ТёЌМый
No video :(

በዹነ ውፉይ፣ ንዹማነ ኣባል ምስጢራዊት ሰልፊ ናይ ሻዕብያ ዝሃቩ መልሲ 

Raiena
ППЎпОсаться 62 тыс.
ПрПсЌПтрПв 19 тыс.
50% 1

💏👉Subscribe, 👍Like Share 👋
ዕላማ ራኢና
ብናጜነት ዝሓስቡን ዝዛሚቡን፡ ፍልልያት ዝጻወሩን ሰባት ጥራይ አዮም ንሕብሚተሰብ ዝቕይርን ዝጠቅምን ሓሳባት ዘመንጭዉ። ፍልልያት ዘይጻወር መንግስቲ ዘምጾኩ ዕንወት ስለዝሚኣናዮ፡ ፍልልያት ዘይጻወሩ ደለይቲ ለውጢ ኚምጜኊዎ ዝኾአሉ ዕንወት ውን ብእጋኡ ተገንዚብናዮ ኣለና፡፡
ራኢና ንኹሉ ኣታሓሳስባታትን ርኢቶታትን፡ ብዘይ ምድላው እተእንግድ ባይቶ አያ። ኣብ መስርሕ ኚኣ ጠቃሚ ዝኟነ ሓሳባት ባይታ ኚምዝሚክብን፡ ኣብ ተግባር ኹም ዝውዕልን ባይታ ኚተጣጥሕ ኚላ፡ ነቲ ኣዕናዊ ኣተሓሳስባታትን፡ ኚምጜኊ ዝኜእል መዘዛትን፡ ፈልያን ኣለልያን፡ ንተኚታተልታ ክትምህርን ኹተንቅሕን አያ፡፡ ራኢና ትካላዊ ባህላ፡ ምስ ኩሎም፡ ሰብኣዊ ክብርን መሰላትን፡ ብግብሪ ዝእምኑ ውልቀባትን፡ትካላትን፡ መንነቶም፡ ፖለቲካዊ ኣቕዋሞም፡ ዓለቶም ብዝዚገድስ፡ ምስ ኩሉ ሓቢራ ክትሰርሕን፡ ብፍላይ ኚኣ ነቶም መሰልና፡ ባህልና፡ ቋንቋና፡ ዝብሉ ኚተተባብዕን ክትድግፍን አያ።
ራኢና፡ ናብ ዝሓሾ መደብ ብምስግጋር፡ንምዕባለን ራህዋን እዘም ኣብ ክልተ ሃገራት ዝርኚቡ ሓደ ህዝቢ፡ ንናይ ሓባር፡ ባህላዊን ኀኮነምያዊን ምዕባለ ግብራዊ መላግቩ ፈጢራ፡ ብሓደ ንኜምዕብሉን ኚምኡውን ሓድሕድ ሜግር ብሓባር ዝዝትይሉን ዝፈትሕሉን ባይታ ኚተጣጥሕ እያ፡፡
ኣብ አንገብሮ ሓያል ጉዕዞ ሓገዝኩም ኣይፈለዚና!
