Тёмный

#TDF_ 

Segudem Media  -  ሰጉደም ሚድያ
Подписаться 94 тыс.
Просмотров 135 тыс.
50% 1

ንዝኾነ ይኹን ሪኢቶን ሓበሬታን 0914681370 ብዋትስኣፕ ኣቕምጡልና!
Please #Share and #Subsccribe
Segudem Media is one of the most well-known Ethiopian social media with an increasing number of followers and subscribers. It broadcasts a number of interesting music clips and other related entertainments. It is a favorite social media channel to many Ethiopian, Eritrean and is known for it’s undying
#ethiopianewmusic
Copyright ©2023 Segudem Media

Развлечения

Опубликовано:

 

1 май 2023

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 752   
@brhanbrhan7225
@brhanbrhan7225 Год назад
ስጋርይ ልባም ርጉዕ ሓሳብትካ እዉን ወርቂ ዝኽነ ቃለመሕትት 🙏🙏❤️❤️❤️👏👏👏👏
@gteame7704
@gteame7704 Год назад
ገለ ገለ ሰባት ካብ ትግራይ ናብ ኣዲስ ኣበባ እንትሃድሙ፡ንስኻ ካብ ኣዲስ ኣበባ ናብ ትግራይ መፂእኻ ስለ ዝተቓለስካን ሂወትኻ ስለዘወፈኻልናን ልዑል ክብሪ ይግበአካ እዩ❤
@2Corinthians.10-17
@2Corinthians.10-17 Год назад
ብሓቅ❤️😥
@user-nv5xh6th5f
@user-nv5xh6th5f Год назад
ዕድለኛ የኻ ብህወት ምትራፍካ ክብር ይግበአኩም ጀጋኑና❤
@GHh-jd5sj
@GHh-jd5sj Год назад
ዘይሰራሕክምዎ ታሪክ የለን ጀጋኑና❤️‍🩹❤️‍🩹❤️‍🩹❤️‍🩹
@jdhdgifjdc
@jdhdgifjdc Год назад
❤❤❤❤❤❤❤❤
@samerasamera5140
@samerasamera5140 Год назад
ማዓረይይ❤❤❤❤❤
@selamawitseyoum5884
@selamawitseyoum5884 Год назад
_ኣየ ተጋሩዋይ ክንደይሞ ዘየሕለፍኩም😢😢_
@ZedKahsay
@ZedKahsay Год назад
ብምንታይ ቃልኸ ንገልፀኩም ጀጋኑና ❤ እግዚአብሔር አምላክ ያሓልኹም እመቤታችን ዋሕስይ ጠበቓይ ትኹኑኹም
@user-kj5jo7ei1s
@user-kj5jo7ei1s Год назад
ፀላእኻ ይንባዕ😢 ጎይታዋይ አይዘኻ እንኳዕ ናብዚ አብቀዐካ ወድኖ ብሓቂ ክብር ይግበአኩም እግዚአብሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም❤💔
@user-bd9tb2cp5v
@user-bd9tb2cp5v Год назад
ካሕሳይ ጀግና ብዙሓት ስራሕት ንፅበየካ ጋዜጣዊ የኻ በተለይ ህዝብ ራያ ታርኩ ናብ ምድያ ኣይወፅንሞ ተስፋ ኣለና ካብ ኣኻ
@user-wl2bh4sj1k
