#Eritrea #Ethiopia #Hachaluundesa #oromo ኣብዛ ናይ ምፍናው ሰዓታት ኣብታ ሃጫሉ ዝመርሓ ዝነበረ መኪና ላምሮት ማሓዛ ባዓልቲ ቤቱን፣ ሃጫሉን ጥራይ ምንባሮም ኣብ መኪና ማዕጾ ከፊቶም ክሳብ ዝኣትዉ ብፍኒስትራ ዓይና ሊኢኻ ዝተዓዘበት በዓልቲ ቤቱ ንምስክርነታ ደጊማ ተረጋገጽ እያ። በዓል ቤታን፣ ክትፋኖ ናብ መኪና ዝደየበት መሓዝኣን ሞቶር መኪና ኣልዒሎም ይብገሱ ከም ዘለው ብፊንስትራ ቆላሕታ ሰዲዳ ዘረጋገጸት ባዓልቲ ቤት ሃጫሉ ገና ኣብ ኢዳ ዝጨበጠቶ መጋረጃ ፊንስትራ ገዝኣ ሑቑኣ ሂባቶ ሓደ ስግሚ ኣብ ዝጀመረትሉ ግን ድምጺ ቶኽሲ ከምዝሰመዐት ወሲኻ ትሕብር።
5 окт 2024