Тёмный

Tigray Media Network መድህን ገብረስላሴ ምስ ንሓመዱ Jul 14, 2024 

Tigray Media Network
Подписаться 70 тыс.
Просмотров 25 тыс.
0% 0

#ethiopia #tigrai #eritrea
Well Come To Tigray Media Network RU-vid Channel Like Share Subscribe

Развлечения

Опубликовано:

 

13 июл 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 170   
@tesfutsegay9236
@tesfutsegay9236 Месяц назад
ናቱ ሓውና ንስኻ ነዓይ ብዙም ኣቕርቢኒ በላ እቲ ሓቂ ሓቂ ኣስማዓያ ብትሕትና ይሓትት ❤❤❤❤❤
@eyobgebremeskel7572
@eyobgebremeskel7572 Месяц назад
ኣብ ዓለም ብዙሓት ዝጠፈሹ ኣበይ ኣላ መድህን እናበሉ ናብኣዮም ዘምርሑ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@t.b4065
@t.b4065 Месяц назад
ናቱ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ፡ እወ ጉሓፍ ኣብ እንዳጎሓፍ እዩ ዝርከብ
@senbetumelake6127
@senbetumelake6127 Месяц назад
ናቱ ሰላምህ ይብዛ ጌታ ይባረክህ ጌታ ሰላሙ ያምጣልን እግዝአብሄር ይርዳን🙏❤❤😅😅🙏
@freweiniyohannes5230
@freweiniyohannes5230 Месяц назад
Amen Amen Amen 🙏🙏🙏🙏 Awet nehfasch awet nehfasch 💪 🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪
@eyobgebremeskel7572
@eyobgebremeskel7572 Месяц назад
ስላም ናቱ ሓውና ጽቡቕ መደባት ቀጽሎ ኢኻ❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@ibrahimahmedin9961
@ibrahimahmedin9961 Месяц назад
ኣነ ክሳብ ሕጂ ከምዝራእኹዎ መድህን መናኾቲት ህዝቢዳኣምበር ደላይት ሰላም ኣይኮነትን
@sabatemanumesgina378
@sabatemanumesgina378 Месяц назад
👍💯🇪🇷❤🇪🇷
@GgF-j8z
@GgF-j8z Месяц назад
መድህን ጽላኢት ህዝቢ ትግራን ህዝቢ አርትራን ኤያ
@Realistic87-zb2nw
@Realistic87-zb2nw Месяц назад
God bless you nati brother no more war
@user-ct1dm2dk7k
@user-ct1dm2dk7k Месяц назад
Nic job keep it ❤❤❤
@user-bq1zo5jr7l
@user-bq1zo5jr7l Месяц назад
Natu ❤❤❤
@ghidegebremichael6470
@ghidegebremichael6470 Месяц назад
ሰላም ናቱ ንስኻ ናይ ቡሓቂ ኣብነታዊ ሰብ ኢኻ እዚኣ መድህን ዝብልዋ ግን ረብሓ ወይ ጽልኢ እንበር ካልእ የብላን ጥንቅቅ በሊ በልዋ ነዚኣ ጸፋሑ እግራ
@trussom647
@trussom647 Месяц назад
ናቱ ዘይሕለል ተጋዳላይ ኢኻ ዝተጋደለ ይዕወት ኢዩ እሞ ክትዕወት ኢኻ ብኹሉ ተቅርቦ መደባት ምዕቡልን ቁኑዕን ስለ ዝኾነ ናይ ግዜ ጕዳይ እንተዘይኮይኑ ዓወትካ ርጕጽ ኢዩ ኩሉ ኤርትራዊ ዉን ሰላም ስለ ዝደሊ ኣብ ጕንኻ ኣሎ 🙏🏻🙏🏻🇪🇷🇪🇷👈🏻
@bellighebremedhin9462
@bellighebremedhin9462 Месяц назад
ብራኽ ሸው ግን ናይ ህዝብታት መናቖቲት ናይ ደንበ ዕንክሊል እያ እንተተባህለት ካብ ሓቂ ዝረሓቐ ኣኮነን
@MedhanieAbrha
@MedhanieAbrha Месяц назад
❤❤ናቲ ጂግና ኣጆኻ ቐጽሎ ጽቡቕ ስራሕ❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@taddessegmichael367
