Тёмный

Kemalatkum - Amel - ኣመል - part 27 New Ethiopian tigrigna comedy (full) 2020 

Kemalatkum Entertainment
Подписаться 135 тыс.
Просмотров 157 тыс.
50% 1

Kemalatkum - Amel - ኣመል - part 27 New Ethiopian tigrigna comedy (full) 2020
© Copyright: Kemalatkum Entertainment . Any unauthorized use, reupload or distribution is strictly prohibited.
Kemalatkum Entertainment Channel Enjoy!!!
#Amel Sitcom Drama#NewTigrignaMusic #KemalatkumSitcomSeries

Развлечения

Опубликовано:

 

8 фев 2020

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 284   
@user-fw2tx1cd9k
@user-fw2tx1cd9k 4 года назад
ንኣማን ዝፈቱ እስከ like ኣብኒ ቀዲሙኩም እየ ዘለኩ
@mulukonjo5105
@mulukonjo5105 4 года назад
😂😂😂😂
@user-dt1yh3lc6k
@user-dt1yh3lc6k 4 года назад
@ትግራይ እያ ዓለመይ ፍቕሪ ጽቡቕ እዩ ጽልኢ ክፉእ እምበር ፍትውተይ
@pepsibm1926
@pepsibm1926 4 года назад
@ትግራይ እያ ዓለመይ slku klkelki zedlyeki entekoynu
@user-dt1yh3lc6k
@user-dt1yh3lc6k 4 года назад
@ትግራይ እያ ዓለመይ የቐንየለይ ዝያዳይ
@user-ro4nh7jh9e
@user-ro4nh7jh9e 4 года назад
ፅሩያተይ ኩሉኩም ዕድመን ጥዕናን ይምነየልኩም ....ደቂ ትግራይ. Like ....habuni
@lloveyou1210
@lloveyou1210 4 года назад
በስም 11 የካቲት እስኪ ላይክክክክ ደቂ ተጋሩዋኒ ሩሑስ ቅንያት ከዓ ይግበረልና❤❤💘 👇💋💋💋💋💋❤❤❤
@user-dt1yh3lc6k
@user-dt1yh3lc6k 4 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@user-ho8cw5bb7c
@user-ho8cw5bb7c 4 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@mitselalgebretsadik1924
@mitselalgebretsadik1924 4 года назад
Amen Amen Amen
@khankarim6425
@khankarim6425 3 года назад
ልዩ ወንድሜ ዋ💕💕💕💕💕
@user-ro4nh7jh9e
@user-ro4nh7jh9e 4 года назад
እውይ ኣማን ለባም ስብ ክፍትወካ ኣነስ ኣጆኩም በርትዑ ፅቡቓተይ
@user-lq4fw2qm9s
@user-lq4fw2qm9s 4 года назад
ብሩኽ ባሕቲ ይግበረልና ብሩኻተይ 🙏🙏🙏💕
@abrihageremedhun1401
@abrihageremedhun1401 4 года назад
ሽኮራት እንኳዕ ብሰላም መፃኩም ጀጋኑ ደቂ ትግራይ ጎበዛት ቀፅልሉ ኣየ ባቡ ዕትሮ ከመይ ድየ ዝፈትየካ ኛኙ ❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-tm6hr5or6i
@user-tm6hr5or6i 4 года назад
እንካዕ ንመበል 45 ዓመት በዓል ለካቲት ኣብፀሐኩም ኣብፀሐና ክብርን ሞጎስን ንሰማእታትና 🙏🙏🙏
@user-hl6cq5uj6z
@user-hl6cq5uj6z 4 года назад
ብሩክ ባሕቲ ይግበረልና እንካዕ ንቅንያት 11 ለካቲት ንመበል 45 ብሰላም ኣብፀሐኩም ኣብፀሐና🇻🇳🇻🇳