@user-wl2bh4sj1k Год назад
ክብሪ ሓወና እንኳዕ ናብዚ አብቃዓኻ ጅግና❤
@trhasbeyene4509
@trhasbeyene4509 Год назад
❤ እንኳዕ ናትና ኮንካ ክቡር ሐውና
@alemdesta454
@alemdesta454 Год назад
ጎይታዋኒ ፀላኢካ ይንባዕ ወድነይ😢ዓስብኩም ዘልኣለማዊ ሰላም ይዓድልኩም
@abadiabadi7016
@abadiabadi7016 Год назад
❤❤❤ጀግና ኢካ ብሓቂ ክብርን ምሰጋናን ናዓክም ❤❤ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ🙏❤❤
@user-ro3lv3dk3j
@user-ro3lv3dk3j Год назад
ይግበኦ ይኡ ብሓቂ ለባም ይኡ♡
@gannatmehari9735
@gannatmehari9735 Год назад
ክራት ሕብናትን ኢና ብኣካትኩም ጀጋኑና መግለፂ ሰኢነልኩም ❤❤❤❤
@user-bd9tb2cp5v
@user-bd9tb2cp5v Год назад
ስየ ዕባይ ራያ ናይ ብሓቂ ጀግና ኹራዓት ህዝብ የኻ ታሓበን ነብር❤❤❤❤❤
@ndjs6045
@ndjs6045 Год назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤😢😢
@user-ku7if7bj2q
@user-ku7if7bj2q Год назад
ራያ አምሓሩ የና 😂😂😂
@tglove7635
@tglove7635 Год назад
@@user-ku7if7bj2q እሞ ኣምሓርኛኪ ዘይትፅሕፊ ገልጣም😁
@merontadele70
@merontadele70 Год назад
TDF ጀጋኑ ደቂ ትግራይ ታሪኩም ንዘለዓለም ነባሪ እዩ።። ክብር ናዓኹም ይኹን።።።
@sabafekadu911
@sabafekadu911 Год назад
@@tglove7635 ገልጣም ጥራሕ ኢልካ ትግርኛ እንዳተዛረበትስ አምሐሩ ኢና ሽይጥቲ
@user-me9cy5bn6z
@user-me9cy5bn6z Год назад
ፀላኢኻ ይንባዕ ወድነይ ነቢዕኻ ኣንቢዕኻኒ ክብርን ምስጋናን ንሰምኣታትና❤❤❤
@AhAh-wb7rl
@AhAh-wb7rl Год назад
ክብር ንተጋደልት ትግራይ ወዲ እኖዋን እሰኻለ ቶነአወ ከም ብፆይኻ ንእሺቶይ ድምፅኻ ደያሰመዐን ሓምድ ኣትኻ ሰመዐ ወዲ እኖዋን ሰደት ሕሰም ሓጎሰይ ንትግራይ እልኻ ተሰውእኻ ዓለመይ ሰላም ንቶም ጀጋኑ ተጋደልት ትግራይ ይኩን ክብርን ሞጎሰን ንሰማዕታት ትግራይ ❤💛😢💔🙏
@y3yghgry397
@y3yghgry397 Год назад
እንኳዕ ናብዚ አብፀሐካ ጂግና ወዲ ትግራይ💘💘💘💘💘💘💘💘
@user-yd8np6uq7r
@user-yd8np6uq7r Год назад
ኣጀኩም ጀጋኑዋይ❤💪ክብሬ ንዓኩም ጀጋኑዬ
@user-cg4vx6py5j
@user-cg4vx6py5j Год назад
😭😭😭በስመኣም ነቢዐን ኮሪዐልካን ዙጎይታዋይ❤
@filimongebrelibanos7349
@filimongebrelibanos7349 Год назад
ኣጆኩም ኣቱም ጀጋኑ። ጅግንነት ሰራዊት ትግራይ ኣብ ዓለም ሙሉእ እንትርፎ ጽሒፍካን ተዛሪብካንስ ይትረፍ ከም ማይ ቀዲሕኻ እውን ኣይውዳእን። ክብርን መጎስን ናይ ቀደምን ናይ ሕጅን ሰማእታትና። ትግራይ ሃገር ኢያ።
