Тёмный

Dehay Eritrea ደምበ ፍትሒ ዓቕሙ ምስ ዘሕብር ጥራይ እዩ ዝዕወት! ደሃይ ኤርትራ 

Dehay Eritrea
Подписаться 16 тыс.
Просмотров 2,4 тыс.
50% 1

Dehay Eritrea ደምበ ፍትሒ ዓቕሙ ምስ ዘሕብር ጥራይ እዩ ዝዕወት!
ኣብ ፖለቲካ፡ ኣንጻር ናይ ሓባር ጸላኢ ክትገጥም እንተዀንካ ስነ-ሓሳባዊ ፍልልያት ኣወንዚፍካ ኣብ መሰረታዊ መሰላትን ሓርነታትን ዘተኵር፡ ከሰማምዓካ ብዝኽእል ዝተሓተ ፕሮግራም ምስራሕ ክስገር ዘይብሉ ኣማራጺ እዩ። ኣብ ኤርትራውያን ደምበ ፍትሒ ከኣ ዝተፈላለየ ፖለቲካዊ ዝምድናን ኣተሓሳስባን እኳ እንተሎ፡ ፍትሓዊት ደሞክራሲዊት ቅዋማዊት ሃገር ንምህናጽ ኣንጻር ምልኪ ኣብ ዝካየድ ጥምጥም ዓቕምታትካን ጸጋታትካን ምውህሃድ ኣገዳሲ እዩ። እዞም ክልተ ተቓለስቲ አሕዋት ዘርእስላሰ ሽከርን ኣዳም ገብሪሂወትን ብዛዕባ’ዚ ሓሳብ እንታይ ከምዝብሉ ሓቢርና ንከታተሎም!
ኣዳላውን ኣቕራብን ግሎባል ይኣክል ሊድስ
16 ሚያዝያ 2024
ደሃይ ኤርትራ

Опубликовано:

 

