Тёмный

RADIO ERENA - 'ኣገናዕ መላኺ፡ ብዕርቂ ዜጋታት ትቖጸ' 

RADIO ERENA
Подписаться 65 тыс.
Просмотров 9 тыс.
50% 1

Open mic - ክፉት ዘተ ምስ መኮነን ጸሃየ - ኣብ ጻውዒት ሰላም - Sunday, 23 June 2024
You can contact Radio ERENA’s newsroom by telephone : +33 6 34 90 96 97
Or by email : newsroom@erena.org
#Erena#Radioerena#ERITREA#news#Eritreannews#eritreanmovie#tigrignyamovie#tigrignyafilm#eritreanfilm#eritreanmusic#eritreansong#neweritreanmovie
#eritreanmusic​​ #Eritreannewsong​ #NewEritreansong​ #MusicofEritrean​ #MusicofTgirigna​#EritreanBest ​ #NewEritreanSongs​ #NewEritreanMusic​ #BestEritrean​ #Eritreannewmusic​ #Tigirignamusic​ #Eritreanbestmusic​ #Eritriantigirgna​ #tigirigna#besttigrignamusic​ #EritreanDrama​ #EritreanMovie​#Eritreannewmovies​ #Ethiopiannews#sudan#ethiopia#Eritreanbestfilm​ ​​​

Опубликовано:

 