@taddessegmichael367 Месяц назад
Ur great keep it up my son ❤❤❤❤❤
@LoveEri-z4u
@LoveEri-z4u Месяц назад
ናትናኤል፡ መድህን ካብቶም ሰላም ክልቲኦም ህዝብታት ዘይተድሊ ፡ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምስ ብርጌድ ንሓመዱ ተጀሚሩ ስጋብ ዝዉዳእ ምስኦም ኔራ፡ ብዛዕብኣ ግን ኣይተዛረብካን። ግድነት'ዩ ንብርጌድ ንሓመዱ ክትዕድም መሳርሕታ ስለ ዝኾኑ።
@bellighebremedhin9462
@bellighebremedhin9462 Месяц назад
ደምበ ዕንክሊል ቅሳነትን ሰላምን ህዝቢ ትግራይ ኣየርበሖምን እዩ ብመንእሰያት ትግራይ ተሓዚሎም መንግስቲ🇪🇷 ቀይሮም ነስመራ ክኣትዉ እዩ ዕላመኦን
@adirar7045
@adirar7045 Месяц назад
Natnael is real human,, respected and wise person Job well done, I admire you and your wisdom
@bellighebremedhin9462
@bellighebremedhin9462 Месяц назад
ናቱ በጀካኻ ንሰላም ዝሰርሕ የለን እንተ በልኩ ካብ ሓቂ ኣይረሓቕኩን ከጽሎ
@user-qg6uh7pd8q
@user-qg6uh7pd8q Месяц назад
Selam. Natu. Hawna. Ajoka. B5gebro. Nfkri .gosgas. kexle. Natu. Hawna
@abdatam8437
@abdatam8437 Месяц назад
ሰላም ሰላም ናቱ እንጀራ ዓለም ብላዕ እዛሰብ ኣብ ኤርትራ ዘለዋ ፍሉይ ዩ እንታይ ራብሓ ኣለዋ ካብ ጽልኢ ኣንጻር ኤርትራ ዘለዎም ኣታሓሳስባ ሰባት ጥራይ ርክብ ትገብር ናቱ ከማኽ ዝበለ ንሰላም ደላይ ሰላም ይብዛሕ ንክልትኡ ህዝብታት ራብሓ ዩ ኣጆኻ በርትዕ ንፍዕ
@andiesteweldeberhan1299
@andiesteweldeberhan1299 Месяц назад
ሕቶ የለን መባአሲት ህዝቢ አብ ሕልሚ ትነብር ናይ ጋዜጠኝነት ስነምግባር ዘይብላ ብሐጺሩ መሳርሒት ጃንዳ ዳርጋ አባልን ትሐላቂት አድጊ ንሐመዱ እያ!! ገለ ንኽትእረም ዝመኽራ ትደሊ እያ መድህን ዝተባህለት!!!!!!!!!
@gomadgodam9421
@gomadgodam9421 Месяц назад
👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍
@tirhasgofar655
@tirhasgofar655 Месяц назад
Medhn nay .hagerki gberi
@tsegaygebru
@tsegaygebru Месяц назад
ጽቡቕ መእረምታ
@user-lc9mr2so3x
@user-lc9mr2so3x Месяц назад
Nay behakiy kubuer haw Natnal beteamei xbuq hasab ❤❤❤🦁💐👈
@haypfdj1st
@haypfdj1st Месяц назад
Natu Hawey Nska Hade lebam Delay selam endika Selamka ybzah and I am sure there are millions who thinks like you but unfortunately the few bad apples has polarized the rest of Tigray people and that is what we can mostly see and hear therefore we see Tegaru as absolute threat to our existence however however we also appreciate the constructive inputs you are making. People like Berak Show are there to see continuous cycle of conflict because they have made themselves that they can only benefit from conflict.
