Тёмный

Raiena.....ፍትሒ ብዘይ ፍርሂሒ ዕላል ምስ ተስፎም መሓሪ 

Raiena
Подписаться 62 тыс.
Просмотров 6 тыс.
50% 1

💏👉Subscribe, 👍Like Share 👋
ዕላማ ራኢና
ብናጽነት ዝሓስቡን ዝዛረቡን፡ ፍልልያት ዝጻወሩን ሰባት ጥራይ አዮም ንሕብረተሰብ ዝቕይርን ዝጠቅምን ሓሳባት ዘመንጭዉ። ፍልልያት ዘይጻወር መንግስቲ ዘምጸኦ ዕንወት ስለዝረኣናዮ፡ ፍልልያት ዘይጻወሩ ደለይቲ ለውጢ ከምጽኦዎ ዝኸአሉ ዕንወት ውን ብእጋኡ ተገንዚብናዮ ኣለና፡፡
ራኢና ንኹሉ ኣታሓሳስባታትን ርኢቶታትን፡ ብዘይ ምድላው እተእንግድ ባይቶ አያ። ኣብ መስርሕ ከኣ ጠቃሚ ዝኾነ ሓሳባት ባይታ ከምዝረክብን፡ ኣብ ተግባር ከም ዝውዕልን ባይታ ከተጣጥሕ ከላ፡ ነቲ ኣዕናዊ ኣተሓሳስባታትን፡ ከምጽኦ ዝኽእል መዘዛትን፡ ፈልያን ኣለልያን፡ ንተከታተልታ ክትምህርን ከተንቅሕን አያ፡፡ ራኢና ትካላዊ ባህላ፡ ምስ ኩሎም፡ ሰብኣዊ ክብርን መሰላትን፡ ብግብሪ ዝእምኑ ውልቀባትን፡ትካላትን፡ መንነቶም፡ ፖለቲካዊ ኣቕዋሞም፡ ዓለቶም ብዝየገድስ፡ ምስ ኩሉ ሓቢራ ክትሰርሕን፡ ብፍላይ ከኣ ነቶም መሰልና፡ ባህልና፡ ቋንቋና፡ ዝብሉ ከተተባብዕን ክትድግፍን አያ።
ራኢና፡ ናብ ዝሓሸ መደብ ብምስግጋር፡ንምዕባለን ራህዋን እዘም ኣብ ክልተ ሃገራት ዝርከቡ ሓደ ህዝቢ፡ ንናይ ሓባር፡ ባህላዊን ኤኮነምያዊን ምዕባለ ግብራዊ መላግቦ ፈጢራ፡ ብሓደ ንኽምዕብሉን ከምኡውን ሓድሕድ ሽግር ብሓባር ዝዝትይሉን ዝፈትሕሉን ባይታ ከተጣጥሕ እያ፡፡
ኣብ አንገብሮ ሓያል ጉዕዞ ሓገዝኩም ኣይፈለየና!
