Тёмный

እነሆ ምሉእ ቪድዮ ( 2ተ ጠንቆልቲ ዝነበሩ ቃሎም ክጋጮ ከሎ! ንመን ንስማዕ? (ኣዳላዊ ሥልጣን ከሰተ ) 

Godolyas Tube ጎዶልያስ ቲዩብ
Подписаться 135 тыс.
Просмотров 38 тыс.
50% 1

Развлечения

Опубликовано:

 

6 ноя 2021

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 441   
@musearayagaltigray8682
@musearayagaltigray8682 2 года назад
እግዝኦ መሓረና ክርስቶስ 😥😒 በእንተ ማርያም መሓረና ክርስቶስ 😥 በእንተ ቅዱሳን መላእክት መሓረና ክርስቶስ😥 በእንተ ነብያት ሐዋርያት መሓረና ክርስቶስ 😥 ኣቤት ጉድድድድ🤔 ምሕረቱ የውርደልኩም መናፍቃን ኩሉ ግዜ ንጥፍኣት ትፅዕሩ 💔 ንከደናግሩ በስመአብ ኢሎም ይጅምሩ🙄 ናይ መዳም #ድስት_ሽጉርቲ አሕርረ ተገርመ ክሰምዕ🤔😥 ኣብ እምነትና አፅንዓና
@user-lh2lh1nc6m
@user-lh2lh1nc6m 2 года назад
አሜን ብሐቂ ክብርተይ ዘገርም እዩ አብ እምነትና ንክንፀንዕ ወላዲት አምላክ ሐይሊ ትኩነና 😢😢
@musearayagaltigray8682
@musearayagaltigray8682 2 года назад
@@user-lh2lh1nc6m አሜን አሜን አሜን ምዓረይ😍🤲
@fhhfhh4566
@fhhfhh4566 2 года назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤⛪⛪⛪⛪⛪⛪⛪⛪⛪⛪⛪⛪⛪⛪⛪⛪💛💛💛💛💛💛💛💛💛💛💛💛💛💛⛪⛪⛪⛪⛪⛪⛪⛪👈👈👈👈👈🇻🇳🇻🇳🇻🇳🌹💖💖💖💖💘💘💘🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏👑👑👑👑👑👑
@fhhfhh4566
@fhhfhh4566 2 года назад
💛💛💛💛💛💛🙏🙏🙏⛪👑👑👑✅✅✅✅✅✅✅
@yoditsmere3895
@yoditsmere3895 2 года назад
Abetu medhanealm aboy kabkmzi ekey nger sewerena
@feruzkesete1176
@feruzkesete1176 2 года назад
ብሃቂ ቃል ሂወት የስማዓልና ስልጣን ሃውና ብምሕር ምግራመይ ሳሓቅ መይተ ብዝኮነ አንካኢ ናትና ኮንካ
@user-tg9xx4ne4m
@user-tg9xx4ne4m 2 года назад
ውይይይ ዓይንካከ እንታይ ኮይንካ ንስካስ እባ ኣይትህመመና ስልጣነይ እግዚኣብሔር ኣምላክ ምህረት የውርደልካ መምህረይ ንዐኦም ውን በእውነት ልቦም ይኽፈተሎም ኣሜን፫✝️
@user-dt2zh8wn7q
@user-dt2zh8wn7q 2 года назад
ካብ ብዙሕ ምንባብ ክኸውን ይኽእል' ዩ !
@user-tg9xx4ne4m
@user-tg9xx4ne4m 2 года назад
@@user-dt2zh8wn7q ዶ እሽኒ ክከውን ለ ይክእል እዩ እመብርኃን ትሓግዝ መምህርዬ
@mhretmhret270
@mhretmhret270 2 года назад
ክኾን ይኽእል ዩ ግን ብዘይንሱ ትንፋስ ወየለ ኣምሲልካያ ናይሰብ ጥፍኣት ትፍትፍት ትውል ተኮይንካ ድኣ ግድን ዩ እምበር
@user-fc8kj3rm5u
@user-fc8kj3rm5u 2 года назад
ኣቤት ተሳሃለነ እግዚኦ😢😥 ስልጣነይ ከምቲ ከማይስ ዝፈትወካ ይህልዶ እስቲ ልስልጣነይ ላይክ ሃብለይይ💘💘💘💘 ሳሓቕ እወን ቀጠቲልኻኒ😁ናዓኻ ኣየስእነና የኔ ጅግና💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘💊💊💊💊💊💊💊💊💊
@hyoo3893
@hyoo3893 2 года назад
እግዚኦ ተስሀለነ፫ አቤት ጌታ ሆይ በዑሉ አቤት ጉድ ክስማዕ እዩ ሎሞስ ልቦና ይሃበካን ተክለ ማርያን ስልጣን ሓውና ቃለ ህወት ያስማዕልና ክብር ሓውና
@user-vb7sh9dj7f
@user-vb7sh9dj7f 2 года назад
Bhaki srah diyablos btami rekik eu Egziabher nezi kenestewulo tbebun mstwuAlen yadlena🙏kale hiwet yesmalna ezi hawey 🙏
