Тёмный

"ኤርትራዊ ሃገራውነት፡ ንተጋሩ ናብ ኣራት ኪሎ ዘእተወ እዩ" ሃብቶም ዮውሃንስ  

FaNus NetWork
Подписаться 110 тыс.
Просмотров 12 тыс.
50% 1

Опубликовано:

 

7 фев 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 247   
@herculeseri9141
@herculeseri9141 6 месяцев назад
ሓው ሃብቶም ዝሃብካዮ ትምህርቲ ብጣዕሚ ዝድነቅ ካልኣይ ሳልሳይ ግዜ ከምዚ ዓይነት ኣስተምህሮ ክትህበና ክትመጸና ንምሕጸነካ።❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@michaelasmellash3038
@michaelasmellash3038 6 месяцев назад
ምስ ጋዘጤኛ ሓብቶም ብሙሉኡ አሰማማዕ አየ። ኣገናዕ የህዋት።
@erieri2848
@erieri2848 6 месяцев назад
ጽቡቅ መግለጺ ሃብቶም ኢርትራ ሰብ ኣለዋ:: ናይቶም ተጋሩ ድብልዎስ ድኾነ ምኾነ: ናይቶም ደቂ ዓድና ክነሶም ተጋሩ ክኾኑ ዝደልዩ ግን ገሪምኒ እሎ ኣነ:: ከማኻ ይብዝሑ ሃብቶም::
@N.at.79
@N.at.79 6 месяцев назад
ገንዘብ ኢዮ
@serekeyosief3233
@serekeyosief3233 6 месяцев назад
ዮኤል ሓወይ ኣነስ ተዛራባይ ትግርኛ እየ ኩሎም ድማ ካብ እትዮጵያ ዝተሰጉድማ ንዓይ ሓወስካ ትግርኛ እዮም ዝዛረቡ ግን ዘርዚካ ዘይውዳእ እዩ ክስባ እዛ ኩናት ናይ 2020 ድማ ዓድና ሕዞም ነይሮም ። ኣነ ብዝሕ ዝፈልጥ ኣለኒ እተትረክበኑ ጽቡቅ ነይሩ ።
@mkmz7
@mkmz7 6 месяцев назад
I wished i could vote right now! He woulda been one of my first candidates!!!!! Matured, Articulate, Respectful, Balanced and non-biased interview. I heard each and every word of this and am just commenting after repeating it. The only thing I can say here is thank you to both of you ❤
@OgbaiZera
@OgbaiZera 5 месяцев назад
እዋይ ሳኮለጂ ተውሳካ ንስካስ ከመይ ጌርካ ነቲ ኤርትራውያን ዝብልዎ ኣርጋጊጽካዮ ካባካ ዘይንጽበዮ ምስቲ ኩሉ ብልሕካ፡ ኣብ ክንዲ ብጹሕ ውላድካ ኣይትምሓል ኪትብል ጨለ ደጋፊ ህግድፍ ምካንካ ንምሽፋን መስመር ሓቂ ስሒትካ። ብመሰረቱ ብሰነድ ዓከም ዘረጋገጾ ህግድፍ ብፍላይ እቲ ውልቀ መላኪ ምእንቲ ዕድመ ስልጣን ንምንዋሕ ኣብ ዝግበር ፕሮፖጋንዳ ተጠቢስካ። እንተዘይ ተጋግየ ወንጌላዊ ኢካውን ይመስለኒ ኣነውን ክምኡ። በቲ ኣብ ርእሲ ኤርትራውያ ኣንጻር ጅብሃ ሃገራውያን ኣንጸር ምንካዕ፡ የሚን ኣካለ ስንኩላን፡ ቁዋም ምድርባይ፡ ኣድማ ተጋደልቲ፡ ምቅንጻል ኣካለ ስንኩላን ማይ ሓምሓራ፡ ጂ15 ፊርቶ ወዲ ዓሊ፡ ወረራ ባድመ ባዕሉ ክም ዘሃቦም፡ብዘይ ምርጫ ባዕሉ ወንጃሊ ባዕሉ ኣሳሪ ክም ዝኮነ ኣይትፈልጥን ክብል ኣይደፍርን። ድሒሩ ሕጂውን ብግዛእ እሕዋቱ ንትግራይ ብኢትዮጵያውያን ክጽልኡ ብምግባር ክሳብ ምስ ገለ ሃገራት ዓረብ ንወያኔ ክቢቡ ክጭፍልቆም እንዳራእካ እንዳሰማዕካስ ንሓቂ ኣዚካ ርሒቕካያ። እሞ ንፉዕ ጋዜጠኛ ሃብቶም በሉ ጎይታ እቲ ንጉስ ፍርዲ ምሕረቱ ክምጻኣልና እንዳጸለና ንህዝቢ ትግራይ ይኩን ንህዝብና ካብዚ የሁዳ ፊርኦን መውጽእቲ ይፍጠረልና። ምልኪ የልግስ ሰላምና ክነግስ!