💏👉Subscribe, 👍Like Share 👋
ዕላማ ራኢና
ብናጽነት ዝሓስቡን ዝዛረቡን፡ ፍልልያት ዝጻወሩን ሰባት ጥራይ አዮም ንሕብረተሰብ ዝቕይርን ዝጠቅምን ሓሳባት ዘመንጭዉ። ፍልልያት ዘይጻወር መንግስቲ ዘምጸኦ ዕንወት ስለዝረኣናዮ፡ ፍልልያት ዘይጻወሩ ደለይቲ ለውጢ ከምጽኦዎ ዝኸአሉ ዕንወት ውን ብእጋኡ ተገንዚብናዮ ኣለና፡፡
ራኢና ንኹሉ ኣታሓሳስባታትን ርኢቶታትን፡ ብዘይ ምድላው እተእንግድ ባይቶ አያ። ኣብ መስርሕ ከኣ ጠቃሚ ዝኾነ ሓሳባት ባይታ ከምዝረክብን፡ ኣብ ተግባር ከም ዝውዕልን ባይታ ከተጣጥሕ ከላ፡ ነቲ ኣዕናዊ ኣተሓሳስባታትን፡ ከምጽኦ ዝኽእል መዘዛትን፡ ፈልያን ኣለልያን፡ ንተከታተልታ ክትምህርን ከተንቅሕን አያ፡፡ ራኢና ትካላዊ ባህላ፡ ምስ ኩሎም፡ ሰብኣዊ ክብርን መሰላትን፡ ብግብሪ ዝእምኑ ውልቀባትን፡ትካላትን፡ መንነቶም፡ ፖለቲካዊ ኣቕዋሞም፡ ዓለቶም ብዝየገድስ፡ ምስ ኩሉ ሓቢራ ክትሰርሕን፡ ብፍላይ ከኣ ነቶም መሰልና፡ ባህልና፡ ቋንቋና፡ ዝብሉ ከተተባብዕን ክትድግፍን አያ።
ራኢና፡ ናብ ዝሓሸ መደብ ብምስግጋር፡ንምዕባለን ራህዋን እዘም ኣብ ክልተ ሃገራት ዝርከቡ ሓደ ህዝቢ፡ ንናይ ሓባር፡ ባህላዊን ኤኮነምያዊን ምዕባለ ግብራዊ መላግቦ ፈጢራ፡ ብሓደ ንኽምዕብሉን ከምኡውን ሓድሕድ ሽግር ብሓባር ዝዝትይሉን ዝፈትሕሉን ባይታ ከተጣጥሕ እያ፡፡
ኣብ አንገብሮ ሓያል ጉዕዞ ሓገዝኩም ኣይፈለየና!
Our Objectives:
People who have a freedom to think and speak have a potential to generate noble ideas that could bring a revolution in a society. We have experienced unprecedented damage on our society caused by a governmental system that did not respect difference. This system has taught anyone who quest for a change but does not respect diversity is a liability for greater damage.
Raiena is a non-partisan and non-profit making social platform that accommodates diverse ideas and opinions. In the process, we believe that Raiena has social responsibility to educate and enlighten its followers by providing an equal opportunity to promote ideas that have a potential to bring positive impact in a society. Also, this platform is dedicated to expose ideas or actions that may have a negative consequence (such as hate, division, discrimination, etc…) among society.
Raiena’s organizational norm appreciates to work with all individuals and organizations who believe in a responsible action by respecting human rights and social values. We welcome people of diverse background and knowledge, encourage by promoting those who fight for their cultural rights (such as cultural heritage, language, and civilizations).
Raiena is open for progressive ideas. It dedicates itself for the social wellbeing, harmony, peace, and prosperity of Axumite (Ag’azians) people by bringing them together by transcending the existing colonial boundaries between countries. It provides a common background to discuss all-rounded social development, nurture common consciousness and resolve any social problem that concerns us as a society.
We value your strong support for our endeavours!

Развлечения

Опубликовано:

 

18 июн 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 51   
@samiyow
@samiyow 17 дней назад
Tesfom hawna bzuhat semaeti wen kemzelena khbreka yfetu, kexlo kabaka buzu ena nmeahar , God bless u bro
@chuchechuche1335
@chuchechuche1335 16 дней назад
Entay. ክትማሃር ካብ ተስፍኦም
@samiyow
@samiyow 16 дней назад
@@chuchechuche1335 entay emo ktgebr mexika abzi channel natu? Entedea mehari zeykonu?
@chuchechuche1335
@chuchechuche1335 16 дней назад
@@samiyow ከምዚ ከማካ ደናቁር እንታፕ ይጽሕፉ ክርኢ
@ህያብ
@ህያብ 17 дней назад
ወዲ ንጉስ🤴 ጆሲ🤴♥️
@user-ek3gb1jv9t
@user-ek3gb1jv9t 17 дней назад
100.GOOD
@yesman-cs6fj
@yesman-cs6fj 17 дней назад
Agoka tesfom👑 niska moter nay qalsna eka bi wihidet hade hade dezetwemu deqi Akeleguzay aytgdselom 🥰
@temesgentekle2314
@temesgentekle2314 17 дней назад
Wedi Ngus ✌️👌👏👍
@abadittadesse5892
@abadittadesse5892 15 дней назад
Tesfomey lebam❤❤
@zaidkifleyesus2196
@zaidkifleyesus2196 16 дней назад
Naybhaqi hmaqat sebat eyom.
