Тёмный

Isreal vs Palestine. Discussion and Opinion with Said Tewekel. Sunday, 15 Oct. 2023 

RADIO ERENA
Подписаться 65 тыс.
Просмотров 6 тыс.
50% 1

ኣብ ህሉው ኩነታት እስራኤልን ፍልስጤምን - ዘተ ምስ ስዒድ ተወከል

Опубликовано:

 

14 окт 2023

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 66   
@mindyourbusiness8692
@mindyourbusiness8692 8 месяцев назад
GodBlessYouSeid
@Abi-xr4uq
@Abi-xr4uq 8 месяцев назад
Saed very smart person
@adindaadinda6590
@adindaadinda6590 8 месяцев назад
Tewekel❤❤❤
@user-nf1oq4oy9f
@user-nf1oq4oy9f 9 месяцев назад
Yes tewekel bravo 💚💚
@zegdagmawi275
@zegdagmawi275 8 месяцев назад
እቲ ዘገርም እዚ ኹሉ ምስኪን ፍርቂ ሚልዮን ህዝቢ ኣስላም ናይ ዳርፉር ኣብ ሱዳን በቶም "ዓረብ ኢና" ዝብሉ ክሃልቕ እንከሎ ሓንቲ ኣይተዛረቡን !!! ። ኤርትራውያን ኣብ ግብጺ ሲናይ ፣ ሊብያ ሰሃራ ብኢድ ዓረበ ኣስላም በድዊን ራሻይዳ ክሳቐዩ ኣይተዛረቡን !!!። ኤርትራውያን ክርስትያን ኣብ ሊብያ ብኢድ ኣስላም ዓረብ ዳዕሽ ክሕረዱ እንከለዉ ኣይተዛረቡን !!! ። ኣሸሓት ክርስትያን ተጋሩ ብኢድ ህግደፍ ኣምሓራ ክጠፍኡ ከለዉ የጣቕዑ ኔሮም !!! ። ወረ ገሊኦም ተበለጽቲሲ "እንቋዕ ሓበሻ ተጣፍኡ ፥ ሎሚ ሻሂ እናሰተና ኣስመራ ክንኣቱ ኢና "፡ ይብሉ ኔሮም። እዚኦም ኩሎም ዓረብ ፈንፊኑ ዑቕባ ዝኸልከሎም ፡ ኣብ ኣውሮጳን ኣሜሪካን ዑቕባ ረኺቦም ፡ ንነብሶም ካብ ዓረብ ንላዕሊ ዓረብ ኢና ዝብሉ ፡ እቶም ዓረብ ግና ከድምቲ ወይ "ዓቢድ" ዝብሎም እዮም። ሓደ ሰብ ካብቲ መንነቱ ታሪኹ ቋንቋታቱ ዝፈንፈነ ምስሉይ ጥራይ እዩ ክፈርህ ዘለዎ።
@mindyourbusiness8692
@mindyourbusiness8692 8 месяцев назад
BravoShishay
@user-tb6ni9yb4r
@user-tb6ni9yb4r 8 месяцев назад
Said ney bihaki mour yo ❤❤❤❤❤ subk tetane zelo seb kamzo aynet sbat memxa xbuk yu❤❤❤❤
@zegdagmawi275
@zegdagmawi275 8 месяцев назад
እቲ ዘገርም እዚ ኹሉ ምስኪን ፍርቂ ሚልዮን ህዝቢ ኣስላም ናይ ዳርፉር ኣብ ሱዳን በቶም "ዓረብ ኢና" ዝብሉ ክሃልቕ እንከሎ ሓንቲ ኣይተዛረቡን !!! ። ኤርትራውያን ኣብ ግብጺ ሲናይ ፣ ሊብያ ሰሃራ ብኢድ ዓረበ ኣስላም በድዊን ራሻይዳ ክሳቐዩ ኣይተዛረቡን !!!። ኤርትራውያን ክርስትያን ኣብ ሊብያ ብኢድ ኣስላም ዓረብ ዳዕሽ ክሕረዱ እንከለዉ ኣይተዛረቡን !!! ። ኣሸሓት ክርስትያን ተጋሩ ብኢድ ህግደፍ ኣምሓራ ክጠፍኡ ከለዉ የጣቕዑ ኔሮም !!! ። ወረ ገሊኦም ተበለጽቲሲ "እንቋዕ ሓበሻ ተጣፍኡ ፥ ሎሚ ሻሂ እናሰተና ኣስመራ ክንኣቱ ኢና "፡ ይብሉ ኔሮም። እዚኦም ኩሎም ዓረብ ፈንፊኑ ዑቕባ ዝኸልከሎም ፡ ኣብ ኣውሮጳን ኣሜሪካን ዑቕባ ረኺቦም ፡ ንነብሶም ካብ ዓረብ ንላዕሊ ዓረብ ኢና ዝብሉ ፡ እቶም ዓረብ ግና ከድምቲ ወይ "ዓቢድ" ዝብሎም እዮም። ሓደ ሰብ ካብቲ መንነቱ ታሪኹ ቋንቋታቱ ዝፈንፈነ ምስሉይ ጥራይ እዩ ክፈርህ ዘለዎ።
@zackzack2193
@zackzack2193 9 месяцев назад
Great job ❤❤❤
@abdelanoori9910
@abdelanoori9910 9 месяцев назад
TAWEKEL 👑👑
@pls485
@pls485 9 месяцев назад
بارك الله فيك سعيد شرحة بوضوح
