Тёмный

**8ይ ክፋል| ፍሽለት ቀዳማይ ወራር ወያነ - ሰነዳዊት ፊልም - 30 ዓመት መኸተ ልኡላውነትን ህላዌን | ERi-TV 

Eri-TV, Eritrea (Official)
Подписаться 557 тыс.
Просмотров 112 тыс.
50% 1

Part 1 = • **1ይ ክፋል| ምውሓስ ናጽነት - ...
Part 2 = • **2ይ ክፋል| ቀዳሞት 7 ዓመታት ...
Part 3 = • **3ይ ክፋል| ግፍዒ ጃንዳ ወያነ ...
Part 4 = • **4ይ ክፋል| ምስጋር ዓዲ ምሩግ ...
Part 5 = • **5ይ ክፋል|ምስምሳት መራሕቲ ወያ...
Part 6 = • **6ይ ክፋል| ሃንደበታዊ መጥቃዕቲ...
Part 7 = • **7ይ ክፋል| ቅሉዕ ወራር ወያነ ...
ERi-TV, Eritrea - 8ይ ክፋል| ፍሽለት ቀዳማይ ወራር ወያነን ትጽቢት ካልኣይ ወራርን - ሰነዳዊት ፊልም - 30 ዓመት መኸተ ልኡላውነትን ህላዌን | ERI-TV Documentaries
Watch the entire series here:
• 30 amet mekete (30 ዓመት...

Развлечения

Опубликовано:

 

8 июн 2023

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 294   
@asmeafabri4547
@asmeafabri4547 Год назад
ታሪክና እባ ቀልጢፍኩም ኣፍልጡና ብጣዕሚ ትድንጉይና ኣለኩም ብጣዕሚ እንዳኣመስገንና ኢና❤❤❤
@saronteame6848
@saronteame6848 Год назад
ኣየ ወያነ ርእሲ ዜሮ እዚኩሉ ዋጋ ኣክፊላትና ኣሕ ክንደይ ትሓሊፉ ዘላለማዊ ዝክሪ ንሰማእታትና😢😢
@yohannesasmorom9645
@yohannesasmorom9645 Год назад
ህዝባዊ ግንባር ንወያነ ሰሪሕዋ ሕጂ ከኣ ፈንጢሕዋ ❤❤❤
@wediafie639
@wediafie639 Год назад
Yes man ❤❤❤
@eritreashikoradijeganu2039
@eritreashikoradijeganu2039 Год назад
bhaki
@sugartem1
@sugartem1 Год назад
@Yohannes Asmorom very true my brother, who defies his creator? Only a mad person will do that. And a mad person have two possible ending 1. Perish and die!! 2. End in a mental asylum!
@user-cx3bj7qn1l
@user-cx3bj7qn1l Год назад
🇪🇷ውጩ 🦁ክርኢ ከለኹ ፍሉይ ሓበን ይስመዓኒ እንቃዕ👑 ናትና ኮንካ ኣያይ ፈጣሪ ሃገር 🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ጎይታ ናደው ደንከል ባድመ 🦁ዘልኣለማዊ ክብርን ሞጎስን ንስውኣትና 🥰
@miniasghid6386
@miniasghid6386 Год назад
ዓደይ ዓዲ ጀጋኑ ❤ዉጩ ጂጊና ኤሪቲራዌ ምካና ❤የሔቢበና ኢንቃዕ ናትና❤ ኮንኩም ኪብሪን ሞጎስን ኒስዉአትና ♥️♥️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏💕
@erenasalina7411
@erenasalina7411 Год назад
ወዲ ኢታይ ንዓ ረኣያ ወያነ ተረኹምሻ። ቅሰኑ ሰማእታትና 🇪🇷❤️
@berhanetewolde3247
@berhanetewolde3247 Год назад
ኣየ'ወ ዝነበረ ዕንደራ ኣየ'ወ ዝነበረ ፈኸራ ከምዚ ሎሚ ከይተነቕለ ኣጽፋራ!