@mussiezerai7966
@mussiezerai7966 17 дней назад
You are hero, you generate good ideas.
@user-tr4ff7fx7z
@user-tr4ff7fx7z 17 дней назад
We love you Wedi Negus and support your ideas❤❤❤🙏🙏🙏
@Hafashmedia519
@Hafashmedia519 17 дней назад
❤❤❤❤❤❤❤❤
@azeabgkidan5508
@azeabgkidan5508 17 дней назад
🙏🙏🙏💙💙💙🙏🙏🙏💪💪💪
@tigezana3605
@tigezana3605 17 дней назад
💙💙💙💙
@efremasmerom915
@efremasmerom915 15 дней назад
Wedi nigus nigus ❤❤❤
@user-vn4ed3sh2m
@user-vn4ed3sh2m 12 дней назад
We love you ❤❤❤
@wediselie7897
@wediselie7897 16 дней назад
❤❤❤❤
@YayaTsaru
@YayaTsaru 9 дней назад
@user-lv3dz5mr1c
@user-lv3dz5mr1c 16 дней назад
Join
@YayaTsaru
@YayaTsaru 9 дней назад
Tesfom Mehari jigna
@andompillastro6856
@andompillastro6856 12 дней назад
❤❤❤❤❤❤
@dawitzerzghi8454
@dawitzerzghi8454 5 дней назад
ረሳሕ ዝኮንካ ሰብ ውድቀት ከልቢ ወዲቃ
@user-zb8cn5uv5e
@user-zb8cn5uv5e 17 дней назад
መርሓባ መርሓባ መምህር ቶስፎም እዛ ዕስለ እንቛዕ ኣብቲ በረኻታት ደደቢትን ሳሕልን ኣይ ሃለዋ ምሳኻ ከምዛ ናይ መሓሪ ተስፋሚካኤል የሕቕቕ መባላኻ😂😂😂😂 ካብ መሓሪ😢 ተስፋሚካኤል😢 ብዙሕ ብዙሕ😭 ኢና ተማሂርና ጥንቅቕ በል ኣይ ትቕረበን ብማዕዶ ጥራይ ሓደርክን በለን። ((እንተ ደፊራናኻ ኣኺሉኳ ኢዩ)) ንነብስኻ ከይ ተድፍረን ነብስኻ ን ኢድካ ከይ ትነስኣለን፣ ገጽ ኣይ ትሃቦም!!። ብሩሑቕ 2ተ ኪሎሜተር ከም ሕማም ካሮና ብርሑቕ ጥራይ ሰላም በለን። ኣጆኻ!💪❤❤❤
@AkliluKaleab
@AkliluKaleab 17 дней назад
ንስኻ ኢኻ ሕማቕ ምስ ድሑራት ሰባት ኬንካ ዓድኻን ህዝብኻን ተጽርፍ ካብ ኮራርምትኻን መልሓስካን ዝነዉሕ ዝበልሕን ኣለና ግን ጸርዮም ደይጸርዩ ከተረድእ ክትርዳእ ብላሽ ዘይከዉን:: እቶም ሰበኽቶም ናይ ቒምበቀልን ቶንኮልን ዮም ምሂሮሞም
@chuchechuche1335
@chuchechuche1335 16 дней назад
ወዲ ፍንፍን ዓሌት ወዲ ኣመንዝራ
@AkliluKaleab
@AkliluKaleab 13 дней назад
@@chuchechuche1335 ዘረባ ጠፊኡካ/ኪ ድዩ ክክክክ ጸርፊ ናይ ደንቆሮ ካብ ድንቁሩና ዉጻእ/ኢ
@H.H24130
@H.H24130 5 дней назад
እዚ መንግስ ዝበሃል ወሃቢ ርኢቶ ሕጂ ኣብ ርእሱ ዘሎ ዘይተፈወሰ መርዚ ሓጺብካ ክሳብ ዝወጽእ ብውሕዱ 4×10 ዓመታት ክወስድ እዩ። ዮዲት ድማ መርዚ እንዳዘረአ ስቅ ኢልኪ ትርእዮ ተኣሪመላ ኣለኹ ድማ ትብሊ ኔርኪ። ዳብል ስታንዳርድ😢
@elubk2741
@elubk2741 5 дней назад
ተስፎም ኣብ ኢንዲያና ዝሳስዔ የለን ንስካ ሓሳዊ ኢካ። ዮዲት ከኣ ሱቅ ኢልኪ ሰምዒክዮ ሓቂ እንዳፈለጥኪ.
