መጥምቀ መለኮት ዮሓንስ ኪጽነስ ከሎ ኣፍ ኣቦኡ ዝዓጸወ ኪውለድ ከሎ ድማ ኣፍ ኣቦኡ ዘርኃወ ቅዱስ ኣቦ እዩ። ከምኡ’ውን ናይ ሽድሽተ ወርኂ ጽንሲ ኸሎ ንድንግል ማርያም ወላዲተ ኣምላኽ ከም ዝኾነት ፈሊጡ ናይ ጸጋ ስግደት ሰገደላ። (ሉቃ. 1፡41)ቅዱስ አቦ ኢዩ።
9 сен 2020