@salamasalama2130
@salamasalama2130 2 года назад
አቤት ጎይታ ካብ ክፍእ ኩሉ ሰውረና ኦ ጎይታ ማሓረና ክርስቶስ በእንተ ወላዲቱ ማሓረና ክርስቶስ በእንተ ቅዱሳት መላእኽቲ መሓረና ክርስቶስ በእንተ ሃወርያት ማሓረና ክርስቶስ ፃርቃናት ሰማእታት ማሓረና ክርስቶስ አቤት ጎይታ ብመንገድካ ምርሓና ጉድድድ
@meronba9350
@meronba9350 2 года назад
ኩሉ ትምህርቲ ቤተክርስትያን ናፈለጡስ ሕማቅ ስራሕ ክሰርሑ ከመይ ኢሎም ይደፍሩ 😢😢 ኦ ፈጣሪ ብምሕረትካ ጠምተና ምስ ዝወፀ ኣውፀአና🙏
@user-gm5rz3pj4w
@user-gm5rz3pj4w 2 года назад
ኦ ጎይታ ካብ ኩፉእ ዘበለ ብዓልካ ሓልወና ብግርህነት ንከይንዕሾ ብልኡኻት መማለድቲ ልኡኻትካ ሓለዋኻ ኣይፈለየና ኣቤት እቲ ግዜስ ከፍርሐካ ኣመዋውታና ኣፀብቀልና ቅዱስ እግዝአብሔር ሆይ ብምሕረትካ ረአየና
@Kokob-rb8vj
@Kokob-rb8vj 2 года назад
ቃል ሂዋት የስመዕልና ክብር መመህረይ እግዚአብሔር አምላክ ናይ አገልግሎት ዘመንካ ይባረክን ይቅደስ እግዚአብሔር አምላክ ብምሕረት ዓይኑ ይጥመተና ኦ ጎይታ ማሓረና ክርስቶስ 😭😭
@user-uo1bt8du9z
@user-uo1bt8du9z 2 года назад
ኦ ፈጣሪ አቦይ ዝገብርዎ አይፈልጡን እሞ ይቅረ በለሎም 😥🙏ክቡር ሓወይ እግዚአብሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ናይ አገልግሎት ዘመንካ ይባረኽ 🙏❤
@user-yd3sf1of1d
@user-yd3sf1of1d 2 года назад
ፀላኢካ ይድከም ስልጣነይ ኣነስ ዛ ኣብ ዓይንካ ትግበር ክተፍርሐኒ አግዚኣብሔር ኣምላክ ምሳካ ይኩን ስልጣነይ መዓረይ ዕድመ ጥዕና ይሃብካ ዝተመነካዮ ይፈፅመልካ ዝሓወይ መዓረይ
@medihintadese7390
@medihintadese7390 2 года назад
_ቃል ህይወት የሰመዐልና ጸጉኡ የበዘሐልካ እግዚአብሔር ኣምላኽ ሥልጣን ሓወይ❤💛 አቤት ማሓረና ኣምላኬ ካብ ኩሉ ክፍእ ሰወረና ❤አመ ብርሃን ምሰካ ትኩን❤✝️🤲_
@user-fj7fc9cq2g
@user-fj7fc9cq2g 2 года назад
ru-vid.com/show-UC84ydVqlQgAR3m5F2jTA19w ሳብስክራይብ ባ ግበርለይ መዓረይ🤲😍
@user-rw7jo1wh2h
@user-rw7jo1wh2h 2 года назад
እግዚኣብሔር ይመስገን ሥልጣን ሓወይ ፀግኡ የብዘሐልካ መስተወዐል ልቦና ይሃበና እንበር ጠፍኢና ኢና ዘለና
@lemlemdesat199
@lemlemdesat199 2 года назад
ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዐልና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ስልጣን ሓውና
@trhasgbrhans1877
@trhasgbrhans1877 2 года назад
ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ክብር ሓውና ናይ አጎልግሎት ዘመንካ ይባርከልካ ስልጣን ሓውና ንዓና ውን አብ ከሙኡ ዝበሉ ነገራት ንከይንወድቅ አምላክ ይደግፈና
@user-ex9gr7dc8q
@user-ex9gr7dc8q 2 года назад
እንካዕ ብሰላም መፃእካ ክቡር ሓዉና ሰልጣን ናይ አገልግሎት ዘመንካ ይባርክ እግዚአብሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ክቡሩይ🙏
@user-iq6xq2hn1c
@user-iq6xq2hn1c Год назад
ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡር መምህርና 👏💖 እግዚኦ ማሓረና ክርስቶስ😢 ቅድስት ድንግል ማርያም ካብ ኩፉእ ዘበለ ትሓልኻ ስልጣን ሓወይ💐💗
@abielkesete8437
@abielkesete8437 2 года назад