@sabatecle978
@sabatecle978 Месяц назад
Your objective to create peace among people is very commendable. Besides your belief and understanding the cause root of the problem is a credit to you and to us Eritians. This is b/c you grown up in Eritrea and you know the truth. Your unreserved effort to improve the situation will give you peace of mind unlike the others who are the cause of the problem.
@xegaxega4826
@xegaxega4826 Месяц назад
Natu my dear brother 💗💕💪 good job 💕💕💕
@hailetecleselasieletaitc0062
@hailetecleselasieletaitc0062 Месяц назад
Medihin gebreselasie nimintai iya ni selam zaitezarubon netom agayish selam ena nideli zelena
@michaelkeleta5016
@michaelkeleta5016 Месяц назад
ናይ ብሓቂ ሓቀኛ ኣብርሃ ተክሉ ዝብሃል ትግራዋይ ሓቂ እምበር ሓሶትን ይኩን ካሊእ ደይዛረብ ንሓቂ ዝድርጉሕ ምስናይ ፍልጠቱ ክምስገን ዝግብኦ ኣብርሃ ተክሉ እዩ ስለዚ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣብርሃ ተኽሉ፡ጌጋ ይኽልኣለይ እምበር ዶክተር ውን ከይከውን!
@bellighebremedhin9462
@bellighebremedhin9462 Месяц назад
ጽቡቕ ኣለኻ ናቱ መድህን ግን ናይ ክልተ ህዝብታት ምንቋት እንተ ኣቕሪባ እያ ተኸታተልቲ ተብዝሕ በዚ ምኽንያት ኣታዊ ተኻዕብት
@sabatesfaledet3856
@sabatesfaledet3856 Месяц назад
Keep it up my brother 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@user-vu9qd5vb5i
@user-vu9qd5vb5i Месяц назад
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍👍👍
@segeneasmara596
@segeneasmara596 Месяц назад
WOW ናቱ ብጣዕሚ ንመድሕን ቃሕማም ሰሪሕካላ እንተተረዲእዋ በርትእ ኢኻ 🙏🙏🇪🇷
@eritrea576
@eritrea576 3 дня назад
Peace for Eritrea and Ethiopia
@araia5277
@araia5277 Месяц назад
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🙏❤️
@user-kx4ow4gs4g
@user-kx4ow4gs4g Месяц назад
ናቱ፡ ናቱ፡ ገለ ሽግር ኣሎዲዩ፡ነዛ ቆልዓ እዚኣ፡ ወረ ሰላምን ቅሳነትን ናይ ህዝቢ ትግራይ ብትሪ ዘጽልእ ? ካብ ሻዕብያ እንዳባህረረት ክሳብ መዓስ ኢያኸ ክትነብር።
@Sky20844
@Sky20844 Месяц назад
ዝገርመኒ መድህን ንደቅንስትዮ ትግራይ ድምጺ ክንዲ ትኾውን ንኪናት ትግራይ ዘቀላጥፉ እንዳዓደመት ተኸኽ ተብለና
@user-kx4ow4gs4g
@user-kx4ow4gs4g Месяц назад
ደምበ ዕንይንይ፡ ጥራሕ ዘይኮኑስ፡ መድህንን መሰልታን እውን ክቱር ህልቂት ኣህዛብ ባህ ዝብሎም ደቂ ሳጥናኤል ኢዮም።
@yasinyasin4302
@yasinyasin4302 Месяц назад
ሰላም ናትናኤል እዛ መንግስቲ ክቅይሩ ትብላ ተገደፍካያ የሓይሽ :: መን እዮም መንግስቲ ዝቅይሩ ንሰራዊት ደርጊ ዝነበሩ ሕተት ዲቂ ራሻ ክዩባ የመን ዓደን ውሑዳት ኣብሳሕል ከለዉ ይትረፍ ሎሚ ከባቢ 800.000 ሒዙ ባንክን ታንኪ ሒዙ ይትፍ እዞም ለዛያት ሰረቅቲ ዚንጎ ሓያላት ሃገራት ኣይደረኦን :: 😂እዚኦም መሬት ትግራይ ኣትዮም ተግባር እንተቢሎም ንህዝቢ ትግራይ ምብራስ ማለት እዩ:: ዘለዎ የየኣኣኽኽሎሎ 😢 መንግስተ ምቅያር ብነፊጣት (ማለት በቅሊ ወሊዱ ) ማለት እዩ :: ንነትናኤል እያ እዚኣ::❤
@lettebrhanghebre4391
@lettebrhanghebre4391 Месяц назад
❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@user-eb1vl6po3i
@user-eb1vl6po3i Месяц назад
የቀንየሊና ናቱ ሓዉና ❤ከማካ ይብዙሑ !!