@selamselam5983
@selamselam5983 4 года назад
መሐጎሲና ባሕቲ ይግበረልና ሩሑስ ባዓል ቅና ለካቲት ዓሰርተ ሓደ ንኣማን ዝፈቱ 👍👍👍👍👍
@rahelrahel8397
@rahelrahel8397 4 года назад
ኣማነይ ለባም ድራማኩም ቀልድን ቁምነገርን ዝሓዘ እዩ ኣጆኩም በርትዑ
@user-tm6hr5or6i
@user-tm6hr5or6i 4 года назад
ባቡ ክክክክክክ ፋናዋዬ
@user-xr9rb3rm4h
@user-xr9rb3rm4h 4 года назад
ቀፅልሉ ናይሕማመይ ብሩክ ባሕቲ
@merhawittigraweyti227
@merhawittigraweyti227 4 года назад
እንኳዕ ደሓን መፃኩም ደቂ ትግራይ ሽኮራት ሰናይ ቅንያት ለካቲት 11 መበል 45ዓመት😘😘😘
@user-bn3vm6hl6v
@user-bn3vm6hl6v 4 года назад
ካማዓላትኩም 🌹🌹🌹🌹ቡርኽ ሰንበት ።
@user-jy1iq6kj7w
@user-jy1iq6kj7w 4 года назад
ዓወተይ ፅቡቅ ስራሕ ቀፅለሉ
@user-yg2pn5wf9j
@user-yg2pn5wf9j 4 года назад
ሽኮራት በጃኹም ላይክ አገራጭዉኒ
@user-ed7js4ev5f
@user-ed7js4ev5f 4 года назад
ኣማን ሽኮርር
@abrihageremedhun1401
@abrihageremedhun1401 4 года назад
ኣማንየ ለዋህ ርሑሩሕ ኣጀኩም ቀፅሉሉ ትዕበ ምቅርተይ
@user-wc3ic4ht4x
@user-wc3ic4ht4x 4 года назад
ኣማን ተፈቃሪ ቀ ፅ ለሉ
@ietosheasefa3943
@ietosheasefa3943 4 года назад
@@user-wc3ic4ht4x ዋይ ሕማም እንታይ ዝፍቀር አለዎ እዩ ጓለይ ብስርሑ አድንቕዩ እምበር
@user-kb4px7kr9z
@user-kb4px7kr9z 4 года назад
እሰይ ሎማዓንቲ ባዕለይ ቀዲመ ብሩክ ባሕቲ ሰንበት ይግበረልና ደቂ ትግራይ ሙቁራት ካብ ዓይኒ ሓሳድ ይሓሊኩም
@user-yt5tm1mb5n
@user-yt5tm1mb5n 4 года назад
Amen Amen Amen
@user-es3ke9sg3p
@user-es3ke9sg3p 4 года назад
ኣምን ኣምን ኣምን
@user-ki7sc1it1g
@user-ki7sc1it1g 4 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@user-zm9vk4oo9b
@user-zm9vk4oo9b 4 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝያዳይ
@user-dt1yh3lc6k
@user-dt1yh3lc6k 4 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ፍትውተይ
@user-ed7js4ev5f
@user-ed7js4ev5f 4 года назад
እንኳዕ ብሰላም መፃኩም ፊልሚ ኣመል ከመይ ድየ ዝፈትወኩም
@meazygaltigray2892
@meazygaltigray2892 4 года назад
ዋዉ ምቁራትይ ብጣዕም ደስ ይበል ቁፅለሉ
@user-vd4gl3vy2e
@user-vd4gl3vy2e 4 года назад
እንኳዕ ብሰላም መጻእኩም ሙቅራት ደቂ ትግራይ ማዓረይ አስይይ ቀፁሉሉ
@samiramnb6440
@samiramnb6440 4 года назад
እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም ሙቅራት ደቂ ትግራይ ማዓረይ ቀፁሉሉ
@user-if9uk1dx3z
@user-if9uk1dx3z 4 года назад
ኣማን ሽኮርርርርር ብጣዕሚ ኣድናቂትካ እየ
@user-hs2iw5cl6h
