Тёмный

Ethiopia - ከአፍሪካ ህብረት ህንፃ የተሰረቀው ተንቀሳቃሽ ምስል! 

Feta Daily
Подписаться 1,3 млн
Просмотров 73 тыс.
50% 1

Ethiopia News - Feta Daily News | Ethiopian Airlines | Abiy Ahmed Ali | Tewelede Gebremariam | EU on Ethiopia | Sileshi Bekele Tigrai | general Abebaw Tadesse | ABiy Ahmed | General Tilaye Asefe | Mekelle | Amhara | Dessie
#Ethiopianews #ethiopia
Ethiopia news / Eritrea news / Sudan news / Debretsion Gebremichael / Amhara Regional state / Tplf / Sudan Army / Jawar Mohammed | Eritrea news | Abey Ahmed | Abadulla gemeda / Semehal Meles / Mekelle / Samora Yenus / Meles Zenawi / Azeb Mesfin / Taye Dendea / NAMA / Tigray news / Metekel / Sebehat Nega / Tigrai news | Getachew Reda

Опубликовано:

 

15 фев 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 44   
@wossene2
@wossene2 3 месяца назад
Great lefts Golden tie of Ethiopia.
@Gazeta_News_Ethiopia
@Gazeta_News_Ethiopia 3 месяца назад
ኢትዮጵያውያን 🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹❤❤❤❤
@Alhamdulilah244
@Alhamdulilah244 3 месяца назад
ድል ለኢትዮጵያ 🥰
@Lemlem7682
@Lemlem7682 2 месяца назад
አሜን❤
@RiVomedia2030
@RiVomedia2030 3 месяца назад
እሄ ሚድያ ቅማለም ሚድያናው ልቅምቅም ምንም ይሁን ምን ኢትዮጵያ አሸንፈለች🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹
@abebekidane5216
@abebekidane5216 2 месяца назад
ኧረ እንደዚህ ቆሻሻ ሚዲያ ሰምቼ አላውቅም
@fuadBilal1
@fuadBilal1 3 месяца назад
"ሹመት በደም ቢመሰጥበት ዘመን" አይደል 😄😀😢 ከጋረሙለታ ቢመጣም የ አቶ ከተማ አባት ከየት ነው የመጡት?
@girmakebede3525
@girmakebede3525 3 месяца назад
The development of emaciated brain in the country growing fast. We need to work on it.
@AlaluGebere-xe1cd
@AlaluGebere-xe1cd 3 месяца назад
Hi
@GebisaAdola-hz9xi
@GebisaAdola-hz9xi 3 месяца назад
By
@negaaraya6811