@christinamengis2721
@christinamengis2721 Месяц назад
Dear Natnael big respect for you.GBY❤❤❤❤❤❤🎉🎉
@brhanalem5387
@brhanalem5387 Месяц назад
ናቱ ቡሩኽ ሓቀኛ እንታይ ኢላቶ ንሳ ባዕላ ኣብ ኣዲስ ምስ ኦም ነራ እንድያ ኢንታይ ትብል ኣለካ ኖኖ ❤
@himanteklemariam8749
@himanteklemariam8749 Месяц назад
❤️🇪🇷❤️🇪🇷
@sabatemanumesgina378
@sabatemanumesgina378 Месяц назад
❤❤❤❤❤❤❤
@alganeshberhane3252
@alganeshberhane3252 Месяц назад
Thx Natu
@lolaabrha6004
@lolaabrha6004 Месяц назад
🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@kibromzeru671
@kibromzeru671 Месяц назад
መድህን ገብረስላሴ ምስ ዝተቐብሩ 14 jul 2024 ዝግበር ዘተ።
@comshtato
@comshtato Месяц назад
Minister of information wesikela
@same8813
@same8813 Месяц назад
ሰራዊት ትግራይ እታ ፍታሕ ካባኩም እያ ነዞም ብደም መንእሰያት ትግራይ ዝነግዱ ጭፍራ ኣጥፊእኩም ንህዝቢ ትግራይ ሰላም እንተተረክብዎ ኩሉኩም ሰላም ምረከብኩም ህዝቢ ኤርትራን መንግስቲ ኤርትራን ጸላኢ ህዝቢ ትግራይ ኣይኮነን መራሕቲ ወያነ ዓሌቶም ወጻኢ ኣስፊሮም ብደቂ ድካታት ዝነግዱ ዘለዉ መንእሰይ ትግራይ ምስ ሰራዊት ቲዲኤፍ ታሓባቢርኩም ነዚ ቱኻን ህዝቢ ትግራይ ኣጥፍእዎ ስደት መፍትሒ ኣይኮነን ብጉርብትና ምስ ኤርትራ ብሰላም ክትነብሩ ትክእሉ ኢኩም
@yemeserachyirgu1737
@yemeserachyirgu1737 29 дней назад
Thank you nati
@kelifahmed
@kelifahmed Месяц назад
💗
@luwamlove
@luwamlove Месяц назад
❤❤❤
@zehayezerezgui6076
@zehayezerezgui6076 Месяц назад
ኣየ ትግራይ!ናይ ኢዛቶም ዘረባ ክትሰምዑ ? ሰላም ስበኹ ኣየዋጻኩምን ኢዩ ብዝሓለፈ ተመሃሩ
@GgF-j8z
@GgF-j8z Месяц назад
ናትናአል ሓውና ነዛ መድህን ትበሃል ጽላኢት ህዝቢ አርትራ ዝኮነት ጽቡክ ትምህርቲ ሃባ ምዓዳ በጃካ።ምስ ብርገድ ንከብዱ ወጊና ኣብ ከንዲ ንሰላም ንጽሊ ኩናት ትሃርፈሉ ምክንያት ስለምንታይ?