@tesfalemberihu5109
@tesfalemberihu5109 6 месяцев назад
ጽቡቕ ትንተና ጋዘጤኛ ሃብቶም , ንኽንደይ ኣንፈት ዝጠፍኦ መልሲ እዩ እዚ።❤
@N.at.79
@N.at.79 6 месяцев назад
ናይ 2014 ዝበጸት አርእስቲ።ኤርትራዊ ሃገራውነት ንተጋሩ 4ኪሎ ዘእተወ 👏👏👏👏🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@user-wz8qd6tw8j
@user-wz8qd6tw8j 6 месяцев назад
ናብ ኣስመራኸ ሻዓብያ መኣተወዶ
@N.at.79
@N.at.79 6 месяцев назад
@@user-wz8qd6tw8j መን ድኣ ኣእቲወ ካካካካካ ጅግንነት ማለት። ድሕሪ ፒትናም ሰውራ ኤርትራ ክብል ዓለም ዝመስከረትሉ። ኣብ ዓለም ዝፈሸለ ሰውራ ሰውራ ወያነ። ተራእዮ ዝጠፍኤ።
@eriblood803
@eriblood803 6 месяцев назад
@@user-wz8qd6tw8j kondaf agame
@amlakiesmani3149
@amlakiesmani3149 6 месяцев назад
Perfect speech may God bless you 🙏🏻 🙌 ❤️ 👏 ♥️ 🎉🎉🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@micealmiki4053
@micealmiki4053 6 месяцев назад
80 ሽሕ ኤርትራውያን ካብ ኢትዮጲያ ክሰግዎ ከለዉ ትግራዋይ ሓውና እዩ፡ ዘይበሉ ሕጂ ከምዚ ዓይነት ዘረባ ደንጽዩና ኣስደሚሙና፡ ሃብቶም ጽቡቕ ገሊጽካዮ።
@tesfaytseghay9778
@tesfaytseghay9778 6 месяцев назад
ጽቡቅ ስራሕ ዩኤል እንደገና፡ንሓው ሃብቶም ምዕዳምካ።
@user-yz9lq3rc4s
@user-yz9lq3rc4s 5 месяцев назад
I love your analysis. You are very logical. Very informative and relevant to the topics. Keep it up. We need people like you
@jemalabdulkadir9141
@jemalabdulkadir9141 6 месяцев назад
I love the precise phrase you said " Eritrean nationalism that puts Arat killo to Weyenty " Ewe hakykha reseyomo xegeyebom feifei elom .
@michaelasmellash3038
@michaelasmellash3038 6 месяцев назад
ኤርትራውነት መንነትና ዘግነትና አዩ። ትግራዋይነት ንተጋሩ ደቂ ትግራይ(ኢትዮፓውያን) ዝምልከት ክከውን አንከሎ ንኢርትራውነት ንደቂ ኢርትራ ጥራህ አዩ።
@zetamful
@zetamful 6 месяцев назад
Berged Nehamedu gen Tegaru ina iyom zeblu
@woldaislassie2930
@woldaislassie2930 6 месяцев назад
ኤርትራዊነት ዝበሃል ዜግነት 'ምበር ኤርትራዊነት ዝበሃል መንነት ነይሩን ሃልዩን ኣይፈልጥን'ዩ በጃኻ ድንቁርናኻ ኣይትግለጽ!! እቲ ትግራውነት ውን ካብ ሃገራዊነትና ንላዕሊ ንግደሰሉን ዝብጽሓናን ብዓቢኡ ብሄራዊ መንነትና እዩ። ንስኻ ምናልባት ኣምሓራይ ክትከውን ትኽእል ናራ ክትከውን ትኽእል ናትካ ድሌት'ዩ!!
