Тёмный

Tv Sened BG Tekeste Haile answer public questions part 5 april 23 -2022 

Tv Sened Eritra
Подписаться 27 тыс.
Просмотров 35 тыс.
50% 1

Tv Sened BG Tekeste Haile answer public questions part 5 april 23 -2022
ኣገዳሲ ህዝባዊ ሕቶን - መልስን መደብ ምስ ብ/ጀ ተኸስተ ሃይለ 23 ሚያዝያ 2022
Tv Sened
Antonio Tesfay

Опубликовано:

 

11 сен 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 177   
@Tv.senedNews
@Tv.senedNews 2 года назад
ዝኸበርኩም ተኻታተልቲ ቲቪ ሰነድ ኤርትራ ኣስማት ኣብ ስእሊ እትርእዎም ኣብ ቀዳማይ 1 መኮንን ባርያ 2 ኣሽዓል ወዲ ዘርአ ካልኣይ 1 ወዱ ሓምቢር 2 መኮነን ጉብጣን እዮም።
@user-et1ls7pk8k
@user-et1ls7pk8k 2 года назад
ክቡር ኣንተንዮ ተስፋይ ኣብቲ ስእሎም ስሞም ተዝጽሓፍ ዝያዳ መረዳእታ ምኮነ ፡ ምክንያቱ እዚ ጽሒፍካዮ ዘለካ እውን ኣየናይ እዪ ጉብጣን ኣየን'ከ ወዲ ሓንቢር ንጹር ኣይኮነን ብየማን ድዪ ብጸጋም ? ኣብ ዝሓለፈ እውን ኣብ 27 ክፋል ናይቶም መራሕቲ ቦጦሎኒታት ስእልታት ዘርጊሕኩም ኔርኩም ብንጹር ኣስማቶም ስለ ዘይተጻሕፎም ንጹር መረዳእታ ክንሕዝ ኣይከኣልናን ።
@Tv.senedNews
@Tv.senedNews 2 года назад
@@user-et1ls7pk8k ሰላም ሰላም ብመጀመሪያ ምስ ሙሉእ ስድራ ቤት ርሑስ በዓል ትንሳኤ፡ ከምቲ ዝበለካዮ ጽቡቕ እዩ። ይኹን'ምበር ቅድም ቀዳድም ኣስማት ክትጽሕፍ ብዙሕ ዘሽግር'ኳ እንተዘይኮነ፡ ኣስማት፡ ሎጎ ቲቪ ሰነድ፡ ስም ወዲ ሃይለ ወሳሲኽካ፡ ሰሌዳ እዩ ዘምስሎ። ግን ኣብ መደብ ምጥቓሶም ኣገዳስነት ኣለዎ። ብዝኾነ ግን ንርእይቶኻ የመስግን።
@abitifili3597
@abitifili3597 2 года назад
ሰላም ሰላም ደቂ ሃገረይ አባል 5ይ ዙር ሃ/አገልግሎት እየ።ህግደፍ ታሪኽና ክዘምትን ክሳብ ዝኽእሎ የዕሚቑ ክቐብሮን ድቓስ አብ ዝስኣነሉ ግዜ TV ሰነድ ምስ ኽቡር አያና ብ/ጀነራል ወዲ ሃይለ ትገብርዋ ዘለኹም ብሽም ነዛ ነፍቕራ ሃገረና ሂወቶምን አካሎም ዕድመ ንእስነቶም ዘወፍዩ ከመስግነኹም እፍቱ። ሓንቲ ሕቶ ክሓትት ፍቐዱለይ፧ ብ/ጀነራል ወዲ ሃይለ አብ ፍሉይ ቤት ፍርዲ ወዲ አሃዱኻ ዝነበር ሕጂ ዉን አብኡ ዘሎ የማነ ሃይለ[ዓብለል] ካብ ሜዳ ክሳብ አዲስ አበባ[1991] ዝነበር ታሪኹ፧ድሕሪ ናጽነት ክኣ ክሳብ ትፍላለዩ ተትትርኸለይ ባህ ምበለኒ ፧ ንመልስኻ አቐዲመ የመስግን ተተሪኹ ተኾይኑ ኽኣ ተመሊሰ ክደልዬ እየ።
@embayetewelde3526
@embayetewelde3526 2 года назад
Bteami xbuk medeb TV sened kexlwo,, bzaeba negasi (fziz) keytsegra please 🙏
@mibaleandemariam2454
@mibaleandemariam2454 2 года назад
ኩቡር ብጀ ወዲ ሃይለ ከምዚ ኢልካ ምስ ሙሉእ ጥዕናኻ ምርኣየይ ሓጎሰይ ወሰን የብሉን ምኽንያቱ ኣብ ንእስነተይ ኣብ መድሓኒት ሰሜናዊ ባሕሪ ምስ ሽጉጥካን ለዉሃትካን ኣጸቢቐ እየ ዝዝክረካ፡ ብዛዕባ ኣቦይ ወላዲየይ ስዉእ ዓንደማርያም ሸቃ ሳምኤል ኮማንድስ ዝነበረ ሻምበል ሳምኤል ዝበልካዮ መራሕ ጋንቱኡ ን ብጀ ፍጹም ገብረሂወት ኣብ ቦጦሎኒ 3 ዝነበረ ታሪኹ ክትገልጸለይ ብትሕትና ይሓተካ። ሙሉእ ዕድመን ጥዕናን ድማ ይምነየልካ ሩሑስ በዓለ ፋሲካ ይግበረልና
@veronicaeyob3150
@veronicaeyob3150 2 года назад
Nice to see you both again. It is great that you are not one of the victims who couldn’t escape, so let’s celebrate that you are here today. You have survived all those traumatic events for a reason. God has a reason hidden behind this, that is why your time isn’t up yet. 30 years struggling in meda, and another 3 decades sharing the stories. Thank you hero BGTH, I know you are being overloaded with questions sometimes, some are the same ones being asked again and again. Our Eritrean hero. And Antonio, Antonio, what can I say? You doing great as always, big credits to you our host. Ajohom, ajona, deki Eri Ina.
@abielsolmonsolmon9781
@abielsolmonsolmon9781 2 года назад
ጅግና ጀነራል ወዲ ሃይለ ዕድመ ጥዕናን ይሃብካ ዳበልኩ ክሓቶ ደልየ ዘለኩ ናይ ባይናክን ጉብጣንን ገለ ካብ ጅግንነቶም ክትነግረና
@dendengebrengus289
@dendengebrengus289 2 года назад
Wel come Brigadier General T.Haile and Antonio Tesfay. Thank you very much for your contribution to our long and bloody armed history.