8 окт 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 18   
@BitwededAbraha
@BitwededAbraha 5 месяцев назад
Well done, guys and thank you Dehay Eritrea for hosting this important message.
@sabasimon4736
@sabasimon4736 5 месяцев назад
ደምበ ሸንኮለል ሰላም ሃብዎ ዚ ህዝቢ ኤርትራ አብ ውሸጢ ህዝቢ ኤርትራ ንቁሕ ናዓኻትኩም ይምህረኩም እንታይ ይደልይ ይፈልጥ ዩ ንሰኻትኩም ድማ ዋላሐንቲ አፈልጦ ዘይብልኩም ሰላም ህዝቢ ኤርትራ ንመዝራግ ዝተዓጠቕኩም ብእምኒ ንኤርትራዊ ንምጥፋእ እዩ ቃልስኹም 🇪🇷
@tesfalem6978
@tesfalem6978 5 месяцев назад
ደንበ ሸንኮለል 😂
@tesfomghebremedhin4410
@tesfomghebremedhin4410 5 месяцев назад
እቲ ዘገርም ዋላ ካብቲ አዘራርባኹምን ብቅዓትኩን ናይ መባእታዊ ናይ ፖለቲካዊ አፍልጦ የብልኩምን።ሓደ ስደተኛ ወዲ ሃገር ቅድም ቀዳድም አብቲ ዝተሰዶ ሃገር መሕበራዊ ናብርኡ ክመርሕን ከማሓይሽን ይግባእ ቀጺሉ ከአ ንሃገሩን ህዝቡን ይኽውን ማለት እዩ። ከማኻትከም ዝአመሰሉ ግን አብ ሰደት ኮንኩም ሃገር ክትመርሑ ምሕላም ቀሊል እዩ አብ መዲያ መጺእካ ክትዓፍር። ነታ ክትመርሕዋ ትሓልሙ ዘለኹም ኤርትራ አብ ጸላእታ ክወርዋን ከጥፍእዋን ዝፈተንሉ ግዜ እንታይኮን አበርኪተኩም ዘይኮነስ አንጻር እቲ ዝተሰዋአላን ዝሰንከለላን ትግዕሩ ኔርኩም አለኩምን። እታ ሃገር ዋና አለዋ ነቲ ዋና ክአልዮ እዩ ዝብል እንተልዩ ከአ አብታባይታ ይኺድ ።አብ ዓዲ ሃገር ኮፍ ኢልካ ምጭዳር አየኮነን። ዝገርመካ ነገር ከአ እቲ ዝበዝሔ ክፋል ተቃዋማይ እየ ዝብል ተራ ስደተኛ አብ ስደት ከይዱ ናብርኡ ቁጠብኡ ትምህርቱ ዘየማሓየሸ ንነብሱ ዘይአሊ ብናይ ስደተኛ ሓገዝ እተን ሃገራት አብ welfare program system ዝነብር ምኳኑ። ሃገር ዝሽገረላን ዝስዋአላን ዝደኽመላን ዝሓስበላን አብታ ውሽጣ አሎ ንኩሉ ጽቡቃን ሕማቃን ተሽኪሙላ ዝክይድ ዘሎ አብቲ ዝግብአ ከአ ከብጽሓ እዩ ብጽንዓቱን ተወፋይነቱን ክእለቱን። እንተኪኢልካ ሓግዞ አብቲ ዝከዶ ዘሎ ጉዕዞ እንተዘየለ መልሓስካ አክብ ጊዜ የብሉን ምሳካ ክዓፍር።
@rozinawoldegebriel7430
@rozinawoldegebriel7430 5 месяцев назад
። 👎
@eritr
@eritr 5 месяцев назад
There is no so called opposition, you were and are Tigray agent and Tigray decentant , you will never see or go back to Eritrea 🇪🇷 for the rest of ur life.
@gebreted2612
@gebreted2612 5 месяцев назад
ክቡራት ኣሕዋት እቲ ቃልሲ ኣብ ደገ ኮይና እነካይዶ ኣፍራይነቱ ዜሮ እዩ ብዓይኒ እቲ ኣብ ኤርትራ ዘሎ ጁንታ እዚ ዝብለሉ ምኽንያት ድማ በይኑ ብሒቱ ነታ ሀገር ሕጅዋ ስለዘሎ እዩ ኣሰራት ተቓውሞ ደለይቲ ፍትሒ ሰባት ጸገሞም ክጽብጽቡ ምስ ጁንታ ክንበር ከምዘይክእሉ ተረዲኦም ክሀድሙ እዩ ዝገብር ዘሎ እቲ ኣማራጺ ድማ ምህዳም ካብ ዓድኻ ምጥፋእ እዩ ኢሉ እንተድኣ ኣሚኑ ኣዕነውቲ ኢና ንሕና ንኤርትራ ኣዕነውቲ ኢና ዘለና ህዝቢ ይሀድም እንበር ነቲ ስርዓት ይቃወም የሎን እቲ መንግስቲ ድማኣብዚኣ ኮይኖም ኣይረብሹ እንበር ሀጽ ይበሉ ኢሉ እዩ ብኣፉ እሞ ኣነ ይኣክል ክብለኩም ኣፍቅዱለይ ንሳላሳ ዓመታት እዚ ኣብደገ ኮይና እንገብሮ ቃልሲ ብደረጃ ሀገር ኣዕናዊ እንበር ጠቓሚ ኮይኑ ረኺበዮ ኣይፈልጥን ሰላማዊ ናብ ትስፍውቲ ኤርትራ ዘብጽሕ ቃልሲ ምግባርምእካብምጽሐፍ ዝድገፍ እዩ
