Тёмный

EMN - “ ጅግና ዓሊ ኢብርሂም ብኸቢድ ክህረም ከሎ ፡ ኣነ ምስኡ ኔረ . . . “ - Eritrean Media Network 

 ERITREAN MEDIA NETWORK
Подписаться 190 тыс.
Просмотров 56 тыс.
50% 1

/ officialeritreanmedian...
****************************************************************
EMN - “ ጅግና ዓሊ ኢብርሂም ብኸቢድ ክህረም ከሎ ፡ ኣነ ምስኡ ኔረ . . . “ - Eritrean Media Network

Опубликовано:

 

30 сен 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 408   
@InspireEritrea
@InspireEritrea 2 года назад
Part 2 ናይዚ ጅግና ታርኩ ተዘንቱ ተድሊ እያ ትብሉ.. like ግበሩ
@samuelghebremariam8235
@samuelghebremariam8235 2 года назад
ዓሊ አብ 1978 እየ ዝፈልጦ፤አብ ብርጌድ 51 ኮምሽነር ብርጌድ ነይሩ፣አብ ዓዲ ሓወሻ ካብኡ ምዝላቅ ተገይሩ አብመቀርካ ደቅሸሓይ፣ውግእ ዕላበርዕድ ግንባር ናቅፋ ዝዓረደ ጅግና እዩ ነይሩ፥ቆራጽ ጅግና ምቅሉል ዘይንዕቅ ፈታውዕላል ጸወታ ብጻይነት ብተግባር ዝምህር ጅግና እዮ ነይሩ ።
@er-jw9vq
@er-jw9vq 2 года назад
ሓሳዊ ኮንካ ዓሊ ኢብርሂም1978 ኣዛዚ ግንባር እዩ ነይሩ።
@samuelghebremariam8235
@samuelghebremariam8235 2 года назад
@@er-jw9vq ዝከበርካ ሓወይ ሓሳዊ ከይበልካ ተጋጊካ ትብል ቃል ልመዳ፣መራሕ ግንባር ነይሩ አይነበረን ዘይኮነ እቲ ቁምነገር ናይ ዓሊ ጅግንነት ምግላጽ እዮ፣ዓሊ መራሕ ውድብ እዩ ነይሩ እንተበልካውን ኣይተጋገካን ብቁዕ ውፉይ ስለ ዝኮነ፣ከይጠቀስኩዋ ዝሓለፍኩዋ ዝሓበርካኒ የቀንየለይ ሓላፍነት ዋጋ የብሉን ሽሙ ይዓቢ፣ቻው ዓወት ንሓፋሽ።
@thewinnermichael6270
@thewinnermichael6270 2 года назад
@@samuelghebremariam8235 ኣገናዕ ኢለካ ኣለኹ፡ ምቅሉልን ትሕትናን ዝመልኦ መልስኻ መሲጥኒ። ከማኻ ይብዝሑላ እዚ ሓላል ሃገር። ክብረት ርኸብ።
@Solomon-hu4lb
@Solomon-hu4lb 2 года назад
ብጣዕም ታርኽ ዓሊ እብራሂም ናይ ኩሉ ታርኽ ህዝብ ኤርትራ እዩ።
@Wina_digsana
@Wina_digsana 2 года назад
ጅግና ዓሊ ይብሪሂም ሓንቲ ጋል ኣላቶ ንሳ ዓዲ እንግሊዝ ኣላ ።
@saeidomar6583
@saeidomar6583 2 года назад
@@Wina_digsana gual እበርሃም ዓፋ አያ አንበር ዓሊ አበርሃም ዋልድ የብሉን
@maekelewelday2056
@maekelewelday2056 2 года назад
መርሓባ ዮናስ እዚ አቃራርባኻ ብጣዕሚ ጽብቕ እዪ ቀጽሎ ኣጆኻ በርትዕ ።ታሪኽ ናይ ዓሊ ኢብራሂም ጅግና
@helentewolde5451
@helentewolde5451 2 года назад
ውላድ ዓሊ እብራሂም = ምጭውቲ ናጻ ኤሬና ሃገርና። ዘልኣለማዊ ዝኽሪ ነዞም ብርሃን ሃገር ዝኾኑ ሰማእታትና።
@محمدسعيدمحمدسعيد-ش9ح
ብርግጽ ውላድ ዓሊ እብርሂም ኤረይ እያ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@محمداحمد-ص3ف2غ
@محمداحمد-ص3ف2غ 2 года назад
Well come 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹❤♥️💜🧡💞💟
@nohisack7796
@nohisack7796 2 года назад
ዓሊ ኢብሪሂም ጎይታ ግምባር ናቁፈ
@mibrakhagos
@mibrakhagos 2 года назад
ደጋጊምካ ሰሚዕካ ዘይጽገብ ዛንታ ዩ ዛንታ ጀጋኑና። ኣርካናትና ዘይድገሙ ፍጥረት። ዋላኳ ዋርሳያትውን ሰናፋት ኣይኹኑ፡ ተጋደልትናስ በይንኹም ኢኹም።🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ሕቡናት ኢና የሕዋትና ዝኾንኩም። ዕድመን ጥዕናን ንዓኹም። ኢ.ኤም. ኤን ካኣ ነመስግን።ቀጽልዎ
@ሳሕለይስፍራጀጋኑ
@ሳሕለይስፍራጀጋኑ 2 года назад
ስእሊ ጅግና ተጋዳላይ ኣብ ስክሪን እንዳርኣኩም ተትገልጽዎ ጽቡቅ ኔሩ ምክንያቱ ብምስሉ ውን ሰብ ምተላለዮ
@barkayyemna9996
@barkayyemna9996 2 года назад
Seli abe demsi hafeshe mistrku amsmia alweu wegny selizyflitkio ember abe mirkiby bzuhat yezrghe eu
@aklama5279
@aklama5279 2 года назад
ጳውሎስ ! ኣዚዩ ጥዑም ሰብ ፈቃርን ለዋህን ፍሽክታ ዘይፍለዮ ....ከምዚ ኢልካ ምስ ጥዕናካ ብምርኣየይ ኣዚየ ሕጉስ እየ።
@maekelewelday2056
@maekelewelday2056 2 года назад
ዝገርም እዪ ከም ናይ ባዓል ዓሊ እብራሂም ዓይነት ጀጋኑ ካብ ምቕራብ ድሕር አይትበሉ ታሪኽ ናይ ጀጋኑና ኩሉ ክፈልጦ አለዎ።
@teklitteklit5551
@teklitteklit5551 2 года назад
ጂግና ኣሊ ኣብሪሂም ወትሩ ኣብ ልብና ኣለካ።
@eri3585
@eri3585 2 года назад
ጅግና አይነብርንዩ ታሪኽዩ ዝነበረ ዓሊ ጅግና ቅሰን ብዙሓት ዓሊ አብ አሰርኻ አለው ቅሰን 🕌🕌🕌💒💒💒🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐢🐪💕💐💐💐
@asmebro3949
@asmebro3949 2 года назад
Kkkkk humum nebsa mejemerta aksina .