@negaaraya6811 3 месяца назад
እስከ እዚ ትግራዋይ ፕሮፈሰር ኣብርሃ ተኽሉ ዝብሎ ዘሎ ጽቡቕ ገይርና ንስማዓዮ'ሞ፡ በቢ ዝተረዳኣና ካኣ ተቓውሞን ርእይቶን ግቡእ መልስን ንሃበሉን።
@Mohammed-oo1vq
@Mohammed-oo1vq 3 месяца назад
Dil la hagarachin
@mezmurebirhan8711
@mezmurebirhan8711 3 месяца назад
ኔልሰን ማንዴላ ስትል እሳቸው ማለት አለብህ።
@apostleamarufetalagodfamil6881
@apostleamarufetalagodfamil6881 3 месяца назад
❣💟💕💞💓💗
@enyewmelesse5644
@enyewmelesse5644 3 месяца назад
የቁራ ድምፅ
@BezawitTeshome-iq4wj
@BezawitTeshome-iq4wj 3 месяца назад
እንዲህ ያለ መሪዎች ከሀገር አልፎ ለአፍሪካ ህብረት አሰከ መቆም የለፉ መጨረሻቸው በግፍ የተገደሉ እናውቃልሃለን የሚሉን የሀገራችን ፖለቲከኖች ማን ምን ሰራምንም መንግሰቱ ያመጣው ፍልሰፍና እሳቸውና የደርግ አባላት እውቀት ባኖራቸዎ አላምንም ከኮነሪል አጥናፉ አባተ በቀር እላለሁ እድሜ ለነ ሰናይ ልኬ ዘወሩት አልኖሩም ሰለክፍታቸው ሞት 17"አመት ጦርነት መለስበሀገር ጉዳይ አይታሙም ህብረቱ አዲስ አበባ እንዲሆን በውቀት ሰርተው አልፈዋል በዘመነ ብልፅግና እኔ እንጃ የሚሰጠን መልስ የዞረ አጀንዴ ሲሉ ይሰማል በዚህ አካሄድ እነ መለስ ያቋሙትን እንጃ ልነቅሉት ይችላሉ የሚገርመው ለሀገር መሰራት አይ በቃ ግድያ ጦርነት እሰር አንድ አንድ እንዲህ ፈጠረ ለሰልጣን ክስ ውጤት ያለውኖ ይተገብሩታል መጨረሻችን ፈጣሪ ይወቀው አቶ ልደቱ አንድ ወቅት ሲጠየቁ እኛ ይብቃን አዲሱ ትውልድ በትርክት አንማግደው ከፖለቲካው ለአዲሱ ትውልድ እንተውለት ተሰማምቶ ሀገርን የማቆም ቁጥርና ሃይል አለው።
@kidumes7941
@kidumes7941 3 месяца назад
Er ebakachihu sw mezertet yikerbachihu.Mandelan yemiyakil sw ant bileh staneb aykefihim inde?
@Adam-sc2hz
@Adam-sc2hz 3 месяца назад
Grandma dreams king Abiy Ahmed new move. From Ethiopia to finfinne country’ capital city from Addis Ababa to king Abiy Ahmed. Like Kazakhstan capital city from Astana to nur sultan! 😅😅😅😅😅
@ubahshukri3364
@ubahshukri3364 3 месяца назад
ትላንት ያገዙንን ሀገር ዛሬ ለመበተን እንሰራለን
@negaaraya6811
@negaaraya6811 3 месяца назад