@danielghebremichel9493
@danielghebremichel9493 9 месяцев назад
ዝተገብረ ምውጋዝን ምድጋፍን ሓጺር ሕቶ እዩ ናይ ኣኽራርነት ባህሪ ዘለዎም ሰሳት ሕልና ኣልቦ እዮም ኩሉ ኢሰብኣዊ ክኩነን እዩ ዘለዎ ኣብ ኩሉ እስራኤል ይኹን ሓማስ ኢሰብኣዊ በደል ይፍጽማ ኣለዋ
@saadinsuleiman9384
@saadinsuleiman9384 8 месяцев назад
👍👍
@husseinidris-tk3wn
@husseinidris-tk3wn 9 месяцев назад
Well come Dear shishay with your best guest tewekel.plz bro try to bring giorgio drar
@habenkiros6076
@habenkiros6076 9 месяцев назад
ጽቡቅ ወግዒ ። ግና እቶም ቢሄርተኛታት ኢልካ ዝጠቐስካዝልዮም ካብ ትግርኛ ጥራሕ ኣይኮኑን መነጸርካ ንኩሉ ትሪኢ ተኮይና ኣግሂዶም ፓርቲታት ብስም ሙስሊም መስሪቶም ኣክረርቲ ሙስሊም ከምዘለዉ ዉን ክንግንዘብ ይግባግባእ
@zegdagmawi275
@zegdagmawi275 8 месяцев назад
እቲ ዘገርም እዚ ኹሉ ምስኪን ፍርቂ ሚልዮን ህዝቢ ኣስላም ናይ ዳርፉር ኣብ ሱዳን በቶም "ዓረብ ኢና" ዝብሉ ክሃልቕ እንከሎ ሓንቲ ኣይተዛረቡን !!! ። ኤርትራውያን ኣብ ግብጺ ሲናይ ፣ ሊብያ ሰሃራ ብኢድ ዓረበ ኣስላም በድዊን ራሻይዳ ክሳቐዩ ኣይተዛረቡን !!!። ኤርትራውያን ክርስትያን ኣብ ሊብያ ብኢድ ኣስላም ዓረብ ዳዕሽ ክሕረዱ እንከለዉ ኣይተዛረቡን !!! ። ኣሸሓት ክርስትያን ተጋሩ ብኢድ ህግደፍ ኣምሓራ ክጠፍኡ ከለዉ የጣቕዑ ኔሮም !!! ። ወረ ገሊኦም ተበለጽቲሲ "እንቋዕ ሓበሻ ተጣፍኡ ፥ ሎሚ ሻሂ እናሰተና ኣስመራ ክንኣቱ ኢና "፡ ይብሉ ኔሮም። እዚኦም ኩሎም ዓረብ ፈንፊኑ ዑቕባ ዝኸልከሎም ፡ ኣብ ኣውሮጳን ኣሜሪካን ዑቕባ ረኺቦም ፡ ንነብሶም ካብ ዓረብ ንላዕሊ ዓረብ ኢና ዝብሉ ፡ እቶም ዓረብ ግና ከድምቲ ወይ "ዓቢድ" ዝብሎም እዮም። ሓደ ሰብ ካብቲ መንነቱ ታሪኹ ቋንቋታቱ ዝፈንፈነ ምስሉይ ጥራይ እዩ ክፈርህ ዘለዎ።
@applebee9651
@applebee9651 9 месяцев назад
Thank you so much for your knowledgeable information Said. You are awesome and great 👍🏻
@user-hf7ne8zk7r
@user-hf7ne8zk7r 9 месяцев назад
tsubuq hitotatin tsubuq melsin yiqeniyelna ❤
@user-yo4pp8ip1d
@user-yo4pp8ip1d 9 месяцев назад
Wow seid tewokel hasabey keyirkayo ko
@ademsuleman4608
@ademsuleman4608 9 месяцев назад
ኣብትሕቲ ግዝኣት ኢንግሊዝ ዝነበራ ሃገራት ብሰለማዊ መንገዲ ኣይፍታሕን ኢዩ ምክኒያቱ ቦምብታት ቀቢራ ስለዝወጸት እተን ነቶግቲ ክትኮስ ድማ ንዕዘብ ኣለና ሰላም ንውጽዕ ህዚቢ ፍሊስጥን።
@elsagaiem4132
@elsagaiem4132 9 месяцев назад
Invite me to respond for him
@jemalabdulkadir9141
@jemalabdulkadir9141 9 месяцев назад
Nothing to do with religious reasons just you intervewer as a human do you believe in justice ? It's just the matter of justice or humanitarian the question we will through Back to you Mr sheshay .
@haisemshifa4347
@haisemshifa4347 8 месяцев назад
refer to balford declaration then we can understand better.