💏👉Subscribe, 👍Like Share 👋
ዕላማ ራኢና
ብናጜነት ዝሓስቡን ዝዛሚቡን፡ ፍልልያት ዝጻወሩን ሰባት ጥራይ አዮም ንሕብሚተሰብ ዝቕይርን ዝጠቅምን ሓሳባት ዘመንጭዉ። ፍልልያት ዘይጻወር መንግስቲ ዘምጾኩ ዕንወት ስለዝሚኣናዮ፡ ፍልልያት ዘይጻወሩ ደለይቲ ለውጢ ኚምጜኊዎ ዝኾአሉ ዕንወት ውን ብእጋኡ ተገንዚብናዮ ኣለና፡፡
ራኢና ንኹሉ ኣታሓሳስባታትን ርኢቶታትን፡ ብዘይ ምድላው እተእንግድ ባይቶ አያ። ኣብ መስርሕ ኚኣ ጠቃሚ ዝኟነ ሓሳባት ባይታ ኚምዝሚክብን፡ ኣብ ተግባር ኹም ዝውዕልን ባይታ ኚተጣጥሕ ኚላ፡ ነቲ ኣዕናዊ ኣተሓሳስባታትን፡ ኚምጜኊ ዝኜእል መዘዛትን፡ ፈልያን ኣለልያን፡ ንተኚታተልታ ክትምህርን ኹተንቅሕን አያ፡፡ ራኢና ትካላዊ ባህላ፡ ምስ ኩሎም፡ ሰብኣዊ ክብርን መሰላትን፡ ብግብሪ ዝእምኑ ውልቀባትን፡ትካላትን፡ መንነቶም፡ ፖለቲካዊ ኣቕዋሞም፡ ዓለቶም ብዝዚገድስ፡ ምስ ኩሉ ሓቢራ ክትሰርሕን፡ ብፍላይ ኚኣ ነቶም መሰልና፡ ባህልና፡ ቋንቋና፡ ዝብሉ ኚተተባብዕን ክትድግፍን አያ።
ራኢና፡ ናብ ዝሓሾ መደብ ብምስግጋር፡ንምዕባለን ራህዋን እዘም ኣብ ክልተ ሃገራት ዝርኚቡ ሓደ ህዝቢ፡ ንናይ ሓባር፡ ባህላዊን ኀኮነምያዊን ምዕባለ ግብራዊ መላግቩ ፈጢራ፡ ብሓደ ንኜምዕብሉን ኚምኡውን ሓድሕድ ሜግር ብሓባር ዝዝትይሉን ዝፈትሕሉን ባይታ ኚተጣጥሕ እያ፡፡
ኣብ አንገብሮ ሓያል ጉዕዞ ሓገዝኩም ኣይፈለዚና!
Our Objectives:
People who have a freedom to think and speak have a potential to generate noble ideas that could bring a revolution in a society. We have experienced unprecedented damage on our society caused by a governmental system that did not respect difference. This system has taught anyone who quest for a change but does not respect diversity is a liability for greater damage.
Raiena is a non-partisan and non-profit making social platform that accommodates diverse ideas and opinions. In the process, we believe that Raiena has social responsibility to educate and enlighten its followers by providing an equal opportunity to promote ideas that have a potential to bring positive impact in a society. Also, this platform is dedicated to expose ideas or actions that may have a negative consequence (such as hate, division, discrimination, etc
) among society.
Raiena’s organizational norm appreciates to work with all individuals and organizations who believe in a responsible action by respecting human rights and social values. We welcome people of diverse background and knowledge, encourage by promoting those who fight for their cultural rights (such as cultural heritage, language, and civilizations).
Raiena is open for progressive ideas. It dedicates itself for the social wellbeing, harmony, peace, and prosperity of Axumite (Ag’azians) people by bringing them together by transcending the existing colonial boundaries between countries. It provides a common background to discuss all-rounded social development, nurture common consciousness and resolve any social problem that concerns us as a society.
We value your strong support for our endeavours!

ОпублОкПваМП:

 

22 авг 2024

ППЎелОться:

Ссылка:

Скачать:

ГПтПвОЌ ссылку...

ДПбавОть в:

МПй плейлОст
ППсЌПтреть пПзже
КПЌЌеМтарОО : 78   
@mengsdesta
@mengsdesta ГПЎ МазаЎ
መም በዹነ ጅግና ጜብቅ ግብሚ መልሲ ህብካ። መለይ ዝፈቱው ሰላም ላይክ ሃብኒ 💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙
@eyasuwedikeshi8226
@eyasuwedikeshi8226 ГПЎ МазаЎ
አዹ መምህር በዹነ ቡሉጜ ሰነሓሳብ ኢኻ ትምህር አጆኻ ራኢኻ ክውን ክኾውን እዩ አይትገራህ ኩሉ ፈታዊኻ አይኮነን ኩሉውን ጞላኢኻውን አይኮንን ግን ምጥንቃቅ
@jossi2794
@jossi2794 ГПЎ МазаЎ
ኀማ ! እዚኊም ይአርጉ እምበር አይልብሙን እዮም ብጣዕሚ ዝሕዝን እዩ
@okubanuguse5462
@okubanuguse5462 ГПЎ МазаЎ
ተባዕ መንእሰይ ኹምዚ ኚማካ ክሪኢ ኮለኩ ዝስመዓኒ ሓበን ወሰን ዚብሉን እሞ ቀጜሉዎ ወለዶይ ሜፋቱ ይሰዓሩ ንሕና ንዕወት።
@miriamhabtemichael2393
@miriamhabtemichael2393 ГПЎ МазаЎ
Nayzi Yemane zbluwo, hsret wdqet newram azerarba, btami iyu zesdemim.