@samueladal3847
@samueladal3847 Год назад
ትግራይ ሓገር እያ ? 😂😂😂
@mulushefarawe3880
@mulushefarawe3880 Год назад
ዘለአለማዊ ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑና.መሰለ ሓውና እትገብሮ ዘለካ ምንቅስቃስ ዝነኣድ እዩ ቀፅለሉ🙏✊❤💛
@salojj2828
@salojj2828 Год назад
እንኳዕ ብሂወት ተረፍካ መዓረይ ክብርን መጎስን ንጀጋኑና🙏💗💗💗💊💊💊
@ihateethiopia5865
@ihateethiopia5865 Год назад
እዚ ቆልዓ ንፉዕ ኢዩ ብጣዕሚ ዝፈትዎ ቆልዓ ብጣዕሚ ዝገርም ንፉዕ ቆልዓ ኢዩ 🥰
@user-gh7hx4wq1w
@user-gh7hx4wq1w Год назад
ጀጋኑና ሰላኹም እዩ ዕድመን ጢዒና ያሃብኹም 💕👏
@user-kw1lo7pm8v
@user-kw1lo7pm8v Год назад
ስየዋይ ጀግና ወዲ ህዝቢ ኣጆካ ኣሕዋትካ እስካብ ናብ ንብር ሂወትካ ትምለስ ኣብ ጎንካ ኢና ::ካሓሳይ ሓወይ ብጣዕሚ እየ ዘምስግን ተገዲስካ ሰለ ዘቅረብካልና ዕደመን ጥዕና ይሃብካ ፈጣሪ 🥰🙏ክብርን ሞገስን ንጀጋኑና🙏 #TDF ❤️ይ ሰላም ንህዝብና ንትግራይና ትግራይ ብደቃ ትሕበን ትግራዋነት ኩብር መንነት 💛♥️
@user-dc4xt2op8k
@user-dc4xt2op8k Год назад
እንካዕ ብሂወት ሃለካ ሓወይ ማዓረይ TDF ጀጋኑ የሕዋተይ ብኣኩም ኩሉ ግዜ ሑቡናት ኢና 😍😍
@user-mr5hp9wk3l
@user-mr5hp9wk3l Год назад
ፀላኢኻ ይንባዕ ጎይታዋይ😥💔ማርያምን ኣነስ ስለ ተጋዳላይ ክሓስብ ከለኹ ንብዓት ይቕድመኒ ኣሕዋተይ ንምንባረይ ዝተሳቐኩም ንምንባረይ መስዋእቲ ዝኾንኩም😭 ናትኩም ውዕለትስ ብምንታይ ኮን ይምለስ ይኸውን😥
@kalkidanteklehaymanot4531
@kalkidanteklehaymanot4531 Год назад
ፀላእካ ይንብዕ ወድነይ ብሓቂ ጅግና ኢካ ክብርን መጎስን ንተጋደልት ኣሕዋትና😢😢
@mebrhitmebrhit1264
@mebrhitmebrhit1264 Год назад
እንዃዕ ኻባኹም ተወለዱኹ ጀጋኑ አሕዋተይ ኽብሪ ናዓኹም❤💊💊💊
@user-ys3rw9mg1j
@user-ys3rw9mg1j Год назад
ፀላኢካ ይምባዕ ክቡር ሓውና እግዚአብሔር ኣምላክ ምሉእ ምሕረት ይግበረልካ
@user-bd9tb2cp5v
@user-bd9tb2cp5v Год назад
ባንዳ ወይካዕ ኣብ ራያ ዝባፀሑ ግን ንህዝብ ራያ ዝበደሉ ሐዝ ኣብ ኣድስ ኣበባ ትሸኮዖም ድነሀዉ ስጉምት ክውሰዶም ኣለዎም እንድሕር ሐዝ ዘይትወሰደሎም ንመፃእ እውን በቃ ትግራይ ናይ ባንዳ ሃገር ክገብርዋ እዮም😢
@markosmarkos4730
@markosmarkos4730 Год назад
You will always have bandas everywhere. The good thing. The wonderful medical staff in Maichew saved his life.