@aronyemane5133
@aronyemane5133 2 года назад
Zkeberka brgader general tekeste haile bzaeba tkabo baryamichael gele ba belena
@letigebrekristos3282
@letigebrekristos3282 2 года назад
ሕጂ እውን ኩቡራት ኣሕዋት እቲ ናይ ስውራ ኤርትራን ዝርዝራቱን ዋላ እውን ንስኻትኩም እዚ ኹሉ ክፋላት ዘርዚርኩም እዚ ኹሉ ሕቶታት መሊስኩም ከሎኹም ናይ ኤርትራ ቃልሲን ሕቶታትን ልክዕ ከም ቀይሕ ባሕሪ ቀዲሕካ ኣይውዳእን እዩ እሞ እቲ ሕቶታት ምብዝሑ ክግርመኩም የብሉን ነቲ ኹሉ ክትምልስዎ ዘይክኣልኩም ዘይምምላስኩም እውን ሕማቕ ክስመዓኩም የብሉን። እቶም ንሓትትን ንምልስን ዘለና ድማ ዝኾነ ቅሬታ ክስመዓና ኣይግበእን። እቲ ዝግበር ዘሎ ቁኑዕ መግለጽን ሓያል ጻዕርን እና ሰማዕና ብሓቂ ብኣኽብሮት ክንከታተል ይግበኣና። ኣብ መጨረሻ ካብዚ ዝካየድ ዘሎ ታሪኽን ተመክሮታትን ተበጊስና ኩላትና ሓደ ሃገራዊ ኣረኣእያ ኣሕዲርና ንህዝብናን ሃገርናን እቲ ዝተረፋ ክንምልኣላ ብሓደ ክንቃለስ የብቅዓና🙏🙏🙏
@eyobhaile
@eyobhaile 2 года назад
ሕቶ፡ ኣብ ግዜ ስርሒት ፈንቅል ናይ ሓይሊ ባሕርና ኣበርክቶ ልዑል ምንባሩ ጠቒስካዮ ኢኻ። ነፈርቲ ጸላኢ ኣብ መሬት ክድብድባ ከለዋ ተጋደልትና ይኹን ታንክታትና ከውሊ ክረኽቡ ተኽእሎታት ኣሎ። ሕቶይ ድማ ሓይሊ ባሕሪ፡ ኣብቲ ከውሊ ዘይብሉ ባሕሪ፡ ካብ ደብዳብ ነፈርቲ ንምኽዋል ዝጥቀመሉ ዝነበረ ሜላ ከመይ ከምዝነበረ ከተዕልለና። የቐንየልና BGTH & Antonio ስለቲ ኩሉ ጻዕርኹም።
@danaygdey3960
@danaygdey3960 2 года назад
ኣነ ኣብ ሚዕጥር ካብ 2010 መስከረም ክሳብ 2011 ግምቦት ኔረ፡ ኣብ ታሃድሶ ናይ ሚዕትር ፡ ስግረዶብ ዝተታሕዙ ብብዝሒ ፡ ኩብለላ፡ ናይ ሓይሊ ኣየር፡ ማርሽን ባንድ፡ እንዳ ኮማንዶ ወዘተ,..... ምሳና ታኣሲሮም ኒሮም። እቲ ዘስካሕክሕ ግን ክትሃድሙ ተታሒዝኩም ተባሂሎም ። እቲ ናይ ተፈጥሮ ተጻብኦ ኣብ ዘለዎ ኮይኑ ቀትሪ ሰብ ዝይዛወር ዘየለ ክነሱ ፡ ግን ኣብ ጻሓይ ን2 ሰሙን ኣብ ጻሃይ ይእሰሩ፡ እታ ናይ ጻሓይ መእሰሪት ብሰንኪ ናይ መንእሰያት ራሃጽ ሕብራ ዝቀየረት ኔራ ፡ ብድሕርዚ ን 6ወርሒ ኣብ ኣንደር ይእሰሩ ክሳብ 60ሰባት ወይ + ይእሰሩ፡ ነብሶም ምሕጽብ ኣይፍቀደለሙን እዩኔሩ፡ እሞ ማይ ክወርዱ ከለዉ ካብ ዋርዳያ ተሓቢኦም ምስክዳኖም ነዛ ነብሶም ማይ የጠልቅይዋ ነሮም፡ኣነ ንባዕለይ ወዲ16 ኣመት እየ ኔረ ፡ ነቶ ደቂ 14 ዝኾነ ቆልዑ ርኤ ይሓዝን ኒረ። ኣዛዚ ማዓስከር ደበሳይ ግደ እዩ ኔሩ፡ ናይታ ቦጦለኒ ዋርድያ ናይ ታሃድሶ ኣዛዚ ሰልጠነ ነሩ፡ ኣዛዚ እስታፍ ኣቶሽም ይባሃል፡ ብድሕርዚ በራጊድ ናይ ሓደስቲ ታዓለምቲ ምስ በዝሑ፡ ካብ ታዕሊም ክሃድሙ ዝተታሕዙ ሓደስቲ ናይ ዚንጎ እስሪቤት ወሲኾም ዚጋታት የሳቕዩ ኔሮም ፡ ወዲ ሃብተ/ስሉስ ኣብ 2 ወይ 3 ወርሒ ብሄልኮፕተር ይመላለስ ኔሩ። ኩነታት ኣየር ናይ ምዕጢር ፈላጢኡ ይፈልጦ!!! እዚ ናተይ ምስክር እዩ። ኣቦና ወዲ ሃይለ ጂግና እኻ። ርሑስ ኣዉዳታመት ። የቀኔልና ኣንቴኖ።
@fistum.mokonen
@fistum.mokonen 2 года назад
አቀዲመ ልባዊ ሰላምታ የቅርብ ሩሑስ አዉደአመት ይግበርልኩም እንዳበልኩ ቅድሚ 3 ወርሒ አቢሉ ሕቶይ አቅሪበ ኔረ ንሓርበኛ ብ/ጀ ተከስተ ደጊመ ሕጅዉን ሕቶይ የቅርብ አለኩ ክምለሰለይ ከአ ተስፋ ይገብ። ናብ ሕቶይ ክምለስ ኣብዚ ቃለ መሕትትካ ብዛዕባ ዉልቃዊ ሂወትካ ብዛዕባ ዝምድና አይተዛረብካን እሞ ዝምድና ጌርካ ዶ አብ ሜዳ ? ወሊድካ ዶ ኣብ ሜዳ ? ፍቅርን ኩናትን ምረቱ ብከመይ ምገለጽካዮ ኣብ ቃልሲ ህ.ግ ማለተይ ገሊኦም ዕድሜኩም አይአከለን ንመርዓ ዝበሃሉ ኔሮም እንዳተፋቀሩ ብመስዋእቲ ዝሓልፉ ገለ እዉን ናይ ቦታ ራሕቂ ዝምድና ምስ ገበሩ ዘይራከብ ገለ እዉን ስጋብ ሂወቶም ዘሕልፉን ኔሮም እሞ ኣስፊሕካ ግለጸልና ተወሳኪ ኣብ ሜዳ ድሕሪ ዝምድና ፍትሕ ኔሩ ዶ ? የቀንየለይ ብ/ጀ ተከስተነ ከምእዉን ኣንቶንዮ። ሓታቲ ፦ ወዲ ቶኳሲ
@user-jc2zi3wx2n
@user-jc2zi3wx2n 2 года назад
Ndhrit temeliska smieayo. Bzaeba shim bokri wedu bsim megadltu tezaribu alo?!