ሰብ ደጊኡ ቀልቀሉ {ሓርኡ} ምስ ወደአ ማዓኮሩ ከየጽረየ ከም ኣብዪ ነታ ዝልቕቲ ስሪኡ ተሲኡ ኣይዕጠቕን እዩ። ሰባት ከምዚ እንተገይሮምን ማዓኮሮም ከየጽርዩ ተሲኦም ስሪኦም እንተዓጠቑምን ግን፡ ካብቲ ኣብ ማዓኮሮም ዝተረፈ ረሳሕ-መሳሕ ከምዚ ናይ ኣብዪ እዩ ክሽትት ዝኸውንን ዝጅምርን። ስለምንታይ እየ ከምዚ ኢለ ዝጽሕፍ ዘለኹ ካኣ፡ ኣብዪ ነቲ ኣብ ውሽጢ ኢትዮጵያ ኮነ ኢሉ ምስ ፋኖን ካለኦት ወገናትን ወሊዕዎ ዘሎ ህውከትን ኲናትን ከም'ቲ ማዓኮሩ ከየጽረ ዝተሰኣሉ ዘሎ እዩ ዘርእየካን። ስለዚ ከም ኣብዪ ነዚ ኣብ ውሽጢ'ዛ ዝመርሓ ዘሎ ሃገረ ኢትዮጵያ ከይፈትሐን ከይኣለየን ከየጽረየ እዩ ምስተን ዋናታት ባሕርን ወደባትን ዝኾና ሃገራትን ብፍላይ ካኣ ምስ ኤርትራ ብዛዕባ ብሕራን ወደባታን ዘህተፍትፍ ዘሎ እዩ። ብዝን ወዲ ክንድዝን ግዕዘ ስራሕ ናይ ኣብዪ ካኣ ሕጅስ ህዝብታት ኢትዮጵያ'ውን ንኣብዪስ ኣጸቢቑ ፈሊጥዎ እዩ ዝመስል ዘሎን። እንተዘይኮነ፡ ንሃገሩን ንህዝቡን ንባሕሩን ወደባቱ ዘይከላኸል ህዝብስ የለን። ብፍላይ ኤርትርዊ ካኣ ናይ'ዞም ከምዚ ዝመስሉ ጽሉላት መራሕቲ ኢትዮጵያ ካብ 60 ታት ጀሚሩ ብመሪር ኲናት ሓይሉን ሓላፍነቱን ዘርኣየን ዘምበርከኸን እዩ። ነዚ ከምዚ ናይ ጽሉላት ምጽኣት ካኣ ኩሉ ኤርትርዊ ሓላፍነቱ ምዃኑ ዝፈልጥን እዩ። ኣብዪ ካኣ ነዛ ዝብላ ዘሎ ይግበራ'ሞ ውጽኢታ ካኣ ክርእያ እዩን። ኩልኻ ህዝቢ ኢትዮጵያ ካኣ ነዛ ኣብዪ ዘብላ ዘሎ ዘይተዋጽእን ገይጋን ራኣያን ፍለጣን። እንተዘይኮነ ንሂወቱን ንህዝቡን፡ ንሃገሩን ንመሪቱን ንባሕሩን ዘይከላኸል ሰብ ካኣ የለን። ብፍላይ ኤርትራዊ ካኣ ብኸምዚ ትፈልጥዎ ኢኹምን'ሞ፡ ተጠንቀቑን ንሰላም ካኣ ተዳለዉን። ንኣብዪ ካኣ ንኢትዮጵያ ፋሕ ብትን ከየበላ ንዮ በልዎን ወዳሓንኩምን።
@negaaraya6811
@negaaraya6811 3 месяца назад
ን ኣመሪካ እዚ እዋን፡ ከም ቀደም ይመስለክን ውሕጅ ይወስደክን ኮይንዋ ኣሎ። ኣመሪካ ዳርጋ ንምሉእ ዓለምን ንኹሉ ግዜ ክትውንኖን እንዳመዝመዘቶን ንኹሉ ኣብ ትሕቲኣ ገይራቶ ክትነብር እያ ትደሊ ነይራን። ንገለ ንኹነታታ ዝተረድኡን ክቃወምዋ ዝጀነሩን ካኣ፡ ንገለ ከዳዓትን ናይ ፖለቲካ ሰባትን ብገንዘብ ደሊላን ኣታሉላን፡ ነታ ሃገር ኣብ ነንሓድሕዳ ከምዚ ኣብ ባዓል ሱርያን፡ ዒራቕን, ኢትዮጵያን ወዘተ ዝረአ ዘሎ ኣብ ሓድሕዳዊ ምቅታልን ዕግርግርን እያ ተእትዎም እምበር፡ ፍታሕ ዝባሃል'ሲ ገይራ ኣይትፈልጥን እያ። ሕጂ ግን ኩነታታ ተቓሊዑን ፍጹም ተፈሊጡን'ሲ ዳርጋ ብዙሓት መራሕቲ ሳልሳይ ዓልም፡ ብፍላይ ካኣ መራሕቲ ኣፍሪቃ፡ ካብዚ ናይ ኣመሪካን ፈረንሳን ምዝመዛ ክላቐቑን ክቃዊምይን ጀሚሮም ኣለዉን። እዚ ተበጊሱ ዘሎ ናይ ለውጢ መርሖ ካኣ ሕጅስ ዝምለስ ኣይመስልን እዩ'ሞ፡ ኣንቱም ነዚ ለውጢ'ዚ ኣላዒልኩም ዘለኹም ብፍላይ መራሕቲ ኣፍሪቃ ካኣ ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩምን፡ መወዳእትኡ ካኣ የርእየናን። ንጎረቤትና ዝኾነት ኢትዮጵያ ካኣ ነዞም ሰላም ከሊኦማ ዘለዉ ንኸም ባዓል ደር/ኣብዪን፡ ንኸም ባዓል ጌታቸው ረዳን ሳዓብቶምን ዕድሚኦም የሕጺሩ፡ ንህዝቢ ኢትዮጵያ ካኣ ንሃብቲ ሃገሩ ብሰላም ክጥቀም ይግበሮ ኣምላኽ። ንኹለን ሰላም ስኢነን ዘለዋ ሃገራት ካኣ ሰላም የውርደለንን።
@fuadBilal1
@fuadBilal1 3 месяца назад
የሶማሊያ ዉለታ አለባችሁ እያለከን ነው???