ቃለ ሂወት የስማዕልና ስልጣን ሓወይ ንባዓል ችችችችችችችችችችችችች ከኣ ዓይነ ልቦነኦም ይክፈተሎም ንዓና ድማ ኣይነ ልቦናና ይክፈተልና ኣብታ ናይ ኣቦታትና እምነት ክንነብር
@user-wf4tk2gx9k
@user-wf4tk2gx9k 2 года назад
Amen amen amen kale hiwet yesmalna egzabiher amlak nay agolglot zebenka ybark
@hfgggyy7705
@hfgggyy7705 2 года назад
በሓቂ ደስዝብል ቃላ ሄወት የስመአልና ፀግኡየብዘሐልካ እግዘአብሔር አምላክ
@user-wb6sg3bc8c
@user-wb6sg3bc8c 2 года назад
እግዚአብሄር አምላክ ምሕረቱ ይአዝዘልካ እመብርሃን ሕማቕ ነገር ካብ ዓይነ ስጋኻ ትቐንጥጥልካ ዘሐወይ
@thth6123
@thth6123 2 года назад
እግዝኦ ማሓረና ክርስቶሰ ቃል ህይወት የሰምዐና ክብር ምምህርና ዕድመና ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ክብር ሓውና ❤️❤️❤️💛💛❤️✝️✝️✝️✝️✝️✝️✝️💒💒💒💒💒💒👏👏👏👏👏👏👏
@user-yl3rn4qi5n
@user-yl3rn4qi5n 2 года назад
እግዚአብሄር ይመሰገን ሰልጣን ሓዉይ እንኳዕ ብስላም ምፅካ ዝክብርካ ዘናፍቅካ ክብር ሓዉይ ብሓቂ ቃል ህይዉተ ያሰመዕለና ፅኩኡ ያብዝሐልካ እመብርሃን ምሳካ ትኩን ንበረለና ንዓና ክጥዕመና መልካምይ
@user-wn5hl6dc7d
@user-wn5hl6dc7d 2 года назад
እግዚአብሔር አምላክ ይመስገን እንኳዕ ሰላም መጻእካ ክቡር መምህርና! ናይ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ዋርድያ ከይትሐልፎም ሓሰዊቲ እዮም ይገርም እዩ !ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ለዘልአለም ትኑር አሜን። ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ጸጉኡ የብዘሐልካ እግዚአብሔር አምላክ ክቡር መምህርና ወላዲት አምላክ ምሳካ ትኩን መምህረይ።
@user-fj7fc9cq2g
@user-fj7fc9cq2g 2 года назад
ru-vid.com/show-UC84ydVqlQgAR3m5F2jTA19w🤲
@AbcAbc-qh1qs
@AbcAbc-qh1qs Год назад
እግዚአብሔር አምላክ ይቅር ይበልና መምህራን ቃል ህይወት ያሰማልን እግዚአብሔር አምላክ ጸጋውን ያብዛልን እግዚአብሔር አምላክ ዕድሙና ጥዕና ያሃበለይ አሜን
@alemdesta454
@alemdesta454 Год назад
ኣቤቱ ኣምላከ ኣስራኤል ኣቦይ ማሓረና ይቅረ በለልና😭💔ዘመንና የጸብቀልና😭👏 ሥልጣነይ እግዛቢሔር ኣምላክ ፀጉኡ የብዝሕ🌺👏😘
@user-by5wy6yt4n
@user-by5wy6yt4n 2 года назад
ብሓቂ ዘሐዙኑ እዩም ኣምላክ ልቦኖኦም የብሰሐሎም ንዓና ኣብ ዉሸጢ እምነት ዘለና ኣብ እምነትና የፅነዐና እግዚኣቢሔር ኣምላክ 🙏🙏🙏
@user-lk9ov1px9j
@user-lk9ov1px9j 2 года назад
እግዚአብሔር አምላክ ይመሰገን ሥልጣንይ እግዚአብሔር መሰትዊዐል ልቦና ይዓድለና😢😢😢አበት
@zemedateka1919
@zemedateka1919 2 года назад
እግዚአብሔር ብሳህሉ ይከልለና ክቡር ሓውና ክብሪ ይሃበልና ስልጣን ሓውና ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ ይባረክ
@thth6123
@thth6123 2 года назад
ቃል ህይወት የሰመዐልና ፀጉኡ የበዘሐልካ እግዚአብሔር አምላክ "ሰልጣን ሓወይ ❤️💛❤️💛
@gsfggfzgv2290
@gsfggfzgv2290 2 года назад
ቃለ ህይወት የስመዓልና ክቡር ሓውና ስልጣን ፀጉኡ የብዛሓልካ ቅዱስ እግዚአብሔር አምላክ💛❤
@gualwejerat2127
@gualwejerat2127 2 года назад
ምሕረት ያውርደልኻ ፈጣር ኩቡር ሓውና