@elsagaiem4132
@elsagaiem4132 9 месяцев назад
ሲዒድ ሒጂ መጻቲኻ ኡኼራሪነት ኢሴራኢል ናጻነት ዞይዱጋፍ ኢዪ
@samielyohans8942
@samielyohans8942 8 месяцев назад
ኑትራል ኮይንካ ተንትን ኢኻ ኣቶ ሲዒድ። ዞባዊ ክኸውን እዩ ትብሎ ዘለኻ ሓደ ህዝቡላሕን ኢራንን ጥራይ እዮም ናቱ ደጋፋቲ ዘለዉዎ። ኢራን ናታ ቁጠባን ዉሽጣዊ ሽግራትን ኣብ ካልእ ከይደ ክትዋጋእ ዓቅሚ የብላን። ህዝቡላሕ ክኣ ካብ 2ተ ቦምባታት ናይ ኣመሪካ ኣይትሓልፍን እያ። ኣመሪካ ኣብ ሊዕሊ ምስ እስራል ዘለዋ ዝምድና ተወሳኺ ዜጋታቶም ሞይቶምን ተጨውዮምን ስለዘለዉ ዋግኦም ከቢድ እዩ። ሓማስ ማሌት ኣዝዩ ኣኽራሪ ጉጅለ ንህዝቢ ቃዛ ብራዕዲ ዘመሓድር ዘሎ እዩ። ሓማስ ኣጀንድኦም ንፍልስጤማዊያን ዘይውክል ኣዝዩ ሓደገኛ እዩ። ሓማስ ብስም ቃዛ ዝነግዱ ዘለዉ ነጋዶ እዮም። ነቶም ክልተ ህዝብታት ሰላም የውርደሎም ጥራይ ክንብል ኣሎና። ደሓን ግን ተዓዛዚብና ኢና። ኣብ ትግራይ ተለጊማን ብኣንጻሩ ምስቶም ቀተልቲ ኮይና ትልፍልፍ ዝነበረት መልኣስ ሕጂ ምስ ዉጹዕ ህዝቢ እየ ምባል ካብ ሰብኣውነት ዘይኮነ ጸግዒ ምውሳድ እዩ። ኣብ ትግራይ ውሽጣዊ ሽግሮም ተባሂሉ፡ ኣብ ፍልስጤም ግን ሰብኣውነት ሎል፡ ሓደ ኣንጎሎ ዘይሓልፍ ሽጣራ።
@pls485
@pls485 9 месяцев назад
ادعوا الله ان لا يأتي يوم ونكون تحت الاحتلال الذي يسعي اليه بعض الجيران لتهجيران أبناء الارض والمسلسل بدا منذا ٢٠٠١ إلى الآن لا تتوقف الهجرة والهروب .
@MohamedEri22
@MohamedEri22 9 месяцев назад
Thank you Sied Aflito Aleka Bihaki Keyirkani 😂
@gemimaressi1728
@gemimaressi1728 9 месяцев назад
Eritrawyan 30, 000 sedetenyatat sele zelewo ab Israel eyom zdigifo mikniyato ehudawyan bhaymanot Ni islamay way kistanay aiqerbun eyom
@h.bberaki8114
@h.bberaki8114 5 месяцев назад
Nexlie zegsgusu tray eka temxie zelka ato shesay.
@Woldetensae47
@Woldetensae47 9 месяцев назад
ሕቶታትን መልስታቱን ብጣዕሚ ፈቲየዮ። ሓደ ነገር ክሓትት ደስ ይብለኒ። ስለምንታይ እዮም ኣይሁድ ምስ ኩሉ ምድላዋቶምን ምዕባለ ቴክኖሎጂኦምን እቲ ምእታው ክመጽእ ዘይረኣይዎ? ግብጺ ንእስራኤል ሓደጋ ምምጻእ ግብረሽበራ ኣቐዲማ ኣጠንቂቓቶ ዝብሉ ኣለዉ።
@zegdagmawi275
@zegdagmawi275 9 месяцев назад