@Mohammed-oo1vq
@Mohammed-oo1vq 3 месяца назад
Abbichuu ya erhiopia mari bicha sayhiwon yalam mirxi mari naw
@YonasAklilu-ip6ej
@YonasAklilu-ip6ej 3 месяца назад
ወሬ
@negaaraya6811
@negaaraya6811 3 месяца назад
ንፋስ ዘይብላ ዓውዲ፡ ምስ ጊዳ መንገዲ፡ ጥረ-ምረ ዝበልዕት ከብዲ ንወያነን ንኣብይን ኣሚንካ ናብ ዕርቂ፡ ፍጹም ቀድያ ነይትቐዲ። እዩ ነገሩ።
@Kglighthandler
@Kglighthandler 3 месяца назад
ከኢትዮ ፎረም እየተከተሉ መስራት አይደብራችሁም ወይ?
@negaaraya6811
@negaaraya6811 3 месяца назад
ኤርትራዊ ኣብ ዝሃለወ ይሃሉ ኤርትራዊ ስለ ዝኾነ፡ ተዋጊኡ ኣይሽነፍ፡ ተሟጒቱ ኣይርታዕ ፈዳይ ሕነ፡፡ ክዛረብ ኣይሕፍርን እዩ ሓቂ ስለ ዝዛረብ፡ ክትኩስ ኣይስሕትን እዩ ስለ ስትኩስ ብእምነት፡ ንጸላኢ እንተ ማሪኹ ዝሕዞ ብኽብረት፡ ንዝተወግአ ይሕክሞ ብዘለዎ ክእለት፡ የብልዖን የስትዮን ንነስምብሱ ገዲፉ፡ ግን ይምህሮን ይነግሮን ኩሉ'ቲ ሓቅታት፡ ናብ ዝደለዮ ክኸይድ የፋንዎ ብእምነት። እዚ ብኸምዚ ዝተገብረሉ ምሕረት፡ እንተተመሊሱ ናብ ዳግማይ ኲናት፡ ዳግም እንተተማሪኹ ከምታ ቀዳምነት፡ ሽዑ ግን መልሳስ ከባድ እያ'ታ ውዕለት፡ ነዚ ዘይፈልጥ ኢትዮጵያዊ ስለ ዘየለ ግን፡ ኩሉ ስለ ዝፈልጣ'ታ ዝሓለፍትን፡ ክሉኻ ኢትዮጵያውን {ትግራዋይን} ነዚኣ ኣስተውዕልን። እንተዘይኮነ ኤርትራውስ ኤርትርዊ እዩ፡ ምእንቲ ህዝቡን ሃገሩን ንመስዋእቲ ኣይፈርሕን እዩ።
@negaaraya6811
@negaaraya6811 3 месяца назад
ከም ደ/ር ኣብዪ ከዳዕን ጠላምን፡ ፍጹም ንጹር መርገጽ ዘይብሉን መራሒ ኣብ ዓለም ዳርጋ ተራእዮም ኣይፈልጡን እዮም። እንተ ሃለዉን እንተነበሩን'ውን ኣዝዮም ውሑዳይ እዮም ክነሩን ክህልዉን እንተተባህለ ካኣ ካብ ሓቂ ዝራሓቐ ኣይኮነን። ኣብዪ ኣብቲ ምስ ኤርትራ ጀሚርዎ ዝነበረ ናይ ሰላም ስምምዕን ውዑልን ንኹሉ ህዝብታት ኤርትራን ኢትዮጵያን ዓብዪ ተስፋን ትጽቢትን፡ እዚ ክልቲኡ ህዝብታት ፍጹም ዓቢ ተስፋ ኣንቢርሉ ዝነበረን እዩ ነይሩን። ኣብዪ ግን ሳላ'ቲ ሓማቕ ጠፈጥራዊ ባህሪኡ፡ ነዚ ዓቢ ተስፋ ተነቢሩሉ ዝነበረ ናይ ሰላም መንገዲ፡ ኣብዪ ግን ኩሉ ዓለም ዘይተጸበዮ ጥልመትን ክድዓትን ሃንደበት እዩ ናብ ዘይግባእ ክድዓት ዝኣተወን። እዚ ከምዚ ናይ ጥልመትን ክድዓትን ካኣ ንኹሎም ከም ባዓል ኣብዪ ዝኣመሰሉ መራሕትስ ፍጹም ስክፍታ'ውን ኣይፈጥረሎምን እዩ። ምኽንያቱ ንኽድዓትን ንጥልመትን ስለ ዝተፈጥሩን። ዓለም ካኣ ሳላ ከምዚኦም ዝኣመሰሉ ከዳዓት መራሕቲ እያ ከም ተወሳኺ ናብ ግርጭት ትኣቱ ዘላን። እዚ ናይ ከም ባዓል ኣብዪ ክድዓትን ጥልመትን ካኣ ንዕድሚኦም ከም ዘሕጽረሎምስ ርኡይ እንዳ'ኾነ እዩ ዝኸይድ ዘሎን። ደር/ኣብዪ ኣሕመድ፡ ቅድም ኢልካ ብፍላይ ብዛዕባ ኤርትራ ትዛረቦ ዝነበርካን፡ ድሒርካ ትዛረቦን ክትገብሮ ተህተፍትፎ ዘለኻን፡ ፍጹም ዘገርምን ንተገላባጢ ዘረባታትካ ኣዝዩ ንኹሉ ዘገረመ እዩን። እዚ ካኣ ብዘለካ ውሽጣዊ ቅልውላው ዓቕሊ ጽበት ስለ ዝፈጠረልካ እምበር ፈቲኻ'ውን ኣይኮንካን። እዚ ተገላባጢ መርገጽ ተርእዮ ዘለኻ ካኣ፡ ክትፍትኖን ብተገላባጣዊ መርገጽካን ዓቕሊ ጽበታዊ ፈተነን እምበር ፍጹም ክትዕወተሉ'ውን ኣይትኽእልን ኢኻ። ሳላ'ቲ ተገላባጢ መርገጽካ ካኣ፡ ንኢትዮጵያን ህዝባን ተሕምሳን ንህዝቢ ኢትዮጵያ ካኣ ነንሓድሕዱ ተጨፋጭፎ ኣለኻን። እዚ ከምዚ ግዕዘ ስራሕካ ካኣ ንውድቀትካ ከቀላጥፎ እምበር፡ ንድሕነትካስ ፍጹም ቦታ የብሉን'ሞ፡ ብፍላይ ምስ ኤርትራ፡ ከምኡ ካኣ ምስ ሶማልን ጁቡትን ወ.ዘ.ተ. ሰላም ፍጠር። እንተዘይኮነ ናይ መቓብርካ ጉድጓድ ባዕልኻ ኢኻ ትኽይዕት ዘለኻን ዎዳሓንካን። ኢትዮጵያ ካብ ቀደም ምስ ሸፋቱ ብዝመሳሰሉ እትምራሕ ዝነበረትን፡ ናይ ዓቢ ሽፍትነት ቦታ ኮይና እያ ትነብር ዝነበረትን ኮይና እያ ትቕጽል ዘላን። እዚ ከምዚ ኩነታት ካኣ ኩሉ ግዚ እንዳገደደን እንዳማዕበለን እዩ ዝቕጽል ዘሎን። እቲ ሽፍትነት ካኣ ሕጅስ ናብ ከተማታት ኣትዩን እንዳ ኣስፋሕፊሑን እዩ ዝኸይድ ዘሎን። ንህዝቢ ኢትዮጵያ ካኣ ሓደጋነቱ ሕጂ ኣብ ዝኸፍአ ኩነታት እዩ ኣትዩ ዘሳቕዮ ዘሎን። መራሕቲ ኢትዮጵያ ካኣ ካብ ቀደም ብሓሶትን ዝተጋነነን ሓቅነቱ ዝሳሓተን ኮይኖም እዮም ዝቕጽሉ ዘለዉን። እዚ ሓሶታት'ዚ ካኣ ኣብ'ዚ እዋብ'ዚ እንዳተቓለዐ እዩ ዝኸይድ ዘሎን። ሓንቲ ሃገር ብፍሹላትን ሓሰውትን መራሕቲ ትምራሕ እንተኮትና ካኣ ናይ ኢትዮጵያ ዓቢ ኣብነት እዩን። ንህዝቢ ኢትዮጵያ ካኣ ካብዚ ማዓት'ዚ ኣምላኽ የውጻኣዮን ኣሜን። ምኽንያቱ ጽቡቕ ክትድቅስ እንተኾይንካስ ጎረቤትካ'ውን ሰላም ክህልዎ ስለ ዘለዎን።
