Тёмный
No video :(

Krstos Tensieu Eyu Mezmur 2023 By Dawit ፡Tesfana ፡Isayas ፡፡ክርስቶስ ተንሲኡ እዩ ናይ ትንሳኤ መዝሙር 

Selihom spritual Catholic channel
Подписаться 4,7 тыс.
Просмотров 954
50% 1

ክርስቶስ ተንሲኡ እዩ
1.ትንሳኤኻ ንዝኣመና
ብርሃንካ ፈኑ ናባና
ስምካ ኪቅደስ ብኹላትና
ሰላምካ ኣውርድ ኣብ ማእከልና
ሰላምካ ኣውርድ ኣብ ማእከልና
ተደ ፡ ክርስቶስ ተንሲኡ ኢዩ ብምሉእ ዓቢ ስልጣን
ኩላትና ንበል ኦ ሃሌ ሃሌ ሉያ
ካብ ሞት ተንሲኡ ክርስቶስ ኣምላኽና
ሃሌ ሉያ ኣሜን ሃሌ ሉያ ኣሜን
2. ንሰይጣን ስሒቡ ረገጾ
ንጸልማት ናብ ብርሃን ለወጦ
ንኣዳም ነጻነቱ ኣልበሶ
ካብ ሞት ናብ ሕይወት ኣሳገሮ
ካብ ሞት ናብ ሕይወት ኣሳገሮ
3. ኦ ኣዳም ጠምት ንላዕሊ
ክርስቶስ ኢዩ ንኹሊ ፈጣሪ
ተመልከት ንኢየሱስ ሰዓሪ
ኣይትታለል ብዓለም በናኒ
ኣይትታለል ብዓለም በናኒ
4. ምስጋና ይብጻሕ ንኣምላኽና
ብርሃን ትንሳኤ ዘርኣየና
ንከተሎ ንዕኡ ኩላትና
ንሱ 'ዩ ምንጪ ናይ ሕይወትና
ንሱ'ዩ ምንጪ ናይ ሕይወትና

Опубликовано:

 

22 авг 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 6   
@wizefawimakingawiberhane4618
Amen 3 🙏❤️🙏❤️🙏
@sebyumekseb7341
@sebyumekseb7341 Год назад
Amen amen happy easter🙏🙏🙏
@danieltesfazgi548
@danieltesfazgi548 Год назад
Bless you guys...
@efremberihu7904
@efremberihu7904 Год назад
Happy Easter all❤❤❤❤❤God bless you all brothers and sisters
@lulrbahri
@lulrbahri Год назад
GOD BLESS YOU bbzuh YEHWATEY dhri kndey delye rekibeya. orginal mezmur men men kem zzemra eba habruni❤❤
Далее
الذرة أنقذت حياتي🌽😱
00:27
Просмотров 14 млн