@eritrawit7184
@eritrawit7184 2 года назад
ኣነ ብጣዕሚ ክመስግንካ ኣንቶንዪ ንኩሎ ብትዕግስቲ ዓቅሊ ጽን ኢልኻ ትሓትት ብሓቂ ክትስንድ ዝግባካ ጋዜጠኝ ኢኻ
@ahmedadam6836
@ahmedadam6836 2 года назад
Marhaba abo jegna wadi haile Salam kulokum ahwat
@justiceseeker4961
@justiceseeker4961 2 года назад
ኽብሪ ንኣያና ጅግና ብ/ጀ ተኸስተ ሃይለን ኸምኡ ውን ሓውና ኣንተንዮን. ቀጺለ ነቲ ዝተገብረ መወዳድርቲ ኣልቦ ዝኾነ ጅግንነት ንኽስነድ ብዝገበር ዘሎ ኣዝየ የመስግን. ፍጹም ሰብ ዘይዝንጥል ዋላ ነቶም ተላኣኣኽቲ ናይቲ መራሒ ህግደፍ ዝኾኑ ጀነራላት ብዝገበርዎ ኣበርክቶ ዘድንቕ ተባዕዓ ኣያ.ንስኻትኩምስ ብጅግንነት ቆራጽነት ተቓልስኹም ሃገር ኣምጽኩሙልና, ብጠላም ኣምሰሉ መራሒ ህግደፍ እካ እንተተቆጸየ::ቀጺለ ብዛዕባ ሃብታኣብ (ነጭ) ዝተባህለ ኣብ ከባቢ 1973-75ዝተሰለፈ ኣባል እንዳከቢድ ብረት 74 ቅድሚ ናጽነት ዝነበረ ድሕሪ ናጽነት ውን ካብቶም ናይ መጀመርታ መስረት መደበር ታዕሊም ሳዋ ዝነበረ ተሪር ዓቃል ዝኾነ ተጋዳላይ ከምኡ ውን ቀጺሉ ኣባል 381 ዝነበረ ሞ ካብስራሐ ታኣልዩ በቲ ህግደፍ ዝብልዎ ደስኪሉ ዘሎ ኣፍልጦ እንተሃልዩካ ኽቡር ኣይና ንእሽተይ ሓበሬታ ክትህበና ብትሕትና ያሓትት. ንመልስካ ኣቐዲመ የመስግን
@samielyohans8942
@samielyohans8942 2 года назад
ኽቡር ብርጌደል ጀነራል ተኸስተ ሃይለ ስለ እዚ ኩሉ ኣበርክቶኻ ብልቢ የመስገነካ። ብምቕጻል ክኣ ሕቶይ ብርሃነ ተወልደ ንጉሰ (ብርጅዋ) ዓዱ ኣኹሩር 1990 መራሒ ቦጦሎኒ ነሩ ኣባል ከቢድ እዩ። 1990 ኣብ ግንባር ጊንዳዕ ነሩ፡ 1991 ኣብ ግንባር ደቀምሓረ ኣብ እንዳ ደቆ ተስዊኡ ይበሃል። ብዛዕባ ታሪኹን ኣበርክትኡን ገለ በለና ኢኻ። ኣሳዋውኡ ዕጉባት ኣይኮናን፡ ብትኽኽል ትፈልጦ ኢለ እየ ዝኣምን ምኽንያቱ ኣብ ግንባር ጊንዳዕ ብሓንሳ ነርኩም ኢኹም። ርሑስ በዓል ትንሳኤ ይግበረልና።
@EritreanScholarsMedia
@EritreanScholarsMedia 2 года назад
ሰላም ወዲ ሃይለ ጅግና። ነቲ ሚዛናዊ ዝኾነ፡ ሰሚዕኻ ዘይምነ ኣዘናትዋኻ ብልቢ የመስግን። ቀጺለ ድማ ሓንቲ ሕቶ ኣላትኒ። ኣብ ጉዕዞ ቃልስኻ ኣብ ብርጌድ 44 ን ኣብ ክሰራዊት 61 ከምዝነበረካ ሓቢርካና ነርካ እሞ ሓወይ ተስፉ (ተስፋማርያም) ሚካኤል (ወዲ ሚኪኤል ሳጒኡ) ዓዱ ኣፈልባ እንጋንኣ ዝኾነ፡ መራሕ ሓይሊ ከሎ 17/10/1986 ኣብ ዓደርደ ዝተሰውኤ፡ ኣፍልጦ እንተሎካ ገለ በለና። የቐንየለይ!
@EritreanScholarsMedia
@EritreanScholarsMedia 2 года назад
ዝያዳ መብርሂ ወዲ ሚኪኤል ኣብ 1978 እዩ ተሰሊፉ፡ ኣብ ገለ እዋን ኣብ በርጌድ 44 ከምዝነበረን ኣብ ክ/ሰራዊት 61 ከሎ ድማ ኣብ 17/10/1986 ኣብ ዓደርደ ተሰዊኡ።
@zegdagmawi275
@zegdagmawi275 2 года назад
ርሑስ በዓል ፋሲካ ይግበረልና። ሰላምን ፍቕርን የውርደልና። ብእምነትና ቋንቋታትና ባህልና የዅርዓና።
@eyobelghebrhiwethambir1491
@eyobelghebrhiwethambir1491 2 года назад
ኣነ ዝግረመኒ ታሪኽ ተጋደልትን ስውኣትን ናቱ ኣርእስቲ ሒዙ ዘይመጽእ ኣብ ኤርትራ እቲ ምኽንያት ርዱእ እኳ እንተኾነ ግን ታሪኻ ተቀቢሩ ከይተርፍ ድማ ትስከፍ ብኸምዚ ኣገባብ ከቅርበልና ከሎ ኣዚኻ ትሕበን ከማኻ ይብዝሑ 🌹🇪🇷❤🌹🇪🇷❤🌹🇪🇷
@wedihaile6997
@wedihaile6997 2 года назад
ብጣዕሚ ጽቡቕ ዛንታ ኢዩ እሞ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ B/G ወዲ ሃይለ : - >>>>>
@joehatu7130
@joehatu7130 2 года назад
Welcome 🙏🏾 Again ..!!!! General & Antonyo are a men a of a century 🌹🌹🌹!!
@liyategay874
@liyategay874 2 года назад
ሰላም ወዲ ሃይለ ጅግና እዚ ተዘንትዎ ዘለካ ካብ ባሕሪ ብ ጭልፋ እዩ አብ ታሪካ ኩሉ ብቀረባ ዝፈልጠካ ተወሳኺ እዛ ናይ ጋቶ እንዳ 22 ብርጌድ ካብ ተራ መራሒ ጋንታ ኔሩ ስሙ ድማ ተስፋማሪያም በይን ኮይኑ ብዙሕ ጊዜ ካብቶም ተወጊኡ ሐያል ተዋጋአይ እዩ ወዲ ጎዳይፍ ከአ እዩ
@mikecuba9386
@mikecuba9386 2 года назад
Happy Easter for All ERITREANS ESPECIALLY For E.D.Force.And For Brigadier General Tekeste Haile With your Family.
@tomaswel8990
@tomaswel8990 2 года назад
ብመጀመርታ ምሉእ ጥዕና ይምነየልኩም ቀጺለ ክሓታ ዝደለኩ እቶም ሓርበኛታት ኣብ ስእሊ ብድሕሬኹም ዘለዉ መን ከምዝኾነ ተትሕብሩና ምክንያቱ ብስሞም እምበር ብስእሎም ስለ ዘይንፎልጦም ነቲ ታሪኽ ውን ጽቡቕ ምኾነ ይብለ።
@ER-gx5pl
@ER-gx5pl 2 года назад
ርሑስ ኣውዳኣመት ነላኤ ህዝቢ ኤሪትራ ይግበረላ ንዓመታ ብስላም ኣብታ ንፍትዋ ሃገርና ንታካከበሉ ይግበረልና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️
@jowharsaid2660
@jowharsaid2660 2 года назад
طرحه طرحه بيضه بيضه كده ف ف ابيض ف
@jowharsaid2660
@jowharsaid2660 2 года назад
ح
@meharitekie7590
@meharitekie7590 2 года назад
ሰላምታ ብምቅዳም ንtv ሰነድን ንብርጋደር ጀነራል ተከስተ ሃይለን በቲ ትገብርዎ ዘለኩም ታሪኽ ሰኒድካ ንመጻኢ ወለዶ ንምትሕልላፍ ኪትምስገኑ ዝግበኣኩም አዩ።ብምቕጻል ኣብ 1985 ወርሑ አካ ብርግጽ ኣይዝክሮን ንእሽቶይ ስለ ዝነበርኩ ።ኣብዚ ዓመት እዚ ካብ ሰመናዊ ባሕሪ ተበጊሶም ህግ ኣብ ደቀምሃረ ዲንበዛን መጥቃዕቲ ፈጺሞም ነሮም ።ኣብዚ ኩናት ከኣ 5 የጋደልቲ ተሰዊኦምን ኣብ ማእከል ኣዲ ተጸዲሖም ዊዒሎም ።ዕላማ አዚ መጥቃዕቲ አንታይ አዩ ነሩ ።አንታይ ኣፍልጦ ኣለካ Thanks
@berhetensea451
@berhetensea451 2 года назад
Thank you.