@user-hs2iw5cl6h 4 года назад
ኢንካዕ ብሰላም መፃኹም ዳትፆቦኹዋ ነበረ
@rigbetube1077
@rigbetube1077 4 года назад
ሰላም ብሩኻት ዘርኢ።
@user-ed7js4ev5f
@user-ed7js4ev5f 4 года назад
ዕድመን ጢዒናን ንምነየልኩም
@eritreafirst3110
@eritreafirst3110 4 года назад
Fana & Ruta dea nabey keyden nafiknayen 🤩🤩🤩🤩
@user-cg7is4sl6r
@user-cg7is4sl6r 4 года назад
አንካዕ አብፅሕኩም አንድ ኣመል በጣዕም ደስ ዝብል ድራማ አዩ ቀፅልለ አኩም በርቱዕ ነይ ትግራይ ጅግና
@user-yf9kp5ym3j
@user-yf9kp5ym3j 4 года назад
እንካዕ ብሰላም መፀኹሙ
@fanafanafana7824
@fanafanafana7824 4 года назад
እታ ሩታ ናበይ ከይዳ ናፊቀያ ዋይይይ
@netsanettesfaye9929
@netsanettesfaye9929 4 года назад
ዋላ ኣነ
@genigaltgraym5206
@genigaltgraym5206 4 года назад
እንኳዕ ብሰላም መፃእኹም ደቂ ዓደይ ሙቁራት
@user-jb2bo4jz8t
@user-jb2bo4jz8t 4 года назад
እንኳዓ ብመሰላም መፃእኹም እንኳዕ ኣብፀሐና ምጅማር ብረታዊ ቃልሲ ነዛ ብርኽቲ ማዓልቲ11ለካቲት
@henyemu6044
@henyemu6044 4 года назад
ኣማነይ
@user-zp3ts9ji1v
@user-zp3ts9ji1v 4 года назад
ሸኮሪናታት ደቂ ዓደይ ማዓረይ ስላም ቅሳነት ናዓኩም ፅቡቅ ስራሕ እዩ ቀፅሉሉ
@user-yc8rr8jo8t
@user-yc8rr8jo8t 4 года назад
እንዳ አመል ክፈትዎኩም ፁቡቃተይ አይዞኩም በርቱዑ ካባኩም ቡዙሕ ኢና ንፅበ
@martabelete2121
@martabelete2121 4 года назад
እንኳዕ ንመበል 45 በዓል ለካቲት ኣብፀሐኩም
@SalamSalam-ke1iu
@SalamSalam-ke1iu 4 года назад
ኣታ ላቃደምክናኮ ቅድሚ ምርኣይና ንፅሕፍ እምብ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤😘😘😘😘😘😘😘🤗🤗🤗🤗
@fanafanafana7824
@fanafanafana7824 4 года назад
እስይይይ ሙቁራተይ ናፊቀኩም እንድየ ቀንየ እንቋዕ ዳሓን መፃእኩምና
@heroblood3162
@heroblood3162 4 года назад
Well come guys 😍
@trahastrahas4537
@trahastrahas4537 4 года назад
እንኳን በሰላም መጳእኹም ደቂ ዓደይ ሽኮራት ሰላም ቅነ
@negasigerie6197
@negasigerie6197 4 года назад
ተጋሩ ይሕዋትና መጽዮም እንቃዓ ዳሓን መጻኹም
@user-ki7sc1it1g
@user-ki7sc1it1g 4 года назад
እሰይ ደቂ ትግራይ ሽኮርናታት
@atakltiataklti7862
@atakltiataklti7862 4 года назад
መጀመርታ እንዃዕ ኣብፀሐኩም ልመበል 45 ምጅማር ብረታዊ ቃልሲ
@user-jz5xs6lp6d
@user-jz5xs6lp6d 4 года назад
ቡሩኩ ባሕቲ የግባረሉኩም ማሮችይ
@nazretteklemariam5524
@nazretteklemariam5524 4 года назад
ኣነ ትዕቢሸይ ክፈትዋ ቀጽልዎ ሃፍትኩም ኤርትራዊት
@tigraylove2764
@tigraylove2764 4 года назад
ዋውውውውውውው ደስስስ ባሃሊ ሓሪፍ ፊልሚ ይመችኹም ምቁራተይይይይይ i love youuuuuuu ❤😘😘😘❤️❤❤️😘
@user-zr8rc3zm4h