22 июн 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 34   
@teclebrhanhagos6043
@teclebrhanhagos6043 12 дней назад
ጽቡቕ ሓሳብ ሰናይ ሓሳብ ኢዩ ኣምላኽ የስምሮ ።
@mdanielghebretensa7248
@mdanielghebretensa7248 11 дней назад
Well lovely Shikorinatat🎉
@zaidtekleab6412
@zaidtekleab6412 12 дней назад
By the most tekawomiti tigray supporters::
@asefawasmeromtekli8017
@asefawasmeromtekli8017 12 дней назад
ይበል ኣመራርጻ ኣርእስቲ፡ ይበል ዛዕባ።
@terhasfessehazion7785
@terhasfessehazion7785 9 дней назад
Atasesejatihageru Reehaja Eritrea 🇪🇷 Kedaye Sabine Sabia Nizehleme Niberena Eritrea 🇪🇷 Nizehleme Niberena kedehatete Wedeketetewedikikumo
@wediselie7897
@wediselie7897 12 дней назад
❤❤❤
@sababerhane6937
@sababerhane6937 12 дней назад
እዚ መንእስይ እዝ ብሐቂ ብሉፅ እዩ
@ghenetaraia8877
@ghenetaraia8877 12 дней назад
👍🏾👍🏾👍🏾
@serekeyosief3233
@serekeyosief3233 12 дней назад
ኣበይ እየን ዝርከባ እተን መጻሕፍቱ ክገዜን ደሊየ ኣለኩ ።
@user-A4stuu
@user-A4stuu 12 дней назад
ኣብ ምንታይ ይብኣሱ ከም ዘለዉ ረሲዕዎ ኣሎ መስለኒ ሰላም ምግባር እኮ ጠፊእዎም ኣይኮነን ኣብ ስደት ኮይና ሰላም ስለ ዘየለ እምበር ኣብ ዓዲ ዕዉራት በዓል ሓደ ዓይኒ ይነግስ ገርካዮ ሞኬ
@zaidtekleab6412
@zaidtekleab6412 12 дней назад
We need to stop fighting we support government or not.
@user-yx6gz9em4q
@user-yx6gz9em4q 12 дней назад
selam mixiwarka xbuk eyu gin bahri hgdeg zeyfelt trah eyu nihade bhgdef zdgefu sebat nay erki yikun selam xawiet aykibelun eyom miknyatu bhgedef sleziezezu slezkknu hgdef kea nselam hanti mealti bihigoma slezeyfeltu
@abrahamhag.9891
@abrahamhag.9891 12 дней назад
Is it a business or a moral issue? Is it from inside or the other way?
@lovetruly6111
@lovetruly6111 11 дней назад
Calling for peace is very simple but you forgetting who is behind. why don't call bring them to justice for the criminal? If Calling that in a cover blanket it will be worst
@adamteshome7063
@adamteshome7063 12 дней назад
N Beyene (wufy) eba Amxalna Yoni hawey
@SenaiWoldu-is9zb
@SenaiWoldu-is9zb 10 дней назад
Kabzom nihna nisu dika
@motherland1510
@motherland1510 12 дней назад
መርገጺታትካ... ብዘየገድስ.... ንስላም... ምጽዋዕካ.... ዝድነቅ.... ሓሳብ.. እዩ. ቀጽሎ.
@motherland1510
@motherland1510 12 дней назад
ካብ... መጀመሪኡ... ውን... ኣብ ባእስን ህውኮትን... ዘብጽሕ... ኣይነበሮን. ክትቃወም... ክትድግፍ... መሰልካ... እዩ. ብስም... ደላይ ሰላም. ኣብ ዳሳት ደገፍቲ... ኬድካ... ብደናጉላን... ኣባትርን..... ደም ኤርትራውያን.... ምፍሳስ. ፍትሒ... ዘይኮነስ.... ዕንወት, ዕግርግር, ኩናት, ሂወት ክቡር ሰብ... ምሕላፍ እዩ ዘስዕብ. ከም ውጽኢቱ ካኣ ኣብ ፈቀዶ.... እሱርቤት.... ምንባር የስዕብ.
@efi296-1
@efi296-1 12 дней назад
ሕቶ:- እዞም ኣብ እስራኤል ዘለው ኤርትራውያን ክብርታቶም ኣሚኖም ዓቂቦም ዝኸዱ ዘለው: ኣብ ገዝኦም መጺዮም እንዳቐተልዎም ስቕ ዘይምባሎም ዲዩ ምስ በደልቲ ዝስርዑ ዘለው ካብ ኣዘራርባኹም?? ሰላም ይምነ ቀጻልነት ዘለዎ ሰላም ክኸውን ግን በዳሊ ብግቡእ በደሉ ኣሚኑ እንተኾነ ተመራጺ'ዩ:: ዝኾነ ክገብሩ ዝኸዶም ሰብ የለን ኣብ ገዝኦም ከይዱ ዝረበሾም ዘፈራርሖም የለን: ንሶም ግን ኣብ ኤርትራውያን በዓላት ቤተ ክርስትያናት ገዛ ገዛ ኣበይ ዘይተራእዩ: ዋላ ተቓዋማይ ይኹን ኤርትራ እንተይሉ ወይ ባንዴራ እንተሒዙ ዝወርዶ ዘሎ መስኩሩለይ ዘድልዮ ኣይኮነን:: ሰብ ኣብድሌቱ ክኣምን መሰሉ'ዩ: ብሓሳብ መሲጥካ እምበር ብበትሪ ናባኻ ከተምጽኦ ፍጹም ስልጣን ዝበሃል የብልካን:: ሰላም ሰላም ሰላም✅
@mulugeta481
