Тёмный

መንፈሳዊ ሕቶታት አብ ጎደናታት ዙሪኽ 

Sulamatis( ሱላማጢስ መድሃኔአለም ዙሪክ)
Просмотров 188 тыс.
50% 1

ደብረ ሰላም መድሃኔ አለም ቤተክርስትያን ዙሪክ

Опубликовано:

 

17 апр 2022

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 701   
@user-vs9ox1rw3c
@user-vs9ox1rw3c 2 года назад
ኣሰይይይ ፅሪተይ ረድእዋ ካብ ናይ ዓለም ፊልሚ ናብ መንፈሳዊ ሂወት ከማኪ ክንኳን እግዚአብሔር ይደግፈና ብሓቂ ቃል ህይወት ይሰመዐልና እግዚአብሔር ፀጉኡን በረከቱን የብዝሓልኩም ቡሩካተይ 😘👏✝️
@asfaha.m.g.d8021
@asfaha.m.g.d8021 2 года назад
እዋይ ሰሉ ሓፍትና ኣብ ፊልሚ ዓለም ከለኺ ኣድናቒኺ እየ ኔረ ሕጂ ድማ በታ ኣደይ ዝኾነት ቅድስት ቤተ ክርስትያን መንፈሳዊ ሂወት ሒዝኪ ምምጻእኪ ብጣዕሚ እየ ተሓጊሰ፡ ክሳብ መወዳእታ ዘመንኪ ጸኒዕኪ ክትነብሪ ኣምላኽ ይሓግዝኪ
@ruthlove1462
@ruthlove1462 2 года назад
ዊይ በጣም እኮ ነው የምወድሽ በፊልሞችሽ አሁን ደሞ መንፈሳዊት ሴት በመሆንሽ አከበርኩሽ በርች እግዚአብሔር ፀጋ በርከቱን ያብዛልሽ ወላዲተ አምላክ ትጠብቅሽ 🙏🙏🙏
@Kflemaryam
@Kflemaryam 2 года назад
ሰሊና ሓፍታና እግዚአብሔር ቃለ ህይወት የስምዕኪ። ብምቅጻል መቸም እግዚአብሔር በየናይ መንገዲ ከም ዝጽውዓካ ኣይፍለጥን እዩ እሞ ስለቲ እግዚአብሔር ናብ ቤቱ ዝዓደመኪ ደጊምኪ ኣመስግንዮ ብዘይ ምቁራጽ ድማ ኣብ ቤቱ ቆይምኪ ክሳብ መወዳእታ ዕድሜኪ ከተገልግልዮ እግዚአብሔር ጥበቡን ምስጢሩን ይዓድልኪ።
@user-jr5og5cs7c
@user-jr5og5cs7c 2 года назад
ሰሉ ሓፍተይ ብጣሚ ደስ ዝብል መደብ ኢዩ ቃል ሂወት ይስምዓልና ተባረኪ
@breygebreyesus9790
@breygebreyesus9790 2 года назад
ሰሉ ሸኮረ. ጸጋ የበዝሐል በዚ ትከድዬ ዘለኪ ዝከደ ሰበ ወትሩ ሕኀስን ክንዲ ዝከበደ ይክበድ ናብራካ ብጸገም ዘይትስነፉን ኢካ ትከውን እሞ ኩሉና ንሰዐቦ ይግባእ..