@Mehari2491
@Mehari2491 2 года назад
ጅግና አይነብርን ኢዩ: ታሪኹ ኢዩ ዝውረስ!!
@AbrahamIdrisHibties
@AbrahamIdrisHibties 2 года назад
Thank you MG Poulos and Yonas. Very uplifting historical data of A.I. I am the son of A.I. in spirit. Ali Ibrihim gave birth Heroism, Liberation and Life to all ERITREAN PEOPLE. His life is not in Vain! Zelaalemawi Zikhri N'Suwaatna!
@dejenfoto3945
@dejenfoto3945 2 года назад
ጅግና ኣይነብርን አዩ ታሪኹ አዩ ዝውረስ ዓሊ ጅግና ን ኤርትራ🇪🇷 ወሊድካልና ኢኻ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@SeMhar---ASM
@SeMhar---ASM 2 года назад
ብሓቂ ስውአትና ሓድጊ ገዲፎም እዮም 🇪🇷 ኤርትራ ህያብ ስውኣትና እያ :: ክብርን ሞጎስን ይግባኩም ስውኣትና & ተጋዳላይ & ዋርሳይ: ኤርትራ ዓደይ ኣምላኽ ይከልልኪ ብኹሉ ወገንኪ ::
@chatshet8005
@chatshet8005 2 года назад
اللهم ارحمه واغفر له واجعل قبره روضة من رياض الجنة
@rimon6793
@rimon6793 2 года назад
ሰላም ሰላም ደቂ ዓበይቲ . ብምቅጻል ነዛ ኮመንት ተንብብዋ ዘለኩም ኣኣብ ዘለኩሞ ሰላም ይምነየልኩም ኣስሓቅቲ መሃርቲ ኣዛናጋዕቲ ኣገረምቲ ምስ እትደልዩ ስብስክራይብ ግበሩ ኣሕዋትልም
@aruaki4454
@aruaki4454 2 года назад
ድሕሪ ናጽነት ዝተወልደ ኩሉ ውላድ ዓሊብሪሂም እዪ
@salihtv7838
@salihtv7838 2 года назад
Diqe eri kole gize jeganuo 💪❤💚💛💙 الله یرحم ان شاالله
@fessehayetewolde4410
@fessehayetewolde4410 2 года назад
መጀር ጳውሎ ሐቂ ታሪኽ እዩ ዘሃብካና ከማኻ የሰብዙሑልና ሰላምን ጥዕና ይምነየልካ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@dawedgherense7580
@dawedgherense7580 2 года назад
ዘለአለማዊ ዝኽሪ ንስዉኣትና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 EMN ስእሊ ናይ ዓሊ ኣብ መንጎ ቃለ መሕትት ስለምንታይ ዘየእተኹሞ ?
@dendengebrengus289
@dendengebrengus289 2 года назад
Very excellent historic explanation Pawlisha! Thank you again
@regatgebreyohannes3640
@regatgebreyohannes3640 2 года назад
ሃዋርያት ኤርትራ!!!!!!!!! ታሪኽኩም ነባሪ እዩ🇪🇷 ህያው ሕልምኹም እንሆ ንወለዶታት ትንፋስ ኮይኑ የዛውረና :: ቅሰኑ ሰማእታትና ዓወት ንሓፋሽ
@AliAli-rf7yl
@AliAli-rf7yl 2 года назад
ፕራቮ ፓውሎ ነብሲ ብጣዕሚ ጽቡቅ ኣገላልጻ ቀጽልዎ ናይ ካልኦት ጀጋና እውን
@ahmedhag469
@ahmedhag469 2 года назад
الله يرحمه ويغفر لة
@محمدسعيدمحمدسعيد-ش9ح
ዛርዩ ዘይነጽፍ ታሪኽ ኣያታትና ንዘልኣለም ክነብር እዩ።
@amanbahlbi4397
@amanbahlbi4397 2 года назад
Ali Ibrimh jigna gnbar nakfa......👍👍👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@michealeabrham6756
@michealeabrham6756 2 года назад
ሰላም ጋዜጠኛ ዮናስ፡ ጽቡቕ መደብ ቀጽሎ። ግና እዛ EMN እትብል ምሉእ ጌርካ ጸወዓያ
@tirhasrussom885
@tirhasrussom885 2 года назад
ሃቅኻ።
@tikuegoitom2183
@tikuegoitom2183 2 года назад
ናይ ብሓቂ ብሕጽሮት ቃል ኣኻሊ ኣይኮነን
@eraberabey5591
@eraberabey5591 2 года назад
ጅግና አይነብርን ኢዩ ታሪኩ ኢዩ ዝውረስ ክብርን ዝክርን ንሰማአታትና
@zemerongebrengus5943
@zemerongebrengus5943 2 года назад
ዘገርም ታሪኽ እዩ የቀኔልና ኤሪትርያን ሚድያ ኔት ዎርክ ብኣኹም ብእተቅርብዎ መደባትኩም ዑጉባት ኢና TANKES SO MUCH.
@meharimengsteab8044
@meharimengsteab8044 2 года назад
Nay bahaki tarik nu su eyu eti haki
@fekedetesfay6745
@fekedetesfay6745 2 года назад
Paulos kibreab,very smart batchlor(BA) graduated of Asmara university .
@dawitgebrat1878
@dawitgebrat1878 2 года назад
ክሳብ ራሻ ዝሰልጠኑ ንሓርበኛ ዓሊኢብራሂም ይከታተልዎ እንተኔሮም ኣብቲ ከባቢ ከምዘሎ ገሚቶም ውን ይኮኑ፡ ብፍላይ ኣብ ውትድርና ብዝያዳ ነቲ መራሒ ምምራክ ወይ ምቅዛፍ ቀዳምነት ከምዝውሃብ ይዝረብ
@fessehayetewolde4410
@fessehayetewolde4410 2 года назад
ጋዘጠኛ ዮናስ እዚ ናትካ መደብ ቀጽሎ እዚ ናይ ጀጋኑ ታሪኽ ተሐብኡና ዝነበረ እዩ ሞ ጸሚኡና እዩ ነይሩ
@merabrukh9126
@merabrukh9126 2 года назад
ዮናስ ኣብርሃም ንታሪኽ ብረታዊ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ከማኻ ጌሩ ዝብርብሮ እንተዝበዝሕ ክንደይ ጽቡቕ ኔሩ። ወዲ ጅግና ኢኻ እሞ ቀጽሎ ጀጋኑ እናዓደምካ ታሪኽ ንወለዶታት ክሰጋገር ኣብ ምስናዱን ምዕቃቡን ተራኻ ተጻወት።
@yoditsemere9427
@yoditsemere9427 2 года назад
ዮናስ መዝገብ ጅግንነት ገንጺልካ ትብርብሮ ዘለኻ ክብሪ ይሃብካ፣ ጅግና ውዕሎኹም ውዕሎ ጅግንነት ምግላጽካ እሞ ከኣ ዓሊ ኣብርሂም ታሪኹ ዘካፈልካና ክብሪ ይሃብካ። ተባረኺ ሃገረ ሰማእቲ።
@abrahamghebreseasie9640
@abrahamghebreseasie9640 2 года назад
ብጣዕሚ የቐንየልና መ. ክብርኣብ፣ ኣዝዩ ጽቡቕ መግለጺ ኣዝዩ ዝናኣድ መግለጺ፣ ካብ ረመጽ ወጺኻ ጅግና ናይ ጀጋኑ ብጾትካ ክትገልጽ ምብቃዕካ እንቃዓ ኣብዚ ኣብቃዓካ፣ ስምኩም ዝናኹም ሰማይ ዝዓረገ መዐየሪ ዘይርከቦ እዩ። ክበሩ ንበሩ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም። ዕድመን ጥዕናን ንህልዋት ጀጋኑና። ክብርን ዝኽርን ነቶም ብርሃን እንከይረዩ ብርሃን ዝለገሱልና ሰማእታት ኤርትራ። ንክብርኹም 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@robeltewelde1199
@robeltewelde1199 2 года назад
Thank you major pawulos ,for telling us the history of hero Ali Ibrahim.
@fekedetesfay6745
@fekedetesfay6745 2 года назад
Well deducted and brief explanation,paulos,. I know paulos personaly,but having such deep knowledge about eri strugle , had he never even a second has said about him slef and such big stories.Confidentiality ,secret,typical identification of Eplf.Pls Emn dig out deeply to the memory of such heros.
@hammadramadan8054
@hammadramadan8054 2 года назад
ክብርን ሞጎሲን ንጀጋኑ ስማእታት ኤርትራ 🇪🇷🇪🇷
@zemerongebrengus5943
@zemerongebrengus5943 2 года назад
ዘገርም ታሪኽ እዩ የቀኔልና ኤሪትርያን ሚድያ ኔት ዎርክ ብኣኹም ብእተቅርብዎ መደባትኩም ዑጉባት ኢና TANKES SO MUCH.