@user-lh2lh1nc6m
@user-lh2lh1nc6m 2 года назад
አምላኬ አውጣኝ የሄችን ጌዘ የመናፍቃን ጊዘ እኮ ናት ወይኔ ጉድ የድንግል ማርያም ልጅ መናፍቃኖች ያሳፍርልን ወይኔ😢😢😢ያሳዝናል አይዞህ ውድ ወንድማችን ስልጣን ከሰተ የተዋህዶ እንቃችን በርታ እዋርዳቸው እግዚአብሔር አምላክ ሃይለ መንፈስ ቅዱስ ይስጥህ ወንድማችን፡
@teklekebede9456
@teklekebede9456 2 года назад
እግዝኦ መሓሪና ክርሰቶስ 😥 ለመምህርና ቃል ህይወት ያሰማዕልና 🥰
@user-nh3ky2tt8b
@user-nh3ky2tt8b 2 года назад
እግዜዮ መሓረኒ ኩርስቶስ ብመንገድካ ምርሓኒ ካብ ክፍእ ሰውሩና ኣርቶዶክስ ተዋህዶ ልዘላኣም ትንበን🙏🙏🙏
@oppochina9427
@oppochina9427 2 года назад
ኣምላከይ መንገዲ የማን ምርሓና ስልጣነይ ኣምላክ ዕድመና ጥዕና ይሃብካ ፀጉኡ የብዛሓልካ
@user-ik7vx5hb1w
@user-ik7vx5hb1w 2 года назад
ታማ መነፀር መምህረይ እግዚአብሔር ምሕረት የውርደልካ
@user-jd8en4nz2c
@user-jd8en4nz2c 2 года назад
እንኻዕ ብሰላም መፃእካ ስልጣነይ እዉይ ታዳነይ ረኪቡሉይ እግዚኣብሄር ኣምላክ ይገስፆ መዓረይ ንስኻስባ ነዊሕ ዕድመ ምስ ጥዒና ይሃበልና ንዓና ክጥዕመና እግዚኣብሄር ኣምላክ ኣባካ ሓዲሩ ብዙሕ እዩ ዝምህረልና ዘሎ ንእንዳ ሸሸሸሸሸሸሸሸሸሸሸሸሸሸሸከከከከከከከከከፐጰጰጰጰጰጰጰጰጰጰጰጨ ከዓ እግዚኣብሄር ኣምላክ ዓይነ ልቦኖኦም ይክፈተሎም ከይሓሰብናዯ ከዓ 😁😁😁ኣቢሎምና ብሩክ መዓልቲ ዛሰሓቀይ ተመሲሐ ክድቅስ ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
@helenbaryagabr669
@helenbaryagabr669 2 года назад
ካካካ ኣጆኻ ኣይንገግየካን ኢና እቋዕ ብሰላም መጻኻ ድያቆን ሓወይ.
@osmantypac898
@osmantypac898 2 года назад
ክብር ሓውና እንኳዕ ብስላም መፀካና ቃለ ህወት የስመዐና እምልክ ናይ ኣገልግለትካ ትምህርትካ ይባርክ ቅድስቲ ድንግል ማርያም ምስካ ትኩን መምህርይ
@luwambrhane7731
@luwambrhane7731 2 года назад
Egzabher amlak edmen tenan yehabka fetari sltan hawey
@user-he8ys2kk2o
@user-he8ys2kk2o 2 года назад
እግዚአብሔር አምላክ ይመስገን ሰላምታካ ይብዛሕ ክቡር ሓውና ስልጣን 👏 ይገርም እዩ እግዚአብሔር አምላክ መስተወዐሊ ልቦና ይሃበና 🤲 ናዓና ኣብ እምነትና የፅነዐና🤲 ናዓቶም ድማ እግዚአብሔር አምላክ ናብ ልቦም ይምለሶም ይቅረ ይበለሎም 🤲
@mahi_YouTube_
@mahi_YouTube_ 2 года назад
እግዛኣብሄር ይመስገን ክቡር መምህርና ቃል ህይወት የስመዐልና ልቦና ይሃቦም እምበር😢😢😢 ዊይ ስልጣና ሓውና ንስካስ እባ ኣይትሕመም🙏🙏🙏🙏
@user-ck2kx6ld1x
@user-ck2kx6ld1x 2 года назад
Amen amen amen 🙏 kal hiwet ysmealina memhirey egzabiher amilak xegaeu ybzahalika
@artflow216
@artflow216 2 года назад
እግዚአብሔር አምላክ ይመሰገን በእዉነት ቃል ህይወት የሰመዕልና ሰልጣን ሓዉይ እግዚአብሔር አምላክ ፀጋው ይብዘሐልኽ አሜን
@aaammm7657
@aaammm7657 2 года назад
በእውነት ቃል ህይወት ያስመዕልና ክብር መምህርና በዕድመን በጥዕና ይጠብቅልና
@misganagebreyesus7438
@misganagebreyesus7438 2 года назад
Amen amen 🙏 kale hiwet yesmalna sltan hawna
@user-ec9nj4yh6y
@user-ec9nj4yh6y 2 года назад
እግዚኦ መሃረና ክርስቶስ ኣምላኽ ብዓይኒ ምሕረቱ ይጠምተና!!!