@yadel-karneshim
@yadel-karneshim Год назад
ዎውውው ወርቃዊ ሰነድ ዉጩ ጅግና❤ ኣቤት ሓሞት ንዓኻ ዝሃበ ትብዓትን ጭውነትን ክትህሉ ኔርካ ❤ 🇪🇷
@ermiassium9994
@ermiassium9994 5 месяцев назад
Nay bihaki
@taz3739
@taz3739 Год назад
ክብርን ዝኽርን ንሰማእታት ኤርትሬ ❤❤ ዓወት ንሓፋሽ ❤❤❤
@beriyewedierey8797
@beriyewedierey8797 Год назад
ክዝክሮ ውዕሎ ግንባር ቡሩየ ሓደ ብሓደ እንና ተባረረየ ንመረተይ ኣየሕልፍን እየ ግና ክነረኩም ስለዛ ክብርቲ መሬተይ፡ ላግጺ ኣይፈልጥን እየ ብባንዴራይ ዘለኣለማዊ ዝኽሪ ንስውኣትና፡ ዓወት ንሓፋሽ፡ ❤❤❤❤❤❤❤
@amlesomgawed1929
@amlesomgawed1929 Год назад
Heroes of our country Eritrea! God bless Eritrea and it's people
@samuelteame7011
@samuelteame7011 Год назад
ዋውውውው ቤላ ነዊሕ ግዜ ዝተጸበኩዋ በጃኩም ኣይተቃርጹዋ ቀጹልዋ ❤❤❤❤❤❤❤
@senayeri433
@senayeri433 Год назад
ዞም ነበርቲ ኣምብሰተገለባ ምስክር ቅድሚ ናጽነት ከይተረፈ ትግራዋይ የሳቕዮም ከም ዝነበረ ሰነድ ይምስክር ኣሎ። እቲ ትግርኛኦም ካኣ ክጸሪ። ኣብዚ ስደት ትግራይ ትስዕር ዝብሉና ዘሎዉ ብኣምብሰተገለባ ብሓፈሻ ብሰንዓፈ ዝሽቅጡ ታይ ዮም ላውዙይቡዙይ ከንፈሮም ዘይላገብ፡ ኣይ ነገር ጥዕናን ሱሳ ላታ
@robellula4655
@robellula4655 Год назад
ንካሊእኩም ሸቅጥሉ እዚ ናይ ሻዕብያ ምትላል ቀደም ፈሊጥናዮ
@user-rj7hj1ub7f
@user-rj7hj1ub7f Год назад
በጃኹም ኣይተቋርጽዋ ዛ መደብ፡ ዳርጋ ዓመታ ቀሪቡ፡ 7ይ ክፋል ምስ ሰማዕናያ፡ ካብ ታሪኽ ዝዓቢ የብልናን፡ 🇪🇷 ❤
@mehariyohanns
@mehariyohanns Год назад
10:11 😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😊😮😮😊😮
@danibrown3499
@danibrown3499 Год назад
እሞ ብረት ሒዝካ ድፋዕ ዘይትቅመጥ ። ኣንታ ባርያ ንስካ በቶም ናብ ብሓቂ ዝመቱ ኣሓትና ኣብ ገዛ ኮይንካ ዶክመንተሪ ክትሰምዕ ደለካ
@hadgu2562
@hadgu2562 Год назад
​@@danibrown3499 ታሪኽ ታሪኽ ኢዩ ኢቲሓቁ ሰለዝተዛረቡ ዲዩ ገልጠምጠም ደብለካ ደሎ ዲሩ ዑሱብ ወጃጣ ኢታቲኺኺል ኒሳ ኢያ።
@danibrown3499
@danibrown3499 Год назад
@@hadgu2562 ስቅ በል መክዘን ድንቁርና ሓሶት ንሻዕብያ ጽድቂ ኢዩ
@hadgu2562
@hadgu2562 Год назад
@@danibrown3499 ዓስታኽ ዑሱብኒወያነ ሓሶት ነወያነ ጽድቂ ኣይኮናን ዓጃል ቢኣካል ዲነበርኩዎ ዲኻ ሕጂ ሓሶት ኢዩኢልክስ ኪተዳናግረኒ ኢዚ ኒቶም ሓንቲ ደይፈልጡ ናሽቱ ቲጻውውትሎም ደለኹም ቆለውዕ በሎም ።
@fanitimilla3043
@fanitimilla3043 Год назад