@zetamful
@zetamful 6 месяцев назад
@@woldaislassie2930 Menenetena kedemi nasanet Eritreanwen zegenetena Ethiopiawen neru. Deheri nasanet Menenetena Eritreanwen zegenetena Eritreanwen:: Etom Menenete Tegaru teblu men zehabekum zegenet iu Eritreanwent. Tegaru tekonkum kidi Tegray zegente nay Ethiopia hetetu
@woldaislassie2930
@woldaislassie2930 6 месяцев назад
@@zetamful 😂😂 መጀመርታ'ሞ ትርጉም ዜግነትን መንነትን ኣጽንዕ፣ ደሓር ክትዛረብ። ሕጂ ግን ደንቆሮ ምዃንካ ጥራይ ኢኻ ትገልጽ ዘለኻ። ዋላ ሓደ ዓፋር፣ ሳሆ፣ ትግረ፣ ወይ ኩናማ፣ ንሕና ተጋሩ ኢና ክብል ኣይሰማዕካን። ብሙሉኡ ህዝቢ ኤርትራ ትግራዋይ እዩ ዝበለካ ሰብ የለን።ንሕና ተጋሩ ኢና ንብል ዘለና፣ እቶም ቋንቋ ትግርኛ ንዛረብ ጥራይ ኢና። ንሕና ኸኣ ብዛዕባ ብሄራዊ መንነትና ኢና ንዛረብ ዘለና። ዝኾነ ቋንቋ ኣዲኡ ትግርኛ ዝኾነ ሰብ፣ ብሄራዊ መንነቱ ትግራዋይ እዩ። ንስኻ ንባዕልኻ ትርጉም መንነት ዘይትፈልጥ ደንቆሮ ኮይንካ 'ምበር፣ ካባኻ ንላዕሊ ትግራዋይ የለን። ሻዕቢያ፣ ኤርትራ ናይ ዜግነት ሃገር'ያ ኢሎሙኻ 'ዮም። እቲ ወረቐት መንነት ዝበሃል ኣብ ጁባኻ ዘሎ ታሴራ፣ ናይ ዜግነት መለለዪኻ 'ምበር መለለዪ መንነትካ ኣይኮነን። ኣብ ኤርትራ፣ ኤርትራውነት ዝበሃል መንነት፣ኣብ ኣፍ ከምዚ ከማኻ ትርጉም መንነት ዘይፈልጡ ዶናቑርን ኣብ ኣፍ ዝተደናገሩን ዘደናግሩን እምበር፣ብተግባር ኣብ ባይታ ነይሩን ሃልዩን ኣይፈልጥን'ዩ። ብሕጂ ውን ኣይክህሉን'ዩ ኸኣ። ከምኡ ውን ኣብ ኤርትራ፣ ትግርኛ ዝበሃል ቋንቋ 'ምበር፣ ትግርኛ ዝበሃል ብሄር የለን። "ብሄረ ትግርኛ" ዝበሃል ብሄር፣ ሻዕቢያ ዝፈጠርዎ ሓዱሽ መጸውዒ 'ምበር፣ ቅድሚ ሻዕቢያ ተሰሚዑን ነይሩን ከም ዘይፈልጥ፣ ሕተትሞ ክትፈልጥ። ስለዚ፣ እቲ ብሻዕቢያ "ብሄረ ትግርኛ" እናተባህለ ዝጽዋዕ ዘሎ ብሄር፣ እቲ ሓቀኛ ብሄራዊ መንነቱ፣ ትግራዋይ ብሄር እዩ። ንስኻ፣ ብሄራዊ መንነትካ ዝተመንዛዕካ ትግራዋይ ኢኻ። ስለዚ፣ ንሕና ተጋሩ 'ምበር ትግርኛ ኣይኮናን። ንስኻ ግን፣ እንተደሊኻ ዓፋር፣ እንተደሊኻ ኩናማ ወይ ውን ኣነ ራሻይዳ'የ ክትብል መሰልካ'ዩ። እቲ ሓቂ ግን ንነግረካ ኣለና። ንሕና ኤርትራዊ መንነት'ዩ ዘለና ትብል ኣለኻ። እስከ ክሓተካ፣ ኤርትራ ዝብል ባዕዳዊ ጥልያናዊ ስም ካብ ዝመጽእ 132 ዓመታት'ዩ ኣቑጺሩ ዘሎ። ቅድሚ ምምጻእ ጥልያን ዝነበረ ኣባሓጎኻኸ መንነቱ እንታይ ነይሩ ማለት'ዩ!?
@zetamful
@zetamful 6 месяцев назад
@@woldaislassie2930 Ezom Senafen kebabian zeyteneselu Eritreanswent temerirekym . Tegraeay tekonka entay gedeseka Nay Eritrea. Zegenet zehabka yelen .
@eritreanhiwot4667
@eritreanhiwot4667 5 месяцев назад
ሃብቶም ዮውሃንስ ተባዕ ኤርትራዊ። ጽቡቕ ጌርካ ገሊጽካዮ። ቁሩብ ዝተረፈትካ ግን ንምንታይ ከምኡ ይገብሩ ኣለዉ።
@NMra.2023
@NMra.2023 6 месяцев назад
Waaaw! What an intelligent person. Great person God pless you
@attaibrahimatta4632
@attaibrahimatta4632 5 месяцев назад
Mr Habtom Yogannes and I had a heated debate a few years ago. Despite our differences, I would like to express my respect for what he said in this interview. I can support everything he says. I think in these turbulent times, we Eritreans need voices like Hernn Habtom Yohannes. Thanks
