብል ነንባእልኹም ምስምማእ ይሐልኹም ወያነውን ዝበሉዎም ውሽጥኹም ፅረዮ አብ ውሽጥኹም ፀላኢ አለኹም ተመራመሩ እዮ እቲ ሕቶ ሕዝዉን ኻብ ቀደም ተማሐሩ ነንባእልኹም ተናበቡ ናብ ወያነ አይተፀግእዎ ዝሐለፈ ሐሊፉ ሕዚ ኸንሪኤኹም ኢና
@haneber7369
@haneber7369 5 дней назад
🆓💙ነጽር፣✍️ስፋሕ፣✍️ተዓወት✍️✊💙🆓
@temesghenteadel9731
@temesghenteadel9731 День назад
Neaku si seb hasibom kgdeselkum
@mosmos4020
@mosmos4020 2 дня назад
የሕፍር ቁዱስ ቁርባን ናይ ሂዝባዊ ግንባር ኢልካ ኣሎ ዘረባ 😮
@user-ch4sj9pi2j
@user-ch4sj9pi2j 5 дней назад
Haswi Agama
@bereqeberhe4911
@bereqeberhe4911 3 дня назад
ክናሳሕ ኢየ "መጽየ" መጺአ ኢልካ ኣርማ
@user-cl1km4jk6h
@user-cl1km4jk6h 4 дня назад
🤣🤣🤣🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@medhin8187
@medhin8187 5 дней назад
#ኪንግ መ.ር በየነ #Ykalo😊 ናግራም ካባ 😂ተመችያትኒ
@user-fp9cw4gw1m
@user-fp9cw4gw1m 4 дня назад
ናይ ቀትሪ ሕልሚ ግደፎ ማሙሽ ክክክክክ
@LuluLulu-dc7ty
@LuluLulu-dc7ty 4 дня назад
ይካአሎ ሐወይ እዚ ጀዲዳ ዝብሃል ምስ ሐደ መንእሰይካ አይተራአየን ምስ ህፃውንቲ ዓበይቲ ሰውኡት እዩ ዝረአ ዝነበረ ግን ከም ሽሙ ጀደድ ቀደድ እዩ ዝብል
@user-jk2ev9wk8o
@user-jk2ev9wk8o 5 дней назад
ናይ ጉልሻ ምቅይያር ንጸብ ሒ ኣየምቅሮን እዩ ዋዋአ ቅሩብ እሞ tv ሓሰና እናሰማዕካ ዳኣሞ?
@zemikieltesfazion4908
@zemikieltesfazion4908 4 дня назад
Ab kindi bitgrinya mihsab biawraja kitfelale endawalka kalsi kiewet aymeslenin.
@akberetkidane7358
@akberetkidane7358 3 дня назад
እቲ ዝገርም እኮ ኣብታ ፍትሓዊት ኤርትራ ካልኣይ ግዜ ክናሳሕ ምካኑ እዪ
@user-pt9jt1im4i
@user-pt9jt1im4i 3 дня назад
Ykalo west.product gahaf wesbka kobika nedribgerka hĥĥhhaaa
@fishktaameley7842
@fishktaameley7842 3 дня назад
izen adetat izen kemten tera adetana keymeslekum izen utukat tegadelti Higdef yen
@adamgebretatios7183
@adamgebretatios7183 3 дня назад
I feel bad for you that you can’t go to Eritrea life time
Далее
Would you help?!😳
00:32
Просмотров 6 млн
🙏 #rek #funny #comedy
0:58
Просмотров 3,3 млн
няня привела в дом чужого
0:59
Просмотров 3,9 млн
Mission Success #funny #shorts #comedy
0:12
Просмотров 68 млн