@fhh5953
@fhh5953 2 года назад
ሰሉ ሓፍተይ ብጣዕሚ ደሰ ዝብል መደብ አዩ ቃል ህወት ይሰምዓልና ተባረኩ
@henokokubazghi4909
@henokokubazghi4909 2 года назад
ክላይላይሶን ክላይላይሶን ክላይላይሶን ቃል ሂወት የስምዓልና ዞመሕዋተይ ቀጽልዎ ኢኹም ከኣ ❤❤❤
@Lochcochloch
@Lochcochloch 2 года назад
Yene konjo fxameshin yasamrlish
@okubayandom7662
@okubayandom7662 2 года назад
Amen
@okubayandom7662
@okubayandom7662 2 года назад
Ajoki ketsliyo
@tesfamichaelsolomon138
@tesfamichaelsolomon138 2 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@robelrobel7876
@robelrobel7876 2 года назад
ሶሊ ጅግና ትማሊ ኣብ ማሕበራዊ ሎሚ ኣብ መንፈሳዊ ኣብ ኩሉ ንህዝቢ ትገብርዮ ኣገልጉልቲ ከየመስገንኹኪ ክሓልፍ ኣይደልን.... ብምቅጻል ሓንቲ ጠቃሚት ርእይቶ ዝብላ ወስ ከብል.........ሕቶ ተደጋጋሚ ኮይኑ ሙሉእ ቪድዮ ክትሰምዕ ኣሰልቻዊ ከይከዉን እቲ ሰብ ከኣ ብዙሕ ክመሃር'ሲ ሕቶታት ተዘተደጋገመ ጽቡቅ ምኾነ ይብል ብዝተረፈ ቀጽልዮ ጸጉኡ የብዝሓልኪ ሶሉ ሓፍተይ 🙏
@henitesfe4704
@henitesfe4704 2 года назад
ናይ ብሓቂ ኣስሚረላ ኣለኹ ✅️✅️✅️.
@ksanetaregay3207
@ksanetaregay3207 2 года назад
አሰይ ሰሉ ሓፍተይ ብጣዓሚ ደስ ዝብል ቃል ሂወት የስማዓልና
@yemanekifle6866
@yemanekifle6866 2 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስማኣልና ኣገልግሎት ዘመንኪ ይባርከልኪ ዘሃፍተይ በርቲዒ
@filomteklemaryam5630
@filomteklemaryam5630 2 года назад
Amen amen amen kale hiwet yesmalna Xbuk medeb temhirna kexlyo selina habtina🙏🙏🙏
@simongebre4449
@simongebre4449 2 года назад
Xega Amelak yebzehleki ( Tebareki )
@sissis9505
@sissis9505 2 года назад
Zebenki ybArk. Btaemi bekye hji Kab mntay u ayrdeann 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@cugu2668
@cugu2668 2 года назад
ቃለ ህይወት የስመዓልና ፀግኡ የብዘሐልኹም ደቂ ተዋህዶ ኣሕዋተይ👏
@wedimaryam15
@wedimaryam15 2 года назад
ኪርያላይሶን!ኪርያላይሶን!ኣማኑኤል ጌታ "ኦ እግዚኣብሄር ኣምላክ ምሕረትካ ላኣኸልና* በዚ ዓቢይ ጾም እዚ ክዕረቀና ጸሎት ነብዝሕ ናብ ብርሃነ ትንሳኤኡ ብሰላም የብጻሓና ሶሊ ኸኣ ተባረኺ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ❤✝️🙏
@user-wd7vi5ij3b
@user-wd7vi5ij3b 2 года назад
ኪርያ ላይሶን ኪርያ ላይሶን ኪርያ ላይሶን ቃለ ህይወት የስመዐልና ፀግኡ የብዘሐልኩም አሕዋት
@desalegebru5775
