#18 ዝተመንዝዓ ዓመታት #18 Stolen years ኣባኡ ክሕየር ልሳኑ ዝፈትሕ ወዲ ጅግና ብርሃነ ኣብርሀ ልሳን ኣባኡ ብሙዃን ምስክርነቱ ይህብ።
ናብ መደበር ቴሌቪዥን ሳተላይት #ERISAT ገንዘባዊ ድጋፍ ክትገብሩ ንእትደልዩ ወገናትና ዝምልከት በዚ ስዒቡ ዝቐርብ ኣገባብ ተኸቲልኩም ከተበርክቱ ከምትኽእሉ ንሕብር።
ኣብዚ ዝስዕብ መስመር ብምጥዋቕ ክንሕግዝ ንኽእል👇🏽
Option 1
gf.me/u/t4kv4w
Option 2
paypal.me/erisat
4 окт 2024