@akezaberhe6216
@akezaberhe6216 2 года назад
እግዚኦ ማሓረና ክርስቶስ አታ አምላክ አቦይ ሐዝስ ጨንቁና ንገብሮ ስልጣን ሓዉና በሓቅ ቃለ ህይወት ያስማልን ፀጋኡ የብዘሐልኻ
@user-kn5it6zs9f
@user-kn5it6zs9f 2 года назад
እንኾዕ ዳሓን መፃካ መምህረይ እግዚአብሔር ኣምላክ ፀጉኡ ይብዘሐልካ ቃል ህይወት የሰመዐና🙏
@mebrihitmahray414
@mebrihitmahray414 2 года назад
እግዛኣቢሄር ኣምላክ ዘስትውዕል ዓይነ ልቦና ይዓድለና ቃል ሂወት የስማዓልና ኩቡር ሓውና
@user-sx2pu8hh1u
@user-sx2pu8hh1u 2 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜንንን ቃለሂወት የስመዓልና ክቡር ሓውና ስለትምህርትኻን ኣግልግሎትካን የቀንየልና ፀጋኡ የብዘሐልካ
@tsgeenderitawitgaltewahedo5305
@tsgeenderitawitgaltewahedo5305 2 года назад
እግዝኦ ማሓረና ክርስቶሰ ቃል ሂወት የስምዐና ክብር ምምህርና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ክብር ሓውና❤💛❤🙏🙏🙏
@user-hk1wm9vl4r
@user-hk1wm9vl4r 2 года назад
እግዚኣብሔር ይመስገን ክቡር ሓውና ስልጣን እንካዕ ደሓን መፃካ ናይ ሎሚ ትምህርቲ እማ ባለ ሉ ዝኣመነ ምስክር ዘየድልዮን እዩ ባዕሎቶም ኣምኖም ናይ እግዚኣብሔር ስራሕ ድንቂ እዩ ቀስ ብቀስ ይፈርሶም ኣሎ። ስልጣን ሓውና ቃል ሂወት የስምዐልና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ ይባረክ ።
@dngleyadefkri.441
@dngleyadefkri.441 2 года назад
Amen kalhiwet yesmalna hawnan memhrnan Sultan 🙏 amlak edmen tinan yhabka hawey bruk
@user-hx4uc3pv2d
@user-hx4uc3pv2d 2 года назад
እግዚአብሔር አምላክ ይመስገን ሰላምካ ይብዛሕ በክርስቶስ ክብር መምህርና ፀጉኡ ይብዝሓልካ እዋይ ዝገርም እዩ እግዚአብሔር አምላክ መስተውዓሊ ልቦና ይዓድለና ተመስገን አምላክ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ሃይማኖትና ንዘልአለም ትንበር አሜን (3)
@maryamaadogoytaykyoneyfre2452
@maryamaadogoytaykyoneyfre2452 2 года назад
እንካዓ ብሰላም መፃእካ ክቡር ሓውና ስልጣን ከሰተ ወታደር ክርስቶስ እግዚኣብሔር ኣምላክ ፀጋ ኣብ ልዕሊ ፀጋ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ እግዚኦ ማሓረና ክርስቶስ እግዚኣብሔር ኣሞላክ እስራኤል ዓይነ ልበኖኦም ኣብርሀሎም ኣብታ ቅንዕትን ቅድስትን እምነትና ተዋህዶ ኣፅንዐና 🤲🤲🤲✝️✝️✝️🙏🙏🙏⛪️⛪️⛪️
@user-dt8og2du4q
@user-dt8og2du4q 2 года назад
ኣታ ኣምላኬ ካብዚ ዝኸፈአ ከይተስመዐና ኣሜን ኩቡር ስልጣን ሓውና ደሞ እግዚአብሔር ኣምላክ ወሲኹ ፀጉኡ የብዘሐልካ ኣሜን ዓስብኻ ይኽፈልካ ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@lalembatsehaie6609
@lalembatsehaie6609 2 года назад
ቃለ ህይወት የስምዓልና ክቡር ወድናን ሓውናን ስልጣን ከሰተ። ንትገብሮ ጻዕሪ ኣምላኽ ጸጋኡ የብዝሓልካ። ንዓና ድማ ንኹልና ብምስትውዓልን ብንቕሓትን ኣብ እምነትናን ሃይማኖትናን ተጊህና ንኽንሰርሕን ጠጠው ክንብልን ኣምላኽ ብዓይኒ ምሕረቱ ጠሚቱ ዓይነ ልቦናና ክኸፍተልና ንለምን።
@user-vk3yg1tz5y
@user-vk3yg1tz5y 2 года назад
መምህረይ እግዚአብሔር ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን የሃበልና ናዓቱም እዉን እግዚአብሔር ናብ ልብም ይምለሶመ ኣ ጎይታ ማሓረና ይቅረ በለልና 😭😭ተመሰገን ኣምላኽይ ኻባካ ምፍጣረይ ሓደራካ አዶ ጎይታ ማርያም ምንጪ ናይ ልበይ
@user-ev7ts5mt4c