@desalegebru5775 2 года назад
ኪሪያ ላይሶን(3) ቃለ ሂወት ይሰመዓልና
@awettsegay7214
@awettsegay7214 2 года назад
ጸግኡ የቡዝሓልኩም ኣዳልወተይ መደብ ቡዙሕ ተማሂር የቀንለይ ናብ ብርሃነ ትንሳኤ ብስላም የብቃና ❤️⛪️⛪️
@tesfamichaelsolomon138
@tesfamichaelsolomon138 2 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ክላይላይሶን ክላይላይሶን ክላይላይሶን ሶሊ ቃል ሂወት የስምዐልና
@makimosi3972
@makimosi3972 2 года назад
ሰሉ ሓብተይ ብርኽቲ ፍጥረት እ/ሄር ይባርኽኪ ዕድመን ጥዕናን ድማ ይሃብኪ ፈጣሪ🙏🙏🇪🇷
@myid7781
@myid7781 2 года назад
ሰሉ ምቅርቲ ቃል ሂወት ይስምዓልና ተባረኪ😘👏💒
@lillyabrsh6952
@lillyabrsh6952 2 года назад
Yen kjoo tebarki Betam des yemil program new 🙏❤️
@sofyaaesufyflyheky9613
@sofyaaesufyflyheky9613 7 месяцев назад
አሜን አሜን ቃለ ሂውት የስመዐልን 💯✅🙏🔐⛪✝️
@akberetberhane6521
@akberetberhane6521 2 года назад
አሜን እግዚአብሔር ይመስገን ቃል ህይወት ይስማዓልና ፡ናይ አገልግሎት ምስጢሩ እግዚአብሔር አሞለኽ ይግልጸሊኹም፡ደቂ ተዋህድኦ ኦርተደኩስ ፡✝️🙏
@atheeralfarsi344
@atheeralfarsi344 11 месяцев назад
ኣሜን ኣሜን ኤሜን ቃለህይወት የስምዐልና ኩብራተይ❤❤❤👏👏👏🙏🙏🙏🤲
@kesenetkahsey2874
@kesenetkahsey2874 2 года назад
አሰይይይ ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐልና ፀግኡ የብዘሐልኩም
@user-qe6ub1wt4i
@user-qe6ub1wt4i 2 года назад
እሰይ ሰሉ ሓፍተይ ደስ ዝብል እግዚኣብሄር ኣጀሚሩ የፈጽምኪ ቀደም ዘይኮንኪ ኣብ ጥበብ ኔርኪ ሕጂ ኢኪ ናብ ጥበብ መጺኺ ሓቐኛ ጥበብ መጀመርታ ጥበብ ፍርሃት እግዚኣብሄር እዩ ጥበብ ማለት ክርስቶስ እዩ ጥበብ ማለት ነብያት እዮም ዓይኖም ሕሉፉን መጻእን ዝሪኢ ጥበብ ማለት ሃዋርያት እዮም 72 ቓንቓ ዝዛረቡ ጥበብ ማለት ሰማእታት እዮም ኣብ ቅድሚ ነገስታት ዘይፈርሑ እግዚኣብሄር ስደትና የሕጽሮ ንሰይጣን ይእሰሮ ታሪኽና ይቀይሮ ጾምና ናይ ስሬት ናይ ድሕነት ይግበረልና እግዚኣብሄር
@user-wf4tk2gx9k
@user-wf4tk2gx9k 2 года назад
ኣሜን ኣሜን ናይ በሓቂ
@mibrakteclemichael750
@mibrakteclemichael750 2 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን! ናይ ብሓቂ! እግዚኣብሄር ኣምላኽ ጸጉኡ የብዝሓላ! ኣብ ፍጻሜ የብጽሓይያ ።
@tesfahiwettseghay2220
@tesfahiwettseghay2220 2 года назад
ቡሉጻት የሕዋትና ቃለ ሂወት የስማዓልና ደስ ዝብል ትምህርቲ'ዩ።
@da8387
@da8387 2 года назад
ተባረኺ ሳሊ ሓፍትና ልዑል ፈጣሪና ድማ ጸግኡ የብዝሓልኪ 🙏ኣ🙏ሜ🙏ን
@nebyattesfazgi3423
@nebyattesfazgi3423 3 месяца назад