@Abdalla..adulis
@Abdalla..adulis 2 года назад
Salam tiv sened ane zehatetkuwo bizaba koronel jamal Mohamed shum azazi kefli talim sawa wea azazi kumando neru heji bargader jernal alo meas teslifu natu tarik eti teflxo ketngrna bekbri yehatka bargader jernal tekste haile kedmi heji 3 gize hatite melsi zeymhabkum betami germuni bizekone Thanks you ezi tekrbu zelkum tarik xubk eyu kulu gize yektatle ey des zebl eyu Tiv sened kemu wen kubur abona tekste haile amlak edmen xegan yehabka kexilo ezi tarik betami nushte weldo yetkmna alo nay abotatna tarik kenflit hezbawi genbar
@user-rt6ob7jr9q
@user-rt6ob7jr9q 2 года назад
ብ/ጀ ተኸስተ ሃይለ እዚ ኣብ ሕቶ 129 ስዉእ ኣለም ምስግና ኣዛዚ ቦጦሎኒ ዝነበረ ትፈልጦ ዶ ትብል ሕቶ፡ ንምንጻራ ኣለማ ምስግና እዩ ዝብሃል ንሱ ክኣ ልክዕ ከምቶም ኣብ ዞባ ደቡብ ዝነበሩ መራሕቲ ቦጦሎኒ ዞባዊ ሰራዊት ኮማንድስ ዝነበሩ መንግስ ብሩ፡ ጸሃየ ገብርሄት፡ ተወልደብርሃን ሓየሎም (ጨዓሎ) እዩ፡ ስውእ ኣለም ምስግና ኣዛዚ ቦጦሎኒ ኮማንድስ ነበር እዩ፡ ኣለማ ምስግናን ጸሃየ ገብርሄትን መንግስ ብሩን ሰልስቲኦም ኮማንድስ ነበር ኮይኖም ደቂ ዓዲ መስገነ ወረዳ ኣኽራን ን/ዞባ ጸሮና እዮም።
@teklitberhane6136
@teklitberhane6136 2 года назад
Thanks thanks you service our country, hero jeneral tekste...
@zebib9761
@zebib9761 2 года назад
ብዋጋ ዘይትመን ታሪኽ። Thank you
@efremberhe4259
@efremberhe4259 2 года назад
Thanks so much Wadi Hayle and TV sened
@abrahaleyybarek6213
@abrahaleyybarek6213 2 года назад
ሰላም ብ / ጀ ተከሰተ ሃይለ ኣነ ክሓተካ ደልየ ዘለኹ ብዛእባ ሰውእ ተጋዳላይ ኣንጎሶም ካሕሳይ ( ወዲ ካሕሳይ(ወዲ ሃዳድም ጫኣሎ)ካብ ኩማንዲስ ናብ ሜዳ ዝወረደ ኮይኑ ኣብ 1975 ኣብ ኣራርብ ኣላማይ ከም ዝነበረ። ድሓር ግን ኣብ 1977 ኣብ ኣዲ ቀይሕ ዝነበረ ከም ተሰወአ ይለጥ ብዛእባ ታሪኹ ኽትነግረኒ ደልየ ሓታታይ ኣብርሃለይ ይባሪክ
@jonnyleo5355
@jonnyleo5355 2 года назад
Antonio wonderful person thank you for everything much respect.. ርሁስ አውዳመት 👍👍👍👍👍👍
@arahopower5958
@arahopower5958 2 года назад
B//G Tekest I'm proud of your high confidence sharing your unbelievable human can do in world but our eritrean father &mother did it with out any powerful world I'm proud of u all, my question can tell us about my uncle wedi Ali (Dergi) some if u know him thanks
@tesfaeritrea
@tesfaeritrea 2 года назад
Hi I would like to thank you for your all your service General tekest Haile its very touching and very educational your are one of the brave and heroes 🙏🏽 god bless you we love you and proud to be Eritrean please please we can help you financially to write the book we can even contribute and make it happen just tell us how we can start because time is very important and TV senet thank you very much and let's make this channel biger and let's contribute for you to make studio plane 🎙 as long as you Shere the link. Even this peaple higdf have good studio to tell propaganda,,,,as you can see we are a lot of us in here let's work together for change and This will help as as one of our references and please gave the veidos title name so that we can use it as a reference and easy to find the topics,,
@yzariyikealo4721
@yzariyikealo4721 2 года назад
ሰላም Tv -sened. እታ ብዛዕባ ወዲ ጽገ ዝበልኩዋ፡ ኣነ ኣብ ቀብሩ'ውን ዝወዓልኩ እየ፡ ኣብ መቓብር ሃርበኛታት ደቀ-ምሓረ እዩ ተቐቢሩ፡ ብኽብሪ እዮም ቀቢሮሞ። ምስ ስድሩኡ'ውን ከፊል ዝኾነ ኣፍልጦ ኣለኒ። ስለዚ ንሱ ምስ ብዓል ወዲ ዓሊ ኣይነበረን። ንሱ ክሳብታ ድሮ ኩነታት ኣብ ዕረፍቲ ምስ ስድሩኡ ኣብ ከረን ነይሩ። ብኸመይን መንን ትሃሪሙ'ኳ እንተዘይፈለጥኩ፡ ኣብቲ ግዜ ዝዕለል ዝነበረ ግን፡ ገለ ሰብ ሃንደበት እዩ ኣብ መንገኦም ኣትዩ ሃሪሞሞ ይብሉ፡ ገለ ሰብ ከኣ ኣጋዱኡ ኣብ ሃዞሞ ስለዝነብረት፡ ብሎኮታት ትዓጽዩ ከሎ፡ መንገዲ ኣስመራ-ደቀምሓረ ክወጽእ እዩ ትሃሪሙ ይብሃል ነይሩ።
@anbes6646
@anbes6646 2 года назад
Wedi haile 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@---js5vd
@---js5vd 2 года назад
ውዲ ሃኡለ ጅግና ኩቡር ወርቂ ከሚኢውን ትቭ ሰነድ ብጣሚ ኢየ ዘመስግነኩም ብሚቕጻል ኢዚኦም ገዳይም ጆጋኑ ኣኪራናት ተጋደሊት ኣያታቲና ሲኢሊ ተለጥፉ ኣለሞ ኣሽማቶም ኢዳ ጠቐስኩም ኣላሊና በጃኩም
@15MinutesWithTebrih
@15MinutesWithTebrih 2 года назад
Can anyone please tell me how and where can i send my questions to B.General Tekeste?
@voiceoffreedom8606
@voiceoffreedom8606 2 года назад
ኣቶ ተኸስተ ሃይለ ጽብቕ ተቅርብ ኣለኻ ።ግን ሓንቲ ሕቶ ኣላትኒ፡ ኣብዚ ሕጂ ግዜ ነዚ ጮቃኒ ስርዓት ብከመይ ክፍንቀል ይኽእል ኢልካ ትሓስብ ? መንእስይ ከ ክገብሮ ዝኽእል ኣብዚ ግዜ ኢዚ እንታይ ክገብር ኢልካ ትሓስብ?