@user-yn8tb8ij3c
@user-yn8tb8ij3c Год назад
ናይ ብሓቂ❤❤
@user-ww5on5jl6i
@user-ww5on5jl6i Год назад
ናካቶም ጀግነኒት እሞ በመንታይ እና ንገለፆ Tdfy ብሓቂ ዝይፈፅምኩም መስተነኮሪ የለይ ጀግኒና ዕደመን ጥዕናን ናዓኩቶም❤😊
@user-tv9yo2rc8j
@user-tv9yo2rc8j Год назад
ክቡር ሓወይ እንኳዕ ብህወት ተረፍካ እግዚአብሔር አምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ክብርን መጎሰን ልጀጋኑ ሰዋአትና ❤❤😢😢😢
@tijiOueen
@tijiOueen Год назад
እንካዕ ናትና ኮንኩም እንካዕ ካባኻትኹም ተፈጠርና❤
@haftommekonen2410
@haftommekonen2410 Год назад
ክብርን ሞጎስን ንዓኻ ጀግና ሓውና 🇻🇳🇻🇳
@maremare1976
@maremare1976 Год назад
ዝገርም ታሪክ ተተርኩ ዘይውድእ ታሪክ ናይ ብሓቂ ጅግኑ ❤️❤️❤️❤️ክብሪ ይግብኩም 💋💋💋
@merry8689
@merry8689 Год назад
ስየ ሓወይ እቲ ቀዳማይ ነገር እግዚአብሔር እንኳዕ ብሂወት ኣትረፍካ ብተወሳኺ ንTDF እቲ ዝለዓለን ዝዓበየን ክብሪ ኣለኒ ክብርን ሞገስን ንሰማእታትና🙏🙏🙏✊✊✊💪💪💪💪💪✊✊✊💪💪💪
@ppooppoow6216
@ppooppoow6216 Год назад
ክብርን ማጎስን ናዓክም ጆጋኑ ❤❤❤❤❤❤❤
@samsnggalaxya1282
@samsnggalaxya1282 Год назад
ክብር ይግበእክም ጀግኑ❤❤❤❤❤
@MaryMary-wq9iy
@MaryMary-wq9iy Год назад
TDF 😭😭😭😭😭💪😍🇻🇳💔🤝🇪🇹🤲
@user-nk2hg2hn5m
@user-nk2hg2hn5m Год назад
አቤት ጅግንነት አቤት ስብእና ክብሪ ናዓኹም tdfy❤❤
@Raki_Tigray
@Raki_Tigray Год назад
ብሓቂ ጅግና ቃላት የብለይን መግለጽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ማዓረይ ♥️🥰
@user-ok6xi6py3g
@user-ok6xi6py3g Год назад
ጀጋኑና ክብሪ ይግበኣኩም ሽኮረይ❤❤❤❤❤❤❤
@uyth8675
@uyth8675 Год назад
ዕድለኛ እኻ ጅግና ሓወይ እንካዕ ብህወት ተረፍካ 💪💪💪
@user-ep7pk2uq9d
@user-ep7pk2uq9d Год назад
ፀላኢካ ይንባዕ 😢ኣይ ስቃይይይ እህህህ ምእንቲ ህዝብካ ደምካ ኣፍሲስላ😢😢
@YourLocalCamera1229
@YourLocalCamera1229 Год назад
😢😢😢
@fhgf6561
@fhgf6561 Год назад
ቲዲአፍ ንዓኩም ዝገልፅ ቃላት የብለይን ዋሕስ ህዝብና❤❤❤❤❤❤❤❤
@dassshdfg698
@dassshdfg698 Год назад
ክብሪ ነዓኹም ጀጋኑ አሕዋተይ❤️💛😭🙏
@kokobeasfaw1504
@kokobeasfaw1504 Год назад
ጅግና ተጋዳላይ ❤❤❤
@user-pj6kq4ds5r
@user-pj6kq4ds5r Год назад
ኣጆካ ጀግና ወርቂ ተጋዳላይ ❤❤❤❤❤❤❤ ክብርን ሞገስን ንጀጋኑ ሰራዊትና
@lemlem7065
@lemlem7065 Год назад