@erih.i.l.9842
@erih.i.l.9842 ГПЎ МазаЎ
Ajok ajona tray 💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙
@adhinwedi-vg8vv
@adhinwedi-vg8vv ГПЎ МазаЎ
ህዝቢ ኣኚለጉዛይ ጅግና ጥራይ ኣይኮነን ለዋሃትን ሓቀኛታትንዮም ብሓቂ ነዛ ሃገር ወዲ ኣኚለ ጥራይ እንተ መሪሑዋያ ክትልምልም ትኜእል
@akranadey6830
@akranadey6830 ГПЎ МазаЎ
ኀማ & ራኢና ብሓፈሻ መደብኩም ብጣዕሚ ሃናጺእዩ ቀጜልሉ ❀።
@weldebrukhadgu2248
@weldebrukhadgu2248 ГПЎ МазаЎ
ኀማ እንኳዕ ድሓን መጻኻ ጥዑም ድሃይ ፈታዊ ሓቂ
@mikihabte4108
@mikihabte4108 ГПЎ МазаЎ
ውፉይ ፈውሲ ልቢ መግለጺ ዚብለይን ትሕትናካ ብልሕካ ኣገላልጻካ ክንዲ ሜሕ ኢካ
@atakiltihadish4523
@atakiltihadish4523 ГПЎ МазаЎ
ጜቡቅ መግለጺ መምህር ዉፉይ
@1115asmara
@1115asmara ГПЎ МазаЎ
Yemane is one shameful senior. Good job Emma/Raiena. Thanks. AJONA!
@teamemedhanie3669
@teamemedhanie3669 ГПЎ МазаЎ
Merhaba kubur haw Ezi seb hsur ftret nsu eu bdem ashat Ntsuhat deqi hzbi zhtete qetali eu
@Ronnyprodz986
@Ronnyprodz986 ГПЎ МазаЎ
You are right, bayena Gherezgiher, they're animal's 👌
@kubromzewde9008
@kubromzewde9008 ГПЎ МазаЎ
ኹም ካልኣይቲ ኣብ ቀተሰብኩም ዝወርድ ዘሎ ዝንጠላ ካብ ቅርበት ጥይትን ካብ ቅርበት ማሕዩር ን ስለዝሚሓቕኩም ኢዩምበር ፡ኣብዚ ቅርበት እንተትህልዉ ሓዲኀን ኔራናኹም ኣነ ንክሊተኹም ኢዚ ዝፈልጠኩም ንሰልጠነ ሞኚኣ ኹም ኣካላተይ ፡ እቲ ዝወርደኩም ዘሎ መበራትዒ ኢይዩ ፡ኚምዚ ንዝራብዕ ሞጓተት እንተኣጉተትካዮ ዝኜስድ ጌርኩም ሕሰብዎ ።
@yorsamore
@yorsamore ГПЎ МазаЎ
Yes indeed Ama the great please keep the great job 👏👏👏👏👏👏👏👏
@samsonkidane7131
@samsonkidane7131 ГПЎ МазаЎ
Thank you brother ❀
@ffanuscom2699
@ffanuscom2699 ГПЎ МазаЎ
💞🌹💞🌹🌹🌹💞💞💞💞💞🌹💞💞💞💞🌹💞💞💞💞🌹💞💞👍ኣማ ሓውና ናይበሓቂ ጜቡቕ ስራሕ ❀❀❀
@AndyiNuguse-mg1zx
@AndyiNuguse-mg1zx ГПЎ МазаЎ
Well done dear brothers excellent discussion both of you thank you for your hard work please keep up your good work 👌👌👍👍✅✅💪💪💯💯💕💕💯💯💕💯💯💪💪👌👌👍👍💯💯💕💕💯💯💪💪
@zegdagmawi275
@zegdagmawi275 ГПЎ МазаЎ
.... እዚ ዘመን ናይ ሓድሜ ወለዶ ኀርትራዊ እዩ። ስለዚ ግዙእ ናይቲ ብሉይ ፖለቲካዊ ቋንቋ ጀብሃ ሻዕብያ ኣይኮነን። በዚ መሰሚት ፥ ሰውራዊ ድስፕሊን ፣ ደሞክራስያዊ ማእኚልነት ፣ ሓለዋ ሰውራ ፣ ሓለንጊ ሰውራ ዓይነት ቃናን ዝዓሰወ መቐሬትን ኣይወሓጠሉን እዩ። በዚ መሰሚት ፡ እቲ ሕሉፍ ካብ መዛግብቲ ታሪኜ እናወጞ ክርብጟ ዚብሉን። እዚ ነካይዶ ቃልሲ ፥ ሰማያዊ እምቢታ ፡ እዩ። ...