እቲ ዘገርም እዚ ኹሉ ምስኪን ፍርቂ ሚልዮን ህዝቢ ኣስላም ናይ ዳርፉር ኣብ ሱዳን በቶም ዓረብ ኢና ዝብሉ ክሃልቕ እንከሎ ሓንቲ ኣይተዛረቡን። ኤርትራውያን ኣብ ግብጺ ሲናይ ፣ ሊብያ ሰሃራ ብኢድ ዓረበ ኣስላም በድዊን ራሻይዳ ክሳቐዩ ኣይተዛረቡን። ኤርትራውያን ክርስትያን ኣብ ሊብያ ብኢድ ኣስላም ዓረብ ዳዕሽ ክሕረዱ እንከለዉ ኣይተዛረቡን። ኣሸሓት ክርስትያን ተጋሩ ብኢድ ህግደፍ ኣምሓራ ክጠፍኡ ከለዉ የጣቕዑ ኔሮም። ወረ ገሊኦም ተበለጽቲሲ እንቋዕ ሓበሻ ተጣፍኡ ፥ ሎሚ ሻሂ እናሰተና ኣስመራ ክንኣቱ ኢና ፡ ይብሉ ኔሮም። እዚኦም ኩሎም ዓረብ ፈንፊኑ ዑቕባ ዝኸልከሎም ፡ ኣብ ኣውሮጳን ኣሜሪካን ዑቕባ ረኺቦም ፡ ንነብሶም ካብ ዓረብ ንላዕሊ ዓረብ ኢና ዝብሉ ፡ እቶም ዓረብ ግና ከድምቲ ወይ ዓቢድ ዝብሎም እዮም። ሓደ ሰብ ካብቲ መንነቱ ታሪኹ ቋንቋታቱ ዝፈንፈነ ምስሉይ ጥራይ እዩ ክፈርህ ዘለዎ።
@Miamialemey
@Miamialemey 8 месяцев назад
​@@zegdagmawi275xemam hanti derfu ezi kulu amtate copy gerka kesda men eyu xeyfelka ane be akale sele zeflteka xegem yebleyen Kabe denkurena xelen yoxika temhre
@zegdagmawi275
@zegdagmawi275 8 месяцев назад
@@Miamialemey ..... እቲ ዘገርም እዚ ኹሉ ምስኪን ፍርቂ ሚልዮን ህዝቢ ኣስላም ናይ ዳርፉር ኣብ ሱዳን በቶም "ዓረብ ኢና" ዝብሉ ክሃልቕ እንከሎ ሓንቲ ኣይተዛረቡን !!! ። ኤርትራውያን ኣብ ግብጺ ሲናይ ፣ ሊብያ ሰሃራ ብኢድ ዓረበ ኣስላም በድዊን ራሻይዳ ክሳቐዩ ኣይተዛረቡን !!!። ኤርትራውያን ክርስትያን ኣብ ሊብያ ብኢድ ኣስላም ዓረብ ዳዕሽ ክሕረዱ እንከለዉ ኣይተዛረቡን !!! ። ኣሸሓት ክርስትያን ተጋሩ ብኢድ ህግደፍ ኣምሓራ ክጠፍኡ ከለዉ የጣቕዑ ኔሮም !!! ። ወረ ገሊኦም ተበለጽቲሲ "እንቋዕ ሓበሻ ተጣፍኡ ፥ ሎሚ ሻሂ እናሰተና ኣስመራ ክንኣቱ ኢና "፡ ይብሉ ኔሮም። እዚኦም ኩሎም ዓረብ ፈንፊኑ ዑቕባ ዝኸልከሎም ፡ ኣብ ኣውሮጳን ኣሜሪካን ዑቕባ ረኺቦም ፡ ንነብሶም ካብ ዓረብ ንላዕሊ ዓረብ ኢና ዝብሉ ፡ እቶም ዓረብ ግና ከድምቲ ወይ "ዓቢድ" ዝብሎም እዮም። ሓደ ሰብ ካብቲ መንነቱ ታሪኹ ቋንቋታቱ ዝፈንፈነ ምስሉይ ጥራይ እዩ ክፈርህ ዘለዎ።
@Miamialemey
@Miamialemey 8 месяцев назад
@@zegdagmawi275 kkkkkk copy
@zegdagmawi275
@zegdagmawi275 8 месяцев назад
@@Miamialemey ... ወረ ገሊኦም ተበለጽቲሲ \'እንቋዕ ሓበሻ ተጣፍኡ ፥ ሎሚ ሻሂ እናሰተና ኣስመራ ክንኣቱ ኢና \' ፡ ይብሉ ኔሮም። እዚኦም ኩሎም ዓረብ ፈንፊኑ ዑቕባ ዝኸልከሎም ፡ ኣብ ኣውሮጳን ኣሜሪካን ዑቕባ ረኺቦም ፡ ንነብሶም ካብ ዓረብ ንላዕሊ ዓረብ ኢና ዝብሉ ፡ እቶም ዓረብ ግና ከድምቲ ወይ "ዓቢድ" ዝብሎም እዮም። ሓደ ሰብ ካብቲ መንነቱ ታሪኹ ቋንቋታቱ ዝፈንፈነ ምስሉይ ጥራይ እዩ ክፈርህ ዘለዎ።
@alinasirsalih9443
@alinasirsalih9443 9 месяцев назад
Mjemrita.kburi.seb.hawuina.shay.kemsnka.yfetu.kabu.kexle.siad.Tewekli.kab.zkorAaleu.hade.seb.mkanu.yfetu.ral.zlewo.hasfhu.zria.seb.Aagalalixa.ybeli.