@user-ev7ts5mt4c 2 года назад
እግዝአብሔር ይመስገን እንኳዓ ዳሓን መፃእካ መምህረይ እግዝአብሔር ብመገዱ ይምረሐና 😢 በስመአብ ህዝብና ከይፈለጠ ይጡፍእ ኣሎ 😢💐
@lemlem5552
@lemlem5552 2 года назад
እግዚአብሔር አምላክ ይመስገን ሰላምካ ይብዛሕ ስልጣን ሓውና ዓይኒካ ውን ምሕረት ያውረደልካ ቅዱስ እግዚአብሔር አምላክና ጸጋ በረከቱ ያብዘሐልካ ናይ ተዋህዶ ዑንቅ አብ ኹሉ እትሰረሑ ድንግል ማርያም ምስካ ቱኽን ኣየየ ጉዱ ስብ ዓሻ ዲግንዘብ ብልኽ ዳዳይኽን መንግዲ ኪእቶዋ ባሓቂ አብዛ ቁንዑት ሃይማኖትና ኣፀንዐና ፈጣረ ኹሉ አለም ዳኣታቶም እውን እግዚአብሔር ይድረስሎም ጸላእ ስናያት ይጫዋቶም አሎ ኣይይይይ
@user-do8fb6ft9g
@user-do8fb6ft9g 2 года назад
ብሓቅ ቃለ ህይወት ያስመዐልና ጸጋኡ ያብዘሐልኻ ስልጣን ሓወይ ልቦና ይሃቦም ንሕናውን በሃይማኖና ያጽነዐና አሜን ስልጣን ሓወይ ሓደ ጥያቄ ክጥይቀኻ መልሰለይ ብናይና መጽሓፍ ቅድስ ንአብነት በናቅድስ ሚካኤል ድርሳን ዘሎ ፀፀፀፀፀፀፀ ዝውል ዘሎ ትርጉሙ አረደአኒ 🙏💟
@Dan-ln6rg
@Dan-ln6rg 2 года назад
ንሱ ድኣ ቅዱስ ኣስማት ሕቡእ ሰም ናይ እግዚአብሔር ዝሃቦ እዩ
@user-bc7kv4jw9o
@user-bc7kv4jw9o 2 года назад
@@Dan-ln6rg ፀፀፀፀፀፀፀ 6 አሎ አብ ናይ ቅድስ ሚካኤል አሎ ክብራተይ ካሊኢ ግን የለን አባና 👏
@user-bc7kv4jw9o
@user-bc7kv4jw9o 2 года назад
አብ ድርሳን ቅድስ ሚካኤል አሎ ሞ አሕዋተይ 6 ግዝየ ፀፀፀፀፀፀ ዝብል ናይ ምንታይ አዩ ትርጉሙ አርዱኡና ትፈልጡዎ ክብራተይ
@user-gb1yu6td3x
@user-gb1yu6td3x 2 года назад
እግዚኣብሔር ይመስገን እንኳዕ ዳሕን መፃእካ እግዚኦ ማሓረና ክርስቶስ እግዚኣብሔር ኣምላክ ልቦና ይሃቦም
@ghgh1225
@ghgh1225 2 года назад
ብስም ሰላሴ እግዚኦ መሃረነ ክርስቶስ ከፍርሕ እቲ ፅሑፍ😭 ቃል ህይወት የስመዐልና ክቡር ሓውና
@rgibirgibi3263
@rgibirgibi3263 2 года назад
አግዝዮ መሓረና ኩሩስተስ ከመይ ዘበለ ነገር አዩ ይቅረ ይበለልና አምበር ዝገርም አዩ
@nevergiveup6747
@nevergiveup6747 2 года назад
እግዚአብሔር ይመስገን ስልጣን ሓውና እንካዕ ብሰላም መፀካ ደሞ ኣስሒቅካኒ ኣዮካ ኣንጋግየካን ኢና ስለቲ ትምህረና ድማ ኣምላክ ፀጋ በረከቱ የብዝሐልካ ዝሓወይ🙏🙏🙏🙏🙏
@brhanwejerat516
@brhanwejerat516 2 года назад
እግዛብህር ኣምላክ ብመንገድኻ ምርሓን 🙏🙏🙏 ኣቤት ማሓረን እግዝኦ 💔😭
@sisaysisay7526
@sisaysisay7526 2 года назад
kale hiwet yesmaalna kbur hawna egziabhur Amlak kabzi ysewrena
@user-nm5kw3tw7u
@user-nm5kw3tw7u 2 года назад
ባሓቂ ሰልጣኑየ ቃል ሂወት የሰመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልካ👏👏👏🥰🥰🥰
@user-vz8pd9or7x
@user-vz8pd9or7x 2 года назад
_እግዚኣብሄር ይመስገን ሰላምታካ ይብዛሕ እንካዕ ብሰላም መጻእካ መምህረይ💙💛_ _ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ኣምላክ ጸጉኡ የብዘሐልካ መምህረይ🙏💚_
@user-kg9qm7ew9c
@user-kg9qm7ew9c 2 года назад
ሰልጣን ሓዉና መምህርይ ቃለ ህይወት የሰምዐልና ክብርይ
@samerahsamerah6871
@samerahsamerah6871 2 года назад
እግዚአብሔር ኣምላኽ ይመሰገን::ክብርመምህረይሰልጣነይ::እንታይኮይንካዓይንካ ሰልጣንሓወይ::እግዚአብሔርኣምላኽምሕረት የዉርደልካ::ንሰካሰ ኣትሕመመና እባ::ኣብ ትሕቲእግዚአብሔር መራሒመገድና::ኢኻ✅ቃልሂወትያሰመዐልና::ሰልጣነይ::ፀላኣና ቸቸቸቸቸቸሸሸሸሸሸሸ ይበል?😭ዓይኒ ልቦኖኦም ይክፈተሎም መዳሓኒኣለም ኣቦይ::
@jgddhccc3011