Amen (3) qalehiwetu yesimialina kubiriti hafitey
@arefainebehane7940
@arefainebehane7940 2 года назад
1.0000000 thanks Gad bless you and bless Eritrea 🇪🇷
@musseteklit2860
@musseteklit2860 2 года назад
እግዚኣብሔር ጸግኡ የብዝሕ ሓብትና ኣብ ቤቱ የጽንዕኪ ሓቀኛ መልክዕና ኣብ ቤት ክርስትያን ጥራይ እዩ ዝርከብ።
@KebromNegasi
@KebromNegasi 2 года назад
qal hiwet yesmalna egzabher xegu yebzhalki selu haftey xebuq araya iki ktqxelyo dmo egzabher yehgzki
@weldensedebesay2057
@weldensedebesay2057 2 года назад
ሰሉ ሓብተይ እግዛብሄር ኣምላኽ ጸግኡ የብዝሓልኪ ቃል ሂወት የስመዓልና ጾምና ሰላም ኣጀሚሩ ሰላም የፈጽመና ሰላም ናብ ዳግማይ ትንሳኤ የርኤና 🙏🙏🙏💒💒💒✝️✝️✝️
@habtomkidane5788
@habtomkidane5788 2 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት
@aronhaile362
@aronhaile362 2 года назад
ሰሉ ሽኮርር ኣምላኻ ጽጉኡ ይብዝሓልኪ ሶሎይይ ምቅርቲ ቃል ሂወት ይስመዓልና
@user-su3yk5nc8v
@user-su3yk5nc8v 2 года назад
ጎይታና መድሓኒትና ኢየሱስ ክርስቶስ 40 ማዓልቲ ፆሙ ንሕና ድማ 55 ንፀውም ምክንያቱ ድማ ቀዳምን ስንበትን ንበልዕ ኢና። ኣብኣ ክውስኸላ ኢለ እየ ፆም ኣርባዓ ካብ ኩሉ ፍልይ ዘብሎ እቲ ስማይን ምድርን ዝፈጠረ ኣምላክ ስለ ዝፆሞ እዩ።
@efiefitesfatsbah871
@efiefitesfatsbah871 2 года назад
qal hiwet yesmealna kbur hawey
@user-su3yk5nc8v
@user-su3yk5nc8v 2 года назад
@@efiefitesfatsbah871@ኣሜን ክብረተይ ግን ጓል ኣንስተይቲ እየ
@efiefitesfatsbah871
@efiefitesfatsbah871 2 года назад
@@user-su3yk5nc8v oh sorry kbrti habtey adniqeki btaemi nfueti kemaki ybzha egzieabhier amlak yebzehalki 🙏
@user-su3yk5nc8v
@user-su3yk5nc8v 2 года назад
@@efiefitesfatsbah871 ክብረት ያሃበለይ ዝያዳይ ኣዚየ እየ ዘመስግን
@user-li5jf1pt1d
@user-li5jf1pt1d 2 года назад
ሰሉ ሓፍተይ ፀጉኡ የብዘሐልኪ ብሓቂ ንዓኪ ዝበፀ አምላክ ንዓና እውን ይብፀሐና ካብ ተዋሳኢት ናብ መንፈሳዊት ምቅያርኪ ናይእግዚአብሄር ስራሕ ድንቂ እዩ ተመስገን ጎይታይ ስለቲ ኩሉ ትገብረልና ግብሪ
@maerez3974
@maerez3974 2 года назад
ቃል ሂወት የስመዓልና ክብርቲ ሓፍተይ እግዚኣብሄር ጸጉኡ የብዝሓልኪ
@alextesfe6225
@alextesfe6225 2 года назад
ቃለ ሂወት የስማኣልና ብርክቲ ሃብተና ጾምና በስላም ኣጀሚሩ በስላም የፍጽመና ንሰኪ ካኣ ነዚ መንፈሳዊ ሕቶታት ክትክጽልዮ ነምህጸነኪ ኣመን ክብሪ ናኣምላክ ይኩን
@user-jr4jt6pn1l
@user-jr4jt6pn1l 2 года назад
