Тёмный

Dehay Eritrea ደምበ ፍትሒ ብኸመይ እዩ ክሕይል ዝኽእል? ደሃይ ኤርትራ 

Dehay Eritrea
Подписаться 16 тыс.
Просмотров 2,8 тыс.
50% 1

Dehay Eritrea ደምበ ፍትሒ ብኸመይ እዩ ክሕይል ዝኽእል?
ደሃይ ኤርትራ፡ ኣብ ሓድሕድና ኰነ ምስ ጐረባብትና ሰላምን ፍቕርን ዘቐድም፡ ንሓባራዊ ገስጋስን ብልጽግናን ዝዕድም፡ ኣብ ሓሳባት ዘተኮረ ዘተን ልዝብን ምስ ዘቕርቡ፡ መሻርኽቲ አሕዋር ሓቢርና ክንሰርሕ ድሉዋት ምዃንና እናገለጽና ንሎሚ “እቲ ቀንዲ ጸላኢና መን’ዩ? ንዕኡ ንምእላይ’ከ ብኸመይ ሓቢርና ክንሰርሕ ንኽእል?” ብዝብል ኣርእስቲ ብጨንፈር ሊድስን ግሎባል ይኣክል ዝተዳለወ ቀዳማይ ክፋል እነሆ!
ኣዳላውን ኣቕራብን ሳሙኤል ገብረሂወት (ዓካ ዓካ)
13 ሚያዝያ 2024
ደሃይ ኤርትራ!

Опубликовано:

 

