Тёмный

ብፃይ - ብዝብል ብብዙሓት ናእዳ ዘትረፈት ደርፉ እንፈልጦ - ምስ ሓሙሽተ (5) ኣሕዋቱ ዝተጋደለ መንእሰይ 

Desta ደስታ Show
Подписаться 70 тыс.
Просмотров 85 тыс.
50% 1

subscribe and hit the notification bell to stay updated with all new uploads!
#DestaShow #TDF #TigrignaMusic
ሓደሽቲ ምስልታት ንክበፅሕኩም ሳብስክራይብ ብምግባር ቤተሰብ ኩኑ !
ብፃይ - ብዝብል ብብዙሓት ናእዳ ዘትረፈት ደርፉ እንፈልጦ - ምስ ሓሙሽተ (5) ኣሕዋቱ ዝተጋደለ መንእሰይ
Desta show 👉 (0940985113)
Copyright ©2023: Desta show. 🔔 Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibeted.

Развлечения

Опубликовано:

 

12 июл 2023

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 398   
@user-vu9fw4wj6l
@user-vu9fw4wj6l 8 месяцев назад
እኔ ግን አማራ ነኝ ያውም ፋኖ ግን ትግረኛ ቋንቋ ስለምስማ በጣም ልቤን ነው የነካው ወላሂ በጣም ያማል ሀገራችንን ሰላሟን ይመልስልን አማራ እና ትግሬ የመጀመሪያ ፍቅራቸውን ይመልስልን
@liaberhane9973
@liaberhane9973 7 месяцев назад
Tigraway gin izi kulu yehlifka resai aytikun
@hbjgvnhgjgjjgvbn7611
@hbjgvnhgjgjjgvbn7611 6 месяцев назад
አው ኡነትህ ነው እነዚህ በቋንቋ ብታየሚለያዩ ሁሉ ነገራቹ የተሳሰሩ ህዝብ ግን መሬታችን ተቀምተን በምን ዓይነት ነው ፍቅራች የሚመለስ
@user-xl4zx8tf5x
@user-xl4zx8tf5x 6 месяцев назад
አሜን አሜን አሜን እግዚአብሔር ምን ይሳነዋል አንድ ቀን ይሆናል ትግስት ብቻ እና ፀሊት እናድሪግ እንጂ ይሆነል ማአረይ❤❤❤❤❤
@IdApps-fn2cf
@IdApps-fn2cf 6 месяцев назад
❤❤
@user-xy1db7lo9r
@user-xy1db7lo9r 5 месяцев назад
ገሬ ደስዝብለካ ካብልቡዪ ዝደርፎ ድራማ አይኮነን❤
@user-hh5jo7eb4b
@user-hh5jo7eb4b 9 месяцев назад
ካልኣይ ክፋል ይገብረሉ ትብሉ
@YttTt-pb4hw
@YttTt-pb4hw 9 месяцев назад
ብፃይ ትብል ሙዝቃ ግን ልበይ እያ ትሰብረኒ😭😭💔💔 ጅግና ሓወይ❤
@user-rx3fz7ty3l
@user-rx3fz7ty3l 9 месяцев назад