@1eriterahagery242
@1eriterahagery242 Месяц назад
💪🏿🇪🇷❤️
@tesfamichaelmebrehatu841
@tesfamichaelmebrehatu841 Месяц назад
ናቱ ድማ ጽቡቕ ኢኻ መደብ ሰሪዕካ ነድንቐካ ድማ ነዛ ሱብ ግን ደጋጊምኩም ኣረድእዋ
@mebrattesfay5436
@mebrattesfay5436 Месяц назад
Abrah tekul🇪🇷💗🦁👍
@erishaebya1566
@erishaebya1566 Месяц назад
ናቱ ኮርዒዳ 💯💯🇪🇷👑👑👑🇪🇷🇪🇷💯
@abrahamtcabo9590
@abrahamtcabo9590 26 дней назад
ኣጆኻ ናቱ ❤❤❤❤❤
@RahawaRahawa
@RahawaRahawa Месяц назад
Klatna nab egzabhar nmalas❤
@genetdebretsion1089
@genetdebretsion1089 Месяц назад
Ewa
@arayagebremeskel6661
@arayagebremeskel6661 Месяц назад
ሰላምታካ ትትአን
@teklitberhane5468
@teklitberhane5468 Месяц назад
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤
@teberihtwolde9593
@teberihtwolde9593 Месяц назад
Abesa.tesifom..
@azebgebri6695
@azebgebri6695 Месяц назад
Natu hawey delay Selam ❤
@yonathannegase
@yonathannegase Месяц назад
ሰላም ናትናኤል ብእተቕርቦም ዜናታት ብጣዕሚ ዝድገፍ እዩ። ብዛዕባ መድሂን ገብረስላሴ ዛዕባ ምምጻእካ ዘሕጉስ እዩ። ኣነ ብውገነይ ብዙሕ ግዜ ጽሒፈላ እየ። ናይ ብሓቂ ገርዚማ እያ። ኣብ ተቕርበሎም ሕቶታት ነዞም ኩሎም ደምበ ዕንይንይ ባዕላ ናይ ጽልእን ኣንጻርነትን ማዕጾ ትኸፍተሎም። ዘሕዝን እዩ ሓቂ ዘይብሉ ኣንጻር ኤርትራ ዝግበር ፕሮፓጋንዳ ናይ መድህን ንሽግር ህዝቢ ትግራይ ተናውሖ እምበር ኣይሓጽርን። መድህን ኣጸቢቓ ትፈልጥ እያ መራሕቲ ህዝቢ ኤርትራ ብዛዕባ ህዝቢ ትግራይ ክፉእ ኣይተዛረቡን ኣይተመነዩን ውን። ንሳ ግን ናይ ገለ ገለ ዝኸሓኑ ሃሱሳት ዘረባ ሒዛ ዋና ናይ መደባ ስራሕ ትገብር።
@mendelaisawa
@mendelaisawa Месяц назад
Natu jigna ❤❤
@tsegaygebru
@tsegaygebru Месяц назад
ዮሴፍ ገብረሕይወት ሓደ ጽሉል ሕርቓን ዘለዎ ኣንጻር ህዝቢ ኤርትራን መንግስቲ ኤርትራ ጽልኢ ቕንኢ ዘለዎ እቡድ ከልቢ ሕውሃት እዩ
@letinaabraha2856
@letinaabraha2856 Месяц назад
ከም ብዓል ኣብርሃም ተኽላይ ሓቀኛን ጅግናን ንመድሂን ኣይሰማማዕን እዩ መድሂን ምቀኛ ናይ ሰላም እያ ተሕዝን እያ 😡💔
@yohanneszerazion1614
@yohanneszerazion1614 Месяц назад
BRAVO NATU Kendi Xelaiti Hzbi ERITRA wala Tgray MedHn 50 Egra eya
@frewyniembaie9965
@frewyniembaie9965 Месяц назад
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@BerhaneKirosEmbaye-fn4sb
@BerhaneKirosEmbaye-fn4sb Месяц назад
Natu eritrawi gudayu kigebir gidefo aytieto big day Eritra.