@user-zr8rc3zm4h 4 года назад
ሓጋዚ ሕሩር ከም ከመይ ዲካ መቅሰን
@tesfaymesele3385
@tesfaymesele3385 4 года назад
ጽቡቅ ስራሕ
@TV-nm3fy
@TV-nm3fy 4 года назад
ኽተሓባበሮ እየ ልስሕቅ ለለኹያ😂😂😂
@trahastrahas4537
@trahastrahas4537 4 года назад
ኣረ ንሓጋዚ ኣፍቅረዮ ኣድራሻ እባ ተሓባበሩኑ
@user-ww4hz1nf2y
@user-ww4hz1nf2y 4 года назад
ብሓጋዚ ከይትመፅኒ ዋ ዓርኩ እየ
@mubaratbangky4564
@mubaratbangky4564 4 года назад
ደሰበሃሊ
@shewittekia294
@shewittekia294 4 года назад
ን ቤቲየ ዝፈቱ or ዓወት መቅሰን mara eye zeftwkummm
@KhanKhan-fc8nr
@KhanKhan-fc8nr 3 года назад
ኣሰይ ደቂ ትግራይ ጀጋኑ ሰላምኩም ይብዛሕ ኣብ ዘለኩምዎ
@user-xf6fo8fv2s
@user-xf6fo8fv2s 4 года назад
Awetey Marrrr Kfetweka Eko
@mimochahin1335
@mimochahin1335 11 месяцев назад
አማነይ ድራማኩም ብጣዕሚ እዩ ደስዝብል ቀፅሉሉ❤❤❤😅😅😅
@user-ir6xt5wh9o
@user-ir6xt5wh9o 4 года назад
ኣማን ሓጋዚ ሽኮርነታት
@tigraylove2764
@tigraylove2764 4 года назад
ባቡ ሽኮርርርርርርር ምቅረት ማዓር ኣፉ😘❤❤❤❤️😘❤️
@user-ty7nf7hl7q
@user-ty7nf7hl7q 4 года назад
እዛ ኮሜንት ተቀዲመ ዋ በሉ ከምቱ ዘይሓሰብክዎ ሓጎስ ሰፊኑኒ ደስታ ዓሲሉኒ ዝወዓለ ሓጎስን ደስታይ ይዕሰልኩም ሩሑስ ቅነ ባዓል 11ለካቲት ንተጋሩ ጀጋኑ
@elenieleni5458
@elenieleni5458 4 года назад
እንኳዕ ዳሓን መፃእኩም
@udfh7364
@udfh7364 4 года назад
ዋይ ቤቲ ሓንቅኻ ስዕምኻስ ፀርፊ ክክክክክክ
@zufantube5734
@zufantube5734 4 года назад
I Miss you ደቂ ትግራይ ማዓረይ💋💋💋subscribe ግበርኒ።
@alemxinchao2925
@alemxinchao2925 4 года назад
Good job 🇪🇷
@merigalftsum5855
@merigalftsum5855 4 года назад
ኣነስ ምስ ሓጋዚ ፍቅሪ ሒዙኒ ባች ገለ በሉኒ 🥴👈1k ላይክ ካኣ ወቅጡለይ ኣማነይ ሽኮር
@amalali810
@amalali810 4 года назад
😀😀😀ዋላ አነ
@merigalftsum5855
@merigalftsum5855 4 года назад
@@amalali810 kkk men ኢሉኪ
@Loveyou-wt9sl
@Loveyou-wt9sl 4 года назад
ሜሪየ ቅቅቅ
@youaremylifemom9510
@youaremylifemom9510 4 года назад
ረሞዳን ናቀረበ እዩ ሸቁልኪ ከትርስዒ ቅቅቅ
@merigalftsum5855
@merigalftsum5855 4 года назад
@@Loveyou-wt9sl ዝያዳይ ክክክ
@aaaaa4486
@aaaaa4486 4 года назад
ባቡ፣ቆንጆ፣
@mebrhitberhe9816
@mebrhitberhe9816 4 года назад
እንካዕ ብሰላም መፃእኩም ጀጋኑ ደቂ ትግራይ ማዓረይ
@selamawit_28
@selamawit_28 4 года назад
እንካዕ ዳሓና መፂኣኩም ደቂ ዓደይ
@user-xk6gj5kl9p
@user-xk6gj5kl9p 4 года назад
ኣየባቡ ምስጢር ናይ ሓፍቱ ኣውፂእዎ
@netsanettesfaye9929
@netsanettesfaye9929 4 года назад