@philipnetsereab181
@philipnetsereab181 2 года назад
ጅነቫ ኬድካ ኣይ ረብረብካን እንድኻ ጀነራላት ዝኣኽሉ ብብዝጥዕሞም ኣብ ዝሕሾም እንዳ ተዓዝሩስ ክፍንወል ኢልካ ትሓስብ ኣለኻ?
@tirhashagos9491
@tirhashagos9491 2 года назад
Ruhus baal fasika nkulu hzbe krstiyan ygberelna yeqenyelna kaa bezi tigbrwo zelekum
@t.tesfamichael5384
@t.tesfamichael5384 2 года назад
Wish you a happy easter for all of you. And it’s proud to have you Br. General wedi Haile
@Segen91
@Segen91 2 года назад
Thank you as always our hero B/G Tekeste Haile. Where is your former radio operator Fitsihatsin?
@pmyoni
@pmyoni 2 года назад
Hello tv send kulu medebat bankuro teketatileyo eye msnay msgana ezom ab eskrin tgebrwom zelekum seli (photo) tegadelti entetelalyuna tsbuk neru
@jonnyleo5355
@jonnyleo5355 2 года назад
My Dear father B/G Tekest I just want to wish you a happy esater. May God keep you safe and protect you. I LOVE YOU SO SO MUCH ❤️🌷
@kalMHe
@kalMHe 2 года назад
Bzuhat tegadelti kea, zfeltiwo tarik keyewresu, ysiwiu alewu. Zkebede hiwetom n hizbom zeybekeku, tarik ab mihdag bekikom !!
@abrahanablish7069
@abrahanablish7069 2 года назад
B./G Tekeste selam kemey aleka. Bizaeba Kidane Gerezgiher wedi keshi adu wereda senate adu zibanawalie ab Massawa zitesewean, Fisahaye keshi Gereyesus ( wedi gray) zitebahle adu senafe Adi Baekel / Metra ab adihawsha zitesewean aflto enteleka habereta habena.
@fistum.mokonen
@fistum.mokonen 2 года назад
ደጊመ ሰላሞ ብዛዕባ ስዉእ ሌ/ኮ ዳዊት ዕንዱኩር ኣባል መጓዓዝያ አፍልጦ እንተለካ ግለጸልና።
@embayetewelde3526
@embayetewelde3526 2 года назад
ሰላም ብ/ጀ ተኸስተ ሃይለ ጽቡቅ መደብ ቲቪ ሰነድ ፡ኣነ ክሃቶ ደለ ዘለኩ መራሂ በጦሎኒ ኣብ 1976 ዝነበረ ነጋሲ (ፍዚዝ) አንታይ ኣፍልቶ ኣለካ ፡ተገዲስካ ሂተተለይ ቲቪ ሰነድ ፡ብዝተረፈ ከጽልዎ ፡የከነልና
@yebieyoosman3748
@yebieyoosman3748 2 года назад
ኩብሩ ብርግደል ጀነራል ተከሰተ ሃይለ አበ ግንባር ጊንዳዕ ዝተሰወእ ዓብደነቢ አንዋር 61 ክ /ብ13 ገለ በለና
@danielamanuel334
@danielamanuel334 2 года назад
መጀመርያ ወድ ሃይለ ንኹሉ ታሪኽ ብቀደም ተኸተል ምስ ምሉእ ዝኽሪ ኣስማትን ቦታታትን ተቅርቦ ዘለኻ ኣዝየ የመስግን ከምኡ ክኣ ንቲቪ ሰነድ ነዚ መደብ ክዉን ዝገበርኩም ነመስግን። ብዛዕባ ታሪኽ ናይ ስዉእ ተጋዳላይ በሪህ ኣስፍሃ ቀያሕታይ ትፈልጦ ታሪኽ እንታይ ይህሉ ?
@chaytekle3918
@chaytekle3918 2 года назад
Wow nafkinaka eko kenina enkae dahan mexaka jgna tegadaley general tekeste haile thanks ka Antonio hawna
@ogbamicheal
@ogbamicheal 2 года назад
ክቡር ብ/ ኮኮብ ጀነራል ተከስተ ሃይለ ብሐቂ ብሉፆ ሰብ ኢካ ሞመ long life ይምነየልካ እዚ interview ካብ ዝጅምር ስጋብ ሕጂ ተከታትለዮ እየ ተከታለዮ ትራይ ዘይኮነ ብ ሃንቀውታ እየ ዝፅበየኩም ብዝኮነ እድመን ትእናን እንዳተ መነኩ 1ሕቶ ነይራትኒ ምናልባት ትፍልቶ እንድሕሪ ኮንካ አባል ክ/ሰ 85 እዩ ብርግፅ ሓላፍነቱ አይፍልቶን እየ ጊን ገዲም ተጋዳላይ እዩ ሃይለ: ተክለ (ዳንተ) አፍልቶተሊካ:: thank you
@habterezenehabte6308
@habterezenehabte6308 2 года назад
Ayana kubur bergeder jeneral tekheste haile mhireteab gebre orEseyas sagau halafi komando hatati habte rezene kunetat meswaitu
@yosiefberhane5726
@yosiefberhane5726 2 года назад
ክብሪ ይሃብካ እናበልኩ ሚኪኤለ ሰመረ ኣብ ግንባር ጊንዳዕ ዝተሰወአ ኣፍልጦ ተለካ
@tesfayasgede6078
@tesfayasgede6078 2 года назад
ስላም መደብ Tv sened ኣብ ስራሕኩም ኣሳልጡ ይምነየልኩም። ብምቅጻብ ኣብ ስብዓታት ካብ ጀርመን ጣዕመ ብርሃነ ሓኪም ዝነበር (ሳጉኡ) ጀርመን እንታይ ኣፍልጡኣለካ?
@tsegayjonas4215
@tsegayjonas4215 2 года назад
ሰላም ንዓኩም ብምቅጻል ብዛዕባ ለ/ኮረኔል በረኸት ኮሮንፎት ናይ 1973 ተጋዳላይ እንታይ ትብለና?ከምኡ ውን ስውእ ለ/ኮረኔል ብርሃነ(መንግስተይ)ኣዛዚ መጎዓዝያ ስርሒት ዞባ 01 ነበር ናይ 1974 ተጋዳላይ?ኣብታ ትጽሕፋ መጽሓፍ ከኣ ብስእሊ ዝተሰነየ እንተዝከውን ደስ ምበለኒ, በዚ ትገብሮ ዘለካ ከኣ ብልቢ የመስግነካ.
@ER-gx5pl
@ER-gx5pl 2 года назад
ወዲ ሃይለ ንዓኻትኩም ከኣ ርሑስ ኣውዳኣመት 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️
@philipnetsereab181
@philipnetsereab181 2 года назад
ኩቡር ኣቦና ወዱ ሃይለ ተገዲስካ መልሰለይ ኣንተንዮ እንተ ሓቲትካ ማለት ዩ ፡ ኣብ ሕቶይ ከኣቱ ብኹፉእ ናይ ኢሰያስ ጸሚምና ፍረ ከኣ ኣይረኸብናሉን ሞ ፡ ከም ኩሉ ሰብ ሕማቕ ኣሎዎ ፡ ጽቡቕ ኣለዎ ኢለ ይግምት የ እስከ ብናትካ ጽቡቕ ፕ ኢሰያስ ንገረና። ብምሉእ ጅግንነትካ እንዳ ኮራዕኩ ኢየ።
@tegleabmenghisteab8652
@tegleabmenghisteab8652 2 года назад
ገብረመቀል ተኽለአብ ሳጉኡ (ዓሊቦርኮ) ወይ ፎሮቪያ አብ ግንባር ጊንዳዕ ተሰዊኡ ይብሉ ትፈልጦ ተኾንካ ገለ በለኒ።
@teweldeeyob5763
@teweldeeyob5763 2 года назад
Welcome back
@ramadanmohamed8176
@ramadanmohamed8176 2 года назад
ንዜይ ትፈልጦ ብሕጅይ ዊብ አይምልሶን ኢየ ዜለካዮ ተባዕ ቅይንዒና ሓቅይ ክይትይትርኽ ጥራይ ብምሕሳብካ!!! !!! !!! ባህልና ኢዩ። አብ ቅድም ዝተኻከሱ ኢኮ ብጎሮሮካ ሜስክር ኢካ ትበሃል አይኮነን ድዩ?