@yoseftsehay8640
@yoseftsehay8640 2 года назад
ኣሺሃት ኣሊ አብሪሂም ተሰዊኦምን ሃሊፎምን ቆሲሎምን አዮም፥ አቲ ክምለስ ዘለዎ ህቶ ንምንታይ ተሰዉኦም ንዝብል ይኮውን፥ ኣነ ሃው ሰለስተ ስዋኣት ክከውን ከለኩ ኣህዋተይን ብጾቶምን፥ ነዛ ህጂ አንፈልጣ ኣሪትራ ብውሁዳት ሰረቅትን ቀተልትን አትናበር ሃገር ክትህሉ ዝተሰወኣ ተጋዳላይ ስለዘየለ፥ ፋሺታውያን ንግዚኡ አምበር ነባሪ ስለዘይኮኑ፥
@MaryameyMaryamey21
@MaryameyMaryamey21 2 года назад
@@yoseftsehay8640 u are junta
@haileberhe801
@haileberhe801 2 года назад
ዳሃይካ ኣይታሃባአ ደገርም ኣገላልሳ መጃር ብሮግራምኩም ብታሚ ስቡቅ ኣሎ ቀስልዋ👌🏼👍
@eritreashikoradijeganu2039
@eritreashikoradijeganu2039 2 года назад
kberi mokosin nsiwAtna Awet nhafash ❤🇪🇷✊
@gegerbashay719
@gegerbashay719 2 года назад
@@yoseftsehay8640 ወዲ ማይ ጠላሚት ኪድ ጥራይ ናብ ትግራይካ ተገጢምካ ኢኻ። እዚኦም ጀጋኑ እዮም ህልዋቶም ስውኣቶም
@teklitbereket8263
@teklitbereket8263 2 года назад
ነዚ እዚ ምስ ሰማዕካ ከብድካ ግምጥልጥል ይብለካ።ስዉእ ዓሊ ኢብሪሂም ጎይታ ግንባር ናቅፋ።ተጋደልቲ ህዝባዊ ግንባር፡ብሂወቶም ከለዉ ጉድጎዶም ይፍሕሪ ነይሮም።ከመይ ዓይነት ተወፋይነን፡ብጻይነትን፡ፍቅር፡ተባጃውነት ነይርዋም ይድንጽወካ።ታሪክ ናይ ስዉእ ዓሊኢብሪሂም፡ስዉእ በርሀ ጻዕዳ፡ስዉእ ኣብርሃም ተወልደ፡ስዉእ ሲዒድ ፈረጅ፡ስዉእ ገብሪሂወት(ወዲ ሓምቢር) ፡ስዉእ ኢሰያይስ (ወዲ ፍላንሳ)፡ታሪክ ገለ ካብቶም ላዕሊወት ሓለፍቲ፡ኣባላት ህዝባዊ ግንባር ዝነበሩ ፡ከም መጽሓፍ ቁዱስ ሰሚዕካዮ ክትመንዋ ዘይትክእል ታሪክ ኢዩ።ከምቲ ናቶም ቅያን፡ጅግንነትን ክትፍጽም ከኣ፡ትታባባዕ።ስለዚ እዛ ሃገር እዚኣ ብደም ጀጋኒ ዝጨቀውትን፡ብዓጽሚ ጀጋኑ ዝተነድቀትን ስለ ዝኮነት ፡ብኤርትራ ሃገርና ዝመጻና ሂወት ክንከፍል ድሕር ንብለሉ የብልናን።እዞም ኩሎም ጀጋኑ ሰዉኣት ብላፓን ዝሓረሩ ከም ሽምዓ ነዓና ኢሎም ኢዮም።ንሶም መኪኮም ከም ሽምዓን፡ጥዋፍን ነዓና ከኣ ብርሃን ናይ ዘላእለም ሂቦምና ሓሊፎም።ስለዚ ሃገርና ኤርትራ ንዉሉድ ወሊዶ ተከቢራን፡ተሓፊራን ክትነብር ኢያ ንሓዋሩ።ኣባላት ህዝባዊ ግንባር ማለት፡ወይ ኤርትራዊ ማለት (ስንክሳር)ኢዩ።ምስጢር ናይ ኤርትራዊ ወይ ምስጢር ናይ ህዝባዊ ግንባር ይፈልጦ ኢየ ዝብል ሰብ እንተሃልዩ ሓሳዊ ጥራይ ኢዩ።ብጀካ እቲ ዝምልከቶን፡ኣምላክን ካልእ ዝፈልጦ የለን፡ክሳብ ኣብ ጉድጎት ትኣቱ ከም ዝኮነ ፉጡር።ሳላ ሓያል ምስጢር ምዕቃብ ከኣ ፡ክሳብ ሕጂ ንዓለም (ስንክሳር) ኾይንዋ ይነብር ኣሎ ኣካይዳናን፡ኣዋዳድባናን።እዚ ኣሳራርሓን፡ኣዋዳድባን፡ኣካይዳን ከኣ ክሳብ መወዳእታ ዓለም ከምኡ ኢሉ ክቅጽል ኢዩ። ስለዚ መጀር ጴውለስ ስብረኣብ ስለቲ ከም መዓር ወለላ ዝጥዕም ታሪክ ናይቲ ዓርመሹሽ ጸላእቲ ዘርዓደ ጅግና ታሪክ ብምግላጽካን፡ብምትንታንካን።ከምኡ ዉን ጋዜጠኛ ዮናስ ኣብርሃም ገብረኣልፋ፡ታሪክ ጀጋኑ ሰዉኣትና ውዕሎኦም ዝገልጹ ተጋደልቲ ብምቅራብካ።ምስ መሳርሕትካ ሰኣልት ኩላትኩም ብሓፈሻ ጋዜጠኛታት ሃገርና፡ክብርን፡ሓበንን፡መጎስን ይብጻሕኩም ብስም ነዚ ሓላል ህዝብን፡ቅድስቲ መሬትን ኢሎም፡ዝሓለፉ ጀጋኑ ሰማእታትና። ዘለእለማዊ ዝክሪ ንስዋኣትና። ዓወት ንሓፋሽ!!!