በእውነት ድስ ዝብል ትምህርቲ እዩ ቀፅልሉ ስሊናየይ ሽኮር 🙏🙏 አነ ልባዕለይ ብዙሕ ኣይፈልጥን እየ ካብዚ ብዙሕ ተማሄረ ቃለ ሂወት የስመዐልና 🙏🙏🙏
@tsgiegalhageretigrey1192
@tsgiegalhageretigrey1192 2 года назад
ብጣዕሚ ደስ ዝብል እዩ ቃለ ሂወት የስምዐልና ክብርቲ ሓፍትና ቀፅልሉ ከማኪ ካብ ዝወደቅናሉ ክንትንስ እግዛብሔር ሰናይ ፍቃዱ ይኩነልና ኣሜን፫
@meharigebretnsae8617
@meharigebretnsae8617 2 года назад
ሰሉ ሓፍተይ ብጣዕሚ ደስ ዘብል መደብ ኢዩ እግዚኣብሄር ነዊሕ ዕድመ ጥዕና ይሃብኪ ደስ ዘብል መደብ ኣለኪ
@afimiki4725
@afimiki4725 2 года назад
ቃል ሂወት የስማዓልና ሰሉ ሓፍተይ ብጣዕሚ ደስ ዝብል መደብ።
@user-gr6sp4et9v
@user-gr6sp4et9v 2 года назад
ሠሉ ሓፍተይ ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ኣቤቱ የፅንኪ ንዓና ድማ ንዓኪ የማስለና ክርያላይሶን፫
@user-yt2wu1ty5e
@user-yt2wu1ty5e 2 года назад
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ኣምላክ ይመስገን። ዝያዳ ሰሓቢ ክከዉን ግና ሕቶ ተዘይተደጋገመ።
@oneeritrea725
@oneeritrea725 2 года назад
Selu Nfeti Meglexi senelki Amlak mlue tena yhabki☝️🙏 Amen Amen Amen🙏
@user-sy8hs2zj9y
@user-sy8hs2zj9y 2 года назад
አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወት የስመዐልና እግዚአብሔር አምላክ ፀግኡ የብዝሐልኩም
@habtomyemane9995
@habtomyemane9995 2 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዓልና ጸጉኡ የብዝሓልኪ ንፍዕቲ ሓብትና።
@segenseltan793
@segenseltan793 2 года назад
Amen Amen Amen kale hiwet yesmalna
@kirostesfahans
@kirostesfahans Год назад
ናይ ባሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ፍቁራት የሕዋት እግዚኣብሄር ኣምላክ ምሳኩም ይኩን ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@Zemen271
@Zemen271 2 года назад
ንፍዕቲ እግዚኣብሄር ምሳኺ ይኹን ። ሂወትኪ ሙሉእ ብመንፈሳውነት ክትቅፅሊ ተስፋ እገብር
@eldanaqudus7919
@eldanaqudus7919 2 года назад
ቃል ሂወት የስምኣልና ሶልያና ሓፍተይ ጸጐኡ የብዝሓልኪ ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@tsigeredazeray6338
@tsigeredazeray6338 2 года назад
Wow tebarek 🙏🙏kefetweki eko🙏❤❤
@user-jf3ri3nn8s
@user-jf3ri3nn8s 2 года назад
ዚ ናይ መጀመርታ ወዲ ክነፍዕ ቃለ ሂወት የስመዐልና
@fitsumfache4598
@fitsumfache4598 2 года назад