@jgddhccc3011 2 года назад
እግዝዮ መሓረና ክርስቶስ (12) መእንተ እግዝእትነ ማርያም መሓረና ክርስቶስ (12) ቃል ህይወት የስመዐና ስልጣን መምህረይ እግዚአብሔር አምላክ ፀጋን ጥበብን የብዘሐልካ ኣሜንንንን
@hffgtt9869
@hffgtt9869 2 года назад
እግዚኦ ተሳሃለነ እግዚኦ ተሳሃለነ እግዚኦ ተሳሃለነ ኦ ጎይታ ማሓረና ይቅር በለልና ኦ ጎይታ ማሓረና ይቅር በለልና ኦ ጎይታ ማሓረና ይቅር በለልና 🙏🙏🙏🤲🤲🤲☝️ ቃል ሂወት የስመዕና ኩቡር ሓዉና ፅጋ በረከቱ የብዘሐልካ እግዚአብሔር ኣምላክ ንዕኦም ድማ ዓይነ ልቦነኦም የብረሀሎም እግዚአብሔር ኣምላክ
@frealem9684
@frealem9684 2 года назад
ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡር መምህርና ፀጋኡ የብዘሐልካ እግዚአብሔር አምላክ እግዚአብሔር አምላክ ናብ ልቦናኦም ይምለሶም ኣቤት መናፍቃን መዳናገርቲ በስምአብ ኢሎም ከዓ ጀሚረምዎ😭👏
@berihuhaile6935
@berihuhaile6935 2 года назад
Kalehiwet yesmalna, egziabher amlak mihretu yilakelna, Amen.
@user-ty6qs9mg7m
@user-ty6qs9mg7m 2 года назад
ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ጸጉኡ የብዘሐልካ ክቡር ሓውና እግዚአብሔር ኣምላክ ምሕረቱ ይዉረደልና
@user-ld6bt8dp2g
@user-ld6bt8dp2g 2 года назад
እግዚአብሔር ኣምላክ ይመሰገን ክቡር መምህርና🕊 ብሓቂ እግዚአብሔር ኣምላክ መሰተውዐሊ ልቦና ይዓድለና እምበር ጉድዩ እግዚአብሔር ኣምላክ ብዕድመን ጥዕናን ይሓልወልና ክቡር መምህረይ🕊👏ብሓቂ ቃለ ህይወት የሰመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልኩም ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም እግዚአብሔር ኣምላክ ይባርከልኩም🕊👏
@swswits3249
@swswits3249 2 года назад
እግዚ ኦ ማሓረና(፫) 😥 እግዝብሔር ወሲኩ ጥበብ ያዓድልካ መምህረይ ቀፅለሉ ንዞም ጠንቆልቲ ምሸጥሮም ያቃላዓሎ እየ ድንግል ማርያም ምሳካ ትኩን💓
@nseemalshahrani9250
@nseemalshahrani9250 2 года назад
አሜን አሜን አሜን ቃል ህይወት ይሰመዓልና እግዚአብሔር አምላክ ፀጉኡ የብዘሓልካ ስልጣን ሓወይ ንዕም ዶሞ ናብልቦም ይምሎሶም
@emnet93
@emnet93 2 года назад
በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅድስ አሃዱ አምላክ አሜን 🙏 ክብር መምህርና እንካዕ ብሰላም መፃኻ 🙏 ኦ ጎይታ ብየማን መንገዲኻ ምርሓና 🤲🤲🤲 አግዝኦ መሓረነ ክሪስቶት 😢🙏🙏🤲🤲🤲
@user-xr5yx6kk6z
@user-xr5yx6kk6z 2 года назад
እንካዕ ብስላም መፃእካ ክቡር ሓውና ስልጣን እግዚአብሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፀጉኡ የብዘሐልካ አምላክ ዘስተዋዕል ልቦና ይዓድለና ✝️
@Asa-kg1xq
@Asa-kg1xq Месяц назад
ብሓቂ ቃለ ህይወት ያሰመዐልና እግዚአብሔር አምላክ ፀጋኡ ያብዘሐልኻ እግዝኦ ማሃረና ክርስቶስ ❤❤❤
@user-nu8qz1wm6v
@user-nu8qz1wm6v 2 года назад
ብሓቃ ቃል ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልካ ክብር ሓውና✝️
@luamfusim4346
@luamfusim4346 2 года назад
Kill Hewitt yesmalen
@user-vr6qd9fu3n
@user-vr6qd9fu3n 2 года назад
እንካዕ በሰላም መፃካ ስልጣን ሓውና እግዚአብሔር ዘበንካ ይባርክ❤ 🙏🙏🙏
@tesfamariam2155
@tesfamariam2155 2 года назад
እግዚአብሔር ይመስገን እንቃዕ ደሓን መጻእካ መምህር ሱልጣን
@tigraweytieyegalzomjeganuz676
@tigraweytieyegalzomjeganuz676 2 года назад