@jamalmadayen8620
@jamalmadayen8620 2 года назад
Azazi 52 znebere bxay General said ferej kea akrbelna
@semharmushut2200
@semharmushut2200 6 месяцев назад
Yes ዓሊ 1974 ናይ universty አዲስ አብባ ናብ ሜዳ ተስልፉ ኣብ ሜዳ ኮሎ ዓቢ ሓዉ ናይ ጅብሃ ተስውኡ ወዲ መንደፈራ እዩ ትምርቲ ኣዝዩ ንፉዕ ከምዝንበረ ታርኩ ይሕበር 🇪🇷
@meletaembaye7403
@meletaembaye7403 2 года назад
እታ ካዝና ናይ ሽጉጥ ናይ ዓሊ እብራሄም እያ ማለት እያ አጸቢቁ ቡሩሁ ክከውን ንሰማዒ
@ኩሉድሕሪሃገር-ረ2ፀ
@ኩሉድሕሪሃገር-ረ2ፀ 2 года назад
ይቅንየልና ዮናስ ታሪኽ ናይ ጅግና ዓሊ ኢብሪሂም ስለ ዘቀረብካልና ግን ስአሉ ክተቅርቦ ኒርካ ነዚ ናይ ሕጂ ወለዶ ብዛዕባ መን ትዛረብ ከም ዘለካ ክፈልት ምአንቲ።
@tmlmyora1943
@tmlmyora1943 2 года назад
ሜጀር ጳውላስ ብጣዕሚ ጹቡቕ መሳጥን ታሪኽ. ግን እቲ ታሪኽ ሙሉእ ክኸውን ብዓል መን ነይርም ክብለካ እንከሎ ንብዓል ወዲ cinora ያቆብ ጠቒስካ ን ኣባሳድር ኣድሓኖም ስሙ ኣይ ተቀስካዮን. ካብቲ ዘገርም ኣድሓኖም ምስኡ ነይሩ እዩ ግን እቶም ኣዘንተውት ታሪኽ ንብዛሓት ተጋደልቲ ታሪኾም ጎስክሞ ትሓልፉ ስለዚ እቲ ታሪኽ ጎዶሎ ይኸውን.
@aruaki4454
@aruaki4454 2 года назад
ሓቅካ ኣለካ ምሳ ድማ ነብሲሂር ኣምበሳደ ኣድሓኖም ልሓሲ ጫማ ወያነ ወስከላ ታሪክ ብግቡ ክሓልፍ ግድን ኢዩ
@simontedros5947
@simontedros5947 2 года назад
Aru aki lehasi disti n adhanom nska lehasi kitblo gizia zhaba hamham kewhi tisebr eyu negeru
@simontedros5947
@simontedros5947 2 года назад
ጽቡቕ ኣለካ (ትመሉ) ኣምበሳደር አድሓኖም እውን እግሩ ተሃሪሙ ብ መስዋእቲ ናይ ዓሊ ኣምሪሩ በኽዩ ኢዩ ደሓን ሕጂ ግን ከመይ ጌሩ ጳውሎስ ክጠቕሶ ኮይኑ
@filimonhabtaymehirtab7574
@filimonhabtaymehirtab7574 2 года назад
@@aruaki4454 gohaf shelet
@aruaki4454
@aruaki4454 2 года назад
@@filimonhabtaymehirtab7574 ብሽም ኣቦካ ኣይትጸውዓኒ ወዲ መኣምን ታሪክ ከም ዘለዎ ክንገር ኣለዎ ኢየ ዝብል ዘለኩ
@meletaembaye7403
@meletaembaye7403 2 года назад
በጃኩም ከደይ ታሪክና ተቀቢሩ ከይተርፍ እዚ ከምዚ መደብኩም ቀጽልዎ ሐደራኩም🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🇪🇷
@jemalmaruf5586
@jemalmaruf5586 2 года назад
Our hero forever Ali ebrahim
@osmaanmaxmud7427
@osmaanmaxmud7427 2 года назад
Bahar..lubak..shahid..ali Ibrahim 👍👍👍💪💪💪👈👈👈👈👈👈👈👈👈👈
@asmara1970
@asmara1970 2 года назад
Shaebiya🇪🇷🐪📌 Good to see you Paulosa.