ሰብማ ሰብ እካ ተጋዳላይ ግን እንታይ እካ ኣነስ ምስ ነብሰይ ክዛረብ ከሎኹስ ናይ ተጋዳላይ መልስ ኣይዘኸብኩን ሰየ ዋሕስ ህዝቢ ትግራይ ናታኩም ሰምዓት እያ እና ሓደረ ዘሐርነና ኣጀካ ኣታ ፉሉይ ፍጣረት ባዓል ሓሞት ወዲ ሓራስ ነብሪ ሐጂወን ሳሊ እስካን ቡፅታኩን ነፅ ወፅና እና እጀካ♥👏
@tmmchannel551
@tmmchannel551 Год назад
ጎይታዋይ ብንብዓት ወዲአያ ዕድለኛ ኢካ ዝሓወይ ብህይወት ምትራፍካ
@user-sg7zv6rs1c
@user-sg7zv6rs1c Год назад
❤❤❤❤❤❤❤ጎይታዋይ ኣይዞካ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉 ማዓረይ ፀላኢካ ይንባዕ
@mkm4736
@mkm4736 Год назад
ኣቤት ብኣኻትኹም ኸመይ ኢልና ኸምንኾርዕ ትፈልጡ ዶ ጀጋኑ ዓለም ብሉፃተይ❤💛🙏😭
@mizaanberhane4002
@mizaanberhane4002 Год назад
አጆኹም ጀጋኑና ጸላእትኹም ዓይኖም ይደፈን, ጽላኢኹም ይንባዕ. ሃገረ ትግራይ ብደቃ ትኽበር 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏❤❤❤❤❤❤
@ghdg8490
@ghdg8490 Год назад
ክብሪ ንዓኻ ጅግና🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤
@user-fy7cu2ht9k
@user-fy7cu2ht9k Год назад
ሓደ ኢለ ክጅምር ብንብዓት ጀሚረያ ብንብዓት ወዲኤያ ለባም ህዝበይ ንዓካዶ ዝኩሉ ግፍዒ ምተገባኣካ ስየ ሓወይ ጅግና እንኮዓ ብሰላም ተመለስካ ወድነይ 💘
@user-hv2yd7jd3x
@user-hv2yd7jd3x Год назад
ክብሪ የግበኣኩም እዩ ጆግና ዕድመን ጥዕናን ያሃብኩም ፈጣሪ ❤❤❤❤
@user-sz5fz3qq3y
@user-sz5fz3qq3y Год назад
አይዞህ ወንድሜ ለትግራይ ስትሉ መሰዋእትነት ከፍላቹሀል TDFዎች ክብር ይገባችኋል 🙏
@chhcjcfu9769
@chhcjcfu9769 6 месяцев назад
❤❤❤
@chhcjcfu9769
@chhcjcfu9769 6 месяцев назад
😢😢😢😢
@chhcjcfu9769
@chhcjcfu9769 6 месяцев назад
❤❤❤❤❤❤❤
@chhcjcfu9769
@chhcjcfu9769 6 месяцев назад
❤❤❤
@chhcjcfu9769
@chhcjcfu9769 6 месяцев назад
❤❤❤
@mogesabay9414
@mogesabay9414 Год назад
ብጣዕሚ ልገርም ጀግነት አይዞኹም አሕዋተይ ❤❤❤
@user-bl9tg7ub6t
@user-bl9tg7ub6t Год назад
እህህህህ ክብርን ንጀጋኑና❤❤❤
@tekichoasli4434
@tekichoasli4434 Год назад
Respect 🙏 TDf ትግራዋይ ሳላኩም ኮርዕና 🙏
@gopromeme9620
@gopromeme9620 Год назад
❤❤❤❤❤❤ጀጋኑ ደቂ ትግራይ ባአኹም ንሕበን ዓወት ንትግራይ
@user-yv2eg5yh3d
@user-yv2eg5yh3d Год назад
ጅጋኑና ቃላት ይበለይ TDF ክቡርን ምጎስን ናዓኩም ❤💛🙏
@letushletush9999
@letushletush9999 8 дней назад
ፀላኢካ ይንባዕ ቃላትካ ክሰምዕ ኣይካኣልኩን ብንብዓት ወዲአዮ
@user-zn4rq4sx4b
@user-zn4rq4sx4b Год назад