Finally I have waited a year for this. Please don't interrupt us again :)
@eriwalltashow5260
@eriwalltashow5260 Год назад
ተመስገን ኣምላክ አንካዕ ሕነና ፈደና 🇪🇷🇪🇷
@mariyamawitgualadisogot1389
እንቃዕ ኤርትራዊ ኾይነ ነወለድኩ
@esutewelde1771
@esutewelde1771 Год назад
ዋውውው ሰነዳት ታሪኽ እዋይ ጀነራል ውጩ ጂግና ጀነራል ፊሊጶስ ሰብ ድርብ ስረ ናይ በሓቂ ወትሩ ዓወት ንሓፋሽ
@yoditsemere9427
@yoditsemere9427 Год назад
ህዝባዊግንባር ዓቃል፣ ኤሪቲቪ ቀጻሊ ክትርኸዎ ሓደራ፣ ሃገርና ትባረኽ❤❤❤
@eritree9794
@eritree9794 Год назад
*🌴🇪🇷ኤርትሪያ🇪🇷🌴* *ታሪኽና ሓደ ካብቶም መሰረት ክብርታትናን ሓበን ህዝብና ህላወናን ህላወ ሃገርና ጋህዲ ዝገበረ ብቅያን ጅግንነት ተወፋይነት ሓቂ ዝዕጥቁ ስለዝኾነ ይነገር ይተንተን ይሰነድ ይተርጎም ። EriTv በቲ እተቅርብዎ ዘለኹም ልዑል ምስጋና ይብጻሕኩ ፣ ሓደራ ይቀጽል ->* *✌ጥሙራት አብ ማሕላ ሓንቲ ሰንደቅ✌*
@ridwanabdalla2245
@ridwanabdalla2245 Год назад
The best documentary.Please 9ይ ክፋል ኣብ ዝሓጸረ ግዜ....ከሙኡ ውን ፍሉይ ምስጋና ንኣዳለውቲ እዚ መደበ.
@daniboy6169
@daniboy6169 Год назад
ብጣሚ ጽቡቅ ከምዚ ገሩም ነዚ መንእሰ ታሪኩ እንተዘይ ኣፊሊጥካዮ መሳሪሒ ናይ ካንሰር ዞኮኑ ክልል ይከዉን ። ብዝኮን ኣይትደንጉይና ኢኩም ❤ ዘለናዩ ቅንያት 20 ሰነ ኢዩ እሞ ሰማታትና ኩሉ ግዜ ኣብ ልብና ዓወት ንሓፋሽ
@helenberhane7113
@helenberhane7113 Год назад
I was born and raised iin Ethiopia and ንእሽተይ ስለዝነበርኩ እንታይ ወያነ ይገብር ከምዝነበረ ኣይፈለጥኩን ደሓር ልብ ምግባር ምጀምርኩ ስድራቤተይ ክነግሩኒ ጀሚሮም ሕጂ ከኣ ኣብ ማስ ሚድያ ብዙህ ታርኽ ኤርትራ ክመሓር ጀመርኩ በጃኹም keep up the good job ከምዚ ከማይ ኣብ 🇪🇹 ዝተውልዱ ኣብ ደገ ድተወልዱ ነኣሽቱ ብትግራይ ጌሮም ዝወጹ ኣብ ትግራይ መኣስከር መርዚ ታሪኽ ወያነ ድስተዩ ብዙሓት እዮም ሓደ ሓደ ትሰምእ ፕረ. ኢሳያስ እዩ ውግእ መጀመሪያ ከፊቱ the government Eritrea is the one who deported the people of Tigray first ዝብሉ ኣለው እዚ ብቀሊሉ እቲ ብጣእሚ ዝገርም ክሳብ ተጋሩ ኢና ታሪኽ ከምኡ እዩ ደርእየና ድብሉ ብዙህ መንስያት ተፈጥሮም ብዙህ ጌጋ ተማሂሮም ክሳብ መጽሓፍ ፅሒፎም እዮም ንሶም መብዛሕቱ ይምለስ ኣሎ ኣብ 🇪🇹ያ ርኢናዮ ናይ ናፅነት በኣል ዝሓለፈ ሰሙን ድነበረ ርኢናዮ ኢና ግና ስቅታ ኣይትምረጹ ዶንጊኹም ኢኹም ኹሉ ታሪኽ ኤርትራ ምምሃር ከምዚኣ ቀጽልሉ 🇪🇷❤️🇪🇷.. Sorry my Tigrigna is not perfect hope you will understand it. Awet NEritrea 🙏Awet N'Hafash!!