12 апр 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 24   
@ZaraArtTop1
@ZaraArtTop1 3 месяца назад
ብጣዕሚ ጽቡቅ ኣቀራርባ።
@gimjaamare509
@gimjaamare509 3 месяца назад
Thanks Dehay Eritrea and Clarification Yiakl Global.Thanks to clarify party,movement so on.Enough Eritrean people oppresor.
@Ae91scd
@Ae91scd 3 месяца назад
Good job all.
@berihgebremariam9020
@berihgebremariam9020 3 месяца назад
ጽቡቕ ናይ ምውህሃድ ግዜ ክኾነልኩም ይምነ
@selamtesfamariam9296
@selamtesfamariam9296 3 месяца назад
nice conversation
@GEO.16
@GEO.16 3 месяца назад
ጽቡቕ ዘረባ/መግለጺ ንፉዓት
@goitomfessaha2690
@goitomfessaha2690 3 месяца назад
Welcome Brothers
@fessahayegebregiorgis8671
@fessahayegebregiorgis8671 3 месяца назад
ብጣዕሚ ተስፋ ዝህብ ሓሳባት። እታ ቃልሲ ኣንጻር ግጉይ ፖሊሲታትን ኣካይዳ ባህርያትን ስርዓት ምዃኑ ምንጻርኩም ዓቡ ትምህርቲ እዩ። ብተወሳኺ እቲ ቃልሲ ንነብስኻን፡ ንህዝብን፡ ንምድሓን ሃገርን ምባልኩም ዓቢ መግለጺ እዩ።
@fiory25
@fiory25 3 месяца назад
❤❤❤❤
@rora3757
@rora3757 3 месяца назад
Wel come
@goitomfessaha2690
@goitomfessaha2690 3 месяца назад
💙💚💙
@zufanfissahaye5414
@zufanfissahaye5414 3 месяца назад
Confidential behaviour seems to b admired & followed by persons in 💙 revolution
@abrahamjosue
@abrahamjosue 3 месяца назад
ኣብ ሓደ ሕብረተሰብ ከም ናትና ደረጃ ምዕብልናን ዘለወን ሃገራት እሞ ንነጻነት ስድራቤታት ዝተቓለስኦ ፡ ብጨቆንቲ ደቂ ሃገር ስለ ዝተዓፈነ ብዘይ ሕጊ ብሓይሊ እትምሓድርር ሃገር እያ ዘላትና እሞ ንነብስናን ንህዝቢ ደላይ ነጻነት እዩ።
@meharennahabtemariam1637
@meharennahabtemariam1637 3 месяца назад
It was good program. But still Zereit is a good politician.It could be may be due to his profession(Political Science).
@gmbarxorona2655
@gmbarxorona2655 3 месяца назад
Do not forget Eritrea is living next to Sudan,Ethiopia.Yemen,Somalia,above all next to wayane saying thanks to government of Eritrea is paramount the worst could have happened ab elka zello weqi darga xerqi
@goitomfessaha2690
@goitomfessaha2690 3 месяца назад
Welcome Dehay Eritrea
@abrahamjosue
@abrahamjosue 3 месяца назад
ጸረ ፖሊስን ፖለቲካን ህግደፍ ኢና እንቃለስ
@nomoret.2017
@nomoret.2017 3 месяца назад
ደምበ ተቃውሞ፡ ኤርትራን ኤርትራውነትን ዘማእከለ ክሳዕ ዘይኮነን፡ ካብ ጽልዋ ተጋሩ ነጻ ክሳብ ዘይኮነን፡ ክዕወት ኣይክእልን ጥራይ ዘይኮነ፡ ፍጹም ህይወት እውን ክህልዎ ኣይክእልን ኢዩ። ዕምሩ እውን ነዊሕ ኣይኮነን።
@hassebmicael2030
@hassebmicael2030 3 месяца назад
ደሃይ ኤርትራ ተቅርብዎ መደባት እዋናውን ሚዛናዊን ኢዩ፡ ቀጽልዎ። ገለ ሚድያታት ኣንጻር ወጽዓ ንቃለስ እናበሉ ንሕብረሰባት ፈላሊዮም ንሓደ ኣካል ሕብረተሰብ ኣጓንዮም ንፍሉይ ኣካል ሕብረሰብ ንቃልስ ኢና ዝብሉን ንሱ ጥራሕ ዝተወጸዕ ገሮም ዝጎሰ ኣለው፡ እዚ ከኣ ንመጻኢ ኣብ ሕብረተሰብ ሕማቅ በሰላ ኪገድፍ ይኽእል። ዝለዚ ኣንጻር እዚ ምቅላስ እውን ኣድላይ ኢዩ። ዝኾነ ኮይኑ እትገብርዎ መደባትኩም ሚዛናዊ ኮይኑ ረኺበዮ ቀጽልዎ።
@Eriboy
@Eriboy 3 месяца назад
ብጣዕሚ ጽቡቕ ስራሕ ! ግርም ዝበላዕክምሉ ጻሕሊ ትሰብሩ :: ህዝብን መንግስትን ኤርትራ ከም ሃመማ እዩ ዝርእየኩም :: ኣብ ጽብሕና : ኣብ ጸባና ከይትኣትውና ጻሕልና ክድን ከንብል ስለትሕግዙና : ጽቡቕ ኢኹም ዘለኹም ቀጽሉ ::
@yohannessebhatu5641
@yohannessebhatu5641 3 месяца назад
ከም ሞጎት እወ ህዝቢ ጠርኒፍካ ኣንጻር ምልኪ ከተቃልሶ ብቕዓት ምስእትውንን መሪሕ ኣወዳድባ ብቕዓት ወኒንና ኣለና ክንብል ንኽእል፡ግን እቲ ሚዛን ኣበዩ ዘሎ ክትሪኢከኣ ግቡእዩ፡ነዚ ሚዛን ሓይሊ ብጉቡእ እንተ ዘይ ኣቐሚጥካዮ ምስ ውድባት ኮፍ ኢልካ ትዛተ እንተሃሊኻስ ወዲቕካ ኣለኻ ምኽንታቱ እቲ ደራኺ ሓይሉ ወይ ህዝቢ እንተኾይኑ ንህዝቢ ስለዘይከሰብካዮ ኣንፈትካ ስሒትካ ኣለኻ፡ምኽንያቱ ውድባት ሓይሊ የብለንን ህዝቢ ምስኣተን ስለዘየሎ፡እሞ ይኣክል ኣፋዊ ድዩ ግብራዊ እንተልባ ይኣክል ኣንፈቱ ስሑቱ ካብ ህዝብዊ ምንቅስቓስ ናብ ዘይግሁድ ውድባዊ ቅርጻ እዩ ተሰጋጊሩ ብመዐቀኒ ህዝባዊ ቃልሲ ምስ ህዝባውያን ትካላት እዩ ውህደት ክፈጥር ዝግቦኦ ነይሩዎ፡ነዚ ብዘይምግባሩ ነዛ በጺሕዋ ዘሎውድውባ ንምብጻሕ መጀመሪያነቶም ህዝቢ ዘቐድሙ ኣባላቱ ሽዩ ቀንጺሉ፡ውጽኢት ናቱ ኢና ንርኢ ዘለና ኣካይዳ ይኣክል፡ባፍ እወ እዞም ኣሕዋት ክኸውን ዝነበሮ ኣወዳድባ ይገልጹ ኣለዉ ብተግባር ግን ኣብ ባይታ የለን፡ኣብ ባይታ ዘየለ ኣቀላልሳ ከም ክዉንን ህልዉን ገርካ ምግላጽ ከኣ ጽባሕ ክገሃዱ ስለ ዘይክእሉ ወዲ ድሙስ ከምቀደሙ ክኽውንዩ።🙏
@brhanetewold9767
@brhanetewold9767 3 месяца назад
ኤርትራውያን ተጋሩን ኣቕርቡ ጉለባል ግበሩዎ
@selammichael2784
@selammichael2784 3 месяца назад
ቃልሱ ይኣክል ንኤርትራዉያን ዘማእክል ቃልሲ እዩ ንተጋሩ ዝምልከት ኣይኮነን:
Далее
Все сезоны бравл пассов…!!!😨
00:59
Schoolboy - Часть 2
00:12
Просмотров 9 млн
Все сезоны бравл пассов…!!!😨
00:59