@ሮራሃዋሻይት
@ሮራሃዋሻይት 2 года назад
መን ይንገር ዝዋዓለ ፡ መን የርድእ ዝቀበረ ፡ ኦርጅናል ዛንታ ጅግንነት ። ዮናስ ስእሊ ዓሊ ኢብርሂም ምስዛ ዛንታ እንተትቀርብ …………… !!! ምስዛ ናይ ዓሊ ትመሳሰል መስዋእቲ ናይ ፍስሃየ ወልደገብርኤል ናይ ዓዲ ሮሶ ኣላ እሞ ሃየ ፡፡
@fessehayetewolde4410
@fessehayetewolde4410 2 года назад
ሜጀር ጳውሎስ ኽብርአብ አብ ካላአይ ቃልመጠየቅ ብህርፋን ንጽበየካ
@abizere3702
@abizere3702 2 года назад
Eway nay ali ibrahim tarik ksemei keleku mara ye dgrem zmsetn mknyatu generalat nay dergi ali ibrahim tenkesakisulo ksemeu kelewu key dekesuyom zhadru mewedeatu kea bdebdab neferti atfiemo, kbrn mogosn nsweatna ✊🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@fthawitmengstab7906
@fthawitmengstab7906 2 года назад
መን ይንገር ዝወዓለ ስለ ዝኾነ የቐንየልና ሜጀር ፓውሎስ ብዛዕባ እዚ ጅና ዓሊ ኢብሪሂም እቲ ሓቂ ሰለ ዘውጻእካዮ ብዙሕ ናይ ሓሶት ዛንታታት ኢዩ ዝስናዕ ። በጃኹም ተዛረቡ ኣዘንትው ብስቅታኹም ታሪኽና ይስረቕን ይጥወን ኣሎ።
@wedihdri9031
@wedihdri9031 2 года назад
EMN ኩሉ ግዜ ነመስግን ታሪኽ ጀጋኑ ኣቦታትና ኣያታትናን ከምዚ። ጊርኩም ክተምጹልና ገና ክንጽበየኩም ኢና ስውእ ዓሊ ኢብርሂም ጂግና ሓርበኛዘለኣለማዊ ዝኽሪ ብሰላም ዕረፍ።
@fessehayetewolde4410
@fessehayetewolde4410 2 года назад
መጀር ጳውሎስ ታሪኽ ናይ ጀጋኑ ከምዚ እልካ ምግላጽኻ ሽታ ናይ ጅግና ዓሊ ኢብራሂም ብጻይ አካለይ ኢልካ እዚ ታሪኽ አዩ አብ ጽሑፍ መጽሐፍ እንተኻኢሉ ኽሰፍር ጀጋኑ ተጋደልትና ዝፈጸሙ ቀጽሎ በዓል ታሪካ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@Kb-ud6od
@Kb-ud6od 2 года назад
ናይ ብሓቂ መሳጢ መደብ፡ በርትዕ ዮናስ ምስ ኩሎም ኣባላት ኤርትራ ሜዲያ ነትዎርክ። ዓሚቅን ብትሕዝቶ መሳጥን ኣብቲ ኣቀራርባ ካብ መጀመርያ ክሳብ መወዳእታ፡ ቀጽልዎ በርትዑ።
@mechaelberhane3711
@mechaelberhane3711 2 года назад
ሰላም ዲቂ ኤረይ ከብዲ ዋጋ ከፈልና 😭🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤ዓወት ንሐፋሽ
@temesghenjigna5464
@temesghenjigna5464 2 года назад
Abi ketsal medebkum nay Ali Ibrahim sil zelewo 🖼️ hizikum ente timetsu tsubuku neru jigna Ali Ibrahim zelaelemawu zikr niswuatina aweti nihafashi
@gebrekirstosalem1621
@gebrekirstosalem1621 2 года назад
ሰላም ኩብር ብጻይ ዮናስ ኣብርሃም ገብረ ኣልፉ በቲ አቲግብሮ ዘላኻ ናይ አቶም ጀጋኑና ፊት ንፊት ተሬኣና ዘለካ ኪብሪ ይሃብካካ ከጺሎ ኣጆኻ ካብ ሃገረ ስዊዘርላንድ ብጻይካ
@asmeromw3037
@asmeromw3037 2 года назад
እዚ ነባሪ ታሪኽ ንዘልአለም ዕጥቂ ሓድሽ ወሎዶ መንእሰይ ምኽዎኑ ዩ ዘረዳአካ ካብ ዚ ታሪኽ እዚ ዝተወለደ ወሎዶ መን ዩ አብቅድሚኡ ጠጠው ዝብል ስለ ዝኾነ ኻአ ዋርሳይ አመስኪሩ ዩ። Thankyou yonas
@salihosmansom1827
@salihosmansom1827 2 года назад
ብኩሉ ምክኣል ምስ ሳኣኖ ብነፈርት ቀትሎሞ ።ንጂግና ዓሊ ኢብራሂም።
@asmerashikor6640
@asmerashikor6640 2 года назад
ሻዕብያን ወርቅን ከይርሃጽካ ወጋ ከይፈልካን ክርከቡ ዘይክእሉ ክቡራት ክብርታት እዮም ብሓዊ ዝድመቁ ክቡራት ሻዕብያ ረዚን ታሪኽ ሕፍርትን ሕብንትን ሃገር ዝፈጠጠረ ፈጣሪ ሃገር 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️
@ASMTV
@ASMTV 2 года назад
ጳውሎስ ብጣዕሚ ጽቡቕ መግለጺ ኣጆኻ ሓንቲ ቃል ኣይትግደፍ ታሪኽ ጀጋኑ ይውጻእ።
@saeidomar6583
@saeidomar6583 2 года назад
ደቂ ርመይ ሐደር ሓድናትን ጠምርት sel ሰማኣታትና ሓድር ከን ተግበር አና ወትሩ ኣብ ልቢን ዛንበሩ ሰማታታና ሐደር ከንዳ ኩሎም ካ ዓሊ እበርሃም ካ
@yordi1683
@yordi1683 2 года назад
Temesgen amlak enkoe eti haki tark nay ali negrkana thanks 🙏🏾 Etom xelaiti hizbi Eritrea 🇪🇷 zewriyokale eyo tarkina tarik hizbawi genbar gen ezieyo 💯💯💯💪🏾💪🏾💪🏾💪🏾💪🏾🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@ahmedosman1556
@ahmedosman1556 2 года назад
Jegina aynberineyu tariku eyu zewras
@berhanetewolde3247
@berhanetewolde3247 2 года назад
እዛ ሃገርና ብቕያ ብታሪኽን ዝተተኽተኸት ኢያ።ታሪኽ ይነገር ይዞንቶ ይጻሓፍ:ኩሉ ታሪኽ ዝፈልጥ ድማ ንህዝቡን ንመንእሰይ ወለዶ ይተርኽ።EMN ድማ መደብኩም ኣዝዩ መሳጢ ኢዩ።ታሪኽና ንኽብርበር ትገብርዎ ዘለኹም ጻዕሪ ነመስግን።
@teweldebrhananebrhane6207
@teweldebrhananebrhane6207 2 года назад
ጅግና እዩ ኣብ ኩሉ ድልዊ እዩ ንኩሉ ጅግና ከም ኩሉ መንፈሱ ውን ህልው ኣሎ ነባሪ እዩ ውን
@Hagere214
@Hagere214 2 года назад
THANK YOU SO MUCH !! MG Paulos you are one of a kind 💪
@Wedi-Eri282
@Wedi-Eri282 2 года назад
ናይ ባሓቂ ስዉኣትና ውላዶም ሃገረ ኤርትራያ ፡ ናጽነትያ ፡ ኣማን ብ ኣማን !!!