ብፃይ ትብል ክሰምዕ እንከለኩ ልበይ እያ ትሰብረኒ😢😢😢😢😢💔💔ኣጆካ ጅግና ሓወይ❤
@ftsumbrhanalemngus9052
@ftsumbrhanalemngus9052 9 месяцев назад
TDF ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤TDF viva TDF ❤❤❤❤
@meazygaltigray2892
@meazygaltigray2892 7 месяцев назад
እህህህ ከምዙ ምሰኣቶም ዘለካ እዩ ዝሰመዐካ😢😢😢
@ngstikiros4530
@ngstikiros4530 6 месяцев назад
Betami😢😢😢💔💔 tedf❤❤
@DwerDwed
@DwerDwed 6 месяцев назад
ወላ ኣነ ዝይዳይ 😥💔
@mikaibayrim2710
@mikaibayrim2710 6 месяцев назад
ብሉፅ ተጋዳላይ ክብርን ሞጎስን ንዓኩም ክቡራት ኣሕዋትና ንስለ ህላወና እዩ ዛኩላ መስዋእቲ ዝተሰዉኡ ኣብ ገነት የንብሮም ዝተረፍኩም ድማ ተቃሊስኩም ሰላም ዝገበርኩምዋ ሃገርኩም ትበልዑላ ትሰቲላ ትረኣይላ ይግበርኩም ዕድመና ጥዕና ይሃብኩም ፈጣሪ
@biniamberaki8513
@biniamberaki8513 9 месяцев назад
ተጋሩ የሕዋተይ ቀያሕቲ ከፊልኩም ኢኹም ኣዝዩ ዘሕዝን ዩ ግን ኣማራጺ ስለ ዘይነበረኩም ኢኹም ከፊልኩም ንሕና ኤርትራውያን እንዶ ኣለና ግዳ ዝፈልጠልና ዘይብልና ኣብ ትግራይ ክወሩ ከይዶም ዕሸላት ስኢና ተጋሩ ብመስዋእትኹም ኣይተንጸርጽሩ ሓደራኹም ቡዙሕ ምበልኩ ግን ድሓን ይትረፍ ብርኩኹም ይጽናዕ ካብ ኤርትራዊት ሓፍውኹም ወዲሰንዓፈ
@user-ht5di5lw9q
@user-ht5di5lw9q 6 месяцев назад
ናይ ብሓቂ ዝሓወይ ክብረት ይሃበልና 🙏❤️🙏
@gcsdxz1877
@gcsdxz1877 9 месяцев назад
😭😭😭😭😭😭 እዛ ደርፊ ልብካ ተትንክፍ ኣይይይይይ 😭😭😭 ጀግና ወዲ ትግራይ 😭😭
@user-ui7zs7mx1g
@user-ui7zs7mx1g 7 месяцев назад
ጀግና ተጋዳላይ❤😢😢😢
@tsiongeberegergis5551
@tsiongeberegergis5551 9 месяцев назад
ንዓና ቃንዛ ኣብ ውሽጥና ኣትዩ ብመሻርፍ ኣዓይንትና ንብዓትና ብዘይምቁራፅ ዝዋሓዘሲ ንስኻትኩም ዳኣሞ ከመይ ተጎዲአኹም ሓተይ ማዓረይ😭😭 ዘለኣለማዊ ክብርን መጎሰን ነቶም ምአንተና ክብርቲ ሂወቶም ዝገበሩ ጀጋኑ ደቂ ህዝቢ❤️
@EtadaErada-rs9bz
@EtadaErada-rs9bz 7 месяцев назад
እንድዒ ጓለይ😢😢😢
@Nkdmiu
@Nkdmiu 5 месяцев назад
Ahhhhhh anes bnbat eqo tehaxibe ,
@user-ox7hd8kh9y