@zegdagmawi275
@zegdagmawi275 9 месяцев назад
እቲ ዘገርም እዚ ኹሉ ምስኪን ፍርቂ ሚልዮን ህዝቢ ኣስላም ናይ ዳርፉር ኣብ ሱዳን በቶም ዓረብ ኢና ዝብሉ ክሃልቕ እንከሎ ሓንቲ ኣይተዛረቡን። ኤርትራውያን ኣብ ግብጺ ሲናይ ፣ ሊብያ ሰሃራ ብኢድ ዓረበ ኣስላም በድዊን ራሻይዳ ክሳቐዩ ኣይተዛረቡን። ኤርትራውያን ክርስትያን ኣብ ሊብያ ብኢድ ኣስላም ዓረብ ዳዕሽ ክሕረዱ እንከለዉ ኣይተዛረቡን። ኣሸሓት ክርስትያን ተጋሩ ብኢድ ህግደፍ ኣምሓራ ክጠፍኡ ከለዉ የጣቕዑ ኔሮም። ወረ ገሊኦም ተበለጽቲሲ እንቋዕ ሓበሻ ተጣፍኡ ፥ ሎሚ ሻሂ እናሰተና ኣስመራ ክንኣቱ ኢና ፡ ይብሉ ኔሮም። እዚኦም ኩሎም ዓረብ ፈንፊኑ ዑቕባ ዝኸልከሎም ፡ ኣብ ኣውሮጳን ኣሜሪካን ዑቕባ ረኺቦም ፡ ንነብሶም ካብ ዓረብ ንላዕሊ ዓረብ ኢና ዝብሉ ፡ እቶም ዓረብ ግና ከድምቲ ወይ ዓቢድ ዝብሎም እዮም። ሓደ ሰብ ካብቲ መንነቱ ታሪኹ ቋንቋታቱ ዝፈንፈነ ምስሉይ ጥራይ እዩ ክፈርህ ዘለዎ።
@norjonas3485
@norjonas3485 9 месяцев назад
ድሓን አቶ ወድይ ከመይ ኣብ ልበይ ዝነበረ ቶግ ኣቢልካዮ ወደይ
@michaelkfle276
@michaelkfle276 9 месяцев назад
Gbxi tesaera eya niera ezi kebila yhsu eyu dolo ezi seb ezi jahd yu awet n Israel
@nassersalih1084
@nassersalih1084 9 месяцев назад
Foo
@zegdagmawi275
@zegdagmawi275 9 месяцев назад
እቲ ዘገርም እዚ ኹሉ ምስኪን ፍርቂ ሚልዮን ህዝቢ ኣስላም ናይ ዳርፉር ኣብ ሱዳን በቶም "ዓረብ ኢና" ዝብሉ ክሃልቕ እንከሎ ሓንቲ ኣይተዛረቡን። ኤርትራውያን ኣብ ግብጺ ሲናይ ፣ ሊብያ ሰሃራ ብኢድ ዓረበ ኣስላም በድዊን ራሻይዳ ክሳቐዩ ኣይተዛረቡን። ኤርትራውያን ክርስትያን ኣብ ሊብያ ብኢድ ኣስላም ዓረብ ዳዕሽ ክሕረዱ እንከለዉ ኣይተዛረቡን። ኣሸሓት ክርስትያን ተጋሩ ብኢድ ህግደፍ ኣምሓራ ክጠፍኡ ከለዉ የጣቕዑ ኔሮም። ወረ ገሊኦም ተበለጽቲሲ እንቋዕ ሓበሻ ተጣፍኡ ፥ ሎሚ ሻሂ እናሰተና ኣስመራ ክንኣቱ ኢና ፡ ይብሉ ኔሮም። እዚኦም ኩሎም ዓረብ ፈንፊኑ ዑቕባ ዝኸልከሎም ፡ ኣብ ኣውሮጳን ኣሜሪካን ዑቕባ ረኺቦም ፡ ንነብሶም ካብ ዓረብ ንላዕሊ ዓረብ ኢና ዝብሉ ፡ እቶም ዓረብ ግና ከድምቲ ወይ ዓቢድ ዝብሎም እዮም። ሓደ ሰብ ካብቲ መንነቱ ታሪኹ ቋንቋታቱ ዝፈንፈነ ምስሉይ ጥራይ እዩ ክፈርህ ዘለዎ።
@user-nf1oq4oy9f
@user-nf1oq4oy9f 9 месяцев назад
No no hb awet malti nay Egypt 🇪🇬 iyu kisab ketema serihoma iyo gibtsawian 6 October tebahal h 💚
@zegdagmawi275
@zegdagmawi275 9 месяцев назад
@@user-nf1oq4oy9f An Arab has never won a worthy battle against the Israelis. Arabs had been humiliated several times by tiny Israel.