@user-dr6if1ui7f
@user-dr6if1ui7f 3 месяца назад
አንተን ብሎ ተንታኝ አናንተና መሪያቹሁ ክፋትና ምቀኝነት ያጠናገራቹ ደካማዎች ስለሆናቹህ ከናንተ ጥሩ ነገር አንጠብቅም ዕድሜ ልክህን ስትመቃኝ ተኖራለሀ እነጂ መቼም አያልፍልህም ። የኤርትራ ዕድገት ከኢትዮጲያ ዉጪ ሊመጣ እንደማይችል የተረጋገጠ ነዉ። ኢትዮጲያ ለመበልፅግ ግን ኤርትራ ብዙም ላታስፈልጋት ትችላለች።
@123be33078
@123be33078 2 месяца назад
ሹመት በደም አይነት ?????? ምንማለት ነው መረዘኛ ነህ ለካ
@mass-media6445
@mass-media6445 3 месяца назад
The headquarter of the AU must be moved from Addis Ababa to other African countries., due to security issues
@Lemlem7682
@Lemlem7682 2 месяца назад
አንተ የጣልያን ቡችላ አርፋችሁ ተቀመጡ። ወዴት ልትወስደው ነው ወደ ኤርትራ ነው? ውሓ እና መብራት የለላት አገር ። ኢትዮጵያ እኮ የነፃነት አገር ነች ። እናተን ጠርገን ካላወጣን ከአገራችን ሰላም አታገኝም ኢትዮጵያ።
@tilahuntilahun59
@tilahuntilahun59 3 месяца назад
አይ አፍሪካ የከብቶች ስብስብ 🐄🐄🐄🐄🐄🐂🐄🐂🐃🐃🐄
@SS-no5bu
@SS-no5bu 3 месяца назад
ማን ነኝ አልክ ከልብ
@tilahuntilahun59
@tilahuntilahun59 3 месяца назад
@@SS-no5bu 🐄🐄🐂🐂🐂
@negaaraya6811
@negaaraya6811 3 месяца назад
እዚ ፕሮፈሰርኣብርሃ ተኽሉ ዝብሎ ዘሎ ሓሳብ፡ ብፍላይ ትግራይ ምስ ኤርትራ ዘለዋ ጸገም ብቕልጡፍ እያ ክትፈትሖ ዘለዋ። ምኽንያቱ ትግራይ ከም ኦምቦቲቶ ብኹሉ ተቐርቂራ ስለ ዘላን ዝበሎ እዮም ኩሎም ተጋሩ'ውን ነዚ ክርእይዎን ክግንዘብዎ ዘለዎምን። ውዑል ኣልጀዚራ ሓደ ካብ'ቲ ዓለም ለኻዊ ውሳኔ ኮይኑ፡ ከምቲ ምስ የመንን ኤርትራን ኣባኢሱን ክሳብ ኲናት ተበጺሑ ዝነበረን እዩ ነይሩ። ውዒሉ ሓዲሩ ግን ናብ ሕጊ ቀሪቡ ብፍርዲ ንየመን ምስ ትዋህበ ካኣ፡ ነቲ ካብ መግዛእቲ ጣልያን ጀሚሩ ክሳብ መግዛእቲ ኢትዮጵይን፡ ኣብ ትሕቲ ዘን ገዛእቲ ኤርትራ ዝነበራን፡ ኣብ ትሕቲ ኣካል ቀይሕ ባሕሪ ኤርትራ ኮይኑን ጸኒሑ ክንሱ ግን፡ እቲ ፈራዲ ኣካል ንየመን ስለ ዝፈረደላ ንየመን እዩ ተዋሂቡዋን። ንባድማ ዝምልከት ካኣ፡ ብመጀመርያ ከም መሬት ኤርትራ፡ ብተ.