@natnaelnega1169
@natnaelnega1169 Год назад
❤❤❤❤
@efremmebrahatu8682
@efremmebrahatu8682 Год назад
❤❤❤naybhaki ageltsa kab kadre nlaali eka btgrgna geltskaya btami enifieti helen ❤❤❤
@rehasetesfalem8680
@rehasetesfalem8680 Год назад
Bravo 👏 zhaftey xbuk gelixkyo
@sabatekle1992
@sabatekle1992 Год назад
አጆኺ አይትሰከፊ ጽቡቅ ትግርኛ ኢኻ ትዛረቢ ተባረኺ
@helenberhane7113
@helenberhane7113 Год назад
@@natnaelnega1169 hawey thank you ❤️
@momona369
@momona369 Год назад
Great ❤ይበል ሰነድ❤👈
@biniamtesfazghi8181
@biniamtesfazghi8181 Год назад
Please we have to hear many more like this
@edkihaedkiha9640
@edkihaedkiha9640 Год назад
God bless Eritrea, its leadership and its people . As human being overtime tend to forget the past , and for this new social media generation to learn the facts , please keep on posting more from your archives . United we stand divided we fall. May all our gallant Martyrs Rest In Peace .
@meheretgilamicheal9520
@meheretgilamicheal9520 Год назад
Awet Nihafash Deki Eriay lord bless Eritrean and all Eritrean people 🌹🌹👍👍👍👍🙏🙏🙏❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏
@hareguyemane9075
@hareguyemane9075 Год назад
I am proud to be Eritrean,God bless Eritrea and Eritrean People Awet Nhafash 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🏾🙏🏾🙏🏾
@erenasalina7411
@erenasalina7411 Год назад
ሰነዳት ታሪክ ክድንጒ የብሉን። ብዘተካእለ መጠን ክሳብ እዚ ናይ 2020 ደሎ ኩሉ ክንገር ኣለዎ ።
@geriegerie503
@geriegerie503 Год назад
ወያነ ስልጣን ምስ ሓዘ ኣብ ኢትዮፕያ ንዕቀት ነሩዎ ኣብ ልዕሊ ኤርትራ።
@dahlak8721
@dahlak8721 Год назад
ወያነ ሓሳድ ብዕልግቲ ዉድብ ዓድዋ
@rezeneweldegebriel6196
@rezeneweldegebriel6196 Год назад
ማለሊት ሓንኪረን ሓንኪረን ኣብ መወዳአቱ ግን ተሓንኪራ ተለዊሳ ኣብ መወዳእታ ግለት ኮይና ። ወትሩ ዘለኣለማዊ ዝኽሪ ንሰማእታትና✊🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷
@eritreashikoradijeganu2039
@eritreashikoradijeganu2039 Год назад
Zgerm EU Weyane meAweyt
@dawitberhane6484
@dawitberhane6484 Год назад
ክብርን ሞጎስን ንስዊኣትና 🇪🇷
@user-il8ch3it8w
@user-il8ch3it8w Год назад
አንታይ አሞ ክንገብር፣ቆንጠተፈ ዝኮኑ ሐሳዳት ጎረበት ረኪብና፣ዕድል ኣይገበርናን አዚኦም ጎረበትና ዝኮኑ።
@selehaile3895
@selehaile3895 Год назад