@johannesbeyene641
@johannesbeyene641 ГПЎ МазаЎ
Ezi WeslAt 😢😢😢 betami eyu zehznekA
@adamhanibal3935
@adamhanibal3935 ГПЎ МазаЎ
ማትያስ ፍርቂ ነብሱ ሓሲኹ ጚንዩ ኣሎ ኣምላኜ ንዝኜሕድዎ ጚካንዩ ቒቒቒ መሻኪን ሓሚስቶት ኣምሓሩ ኩርጅናል ርኹሳት ኣምሓሩ ንስኹም ኢኹም እህህ ህዝብታት ኢትዮጵያ ርኹስ ኣምሓርኛ ምሂርኩም ዘሳቀኹም መንነቶም ኜሒዶም ብኣምሓራይ ስነልቊና መንፈሶም ሾይጩም ብፍርሕን ራዕድን ክሳቀዩ ጌርኩሞም ሕዚዉን ተልቅስሉ ክትእዉዩ ኚለኹም ኣምላኜ ክስሕቀኩም ዩ ።
@yonasmetekie8873
@yonasmetekie8873 11 Ќесяцев МазаЎ
Perfect zkone meliekti nay Wufuy brilliant
@tesfaitesfazghi563
@tesfaitesfazghi563 ГПЎ МазаЎ
HGDEF ukubat hamema
@nakuragrimay4085
@nakuragrimay4085 ГПЎ МазаЎ
ሓቁ ኢዩ ውፉይ ሞራሎም ውዱቅ ኢዩ በዓል መስፍን ሓጎስ ዩኀል ዚውሃንስ ወዘተ ቅድሚ ኩናት ትግራይ ክንደይ ግዘ ምስ ህወሓት ተራኺቊም ሰለዚ ኣብዚ ቃልሲ ክጞርዩ ዝግብኊም ሰባት ኣለው።
@Sembeli-bh16fo
@Sembeli-bh16fo ГПЎ МазаЎ
እቲ ዝገርምኒ ፌቹን ንጀርመን ካብ ዝመጺእ ይፈልጣ ተቓላሲት ኹላ ተቐቢላትና ዳርጋ ካብ 100 ደቂ ተባዕትዮ እሞ ብዕድመ ዝደፊኡ ኣቊታትት በይና መንእሰይ ጓል ኣነስተይቲ ነይራ ። ድማ ኣብ ስነ ጥበብ ትነጥፍ እዞም ሜማግለ ን ፌቹን ኚናሜዉ ሰሚዔ ገሪሙኒ ፌቹን 20 ዓመት ካብ ዝፈልጣ ኣብ መትኚላ ጜንዕት ዉፍይቲ ፈቃር ፈለጥታ ክንምስክር ንኜእል ። እንተኟነ ምስክር ኣዚድልያን እዩ ። ስርሓ ይምስክሚላ እዩ ኣኞለ ኣቊይ ሜማግለ ዕድሜኹም ምሰሉ ።
@merhawikhasay43
@merhawikhasay43 ГПЎ МазаЎ
ሳሕል ኚይድና እንታይ ኣምጺና? በንጻሩ ዘይደለይዎ ኚምዘምጹኡ ተሚዳእካ ዛ ሕቶ ።
@Aswasn791
@Aswasn791 ГПЎ МазаЎ
what. we can expect from tegadalay ? any way. the same people are in Eritrea eliminating people systematically very very sad those people they call themselves as freedom fighters
@michaelatekle6073
@michaelatekle6073 ГПЎ МазаЎ
💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙
@BeriGerezgiher
@BeriGerezgiher ГПЎ МазаЎ
Bravo
@ruthh1755
@ruthh1755 ГПЎ МазаЎ
💙💙💙🙏🙏
@merelove8199
@merelove8199 ГПЎ МазаЎ
💙💙💙💙💙💙💙💙
@semerabweldu8188
@semerabweldu8188 ГПЎ МазаЎ
💙💙💙💙