ሓ.ኤ፡ ብፍላይ ካኣ ብስዉእ ተጋ/ሓዱሽ ወደገርግስ ትምራሕ ዝነበረት ሓይሊ {ዕሳባት} እያ ብ1974 ዓ.ም ካብ መግዛእቲ ኢትዮጵያ ሓራ ዝኾነት። ክሳብ ጀብሃ ብውግእ ሓድሕድ ካብ መሬት ኤርትራ ተሓግሒጋ ትውጽእን፡ ክሳብ 1980 ታት ካኣ ኣብ ትሕቲ ምምሓዳር ጀብሃን፡ ብጸጥታ ዶብ ዝተባህለ ክፍልን እያ ክትማሓደር ጸንሓ ነይራን። ብዛዕባ ባድማን ከባቢኡን ጸጥታ ዶብን ካኣ ኣነ ካብ መጀመርያ 1977 ዓ.ም ጀሚረ ኣብ ጸጥታ ዶብ ተመዲበ ክሳብ 1981-1982 ዓ.ም ኣብ ባድማ ከባቢኡን ክሳብ ቦታታት ትግራይን ስለ ዝነበርኩን ካኣ ብዛዕባ'ዚ ኩነታት'ዚ ደጋጊመ እንዳ ጻሓፍኩ ብኸምዚ ክዝርግሖ ጸኒሐ ነይረ እየ። ሕጂ ካኣ ብዛዕባ'ዚ ትግራዋይ ፕሮፈሰር ኣብርሃ ተኽሉ ዝበሎ ስለ ዝሰማዕኩዎን ነዚ ብዙሕ ግዜ ዝጻሓፍኩዎን ዝድግሞ ዘለኹን። ስለዚ ወያነን ሳዓብታን ንትግራን ህዝባን ዝሓስቡን ዝግደሱን እንተ'ኾይኖም፡ ነቲ ፍርዲ ኣልጀርስ ይቀበልዎ። ብዛዕባ'ቲ ካልእ ዘሎ ጸገማት ካኣ ብዘተን ብዝግባእ ኣገባብ ክእለ ዘለዎ ጉዳይ እዩን። ኣብ ውሽጣዊ ኩነታት ኤርትራን ኢትዮጵያን {ትግራይን} ዘሎ ዘዝራኣየካን ተትሓስቦን ጉዳያት ካኣ፡ ነቲ ህዝቢ ዝምልከት ስለ ዝኾነ፡ ኣብ ውሽጣዊ ጉዳያተን ምእታውን፡ ከምቲ ጌታቸው ረዳ ንህዝቢ ኤርትራ ካብ 4 ሚልዮን ኣይሓልፍን እዩ ዝበሎ ናይ ዕብዳን ሃለውለው ካኣ ክናገፉን ካብ ሓሶት ክቑጠቡን ኣለዎም። ህዝቢ ኤርትራ ካኣ 4 ሚልዮን እንት'ኾይኑስ ብ 4 ሚልዮኑ ምእንቲ ሃገሩን ነብሱን ብ'4 ምልዮኑ ጽኑዕን ምኩርን ሃገራውን ወታሃደ ከም ዝኾነ ካኣ ፍለጥ ጽሉል ጌታቸው ረዳ። 4 ሚልዮን ህዝቢ ኤርትራ እዩ ኒ 80 ክሳብ ኒ 100 ሚልዮን ህዝቢ ዝሓዘት ኢትዮጵያ ስዒሩ ናጻን ሰላማዊትን ሃገረ ኤርትራን ዝመስተን። ብቕኑዕ ዓላምን መትከልን፡ ብብቑዕ ኣመራርሓን ኢኻ ትዐወት እምበር፡ ብዙሕ ህዝብን ሰራዊትን ስለ ዘለካን፡ ከም ባዓል ንስኻ ጌታቸውን፡ ከም ባዓል ኣብይን ዝመርሕዎ ሰራዊት ሒዝካን ከም ዘይትዕወትስ ሪኢኹሞ ኢኹም'ሞ፡ ካብ'ዚ ሒዝኩሞ ዘለኹም ፖለቲካዊ ጸላለ ኣልግሱ፣ ምስ ህዝብን መንግስትን ኤርትራ ካኣ ይቕረይታ ሓቲትኩም ተዓረቑን። ነዚ ፕሮፈሰር ኣብራሃ ተኽሉ ዝብሎ ዘሎ ካኣ ስምዕዎን። ምኽንያቱ ንሱ ስለ ዘዋጻኣኩምን።