ሓጢያት ጃንዳ ማለሊት ብሕጽር ዝበለ፡ 1• ኤርትራዊ፡ ኣራት ኪሎ ምስ ኣደየባ ጠሊማቶ፡ 2• ንጎይቶታ ከተሳሲ፡ 3-ወራራት ኲናት ወሊዓ፡ 3• ክሳብ ባረንቱ - ዝነበረ ራስያን ዝምታን፡ 4• ሓደ ሲሶ (1/3) ካብ ጠቅላላ ህዝቢ ኤርትራ - ተፈናቂሉ፡ 5• 19-ሽሕ ሰማእቲ - ሓድጊ ይከኣሎን፡ መላምል ዋርሳይን ኣክፊላ፡ 6• ምሕንኳል ናይ መወዳእታን ቀያድን ዉሳኔ ኮሚሽን ዶብ፡ ክሕደት ንክታማ፡ 7• ምጥሓስ ልኡላዉነት ኤርትራ - ንልዕሊ 20-ዓመት፡ 8• ዓመት መጸ ወርሓት ግንቦተ/ሰነ፡ ናይ ቃጻን ሱልካን ሽበራዊ መጥቃዕቲ፡ ዳንኬራ ኲናት፡ 9• ፖለቲካዉን ዲፕሎማሲያዉን ተነጽሎ ኤርትራ፡ 10• ስሉሳዊ ኪዳን - የመን/ሱዳን/ኢትዮጲያ፡ 11• ምድኻም ቁጠባ ኤርትራ፡ ምሕናቅ ናቕፋ፡ 12• ከቢድ ገበን ፍልሰት - ምዙቋቅ ህዝቢ ኤርትራ፡ 13• ብስም ቅልዉላዉ ሶማል ንኤርትራ ገንሸል ምግባር፡ 14• ክልተ ተኸታተልቲ - ናይ ዓሎቕ እገዳ፡ 3ይ-ፍሹል፡ 15• ምፍብራኽ ግርጭታትን ምርጻምን ምስ ጎረባብቲ - ምስ ሱዳንን ጂቡትን፡ 16• ኣብ መወዳእታ ከኣ፡ "ስርዓት ምቅያር"፡ ካብ'ዚ ኩሉ፡ ንህዝቢ ኤርትራ ዘሕመሞ ጉዳይ እንተሎ ከኣ፡ 17• ኤርትራዉነቱ ከም በደል ተወሲዱ፡ ንብረቱ ተዘሪፉ፡ ተዓሚጹ፡ ተከላቢቱ፡ ካብ ኢትዮጲያ ዝተሶገ - ኣስታት 90-ሽሕ ዝበጽሕ ህዝቢ ኤርትራ ኢዩ፡ እቲ እልፊ ዝተረፈ - መልእዎ
@issayasgebreindrias4984
@issayasgebreindrias4984 Год назад
thanks to Eri-tv serving the truth
@viteryosalh8306
@viteryosalh8306 Год назад
❤❤❤❤
@Hi-yb4wu
@Hi-yb4wu Год назад
Good to know Eritrean history and to keep it for generations.
@user-eo3qb3ns4c
@user-eo3qb3ns4c Год назад
Eza erey adey weladit jigna 🥰😘😘😘😘🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@Eritreashikor
@Eritreashikor Год назад
ውጩ 👑🇪🇷🇪🇷🇪🇷✊🏾✊🏾✊🏾
@tsep5647
@tsep5647 Год назад
Wow, these nation of ours are unimaginably discipline and dignified. The more you listen to our HEROES talk about what happened during the war against WEYANE, the better understanding we've about the strength and determination of Eritrea's LEADERS character. God bless our Eritrean nation and unbeatable Leaders. ❤️🇪🇷👌🙏AWET NEHAFASH and HGDEF
@user-ld9cu1rn8u
@user-ld9cu1rn8u Год назад
አነ እቲ ዘሕርቀኒ ብዙሓት ኤርትራውያን መንግስቲ ኤርትራ ጀሚርዎ እቲ ኩናት ዝብሉ ብጣዕሚየ ዝጸልኦም ። ወያኔ ሓሳዳት ገጅፍ ከብዲ ባዕሎም ጀሚሮሞስ ሓሳዳት ።ዘላለማዊ ዝኽሪ ንስውአትና።ምክልኻል ሃገር ዘለኹም ሰላምታና ይብጻሕኩም
@filywedibereka1961
@filywedibereka1961 Год назад
ብጣዕሚ ዝገርም ኢዩ ካብ መራሒ መስርዕ ክሳብ መራሒ ሃገር ንሰላም ይዝምሩ ነሮምን ኣለዉን ብጣዕሚ ገሪሙኒ ካብ ናይ ወያነ ወገን ግን እቲ ኩናት ዝወሰደ ግዜ ይውሰድ ዝወሰድ ሰብ የህልቕ እቲ ኩናት ክቕጽል ኢዩ ኢዮም ዝብሉ ኔሮምን ኣለዉን ክልተ ጫፋት ባህሪ: ምስ እዚኦም ጎሮቤትና በይናይ መለክዒ ኢና ኣሕዋት ዝኾና 🤔::
@hadgu2562
@hadgu2562 Год назад
ኤሪ ቲቪ ከምሰጊነኩም ኢዚ ሰነድ ኢዚ ኣነንከምዚኸማይ ዲበሉን ኣብዶብ የወልድና ደዓበና ኣጸብቅና ኢንፈልጦ ታሪኽ ኢካኢንተኾነ ነኣሽቱ መንኢሰያት ኤሪትራ ኣይፈልጡዎን ኢሞ ኒዚታሪኽዚ ናብህዝቢ ሚፍናይኩም ነመስጊን። ቀጺለ ካብ ቀዳማይ ኪሳብ ሻሚናይ ኪፋል ተኻታቲለዮም ቢኣኻል ዲፈልጦ ታሪኽ ብትኺኺል ሓቀዝኛ ታሪኽ። ብምሉኦም ኢዘም ጀጋኑ ኪዛረቡ ዚጸኒሑ ኒትሽዑ ዲነበረ መርገጺ መንጊስቲን ሂዝቢ ኤሪትራ በቲሓደ ኣብሊዕሊ ጎረበይቱ ሂዝቢታት ዘለዎ ኣኽቡረት ዚገልጽ ኢዪ። ቢፍላይ ኣብቲልዕሊ ኩናይ ዲነበሮ ኒሰላም ዲየት መርኣያ ዊሕሉል መሪሕነቱ ኢዩ። ወያነ ከሳብ ሕጂ ኣልብሊዕሊ ሂዝቢታት ኤሪትራን አትዮጵያን ቢፍላይ ህዝቢኤሪትራ ህዝቢ ቲግራይን ደኣጎደቶ ጺልኢ ኪሳብ ሕጂ ኣይዘሓለን ዘይኮነስ ቢዝላዓለ ቲቅጺለሉ ኣላ።