ዌልካም❤ ሩታ ሽኮር❤
@user-dt1yh3lc6k
@user-dt1yh3lc6k 4 года назад
ቤቲ ሽኮር
@fenkiljougar6052
@fenkiljougar6052 4 года назад
Wellkommen meresa ajoka kexlo srahka keyednekkuwo khalf aideliyn se berteu deki tgray abay adi ተሜ የ ኤርትራዊ ካብ ጀርመን ዕበዩን ሰስኑን♥♥♥♥
@oykukarayeloykukarayel3229
@oykukarayeloykukarayel3229 4 года назад
እንኳዕ ደሓን መፃኩም
@shewittekia294
@shewittekia294 4 года назад
ሩታ or ፋኒ ናፊቀየን ማራ ኒዛ ኮሚተይ ዝራኣያ love ይወቅጠለይ
@netsanettesfaye9929
@netsanettesfaye9929 4 года назад
Me2
@samsonreesom3616
@samsonreesom3616 4 года назад
ሓደ ካብ ኣፍሪቃ-ኣመሪካዊ ወታሃደር ጽኑዕ ኦርቶዶክሳዊ ኣማኒ ነበረ፡ ኩሉ ግዜ ክጽልን ክጸውምን ምስ ራኣይዎ ከም ስሑውን መላገጽን ካብ ሳልሳይ ዓለም ዝመጸ ጌሮም ወሰድዎ ።ሓደ ግዜ ሓላፊኡ እንካ መፍትሕ እዛ መኪና ዓሽጋ በሎ። እቲ መንእሰይ ካኣ ማኪና ዘዊረ ኣይክእልን እየ በሎ፡ ዳሓን ኣምላካ ክሕግዘካ እዩ ኢሉ ኣብ ኢዱ መፍትሕ ኣጨበጦ። እቲ መንእሰይ ፈጣሪኡ ኣሚኑ፡ ገለ ብምትንኻፍ ነታ መኪና ዓሸጋ። ነዚ ዝራኣዩ ኣሃድኡ ብብኽያት ተነኽነኹ ። እቲ መንእሰይ ተዋጃቢርዎ እንታይ ትኾኑ ኣለኹም ኢሉ ሓተቶም ፡ናይ ባሓቂ ኣምላካ ሓቀኛ ኣምላክ እዩ በጃኻ ይቅረ ግበረልና ፡ኢሎም እታ መኪና ሞተር ከምዘየብላ ሓበርዎ ። እዝጋኣብሄር እንተ ኣሚንካ እንታይ ይሳኣኖ ።ብሓይሊ ፈጣሪ ትኣምን please share and like ካልኦት ክማሃርላ፡ብሩኽ ማዓልቲ ።
@MaryMary-wq9iy
@MaryMary-wq9iy 4 года назад
😍😍❤❤💛💛💟👍
@edenwinea
@edenwinea 4 года назад
samson reesom aziya marakit elal eya gin entay kitbl slezdeleka eka tsihifkaya but thank you..
@user-nk6em3sq2w
@user-nk6em3sq2w 4 года назад
ኣሜን (3),, ኣቱም,,, ትሙሩቁ,, ዘለኹም,,,ማዓር,, ኣፎም
@user-zl5jr5ff9f
@user-zl5jr5ff9f 4 года назад
Senay Beal 11 yekatit ykunelna mkuratey ntebe zfetu esti like tsefiekumni hulefu deki adey
@dvtrs8476
@dvtrs8476 4 года назад
አማንየ ስወድህ እኮ የኔ መልካም
@TsegaChannel21
@TsegaChannel21 4 года назад
እንቋዕ ደሓን መጻኩም እንዳ ኣመል ምቁራት ክፈትወኩም መዓት እየ. ጽቡቅ ቅንያት በዓል 11ለካቲት ንመበል 45ይግበረልና ክብርን ሞገስን ንስውኣትና።
@nfakerkelena6853
@nfakerkelena6853 4 года назад
ኣታ ኤርትራዊ ሓውኩም ኢየ ናይ ልድያ ቴለፎን እባ ተሓጋገዙኒ ዕድለይ ክርኢ ብፍቅራ ሓሚመ በጃኩም
@fi7521
@fi7521 4 года назад
ክክክክ ክክ ኣነ ኣለክልካ እንታክ ናብ ሩሑቅ ኣካይድካ እዩ
@nfakerkelena6853
@nfakerkelena6853 4 года назад
Kkkkkk kabelki dea tsebuk ካብ ዚ ሜክኣብ ዝባሃል ብሒቅ ግን ዳሓን ዲኪ ከምኡ ካኣ ሁማን ሄር ቻፕስቲክ ጽፍሪ ብሓፍሻ በቲ ተፈጥራዊ ውህብቶኪ ትኮርዒ ተኮይንኪ ንሳማማዕ ኣበይ ኢኪ ከ ዘለኪ ሞ?