@selam8217
@selam8217 6 месяцев назад
ፀባ አሰትኳናናይ ብሐቅ አምላክ ምሰ የዋህት እዩ ታሪኸ ሐቊ ታሪኸ እዩ ምሰክርነት ጌዜ አሎ ፈራዳይ ሕጃዉን ንቅሐትን ምስትዉዓል 🇪🇷💯🇪🇷❤️🇪🇷
@abrahamtewelde7515
@abrahamtewelde7515 6 месяцев назад
ሃብቶም እንጀራ ዓለም ብላዕ።
@alganeshhabteghebriel1919
@alganeshhabteghebriel1919 5 месяцев назад
Thanks you Eritrean’s 🇪🇷
@tecleabjoseph1821
@tecleabjoseph1821 5 месяцев назад
You are a great nationalista great journalist a great professional lecturer and well read well understood thank you very much keep up the woodwork
@Hiff1234
@Hiff1234 6 месяцев назад
السيد/ يوئل لك ولضيفك التحية والإحترام ... نحن الارترين ارتريتنا هي هويتنا وجنسيتنا وهذا الكلام والقط الذي نسمعه من التجراي هو ما زرعته مجموعة هقدف في الماضي والحاضر ولهذا يجب أن لا نهتم به نحن الاحرار الارتريين الذين لا نحمل أي احقاد ضد شعوب المنطقة علينا أن نرسخ السلام لنا ولكل جيراننا بما يخدم مصالح شعوب المنطقة وللخوة في تجراي لهم هويتهم وجنسيتهم الإثيوبية وفق تاريخهم . شكرأ لك ولضيفك السيد/ هبتوم مع تحياتي
@ga8122
@ga8122 6 месяцев назад
Wonderful definition about Eritrea and Tigray Ethiopia. ኽልተ መልሐ አብ 1ርእሳ ወያነ
@tekieyemane5079
@tekieyemane5079 5 месяцев назад
A😅
@tesfagaberyonas
@tesfagaberyonas 6 месяцев назад
BZUH ERTRAWI MSAKA ISEMAMAE EIU AYANA ERTRA SEB ALEWA KBEHAL HAKI EIU THANK YOU AYA
@DM-bn2kv
@DM-bn2kv 5 месяцев назад
Waw amazing explanation and answer for those hatred’s neighbours thanks journalist Habtom ❤❤❤
@user-bb4uq5fz9m
@user-bb4uq5fz9m 6 месяцев назад
ብጣእሚ ጽቡቅ ኤርትራውነት ሓገራውነት ክእንብብዩ፡፡ ሰላምን ራሕዋን ንሕዝቢ ኤርትራ
@micealmiki4053
@micealmiki4053 6 месяцев назад
ጋዜጠኛ ሃብቶም ብጣዕሚ ብሱል መግለጺ፡ ስነመጎታዊ ሓሳብ ስለዝህብ ነመስግነካ፡ ኣብ ትግራይ ዘለዉ ኢሊት ንቕድሚት ዘይኮነ ዝሓስቡ ንድሕሪት ናብ ኦሪት እናተመልሱ ክውንነት ናይ ዓለም ዘይርድኡ፡ ናይ ፖለቲካ ናይ ሓሳብ ድኽነት ኣለዎም። ከምዚ ብምስምዕና ንሕና ከም ኤርትራውያን ብጣዕሚ ሓዚና፡ ግና ንኽነቅሕ ንኽንጥንቀቕ ክፍኦምን ዕላምኦምን ስለዝነገሩና ነመስግኖም።
@TheaynonEritrea
@TheaynonEritrea 5 месяцев назад
Thenk you God bless you Habtom❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤,
@micealmiki4053
@micealmiki4053 6 месяцев назад
ሃብቶም ጽቡቕ መረዳእታ ናይ ታሪኽ ኣለዎ። ኢዛናን ዛይዛናን ነገስታት ኣብርሃን ኣጽብሃን ኣብ ገዳም ደብረሲና ኣብ ኤርትራ እዮም ተጠሚቖም። ሃብቶም ሓቁ ኣሎ። እዚ ኸኣ ኣብ ገድሊ ኣባ ሰላማ ተጻሕፉ ዘሎ ሓቂ እዩ። ኣ
@teclewoldemichael9287
@teclewoldemichael9287 6 месяцев назад
Anyway, the last conversation is very touchy thankfully both!!!!!!!
