Тёмный

ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 🔵VOATigrigna Daily Show 24 June 2024 

VOA Tigrigna
Подписаться 40 тыс.
Просмотров 1,5 тыс.
50% 1

00:00 - መእተዊ
00:58 - ኣብ ናይ ሎሚ ፈነወ - ኣብ ኣርባዕተ ክልላት ኢትዮጵያ ዝተኻየደ ምርጫ
07:46 - ኣብ ከተማ መቐለ ተመዛበልቲ ሰልፊ አካይዶም
21:10 - ምቁር ድንሽ -- ሃብታም ትሕዝቶ፡ ዘይተለምደ መግቢ
00:00 - Intro
00:58 - Regional election in four regions of Ethiopia
07:46 - IDPS in Mekelle demonstration
21:10 - Interview on sweet potato dietry habits
🔵VOATigrigna Daily Show
🔵 VOA broadcasts regional and international news and programs to Eritrea, Ethiopia and the rest of the world.
#eritrea #ethiopia #dietryhabits #election2024
» ሳብስክራይ ድምጺ ኣሜሪካ ቋንቋ ትግርኛ: bit.ly/3u1DtWs
» ንተወሳኺ ቪድዮታት ንናይ ዩቲብ ቻነልና ተኸታተሉ: ru-vid.com/show-VOATi...
ድምጺ ኣሜሪካ ሓደ ካብ ዓበይቲ ዓለለኸ መሓውራት ዜና ኣሜሪካ ኮይኑ ዜናን ሓበሬታን ብ40 ቋንቋታት ን236.8 ሚልዮን ሰሙናዊ ሰማዕቲ ይበጽሕ:: ድምጺ ኣሜሪካ ትሕዝትኡ ብራድዮ: ቲቪን መርበብ ሓበሬታታትን ይዝርግሕ:: ትሕዝቶ ድምጺ ኣሜሪካ ብናይ ቴሌፎን ኣፕን ማሕበራዊ መራኸቢ ብዙሃንን’ውን ክርኸብ ይክኣል:: ብተወሳኺ ብሳተላይት: ብቴሌቭዥን ማእከላይን ሓጺር ማዕበል ሬድዮ ይመሓላለፍ::
ድምጺ ኣሜሪካ ኣብ 1942 ዝምስረት ጀሚሩ ኩሉ መዓዝናዊ ሸፈነ ዘለዎ ሓቀኛ ሓበሬታ የመሓላልፍ:: ኣብ እዋን ካልኣይ ኹናት ዓለም:ዝሑል ኹናት: ኹናት ኣንጻር ግብረሽበራ ከምኡ’ውን ኣብ መላእ ዓለም ንዘሎ ቃልሲ ንናጽነት ድምጺ ኣሜሪካ ኣብነት ናጽነት ፕረስ’ዩ::
» ንተወሳኺ ሓበሬታ መርበብ ሓበሬታና tigrigna.voanews.com
» ማሕበራዊ መራኸቢ ፌስቡክ / voatigrigna
» ኢንስታግራም / voatigrigna
» ትዊተርን / voatigrigna ክትከታተሉና ትኽእሉ::

Развлечения

Опубликовано:

 

9 июл 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 3   
@bereketgebre4685
@bereketgebre4685 15 дней назад
👍👍👍👍👍👍
@Abraha-zr4bl
@Abraha-zr4bl 15 дней назад
Hzbi aretra tmet ymeswt alo mengsti yeblnan ebud kelbi eyu
@kidanehabteselassie7043
@kidanehabteselassie7043 15 дней назад
ጣብያ ዝብል ቃል ክፍሊ ናይ ትግርኛ ድዩ?
Далее
ዳህሳስ መድያ
Просмотров 53
Gere emun part 184 | ገሬ እሙን ክፋል 184
41:01