@weldemikaelbahta8692
@weldemikaelbahta8692 2 года назад
Thank you. ተጋደልትና ኩሉ ነብሶም ታሪኽ ኢዩ ሞ ንዳህስሶ፡ ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ስውኣትና!!
@jossi1232
@jossi1232 2 года назад
ብናፓል ተቓጺልካ ብሂወት ምጽናሕ ዘለዎ ከቢድ ስቓይ ተራእዩኒ ንድሕሪት መሊሱ ድማ አዘኻኺሩኒ አዝዩ ከቢድ እዩ ። ታሪኽ ጅግና ዐሊኢብራሂም ታሪኽ ኩሉ ተጋዳላይ እዩ ። መጀር ጳውሎስ በቲ ብሩህን ንጹርን አቀራርባኻ አድኒቐካ ። EMN በቲ ተቕርብዎ መደባት ፡ ታሪኽና አብ ምብርባር ትገብርዎ ጻዕሪ አምስግነኩም ቀጽልዎ ።
@jacfarmacaskar8188
@jacfarmacaskar8188 2 года назад
Kali iyu Ali Ibrahim
@merabrukh9126
@merabrukh9126 2 года назад
ናፓል ፈሲስዎ መስዋእቲ ከፊሉ ዝመጽአት ሃገር በዓል ዓሊ እብርሂምን ሜጆር ጳውሎስን ብማንም ኣይትድፈርን እያ። ኤርትራ እግዚኣብሄር ዘውዲ ዝደፍኣላ ሃገር እያ። ደም ሰማእታት ድማ ንኸንቱ ኣይኮነን። ብሃገር ጸወታ የለን።
@senaitzerai7770
@senaitzerai7770 2 года назад
Waw nice to see you poul jigna thanks for interesting story abona jigna Ali Ebrahim 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@merabrukh9126
@merabrukh9126 2 года назад
ምስ ሜጆር ጳውሎስ ትካየድ ዕላል ክትቅልጥፍ ኣለዋ ዮኒ ሓወይ።
@Haben230
@Haben230 2 года назад
ሃወልቲ ክግበረላ ኣለዋ አታ ቦታ
@mohammedseidmosman2858
@mohammedseidmosman2858 2 года назад
አጆካ ብስማ ጋንታ ክዕሶ አለ
@tesfaldetbahlibi4500
@tesfaldetbahlibi4500 2 года назад
Thank you for sharing this clean historic record’s narrative of the hero martyr Ali Ibrahim.
@Hmeretkolboy
@Hmeretkolboy 2 года назад
ዮናስ ኣንበሳው መግለጺ የብለይን ኣብቲ ስራሕካ ምስቶም ኣርካናት ዋርሳይ ይክኣሎ ትገብሮ ቃለ ምልልስ !!
@erilover1723
@erilover1723 2 года назад
Thank you EMN THANK YOU PAWLOS RIP ALI EVRIHIM KUBUR JIGNA ZELALAMAWI ZIKEI NE SEWATBA
@ሰላምንኹሉ-ጸ5ለ
@ሰላምንኹሉ-ጸ5ለ 2 года назад
ሰላም ደቂ ኤረይ, እዚ ጀሚርኩሞ ዘለኹም ምብርባር ታሪክ የድንቆ. ደንጉና ስለ ዘለና ግን ብመጅሙዕ ክን ጎዪ ኣለና.ኩሉ ተጋዳላይ, ዋርሳይ ታሪክ እዩሞ በርብሩዎ.ዓወት ንሓፋሽ!