@eriblood803
@eriblood803 5 месяцев назад
Jelfafat cenewuti komalat ghembi funfunat fitret...wala enda motkum tifikuru 😅😅😅
@tesfaldetmebrahtu7010
@tesfaldetmebrahtu7010 5 месяцев назад
ሰላም ኣቅረብቲ ደሃይ ኤርትራ። ጽቡቅ ተበጉሶ ኢዩ ቀጽልዎ፡ እዚ እዩ ንቅሓትን ምትእምማን ከሕድረልና ንደለይቲ ፍትሒ። ካብ ነፍስወከፍ ውድባትን ኣክትፍስትን ናቶም ዕላማ ንክገልጹሉና እንተ ትዕድምዎም። እቲ ካላኣይ ብዙሓት ገዲም ተጋደልቲ ክሳብ ማእካላይ ባይቶ ክም ሽማግለ ዝስርሑ ዝነበሩ ንከተምጽኡልና ብሂወቶም ከለው ይላቦው፡ ሓዲሽ መንግስቲ ክንምስርት ንከይድ ስለ ዘሎና ፡እቲ ዝወሰድዎ ገጋታት ክሕብሩና፡ እንደገና ንከይድገም እቲ ገጋታት። ጽቡቅ ጎስጋስ ፡ ወሳኒ እዩ ኣብ ቃልሲ።
@eriblood803
@eriblood803 5 месяцев назад
Resahat, duhurat, duhulat funfunat cenewuti fitret...ghena kitsilelu ikum...komalat agame
@open795
@open795 5 месяцев назад
ሓቢርካ ምስራሕ ማሌት ሓቢርካ ምቅላስ ማሌት እዩ ። ደሃይ ኤርትራውያን ካብ ደገ ንውሽጢ ፡ ካብ ውሽጢ ንደገ ምንብባብ ክፍጠር ድማ ክሳድ ምሓዝ ብምኹዋኑ ድሃይ ኤሪትራን መሻርኽቱን ሰስኑልና ።
@getachewwork5480
@getachewwork5480 5 месяцев назад
Good beginning
@juharbirhanu1974
@juharbirhanu1974 5 месяцев назад
ጨለ ጨለ ዘረባ ግን ከ ! እተምፁዎ ለውጢ የብልኩምን። 30 ዓመት ተቃውሞ ዝመጰ ዓወት የለን።
@abduhamed7405
@abduhamed7405 5 месяцев назад
እዚ ደመበ ፍትሒ ኣይኮነን እዚ ደመበ ዓመጽ ደመበ ሸፈጥ ደመበ ሓሶት ደመበ ጸቢብ ረብሓ እዩ
@Yema-t9w
@Yema-t9w 5 месяцев назад
Good job
@HabteHabteAsfha
@HabteHabteAsfha 5 месяцев назад
እወ ሎሚ እውን ይአክል ህዝቢ ኤርትራ ከምዚ ዝበለ ግፍዒ ከምዚ ዝበለ መከራን ጥፍአትን ብርሰትን ወሪዱካ አፍካ ተሎጒሙ አብ ተወዳዳሪ ዘየብሉ ጸቅፕን ብርሰትን አትኻ ትርከብ አለኻ ። ስለዚ አንቱም ኤርትራውያን ድቂ መሬት ነዚ ገብነኛን ግፍዔኛን ኢሳያስ አፈወርቅን ስርዓቱን ንሐዋሩ በንቈስና ጸገም ህዝብና ንፍታሐዮ ። ሐደራ ግን ነቲ ብተጋሩን ደቃሉን አውራጃውያንን ብርጌድ ንሐመዱ አብ ጉዳይና ጉዳይ ኤርትራ ከይንእትዎም ብትሪ ስጎግዎም። እንታ አዳላዊ ናይዛ ተለቪዥን ድማ ንአባላትን እቶም ደገፍቲ ብርጌድ ንሐመዱ ተጋሩ ሐደራ ከይተሳትፎም።
@zufanfissahaye5414
@zufanfissahaye5414 5 месяцев назад
እንታይ ዓቅሚ? Security is missing. Where as there r few ppl concerned about Security, many r on the side of pfdj convinced or convinced not to cover each other side by side
@eriblood803
@eriblood803 5 месяцев назад
😂😂😂 zufan donkoro....keep dreaming kondaf agame
Далее