@user-ox7hd8kh9y 7 месяцев назад
ብፍላይ መርድእ ምሰ ተነገረሰ ኣይከኣልኩን በዛ ደርፊ 😢😢😢😢😢😢ኡፍፍፍፍ ፅንዓት ንመላእ ህዝቢ ትግራይ 🙏😭😭ገሬ ድማ እንዃዕ ብሂወት ተረፍካ 🙏ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ 🙏💖💖💖💖
@user-ox7hd8kh9y
@user-ox7hd8kh9y 7 месяцев назад
ምእንተና እዩ ዝኹሉ መሰዋእቲ ሞ ኣምላኽ ብየማናይ ኢዱ ይቀበልኩም ጀጋኑ ሰዋኣትና 🙏😭😭😭😭😭
@dfdf851
@dfdf851 9 месяцев назад
ገሬ ሽራሮ ብጣዕሚየ ልፎትየካ በዚ አጋጣሚ ንእሽተይ ሓወይ ተጋደላይ የማነ ወለሚኪኤል ልበሃል ምስ ተጋደላይ ገሬ ሸራሮ አለኹ ኢሉንስ ማራ ተሓጊሰ 👏🌿❤
@trhasgebremeskel-ii8qn
@trhasgebremeskel-ii8qn 9 месяцев назад
ኣነስ ኣይከኣልኩን ነብሰይ ቁሩር ፍስስ እካ በለኒ ከይ በኸየ ዝወደኣ ዛደርፊ ዶኾን ይህሉ ክዉድኣ ኣይከኣልኩን ብብኽያት😢😢😢❤️‍🔥❤️‍🔥❤️‍🔥❤️‍🔥🖤🖤🖤🖤
@hdyuruyt755
@hdyuruyt755 6 месяцев назад
ኣየ ዛሙዙቃ እንትሰምዕ እማ ልበይ ቆጨም ዓይነይ ውሑጁ ኣሕሕሕሕሕ ወዲነይ😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
@mebrhit-vz5mr
@mebrhit-vz5mr 9 месяцев назад
ኣነስ እንተሰማዓ ብጣዓሚ ሰሚዐተይ ሰለ ዘተንክፍ መለአ ኣሰማዓን በክያት እዩ ዝቀደመኒ
@maron278
@maron278 9 месяцев назад
እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም ጀግና ተባዕ ተጋዳላይ እዛ ብፃይ እትብል ክሰምዕ እንከለኹ እዞም ዝተሰውኡ አሕዋተይ ይዝክር እሞ ምክአል ይስእኖ so ንዝተሰውኡ መንግስተ ሰማያት የዋርሶም ብሂወት ዝተረፍኩም ነዊሕ ዕድመን ሙሉእ ጥዕና ይሃበለይ ፈጣሪ መላእ ህዝብና ክዓ ዝጠመየ ዝፀግበሉ ዝሓመመ ዝሓውየሉ ሽግርን መንከራን ተቀንጢጡ ራህዋን ቅሳነትን ይግበረልና ፈጣሪ ኩሉ አለም ሰናይ ዘመን ይግበሮ ❤❤❤❤
@mimochahin1335
@mimochahin1335 7 месяцев назад
😢😢😢😢😢ዋይይይ ህዝበይይይ
@haregtewelemedhin-zr7ne
@haregtewelemedhin-zr7ne 9 месяцев назад
ኣነ ክሰምዓ ኣይካኣልኹን ነብስካስ ኣብኡ ተእትዎ ማኣዝ እዩ ወረ ኩናት ዝጠፍአልና እንዶ ይኣክለኹም ይበልና ፈጣሪ ኩሉ ኣለም🙏
@asgedomtesfay2290
@asgedomtesfay2290 9 месяцев назад
ብሓቂ ጅግና መርኣያ መንእሰይ ትግራይ !! ንሕበን ብኣኹም !!