@rufaelgebretinsae2064
@rufaelgebretinsae2064 ГПЎ МазаЎ
ዝገርም ኢዪ ናይ ዹማነ ተጋዳላይ ይኣርግ ኢንበር ኣይልብምን ትብል ጥቅሲ ብልኜዕ ንዹማነ ትውክል ኮይና ሚኪበያ ምሕሚት ዚውርድሉ
@Wediembaye1997
@Wediembaye1997 ГПЎ МазаЎ
Ama asli good job 👏
@habteghebre785
@habteghebre785 ГПЎ МазаЎ
Yemane teklegergish ketali seb neru hji win bmelhasu seb darga zketele eyu
@tesfaitesfazghi563
@tesfaitesfazghi563 ГПЎ МазаЎ
💙💙💙💙💙💙
@shishaygebremedhin5703
@shishaygebremedhin5703 ГПЎ МазаЎ
ኣብ ፋርማሲ ኪንንያኣ ወይ መርፊ ዘይኮነ ክሜዚጥ ዘለዎ 🙏🙏🙏ዉፉይ ዩ ኣቡኡ ኮፍ ኪብዘለዎ ንሱዩ መዳሂንቶም ኀማኣ ሓወይ 👌🥰 💙💙💙💙💊💊💊💊💊🥰🥰🥰🥰🥰
@danielghebre
@danielghebre ГПЎ МазаЎ
ካባኩም ናባኩም እዩ ንሕና ኣይጉዳይናን 'ዩ
@meharitafere67
@meharitafere67 ГПЎ МазаЎ
ኀማ ሓወይ ብሕጂ ገና ክብሉ እዮም እዞም ሚሳሓት ለሓስቲ ትፍኊም እዚ ግን ብትዕግስትን ብትብዓትን ጥራሕዩ ክሕለፍ ዘለዎ
@rasdarma1
@rasdarma1 ГПЎ МазаЎ
ዹማነ ቆሳል ኣፍ
@kubromzewde9008
@kubromzewde9008 ГПЎ МазаЎ
ነውሪታት ደሓንዮም ማለት ሓንሳብ ሓንሳብ ካብ ቁጜጜር' ወጻእቲ'ውን ኣለዉ ፡ ንኣብነት ኚይተፈልተካ ተጉስዕ ኚይተፈልጠካ ሓኜ ጡፍ ወይ ትጠርጥ እዚ ታቡ (taboo) ኢዩ ኣዚቕጜዕን ብተግሳጜ ዝሕለፍ ኢይዩ ፡ ንኣብነት ኣብ ወትህድርና ዓለም military taboo ዝበሃሉ ኣለዉ ብኞምኡ ኣይትግበር ተባሂሎ ኢይዮም ዝሕለፉ ፡ ጜል ኣለይ'ስ ገበን ጥራይ ! ሓሳብትካ ጜቡቕ ኢይዩ ዘሎ ፡ዘሚባኻ ስለዝመሰጠኒ ኢይዚ ፡እዛ ሓሳብ ፈይ ዘበሉዋ ። ናህርኻ ኣይተዓገት ።
@adamhanibal3935
@adamhanibal3935 ГПЎ МазаЎ
ኮለል ካብ ትብሉ ርኹስ ኣምሓርኛ ምዝራብ ተተቋርጜዎ ኞዳዕ ተንኮለኛ ኢሳያስን ሓሳኜ ጹናዊ ጳጳስ ማትያስን ዘምሓርሓሩን ምጻሕጜሑ 4።
@matthewsbrhane5160
@matthewsbrhane5160 11 Ќесяцев МазаЎ
ኀማ ሓወይ ኣይትሓዘለይ እምበር ነዚ ዹማነ ተኜለገርግሜ ኣብታ ናይ ሞፋቱ ባዕቲ ክጥፍኊዎ ነይሮም ብላሜ ዝኟነ ሜለት
@goitomisaac1437
@goitomisaac1437 ГПЎ МазаЎ
ሰልጠነ ካብ ኣውራጃዊ ሓሳብ ስምዒት ተናጊፉዶ፣ኩሎም ግዳያቱ ካብ ናቱ ኚባቢ /ዓዱ/ወጻኢ እዮም።
@user-ux1go3qg2e
@user-ux1go3qg2e ГПЎ МазаЎ
Haqka wufuy nezom aregtot knalyom alena
@user-hr6du3dg1f
@user-hr6du3dg1f ГПЎ МазаЎ
💙💙💙💙💙💙💙💙💙🫡
@hfdhdr7675