Bitami des zebil qal hiwet yesmialna zeynifelto aflitkumna kibret yhablna
@titiefrem4302
@titiefrem4302 2 года назад
ክላይላይሶን ክላይላሶን ክላይላሶን ቃለ ሂወት የስመኣልና እግዚኣቢሔር ኣምላክ ጸገኡ የብዝሓልኩም
@zaidteklay797
@zaidteklay797 2 года назад
ኣሜን ቃለሂወት የስመዓልና🌹💒🌹
@genet761
@genet761 2 года назад
ቃለ ሂወት የስመዓልና ፀግኡ የብዝሓልኪ ሰሊተይ
@piterosamare3058
@piterosamare3058 2 года назад
Amen Amen Amen qal hiwet yesmalna egzabiher Amlak xeguu ybzhlki mezaMran habtey
@solomonghirmay3149
@solomonghirmay3149 2 года назад
ኣሰይ አግዛብሄር ነዚ ጸጋ እዚ ዝሃበኪ አግዛብሄር ይመስገን።ሰሉ ሓብትና ድማ ብኩሉ ኤርትራዊ ትፍተውን ትፍለጥን ብሙካንኪ ንህዝቢ ኣብ መንፈሳዊ ጉዕዙኡ ከሕይል ትገብርዮ ኣስተዋጽኦ መዳርግቲ የብሉን ሞ መራሒት ናይ እግዛብሄር ጉዕዞን ስነምግባር ትሕትና ሚሂርክና እኪ ሞ አግዛብሄር ዝተረፈ ጉዕዞኪ ይባርኽ።
@berihulatuemay7118
@berihulatuemay7118 2 года назад
Amen amen amen kal hiwet yesmealna Selu haftey btaemi des zebl eu amlak edimen tienan yehabki
@FacheTube1221
@FacheTube1221 2 года назад
ቃል ሕይወት የስመዓልና ኣምላኽ ይሃርኩም።
@rishant9980
@rishant9980 2 года назад
ቃል ሂወት የስምዐና ብጣዕሚ ደስ ዝብል ዘይንፈልጦ ተፍልጥና ከምዚ ኮንኪ ክርኤኪ ብጣዕሚ ደስ ኢልኒ ጸሙና ብሰላም አዥሚሩ ብስላም የወዳአና ንሕድገትና ይግበረልና ፈጣሪ እሜን እሜት አሜን
@vvgg3692
@vvgg3692 2 года назад
ሰይ ዛጋለይ ከማኺ ሽሕ ይወለዳ ደስ ዚብል መደብ
@efghtyuu1175
@efghtyuu1175 2 года назад
ቃለ ሂወት የስመዐና ክብርቲ ሓፍትና
@tesabraham4480
@tesabraham4480 2 года назад
ተባረኺ ፡ልዑል ኣምላኽ ጸግኡ የብዛሓልኪ ሰሊና ሓፍትና! ኣበርቲዕኪ ስርሕሉ ኣጆኺ!
@meleyshow5599
@meleyshow5599 2 года назад
Amen qale hiwet yesmalna kubrat ahwat and selu haftey egzabher xegu yebzahlki 🙏🙏🙏🙏😇😇😇😇🥰🥰😍😍
@Qedqwi-
@Qedqwi- 2 года назад
ቃል ሂወት የስመዓልና ጸግኡ የብዝሓልኪ ዝሓፍተይ ምቅርቲ
@helenandemikael7352
@helenandemikael7352 3 месяца назад
🙏 🙏 🙏 kalehiwet yesmana solu haftey xegu yebzahalki
@user-ey2bu7ut1f
@user-ey2bu7ut1f 2 года назад
ቃል ህይወት የሰመዐልና ክብርቲ ሓፍትና በጣዕሚ ደስ ይብል
@user-vd4if6du9n
@user-vd4if6du9n 2 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ሰሉ ሓፍተይ ቃል ሂወት የስመዐልና 🙏🙏🙏🥰🥰🥰🥰
@user-ns7ic2sq6q
@user-ns7ic2sq6q 2 года назад