እህህህ ዝሕለፍኹሞ ባዓልኹም ትፎልጥዎ ትዞረቦ ዉድእ ዉድእ እካዕ ዚ ኹኹሉ ሽግር ሓልፍኻ ንምዝራብ ኣብቀዕካ እግዛኣብሔር ኣሜን ኣሜን ኣሜን ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@KibromBerihu-go1ll
@KibromBerihu-go1ll Год назад
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ብሓቂ ጅግና🙏
@user-mc2jm1bl8i
@user-mc2jm1bl8i Год назад
እግዚኣብሔር ይመስገን ስየ ሓወይ እንኳዕ ካብዚ ኩሉ ሽግር ወፃእኻ ጅግና የኻ ክብሪ ይግበአካ ንኹልኹም ጀጋኑ ኣሕዋትና ንህዝብኹም ህይወትኹም ኣካልኹም ዘወፈይኹም ቃላት የብለይ😢❤
@yemanehaile6892
@yemanehaile6892 Год назад
ተጋዳላይ ስየ ባሓቂ ባኣኻ ኮሪዐ ሂወት ህዝቢ ትግራይ ዘድሕንካ ክብርን ምስጋናን ይብፃሕኻ ብኣክል መፂአ ክረኽበክን ክሪአካን ፍቃድ ኩብር ፈጢሪ ይኹነለይንግዚኡ እብር ተጋዳልይ ትብል ድርፍይ ቅርበልካ ድስ ይብለኒ💪💪
@user-xt9yf5ic5d
@user-xt9yf5ic5d 4 дня назад
እንካዕ ብህወት ተረፈካ ጀግናናዋ
@medhin8187
@medhin8187 Год назад
ሰላም ሰላም 🎉❤ገዛና እንኳዕ ድሓን መፃእኹም 🎉❤ TDF ክብሪ ይግበአኩም ቤዛ ትግራይ 🎉❤ ክብርን ሞጎስን ልሰማዕታትና 🎉❤
@destaabusami9385
@destaabusami9385 Год назад
አዩኻና ጀግናን❤❤❤❤❤❤❤
@user-bt8cu2lv8p
@user-bt8cu2lv8p Год назад
አሕዋተይ ንዓኹም ክርኢ ከለኹሰ ልበይ ይኣብየኒ😢😢😢😢😢😢
@merrymerry2356
@merrymerry2356 Год назад
ብጣዕሚ ዝገርም ጅግንነት ምንም ቃላት የብለይን ብኣኩም ኮሪዕና ❤❤
@user-xv8bc4lb5r
@user-xv8bc4lb5r Год назад
ናትኩም ውዕለታስ ብምንታይ ኮን ይምለስ ይኸውን ክብሪ ንዓኹም ጀጋኑና❤❤❤
@iiooiop889
@iiooiop889 Год назад
ክብር የግበአኩም ጀጋኑዋ ወድነይ ማዓረይ💔💔💛❤🥰💊💪💊💪💊💪💊
@tinawozam5626
@tinawozam5626 Год назад
Big respect toTDF 💛♥️
@letushletush9999
@letushletush9999 8 дней назад
እንኳዕ ብሂወት ተረፍካልና ዝጎይታይ ❤❤
@seft5286
@seft5286 Год назад
የኔ ጅግና ሓወይ ማዓረይይ😢❤
@destagzihar9504
@destagzihar9504 Год назад
ክብርን ምስገናን ንTDFይ❤❤❤
@dhhdbbddb4027
@dhhdbbddb4027 7 месяцев назад
ፀላእኻ ይንባዕ ጎይታዋይዕድመንጥዕናንይሃብኩም😢❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@Tube-uz1xf
@Tube-uz1xf Год назад
❤❤❤❤ጀጋኑ ተጋሩዋኒ ዕድመ ያሃብኩም ስየዋኒ ደማ ማአረይ ፀላአይካ ይንባዕ ❤❤❤😢
@freweyni.....a7976
@freweyni.....a7976 Год назад
ሓወይ ምዓረይ ፀላእካ ይንባዕ 😪
@LemlemHadush-hd6kp
@LemlemHadush-hd6kp Год назад
አጆካ ጀግነ ፀላኢካ ይብከይ እዘሕውይ
@user-fj8rv8wj2h