@hfdhdr7675 ГПЎ МазаЎ
🙏🙏🙏💙🌿💙🌿❀❀❀👍👍
@user-no8ly3vx3q
@user-no8ly3vx3q ГПЎ МазаЎ
❀❀❀👚‍💻💪💪💪💪👏🏌👏🏌👏🏌👏🏌🙏🙏🙏🙏🙏🀝🀝🀲🀲✊✊👍🏿👍🏿👍🏿👍🏿☝🏜☝🏜☝🏜✌✌👌👌👌✌✌✌💙💙💙💙💫💙💙👑👑👑👉👩🇪🇷👈🇰🇌🇰🇌
@ghidenahabtegerghish2940
@ghidenahabtegerghish2940 ГПЎ МазаЎ
Wela yekune ke Enitay bezaeba welikawiii hiweta zezareb alieweiwo tostasss zkone seb kalisena teay nikexeil amaliom eu seb mixelam ezeiom
@merhawikhasay43
@merhawikhasay43 ГПЎ МазаЎ
ቁምነገር ዚብሎምን ቶም ን መንእሰያት ዝመርሑ ይብል ኣይተ ዹማነ ! ንባዕሉ ሳሕል ኚይዱ ቁም ነገር ኹምዘይገበሹ ንነብሱ እንዳመስኚሚ ክክክክክ ነቲ ዕላመኡኡ፡ ወጜዓኡኡ ፈሊጡ ዝጎዓዝ መንእሰይ እንታይ ይብሎ ኣሎ ? ዓገብ ! ንሱ ዘይመርሓና ሰሲዑ ዶ ይኟውን! ?
@merhawikhasay43
@merhawikhasay43 ГПЎ МазаЎ
ነታ ቁምነገር (ሳሕል ኚይድና እንታይ ኣምጺና/ ዘፍሚናዮ ዹለን ትብል ፡ መስሓቢ(መእመኒ ክንስዕቊ ድዩ ተጠቒሙላ ሕጂ ክመርሓኩም ቁምነገር ክንገብር ዝብል ሹቂቕ ሓሳባቱ
@fanuskesh4838
@fanuskesh4838 ГПЎ МазаЎ
ብህግደፍን ኣሞባሪ ኀርትራ ክትምራሕ ዕድል ኣይገበሚትን።ኀርትራውያን እዚ ዹማነ ዝበሃል ብቅትለት ኀርትራዊ መንእሰይን ዓመጜ ደቃ ኣኔስትዮን ኣብ ሕጊ ኹነቅርቩ ኣለና
@letischsamuel7908
@letischsamuel7908 ГПЎ МазаЎ
ወዲ ሰብ አብ አዕብዚቱ ለውጢ (ሕማም) ክጅምሮ ኹይህሉ ንፈልጩ ነገር አሎ ዶ?
@Joe-pm8bj
@Joe-pm8bj ГПЎ МазаЎ
I think we shouldn’t waste our time talking about this old man What’s his name yemane he is talking nonsense he is the reason we are Where we are right now
@lulaali3933
@lulaali3933 ГПЎ МазаЎ
👘👘👘👘👘👎🏜👎🏜👎🏜👎🏜👎🏜🀮🀮🀮🀮🀮🀑🀑🀑🀑🙈🙈🙈🙈🀧🀧🀧🀧
@biniamyemane9740
@biniamyemane9740 ГПЎ МазаЎ
Wufuy king 👑👑👑👑👑👑👑👑👑👑👑👑👑👑👑👑👑👑💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪
@berhetensea451
@berhetensea451 ГПЎ МазаЎ
This coward is a paid agent. GOITETU AB HGDEF ZERKEBU ZEHABUWO MEMRHI NAY TEKENEN XELEMEN GHOSGHAS EYU ZETEGHBER ZELO. EZI NEWRAM SEB EZI BEGHEBERNAT SLEZETETALAKEYE BEJEKA KURKUR KOYNU MEKXAL KALEA AMARXI YEBLUN.