@zegdagmawi275
@zegdagmawi275 9 месяцев назад
@@user-nf1oq4oy9f እቲ ዘገርም እዚ ኹሉ ምስኪን ፍርቂ ሚልዮን ህዝቢ ኣስላም ናይ ዳርፉር ኣብ ሱዳን በቶም ዓረብ ኢና ዝብሉ ክሃልቕ እንከሎ ሓንቲ ኣይተዛረቡን። ኤርትራውያን ኣብ ግብጺ ሲናይ ፣ ሊብያ ሰሃራ ብኢድ ዓረበ ኣስላም በድዊን ራሻይዳ ክሳቐዩ ኣይተዛረቡን። ኤርትራውያን ክርስትያን ኣብ ሊብያ ብኢድ ኣስላም ዓረብ ዳዕሽ ክሕረዱ እንከለዉ ኣይተዛረቡን። ኣሸሓት ክርስትያን ተጋሩ ብኢድ ህግደፍ ኣምሓራ ክጠፍኡ ከለዉ የጣቕዑ ኔሮም። ወረ ገሊኦም ተበለጽቲሲ እንቋዕ ሓበሻ ተጣፍኡ ፥ ሎሚ ሻሂ እናሰተና ኣስመራ ክንኣቱ ኢና ፡ ይብሉ ኔሮም። እዚኦም ኩሎም ዓረብ ፈንፊኑ ዑቕባ ዝኸልከሎም ፡ ኣብ ኣውሮጳን ኣሜሪካን ዑቕባ ረኺቦም ፡ ንነብሶም ካብ ዓረብ ንላዕሊ ዓረብ ኢና ዝብሉ ፡ እቶም ዓረብ ግና ከድምቲ ወይ ዓቢድ ዝብሎም እዮም። ሓደ ሰብ ካብቲ መንነቱ ታሪኹ ቋንቋታቱ ዝፈንፈነ ምስሉይ ጥራይ እዩ ክፈርህ ዘለዎ።
@Abi-xr4uq
@Abi-xr4uq 8 месяцев назад
Palestine n sewra Eritrea hagiza eya. Israel kea n komandise alima n Muslim Eritrawyan yehrida
@m.nassirsalih4148
@m.nassirsalih4148 8 месяцев назад
ኣብ መጀመርያ ናብ ናይ ስዒድ መርገጺታት ጥራይ ዘድሃበ ኮይኑ ተሰሚዕኒ ከይወዳእኩዋ ኮለኹ ደሓር ዝሰዓበ ሕቶታት ምስ ሰማዕኩ ግን ምስ ካልእ ዝተወሃበ ትንተና ንምንፃጻር ምኳኑ ኣሚነ።ብዛዕባ እቲ ኣርእስቲ ውን ጽቡቅ ኣፍልጦ ዘለካ ኮይንካ ተሰሚዕካኒ ሺሻይ።ሕቶታትካ ድማ ኣብ ኣገደስቲ ንሃገራዊ ረብሓናን ሰላምናን ዝዓለመ ከሙዉን ሰባኣውን ዘይሻራውን ኔሩ። ስዒድ ተወከል ድማ ስምዒቱ ዝቆጻጸር ፡ምልከት ምግላጽ ሓሳባቱን ዘለዎ ከሙኡውን ኣንባብን fair ንምኳን ዝጽዕርን ናይ ውልቀ ሰባት መሰል ዘክብርን ኮይኑ ረኪበዮ። anyways ጽቡቅ ስራሕ፡ሺሻይ።በርትዕ
@zegdagmawi275
@zegdagmawi275 8 месяцев назад
እቲ ዘገርም እዚ ኹሉ ምስኪን ፍርቂ ሚልዮን ህዝቢ ኣስላም ናይ ዳርፉር ኣብ ሱዳን በቶም "ዓረብ ኢና" ዝብሉ ክሃልቕ እንከሎ ሓንቲ ኣይተዛረቡን !!! ። ኤርትራውያን ኣብ ግብጺ ሲናይ ፣ ሊብያ ሰሃራ ብኢድ ዓረበ ኣስላም በድዊን ራሻይዳ ክሳቐዩ ኣይተዛረቡን !!!። ኤርትራውያን ክርስትያን ኣብ ሊብያ ብኢድ ኣስላም ዓረብ ዳዕሽ ክሕረዱ እንከለዉ ኣይተዛረቡን !!! ። ኣሸሓት ክርስትያን ተጋሩ ብኢድ ህግደፍ ኣምሓራ ክጠፍኡ ከለዉ የጣቕዑ ኔሮም !!! ። ወረ ገሊኦም ተበለጽቲሲ "እንቋዕ ሓበሻ ተጣፍኡ ፥ ሎሚ ሻሂ እናሰተና ኣስመራ ክንኣቱ ኢና "፡ ይብሉ ኔሮም። እዚኦም ኩሎም ዓረብ ፈንፊኑ ዑቕባ ዝኸልከሎም ፡ ኣብ ኣውሮጳን ኣሜሪካን ዑቕባ ረኺቦም ፡ ንነብሶም ካብ ዓረብ ንላዕሊ ዓረብ ኢና ዝብሉ ፡ እቶም ዓረብ ግና ከድምቲ ወይ "ዓቢድ" ዝብሎም እዮም። ሓደ ሰብ ካብቲ መንነቱ ታሪኹ ቋንቋታቱ ዝፈንፈነ ምስሉይ ጥራይ እዩ ክፈርህ ዘለዎ።
@elsagaiem4132
@elsagaiem4132 9 месяцев назад
ቲጔጋራይ ውን ካማኡ ኢዬም ነዪሮም
@zegdagmawi275
@zegdagmawi275 8 месяцев назад