@tsegaymeharitekei8853
@tsegaymeharitekei8853 Год назад
To all Eritreans, those who strongly believe that Eritrea was born again 32 years after 30 years of hard-fought war, and through the sacrifice of over sixty thousand heroes and heroines. We have a duty to ensure our nation is looked after and guarded forever and ever. All Tigrayans are very jealous and sick to the core that we are continuing to exist as a Nation because not a single Tigrayan ever wished us to survive. Be vigilant my people and always stick up for our beautiful Nation. Tigrayans are only waiting for another opportunity to wage war against us, and it will be the final war that will put the dimwitted people to sleep forever and ever
@WarsaYYikealo1249
@WarsaYYikealo1249 Год назад
ጃንዳ ወያነ፡ኣብ ልዕሊ ህዝብናን መንግስትናን ሃገርናን መቓብር ሰማእታትናን ዓጽሞምን ትሕተ ቅርጽናን ትካላትናን ጥሪትናን ሓወልትናን ወዘተን ጥራይ ዘይኮኑ ገበን ፈጺሞም፡ኣብ ኣግራብ ሃገርና'ውን ገበን ፈጺሞም ኢዮም። ኣይረሳዕናዮን፡ ንዘለኣለም ኣይክንርስዖን ድማ ኢና! ዘላኣለማዊ ዝኽርን ክብርን ንሰማእታትና፡ወትሩ ዓወት ንሓፋሽ! 🫡🇪🇷🐪✊🏿
@hagoshabte7599
@hagoshabte7599 21 день назад
God bless Eritrea 🇪🇷 defense forces 🇪🇷 🙏 🙌 👏 💪
@user-vp6gh2wl7c
@user-vp6gh2wl7c Год назад
ኩሉ ሰደዱልና ብዙሕ ዘይንፈልጦ ኣሎ ❤❤❤❤ ክብርን መጎስን ንሰማእታትና & ን ምክልካል ሃገርና❤❤❤❤
@Abi..2Hani
@Abi..2Hani Год назад
Bejakum aytequrxewua. We learned too much thanks
@rodasabraham9101
@rodasabraham9101 Год назад
Finally… we’ve been waiting for this documentary I hope it won’t take long for other parts to be released Thank you for taking your time in putting this together it really helps a lot of us in Diaspora
@issayasgebreindrias4984
@issayasgebreindrias4984 Год назад
❤❤❤❤ ERI TV for the documentation
@hareguyemane9075
@hareguyemane9075 Год назад
Glory to our martyrs Awet Nhafash 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🏾🙏🏾🙏🏾
@yohannesgahsu1868
@yohannesgahsu1868 Год назад
ወያነ ተንኮለኛ
@mohamedsuwarez324
@mohamedsuwarez324 Год назад
Proud of you
@manutd3767
@manutd3767 Год назад
በጃኹም ከምዚ ጌርኩም ታሪኽና ንገሩና ❤❤❤❤❤❤
@alemkifle
@alemkifle Год назад
thank you so much,we need more pls
@a.t5699
@a.t5699 Год назад
Thank you, please, more
@abdulrahimabdulkadir5936
@abdulrahimabdulkadir5936 Год назад
Eritrea 🇪🇷 ❤ Pls continue aytkrasxwo Weyane dgm moyta eya....