@ibrahimsaid-saleh1601
@ibrahimsaid-saleh1601 Месяц назад
MENGHISTY 9 ( NINE) SHAEBIA ERITREA BI KUBUR AMBESA NAKA ZIMIRAH ZIGILBITO HAYLI YELEN. ZELALEMAWI WUDIB 9 HIZBI EYU. RESEAYO ABO ALBO DIRBAYAT HAYALAT HAGERAT FETINOM EYOM FESHILOM. VIVA HGDF.VIVA ERITREA.
@user-ey4rj5fm7g
@user-ey4rj5fm7g Месяц назад
ናይ ብሓቅ ናቱ ሓውና ሊክዕ ኣለኻ መድህን መመሪጻ ነቶም ኣብ ሞንጎ እሪትራነ ትግራይን ህውከት ዝደለዩ ሰባት ፈትሻ ኢያ ተምጽ ዘላ ሰለ ዚ ጹቡቅ ኣለኻ
@rimabrahamrim7537
@rimabrahamrim7537 Месяц назад
Ajoka qexlo ❤❤❤❤❤❤
@tsegaygebru
@tsegaygebru Месяц назад
መድህን ብዛዕባ ትግራይን ኢትዮጵያን ክትሰርሕ ኣለዋ። ጉዳይ ኤርትራ ንመድህን ይኹን ንተጋሩ ኣይምልከተኩምን እዩ።
@isayastewolde2527
@isayastewolde2527 Месяц назад
Tigray. ዓቅምኩም ፍጡ
@lettetecle4258
@lettetecle4258 Месяц назад
Ezom haljat zekeseru dembe enkelel serehom keneberu hiwetom zeimerhu. Be metelal zeneberu jedug 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@bellighebremedhin9462
@bellighebremedhin9462 Месяц назад
በትሪ ሓቅስ ትቐጥን እንበር ኣይትስበረን እቲ ሓሶት መኒኑ እቲ ሓቂ በብሓደ በጨቕ የብልዎ ኣለዉ በዓል ስታሊን ደላይ ሓቂ ናቱ ኣብ መወዳእታ ናባኻ እዩ እቲ ዓወት
@tesfamichaelmebrehatu841
@tesfamichaelmebrehatu841 Месяц назад
ከም በዓል ኩቡር ሓውኣብርሃ ንደግፎም ሞራላዊ ድጋፍውን ዓቢ ድጋፍዩ
@user-vy7wk1vu4k
@user-vy7wk1vu4k Месяц назад
ትግራይ መእከቢት ከደዓት ኮይና ናቱ ሕማቅ ረኪብኩም !!!
@michaelandemichael9183
@michaelandemichael9183 Месяц назад
ናቲ ጅግና አቦ ሰላም:: ካብ ሙሉእ ትግራይ ንስኻን ፕሮፈሶር አብርሃ ተኽሉን ሰላም አብ መንጎ ህዝቢ ኤርትራን ትግራይን ንኽመጽእ እትገብርዎ ዘለኹም ቃልሲ ሙሉእ ህዝቢ ኤርትራን ትግራይን ይድግፈኹምን የኽብረኩምን:: ሰላም ዝመጽእ ፍትሐዊ መንገዲ ምስእትኽተል እዩ:: ንኹሉ እትገብርዎ ቃልሲ እግዚአብሔር ኽሕግዘኩም ንምነ::
@asterfoto8177
@asterfoto8177 Месяц назад
ሰላም ንህዝቢ ትግራይን ኣኤርትራን ❤❤❤❤❤❤❤
@tsegaygebru
@tsegaygebru Месяц назад
እዛ መድህን ትብሃል እቲ ትገብሮ ዘላ ንኤርትራውያን ምክፋእ እዩ ግና ሓንቲ ነገር ትርስኦ ዘላ ንሕና ኤርትራውያን ብከምዚታት ንርእድ ህዝቢ ኣይኮናን ብኣንጻሩ እቲ ጽልኢ ኣብ መንጎ ህዝቢ ኤርትራን ህዝቢ ትግራይን ዘሎ ጽልኢ ንክገድድ እያ ትገብር ዘላ እምበር ጽቡቕ ኣይኮነን ትገብሮ ዘላ እሞ ኣገባብ ክትገብር ኣለዋ። መድህን ብዛዕባ ኤርትራ ገዲፋ ብዛዕባ ኢትዮጵያ ክትሰርሕ ይግብኣ።