@alemtesfamichael2121
@alemtesfamichael2121 14 дней назад
ኣነ ኣይተረደኣንን ወዲ ንጉስ እንታ'ዩ ጌሩ ኣብ መትከሉ እዩ ዘሎ ግደፍዎ ኣይተድክምዎ ብዙሕ ክሰርሕ ንፅበዮ ብሉጽ ፖለቲከኛ እዩ
@mestewalie6479
@mestewalie6479 17 дней назад
ተስፎም ቡሉፅ ሰብ አነ ግን ኢትዮጵያዊ ይሕሸኒ ንዘልአለም ዐለም
@embeytofredrikstad3340
@embeytofredrikstad3340 17 дней назад
Tesfom JohnBlack, ተሕዝን ኣብዚ ምውዳቕካ😅
@H.H24130
@H.H24130 5 дней назад
ሚድያ ማለት እንታይ ማለት እዩ ? ቅንዕና ዘለዎ/ዘለዋ በዓል ሚድያ ንክልተ ዝተገራጨው ሰብ ጉዳይ ስሕብ ኣቢልካ ፊትንፊት ኣራኺብካ ጸገሞም ኣብ ቅድሚ ህዝቢ ሓሳቦም ክስማዕ ክገብር ዝኽእል እዩ ኢለ ይሓስብ። ኣብ ጎጎጆኻ በበይኖም ፈሊኻ እጅግኦም ክትስብስበሎም ተምሲ እንተሃሊኻ ግን ዕላማኻ ናይቅንዕና ከምዘይኮነ ፍሉጥ እዩ።
@dahlak3739
@dahlak3739 17 дней назад
በደል የብልካን፡ወዲ ንጉስ ናብ ህልኽ፡ዝወስድዎ ዘለዎ ደቂ ዓድና፡ንሪኦም ኣለና፡ንንእሽቶ ከመይ ጌሮም የጋፍሕዋ ኣለዉ ንዕዘቦም ኣለና።
@tsigheredabaryagaber8306
@tsigheredabaryagaber8306 16 дней назад
Yodit Libi gberi hadarki gberi nigenzeb elki meniesey aytebalie nay adetatki gberi dekiki yiebiyi please
@tommygebar1930
@tommygebar1930 16 дней назад
Zeytgedfwo ezi hzbi .entay eyu gerkum ብ እዝኑ ትጻወቱ። 😢
@nisanabraha366
@nisanabraha366 17 дней назад
ሕቶ ኣለኒ እዚ ስድራ ቤቱ ዝረከበ ጣውላ
@rafi8145
@rafi8145 16 дней назад
ብቀዻምነት ሰላምታይ ተቅርበልካ ።ቀጺለ ነዘን ዝስዕባ ሕቶታት ከተብርሃለይ ምምደለኩ። 1. ኣነ ናይ ዋላሓደ ውዱብ ወይ ምንቅስቓስ ኣይኮንኩን ትብል።ብኣንጻሩ ከኣ ነዚ መንእሰይ ኣነየ ኣንቂሐዮ ትብል። ኣበይ ዘሎ መንእሰይ ኢካ መሪሕ ኮንካ መሪሕካ ክትቃለስ ጸኒሕካ። ዘይከሓድ ሓቂ ግን ኣለካ ኣብ ናይ ትግራውነት ተግርር ትግርር እንዳበልካ ትጉስጉስ ነርካ። 