ሰሉ ሓፍተይ መግለጺ የብለይን ኣምላክ ጸጋኡ የብዘሓልኪ ንሕና ድማ ብዙሕ ተማሂርና ናብ ብርሃነ ትንሳኤ ብሰላም የብጸሐና 👍❤️🙏🙏🙏🙏🙏
@yafetsimon1011
@yafetsimon1011 2 года назад
ቃል ሂወት የስመዓልና ኣጀኪ ቀጽልዮ ዝሃፍተይ
@user-hs7kb8dx1u
@user-hs7kb8dx1u 2 года назад
ቃለ ሂወት የስምዓልና ሶልያና ሓብትና ደስ ዝብል እዩ እግዛኣቢሔር ኣምላኽ ጸግኡ የብዝሓልኪ ብሓቂ ደስ ዝብል እዩ።ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ናይ ኣገልግሎት ዘመንኪ ይባርኸልኪ።
@awetgebremeskel2396
@awetgebremeskel2396 2 года назад
Amen.kal hiwet yasmina .xgu ybzhalki fetati
@liyahagosasmelash2788
@liyahagosasmelash2788 2 года назад
Kiryalayson kiryalayson kiryalayson qal hiwet yesmealna soli haftey xegieu yebzhalki 🙏🙏🙏🙏🙏
@metkeltesfagergsh5312
@metkeltesfagergsh5312 2 года назад
ኪርያ ላይሶን፡ ኪርያ ላይሶን ፡ኪርያ ላይሶን፡ ሰሉ ሓፍትና ኣምላክ፡ጸግኡ ይብዝሓልኪ ናይ በሓቂ ኣርኣያ ኬንኪየን ኣለኪ ከማኪ የብዝሓየን ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ኪርያ ላይሶን።
@user-sn8gl5tp3g
@user-sn8gl5tp3g 2 года назад
ቃለ ሂወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዝሐልኩም♥️
@fanielged1662
@fanielged1662 2 года назад
Amen 🙏 selu haftey des zebl medeb xegu yebzhalki fetari
@tedrosteklezgi9558
@tedrosteklezgi9558 2 года назад
ኣሜን (((3))) ቃል ሂወት የስመዓልና አግዚኣቢሄር ይባርኪ ሰሉ ሓፍተይ
@user-jx8rz4nd5y
@user-jx8rz4nd5y 2 года назад
ብሓቂ ቃል ህይወት የሰመዐልና ፀጉአ የብዘሐልኪ ክብረተይ ሓፍትና
@Fthi366
@Fthi366 2 года назад
Seluway kemey iyu temechiuki n xrha eko mesilki😊God bless you🙏☦️⛪️♥️
@tekleweynieyasu2634
@tekleweynieyasu2634 11 месяцев назад
Amen Amen Amen Qale hiwet yesmalna egziabhier Xegu ybzhalkum
@user-pk3sj8oy4j
@user-pk3sj8oy4j 2 года назад
ሶሊ ሓፍተይ ኣምላክ ጺብዚሓልኪ። ኑኩሉና ኪኣ ሰላሙ ዩሊኣከልና ኢጊዛብህር ኣሙላክ።
@amanuel5687
@amanuel5687 2 года назад
አሜን አሜን አሜን ሐፍትና ዝማሬ መላዕክት የስምዓልና ናይ አጎልጉሎት ዘመንኪ እግዚአቢሄር ይባርከልና👋👋👋👋👋👋👋👋👋👋👋👋👋👋👋👋👋👋👋👋👋👋👋👋👋👋👋👋👋👋👋👋👋👋👋👋👋👋👋👋👋👋👋👋👋🙏🙏🙏
@ghirmayhabte6089
@ghirmayhabte6089 2 года назад
Amen Kal hiwet yesmalna. Hlif kinbl ab Zürich rekebenana Ezen Brukat Yehwatna.