እቲ ዘገርም እዚ ኹሉ ምስኪን ፍርቂ ሚልዮን ህዝቢ ኣስላም ናይ ዳርፉር ኣብ ሱዳን በቶም "ዓረብ ኢና" ዝብሉ ክሃልቕ እንከሎ ሓንቲ ኣይተዛረቡን !!! ። ኤርትራውያን ኣብ ግብጺ ሲናይ ፣ ሊብያ ሰሃራ ብኢድ ዓረበ ኣስላም በድዊን ራሻይዳ ክሳቐዩ ኣይተዛረቡን !!!። ኤርትራውያን ክርስትያን ኣብ ሊብያ ብኢድ ኣስላም ዓረብ ዳዕሽ ክሕረዱ እንከለዉ ኣይተዛረቡን !!! ። ኣሸሓት ክርስትያን ተጋሩ ብኢድ ህግደፍ ኣምሓራ ክጠፍኡ ከለዉ የጣቕዑ ኔሮም !!! ። ወረ ገሊኦም ተበለጽቲሲ "እንቋዕ ሓበሻ ተጣፍኡ ፥ ሎሚ ሻሂ እናሰተና ኣስመራ ክንኣቱ ኢና "፡ ይብሉ ኔሮም። እዚኦም ኩሎም ዓረብ ፈንፊኑ ዑቕባ ዝኸልከሎም ፡ ኣብ ኣውሮጳን ኣሜሪካን ዑቕባ ረኺቦም ፡ ንነብሶም ካብ ዓረብ ንላዕሊ ዓረብ ኢና ዝብሉ ፡ እቶም ዓረብ ግና ከድምቲ ወይ "ዓቢድ" ዝብሎም እዮም። ሓደ ሰብ ካብቲ መንነቱ ታሪኹ ቋንቋታቱ ዝፈንፈነ ምስሉይ ጥራይ እዩ ክፈርህ ዘለዎ።
@Available-tj3zz
@Available-tj3zz 9 месяцев назад
Palestinian forever
@user-cf2yh7fy4z
@user-cf2yh7fy4z 9 месяцев назад
ሽሻይ ከልቢ ዓረብ
@semirtekle6428
@semirtekle6428 9 месяцев назад
ኣስካሕካሒ ይብል ኣበይ ርኢኻዮ ኣብኡ ዲኻ ነርካ ሓሶት እዩ israil እያ ባዕላ ፈሊጣ ገራስቶ
@zegdagmawi275
@zegdagmawi275 9 месяцев назад
እቲ ዘገርም እዚ ኹሉ ምስኪን ፍርቂ ሚልዮን ህዝቢ ኣስላም ናይ ዳርፉር ኣብ ሱዳን በቶም ዓረብ ኢና ዝብሉ ክሃልቕ እንከሎ ሓንቲ ኣይተዛረቡን። ኤርትራውያን ኣብ ግብጺ ሲናይ ፣ ሊብያ ሰሃራ ብኢድ ዓረበ ኣስላም በድዊን ራሻይዳ ክሳቐዩ ኣይተዛረቡን። ኤርትራውያን ክርስትያን ኣብ ሊብያ ብኢድ ኣስላም ዓረብ ዳዕሽ ክሕረዱ እንከለዉ ኣይተዛረቡን። ኣሸሓት ክርስትያን ተጋሩ ብኢድ ህግደፍ ኣምሓራ ክጠፍኡ ከለዉ የጣቕዑ ኔሮም። ወረ ገሊኦም ተበለጽቲሲ እንቋዕ ሓበሻ ተጣፍኡ ፥ ሎሚ ሻሂ እናሰተና ኣስመራ ክንኣቱ ኢና ፡ ይብሉ ኔሮም። እዚኦም ኩሎም ዓረብ ፈንፊኑ ዑቕባ ዝኸልከሎም ፡ ኣብ ኣውሮጳን ኣሜሪካን ዑቕባ ረኺቦም ፡ ንነብሶም ካብ ዓረብ ንላዕሊ ዓረብ ኢና ዝብሉ ፡ እቶም ዓረብ ግና ከድምቲ ወይ ዓቢድ ዝብሎም እዮም። ሓደ ሰብ ካብቲ መንነቱ ታሪኹ ቋንቋታቱ ዝፈንፈነ ምስሉይ ጥራይ እዩ ክፈርህ ዘለዎ። mnmnm
@user-pg2ti7cs5p
@user-pg2ti7cs5p 5 месяцев назад
ሓሲኻ እቱም ኣብ ሊብያ ሰብ ዘሳቅዩ ልቢያዊያን እዩም ትብል ኣለኻ ዓዱም ሰለ ዝኹነ ኑዖኦም ኣልጊብካሉም እቱም ሰብ ኣብ ሊብያ ዝሳቅዩ ዘለዉ ኤረትራዊያን ክረስቲያን ኣለዉ ምስሊም ኣለዉ ትግረይ ዉን ኣለዉ። ሱዳናውያን ኣለዉ ሊቢያዉያን ውን ኣለዉ ግን እታ ጉዳይ ናብ ሊቢያዉያን ጠራይ ኣጸጊዕካያ ካልኣይ ካኣስ ክረስቲያን ጥራይ ድዩም ዝሳቀዩ ዘለዉ ኣብ ሊቢያ: ምስሊም ዉን ምስኡም የሳቀዩ ኣለዉ ግን እስኻ ክረስቲያን ጥራይ ከምዝሳቀዩ ዘለዉ ጥራይ ጌርካዩ: እዚ ኻኣ ሃይማኑታዊ ዓሊታዊ ዘይፈትሓዊ ምኻንካ እዩ ዘርኢ።
@norjonas3485
@norjonas3485 9 месяцев назад
ለኽባጥ ሓሳዊ ብዓረብ ሰይጣን ብትግሪኛ መልኣኽ ሹሻይ ዕደ ድማ ሰብ አንተሲኢንካ ዕረፍቲ ዉሰድ አዚ ሰብ ኣስላማይ ኮይኑ አንበር ሰብ ኮይኑ ክሓስብ ተፈጥር ኡ ኣየፍቅደሉን
@jemalabdulkadir9141
@jemalabdulkadir9141 9 месяцев назад
@norjonas Eti niskha kitsemow zdelkha zereba sle zeyetezarebe dyou leyhetit ayenet emo aneakhaa bety haymanotkha do kxwakha kemty niskha txwow zeleka wedza akhat hayiaki seseg .