@AmanTemareyam-jw1go
@AmanTemareyam-jw1go 5 месяцев назад
Lehikan Aykonun Doctor or Professor Fake iyom ayredomene ember ne Eritrean zegeberewo waga Yekefelom kemezelo. Nereyo lena. Thank you guys xx👍
@selam8217
@selam8217 6 месяцев назад
የቀንየልና እትህቦ መሃሪ መደባት ነመስግን አቶ ሃብቶም ብጣዕሚ ፀቡቅ አገላልጻ ትአምራታዊ ናይብሓቂ ኤረይ ሰብ አለዋ ሕጃዉን ንቅሐትን ምስትዉዓል ብሐድነትና ኤረይ ባዕልና ንክልዖ ታሪኸና ምስትዉዓል ሕጃዉን ንቅሐትን እትሕማቅዉን ብፀብቅ ንደብሳ ሕጃዉን ንፀህ ልቦናዊን ቅንዕናን ግልፀነትን የድልየና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷💯❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🎉🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇷🇪🇷🇪🇷💯🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@TheaynonEritrea
@TheaynonEritrea 5 месяцев назад
God protects my country Eritrea ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@TheaynonEritrea
@TheaynonEritrea 5 месяцев назад
Perfect speech good job ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@abumohamed9085
@abumohamed9085 5 месяцев назад
Very good journalist Habtom ,,,,🎉🎉🎉
@alganeshkelati9124
@alganeshkelati9124 6 месяцев назад
Proud to be Eritrean
@mustofamohammedali8447
@mustofamohammedali8447 6 месяцев назад
Perfect speech .with out identiy no nanatisim
@alganeshkelati9124
@alganeshkelati9124 6 месяцев назад
Very intelligent Mr.Habtom
@zowdi810
@zowdi810 6 месяцев назад
Yes you are right thanks my haro erterawe god bless to erterawe people 🇪🇷 🙏 ❤️ and 🇪🇷 to you god bless to you and to you family you are haro to ertera people wow
@alganeshkelati9124
@alganeshkelati9124 6 месяцев назад
Eritrea seb alewa WELL DONE HABTOM
@Eritrea12345
@Eritrea12345 5 месяцев назад
Ezi sebay haqina eritreawi eyiu jigna
@jemilajimie4269
@jemilajimie4269 5 месяцев назад
Thank you kbur hawi j🇪🇷🥰❤️
@user-ug2xd4nt9s
@user-ug2xd4nt9s 4 месяца назад
Very cool explanation as for dreamers let them keep dreaming thanks
@tefferiabraham9212
@tefferiabraham9212 6 месяцев назад
Well done bro 🇪🇷
@kliensilva9240
@kliensilva9240 6 месяцев назад
ሂትለር ንኣውስትርያ ጀርመን ዝቋንቁኡ ህዝቢ ስለዘለዋ ንሱውን ኣውስትርያዊ መበቆል እንከለዎ ምእንቲ እቲ ዓባይ ጀርመን ናይ ምፍጣር ሕልሙ ክብል ብጎነጽ ኣካል ጀርመን ገይርዋ ነይሩ። እንተኾነ ነቲ ኣውስትርያዊ መንነት ከጥፍኦ ኣይከኣለን። ኤርትራውነት መንነት እዩ። ሓደ ቋንቋ ስለዘለካ ሓደ መንነት ወይ ሃገር ኣሎካ ማለት ኣይኮነን። ኤርትራውያን ብዋጋን ህላውነትን ካልእ ህዝቢ ዝቖመ ዜግነት የብልናን። እቲ ንልሂቃን ትግራዎት ከስግኦም ዝግባእ ኤርትራውነት ዘይኮነስ ታሪኻዊ ሓቅነት ዘይብሉ ናይ ትግራይ ሃገር ናይ ምዃን ባህጊ እዩ። እዚ ዝምቡዕ ትምክሕቲ ዝፈጠሮ ጽውጹዋይ እዩ ንህዝቢ ትግራይ ምስቲ ኣካሉ ዝኾነ ህዝቢ ኢትዮጵያ ኣራጺምዎ። እቲ ዕሸልን ጎዶሎ ሃገራዊ ስምዒት ኣብዞም ልሂቃን ትግራይ ዘሎ እምበር እቲ ልዕሊ ሰለስተ ወለዶ ዝሓተተ ቓልሲ ናጽነት ኤርትራውያንሲ ንኤርትራ ካብ መግዛእቲ ሓራ ገይሩ ክውንቲ ገይርዋ እዩ።
@alganeshkelati9124
@alganeshkelati9124 6 месяцев назад
Well done Habtom
@NTA130
@NTA130 5 месяцев назад
Thank you💕♥️
@mechaelberhane3711
@mechaelberhane3711 6 месяцев назад
መሽ ሙሳኩሙ ሐሰማ ተሐይሽ።
@teklehaile4908
@teklehaile4908 6 месяцев назад
ብጣዕሚ ሃናጺ ሓሳብ ሃብቶም ዮውሃንስ ክብረት ንእኻ ይኹን
@elhagos5920
@elhagos5920 5 месяцев назад
We were so thirsty for an intellectual conversation, and you quinched it all. I believe most eritrean believe this way, and we are happy to see someone show our view. Please share his email, I would like to contact him for some topics as well.