@abrahamkidane1771
@abrahamkidane1771 3 месяца назад
አንዴት ኣወቀከው ማንዴላ በኪሳቸው ፎቶ አንደነበረ ወይስ ከማንዴላ ኣብራችሁ27 ዓመት ታስረህ ነበር ኣይ መድያ መጥፈጫ፡ወሬ ኣይሳናችሁም፡፡
@SamiTata-xw8yj
@SamiTata-xw8yj 3 месяца назад
ቻይና ጀግና ነች።እንድህ አይነት እዉቀት ይዞ ቴክኖሎጅዎችን በማፋብራክ የራስን የኢኮኖሚ አቅም ማገንባትና ህንፃዉን የማጋንባት ሙያ ባለቤት መሆን ትልቅ ኩራት ነዉ።የእኛ መንግሥት እዝህ ሊያደርሳን ባይችል እንኳን ከመጋዳዳል አድኖን ከራሃብ እንድንታርፍ ቢያደርጋን ምን አለባት?
@negaaraya6811
@negaaraya6811 3 месяца назад
እዚ ብኢትዮ ፎርምን ካለኦት ናይ ዜና ማዕከናትን ዝደጋገምን ዝማሓላለፍ ዘሎ ዜናታት ምስ ኤርትራን ወያነን ናይ ሰላም ዘተን ቁምነገሩን ይካየድ ኣሎ ዝብል ብሓቅን ብቑምነገን እንተ'ኾይኑስ ንርእዮ እዩ ዘብል። እዚ ከምዚታት ካኣ ሕጂ'ውን ማይክሮፎን መድያ'ውን ይደግሞ ኣሎ'ሞ ገለ ሓቅስ ኣለዎ እዩ ዝመስል። ብሓቂ ወያኔ ነዚ እንተተግቢርዎ ካኣ፡ ንኹሉ ህዝብታት ኢትዮጵያን፡ ብፍላይ ንወያኔን ህዝቢ ትግራይን ሓሊፉሎምን ድሒኖምን ማለት እዩ። ምስ ፋኖን ኤርትራን'ኳ ጸገም እንተዘይ ሃለወ፡ ንወያኔን ንኣብይን ግን ክትኣምኖም ዘጸግም እዩ። ምኽንያቱ ንኤርትራን ህዝባን ዓቢ በደል ስለ ዝፈጸሙን ስለዘይእመኑን። በቲ ሓደ ወገን ካኣ ዘይፍታሕ ጸገም ስለ ዘየለስ፡ ንወያኔ ካኣ ኣምላኽ ልቢ ይሃቦ እዩ ዘብል። ንኣብዪን ንወያኔን ግን ማዓስ ዝእመኑ ኮይኖም። እምበር እዚ እንተተገይሩስ ብፍላይ ንህብታት ትግራይን ኣምሓራን፡ ከምኡ ካኣ ንህዝቢ ኤርትራን'ሲ ዓቢ ናይ ሰላም መንገዲ እዩ ነይሩን። እዚ ካኣ ብኹለን ናይ ዜና ማዕከናት ይደጋገም ስለዘሎስ ገለ ናይ ሓቂ ኣምፈት ከይሃለዎስ ኣይተርፍን እዩ ዘብል።
@abebekidane5216
@abebekidane5216 2 месяца назад
እንዚህ ሚዲያ ቆሻሻ እና አስጠሊታም አልገጠመኝም አማርኛ የሚችል ግብፃዊ አልያም ቅጥረኛ ግብፃዊ ነው ፔጁ ወደ እኔ እንዳይመጣ ምን ባደርግ ይሻላል ?
Далее
Самое хитрое животное.
00:57
Просмотров 555 тыс.
Dynamic #gadgets for math genius! #maths
00:29
Просмотров 6 млн