2. ብዛዕባ እዛ ቆልዓ ብዛዕባ መውስቦ ዝተዛረበት ጌጋ እካ እንተኮነ ከም ኣርእስቲ ገርኩማ ኣምሲኩም ነቲ ጌጋ ጌጋ ምባልኩም ጽቡቅ ግን ቕድሚ ሕጂ እተን ደቂ ኣውራጃ ሓማኣሴን ከምኡ ክብላ ከለዋ ስለምንታይ ከምዚ ናይ ትማሊ ዓቢ ኣርእስቲ ጌርካ ዘይተዛረብካ ብፍላይ ንስኻ። መቸም ኣይሰማዕኩን ከብለኒ ኣይጽበን። ንኣብነት ሓንቲ ዕልልቲ ዓሌታዊት ኣብ ኡጋንዳ ትቅመዕ ዝነበረት ውላዳ ጠፊኡዋ ኣዳልዩኒ ትብል ዝነበረት ያ ካላይቲ ኣብ ኖርወይ ትቅመጥያ እዚኤን ከም ኣብነት ኢየን ። መልሲ ንዓይ ዘይኮነ ኣብ media ናትካ ክትምልሰለይ ይትስፎ ። የቐንየለይ ።
@chuchechuche1335
@chuchechuche1335 16 дней назад
እዞም ፍንፍናት ዓሌት ካብ ማኣስ ምሳና ይቃለሱ
@luelteame208
@luelteame208 17 дней назад
ሰላም ዮዲት! ሰማርን : ተስፋይን ሓደራኺ ከይተምጽእዮም ። በታኒ እበር ሓቛፊ ሓሳብ የብሎምን 👎👎👎👎👎👎👎
@nisanabraha366
@nisanabraha366 17 дней назад
ክላ ትም ኢልካ ኢካ ጠይቂ ስድራካ ምስረከብካ ክትቅየር ዘገርም እዩ ፎ ኣብዚ መጺካ ደቂ ኣውራጆኦም ስለ ዘይኮንኩ እንዳበልካ ዒንኪሊል ኣይትበል ኪድ ናብ ህግደፍካ
@RaienaMedia
@RaienaMedia 17 дней назад
ምስ ስድራይ ደኣ ኩሉ ግዜ እንድየ ዝራኸብ ደንቆሮ ርእሲ ቆርቆሮ
@nisanabraha366
@nisanabraha366 17 дней назад
@@RaienaMedia ኣታ ግደፈና ከማካ ጡዑይ ሰብ እንድዩ ዘይነበረ ንስድራካ ረኪብካ ዘምጻእካዮ ጸገም ኡዩ ናብ ኣውራጃ ምጽጋዕ ግን ኣቋርጾ ብውልቅካ ህልም በል
@selinaalena4453
@selinaalena4453 17 дней назад
​@RaienaMedia The big problem is Tefetawi talk show radio Rwanda. I don't know why Wefuye is following him
@selinaalena4453
@selinaalena4453 17 дней назад
Awragawian reshat
@woldaislassie2930
@woldaislassie2930 17 дней назад
ከም ሰብ ሕሰብ ኣታ ደንቆሮ፣ ድንቁርናኻ ኣብቲ ትተፍኦ ዘለኻ ቃላት ኣሎ ኣንብቦ፣ድሑር። ተስፎም ናይ ቃልስን ንቅሓትን መምህር'ዩ።
Далее
Lasagna Soup @Lionfield
00:35
Просмотров 4,6 млн
아이스크림으로 체감되는 요즘 물가
00:16
Raiena.and Zelenayo show ......Live discission
3:07:26
Просмотров 4,3 тыс.
Бывший #шортс #комедии #юмор
0:45