@user-fj8rv8wj2h Год назад
ፀላኢካ ይንባዓ ጎይታዋይ ጅግና ሓወይ♥😘
@user-uk5ij7lv2g
@user-uk5ij7lv2g Год назад
ጎይታዋይ ፀላኢካ ይንባዕ😥😥 Tdfy ናትኩም ውዕልታ ብዙሕ እዩ ብምንም ዘይክፈል ደቅኖዋይ😥
@alefumekele3184
@alefumekele3184 Год назад
ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑና❤❤❤
@malataregawe8730
@malataregawe8730 Год назад
ፀላእካ ይንባዕ ጅግና ሓወይ😢😢😢
@tsigehailemaryam
@tsigehailemaryam 9 месяцев назад
ዝሓወይ💔ፀላኢካ ደም ይንባዕ
@eduedu332
@eduedu332 Год назад
እንኳዕ ብህይወት ተረፍካ ጅግናዋይ ክብሪ ንዓኹም ይኹን ጀጋኑ ኣሕዋተይ ❤🙏
@abebaabeba9508
@abebaabeba9508 Год назад
ጀግና ወዲ ህዝቢ🐅💪❤️💛
@AhmedAdme-wl7od
@AhmedAdme-wl7od 9 месяцев назад
ዝገርም ፀላኢካ ይንባዕ ጅግና
@ritaaraia7123
@ritaaraia7123 Год назад
ጸላኢካ ይንባዕ ክቡር ሐወይ ጀግና እንኳዕ ካባኩም ተፈጠርና❤
@mikegebre8481
@mikegebre8481 Год назад
This is extremely intense to listen to this brave soldier due to strong faith for his people. I am so proud of Tigray roots!
@user-qh9er4zp6h
@user-qh9er4zp6h Год назад
Thank you ❤
@user-zg3xd6fp2h
@user-zg3xd6fp2h 8 месяцев назад
ክብርን ሞጎስን ይግበኦኹም TDFይ❤
@margwedikesh9445
@margwedikesh9445 6 месяцев назад
ንኣኩም ዝከዉን ቃላት የብለይን ጀጋኑ ኣሕዎተይ❤❤
@titinotitino2910
@titinotitino2910 Год назад
ክብርን ሞጎስን ነዓኩም ጀጋኑና አምላክ ምሳኩም ይኩን ስላሙ የውርደልና
@user-rj5ez1hy2m
@user-rj5ez1hy2m Год назад
❤❤ትብዓት ሓቦ ጀግንነት ከቅንአካ እንካዕ እካ ናይና ኾንኹም❤❤
@dgkj1203
@dgkj1203 Год назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤እንኻዓ ብሰላም መፀኣካ ክብረተይ
@user-zl1gb1dv3r
@user-zl1gb1dv3r Год назад
ስየ ጅግና እንካዕ ብህወት ተረፍካ ሓወይ ናተይ እመብርሃን ፅላል ትኹንኻ
@saragbramariam4116
@saragbramariam4116 Год назад
እይዟሕ ወንድሜ ❤❤❤❤❤
@tdfhoney9161
@tdfhoney9161 Год назад
ሰጋር መዓረይ ክበረልና ወለላይ
Далее
Алмазная мозаика Mini Gems 💎
00:51
Просмотров 146 тыс.
The Bad Boys doing too much 🔨🥒 #learnfromkhaby
00:46
Сидит в телефоне📱на уроке
0:51
Накладные зубы 🤯
0:23
Просмотров 2,1 млн
高校で1番流行ってるダンス
0:16
Просмотров 31 млн