@bsratgebrekidan9847
@bsratgebrekidan9847 6 месяцев назад
ብጣዕሚ ገራሚት ምዚቃ እያ ጅግና ሐውና። እዛ ደርፊ እንትሰምዕ አዕንታይ ክቋፃፀሮ አይክእልን ግን ብብፆተይ ከዓ ብጣዕሚ ይሕበን።
@user-km9ih8bu9k
@user-km9ih8bu9k 9 месяцев назад
ጅግና ተጋደላይ ❤❤❤
@seluGojo
@seluGojo 7 месяцев назад
Ahi 😭😭😭😭😭😭😭🤦‍♂️🤦‍♂️🤦‍♂️🤦‍♂️
@user-qk3is4qs4q
@user-qk3is4qs4q 7 месяцев назад
ኣይይይ ብፃይ ትብል ተስምዕሎኹ ኹሉ ግዜ አየ ታንብዐን😥😥😥😥 ክብርን መጎሰን ንስውኣትና 😭😥 ጀግና ሓውና ነውሕ ዕደመን ጥዕናን ይሃብኻ🤲🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
@medimb4269
@medimb4269 6 месяцев назад
ዕላሉ ክምቅር እንካዕ ናትኩም ኮና ጆጋኑና❤❤❤❤❤😊
@birhanefissahaye6999
@birhanefissahaye6999 6 месяцев назад
ዛደርፊ እዚኣ ክሰምዕ እንተለኩ ውሽጠይ ዝኮኖ ይጠፍኣኒ፡፡ ሓደራ ተጋሩ ባዓልትና ንበዓልትና ንተሓገዝ፡፡ ስዋአትና ከይንርስዕ፡፡
@regat7752
@regat7752 6 месяцев назад
ልብና እኾ ተሰሩ ኡዉዉዉዉዉዉዉይ ዋየ ስደት ዓዉ ኢልኻ ዘይትበኽየሉ 💔💔💔💔😭😭😭😭😭😭😭😭
@hhhgvg4542
@hhhgvg4542 6 месяцев назад
እንካዕ ብሂወት ተረፍካልና ጌሬ ጀጋና ክብርን ምገሰን ንጀጋኑ ሰማእታት ሃገርና ትግራይና❤❤❤
@birhaneweldegebriel5355
@birhaneweldegebriel5355 7 месяцев назад
ኣየ እወ ከቢድ ፈተና ንምንጋሩ ክብርን ሞገስን ንሰማእታትና የቀነልና ንዝደረፍካልና
@efremkidman470
@efremkidman470 9 месяцев назад
ብፂተይ ዝብል እንተትውስኸሉ ፅቡቕ ነይሩ። ኣጆኻ በርትዕ እንኻዕ ብሰላም ተመለስኹም።
@MraMra-mr9fe
@MraMra-mr9fe 6 месяцев назад
ንኩሉ እዩ ተደሪፊ ማዓረይ ንኣወዳት ንኣጎላት እውን እዩ
@HaileTesfaye-bq8vv
@HaileTesfaye-bq8vv 9 месяцев назад
ጅግና ብፃይ አጆኻ ድሕሪ ሞት ዓወት አሎዩ ።
@jhonocbay693
@jhonocbay693 9 месяцев назад
game over fabrika mefre hasotn kumalen hesdenan etc derfn fekeran😀😀😂
@JsBv-kr7jf
@JsBv-kr7jf 7 месяцев назад
ነይብሓቂጅግናትግራዉይብፃይ
@adedatafayjgfgkhg2557
@adedatafayjgfgkhg2557 9 месяцев назад
ብፃይ እሎም እንትደርፍስ ከብድካ ተበልዕ ደርፊ ፅንዓት ይሃብኪ አዶ ትግራይ
@stpual1
@stpual1 5 месяцев назад
I am so emotional,I can’t stop my tears, Eternal Glory to Tigray Martyrs.