Amen amen amen qalehiwet yesmeana KBR hawuna nay bahaqi mehzeni 😢
@sarahsaa887
@sarahsaa887 2 года назад
እግዚአብሔር ይመስገን ሰላምታካ ይብዛሕ ክብር መምህርና ብሓቂ ቃለሂወት የስመዐና ፀግኡ የብዘሐልካ እግዚአብሔር አምላክ ዋይ ዞም ሓሰውቲ ኮምዙይ ላበሉ ሰብ የታልለዉ እግዚአብሔር አምላክ ናብ ልቦም ምለሶም
@user-ns4el4km6z
@user-ns4el4km6z 2 года назад
እግዚ ኦ ማሓረና ክርስቶስ. ሓሶት ልማዶም ቃል ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልካ ሰልጣን ሓወይ
@nebyatmarcj5048
@nebyatmarcj5048 2 года назад
Amen Amen Amen
@user-yt9zo9sx6n
@user-yt9zo9sx6n 2 года назад
እግዚአብሔር ኣምላክ ጽግኡ የብዛሓልካ ስልጣነይ እተ እቶም ገበርቲ እከይ ፍርዲ ክቅበሉ እዮም ኩሉና ጽባሕ ኣብ ቅድሚ ኣምላክ ክንቆውም እና ኣዛሄል
@user-ee6sx6zx5c
@user-ee6sx6zx5c 2 года назад
ማይ ላሰተኹ ነይረስ ተሓኒቀ ብሳሓቅ 😂😂😂😂ቃለ ሂወት የስመዐልና መምህረይ 🥰🥰🥰
@saronsaru4466
@saronsaru4466 2 года назад
ብኡነት ኣነስ ሓንሳብ ይስሕቅ😂ሓንሳእ ድማ ይግረም😂ኣምላክ ይቅረ ይበለለይ እምበር ኣምላክ ኣብታ ፅንዕቲ ቤቱ የፅናዓና🙏
@user-bv4tb3mq3z
@user-bv4tb3mq3z 2 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@user-ez4zu9uk3l
@user-ez4zu9uk3l 2 года назад
ኣነ እዉን ሳሓቃ መይተ
@kidandebesay5335
@kidandebesay5335 2 года назад
Amlak xegu Yebzhalka Seltan hawey 🙏🙏🙏
@user-gk6gl6oj9h
@user-gk6gl6oj9h 2 года назад
እግዚእብሔር ይመሰገን ሰላምኩም በክርሰቶሰያብዛሕ ደቂ እመብርሃን ብሓቂ ቃል ህይዉት የሰመዐልና ክብር ሓውና ፀጋኡ ያብዛሕልኻ እግዚእብሔር እመላእክ ጦንቓልሰ አይኸንይ ደ ሰብ ደዋዑሉ አይፈልጠይ ከብል እዮወአይሰ ልቦና ይሰጣቸው
@netsanetabreha154
@netsanetabreha154 2 года назад
እንኳዓ ሰላም መፂካ ክብር ሓውና ቃለ ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልካ እግዚአብሔር አምላክ አርቶዶክስ ተዋህዶ ንዘላአለም ቱኑር እግዚአብሔር አምላክ አብዛ ቅድስቲ ዝኮነት ቅንዕቲ ዝኮነት እምነትና የፅንዐና እግዚአብሔር አምላክና አሜን ከምኡ ያ ዝገብርሲ ከምኡ ይነግር ናይ ባዕልምስ ንዓና ይገርም እዩ ። መስተወዐሊ ይሃቦም
@albadr2531
@albadr2531 2 года назад
ዋይ ሰልጣነይ ኣምላክ ምሕርት የውርደልካ ሓወይ ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን የሃብካ ናዓኣቶም ደማ ልባና የሃቦም ስለሰጣነይ ጅግና ብኣማርኛ ሙፁ ብገለ ሙፁ ምሕላፍ ከሊኡኩም ክክክክክክክ ጅግና ናይ ተዋህዶ ዕኑቂ
@user-lv6yk9kz2p
@user-lv6yk9kz2p 2 года назад
እግዚአብሔር ይመሰገን እንካዕ ሰላም መጻኻ ክቡር ሓወና
@user-jw9tk6mh8q
@user-jw9tk6mh8q 2 года назад
እግዚአብሔር ይመስገን መምህረይ ሰላምካ ይብዛሕ ክቡር መምህረይ ጸጋኡ ያብዘሐልካ እግዚአብሔር ኣምላክ💞💞💞✝️
@user-ks9nm1dm8m
@user-ks9nm1dm8m 2 года назад
ብሓቂ ቃል ህይወት የሥመዐልና ጸጉኡ የብዘሐልካ መምህረይ ስልጣኑ እግዚአብሔር ኣብ ኦሮቶዶክስ ተዋህዶ ሃይማኖት የፅንዐና ኣሜን፫🤲🤲🤲
Далее
Дарю Самокат Скейтеру !
00:42
Просмотров 583 тыс.
小天使和小丑离家出走#short #angel #clown
00:36
ሓቂ ዝፈቱ ይስማዕ
11:48
Просмотров 4 тыс.
መልእኽቲ ናብ ኣዋልድ ክርስቲያን
23:24
🍁 Поверил в себя
0:19
Просмотров 1,7 млн