@zegdagmawi275
@zegdagmawi275 9 месяцев назад
@@jemalabdulkadir9141 እቲ ዘገርም እዚ ኹሉ ምስኪን ፍርቂ ሚልዮን ህዝቢ ኣስላም ናይ ዳርፉር ኣብ ሱዳን በቶም ዓረብ ኢና ዝብሉ ክሃልቕ እንከሎ ሓንቲ ኣይተዛረቡን። ኤርትራውያን ኣብ ግብጺ ሲናይ ፣ ሊብያ ሰሃራ ብኢድ ዓረበ ኣስላም በድዊን ራሻይዳ ክሳቐዩ ኣይተዛረቡን። ኤርትራውያን ክርስትያን ኣብ ሊብያ ብኢድ ኣስላም ዓረብ ዳዕሽ ክሕረዱ እንከለዉ ኣይተዛረቡን። ኣሸሓት ክርስትያን ተጋሩ ብኢድ ህግደፍ ኣምሓራ ክጠፍኡ ከለዉ የጣቕዑ ኔሮም። ወረ ገሊኦም ተበለጽቲሲ እንቋዕ ሓበሻ ተጣፍኡ ፥ ሎሚ ሻሂ እናሰተና ኣስመራ ክንኣቱ ኢና ፡ ይብሉ ኔሮም። እዚኦም ኩሎም ዓረብ ፈንፊኑ ዑቕባ ዝኸልከሎም ፡ ኣብ ኣውሮጳን ኣሜሪካን ዑቕባ ረኺቦም ፡ ንነብሶም ካብ ዓረብ ንላዕሊ ዓረብ ኢና ዝብሉ ፡ እቶም ዓረብ ግና ከድምቲ ወይ ዓቢድ ዝብሎም እዮም። ሓደ ሰብ ካብቲ መንነቱ ታሪኹ ቋንቋታቱ ዝፈንፈነ ምስሉይ ጥራይ እዩ ክፈርህ ዘለዎ። nmnmn
@user-vu3zf3fb4k
@user-vu3zf3fb4k 9 месяцев назад
😂😂😂Beqedemo deiqi malelit xebebti hangol gebriqom axnitoqom
@norjonas3485
@norjonas3485 9 месяцев назад
@@jemalabdulkadir9141 ኢ ንጀበርቲ መልሲ የብለይን
@zegdagmawi275
@zegdagmawi275 8 месяцев назад
እቲ ዘገርም እዚ ኹሉ ምስኪን ፍርቂ ሚልዮን ህዝቢ ኣስላም ናይ ዳርፉር ኣብ ሱዳን በቶም "ዓረብ ኢና" ዝብሉ ክሃልቕ እንከሎ ሓንቲ ኣይተዛረቡን !!! ። ኤርትራውያን ኣብ ግብጺ ሲናይ ፣ ሊብያ ሰሃራ ብኢድ ዓረበ ኣስላም በድዊን ራሻይዳ ክሳቐዩ ኣይተዛረቡን !!!። ኤርትራውያን ክርስትያን ኣብ ሊብያ ብኢድ ኣስላም ዓረብ ዳዕሽ ክሕረዱ እንከለዉ ኣይተዛረቡን !!! ። ኣሸሓት ክርስትያን ተጋሩ ብኢድ ህግደፍ ኣምሓራ ክጠፍኡ ከለዉ የጣቕዑ ኔሮም !!! ። ወረ ገሊኦም ተበለጽቲሲ "እንቋዕ ሓበሻ ተጣፍኡ ፥ ሎሚ ሻሂ እናሰተና ኣስመራ ክንኣቱ ኢና "፡ ይብሉ ኔሮም። እዚኦም ኩሎም ዓረብ ፈንፊኑ ዑቕባ ዝኸልከሎም ፡ ኣብ ኣውሮጳን ኣሜሪካን ዑቕባ ረኺቦም ፡ ንነብሶም ካብ ዓረብ ንላዕሊ ዓረብ ኢና ዝብሉ ፡ እቶም ዓረብ ግና ከድምቲ ወይ "ዓቢድ" ዝብሎም እዮም። ሓደ ሰብ ካብቲ መንነቱ ታሪኹ ቋንቋታቱ ዝፈንፈነ ምስሉይ ጥራይ እዩ ክፈርህ ዘለዎ።
Далее
Cat Corn?! 🙀 #cat #cute #catlover
00:54
Просмотров 6 млн
24 часа в самом маленьком отеле
21:19
ШОКОЛАДКА МИСТЕРА БИСТА
00:44
Просмотров 1,4 млн
በየነ ገረዝግሄር (ውፉይ)
54:25
Просмотров 23 тыс.
Cat Corn?! 🙀 #cat #cute #catlover
00:54
Просмотров 6 млн