@yadel-karneshim
@yadel-karneshim ГПЎ МазаЎ
እዚ ጊላ ትግራይ ሂብዎ ኚሊእዎ እንታሞ ንዓና ኣብ ኀርትራ ቊታ ዝብሃል ዚብሉን ኣብ ስደድ ክሓቅቅዩ።
@habenn7407
@habenn7407 ГПЎ МазаЎ
ዉፉይ ንውልቀመላኺ አብ ዩቱብ 24 ሰዓታት ናይ ዝተጻሚፍካ ዋጋ ዚብሉን። ብዘሚባ ዝመጜእ ለዉጢ ዹለን ተቓላሳይ እዚ ትብል እንተኟንካ ናብቲ ቊታ ቃልሲ ኪድ። 😢😢😮😮😢😢😢😢😢😢😮😢
@abrahamasmelash5135
@abrahamasmelash5135 ГПЎ МазаЎ
አነ ናይዚ ወዲ ዝገርመኒ በቲ tdf ኢና ይብል በቲ ምጜእ ኢሉ ደላይ ፉትሒ እዚ ይብል ሰለዚ እቲ ነጻ ኚውጜኊ ዝደሊ ህዝቢ አዹናይ እዩ ብዝኟነ ኮለል እዩ ክብል እምበር ዝገብሮ ነገር ዹለን ምስ ህዝቢ እንዳተባአሰካ ንኀርትራ ክልል ጌርካ ንዓዲ ሐሙኻ ሃገር ብሕልሚ ኹማን ክትሐስቊ ዚብልካን ድሐር ዓቅምኹም ፉለጡ መጀመሪያ ነብስኹም ፉለጡ ርሰሐት ሕብሚተሰብ ብድሌቶም ዝኜድሙ ሚሳሐት ኞደምቲ።
@TV-vg8ev
@TV-vg8ev ГПЎ МазаЎ
Suqh bel animal hgdef entay aflituka eyu....ajewjew,,hasot,,,tseleme...eti zixehafkayo temeliska anbibo....mehfer foe barya kikhewun zmerexe seb medengex eikha!!!!
@user-ty4do9zs5i
@user-ty4do9zs5i ГПЎ МазаЎ
ዉፉይ እንስሳ ትምስኡ ዘሎን ክልተ እንስሳታት
@yordag9538
@yordag9538 ГПЎ МазаЎ
💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙
@habtomhaile6016
@habtomhaile6016 ГПЎ МазаЎ
💙💙💙💙💙💙💙💙💚💚💚
@tekeatekle7559
@tekeatekle7559 ГПЎ МазаЎ
💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙
@yesefgkidan7746
@yesefgkidan7746 ГПЎ МазаЎ
💙💙💙💙💙💙
@solomonaregay3389
@solomonaregay3389 ГПЎ МазаЎ
💙💙💙💙
@TsegayMalet
@TsegayMalet ГПЎ МазаЎ
💙💙💙💚💚💚🌿🌿🌿🫒🫒🫒💯
@amanuel2090
@amanuel2090 ГПЎ МазаЎ
💙💙💙💙💙💙
@pascaltonya7885
@pascaltonya7885 ГПЎ МазаЎ
💙💙💙💙💙
@nomoredictator7172
@nomoredictator7172 ГПЎ МазаЎ
💙💙💙💙💙💙💙💙
Далее
Ik Heb Aardbeien Gemaakt Van Kip🍓🐔😋
00:41
ПрПсЌПтрПв 8 ЌлМ
PEDRO PEDRO INSIDEOUT
00:10
ПрПсЌПтрПв 2,4 ЌлМ
ካንተ ይሄንን አልጠብቅም!!!
13:37
ПрПсЌПтрПв 49 тыс.