@alexisgaltigray2849
@alexisgaltigray2849 9 месяцев назад
Kbrn mogesn ni jeganu semeatatna😢😢😢 Tdfeyyyyy❤❤❤❤❤
@mimochahin1335
@mimochahin1335 7 месяцев назад
ድምፅኻ ብጣዓሚ እዩ ከብድኻ ዝበልዕ 😢😢
@usren7
@usren7 6 месяцев назад
እንኳዕ ብሕይወት ተረፍኻልና ጅግና ሓወይ
@aasaas7284
@aasaas7284 7 месяцев назад
ጅግና እንካዕ ብሰላም ተረፍካና እፍፍፍፍፍ ኣይከኣልኩን ኣሕዋተይ😢😢😢😢😢😢😢😢
@genetaregawi2924
@genetaregawi2924 6 месяцев назад
ልበይ እያ ትስበር እዛ ሙዚቃ ትሰምዓ ተለኩ 😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭አሕ አሕዋተይ ፅንዓት ይሃብካ ህዝበይ 😭😭😭❤️❤️
@user-xm6fu4nz6w
@user-xm6fu4nz6w 8 месяцев назад
ጅግና ዛሓወይ አጀኻ በርትእ አብ ጓንኻ አለኹ መኽሸይ
@user-uy7jg5tf2u
@user-uy7jg5tf2u 4 месяца назад
ጅግና የብርሃኑ የታሪክ እና የሃገር ውስጥ የደህንነት መምሪያ ሃላፊው
@efrem7433
@efrem7433 9 месяцев назад
ጥዑም ቃናን ድምጺ በርትዕ አጆኻ አብ ጎንኻ አለኹ ❤
@yeshiberhane4598
@yeshiberhane4598 6 месяцев назад
Thank you for giving your life to protect the people of Tigray. TDF will be respected and loved forever ❤❤❤❤ For our heroes, we lost. May God rest their soul in heaven 🙏 🙏🙏💔💔💔😭😭😭
@user-ch9jf7yy9u
@user-ch9jf7yy9u 9 месяцев назад
Wow ባይታ እንተ ረኪብካ ካብቶም ገጠምቲ ትብሎም ፋሉይ ተህቦ ዘለካ ኢካ ።ኣጆኻ ጥራይ
@akezaberhe6216
@akezaberhe6216 9 месяцев назад
_እንኳዕ ብሰላም መጻእኻ ጀግና ተጋዳላይ ገሬ ዕድመን ጥዕናን ያሃብካ ምስ ብፆትካ ደስታ ሾው የቀንየልና_
@freykahsay8738
@freykahsay8738 9 месяцев назад
ብፃይ ትብል ክሰምዕ እንከለኩ ልበያ ትሰብረኒ ኣጆካ ጅጋነ ሓወይ💔💔💔😥😥😥😥😥
@eradaerada7014
@eradaerada7014 9 месяцев назад
የቀንየልና ደስታ ሾው እዛ ሙዚቃ ክሰምዕ ከለኩ ብጣዕሚ እዩ ዝሐመኒ ንብዓተይ ኣይቛፃፆሮን ሰላም የውርደልና 😢😢
@eriilove2812
@eriilove2812 6 месяцев назад
❤❤ጅግና💊
@1jdhjjxnc449
@1jdhjjxnc449 9 месяцев назад
መንእሰይ ክንደይ መስዋእቲ ከፍሉ ተጋሩሩ ካብ ሕልፍ ንማሀር ጅግና ዝብሃል ጥራሕ ቶክሱ ኣኮነን ንኩሉ ንታዓዞቦ እዝ ነገር እዝይ ከድገም ከድገም😢😢😢😢😢
@FrehiwotTekleab
@FrehiwotTekleab 7 месяцев назад
Megletsi kalat si'enelika zhawey ብሓቂ ጅግና
@promisefreedom6423
@promisefreedom6423 9 месяцев назад
ኽብርን ሞገስን ንጀጋኑና🙏 ሰላምን ራህዋን ቕሳነትን ንህዝብና🙏