@mehreteabghenrekidan5357
@mehreteabghenrekidan5357 Месяц назад
Natu kndey gza koment xhife medhn eritrawyan zehreqet mesilwa sqay tegaru tebzh ala
@letinaabraha2856
@letinaabraha2856 Месяц назад
Bravo Medhin bozoh hemak nay Eritrea iya tekerbe💔😡
@user-jk2ev9wk8o
@user-jk2ev9wk8o Месяц назад
ለተመድሕን ክትጅምር koላ jonsኣይድ ኢላ እያ እትጅምር ትገርም ሰብ እያ በዚ አም ሞንጎህዝቢ ስለ tzeሪ ኣላሞኣገብ ንብል alona
@desebelkahsay2480
@desebelkahsay2480 Месяц назад
Natu Eza medhn tebahl kytfaet slem yoolon
@wedisille7678
@wedisille7678 Месяц назад
ሰላም ናቱ ሓወይ ደምበዕንኒይ ሰለምንታይ ኣብ ጫካታት ኤረትራ ዉርዶም ዛይቃሱ ሰዉራ ኤርትራኮ ኣብ ማእከል ህዘቡ ኮይኑ እዩ ጀሚሩ።
@mebrahtubeserat5742
@mebrahtubeserat5742 Месяц назад
መድህን ትበሃል ናይ ዘይትፈልጦ ፖለቲካ ምዝርና እዩ ስርሐ።
@danieltemesghen9037
@danieltemesghen9037 Месяц назад
Natu ajoka
@teberihtwolde9593
@teberihtwolde9593 Месяц назад
hawi.tesifom.ab.adu.yehari.yrikeb.wedi.adigi.senif.
@kulunatbah-mg7vk
@kulunatbah-mg7vk Месяц назад
Haile kab kigali medhin gebreslase kabtom dembe enini nlaeli antsar hzbi ertirean hzbi tgrain eya tegaru aifeletkuman
@MichaelAbrham-lf9zj
@MichaelAbrham-lf9zj Месяц назад
እዛ መድህን ተቕርቦ መደብ ብጣዕሚ ሓደገኛ እዩ፡ እዚ ኸኣ ነቲ ኣብ መንጎ ኤርትራን ትግራይን ክመጽእ ዝኽእል ሰላም ዓንቃፊ እዩ። ኩሎም መድህን ተቕርቦም ሰላም ዘይደልዩ ኣንጻር ክውንነት ህዝቢ ኤርትራ ዝኸዱ እዮም። ምስ ተጋሩ ሓደ ኢና ዝብል ናይ ሓሶት ሽፋን ዝጥቀሙ ጸላእቲ ህዝቢ ኤርትራን ትግራይን እዮም።
@teberihtwolde9593
@teberihtwolde9593 Месяц назад
medihin..seram.leba.hsawit.fetan.jinit.eya.
@zecariasokubay7217
@zecariasokubay7217 Месяц назад
ናቱ ዘይተርድኣካ ነገር ኣሎ ምድሕን ባንድራ ፍደርሽን (መለይ) ኣባል ድንበ ዕንክሊል ኣያ። እዚ ክኣ ንማንም ካብ ዓይኒ ኤርትራዉያን ዝተኸወለ ምስጢር ኣይኮነን። ስርሓ ክኣ ጽልእን ኽፋእን ተንኮልን ምንዛሕ ኣዩ።
Далее
Classic Italian Pasta Dog
00:20
Просмотров 4,7 млн
ህግደፍን 1ይ ጉባኤን
13:50
Просмотров 3,8 тыс.