@zowdi810
@zowdi810 6 месяцев назад
Haftowm you are right erterawe aganae god bless to you and your family and erterawe people 🇪🇷 🏊‍♀️ 🚵 👍 ♥️ 🙏 🇪🇷 yes 🙏 ❤️
@TheaynonEritrea
@TheaynonEritrea 5 месяцев назад
Hawet Nihafash ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@tekieyemane5079
@tekieyemane5079 5 месяцев назад
All good 👍 for me very true 🙏
@eyasuyonas5626
@eyasuyonas5626 6 месяцев назад
ዩኤል የቀንየልና ደግምካ ሰለዘቅረብካልና ንጋዜጠኛ አቶ ሃብቶም ዮዉሃኒሰ ዓገብ ዝብል አይነበረን ኢሉ እዚ ናይ ለባማትን ናይወራዙቱ ኢዩ ወየ ደአ ረሳዕቲ ኩይና ኢንበር ነቲ ታሪክ እንተ ተወኪሰና ክቲራን ዓመጽን ካብ ኤሕዋቲና ተጋሩ እንበር ካብ አቦታትና ወርሮም ዘሚቶም አይፈልጢን ሰለዚ ከመይ አቢሎም ዓግብ ክብሉ ደልዮም ከምቲ ዓሳ ብርሱ ሰለዝመሸመሸ አይሐደግዊን ኢየም የቀንየልና 32:48 ም❤❤❤
@samsonm.m.5949
@samsonm.m.5949 6 месяцев назад
“ትግራይ" መጸውዒ ክልል/ከባቢ ኮይኑ፥ ትግርኛ፥ ኩናማ፥ ኢሮብ፥ ኣምሓርኛ፥ ዓፋር ተዛረብቲ ዓሌታት ኣለውዋ። ነዚ ኩሉ ሓቂፎም "ትርራዋይ" መንነት እንተ ኢሎም፥ ሃገር ኤርትራ፥ ትሽዓተ ብሄራት ዝሓቆፈ፥ መንነታ ኤርትራውያን ኢና እንተበልና ከመይ ኢሉ እዩ ጌጋ ዝኸውን። ከምቲ ሃብቶም ዝበሎ፥ "ኤርትራ ንዓና መንነትና ዜግነትና እዩ"
@ermiasnagash88
@ermiasnagash88 5 месяцев назад
ብጣእሚ ጽቡቅ ነጥቢ:: ብዙህ ስርሃሉ ኢካ ሓወይ::
@freedomfreedom447
@freedomfreedom447 5 месяцев назад
Thank you for your program and thank you for your very respectful and truthful bravery guest ❤❤❤.
@thedawnlight3902
@thedawnlight3902 6 месяцев назад
ድሕሪ እዚኣ ትግራዋይ መንነተይ ኤርትራዊ ዜግነተይ ዝብል ከይርከብ ሎሚ ሃብቶማይ ደሎታን ሓከላኣን ፈላልዩ ኣብሪሂወን ኣሎ።
@genethagos
@genethagos 5 месяцев назад
Xibuk zereba hawina Habtom 🇪🇷🇪🇷
@SHaile-xu9ub
@SHaile-xu9ub 6 месяцев назад
ናይ'ዞም ምሁራን ተጋሩ ዛዕባ ብኽልተ ምስላ ክግለጽ ይከኣል፣ 1-ለባም ተመሲልካ ድራሮም ወድኣሎም 2-ስራሕ ዝፈትሐ ፈላሲ፡ ቆብዑ ቀዲዱ ይሰፊ
@user-wz8qd6tw8j
@user-wz8qd6tw8j 6 месяцев назад
ዩኤል ዝብሉኻስ ንምንታይ ኢኻ ነቶም ተምጽኦ ሕቶ ዘይትሓትት
@yosiefmichael7148
@yosiefmichael7148 5 месяцев назад
Kubur Hawey Ezi Kulu Zbelkayo Xbuq Eyu. Eritreawian Lieli 80,000 - 90,000 Kab Ethiopia Bzemene Meles Zenawi Nab Eritrea Dea Ember Nab Tigray Aykonun Tesegugom. Slezi Eritreawian Bmeseretu Semawian ; Nolawian ( Nilotic ) ; Kushawian Ena. Kab Israel Zmexana Alena, Kab Hindi ( India ) Zemexu Alewu, Lastawian Alewu, Europawian Wn Alewu Slezi Bmeseretu Tegaru Koyna Aynfeltn. Thank You!
@rahwatesfasion1777
@rahwatesfasion1777 6 месяцев назад
ኩሉ ኢልዎዩ😊
@mehariemehazion9718
@mehariemehazion9718 6 месяцев назад
I agree with you 💯 ❤❤❤
@habenmichael1128
@habenmichael1128 5 месяцев назад
Bravo habtom
@mehariemehazion9718
@mehariemehazion9718 6 месяцев назад
Very nice history ❤❤❤
@michaelteklab8789
@michaelteklab8789 6 месяцев назад
Edmen tinan yhabka kubr abo
@zetamful
@zetamful 6 месяцев назад
Berged Nehamedu target is Abay Tigray
@TheaynonEritrea
@TheaynonEritrea 5 месяцев назад
Eritrea is for Eritawian only ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@memhreymusgun9676
@memhreymusgun9676 6 месяцев назад
❤ሃብቶም❤ዮሃንስ❤ከላም❤ጀሚል❤
@sarajoh313
@sarajoh313 5 месяцев назад
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️
@AbdallaAbdalla-po4zq
@AbdallaAbdalla-po4zq 6 месяцев назад
Well said yuel always great 👍
@yosiefmehari8896
@yosiefmehari8896 6 месяцев назад
Citzens share the rights and obligations arising from that status, and the concept of "equality" arising from this shared status has very real implications for the politics of identity, since citizenship has traditionally claimed priority over other identities. In practce this has often resulted in the relegation of alternative identities to an extra political or even pre- political status. This yields an agonstic vision of citizenship in which universal elements are not imposed from above, but are the outcome of projects in which social forces change themselves in constituting alliances with other political identities...Let's learn and grow together!