@wezamywezamy7125
@wezamywezamy7125 4 года назад
09347658 eyu telfana
@nfakerkelena6853
@nfakerkelena6853 4 года назад
ወዛመይ እተን ዝጎደላ 2 ቁጽሪ ከ ካበይ ይምጻኣ መልኢየን አስከ
@wezamywezamy7125
@wezamywezamy7125 4 года назад
Soory dgem khata
@user-sl3bx5un5k
@user-sl3bx5un5k 4 года назад
ቡባዋይ
@gsggsgsg6797
@gsggsgsg6797 4 года назад
ደቂ ትግራይ ፃዕዳ😍😍😍💓💓💓💓💔💓💓💓💘💘💘💖💖💖💔💔💔💓💓💓💓💓💓💓💖💘💘💖💖💘💘💖💖
@geeget2684
@geeget2684 4 года назад
Des bahaliti tegaru konjo
@richyewkroljrichyewkrolj3294
@richyewkroljrichyewkrolj3294 4 года назад
Btami des zbl eyu ajokum beteley ezi maetebkns kemey dyu des elknani bhaymanotkn tsne belu 😍😍😍😍
@firstronaldo1951
@firstronaldo1951 4 года назад
እንኳዕ ዳሓን መፃኩም ደቂ ትግራይ ሽኮራት እና እንኳዕ ንመበል45 ባዓል ለካቲት ኣብፀሐኩም #ሽግ ደደቢት
@segensegen4242
@segensegen4242 4 года назад
wellcome Fani 😘
@user-eb7rg1id1r
@user-eb7rg1id1r 4 года назад
ባቡና ሓጋዚ ደስ ክብሉ ሳሓቅ ቀቲልኩምኒ
@selamSelam33-ll1bs
@selamSelam33-ll1bs Год назад
ብሳሓቅ ምቁፅፃር አብዩኒኮ❤❤❤❤❤❤❤❤
@selamSelam33-ll1bs
@selamSelam33-ll1bs Год назад
ከይሓሰብካዮ የስሕቀካ ባቡስ❤❤❤❤❤❤❤
@hayathayat2224
@hayathayat2224 4 года назад
Wow Mara des bahalt flmi
@gsgdhdheheye7614
@gsgdhdheheye7614 4 года назад
welcome deki tgray adey 💝💝💝💝💝
@jcfug3355
@jcfug3355 4 года назад
Enkae bselam metakum bruk bahti yegberelna bahta maryam thalikum abzehalekum 💓💕💖💗💙
@evenmehari3938
@evenmehari3938 4 года назад
Betty you the best 😂😂😂😂😂
@biniamandegiorgis7081
@biniamandegiorgis7081 4 года назад
waw welcome guys
@user-je2gn5cz1f
@user-je2gn5cz1f 4 года назад
አታ ላይክ አይተውሕድሎም አባራታትዕዎም
@hshhzgsggz4749
@hshhzgsggz4749 2 года назад
Hagazi tebe fana Andaman karakterkum keldn kumnegern zhaze eyu ketsllu❤️💙😜😜
@user-fi3gv6kq2y
@user-fi3gv6kq2y 4 года назад
welcom 🇪🇹
@user-sl3bx5un5k
@user-sl3bx5un5k 4 года назад
አየ፡ቡቡዉይ፣ፉቀረ
@wedisbhohaile4758
@wedisbhohaile4758 4 года назад
Wawwww
@cell2183