@HiwetWedikeshe-cp6xj
@HiwetWedikeshe-cp6xj 6 месяцев назад
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ብጣዕሚ ልብካ ትትንክፈ ደርፊ አያ ኣሕዋትና ደቅዓድና ማሓዝትና መማህርትና ኩሉ ትግራዋይ አዩ ልቡ ተተንኺፉ
@rdfffegfr6136
@rdfffegfr6136 7 месяцев назад
እህህህህህ 💔💔💔💔😭😭😭😭😭
@tdf5338
@tdf5338 6 месяцев назад
ኣምላኽ ብየማናይ ኢዱ ይቀበሎም ስውኣትና ሰማእታትና💔😢
@smerh7171
@smerh7171 6 месяцев назад
ጀግናዋይ❤💛
@zed-fw8xu
@zed-fw8xu 6 месяцев назад
ብሓቂ ጅግና መርኣያ መንእሰይ ትግራይ ንሕበን ብኣኹም 💔💔💔😥😥😥😥
@tirhaswelu
@tirhaswelu 9 месяцев назад
Wow our hero TDF feday hne ❤️‍🔥✊❤️‍🔥❤️‍🔥✊❤️‍🔥✊❤️‍🔥✊❤️‍🔥
@wedihawey1995
@wedihawey1995 9 месяцев назад
ጎበዝ ኩሉ ስራሕትኻ አብ ሓቃዊ ታሪኽ ዝተደረኸ ስለ ዝኾነ ንዘልአለም ዝስማዕን ዝስነድን እዩ በርትዕ❤❤
@awethaile6231
@awethaile6231 9 месяцев назад
ኣምላኽ አቦይ መወጽኦ ፍጠረሎም
@user-gy7cu5xe5m
@user-gy7cu5xe5m 7 месяцев назад
ንዓይ ዝደረፍካያ እያ ትመስለኒ ጀግናው
@mebrihitwelay9353
@mebrihitwelay9353 9 месяцев назад
ብመጀመርታ አሰናዳኢ ተጋዳላይ ገሬ ሽራሮ ዝቀረብካልና ምስጋና አለኒ 👏👏👏 ብምቅፃል ገሬ እንካን ብሂወት ተረፍካ ብጣዕሚ ስምዒት ዘለወ ብፃይ ትብል ስራሕካ ቀፅል በርትዕ👏👏
@astertesfay5169
@astertesfay5169 9 месяцев назад
ክብሪ ንዓኻ ዋሕስ ትግራይና TDFይ
@gorfubitew6142
@gorfubitew6142 9 месяцев назад
ንቅድሚት ብሉፅ አርቲስትን ውፉይ መንቅሒ መናእሰይን ዝኮውን ወዲ ህዝቢ እዩሞ ነተባብዓዮን ነሓግዞን ንቁሕን ሓቀኛን ዝዓቢን መንእሰይ ስለዝኮነ ! 👌🤝✊💪✌️👏
@usren7
@usren7 6 месяцев назад
ጎቶተይ ብዙሕ እዩ ውዕለታኩም 😢💔
@user-gc1qy2yf7g
@user-gc1qy2yf7g 5 месяцев назад
ቀጽለሉ ጅግና ሓወይ
@user-oc8cq2ye7h
@user-oc8cq2ye7h 9 месяцев назад
ጀግና ዛሓዉይ
@user-vs2ww6vr7m
@user-vs2ww6vr7m 9 месяцев назад
ንብዓተይ ምቁፅፃር ኣብይኒ😢
@fretadesta7328
@fretadesta7328 9 месяцев назад
Jigena TDF Tigrayna egziabher nekulkum edmen tenane yehabkum Amen 🙏 Nesematatena dema egziabher nebsom ab atsedgent yenberlna Amen 🙏 ❤❤
@user-il5ee6oi8z
@user-il5ee6oi8z 9 месяцев назад
ካብ ናይ ገድሊ ደርፍታት ውሽጠይ ትትንክፈኒ ደርፊ ብፃይ💔😢
@user-cy4bm8mb5b
@user-cy4bm8mb5b 7 месяцев назад
ገሬዋይ ጀግና 🥰💔😥😥
@fereyheyelom8898