@godisgood4738
@godisgood4738 2 года назад
Bezab b/g general amanuel halie ( hanajma) gel belna wedi haile
@habtuberhane5273
@habtuberhane5273 2 года назад
Antonyo kbur thtna zelewo atehattaka btaemi znead eyu emo ktslo
@shammebrahtom308
@shammebrahtom308 2 года назад
ሰላም ኣቡና ርሕስ ኣውድኣምት ክቡር ኣቦና፡ ኣብ ፈንቕል ታንኬና ተስፋይ ገብሪሂወት ምስ ታይጌር ክማንደር ነይሩ ትፈልጦ ዶ
@tedrosmedhane2874
@tedrosmedhane2874 2 года назад
'ሕቶ ስውኣት ረዚን እዩ ኢልካ' ኣያ፡ ብሓቂ፡ ታሪኽ ስዉእ ኣኮይ ሓቲተ፡ ክምለሰለይ ብተስፋ ይጽበ ኣሎኩ። ኣንቶንዮ ከኣ ነቲ ሕቶ ስውኣት ከምዚ ናይ ኣያ ጀነራል ጌርካ ክትርድኦ ተስፋ ይገብር።
@neftalemghebretensaie3940
@neftalemghebretensaie3940 2 года назад
ወዲ ሀይለ ጅግና. እንቆ ብድሓ ን መጻእካ ናይ. ጀጋኑ. ጅግና ኢለ እየ ዝሰሚካ ግን ሓንቲ. ሕ ቶ ኽሓተካ ምደለኩ ድሀይ. ተስፋልት. ስዩም.. መራሕ. በርገድ. እዳ. ዓሰርተ ሹዱሽተ. ዝነበረ ወዲ ኮረማር ያ እዩ እደ ዘይተጋግየ
@ER-gx5pl
@ER-gx5pl 2 года назад
ወዲ ስዩም ክ ሰ 52አዩ ንይሩ
@temporary995
@temporary995 2 года назад
ጅግና ተስፋልደት ስዩም ምስ ሓው ብ/ጀነራል እስጢፋኖስ ስዩም ኣብ ዒራዒሮ ተኣሲሩ ከምዘሎ ተሓቢሩ ኔሩ
@user-ho6wg6hr6h
@user-ho6wg6hr6h 2 года назад
Selam Kubur B/G tekeste haile bzaeba seyti habtu Gebrendrias entay afluto aleka thanks
@mussiemehari9885
@mussiemehari9885 2 года назад
መጀመርያ ዝከበረ ሰላምታይ ትቀበሉ ቀጺለ እቲ ብዛዕባ ኣብ ግንባር ጊንዳዕ ኣብ ሕቕኡ ሻሽ ተጠምጢሙ ወይ ተሓኪሙ ዝእዝዝ ተጋደላይ ብጌጋ ጋቶ ኢልካዮ ዘለኻ ጋቶ ዘይኮነ ስዉእ ተጋደላይ ሓሰን ተባሂሉ ክእረም ይግባእ ። ኣባል ክፍለ ሰራዊት 85 ብርጌድ 22 ን 2ይ ቦጦሎኒ 2ይ ሓይሊ 2ይ ጋንታ ኮይኑ ኣዛዚ ጋንታ ስወእ ሓሰን እዩ። ግዜ መስዋእቲ 08/1990 ብናይ ጸላኢ ቕጭሕርሙ።
@15MinutesWithTebrih
@15MinutesWithTebrih 2 года назад
TV Sened, bkemey hito kinsedo kemzelena eba haburuna bejakum?
@same8813
@same8813 Год назад
ማሓመድ ዓሊ ክለይ ማለተይ የ ብሕማም እዩ ተሰዊኡ
@harounbetros5050
@harounbetros5050 2 года назад
መጀመርታ ርሑስ ኣውደኣመት ንኹልና ብምቅጻል ክቡር ኣያና ብርጋደር ጀነራል ብዛዕባ ጋቶ በይን ስግር ንበለ ኢልካ ካብቶም ኣብ ቃልሲ እጃሞም ዘበርከቱ ሓደ ስለዝኾነ ከምቶም ትገልጸም ዘለኻ ኣወንትኡን ኣሉትኡን ክትገልጽ ነሩካ ጋዘጠኛ ብቀረባ ትፈልጦዲኻ ምስ በለካ ይፈልጦ እየ ወይ ኣይፈልጦን እየ ኣይበልካን ስግር ንበላ ኢልካ እሞ ለላ ጎለላ ኣይትመስልን ስለምንታይ ጊሲኻዮ ? የቀንየልና ስለቲ እትገብሮ ትረኻ
@ghebrezghimikle1134
@ghebrezghimikle1134 2 года назад
ናይ ወዲ ሃይለ ተል እንተትጽሕፈልና ጽቡቅ ይመስለይ ሚስ ብዙሕ ይቅረትኡ
@berhanezewede1963
@berhanezewede1963 2 года назад
ሰላም ዎ ሰናይ ንክቡር ጀነራል ተኸስተ ሃይለን ከምኡ ውን ክቡር ሓታቲ ኣንተንዮ ተስፋይን ይምነ። ብምቅጻል ክቡር ጀነራል ተኸስተ ሃይለ ስለቲ ምቁሉልነትካን ዘይሕለል ጻዕርኻን ብልቢ የመስግነካ። ሕቶ ኣላትኒ? ጉብጣን ዳርጋ ኣብ መወዳእታ ውግእ ኣሶሳ ከም ዝተሰውአ ኢኹም ትዛረቡ ገሊኦም ካኣ ሰራውራ ድኣ ይጥፋእ እምበር ብኣባላት ምስጢራዊ ሰልፊ ብፈንጂ ከም ዝተሰውአ ዝዛረቡ ኣለዉ። ንስኻ እውን ሓደ ካብቶም ኣብ ክፍለሰራወት (70)ዝነበሩ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስለዝኾነካ ነቲ ዝውረ ዝነበረ ሰሚዕካዮ ከም ትኸውን ኣይጣራጠርን። ስለዚ መስዋእቲ ናይዚ ጅግና ሓቂ ዶርጓሓዮ።
@iyasutsehayet621
@iyasutsehayet621 2 года назад
General enkae bselam mesakana Tnsaeina ygbero Ruhus Beal
@romeltgebregzabher1596
@romeltgebregzabher1596 2 года назад
Part one and part two have poor voice plz if u can guys try to re record again with respect
@user-sr9il8tm3g
@user-sr9il8tm3g 2 года назад
ሰላም እንቋዕ ብዳሓን መጻኩም።
@iwaywaywitt4541
@iwaywaywitt4541 2 года назад
Selam b/genral I am happy for ur idea Do u have idea about l/col teklgerce tewld (charlos)?