@melesandom7293
@melesandom7293 2 года назад
Selu shkorrr edme yhabki kal hiwet yesmaelna 💖💖💖💖
@user-ln9qf5ph1c
@user-ln9qf5ph1c 8 месяцев назад
Amen Amen Amen qal hiwet yesmealna
@nahomzerai3
@nahomzerai3 2 года назад
ጽቡቕ መደብ እዩ። እግዚኣብሄር ጸግኡ የብዝሓልኩም። ሰሊ ሓፍተይ ከኣ ማንም ከሕድገኪ ዘይክእል ጽቡቕ ሕርያ ኢኺ ሓሪኺ ዘለኺ እሞ፡ እግዚብሄር ኣብ'ዚ መንፈሳዊ ጉዕዞኺ ሓይሊ ሂቡ ስጋብ ፍጻሜ የጽንዕኪ።
@senedasfaha880
@senedasfaha880 2 года назад
ክላይላይሶን ክላይላይሶን ክላይላዩሶን ሰሉ ምቅርቲ ሕጂ ግርም ሕጂ ብርሃን ኮነ ቀጽልዮ ጽቡቅ መደብ እዩ ብዙሓት ተማሂርና ኣለና እግዚኣብሄር ጸግኡ የብዝሓልኩም ደቂ ድንግል ማርያም ኣሕዋተይ
@egzetneegzetne6186
@egzetneegzetne6186 2 года назад
I'm so happy really GBU Selu habtey. Amen qale hiwet yesmealna xegau yebzhalkum nkulkum. Selu habtey ajoki bertelna.ab menfesawi hiwet bmrayey des eluni.
@micho1384
@micho1384 2 года назад
ጽብቅ ሓሳብ ዘሓፍተይ እግዚአብሄር ይባርኪ ብዛዕብ ጾም ኣስፊሕኪ ካብ ቅዱስ ጽሕፍ ከይወጻኺ ብትምህርቲ ደረጃ አቅርብዮ ንጽብየአኪ
@ertrawimkanekulyu7186
@ertrawimkanekulyu7186 2 года назад
I am happy to see you and keep going I am proud to be orthodox Thanks God for everything
@bereketkidane7802
@bereketkidane7802 2 года назад
እግዚአብሔር ምሳኹም ይንኹ። ጽቡቅ መደብ ብዙሕ ተማሂርና። ንፋዓት። ጸሎት ቅዱሳን ኣይፈለኹም።
@user-ge5lz3fn7j
@user-ge5lz3fn7j 7 месяцев назад
አሜን አሜን አሜን✝️✝️❤
@sssg9010
@sssg9010 2 года назад
Amen Amen Amen kale hiwet yesmealna 🙏🙏💓💞🙏🙏🙏
@semiragoitom8925
@semiragoitom8925 Год назад
Asey asye Amen Amen Amen 🙏🙏🙏🙏🙏💞💞💞💞
@karamanka8760
@karamanka8760 2 года назад
ቃለሂወት የስማዓና ክቡራት ይሕዋተይ ኣምላኽ ጸጉኡ የብዝሓልኩም
@user-zf6ye1gy2j
@user-zf6ye1gy2j 2 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓልና
@ZafuTgraweyti
@ZafuTgraweyti 2 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ሰሉ ምቅርቲ ቃለ ሂወት የስመዐና🥀👏👏👏
@kefalikeshi1062
@kefalikeshi1062 2 года назад
ብጣዕሚ ነመስግን፡የቐንየልና ኣሜን ከኣ።
@yoaze5100
@yoaze5100 2 года назад
Amennnnn qale Hewitt yesmealna 🙏🙏🙏🙏
@user-vz8pf7vt9f
@user-vz8pf7vt9f 2 года назад
ኣሰይ ሰላመይ ክፈትወኪ ማዓት የ ኣብ ቤቱ የንብርኪ እግዝልኣብሔር ኣምላክ ጸግኡን በርከቱን የብዘሐልኪ👏😘
@zfanchanal7206
@zfanchanal7206 2 года назад
ቃለ ህይወት የሰመዐልና ክብርተይ ብሓቂ ፀግኣ ኣብ ርእሲ ፀጋ ይዓድልኩም ደቂ ተዋህዶ ኣሓተይ ሳብሰክራይብ በልኒ
Далее
መንፈሳዊ ሕቶታት ምስ መእመናን
21:42
Получилось у Миланы?😂
00:13
Просмотров 1,4 млн
ዮአዳን (ክፍል 17)
35:16
Просмотров 89 тыс.