@fereyheyelom8898 8 месяцев назад
ኣጆካ ጅግና ሓውና❤❤❤❤
@merihyohanns2585
@merihyohanns2585 9 месяцев назад
ተጋሩ ጀጋኑ ሰላምን ራኅዋ ይህብኩም❤❤❤
@gmilkiyas
@gmilkiyas 9 месяцев назад
ግብራት ሽኮርርር... ንብጾት/tdfጥራህ ከይኮንካስ ንኹላህና ተጋሩ'ውን ኢካ ተዘናጋዐና ዘለኻ :: ንብረልና... ድምጽኻ ልብኻ ዝኹርኩህ'ዩ::❤
@lkjlkh5222
@lkjlkh5222 9 месяцев назад
ክብሪ ንዓካን ብፆትካን ጅግና ናተይ ክራር ከፀልለኒ እዩ ዝደሊ🥺❤️💛✊
@teklaysaymon5662
@teklaysaymon5662 5 месяцев назад
ገሬ ሸራሮ ብፃይ ቀፅለሉ ዝዓርከይ ❤❤❤😊
@xsvfr147
@xsvfr147 7 месяцев назад
ናይ ብሓቂ ጅግና ትግራዋይ❤❤❤❤❤
@user-jj6mh7bk5u
@user-jj6mh7bk5u 9 месяцев назад
ኣረ ማአዝ ኩናት ዝበሃል ዘጥፍእ 😢😢😢😢
@masheytesfay
@masheytesfay 6 месяцев назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤😢
@HshsvsgbHfgfcxc-ys6ey
@HshsvsgbHfgfcxc-ys6ey 9 месяцев назад
ተጋይ💋💋
@user-bp5ye2rh6f
@user-bp5ye2rh6f 6 месяцев назад
ኣጀካ የኔ ጂግና ፅንዓትይሃብካ 😢😢😢😢😢እፍፍፍፍፍፍፍፍፍፍ 😢😢😢 ዓለም ኣሕዋተይ😢😢
@abutttt2238
@abutttt2238 9 месяцев назад
ጅግና ዝሓወይ❤❤❤
@tigraytigray5893
@tigraytigray5893 9 месяцев назад
እሕሕሕ ድቅነይ ድምፅኩም እባ እስምዑኒ ብተስፍ ሃረረ ይብሎኩ ጋልኖኩም አብ ስደት ኮይነ😢😢😢
@user-ep4ev7dr4b
@user-ep4ev7dr4b 7 месяцев назад
ኣጆኪ ጓልነይ እግዚአብሔር ኣምለክ ንመን ኢልዎ ዛናተይ😢👏
@almazdesta1743
@almazdesta1743 6 месяцев назад
አጆና❤❤
@user-le4dq9iv9p
@user-le4dq9iv9p 9 месяцев назад
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ወዲ ዓደይ ጀግና🥰❤❤ከብድካ ትበልዕ ይበል ዜማ😢😢
@dmmksa1496
@dmmksa1496 7 месяцев назад
ጅግናና ንበረልና from tgray💛❤️
@gebremichaeltekla-rp7jl
@gebremichaeltekla-rp7jl 9 месяцев назад
ግሬ ሸራሮ ስራሕኻ ዘመን ዘይስዕሮ እዩ ብሓቂ ጅግና ኢኻ። ሓደ ሓደ ኣለው ኣብ ተግባር ዘይወዓሉ ጀጋኑ መሲሎም ዝሰርሑ ግን ድማ መቐረት ዘይብሉ ቀፅለሉ ኣጆኻ ኣድነቕትኻ ኢና
@user-ns2wg8nv1e
@user-ns2wg8nv1e 8 месяцев назад
ብጣዕሚ ተብክየኒ መዚቃ😢😢😢
@zamzamali2824
@zamzamali2824 9 месяцев назад
ብኩሉ ጅግና ናብፀቱ ሕድሪ ዘየዕብረ❤❤❤
@tygcdvdhj9025
@tygcdvdhj9025 7 месяцев назад
አጀካ ጀግና ተጋደላይ❤❤💔💔😢😢
@yfu9997
@yfu9997 6 месяцев назад