@cell2183 4 года назад
አስይይይይይይ ሽኮሪናታትትት አሕዋተይ ፅቡቅ ስራሕ 🥰😍😍😍😍😍😍😍😍
@zd6493
@zd6493 4 года назад
ሰላም፣ደቂዓበይትግራይ
@NaTe-ep6be
@NaTe-ep6be 4 года назад
✝☦ኣብ ሰማያት እትነብር ኣቦና☦✝ ኣብ ሰማይት እትነብር ኣቦና ፤ ሹምካ ይቀደስ ፤ መንግስትኻ ትምፃእ ፤ ፍቃድካ ከምቲ ኣብ ሰማይ ከምዝኾነ ፤ ከምኡ እውን ኣብ ምድሪ ትኹን ፤ ናይ ዕለት ምግብና ሎማዓንቲ ሃበና ፤ በደልና እውን ሕደገልና ይቅረ በለልና ፤ ንሕና እውን ንዝበደሉና ከም እንሓድገሎም ይቅረ ከም እንብል ፤ ኦ ጎይታይ ናብ ፈተና ኣይተእትወና ፤ ካብ ሕማቅ ኣድሕነና እበር ፤ መንግስኻ ናትካ እያ እሞ ፤ ሓይሊ ክብሪ ምስጋና ንሓዋሩ ንዘለዓለሙ ኣሜን። ኦ እመቤትና ቅድስቲ ድንግል ማርያም ፤ ብመልኣኹ ብቅዱስ ገብርኤል ሰላምታ፥ ሰላም እብለኪ እየ ፤ ብሓሳብኪ ድንግል ኢኺ ፤ ብስጋኺ እውን ድንግል ኢኺ ፤ ናይ ኣሸናፊ ናይ እግዚኣቢሔር ኣደ ፤ ኦ ሰላምታ ንዓኺ ይግበአኪ ፤ ካብ ኣንስቲ ኩሉ ተፈሊኺ ንስኺ ዝተባረኽኪ ኢኺ ፤ ናይ ማህፀንኪ ፍረ እውን ዝተባረኸ እዩ ፤ ፀጋ ዝተመልአኪ ኦ ድንግል ደስ ይበልኪ ፤ ልዑል እግዚኣቢሔር ምሳኺ እዩ እሞ ፤ ካብ ዝተፈተወ ወድኺ ፤ ካብ ጎይታና ፤ ካብ መድሓኒትና ፤ ካብ እየሱስ ክርስቶስ ዘንድ ፤ ይቅሬታን ምሕረትን ለምንልና ፤ ሓጥያትናን ይድምስሰልና የስተሰርየልና ዘንድ ንሓዋሩ ንዘለዓለም ኣሜን። በስመ ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላኽ ኣሜን። ዓብይይ ፆም እግዚዮ ምሓረና ክርስቶስ።።።።፣፣፣፣✝️✝️✝️✝️✝️✝️✝️✝️✝️✝️✝️✝️ ምእንቲ ማሪያም፡ማሓረና ክርስቶስ ምእንቲ መልኣኽቲ፡ መሓረና ክርስቶስ ምእንቲ ነብያት፡ መሓረና ክርስቶስ ምእንቲ ጻድቃን፡ ምሓረና ክርስቶስ ምእንቲ ሓዋሪያት ፡ማሓረና ክርስቶስ ምእንቲ ሰማእታት ፡ማሓረና ክርስቶስ ምእንተ ቁድሳን ፡ ማሓረና ክርስቶስ እግዚዮ ማሓረና ክርስቶስ ( ፲፪/12 )
@asdfda8409
@asdfda8409 4 года назад
Waw konaju katlulu❤❤
@bokrinlibeyeyatamrawitftre1048
@bokrinlibeyeyatamrawitftre1048 4 года назад
fana Keyrakwa Yked Aleku Lomanti
@fyooriflower5941
@fyooriflower5941 4 года назад
Ta filmi btaeimi eye zfetwa gn ten agalat kone awedat kulu nebsom ariuna kulu gze kem gurdi photo kab meantakum nlaeili ena nriakum 😕astekaklu bzterefe fetwekum eye😍
Далее
gere emun Part 33 ገሬ እሙን ክፋል 33
28:56
Просмотров 452 тыс.
New Ethiopian Tigrigna Comedy Athlete Part 1 - 2019
21:19
тот самый ред флаг…
0:40
Просмотров 2,7 млн
Щенок Нашёл Маму 🥹❤️
0:31
Просмотров 5 млн
В поисках семьи😢😱
0:56
Просмотров 3,5 млн
тот самый ред флаг…
0:40
Просмотров 2,7 млн