@frehaile6298
@frehaile6298 Год назад
Thanks aytaty kbry yehebkum sle azbi Eritrean zettesewakum Sgab heji awn waletkum yehebna 🇪🇷🙏🇪🇷🙏
@HAREGU1
@HAREGU1 Год назад
Proud to be Eritrea 🌼💕👏❤️🇪🇷♥️💖
@eritreamassawaredsea358
@eritreamassawaredsea358 Год назад
Our Fathers, Mothers, Brothers and sisters they are always heroes. They bring our country from different colonialist countries and until now they protect from fascist weyane . Thank you for our fighters and best ever our hero matrayts always in our heart Victory to mass
@eritreansea5026
@eritreansea5026 Год назад
Thank you thank you thank you Eritrea 🇪🇷 kibur meninet 💪💪💪🦁🦁🦁🦁
@erilover1723
@erilover1723 Год назад
Agame nay Edom rakibatom they maret atiom etom 3 ab genbarom tawakitom mes rakowm tahabne be Shabia shabia for ever ❤
@esayastesfamariam6931
@esayastesfamariam6931 Год назад
Please be on time... i heard z previous program b4 six month.... try 2 update on z time coz we need 2 know abt our history. For example i born & raised in Ethiopia, so we like 2 hear more & more abt z past our history. Long live Eri Adey. ❤🎉 🇪🇷.
@zemselie1897
@zemselie1897 Год назад
Wuchu ksen ksen weyane tekebira eya 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️🙏
@iseyasghirmay3867
@iseyasghirmay3867 Год назад
Zelalemawi zkri n semaetatna 🕯🕯🇪🇷 Eritrea forever ❤❤
@johnheile1348
@johnheile1348 Год назад
Share በሎ ኣታ ወዲ, Share በሊዮ ኣቲ ጋል 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 🇪🇷
@gebrehiwetandemariam3687
@gebrehiwetandemariam3687 Год назад
ተቀዲሑ ዘይውዳእ ታሪኽ ሓበን ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ።
@geriegerie503
@geriegerie503 Год назад
ህዝቢ ኤርትራ ከም ወያነ ጌሩ ዝገፍዖን ዘዋረዶን ዝተላገጸሉን የለን ።
@egrimekel7054
@egrimekel7054 Год назад
ዘልኣለማዊ ዝኽሪ ንሰማእታትና ኤርትራ ❤️🇪🇷 ክብሪ ንጀጋኑ ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ ❤️ ወትሩ ዓወት ንሓፋሽ ✊🏾
@user-tg9hm3ui3k
@user-tg9hm3ui3k Год назад
Nay bhaqie xbuqe thanks janral wuch Erythrée Afrique king
@tekleweldegabr8114
@tekleweldegabr8114 Год назад
Tdinguyawa konkum, keltifkum sdedulna please next part.
@freweiniteklemariam8055
@freweiniteklemariam8055 Год назад
Ezi kitnegrwo alokum nezi nieshtey meneesy tarikna kitefie yeblun god bless eri people❤❤
@negussiesamson3020
@negussiesamson3020 Год назад
ከደምቲ ጎረቤት በጺሖምና ሓሳዳት ።
@mislalmaashow3533
@mislalmaashow3533 Год назад
King Wechu 🤴👈🇪🇷🇪🇷🇪🇷👈👈👈👈🇪🇷🇪🇷👈 I hope Mendelay made you proud 💪🏾🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@eyobtemesgen1734
@eyobtemesgen1734 Год назад
Kbrn zkrn nsematat eritrea Awet nhafash
@habtemariamdebesay2559
@habtemariamdebesay2559 Год назад
Nice wawwe kemeze dekumentare amxuna kenemharelu
@hailemehari4107
@hailemehari4107 Год назад
ነባሪ ክብርን ዝኽርን ንጀጋኑና👉❤🇪🇷❤☑️
@merhawiteshim
@merhawiteshim Год назад
Aye we ahwatey kertet elkum❤
@buruktemesgen5372
@buruktemesgen5372 Год назад
✊🏽✊🏽✊🏽✊🏽✊🏽
@Ourvision971
@Ourvision971 Год назад
❤❤❤❤❤ ታሪካዊ ሰነድ ሕዝብስዊ ግንባር በዚ በዚ ብጣኣሚ ኢዩ ዘክሩኡካ❤❤❤❤
@mathu4616
@mathu4616 Год назад
Glory to our martyrs🇪🇷🕯🇪🇷!