@samuelhaile7296
@samuelhaile7296 6 месяцев назад
Yoel a good listener I like him as professional ❤❤❤
@berihgebremariam9020
@berihgebremariam9020 6 месяцев назад
ክብረት ዘለዎ ዘተ
@serekeyosief3233
@serekeyosief3233 6 месяцев назад
ብመንነት እዛ ሽግር መጻትና ናይ እትዮጵያ ዜግነት ዝበዝሑ ነርዎም።
@einhornwelt6571
@einhornwelt6571 5 месяцев назад
Boss bisaiba tigrigia tesarebti koynom tegaru zifenfinu hasibu do yefelet?
@mbh8883
@mbh8883 6 месяцев назад
በል ካብ ኣምጻካዮ ናይ ወክድባ ግለጸልና ኩሩዑ ኤርትራዊ ?
@asmaithabtomi1751
@asmaithabtomi1751 6 месяцев назад
Btaemi tsibuk gelixkayo aleka Habtom👍🇪🇷❤️🇪🇷❤️
@user-gh3dz9lp1v
@user-gh3dz9lp1v 6 месяцев назад
Yoel hero ane yedenka eye Fithi kemzi kikewn alo haftom hawna jeberti bi mitkaska thanks
@estifanosghebrezghi3526
@estifanosghebrezghi3526 5 месяцев назад
ንታሓገረውነት ዉንኣ ወዲ ተንባን አዩ ዘትብለና. ንሕና ኤርትራ ውያን አንተዘይኣሙኑ ከም አንታጥዓ ትጅፍኣኦም ትጅፍኣኦም ካብኡ ክምቕሩዮም.
@tesfuteklu260
@tesfuteklu260 5 месяцев назад
ብጣዕሚ ሓሳዊ ሰብ ኢኻ ሰሪዊት ትግራይ ንኤርትራ አትዩ ሰባት አይጨውን ዕሱብ
@ermiasnagash88
@ermiasnagash88 5 месяцев назад
ግደፍ እባ: ብአይንና ርኢናን አስተብሂልናን:: ወያኔ አብ ልእሊ ኤርትራውያን ዝገበረቶ ግፍኢ ጸብጺብካ እውን አይውዳእን እዩ:: አነ ንባእለይ ግዳይ ናይ ተንኮል ወያኔ እየ::
@selamdelina5716
@selamdelina5716 6 месяцев назад
ዘደንቕ መልሲ፥ ከማኻ ይብዝሑ! ኩሉ ትግራዎት ዝብልዎ ኣብ ሰንኮፍ ኤርትራውያን ተቓወምቲ ዝብልዎ ድኹም ጎንታት እናመዝመዙ'ዩ። ክብረት ይሃብካ።
@zowdi810
@zowdi810 6 месяцев назад
Yes i really it is habane to ertera people 1975 i was 12 yare old you are right 🇪🇷
@chuksokadigbo4750
@chuksokadigbo4750 5 месяцев назад
ዕልልልልል…መጀመሪያ እንቋዕ ኣብፀሓኹም ንዘላለማዊ ሓዘንን ቁዛመን ቃንዛ ስቃይ ሰቆቓ መርድእ ናብ ሲኦል ጋሃንብ ዝኣቱ ዝረገፉ more than 1.5 million ዝተቀንዘፉ ምውታት Rest in HELLፍጥረት ናይ ሰብ ዘይብሎም ዕቡድ ኸልቢ ዝለሃሶም ብመንፈስ ዕቡድ ኸልቢ ዝተጠመቁ ዝተለኸፉ ዝተበኸሉ ንሞት እምበር ንምንባር ዘይተዓደሉ ተጎቢሆም ብመኣኮሮም ብኣፎም ይዉገሩ ብበረኺና ብኣሲድ ተሓፂቡ ዘይጸርይ ጥላም ጥምባም ብስብስ ረሳሕ ለሓሲ ዘርኢ ድያብሎሳት ተወጋሪ ትግራዋይ ሰማእታት ኣብ ምድራዊ ሲኦል ዘርኢ ድያብሎሳት ጋንየናት ሕዝቢ መንሃርያ ክልል ትግራይ ኣብፀሓኹም: ኣሜን! ኣሜን!