ገሬዋይ ጅግና እካዕ ብሰላም መፃእካ እካዕ ብህወት ተረፍካ ሓወይ ቀፅለ የቀንየልና ኣሕዋትና ብዓንና እትርኦም ብጣዕሚ እና ነመስግን ዝሓወይ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@ZweyniNegasi-to7hm
@ZweyniNegasi-to7hm 9 месяцев назад
መምር ኔርካ መሽካ ጅግና ተጋዳለይ ንምካንካ ብጣዓሚ ኮሪዐልካ ገሬ ማዓረይ💖😍💖😍💖😍💖💖💖💖💖
@TDF-kh7iw
@TDF-kh7iw 9 месяцев назад
ጀግና ወዲ ህዝብ ትግራይ ♥️♥️💛💛💔💔💔
@dddd-dc7vi
@dddd-dc7vi 7 месяцев назад
ጅግና ወዳ ህዝቢ
@jdhduidish
@jdhduidish 9 месяцев назад
ጅግና ተጋደላይ ወዲ ትግራይ
@mimochahin1335
@mimochahin1335 7 месяцев назад
ጀግና ተጋላይይይ😢😢
@AhmedAli-zo2sx
@AhmedAli-zo2sx 6 месяцев назад
ኣጀካ ጅግና ሓውና 🥺💔
@swswots6782
@swswots6782 9 месяцев назад
ኣይኮነንዶ ተጋደላይ ስቪል ሰብ ኮይነ እንካን ብፃይ ትብል ደርፍኻ ክሰምዓ ተለኹ 😢ኣፍቲ ቦታዝነበርኩ ጌረእየነብሰይ ልቀርፃ😢
@kahsaytsadik1094
@kahsaytsadik1094 6 месяцев назад
ፈጣሪ ይመስገን እንኳዕ ብሕይወት ተረፍካልና ብርቂ ወዲ ሕዝቢ ክቡር ተጋዳላይ ገሬ ሓውና አጆካ አብ ጎንካ አለና አብ ደገ ዘለና ተጋሩ
@liyaliya5685
@liyaliya5685 9 месяцев назад
He is very wise, a true Tegadaly and asset of Tigray. Tegadalay Gere Sheraro thank you for inormous commitment and service. Tigray is in different place because of you and your comrades. Long everlasting happy life to you and all Tigray army. Eternal Glory to our maryters!
@semhar136
@semhar136 6 месяцев назад
ገሬዋይ❤❤
@sophiamengesha2928
@sophiamengesha2928 9 месяцев назад
ብራቮ ትክክል አለኻ....መዘና አልቦ አናባስ ባሓቅ ...እት ሐቃዊ ታሪክ ብባዓል ታርክ ክስነድ ከሎ ብቡዙሕ ዓይነት ዝተፈላለየ ዘይዝረብን ዝዝረብን ኮላይ ስለዘማሐላልፍ ብጣዕሚ ገላፂ ስለዝኾነ እውን እዩ ባዕሎ ክሰርሑዋ ከሎዉ ዛሐሸ ዝኾውን ❤❤❤
@ThomasTwelde-ep4kg
@ThomasTwelde-ep4kg 9 месяцев назад
Wawww nice nay fgra kexelelu ❤
@galgrmay6454
@galgrmay6454 6 месяцев назад
😢😢😢እንቃዕ እስከ ተርፍካ ዝሓወይ ❤!!!ደርፍካ ግን ከመይ ልብካ ትበልዕ ንብዓትካ ተፍስስ ልብካ💔😭😭😭😭 ጀጋኑ ስዉኣት ሰማእታትና ነብስኩም ብሰላም ትዕርፍ😰 !!! ንዘለኩም ከዓ ክብርንሞጎስን ንዓኩም ይኩን TDFይ❤❤❤❤
@milli12354
@milli12354 6 месяцев назад
ብሱሩ ብምንታይ ቃል እዩ ክገልፀኩም ወለዶይ 😢😢😢ምንም ቃል የብልኩምን ንዓኹም ዝገልፅ
Далее
ОВР Шоу: Женская дружба @ovrshow_tnt
09:32
ፃንሒት ምስ ተጋ  ገሬ  ሸራሮ
49:28
Просмотров 7 тыс.