@margarettesfamichael5930
@margarettesfamichael5930 2 года назад
THX our HERO veterans fighter given all your life for freedom and peace to all Eritrawiyan people in word we stand on your footage for our flag in word. kebrn Mogosn nsemaietna Awet Nihafash!!!!🐯🐯🐯🐯🐯🐯
@amenhiwet1313
@amenhiwet1313 2 года назад
Nisika wen bahar jigna eka likie kem ali
@merabrukh9126
@merabrukh9126 2 года назад
ሜጆር ጳውሎስ ክብርኣብ ጅግና መራሒ ኣብ ውግእን ምሕደራን። ታሪኽ ጅግንነት ኤርትራውያን ናይ ዝሓለፉን ዘለዉን ክጽሓፍን ክስነድን ኣለዎ። ኤርትራ ሃገር ብዙሕ ኣዝዩ ኣገራሚን መስተንክርን ጅግንነት ዝተፈጸመላ ሃገር ረዚን ታሪኽ እያ። ስለዚ እዚ ታሪኽ እዚ እዩ ከብሕታት ኣብያተ መጽሓፍትና ክመልኦ ዝግባእ። ሃገር ብዘይ ታሪኽ ሃገር ስለዘይትኸውን።
@mebrahtuteklit1834
@mebrahtuteklit1834 2 года назад
ስዋኣትና ወትሩ ይዘከሩ ኩሎም ስዋኣትና ኩሎም እካ ክንዝክሮም ንደሊ እንተኾና መራሕቶም 'ከ ባዓል መን እዮም ንብል እሞ, ንስውእ በረሀ ጻዕዳን ስውእ ገብሪሂወት ሓቢር(ወዲይ ሓቢርን)የቀንየልና ጋዘጠኛ ዮናስ ኣብራሃም🙏🇪🇷💒🕌✌️ዓወት ንሓፍሽ.
@teklehaile422
@teklehaile422 2 года назад
ሃቀኛ መስዋቲ ናይ ዓሊ ኢብራሂም እንቃዕ ፈለጥና ፈሽካላት ናብ ካልእ መኣዝን ዝጥዉዪዎ ዝፍትኑ ጎፍ ስለዝብኑና ሳሕቲ የ
@mohammedhasan519
@mohammedhasan519 2 года назад
Zey tenebeb metsahift Hizka aleka yoni Go head
@yordi1683
@yordi1683 2 года назад
Good to see you pawelos🇪🇷🇪🇷🇪🇷💯💯💯
@mehrteabberhane8396
@mehrteabberhane8396 2 года назад
ሰላም ዩናሰ ከመይ ቀኒኹም? ቀጽል እሞ አዝየ ዝሕጉስ አቃራርባ። ዓወት ንሐፊሽ
@areyzeregabr770
@areyzeregabr770 2 года назад
ታሪክ ጀጋኑና ይዘርዘርን ይዘንቶን ብጣዕሚ ጽቡቅ መደብ ቀጽልዎ ኣዘንትዎ ታሪክና
@saeidomar6583
@saeidomar6583 2 года назад
ዓሕ ሓንት ምዓሌት አፋት ከይራይ ዛስምዓን ሓዛን መረር አዩ
@keletatsegai510
@keletatsegai510 2 года назад
ኣክንዲ ናይ መስዋእቲ ዓሊ ኣብሪሂም ።ብመስዋእቲ ዓሊ እብሪሂም እንታይ ይስምዓካ ወይክኣ መስዋእቲ ዐሊ ኣብሪሂም እንታይ ስምዒት ፈጢሩልካ ኣቲ እዋን እቲ።
@abrahamghebreseasie9640
@abrahamghebreseasie9640 2 года назад
ደጋጊመ ንቃላትካ ንሓሳባትካ ንመግለጺኻ መወዳእታ ዘይብሉ ይሳማማዓሉ፣ ቅሩብነት ምስጢራውነት ንዝበልካዮ ብሓቂ ዓቢ መግለጺ ኣድኒቐ ንኣድናቓይ ይህበካ። ክብ ዝበለ ምስገና ይብጻሕካ ብልቢ። ዮናስ ከኣ ነዚ ጅግና ኣዝዩ ኣገዳሲ ንህዝቡ ዓቢ ታሪኽ ዝመጠወ ብምምጻእካ ክብ ዝበለ ካባይ/ ህዝቢ ኤርትራ ተቐበል ብክብሪ።🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏👋👋👋🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏
@ta-sy6up
@ta-sy6up 2 года назад
Ali jegna terekum nzentelat nabere eyu seweatena 🇪🇷🙏🙏🌹
@teklitmehariteklitmehari6066
@teklitmehariteklitmehari6066 2 года назад
ክብርን መጎስን ሞገስን ኒሰማእታት ኤርትራ 💟🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍
@Hagere214
@Hagere214 2 года назад
It sounds like a movie ! Thank you my fellow Eritreans for this big price you paid I salute you 🕴👍💪
@michaeljango8073
@michaeljango8073 2 года назад
He was one of most Educated leaders he knows military map perfect 👍 👍 👍
@eripower3155
@eripower3155 2 года назад
ዘልኣለማውን ዝኽሪ ንሰማእታትና
@محمدعواتي-ذ2ف
@محمدعواتي-ذ2ف 2 года назад
ጅግና ዓሊ እብርሂም ስለዘውረሰ ፍሬኡ እዚ ሎሚ ንሪኦ ዘለና ናይ መንእሰያትና ጅግንነት ይሕብረና፡፡
@abduali2
@abduali2 2 года назад
Kulu geziye sewatna ab liebina
@asterkebreab2622
@asterkebreab2622 2 года назад
Paulisha I’m proud of you. Very interesting history of Eritrean people.
@wt7061
@wt7061 2 года назад
መንም ኸማኹም ጀጋኑና ዘልኣለማዊ ዝኽሪ ንስውኣትና።
Далее
Редакция. News: 136-я неделя
45:09
Просмотров 1,5 млн
# Rural Funny Life Wang Ge
00:18
Просмотров 717 тыс.
Почему?
00:22
Просмотров 344 тыс.
ዘተ ምስ ኣቦይ ስብሓት ነጋ
46:46
Просмотров 25 тыс.
Редакция. News: 136-я неделя
45:09
Просмотров 1,5 млн