@zowdi810
@zowdi810 6 месяцев назад
Yes you are right thanks my haro erterawe really 🎉❤😂🎉😂😂😂you ❤️ i love you you hafetom you are wow 👌 👏 😍 👍 🥰 ☺️
@micealmiki4053
@micealmiki4053 6 месяцев назад
ዩኤል ንሃብቶም ብሱል ሰብ ስለዘመጻእካ ነመስግነካ፡ ቀጽሎ።
@fesfalem
@fesfalem 6 месяцев назад
❤❤❤
@temesgen8480
@temesgen8480 5 месяцев назад
ነዞም ቆማላት ኩሉ ግዚ የሕዋትና የሕዋትና የሕዋትና ትብል ቃል ካብ ልሳኩም ጉሓፍዋ ነዚኣቶም ጥይት ኣብ ዐንቀር የእቲኻ ምጽባዮም ጥራሕ ኢዩ
@ermiasnagash88
@ermiasnagash88 5 месяцев назад
ሀገራዊ መንነትና ብቃልሲ አቦታትናን አዴታትናን መስዋዕትነት ዝመጸ እዩ:: ብሄራዊ መንነት ተጠርኒፉ ሀገራዊ መንነት ይፈጥር:: ትግራዋይ ዝብል መንነት የለን:: አብ ትግራይ ኩናማ, ኢሮብ ዝባሀሉ ብሄራት አለዉ ስለዚ ናይዚኦም ካልኦት ብሄራት ከ መንነቶም እንታይ እዩ? ኤርትራውነት ክቡር መንነት::
@benamt9670
@benamt9670 6 месяцев назад
❤❤❤❤❤❤
@elsagaiem4132
@elsagaiem4132 5 месяцев назад
ይኢል ኾሎም አኪሪሪታን ቲሚኺሒታውያን አብ ገዚካ ይሪቦ
@kolossal3912
@kolossal3912 6 месяцев назад
Wonderful interview. Joel, can you try a debate between Yosief Ghebrehiwet and Habtom Yohannes? Would be great...Both are great enlightened intellectuals with different opinions...I expect them to argue with respect. Mtemeharna!
@almazhaile77
@almazhaile77 6 месяцев назад
Yosef is a confused person,why do you want Habtom to waist his time with him?
@amareeyassu6332
@amareeyassu6332 6 месяцев назад
No need to discuss with Yosef or anyone who question Eritrean sovereignty.
@hermonogbamichael8599
@hermonogbamichael8599 6 месяцев назад
Yosef dea mahber hadnet indiyu. Indargachew zeibeyo kedaie indiyu.
@chuksokadigbo4750
@chuksokadigbo4750 5 месяцев назад
@@hermonogbamichael8599 ዕልልልልል…መጀመሪያ እንቋዕ ኣብፀሓኹም ንዘላለማዊ ሓዘንን ቁዛመን ቃንዛ ስቃይ ሰቆቓ መርድእ ናብ ሲኦል ጋሃንብ ዝኣቱ ዝረገፉ more than 1.5 million ዝተቀንዘፉ ምውታት Rest in HELLፍጥረት ናይ ሰብ ዘይብሎም ዕቡድ ኸልቢ ዝለሃሶም ብመንፈስ ዕቡድ ኸልቢ ዝተጠመቁ ዝተለኸፉ ዝተበኸሉ ንሞት እምበር ንምንባር ዘይተዓደሉ ተጎቢሆም ብመኣኮሮም ብኣፎም ይዉገሩ ብበረኺና ብኣሲድ ተሓፂቡ ዘይጸርይ ጥላም ጥምባም ብስብስ ረሳሕ ለሓሲ ዘርኢ ድያብሎሳት ተወጋሪ ትግራዋይ ሰማእታት ኣብ ምድራዊ ሲኦል ዘርኢ ድያብሎሳት ጋንየናት ሕዝቢ መንሃርያ ክልል ትግራይ ኣብፀሓኹም: ኣሜን! ኣሜን!
@eyobhabte3595
@eyobhabte3595 6 месяцев назад
ዮኤል ብዛዕባ መንነት ሽግር ስለ ዘለዎ እቲ ዜግነት ዝዓበየ ከም ቀዳምነት ኽኮኖሉ ይደልይ ኣሎ።
@habenmichael1128
@habenmichael1128 5 месяцев назад
Nayziom tezaribka aywudan EU
@suleimansafi2547
@suleimansafi2547 5 месяцев назад
ትግራይ ንሕና ን ወያነ ሓፍ አቢልና አብ አራት ኪሎ ኮፍ አቢልናዮም. ድሕሪ ደጊም የለን ቅበጽዋ
@user-xg7mu8nq1s
@user-xg7mu8nq1s 6 месяцев назад
ዮኤሊኖ ኣብዛ ቻነልካ ከም ኤርትራዊ ዜጋ ክብሉ ዝደለኹ ኔሩ?
@user-bs7uv9mx2w
@user-bs7uv9mx2w 4 месяца назад
Enkaa Hawebey konka jigna muhur Eritreawi kemzi geru zgelx abe alo
@mehariwelderufael512
@mehariwelderufael512 5 месяцев назад
Naykedem selaetnayom tegaru ntenqeq ertrawyan dhrizi entay ksabzmesena kab tegaru
@user-rt7gs1st6h
@user-rt7gs1st6h 5 месяцев назад
ልቢ ትግራይ ጥውይዋይ። ፎእ !!!! ምስዚኦም ጎረቤት ሙኻን ሲ እንታይ ጸገሙ ወረደና ! ?!?
@zetamful
@zetamful 6 месяцев назад
Tigray is problem for Eritrea and Ethiopia confused people
@mechaelberhane3711
@mechaelberhane3711 6 месяцев назад
መዓልትካ ተጸበ ኩሉኩም።
Далее