@yonasfisahaye565
@yonasfisahaye565 2 года назад
ብ/ጀነራል ወዲ ሃይለ u r our hero 🙌
@petertella3810
@petertella3810 2 года назад
Well come B /general ms mulue selamta fkadena tekonka bzaba grarah Mehari tikabo kidmi naxnet Bahryatun kab srah dew mebeliu dhri naxinetin
@fitumkidane7039
@fitumkidane7039 2 года назад
Welcome Br/ wedi Hayle nezi tgebro zeleka zeyhlel tarik jeganu nkeyqber tgebruwo zelekum Ms Antonio msganay wesen yeblun.Entekilka bzaeba Suwue Teklebrahan (Hankish) ab botoloni 303 Ms Berhe (Tsaeda) neru 1979 merahi hayli betsihu neru bjekaka tsubuq geru kgeltsio zekiel yelen please ezahto ktmlsely???. Metsahfka kaa tahtima ab edna ktbetsh bhankewta ntsbe.
@tsehayeyemane3490
@tsehayeyemane3490 2 года назад
Selam tekeste haile. Bezaba feshaye abrha karachi entay alka afleto bkemey teseeiu abey bota bezuh eu zebhal. Ente kilka kurub gelexelna bezabeu
@danielfesshaye7232
@danielfesshaye7232 2 года назад
Selam BG Bezaba menster zeyna neber Ali Abdu entay ketblna tekel? Thanks
@teklitrussom
@teklitrussom 2 года назад
Thanks baba BG
@mebrahtughebretensae2459
@mebrahtughebretensae2459 2 года назад
Wedi Nugus means Algawrash. He is like azaribom yezarubuka. He hosted Isaias photo like Majest Haileselasie (yenga sew ) nice history.
@semerebelay3059
@semerebelay3059 2 года назад
ሰላም ክቡር ብ/ጀነራል ተኸስተ ሃይለ ከመይ ቀኒኻ ከም እውን ሓው ኣንቶንዮ ተስፋይ፡ ሓንቲ ሕቶ ኣላትኒ ኣብታ ደማዊ ኩናት ዝካየደላ ዝነበረ ኣብ ግንባር ጊንዳዕ ታባ ጋሕያት ፡ኣብ ዝባና ናብ ከተማ ጊንዳዕ ሸነኽ ኣብ ግዜ ጥልያን ብስሚንቶ ዝተሃንጹ ድፋዕትን መኽዘናትን ኣሎ ዝብል ዘረባ ንሰምዕ ኔርና ኣብ1990 ኣብ ቲ ግንባር ጊንዳዕ ኣብ ዝነበርናሉ ፡ ኣብቲ ቦታ ስለዝነበርካ ቅድሚ ናጽነት ይኩን ድሕሪ ናጽነት ኣፍልጦ ኣለካ ዶ? ወይ ነታ ታባ ወጺኻ ሪኢኻያ ትፈልጥ ፡ትኸውን መልስኻ ብሃንቀውታ ይጽበ የቐንየለይ,
@selamtemesgen9495
@selamtemesgen9495 2 года назад
ምስጋናይ አድናቆትን ከይደጋገም ክሰግሮ'የ: መተዓብይተይ መማህርተይ ዘሙይ (ዘሚኪኤል) ሳጉኡ ማስቲካ አብ ግንባር ጊንድዕ ዝተስዉኤ: ካብ አስመራ 1976 ዝተሰለፈ:አፍልጦ እንተለካ?
@abdulkadrahmed7044
@abdulkadrahmed7044 2 года назад
ሰላም ኣሰናዳእቲ ቲቪ ሰነድ ሕቶ ተጋዳላይበየነ ሃብተ ብዓል ወቐርቲ ዕባይ አስመራ ክሳብ ሕጂ መስዋእቱ አይተነገርናን አዲኡ ሓደ እንኮ ወዳ ምህላውን ምስውኡን ከይፈለጠት ሓሊፋ እቶም ዝለና ቤተሰብ ድማ እህህ እንዳበልና ንነብር ኣለና እሞ ትፈልጦ እንተኾንካ መዕጸዊ ግበረልና የቀኔለይ
@abdulkadrahmed7044
@abdulkadrahmed7044 2 года назад
ገዲም ተጋዳላይ በየነ ሃብተ ካብ ሜዳ ወጻኢ ኣብ ኬንያ ምስ አዲኡ ተራኺቡ ከም ዝነበረን ምስ ቀንዲ መተዓቢቱ ኢሰያስ አፈወርቂ ከም ዘሎን ገሊጹላ ክም ዝነበረን ኩሉ ሳብ ትዝክሮ ዝነበረት እያ ኩሉ ግዜ ድማ ኢሰያስ ንምንታይ ድሃይ ወደይ ዘይነግረኒ እንዳበለት ሓሊፋ
@mebratneguse5234
@mebratneguse5234 2 года назад
Hayetu jegina B,/General Tekeste Haile hijiwun yeqenielina anes kemei hugus zebil wuhulul sirahka zubuq gerka kulu tentinkaio keitehalelka idimen tiinan yihabka .
@tadessekidane720
@tadessekidane720 2 года назад
ሰላም ወዲ ሃይለ ምስ ኣንቶንዮ ብዛዕባ ክፍልማርያም ስዩም ክሕተት ሰሚዐ። ክፍልማርያም ስዩም ፡ ጁኑቢ ብዝብል ሳጓ ዝጽዋዕ እመስለኒ። ጅኑቢ ቅድም ብርጌድ 58 ዝነበረ 'መስለኒ። ርግጸኛ ግን ኣይኮንኩን። ድሕሪ ምህራሙ ግን መምህር ኣብ ቤት ትምህርቲ ሰውራ ኢዩ ነይሩ። ንጁኑቢ ዝበዝሑ መማህራንን ተማሃሮን ቤት ትምህርቲ ሰውራ ይፈልጥዎ ኢዮም። ድሕሪ ናጽነት ኣብ ደቀምሓረ ተሰዊኡ። ጁኑቢ ብዙሕ ካብ ናይ ገድሊ ዕድሚኡ መምህር ኮይኑ ኢዩ ኣሕሊፉዎ። ጁኑቢ ወዲ ሰገነይቲ ምዃኑ ርግጸኛ ኢየ። ቅድሚ ምግዳሉ'ውን ስለ ዝፈልጦ። ካልእ ክፍልማርያም እንተ ኮይኑ ግን ይቕረታ።
@mickmickael8693
@mickmickael8693 2 года назад
Hello can you please Tell us about B/G Tekeste G/heweat Thanks God bless you 🙏
@wedijon710
@wedijon710 2 года назад
Merhaba deki erey ezia nay weia. Si haki eya Ane keman neyre
@teddykiflom8929
@teddykiflom8929 2 года назад