@mulugeta481 12 дней назад
Yoni ጎሚዳ ኣባ ጥረግ
@teweldetukue5031
@teweldetukue5031 12 дней назад
ነጃይስ ኣፈጨለታት ንስኹም ንባዕልኹም ኣካል መዳኸርቲ ኢኹም በኣፈጨለ ዝዳናገር ተቃላሲ የለን
@michaelbahta2680
@michaelbahta2680 12 дней назад
Yoni, I like your show, and I believe this guy is intelligent, but he has a lot of ego against berghed nhamedu. Okaay? Does he have any solution for what we are going through, or does he need to continue the way we used to fight for the last 30 years? Please, and please stop being LEBAM LEBAM!!
@mussieeyob-vj8ps
@mussieeyob-vj8ps 11 дней назад
Nonsense
@MrAmanuel2009
@MrAmanuel2009 12 дней назад
Tsubuk zereba but please you shouldn't say Eritrean government yrebh bc zdogif menghisty tekory aleka so selam tiray tibil or Tim like you said therefore you are making worse. PLEASE BE SENSITIVE WHEN YOU SPEAK AND THINKS CAREFULLY. THANKS .
@michaelbahta2680
@michaelbahta2680 12 дней назад
I know that he knows there is no any one from Hgdef who can sit and agree to disagree. Most of Hddef are arrogant, and their mind is full of WEYANI, so hawna Mokeneen stop playing LEBAM LEBAM
@AaAa-km9pk
@AaAa-km9pk 12 дней назад
ጠንቂ ኩሉ አብ ደገን ውሽጢ ሃገር ዝግበር ዘሎ ታሓታቲ እቲ አብ ዓዲ ሃሎ ዘሎ ጋኒኔንዩ።
@YosefTsehay
@YosefTsehay 12 дней назад
ረሳህ ልሳን ዲክታቶር ኣገናአ ምቅታል ዘጋታት ብአርቂ ኣህዋት ይቁጸ ፥ህጊ ከይተኣወጀ ዝሞተ ጽሁፍ አዩ ክብል ካብ ንአቀት ህዝብና ዝተበገሰ ናርሲስት ስነ ሃሳብ አዋላ ኢሰያስ አዩ ፥
@matyas9926
@matyas9926 12 дней назад
መኮነን ጸሃየ፡ ልዮን ኤልያስ፡ ቡርኩታ፡ሜሮን ተ/ሰንበት፡ሳምሶም ሰለሙን፡ እቶም ቡሉጻት መንእሰያት ኢዮም፡ ካብ ዕስለ ናጻ ዝኾኑን ዓቢ ራኢ ውን ኣለዎም፡ ካልኦት ግን መብዛሕትኦም ተኣኪቦም የጸልሙ ዋላ ሓንቲ ራኢ ውን የብለሙን።
@sababerhane6937
@sababerhane6937 11 дней назад
I agree with you hundred percent
@mebrhatueyob9169
@mebrhatueyob9169 12 дней назад
ክክክክክ ኣገናዕ ኢልዎም ውልቀ መላኺ ኣነ ዝገርመን ምስ ሓጎሎም ኣለዉ ድዮም እንታይ ድዩ ዘቃውመካ ዘል መጀካ ሕማቅ ጽቡቅ የብሉን ዝበልካዮ እንተበሎ እንታይ ይገርመካ ወየ ድኣ ሓተላን ሓተላ ኮና እምበር ኣሳዲድና ኣሲርና ኢልካ እዳተቃወምካስ ኣገናዕ ኢሉ ኢልካ ዘረባ ንሳኻ ካኣ ሰላም ይሕሸና ትብል መን ድዩ ናብ ዳስ ከይድ ዝሃርም ዘሎ ክክክክ ሰላም ኤርትራን ትግራይን ምስ ሓውኻ ወደደኻን ወዲዓድኻን መሎም ቁሮጾም ኢልካ ፕላን ፈሊኻ a b c መሊኻ ከተብቅዕ ሕጂ ኣገናዕ እተበለ እንታይ ሓበጠካ ኣብ ሜዳ ወጽዮም ተጋሩ ሕነ ኣደ ትግራይ ትፈዱይሉና ኣለኹም የሕዋትኩም ትቀትሉ ኣለኹም ኢሎም እኮ ሓጎሶም ይገልጽሉኩም ኣለዉ ተጋሩ ንኣብነት ኣሉላ ሰለሙን ኣብ ቴዲ ፕረስ ነዚኣ ዝመለሰ ኣሎ?
@YosefTsehay
@YosefTsehay 12 дней назад
ህግደፍ ካብቲ ብመትከል ዝቃለሰሉ ህግን ህጋውነትን አዩ ፥አዚ ሰነ ሃሳብ ኣመጽቲ ኣብ ኣሪትራ ኣብ 1973 ምቅንጻል ዲሞክራስያውያ ( መንካአ) አዩ ዝጂምር ፥ስዉአ ኣፍወርቂ ተክሉ ሃደ ሙሁር ንሳዲስት ኢሰያስ ዝበደሆ ሰብ አዩ ነይሩ ፥ካብቲ ኣፍወርቂ ተክሉ ንናርሲስት ኢሰያስ ዝብሎ ፥ንኣካ ዋና ጸሃፊ ወይ መራሂ ዝገበረካ መን አዩ ፥ንስካ ነታ ጀብሃ ቀታሊትን ሃራዲትን አናበልካ ተሃደልቲ ትብርዘላ ዘለካ ፥ንስካ ንባአልካ ካብታ ቀንጻሊት አይብላ መሪሂነት ማለት( ቅያደል ኣማ )ምስኣ ዝነበርካ ሰብ ኢካ ስለዝኮነ ንስካ አውን ቀንጻሊ ዝነበርካ ኢካ ፥ ብምባል ነዚ ሳዲስት ኢሰያስ ዝመከተ ሰብ ነበረ ካብቶም 28 ተጋደልቲ ብብረን ኣብ ሃንቲ ጉድጋፍ ዘተረሸኑ ኮይኖም ናይ ኣፍወርቂ ተህሉ ኣቃታትላ ግን ብጎዞም ቆራሪጾም አዮም ቀቲሎሞ ፥ቅትለት ኣፍወርቂ ብጪካነ ኮይኑ ካብቶም ቀተልቲ መንካአ ሃደ ጥራይ አዩ ብሰብኪ ኣዲስ ሃሊፉ ዘሎ አቶም ሰለስተ ግን ብሂወት ኣለዉ ፥
@GEO.16
@GEO.16 12 дней назад
መኮነን ለኽባጥ ህግደፍ፡ ብዛዕባ ምቃውም ኣይኮነን ዶ በልካ ብዛዕባ እንታይ ዳኣ ብዛዕባ ግራት ዲዮም ዝብኣሱ ዘለዉ ፈገር
Далее
ERi-TV ድራማ: ቀምሻ - ሓቀኛ ዛንታ
27:43