@SemereBereketeab-wh6qs
@SemereBereketeab-wh6qs Год назад
We are not never forget thise history
@nejathassen2480
@nejathassen2480 Год назад
ክብርን ሞጐስን ንሰማእታት ኤረትራ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏 ሞሳን ክብርን ሐበንን ንሓይልታት ምክልኻል ኤረትራ💪💪🇪🇷🇪🇷💐💐💐🌹🌹🌹ሞሳን ፅንዓትን ንመንግስቲ ኤረትራ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪💯
@AmanTekle1
@AmanTekle1 Год назад
@EriTv....🙏🙏🙏 More .... More...More Biography of these Heros 🙏🙏🙏...love to see Young General Philipos...And the Owesome General Witchuuuu🙏🙏🙏🙏🙇‍♂️🙇‍♂️🙇‍♂️🙇‍♂️🙇‍♂️🙇‍♂️🙇‍♂️🙇‍♂️🙇‍♂️🙇‍♂️
@astermartinazzo4309
@astermartinazzo4309 Год назад
Heroes of the hero God protected Eritrea forever God is watching Eritrean God is there for Eritrea nations, the truth should come before anything else brings out all dacomentary
@akilegodefay1480
@akilegodefay1480 Год назад
ሓወቦይ ጅግና ❤
@zewditekie8871
@zewditekie8871 Год назад
Tsebok serah. kemzi iu zedlyo n mensey❤
@teklehaimanotrossom1753
@teklehaimanotrossom1753 Год назад
Merhaba deqe eri 🇪🇷❤❤❤💯
@aneshaebiya5539
@aneshaebiya5539 Год назад
I really miss wuchu and sbhat efremmmm😢😢😢🙏🙏🙏💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@Amorawedigash
@Amorawedigash Год назад
Jegana qoraxat meanta wetru ab lbna neana ktblu mesewati kefilikum 🥹💪💪💪🥰🥰🥰🇪🇷🇪🇷🇪🇷zelealemaweie zkeri nswuatna 🥰🥰💪🙏
@angnga1012
@angnga1012 Год назад
Good program TV Eri
@hiyabgoytom6969
@hiyabgoytom6969 Год назад
Eritrea🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷
@snnitgezae8883
@snnitgezae8883 Год назад
Eritreawi ❤ alfi wekaru n Wuchu keqallo kelewa btami aye zgrem men kem Wuchu ❤ tarik ymskr
@hagerey9448
@hagerey9448 Год назад
ኣይገርመክን ልቺ ናይ ክሸነ ክውልዑ ዘይክእሉ እልፊ ደቓሉ ከልዕልዎ ከልው ደመይ ኢዩ ዝፈልሓኒ
@abebahabte6637
@abebahabte6637 Год назад
አይትስማዓዮ
@berhanuabderhim8767
@berhanuabderhim8767 Год назад
Thankes 🇪🇷🐪💪🙏🥰
@galerey9942
@galerey9942 Год назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@tedroshdray6061
@tedroshdray6061 Год назад
Merhaba deki halal meret 🇪🇷 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@eris934
@eris934 Год назад
Finally 😊
@mathu4616
@mathu4616 Год назад
Weyane rgumat mesta hzbi Eritrea yewurdelkum…!
@rezenegebreslasie5404
@rezenegebreslasie5404 9 месяцев назад
እሕዋት ኢና ከኣ ይበሃለለይ ሕውነት ከምዚ እንተ ኮይኑስ ክንዮው ሓጹር ይደርበ
@dana.j9062
@dana.j9062 2 месяца назад
እቲ ናይ ሰላሳ ዓመት ቃልሲ ንናጽነትናን መንነትናን ኣብ ንኡስ ዕድመ መባእታ ኣብያተ ትምህርቲ ክምሃር ይግባእ ቆልዑ ካብ ኣዝዩ ንኡስ ዕድሚኦም ኣዝዩ ጽቡቕ ጌሮም ከድንቕዎን ክርድእዎን:: ዘለኣለማዊ ክብርን ዘለኣለማዊ ምስጋናን ንኹሎም ሰማእታትናን ጀጋኑናን ስለ ኩሉ መስዋእቶምን ተጻዋርነቶምን። 💫🙏🐪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐪🙏💫
Далее
መን'ዩ ተሓታቲ?
1:00:14
Просмотров 77 тыс.