ሰላምን ጥዕናን ንወዲ ሃይለን አንቶንዮን ይምንየልኩም። ታሪካን ታሪክ ብጾትካን ንከተዘንቱ ዕድመ ዝሃበካ ፈጣሪ ይመስገን። ሕቶ 1) ጠንቂ ባእሲ ሕወሓትን ህዝባዊ ግንባርን እንታይ እዩ ኔሩ?።ብኸመይ አገባብ ተፈቲሑ? ህዝቢ ትግራይ ምስጠመየ ንሱዳን ከይሰግር ህዝባዊ ግንባር ከልኪሉ። ንምንታይ ንዝጠመየ ህዝቢ? 2) መስዋእቲ ብወገን ህዝባዊ ግንባር አብ ስሪሒት ፈንቅል። ስሪሒት ፈንቅል ምስ ናደው አየናይ ይኸብድ? 3) መስዋእቲ ወለንኬኤል ሃይለ ንጹር አይኮነን። ገሊኦም አብ ሓራ ምውጻእ ሰገነይቲ ተሰዊኡ። ካልእ አንቶንዮ ዝገበሮ ምስ ሓደ ጋሻ ቃለ መሕትት። ወለንኬኤል ሃይለ ሰገነይቲ ሓራ ምስ ወጸት ቢሂወት ኔሩ ግን ብመስዋእቲ ብጾቱ ጉህዩ ኔሩ ይብል እቲ ጋሻ። ከመይ ደኣ ድሕሪ ሓራ ምውጻእ ተሰዊኡ? አፍልጦካ እንታይ ይመስል። ከምኡ ከኣ አሰዋውኣ ኢሰያስ ወዲ ፍላንሳን ዝነበሮ ደረጃ ሓላፍነትን።
@---js5vd
@---js5vd 2 года назад
ወዲ ሃይለ ጅግና ወዲ ጀጋኑ ኣብ ዚሓለፈ ኪፋል ቢዚዓባ ኢስሪበት ሚዕጥር ኣሊዕሊካ ነሪካ ብዚዓባ ሚዕጥር ካብ ዘከሪካ ኣነ 2008 ኣዊኢ ቲኣስረ ነረ 1300 ኒከዊን ኢሱራት ነሪና ካቢዚኣቶም ገሊኦም ዝከቢለሉ ሲጊረዶብ ኪቲከዱ ሃሲቢኩም ተባሂሎም ውዘተ ኢና ቲኣሲሪና ነዲና ሓላፊ ናይ ኢቲ ኢስሪበት ሸዊት ዚቢሃል ዓዱ ከባቢ መራጉዝ ዲርኮ ኢዩ ዓዱ ክደይ ሰባት ኣሰኩሉን ኪሳብ ዚሞቱን ኣለዉ ብሰኒኩ ኪገሪመኩም ሲ ሓደ ኒግሆ ተሲዕና ሽሚና ንጽዋዕ ነሪና ሓደ ኢሱር ኢሰያስ ኣፈርቕ ዝባሃል ነዱ ኢታይ ኢሊዎ ሽዕ ኣታ ከዳዕ ሽምካ ቐይሮ ኢሊዎ ኣብዚሐሊኩም ኢሞ በጃኩም ኣቢኒሎይ
@eritreanman6922
@eritreanman6922 2 года назад
ብመጀመርያ ሰላም ኩቡር ኣያና ጀነራል ወዲሃይለ ምስ ኣንቶንዮ ናይ መሓመድ ዓሊ ክለይ ኣሰዋውኣ ምስቲ ኣብ ከባቢ ግርሁ ስርናይ ዝነበረ ናይ ደርግ ቀዳማይ ወራር ምኽንያት ምፍራስ ኣሃዱኡ ብካልእ ሓድሽ ንእሽተይ ተጋዳላይ ስለ ዝተተከአ ብኸምኡ ነፍሱ ቀቲሉ ዝብል ናይ የማነ ተኽለገርግስ interview ገሊጽዎ ኔሩ
@wediyemane6699
@wediyemane6699 2 года назад
ሰላም ጀነራል ፡ ወዲ ጽገ ምስ ጉጅለ በዓል ወዲ ዓሊ ዘይኮነስ፡ ነቲ ስርሒት ፎርቶ ንምፍሻል ካብ ከባቢ ደቀምሓረ(ካብ ኣውሊዕ ጾሩ)ዝመጸ ኢዩ ነይሩ ፡ከምዝበሃል ግን እቲ ኩነታት ኣብ ምውድኡ ክምለስ ከሎ ኣድብዩ ዝጸንሐ ናይ ምክልኻል ኣሃዱ ብጌጋ ከምዝተኮስሉ ኢዩ ዝግለጽ፡ ከምቲ ቅድሚ ሕጂ ዝገለጽካዮ ወዲ ጽገ ተዋዛያይ፡ተዋጋኣይን ኢዩ ነይሩ፡
@danielwater1321
@danielwater1321 2 года назад
Wedi Haile Beal Fuluy Tewhbo. Wedi Haile gn khateka, Ezi Tewhbozi Tefetro dyus wey Btemekron ms Edmeka Enatemeharka zemxaekayo Eyu????? Kemzi natka Bahri Entezhbena amlak wala hji zkeal Entezkewn. Edmen Tienan yhabkum rhus awdeamet
@andebrhanteame2234
@andebrhanteame2234 2 года назад
edmen tienan yhabka fetari wedi haile
@tecleabtewolde5766
@tecleabtewolde5766 2 года назад
እዚ ኣብ ግንባር ባጽዕ ጥራሕ ሑቆኡ ኮይኑ ኣብ ማአከል ኲናት ንተጋደልቲ ድፋዕ እናትሓዘ ዝረአ ታጋደላይ ስርናይ እዩ። ኣብቲ እዋን መራሒ ጋንታ ከምዝነበረን ኣብ ናይ ግጥም ኦፐረሽን ከምዝነበረን ባዕሉ ስርናይ ወይ ወዲ ዝግታ ብዝብል ኣስማት ወይ ሳጓታት ዝፍለጥ ተጋደላይ ጸጋዝኣብ ዑቕባማርያም ከምኡ ብምባል ዝነገሮም ሰባት ኣዕሊሎምኒ። ተጋደላይ ስርናይ ኣብ 2004 ብስርዓት ህግደፍ ኣብ ቊጽፅር ከምዝወዓለ ወይ ከምዝተሰወረ ይፍለጥ።
@aquakills7359
@aquakills7359 2 года назад
Kubur General tekeste haile , wedi tomnewo wun shefef elu halifuwa mo . Sle wedi sheqa zemahaymanot/zemariyam sebeytu gual asmara eba gele belena plzzzz
@akliluzemed9904
@akliluzemed9904 2 года назад
Bravo BG Wedi Haile!
@tfanus6421
@tfanus6421 2 года назад
ሰላም ክቡራት አሕዋት፡ አብ ቡዙሕ አጋጣሚታት ብሪገድ 31 ተዋጺአ ዝቆመት ብሪገድ ኢያ ኔራ ይባሃል፡ ድሕሪ ሰላሕታ ወራር ድማ ዳርጋ ዝበዝሑ አባላታ ግዳይ መስዋእቲን መውጋእትን ኮይኖም ብድሕሪኡ ከምታ ተዋጺአ ዝቶመት፡ ዝተረፋ አባላታ ድማ አብ ካልእ ሓይልታት ተበቲኖም ይባሃል፡፡ 1. ሓቅነቱ ክሳብ ክንደይ ኢዩ፡፡ 2. መራሕታ ኸ ካብ ብርገድ ክሳብ ሓይልታት ዋላ ውን ትሕቲኡ ባዓል መን ኔሮም? ካብአቶም ብሂወት ክሳብ ሕጂ ዘለው እንተለው ክትገልጸልና'ዶ ምኻአልካ፡፡ የቀንየለይ ሓፍትኹም ትርሓስ ፋኑስ
Далее
Tv Sened BG Tekeste Haile Interview Part 25     July 16-2021
1:14:46
Growing fruit art
00:33
Просмотров 2,9 млн
iPhone 16 - презентация Apple 2024
01:00
Просмотров 129 тыс.
БЕЛКА РОЖАЕТ?#cat
00:28
Просмотров 132 тыс.
Tv Sened BG Tekeste Haile Interview Part 23     July 3 2021
1:21:50
Tv Sened Eritra   BG Tekeste Haile Part 17            May 14 2021
1:12:10
Growing fruit art
00:33
Просмотров 2,9 млн